Тёмный

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 34 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -34- full - 2020 

Hanza Tube /ሃንዛ/
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 118 тыс.
50% 1

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Развлечения

Опубликовано:

 

22 июн 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 320   
@sasing2281
@sasing2281 4 года назад
ሎምዓንቲ ሰበይተይ ሓሪሳ እንካዕ ማርያም ማሓራኪ በሉለይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን like ንሰበይተይን ንወደይን ሓባ ሓባ በሉኡለይ ሰላምን ጥዕናን ንኩላትኩም እኩንኩም ምድረ ሓበሻ።
@genigalmaryamquihams
@genigalmaryamquihams 4 года назад
enkae adey maryam bselam gelageleta
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 года назад
እንካን ማርያም መሓረታ
@zafukonjozafukonjo6790
@zafukonjozafukonjo6790 4 года назад
እንኳዕ ኣደይ ማርያም ብሰላም ገላገለታ ዝሓወይ ማዓረይ እንኳዕ ደስ በለኩም
@weldu8873
@weldu8873 4 года назад
እንኳን ማርያም መሓረታ ሓራስ አንበሳ ኮይና ትውፃእ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 года назад
እንካዕማርያምማሓረታ
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ኣታ እዚ ቆልዓስ ጎቦዝ መምህር ዩ ክንደይ ህፃዉንቲ ካብኡ ከም ዝማሃሩ ትፈልጡ ዶ ብስም ኣቡሽ lik ኣጋጩዉኒ ኩሎኩም ተከታተልቲ ዳተሖሽ💖💕
@user-bs6kr9dh8o
@user-bs6kr9dh8o 4 года назад
ነዞም ኣብ ሰዴት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሕዋትና እባ ገለ በሉ በጃካትኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 4 года назад
ካብ ሰብስ መፍትሒ የለን ፈጣሪ ባዕሉ የውገሐሎም
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
@@nevergiveup3251 አሜን
@rahwaabrahaley701
@rahwaabrahaley701 4 года назад
በጃኹም መንግስቲ ትግራይ ኣበይ ኣሎ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንእሱራት ሱዑዲ ዓርብ ዘለው መናኣስይ ይሃልቁ አለው እወይ እወይ እወይ እወይ እውይ እውይ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Egzabiher mseatom ykun ahwatey
@user-gw2fc7gg7c
@user-gw2fc7gg7c 4 года назад
ብትክክል!!!
@user-lv8dk9ev6n
@user-lv8dk9ev6n 4 года назад
ኣቱም ሰብ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ ዝሕግዘና ኣጉል ፈኸራን ትዕቢትን ገዲፍና ንመንግስቲ ድምፂ ንሃብ ኣብ መቀለ ንዝተሸጎጡ መንግስቲ ማለት ዓቢ ጌጋ ዩ
@selamselam6193
@selamselam6193 4 года назад
ብትክክል ፍትሒ አብ እስርቤት ሱዑዲ ዓረብ ዘለው ኣሕዋትና
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
