Тёмный

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 5ይ ክፋል-A- | Tigrigna sitcom drama Part -A- full - 2019 

Hanza Tube /ሃንዛ/
Подписаться 112 тыс.
Просмотров 200 тыс.
50% 1

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ
© Copyright: Hanza Tube
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 385   
@wedigilay3419
@wedigilay3419 5 лет назад
ኣጥዑሙን እባ ላይክ ናይ ተጋሩ ጥዕመ ኣይፈልጥን ኢየ ቅድም ሕጅ ሓዉኩም ኤርትራዊ ኢየ።
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
ይቀንየልና ሙቁረይ ካማካ ይብዘሐዮ ውህብ ካዓኣቢልናካ
@تيميمتيميم
@تيميمتيميم 5 лет назад
ፉጹም ዘዕበዶ መንእሰይ ኢየ፡ wedi Gilay ፅቡቅ ኣለካ ሓወይ
@jesusislordgodisgood74
@jesusislordgodisgood74 4 года назад
Eti zehegus netsa konkum mizirabkum eyu Eseyas afewerki ente zikowen miaserekum neru
@የፍቅርግዞማርያምይዞ
መርሃዊ ድምቀት ናይዛ ድራማ እሰኪ ከማየይ ዝተመቸወኩም ላይክ ደቂ ትግራይ ማዓራት ንፋዓት ቀፅሉሉ ሓባይብ
@ሜሪ-ጐ5ዀ
@ሜሪ-ጐ5ዀ 5 лет назад
ክክክ መርሃዊ
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 года назад
😂😂😍😍😍😍😍😍💖💖💖💖👍👍👍
@melatmelat3342
@melatmelat3342 4 года назад
@@MaryMary-wq9iy መርሃዊ ሰበይታይ
@hccc7151
@hccc7151 2 года назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💖💖💖💖💖💖
@ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት መርሃዊ ሽኮር
@uihj6918
@uihj6918 5 лет назад
መርሃዊ ሽኮር ደስ ብሃሊ እዩ ብዝከነ አጀኩም ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ምዓረይ ፍትዉትዉ😘
@shewittekia294
@shewittekia294 5 лет назад
ውይ መምህረይ ኣብ ሳዓታ
@ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ
Kkkkkkkkk Edmen tienann yhabkum sesnuly deki Tgray ፃዕዳ
@ትመስገንኣምላክ
@ትመስገንኣምላክ 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቅዛ ሓላል መሬት
@ziongeb2474
@ziongeb2474 5 лет назад
Haha he finally have a girlfriend wow his a girl already 🤣
@oflakeren8586
@oflakeren8586 5 лет назад
እዊ ልመጀመርያ ግዜ መበል እስራይ ሓደይ ሰብ ይርኢለኹ ብሽም ትሕሸይ ላይክ
@سميرهسميره-ز5ط
@سميرهسميره-ز5ط 5 лет назад
Wewww ftawtyi
@frfrk9385
@frfrk9385 5 лет назад
ንመጀመርታ ጊዜ መበል100😉 በጃኩም ኣሖጉስኒ👍 ሃቡኒ
@biniambooss1296
@biniambooss1296 5 лет назад
ንመርሃዊ አድናቅቲ እስኪ Like ግበሩለይ ክፈትዎ መዓት
@tdtadesse547
@tdtadesse547 5 лет назад
Biniam Booss መርሃዊዊዊዊ ወይኔ ስወደው 😍😍😍🔥😂
@biniambooss1296
@biniambooss1296 5 лет назад
@@tdtadesse547 ንፋራታት ሕማም ርእሲ ኮይንዎም መሳክን እንተ ንሓራይፍ ግን ንዘነጋዐሉ✌
@tdtadesse547
@tdtadesse547 5 лет назад
Biniam Booss ስድብ ነው ወይስ 😅😂😂
@brhanraya6545
@brhanraya6545 5 лет назад
ክክክክክክክክ መርሃው ዝፈቱ ላይክ አቡን ባ ደቅ ትግራይ ማዓረይ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
መርሃዊ ሽኮር ክፈትዮ ኣነስ እስኪ ኣድነቅቲ መርሃዊ Like ኣጥዕሙኒ
@melatmelat3342