አይ እዙ ጊዜ ክሓልፍ ዶኾን ይኾን😢😢😢ምስ አደዋይ ክረኽባ ስደት ረሳሕ 😢😢አብ ዝሃለኹም ሃሊኩም/ክ ናይ ቅድስቲ ኪዳናምህረት ትሓልዉኩም ተጋሩ ፍትሒ እኡሱራት የመን ሱዑዱን ተካሩ ዓይነይ ሕማቅ ሪኡ መርዓት ዓይኖም ፈሲሱ ፍቲሒ ክረኽቡ ንደሊ ኢና እትብሉ like ከምኡ ድማ ጥቅዓቲ ደቂ አንእስቲዮ ጠጠዉ ይበል ጓል አንእስተይቲ ማለት? አዶ ሓፍቲ አፍቃሪ ባዓልቲ ቤትኩም አዶ ደቅኹም እያ ደቂ ተባዕትዮ አስተዉዑሉ😢😢😢
@mebrhitzaxsm5526
@mebrhitzaxsm5526 4 года назад
አጀኪ ህያበይ ካሓልፍ እዩ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 года назад
በትክክል
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
እሜን እሜን እሜን ማዓረይ
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
@@mebrhitzaxsm5526 እሺ ክብረት ይሃበለይ መብሪት ወለላይ ረሳሕ ስደት ተወዲኡ አክሱም ፆኦን ክትምስገን አብ መረባአ ክርከብ መፅባዓይ አብፁሕለ ጓልነይ ሓፍተይ እዛ ጊዘ ባብ እያ።
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 года назад
@@user-cg7is4sl6r እሺ ባዓረይ
@user-ym2rd7nc6d
@user-ym2rd7nc6d 4 года назад
አረ ምእንቲ ወገን ምእንተ መናእሰይ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ 😭😭😭😭😭😭
@tthy300
@tthy300 4 года назад
ኣረ በጃኩም ኣብ የመኒን ስዕድ ኣስር ዘለዉ ኣሕዋትና ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
አረ አብ ሱዑዲ አረብ ዲዛን እስሪቤት ዘለው ብጥምየት ን ብምቆትን እናሃለቁ ይርከቡ አበ የመን እውን ከምኡ መንግስቲ ትግራይ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ አረ አቅርብወ በይዛኩም ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ
@urfehjjurcs978
@urfehjjurcs978 4 года назад
እወሓቅኪፍትሒፍትሒ እረጭሮሖቱብሉኣለኩምመጀመርያ መንእሰይትግራይኣበይእዩዘሎምባልኣብዓብዪፀገምእዮምዘለዉስለዚፍትሒፋትሒፍፍፍፍፍፍ
@user-ym2rd7nc6d
@user-ym2rd7nc6d 4 года назад
ትክክል አለኪ አረ ስለ ወገን ፍቀዶ እስርቤት መከራን ሰቃይን ጥምየትን ፅምኣትን ሕማምን ሞትን ዝኮንለው ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ሰለ ወገን
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
እረ ናይ ደብረፅዮን ወግዒ የብሉን እንታየዲኡ እዩ ዝርእሎ ርእስያ ዘይሓዛስ መትሐዚ ርእሲ መናሰይ አብ ኢዱ ከይሓዘ ናብ ካልእ ፍሕጠርጠር ብዘይ መንእሰይስያ ኹርዓት አሎ 😭
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 года назад
ኣቱም ሰባት ትግራይ ከም ሃገር ስለ ዘይቆመት ሓንቲ ክገብር ኣይክእል ምክንያቱ ክሊል ኢያ ዘላ ብኣለም ኣፍልጦ የብላን
@Th-ze8nm
@Th-ze8nm 4 года назад
መንግስቲ ትግራይ የለን ማለት ይሐሽ ምክንያቱ ፋታሕ ይቡሎን ብቻ ቁሩቁሩ::
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
ኪዳና ምህረት ትሓልኩም ህዝቢ ክርስትና
@user-uc3fv4qi5l
@user-uc3fv4qi5l 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@iloveyoutigrayyou2903
@iloveyoutigrayyou2903 4 года назад
Amen Amen
@user-jg3pj6dv9s
@user-jg3pj6dv9s 4 года назад
Amen Amen Amen
@emnet93
@emnet93 4 года назад
አሜን አሜን አሜን መዓረይ
@israelhaile63
@israelhaile63 4 года назад
Amen Amen Amen
@gipgip1636
@gipgip1636 4 года назад
አረ በጃኩም እዞም ኣብ እስርቤት ዘለው ኣሕዋትና እንታይ እዮ ዝገብር ዘሎ መንግስቲ ትግራይ አረ ፍትሒ በሉልና ኣብ ስዑዲ ዘለው
@user-it8cr6ug6e
@user-it8cr6ug6e 4 года назад
አረ በጃኩም በጃኩም ንውጻዓት ስደተኛታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ እሱራት ወገናትና ፍትሒ በሉልና ፍትሒ ንተጋሩ አሕዋትና ንድረሰሎም ብማይ ጻምእን ብጥምየት ምግብን ብምቆት ብሃሩር መተንፈሲ ዝሳኣኑ ተጋሩ ወገናትና በጃኩም ድምፆም ንስማዓዮ ካብ ኣብ ሞት ኣፋፎት ዘለዉ ኣሕዋትና ናትና እዮም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ይጠፉኡ ኣለዉ ኣሻሓት ኣሕዋትና pelss pelss pelss በጃኩም ብዝካኣለኩም ድምፂ ኣሕዋትና ንስማዕ ፍትሒ ንኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ ኡሱራት ተጋሩ ኣሕዋትና ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@mikitv7241
@mikitv7241 4 года назад
nay bhaqi hawey natey selfi kgberolom alewe pelss fthi fthi
@Love-dm8zs
@Love-dm8zs 4 года назад
Aheeee wayyy Ahewatay amlak. Keradakum eyou
@user-zl5kg7in5r
@user-zl5kg7in5r 4 года назад
ኤረ ንስደተኛታት ገለ በሉ እዚለ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ኣቡሸይ ሙቁረይ ሕቶ ኣለኒ ይዕብካ ወዲተይ❤🙏
@salam3709
@salam3709 4 года назад
ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚኣብሔር አምላከ ብምቅጻል አብ ሰደት ሰዓደ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትን አንታይ አሰከብ ዘከን አነ ንርአ ዘለን መብዛሕትኦም ትግራ አዮም አነ ንበሎ ዘደሊ መንግስቲ ትግረይ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ አበ አሰር ቤተ ዘለዉ ስደተኛታት አግዚኣብሔር አምላከ ምዋፅኣታ ይፈጥረልከም
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Aye egzabiher msatom ykun ember ahwatey
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 года назад
Amen
@user-yl6nm2rt4s
@user-yl6nm2rt4s 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኹም ፈጣሪ ካብ ሕማቅ ነገር ያሓልወና
@kidugalitigray4751
@kidugalitigray4751 4 года назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ትሕሽይ አድነቅቲ ትሕሽይ እስኪ ሕፋስ ዝብለ like ሃበኒ ትግርኛና ንቅድሚት
@rahwaabrahaley701
@rahwaabrahaley701 4 года назад
ኣር በጃኹም ንእስራት ሱዑዲ ዘለው ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ እውይይይይይይይይ ክብሉ ይውዕሉ አለው ብጥሜት ብሙቅት መንግስቲ ትግራይ ብዛዓበኦም ይዛርብ በጃኹም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Ayey egzabiher mseatom ykun😭😭
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል መዋፃፅኢ ይፍጠረሎም
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 года назад
Mewaxeo yfterelom amilak hawkum eritrawi 🇪🇷 eye
@rahwaabrahaley701
@rahwaabrahaley701 4 года назад
@@iamblackboyrambo9430 ኣሜን ሙቁር ሓወይ
@user-su4jp3lt3b