@melatmelat3342 4 года назад
@tsegaarefayne438
@tsegaarefayne438 5 лет назад
ክክክክክክክ አውይ ብሰሓቅ ሞይተ ኣነስ ወይ መርሃዊ ዓይኑ ከይተውፅኦ ክክክክክ ብጣዕሚ ደስ ይብል ደቂ ትግራይ ሽኮራት በጃኩም ኣይተቃርፁ ብዛ ፍልም ፈታ ዝበለ እስቲ ላይክ ይግጨወኒ
@muluabreha102
@muluabreha102 5 лет назад
Kkkkkk🥰🥰🥰🥰
@كرماثيوبي
@كرماثيوبي 5 лет назад
Wedi. Shuk
@hccc7151
@hccc7151 2 года назад
🥰🥰🥰💞💞💞kkkkkkkkk
@zenithzenith8941
@zenithzenith8941 5 лет назад
እንቛዕ ዳሓን መፃኩም ሓላላት በዘይ ናዓኩምሲ ወግሓ ኣይትምሸ ፍትውትዎ ኣደዋይ እያ ናዓይ ዓለመይ ስደት ገፁ ትራሓቅ ካብ ቤተሰበይ ፈልዩና ብሰላም ናብ ስድራ ይመልሰና ።ትግራይ ዓደይ መለይ ኣለኩላ ባዕለይ
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 лет назад
ኣሰይ መርሃዊ ዲኣ በዓል ሓዳር ዲዩ። ኣነስ ኪኣ ሱቕ ኢሉ እስካቡሊ መሲሉኒ ነይሩ ከምታ በዓልቲ በይቱ ይሃነናን ይሃብኩምን ኢዩ ዘብል ። ምስ ጎዶሎኻ ትቕበል ሰበይቲ ። ብዝኾነ ማራ ጽብቕቲ ድራማ ኢያ ። ውድእቲ ። ER ER ERITREA
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 5 лет назад
ዋዉ ሽኮሪናት እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እንዳትሕሽ ኣየ መርሃዊ ናይ ኩለኩም ኣድናቂት እየ ኣጀኩም ቀፅልዎ😍😍😍😍😍👍👍👍👍
@axsumtube9454
@axsumtube9454 5 лет назад
ድሒሩ ዝመጸ like ኣይወሃቦን ዝበለ መን ዩ
@mlerfmlerf443
@mlerfmlerf443 5 лет назад
ኣነ ከፈትወከም❤መዓት እየ
@ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
ቀዳመይቲ እየ ጽሄ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ኦኣበይቲ
@ሕጂእውንተመሰገንኣምላክ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ።
@ሕጂእውንተመሰገንኣምላክ
ጋል ትግራይ እያ ።
@ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
@@ሕጂእውንተመሰገንኣምላክ amen mkrti ayney
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
ውህብ ኣቢልናኪ ምቅርተይይ
@ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
@@henyemu6044 shkotey natey
@alemalem2803
@alemalem2803 5 лет назад
እዛ ድራማ እናመቀረት ትኸይድ ኣላ መጀመርታ ግን ኩሉ ሰብ ተቋዊማ ነይሩ ሐጂ ግን ጥዕምቲ ቀፅልዎ በሉ ኣይትሕመቁ ደቂ ዓደይ መዓረይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
አታ በይዛኩም ሰለመድሃኒአለም ኢለኩም እዚ መርሃዊ ዝበሃል ጓልጓሎ ከነጋግራካ አስተካክል በልዎ ህጻውንቲ ቆልዑ ንዕዑ እናረኣዩ ከምኡ ምንጋር ጀሚሮም አለዉ በይዛኩም እለይዎ
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 5 лет назад
ትክክል
@saraabraham504
@saraabraham504 5 лет назад
Sekti kem dlayu ykun entay gedeseki ab nay seb hiwet aytetewi
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 5 лет назад
kidi denkoro Wa Entay ymlketeki Entay gedeseki mray kitgedfyo tkieli eki
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
እዚ እኮ ንድራማ እምበር ንካሊእ ኣይተጠቀመሉይ ማዓረይ
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
ethiopia lezelalem tinur ንድራማ እበር ንኽልእ ኣይጥቀመሉን
@Gech43
@Gech43 5 лет назад
መሃሪትን መዘናግዒትን፤ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ድራማ። ቀፅልሉ!