@user-su4jp3lt3b 4 года назад
እሰይ ደቂ ዓይኒ ትግራይ ኪዳናምህረት ትሓልውኹም 🙏🙏🙏❤❤❤❤ ግን ሓደ ነገር ክብለኩም በጃኹም ነዞም ኣብ ስደት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሕዋትናውን ገለ መፍትሒ ሃቡልና😥😥😥😥😥😥😥
@user-th7ks6dk7g
@user-th7ks6dk7g 4 года назад
እንካዕ ደሓን መፃኩም ሙቁራተይ ካቡ ከዓ አሕዋትና አብ ስዑድን የመንን አብ ስቃይ ልርከቡ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢
@galtigray4043
@galtigray4043 4 года назад
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም አብሽ ክፈትዎ መስታወቅያ ነዊሒ ድራማ ሓፃሪ
@user-tk3ud9xk9u
@user-tk3ud9xk9u 4 года назад
ክዳና ምሕረት ትሓልኩም ኣሕዋተይ
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏
@user-xj7xt4ge2p
@user-xj7xt4ge2p 4 года назад
Amem amen marrr
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
እንኳን ዳሕን መፃእኩም እንዳ ትሖሽ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
እንቓዕ ብሰላም መጽእኹም እንዳ ትሕሽ
@fekareulebay4345
@fekareulebay4345 4 года назад
ኣነ ስዛ ፊልም ንኣንቡሽ ክሪኢ ኢለ አየ ድምጸ ኣንቡሽይ i love you so much mukurey ክመካ ብሊሕ ቆልዓ ትሂቡኒ እንታይ ድለየ ♥️💋💋💋🙏🙏
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 4 года назад
እመቤቴ ኪዳነምህረት ነቶም ኣብ ባዕድ ሃገር ኣብ ኣህዛብ ምድር ፀልሚትዎም ዘለዉ ደቅኪ ብርሃን ኩንዬም ኣሜን በሉ በረከት እዩ
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን
@salamslam5133
@salamslam5133 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-hl7xw3jz4v
@user-hl7xw3jz4v 4 года назад
እረ በይዛኹም ነቶም ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዘለው ኡስራት ኣሕዋትና ገለ በሉልና ፍትሒ😢😢😢
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 4 года назад
ፈጣሪ ስላም ፍቅሪ ኣንድነት ይልኣከልና እዚ ዘመን ሓሊፉ ዘመነ ኮሮና ኢልና ነስተዋስሉ ምሕረት ይቅርታ ፈጣሪ ይሓበና።
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 года назад
አንካዕ በስላም መፅአኩም ተዋሳእት እንድ ትሕሽ ነይ በሓቂ ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ጠጠው ክብል አለው ኣብሽየ ላይክ ላይክ ላይክ በጅኩም አብ ስደት እስርቤት ዘለው አሕዋትና ድምፅ ክንወም
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 года назад
ኣቡሸይ ወዲ ፊትኣዉራሪ የመስል አዬ❤❤
@kebromfsha6792
@kebromfsha6792 4 года назад
ማዓር ኣፉ ዝፈቱ እስከ ኣብዚኣ ጽቀጡ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ኣታ ኣነስ ዛተሐሺ ሸፈናይ ክስሕቃኒ ክክክ ጎበዛት
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
አነ ወን ክክክክክክ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
እረ በጃኹም ኩሉ ፅቡቕዩ ግን ልአና ስደተኛታት ድምፂ ኹኑልና ናይ ደቀንስትዮ ጥቕዓት ውን ብዝዓበየ የሕምመና እዩ ግን አሕዋትና ክሃልቁ ደልዮም በጃኹም ገለ ግበሩ ሽሙ ዘይተፈልጠ ሕማም ዩ ወሪድዎም ዘሎ አንሕና ብሓደጋ ዝቐረዩ አብ ስደት አሕዋትና ከይአክል ሐዝውን ብሸነፍ ሳአን መንግስቲ ክሃልቁ ደልዮም አኽ 😭😭😭😭