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 5 лет назад
መጀመርታ ንኩሉኹም ኣብዛ ፊልም ተሳታፍነት ዝገበርኩም በሓፈሻ ዕድመ ይሃብኩም ብምቅጻል እተን ኣንስቲ ከተቀልቁሉወን ኣለኩም ምኽንያቱ ህልኽ ክልቲኤን የመቅሮ ዩ ነቲ ኣርት ከም ሓሳብ የ ተተሰማሚዕኩም
@Eritrea20431
@Eritrea20431 5 лет назад
Enkae Dahan mexakum deki tegray shekorinatat Kulu geziye commt yexhefff like gen hibkumuni aytfeletun ikum Mera betami ika perfekt kexelo ❤ from Eritrea
@ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
ወው ሕቺ ደረሰ ዝብል እዩ ደቂ ትግራይ ወለላ ብትለይ መርሃዊ 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ሓጋዚ ናይ ደቂ ኣንስትዮ
@fyooriflower5941
@fyooriflower5941 5 лет назад
Well come deki tigrayna 💋💋💋💋💋💋💕💕💞💖💞💕💞💖💖💞💞💕💖💞
@elsateame8714
@elsateame8714 5 лет назад
መርሃዊ ሰበይቲ አለቶ ድዩ በቃ don't touch me never ድምቀት ናይዛ ድራማ መርሃዊ እዩ ምልጋፅ ክትፈቱ 🤣🤣 እጅግ ናይና እባ በልዋ
@gualtigrayfetawitselomunha2504
እንኳዕ ዳሓን መጻኹም ደሞ ካብ ዝሓለፈ ያው ኣማሓይሽኩም ትመስሉ ምክንያቱ መማህራን ክብራት እዮም
@abrhaberihu7149
@abrhaberihu7149 5 лет назад
እቲ ዝሓመቐ ምግጋይ እዩ እቲ ዝፀበቐ ድማ ይቅረታ እዩ!! ዋይ መርሃዊትትትትትትትትትትት1
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 лет назад
መበል 50 ይፅሕፉ ኣለኩ ላይክ ፅበጡኒ ሰከ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 лет назад
ክክክክክክክክክክ 50ኣነ መበል ክንደይ እየ እስኪ ክርኢ
@mebrahtommebrahtom2930
@mebrahtommebrahtom2930 5 лет назад
Kkkk mebel hamsa kizebteki kkkk
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 лет назад
@@Mm-hy3fk ክክክክክክ ድሕረይ ኢኪ ዘለኪ ቅቅቅቅ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 лет назад
@@mebrahtommebrahtom2930 ክክክክክክ እወ ዝበጠኒ ጅጅጅጅ
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 5 лет назад
ከም ትፅቢተይ እትጏዓዝ ዘላ ምቅርቲ ተዋስኦ! መርሃዊ ምስ ኣሓት ደቀንስትዮ ጥራሕ ከምዝዓበየን ስብእና ኣሓቱ ከምዝተላበሰን ገሚተ ነይረ::
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 5 лет назад
ካብ ኩሎም መርሃዊ እዩ ዘስሕቐካ
@bikifkir806
@bikifkir806 5 лет назад
ድምፂ ናይ ስሓቅ አጥፍእዎ ብልተረፈ ጎዶሎ የብሉይ
@yenasbrhane6517
@yenasbrhane6517 5 лет назад
Merhawit neza drama mara eyu atsebikuwa
@ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት
ዌል እንዳ ተሐሸ ንተሐሸ ዝ ፈቱ ለይከ ሙቁራት
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 5 лет назад
ኡፍ ኸማይ ገይሩ ዝናፍቆም ንዳ ተሐሽስ ይህሉ ዶ ናፊቀኩም ቀንየ ማራ ኢና ንፈትወኹም ከይተቋርፅዋ ደቂ ትግራይ ኣስሊ ገለ ዓይነት ውድእቲ ኾምዲ እያ ቡኡነት ማራ እየ ዝሕብየኹም🍀🍀🍀💘💘💘💘🚶መርሃዊተይ ቅጭን i miss you
@meroneyob3808
@meroneyob3808 5 лет назад
ያ በእውነት ብስሓቅ ሞይተ ኬፍ ዘሎዎም መምህራን ብፍላይ እቲ ጮጎር ወዲ
@ngstingsti8002
@ngstingsti8002 5 лет назад
ክክክክክክክ ሰሓቅ ሞይተ አቱም ሽኮራት አይተሳአኑ ብጣዕሚ ደስ በሀሊ ቀፅሉሉ ቅሱናት ጀጋኑ አሕዋትና ፍትዉትዉዉዉዉ💋💋💋💋💕💕💕💕💕😘😘😘😘
@አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ
እወይ ናይ ሕማመይ እንኳዕ በሰላም መፀአኩም
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 5 лет назад
አይዘኩም በርቱዑ ሓደ ሓደ ጌጋ እዩ ኩቃረፅ አለው ዝብሉ ብፍ ፁም ጌጋ አይከነን አብ ሓደ ሓደ መምሃራና አሎ እዩ አጋልፅዎ ዳኣ
@Kw-ek3no
@Kw-ek3no 5 лет назад
እውይይይይይ ሙቁራት መሬ ተዘይህሉስ አይመረአኹዋን
@nevergiveup3251
@nevergiveup3251 5 лет назад
ከም መርሃዊ ዝተዋፀአሉ የለን ቀፅለሉ ድምቀት እዛ ድራማ
@የራያልጅነኝያዉምየሞሆኒየ
ውይይ መርሃዊ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ዝተውሃበካ ካራክተር ብጣዕሚ እናስራሕካያ እኻ ጎበዝዝዝ
@yoniyoyo6393
@yoniyoyo6393 5 лет назад
ከመይ ዲኹም ምቑራት💯💯🌺🌺🌺🎊🎊🎈🎉🎉🎉💯💯💯💯
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ንመሪሃዊ ቅመም ዚፈቱ ላይክ
@ሰሜንትግራይትግራይ
I miss tihish nabey dea keyda Tihish nebsi anes keftwki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ብርሃን ገጾም
@vipvipvipvip8468
@vipvipvipvip8468 5 лет назад
አሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ አይዞኩም ደስ ዝብል እዩ ድራማኩም ብጉጉት እየ ዝፅበዮ በተለይ መርሃዊ ፍቅር ኢካ በእውነት አድንቆተይ ንክገልፀልካ ቃላት አይረክብን ብጣዕሚ ብጣዕሚ እካ ትሰርሕ ዘለካ ቀፅለሉ በትለይ አብዚ ሐዚ ሰዓት ሰሓቅ ዝረሓቀሉ ዘመን ብናትካ ኢየ ዝስሕቅን ዝዛናጋዕን ዘለኩ አነ ብቻም አይኮንኩን ኩሉ ትግራዋይ ስለዚ ንቅድሚት ሰጉም
@gmilkiyas
@gmilkiyas 5 лет назад
እዋይ መርሃዊተይይይይይይ....Never Never ትብል ቃል.......ንስኻ'ኮ ንበይንኻ'ካ። ዓርኪ ድማ ኣላትኪ'ባ እያ።
@ሂወትንበተስፋ
@ሂወትንበተስፋ 5 лет назад
ሰይ መርሃዊተይ እንዳ ትሕሽ ቅመም ክፈትዎኮ
@seare7561
@seare7561 5 лет назад
A lot of kids are watching please be responsible!
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
ዋይ ብስሓቅ ሞይተ ሎምስ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ክክክክክክክክክክክክክክክ ወይ ብዓል ስልጣን መርሃዊት " መርሃዊት ትገብሪዮ ዘለኺ ድፍረትኪ ማራ የስሕቅ ኣጆኻ መርሃዊ እና ኹሉኹም ብሓቂ ብስሓቅ ወዲኹምኒ ክእለትኩም ማራ ሰንጢዑ ክወፅእ ኢሉ ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ንፉዓት ኣሎ ዝተባሃልኩም ሓሪፍ ተዋናነይቲ ኢኹም ብሓቂ ንፉዓተ ቀፅልሉ! ስሓቀይ ኣብ ኣእምሮይ ኮፍ ኢሉ እናደጋገመ የስሕቀኒ ኣሎ! ብፍላይ ናይ መርሃዊ ኣክሽን እና ድፍረቱ ብጣዕሚ ብስሓቅ የጋውሕ! ስሓቅ ጢዒና እዩ ስሓቅና ፀወታና ይመለስ ካብ ኣእይሙረና ኣይጥፋእ!!!!! ትግራይ ወለላይ ስሓቅለይ ቅሰንለይ ተሓጎስለይ ሰላም ኩንለይ ሰናይ ኩንለይ ፈጣሪ ኣይፈለየኪ ንሓዋሩ ኣሜን ፫ ::::::!!!!!
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
መርሃዊ መቅሰን ንቤቲ ሃይላይ እባ ሕወስዋ
@aabiaabi5919
@aabiaabi5919 5 лет назад
እውይ መሬየ ብስሓቅ እኮ ውግኣት ኣትሒዝካኒ. ፅረያት ዳቂ ትግራይ ዓደይ ኣይዘኩምለይ.
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
ፍትውውበቃ ጋልዓደይ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 лет назад
እንኳዕ ደሓን መፃኹም መክሰባት ንመርሃዊ ዝፎቲ ላይክ ይሃበኒ 😀😀😀
@yemeryemlij3192
@yemeryemlij3192 5 лет назад
እንዳትሕሽ'ምቅርቲእያ ኣጆኹም,ሽኮራት
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 5 лет назад
Wowwww
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 5 лет назад
ሙቁራት ኣይዞኩም ቀፅልዎ ብስሓቅ እምበር ልበይ ሞሊቋ ነይራ ኣይትስኣኑ ደቅታ ሓላል መሬት
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 5 лет назад
መርሃዊ ገለ ትብሉ ደለኹም ገፀባህሪ ወኪሉ እዩ ዝዛረብ ትኽኽል እዩ ኣብ መማህራን ዝግበርን ዘሎን ሓቂ እዩ ቀፅልዎ ዓባይ ትምህርቲ እያ ንዝተረደኦ
@habeshaentertainment317
@habeshaentertainment317 5 лет назад
ቀፅልሉ በርትዑ መምሀርን መስሐቅን 👏👏👏💯💯💯
@Seb15
@Seb15 5 лет назад
ብዘይ ቀላዓለም ጽቡቕ ኩሉኩም ጽቡቃት 👍🙏
@ምንባርእዩዓላማይ
እንዳ ትሕሽ ተናፈቅቲ እንካዕ ብዳሓን መጸኹም
@amanhaile4893
@amanhaile4893 5 лет назад
ዘይ ትምኖ ሲሂክካ ዘይትጸግባ ሰሱኑ ብጣዕሚ ጹቡክ ሲራህ ኣጀኩም ዓስቡኩም ኪትረክቡ ኢኩም 😂😂✌😍
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ዋዉዉዉዉዉ፣መርሃዊ፣ዉየተክኣልካን፣ምቹዋተይ፣ብጣዕሚኢኩም፣ደስትብሉ
@sofysofy515
@sofysofy515 5 лет назад
ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ድየ ፍትውውውውውውውው ዘብለኩም
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
ኣሰይ ምቅርተይ ፍትውውው በቃ ኣነውን
@hagoshaile586
@hagoshaile586 5 лет назад