@user-po8fk4og6x
@user-po8fk4og6x 4 года назад
ኣኽኽ ማእዝ ኾን እቶም ኣብ እስርቤት ዘለው ኣሕዋትና ዝወፅእዎ ኣምላክ መዋፀኦ ይሃቦም
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
እቶም እስሪቤት ዘለው ክወግሐሎም ዶ ይኮን
@mediwukro6662
@mediwukro6662 4 года назад
ኣብ እስርቤት ሱዕዲን የመንን ዘለዉ ብኣሻሓት ዝቁጸሩ መናኣሰያት ተጋሩ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ሰብ እናሃለዎ ሰብ ዝሳአነ 😥😥
@user-bs6kr9dh8o
@user-bs6kr9dh8o 4 года назад
እንካዓ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ክፈትወኩም እኮ
@user-gw9qb6ec6l
@user-gw9qb6ec6l 4 года назад
ሽኮርናታቲ
@user-rn4ze9yd3l
@user-rn4ze9yd3l 4 года назад
እንካዕ ደሓን መፃኩም ሙቁራት ኣረ በጃኩም እዞም ኣብ የመንን ሱዑዱን ዓረብን ኣብ ጥምየትን ሕማምን መከራን ጢሒሎም ዝርከቡ ኣሕዋትና ገለ መፍትሒ ግበሩ መንግስቲ ትግራይ ግን ኣሎ ድዩ ቡሱሩ ዋላ ኣብ ትግራይ ሰለማዊ ሰልፊ ዘይካየድ እንታይ እዩ ዝፅበ ዘሎ ሬሳ ክስካዕ ዝመፀኩም ድዩ ውይይይይ ኡይይይይይ ኡይይይይይይ አረ ሰማዒ 😭😭😭😭
@user-st2ks3zq3d
@user-st2ks3zq3d 4 года назад
አረ ኣብ ሳኡዲ ዘለው ወገናትና ገለ ግበሩ ኣብ ስቃይን ሕማምን ዘለዉ ወገናትና ፍትሒ ሃቡልና
@burukfkr7050
@burukfkr7050 4 года назад
አረ አብ ስደት አብ ሱዑዲ ዘለው አሕዋት ድምፂ ፍትሒንደሊ በጃኹም አረ ኡኡኡኡኡኡኡ
@theonly3409
@theonly3409 4 года назад
Egzabiher msatom ykun ember ygermeka eyu nay mengsti tigrays
@user-qy6wk1kj9f
@user-qy6wk1kj9f 4 года назад
ፍትሕ ፍትሒ ፍትሒ ንስደኛታት እዋይ እዋይ አሕዋተይ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
እንዳ ትሕሽ ኣብ የመንን ሪጎን ኣብ ስዑድያ ዝሳቐዮ ዝለው የሕዋትና የሓትና ገለ በሉ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን።
@kndahaftitesfay9066
@kndahaftitesfay9066 4 года назад
እንኳእ ብሰላም መጻዕኹም እንዳ ትሕሽ ሙቁራት💓💓💓💓💓🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ዳተሖሽ በይዛኩም እቶም ኣብ ስደት ዘለዉ ገለ ገይርኩም ስርሑሎም ብጣዕሚ ይሳቀዩ ኣለዉ ብሙቆትን ፃምእን ጥምየትን ይመቱ ኣለዉ
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 года назад
ኣይ መግስቲ ትግራይ ሞቱ ዶ ኣሎ ታይ ከይኑ ድምፂ ዘይሕብ ንህዝቡ መንእሰይ እናጠፍአ ኣብ ስዕዱን የመንን ብሰንኪ ኣብዪ ኦፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😢
@user-ct5wt1hi8p
@user-ct5wt1hi8p 4 года назад
ታይ ዘይገበረ መሽረፈትኮ አይቅበልንኢሉዎ ብከመይ ከእትዎም ኢኩም ደሊኩም እስከ ሼርግበሩሎም እቲሃሳብ ብከመይስ የእትዎም መንግስቲ ትግራይስብከመይየእትዎም ኢኩምእትብሉ
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
ኪረሰይ ዝፎቱ ሊክ ሃቡኒ ጋሻ እዩ
@MunaMuna-kq2fj
@MunaMuna-kq2fj 4 года назад
በጃኩም ኣሕዋት መንግስቲ ትግራይ ነዞም ኣብ ስደት ዘለው ኡሲራት ፍታሕ ክቅርበሎም ሓብረሎም
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 года назад