Wawww ezi merhawi koynu zwasa zelo bteami tebatay mulu bumulu kilet alewo b teami adnikeya ezia natey Comment entebibkaya merhawit 😁😁😂b taemi eye adnikeka kab eritrea🇪🇷
@semiryesue3587
@semiryesue3587 5 лет назад
ንመርሃዊት ዝፈቱ ጌይ ዝኮነ ጥራህ እዩ
@hagoshaile586
@hagoshaile586 5 лет назад
@@semiryesue3587 kid ajaw halefta yegbrelka alo ezi gexbahryat kikono ztewahbo eyu denqoro abey krdaka deanber 🤔🤮👎
@hagoshaile586
@hagoshaile586 5 лет назад
@@semiryesue3587 eti profilka qeyro
@ጓልትግራይ-ኰ5ጨ
@ጓልትግራይ-ኰ5ጨ 2 года назад
ቀጽልሉ💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤
@mmepawer8412
@mmepawer8412 5 лет назад
Kkkk ጽቡቅ መስሓቅ ሰሪሕኩም ንፉዓት
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 5 лет назад
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ደቂዛ ሓላል መሬት
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
መርየ ሽኮር ከመይ ዲኻ መቕሰን
@errt9372
@errt9372 5 лет назад
ዋው ክንደይ ክትጥዕሙ ቀፅልሉ
@asasd6983
@asasd6983 5 лет назад
ክክክክክክክክ ዋይ መራሃዊ ቀትልኻና ስሓቅ ሽኮራይይይ
@afewerkberhe771
@afewerkberhe771 5 лет назад
ምንም አበሻ ላይ ደስ አይልም የማሀሪ አክት
@tewhjjhheheje6007
@tewhjjhheheje6007 5 лет назад
ክክክክክክክክክ ሞተ ብሰሐቅ
@ሕቡንትግራዋይኤርትራዊ
ከፍ ኣለኩም መሃርን ኣዘናጋዕን ድራማ ቀጽልዎ
@ሰላምራያራዩማ-ቸ9ጸ
ኣረ እትቁጭይ ቅንጥስ ድብልስ ፀይቅ ዓዲ ኣጭ ሰብአይ ሰብአይ ክመስል ኣለዉ ተዘይል ምሽኩሩማም ሃም ሰበይቲ ኣጭ. ኣመሓይሽ
@benyamasgdom9182
@benyamasgdom9182 5 лет назад
መርአዊ ብጌጋ ተረዲእናዮ ኔርና now we understand but he should stop the way he is acting like a G.ይመቸኩም ደቂ መቀለ
@dalyaamanuel7798
@dalyaamanuel7798 2 года назад
ንበሩልና
@genetsibhatu9844
@genetsibhatu9844 5 лет назад
እውውውይ መርሃዊተይ ከመይ ዲካ መቅስን ድምቀት ነዚ ድራማ ኢካ ብሱሩ ,,ነቨር ,,,
@ሃናየማርያምልጅ
@ሃናየማርያምልጅ 4 года назад
ክክክክክክ ኩሉ ስርሑ ጅሪ
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
መርሃዊ ዘለዎ ድራማ ኣይሓምቅን እሞ ቀፅልሉ ሽኮሪናታት
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 5 лет назад
Welcome xbuqat nice film 💓💓💓
@abiabi4636
@abiabi4636 4 года назад
Nmerhawi by brchko never
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 5 лет назад
🤣🤣🤣 Welcom Maratey.
@geremedhinasfaasfa6738
@geremedhinasfaasfa6738 5 лет назад
ድራማኹም ኣስታኻኹሉ
@mangestu4336
@mangestu4336 5 лет назад
ዉይ ደስ ክትብሉ መርሃዊ ድማ ስቅ ኢለ ክሪኦ ተለኩስ ዑመር ናይ ኤርትራ ይመስለኒ 😅😆
@ጓልኣላጀዓድሽሁ
@ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 лет назад
ከየደነኽኩም ኣይሓልፍን ምክንያቱ ትእረሙ ስለ ዘለኩም ቀፅልዎ መርሃዊተይ ሙቁር😀😀😀😀😀
@asmeromtesfay8652
@asmeromtesfay8652 2 года назад
🤣🤣🤣🤣ሰሓቕ ቀተሎምኒ ሰሓቕ ይሃቦም
@Hifeteasfea
@Hifeteasfea 6 месяцев назад
Aman🙏🙏🙏
@zem1988
@zem1988 5 лет назад
ናይዚ መርሃዊ ዝበሃል ካራክተር ግን በጃኹም ደምስስዎ፣
@ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ
Never 😁 ክፈትወኹም ♥💛
@መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
ዋውውውው መርሃዊተይይይይይይ እንካዕ ብዳሓን መፃካ
@freweinizeray8426
@freweinizeray8426 5 лет назад
እንደዛሬ ስቄ አላዉቅም መርሓዊ ሽኮር !
@goitomteweldemedhin4867
@goitomteweldemedhin4867 5 лет назад
ትክክለኛ ናይ ትግራይ ሰብ ስልጣን ዝሰርሑዎ ኣምጽኦማ ::15 ሽሕ ,20 ሽሕ ደሞዝ ዘለዎም 10 መኪና ,20 መኪና ,ኣብ ኩለን ከተማታት ፎቃት ይሰርሑ:: ሓንቲ ጋል አብ ቢሮ መጺኣ ከምዚባ ስርሓለይ ትብል ኣብ ሆቴል ከምዚ ሰዓት ምጽ ሰሪሐ ሕዘልኪ ክመፅእ እየ ትበሃል ክሳብ መዓስ ኮን ይኾን
@fdsazxcv9942
@fdsazxcv9942 5 лет назад
Merhwi. Shkor
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
አንተ ውሻ እንዴት እንዴት ነው የሚያረግህ ቢሆንም አያስጠላብህም ግን ጠንቀቅ በል እንዳያዋስድህ
@nevergiveupnever3357
@nevergiveupnever3357 5 лет назад
Ay lulomey shkor btaemi eka gobez
@hagostasfu971
@hagostasfu971 5 лет назад
ትክክለኛ ቀይርዎ ዘይ ንዉር ጊጋ እንተ ተዋሰኦኩም እሞ ስኒ
@wediere4539
@wediere4539 5 лет назад
Akkkkkkkk akkkkkkkk qetilkmni beshaq ahwatna tegrae
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 5 лет назад
እዋይ ሞይተ ሰሓቅ ቀጽልዋ እስከ ከም ቀልዲ ኢልኩም መልእክቲ ተሕልፉ ኣለኩም ቅቅ መርሃዊተይ😜
@መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ
እታ ድርሰት ዝዓቕማ መሃሪት እያ ንስኻትኩም እውን ንፉዓት ኢኹም ንፍዑ አጽልዎ።
Далее
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Просмотров 28 млн
Barno
00:22
Просмотров 732 тыс.
ХОККЕЙНАЯ КЛЮШКА ИЗ БУДУЩЕГО?
00:29
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Просмотров 28 млн