ሰላም እንዳ ተሖሽ እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ,,,አሕዋት ፍትሒንበለሎም አብ ስዕዲ ዓረብ ይሳቀይ አለዉ ፍትሒ ፍትሒ ንበለሎም በጃኩም መንእሰይ አሕዋትና ዶሞም ይፈስስ አሎ😭😭😭😢😢😢😢አሕዋትና ይመቱ አለዉ ድምፂ ንኩኖም አሕ አታ ሰብዶ የለይ ሰብ አሎ ሰብ ዝሰአነዋ አይ ሰደት ረሳሕ 😭😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢
@yut9623
@yut9623 4 года назад
ልሎም ሽካር ሳሓቅ ቃቲልና ውድድድድድድድ❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@alialhamrani920
@alialhamrani920 4 года назад
ነዞም አብ አዲ አረብ ዘለዉ አሕዋትና ፍትሒ ዝሰኣኑ እዉን ከምዚ ጌርኩም ሰለማዊ ሰልፊ ጌርኩም ድምፂ እንተትኮኑሎም አንዳ ትሕሽ ብጣዕሚ ኣብ ስቃይ እዮም ዘለዉ
@HhGg-hd3zi
@HhGg-hd3zi 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራተይ
@beriha8970
@beriha8970 4 года назад
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ በጃኹም ብዝካአለኩም መጠን አብ እስሪቤት ስዑዲ ዓረብን የመንን ዘለዉ አሕዋትና ካብ ፅበባን ጭንቅን ንክወፁ አንተስ ብሰልፊ እንተስ ብካሊእ ተሓባበረዎም ናብ ዝምልከቶ አካል ክሳብ ዝበፅሕ
@user-zv7eb8ou9v
@user-zv7eb8ou9v 4 года назад
በጃኹም ኩቡራት የሕዋተይ ኩሎም አብ ወፃኢ ሃገር ዘሎም ኡሱራትን ሕሙማትን ናብ ዓዶም ንኩሙሎሱ ናብ ዝሙሉኩቶ ኣካልን መንግስቲን ንክበፅሕ ሰላምዊ ሰልፍ ኣካይዱ በጃኹም አብ እ/ያ ዘሎኹም አብ ስደት ዘለና ኣሑዋቱኹም መሰል ስእና እና
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 года назад
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንኣብ ስዑዲ ዓረብ እስርቤት ዘለው ኣሕዋትና😭😭😭
@user-fj1ry9lc7s
@user-fj1ry9lc7s 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ደሞ መታቅያ አተብዝሑ ድራማ ሓፅሩ
@delaytselam6909
@delaytselam6909 4 года назад
ሸፈና አዚ ቖልዓ ኣፉ ኣትሕዝለይ ፡ህዋ ህዋ ዩ ለብሎ ለሎ ላብ ህዋ ከይልእኮ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ።
@fifiyedengelmaryamlijeney1375
@fifiyedengelmaryamlijeney1375 4 года назад
🤣🤣🤣🤣
@jfughhh8751
@jfughhh8751 4 года назад
አረበጃኲም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ንኡሱራት ሱዑዲ ዓረብ ዘለውመናእሰይ ይሃልቁ ኣለውፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
@daniya4773
@daniya4773 4 года назад
ድምፂ ንኩኖም ኣብ ስደት ዘለው ኣሕዋትና
@tsegugoltigray4259
@tsegugoltigray4259 4 года назад
ፍትሒ ፍትሒ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለዉ አሕዋትና
@user-po8fk4og6x
@user-po8fk4og6x 4 года назад
አረ ድምፅ ስደተኛታት እስርቤት ዘለው መንግስት ክሰምዖም ይግባእ ፍትሕ እስርቤ ዘለዉ ተጋሩ ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ
@user-ik6pw3fl5u
@user-ik6pw3fl5u 4 года назад
Gual tehshi xubkit gn nageram iki kem tehshe
@israelhaile63
@israelhaile63 4 года назад
Interesting messages. Well DONE!
@user-cc3yi4cv5h
@user-cc3yi4cv5h 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ተሐሽ
@fi7521
@fi7521 4 года назад
እንዳ ትሕሽ ብዛዕባ ስደተኛ ኣቅርቡ ምክንያቱ ሳላ ስደተኛ ኢኩም ኣብዚ በፂሕኩም ዘለኩም ስለዚ ንኣሕዋትኩም ድምፂ ክንወም ንሳቶም እዩ ተይፀገቡ ንማሕበር ልምዓት ትግራይ ልፁጉማት ዝረድኡ ዝነበረ በዚ ሓግዝና ኢልናኩምስ ድምፅኩም ኣጥፊኡኩም ከም ዘይ ኣሕዋትኩም ብስም ደቂ ትግራይ ጅጋኑ ኣይትበሉ ኣፍን ችላ ብትግባር ዘየለ ልቢግበሩ እንዳ ትሕሽ
@kdsanabrha8668
@kdsanabrha8668 4 года назад
አረ በይዛኩም አብ ስደት ዓዲ ዓረብን እስርብየት ዝሳቀዮ ዘለው ፍታሕ ፍታሕ ፍታሕ እፍፍፍፍፍ
@missyoumam9583
@missyoumam9583 4 года назад
አረ በጃኩም ኣብ ስዑዲ ዓረብ እስሪቤት ዘለው መናእሰይ ኣሕዋትና ይሳቀዩ ኣለው ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ በሉልና እፍፍፍፍፍፍ 😥😥😥😥
@albadralbadr5929
@albadralbadr5929 4 года назад
ብስም ድቅ ትግሪይ
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 года назад
እግዚአብሔር ያሳድግህ የኔ ውዴ ልጅ ስወድህ የኔ መልክ መልካም የኔ አስተዋይ
@yut9623
@yut9623 4 года назад
አንዳ ትሕሽ ሽካራት❤❤❤❤❤❤
@user-yc2hi5dx7y
@user-yc2hi5dx7y 4 года назад
ፅቡቅ እዩ ግን እቶም አብሰዑዲይ የመንን ትአሲሮም ዘለው ድምፆም አሰምዕሎም ሀምዚ ገይርኹም በይዛኹም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ልልትፀገሙ ወገናትና
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
እውይ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ቆልዑ ከምዚ ቆልዓ ንቁሓትን ተባዓትን ኣስተውዓልትን ፈላጣትን ተዝኾኑ መፃሕፍቲ ምንባብ ምምርማር ምሕታት ምምሃር ተዝፈትዉ ክንደይ ደስ ምበለ መፃኢት ትግራይ እው ፅቡቅ ተስፍ ብደቃ ተሕድር ነይራ ኣምላኽ ይታሓወሶ ድኣ
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 4 года назад
ንቶም ኣብ ሳዑዲ ዘለው ባ ስልፊ ግበርሎም ፅብቅ እዩ ቀፅልሉ
@garrickalana7261
@garrickalana7261 4 года назад
Abushye shuker yasadigh betam new des yemtilut ❤❤❤❤❤❤
@bjfffhg5874
@bjfffhg5874 4 года назад
ፈቲሕሕሕሕ ኣበ ሰዒድ ዓረበ አሰሪበት አታኡኡኡኡኡኡኡኡኡ
@user-bj4bu4qc1z
@user-bj4bu4qc1z 4 года назад
አረ በጃኩም ኣብ ስዑዲ ዓረብን የመንን ዘለዉ ኣሕዋትና ገለ ግበሩ ኣታ ሓረርና እኮ ኣነስ ስርሐይ እውን ብኣግባቡ ክሰርሕ ኣይከኣልኩን
@tsegatsega2356
@tsegatsega2356 4 года назад
Well come enda tuhush❤️❤️❤️
@salamsal9175
@salamsal9175 4 года назад
አረ ቤዛኩም ኣብየመንን ስዑድያ ዓረብን ዝሳቀዩ ዘለው አሕዋትና ድምፅንኩም ፍትሒ ንክረክቡ
@axum5878
@axum5878 4 года назад
Enqoue bselam mesaekum enda tihsh 🙏😍
@suzanagalejeganu9828
@suzanagalejeganu9828 4 года назад
ብሓቂ ደሰ ባሃልቲ ብሉፃት👍
@zxcvbnmlkjpoiuytrewq1204
@zxcvbnmlkjpoiuytrewq1204 4 года назад
ኣታ እንዳ ወፈፌ ኣቀናቢሮም ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ ኢሎም ከሕልፍዎ እዮም ።ክክክክክክክክክክክ
@melatmilli6302
@melatmilli6302 4 года назад
Kkkk ናተይ ውን ሪኤቶ ዩ
@merigaltigraymekelle8975
@merigaltigraymekelle8975 4 года назад
ክክክክ ኣይገድፉን😂😂😂😂
@rahwateklaye8957
@rahwateklaye8957 4 года назад
እዋይ አቡሸይ ማዓረይ እንደው ዉድድድድድ😍😘💕❤
@mdinaal7283
@mdinaal7283 4 года назад
Esey btaemi memharin kinetegbro zgbeon taeasio akribkum Des bhalti deski halal merat tegaru selamin tienan snitn rahwan ebyet fkri yebzehelina fetar hzbey👍👍👍💕💕💕😍😍😍😘😘😘👌👌👌
@amlesetalemtshay554
@amlesetalemtshay554 4 года назад
ቀፅሉሉ
@user-bm4vb8hy4l
@user-bm4vb8hy4l 4 года назад
ዋው ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ክክክክ ኣቦይ ፊት ኣውረሩ ቅሱን ልኮኑ ስብኣይ
@almihaylu6725
@almihaylu6725 4 года назад
እንዳ ትሕሸይ እንካዕ መፃእኩም
@nahomjesus8790
@nahomjesus8790 4 года назад
ቀፅልሉ
@user-zk8mc4lj3l
@user-zk8mc4lj3l 4 года назад
.ቀፅልሉ
@user-ku7jd2nk9g
@user-ku7jd2nk9g 4 года назад
ኣረ በጃኹም ፍትሒ በሉልና ኣብ ስደት ንዘለው ኣብ እሱር አሕዋትና
@alemneshkasa8185
@alemneshkasa8185 4 года назад
ማዓረ ኣፉ 🤔🤔🤔🤗🤗🤗💖💖💖so nice job 🎤🎤🎤🎤
@edenasli9010
@edenasli9010 4 года назад
Wawwww bitami xubuk sirah
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
ቀፅልሉ ጀጋኑ ናይና
@abrhetgigi4345
@abrhetgigi4345 4 года назад
እንካዓ ብሰላም መፃኹም
@shewithaile8589
@shewithaile8589 4 года назад
Excellent
@mominasiragetub1344
@mominasiragetub1344 4 года назад
Wow Abush Allah yasadgeh Allah endante aynte lijoch yabzalat ethiopia
@meadilove9492
@meadilove9492 4 года назад
ሰላም ክም ይብዘሐልክም ደቃ ዓደይ አትሙ ሰባት ፍታሕ አብ ስዒዲ ዘለዉ ትጋሩ አደታት ትግርይ ተማህለላ ከምቲ ተማህልልክን ማይ እተውቅዓ ደቅክን ብፀለትክን ዐድና እንተ ተመለስና 😢😢😢😢😢😢
@selamselam4789
@selamselam4789 4 года назад
ደስ ይብል ቀፃሉ
@selamyihun8102
@selamyihun8102 4 года назад
Great 👍
@helloafrica412
@helloafrica412 4 года назад
Golden one
@abrihageremedhun1401
@abrihageremedhun1401 4 года назад
Enkan dahn metsakum jeganu❤❤❤❤
@user-xf6fo8fv2s
@user-xf6fo8fv2s 4 года назад
merhaba enkae bselam mestaekum enda tehesh ሉሎሞይ የኔ ፍቅር
@sm6066
@sm6066 4 года назад
welcome ❤❤❤❤😘😘😘😘😘
@user-ec9dj4yu7s
@user-ec9dj4yu7s 4 года назад
ዋው ሽኮር ቆላዓ
Далее
小路飞被臭死啦!#海贼王#路飞
00:27
Просмотров 3,3 млн
gere emun Part 53
23:11
Просмотров 386 тыс.
gere emun Part 52
23:52
Просмотров 422 тыс.
ትሕሽ ንገብሩ ፕራንክ ገይራቶ...
16:26
Её Страх Вполне Обоснован 😂
0:17
А кто вы на вечеринке?😂
0:10
Просмотров 1,1 млн