Тёмный

Etro nay adey 😆  

HDMONA NEBARIT
Подписаться 594 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 20   
@MA-bf7yp
@MA-bf7yp 17 дней назад
መምህር ናይ ህጻናት ክትከውን ብቁዕ ክእለት ኣለዋ❤ መምህር እንተ ትከውን ጽብቅ ኔሩ
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 17 дней назад
አባዲት ፈውሲ ሰትረስ😂😂❤❤❤
@deinemuta
@deinemuta 15 дней назад
Kemaki adetat yebzhayen ❤❤❤❤
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 17 дней назад
Jornalist yoni hawey zrekebelna diamond hagerna eilki Abadit Haftey bzuh talent u zeleki edmen tenan yhabki 🙏🙏🙏❤❤❤🌿💐🌿.
@geneteden4343
@geneteden4343 16 дней назад
አነስ ወለደይ ከም ዕድል ርጉማት እዮም አጋጥሞምኒ በበርበሬ ምእጣን ሐደ ምአልትስ ሰርኒቁኒ ትንፋሰይ ሐሊፉ ነይራ 🤔
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 16 дней назад
Way haftey dehan ajoki eski tray bztekaeleki n dekiki nfiti ade kunlom marey ❤❤❤
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 14 дней назад
ነናትና ኣለና ክንደይ ኣሎ ዘይተነግረ ብገዛእ ወለድና ዝገፍዑና ረሲዕናዮ ግን ፈቃራት ስለዝኾንና
@Amirahumed
@Amirahumed 13 дней назад
Ohhhh sorry habebiti
@romatela7057
@romatela7057 4 дня назад
ይዋይ ሐፍተይ አነ ከይ ብሞኮስ እየ ዘጉየ ኔረ እታ ሞኮስ አብ ዝባንካ ተዊዒላ ግንንንን ካብታ በርበረ ትከፍእ 😂😂😂
@geneteden4343
@geneteden4343 4 дня назад
@@romatela7057 ብምፍላጥ ድዩ ብክፍአት አይርደአካን አነ ክአ ስቅ እየ ዝብል ንእቀት እንዳመሰሎም ይኩን እንዲኢ ብዙሕ ጠባሳ እዩ ዘሎ አብ አካለይ ሐደስ እንዳቦይ ተፀጊኡ ዝነብር ሐዉ ነአቦይ እዩ ቤተክርስትያን አብ ጥቃና ነይሩስ ምስ ቆልኡት ከይድና ናይ 8ክፉሊ ሚኒስተሪ ነይሩ ኑኡ ኡ ምብፅአ ክንአትው ከይድና ትምህርትቲ ፀሎት ተከታቲልና ናብ ገዛ ክምለስ እንኮለኩ ሐዉ ንአቦይ ዝኮነ ሰብ አንቲ ደው በሊ ይብለኒ ደው በ ሊ ይብለ ኒ ደው ይብል አበይ አዴኪ ፀንሕኪ ቤተክርስትያን እንዳ ጎርጊስ ነይረ ሚኒስትሪ እንተ የሕልፉኒ ከመፃባእ ናይ ምንታይ አዴኪ ቤተክርስትያን ዘይፈልጥ ድዩ ዝመስለኪ ኢሉ በሎ ብቦክሲ ናይ ቅርሚ ስነይ እስካብ ትሞልቅ ህረምዋ ዝብል አብ ልእለይ እንተሀልዩ አይፈልጥን ስቅይ ኢለ ብመህረምቲ እየ አቢ ሕጂ ፍቅሪ ዝብሀል ንዘመድ የብለይን ክቀርቦም አይኮኑን ከቅርቡኒ አይደልይን ::--አነ ግን ጥእምቲ አዶ ኮይነ ደቀይ ዝትንክፈለይ ሀሞሞኦም እሽ ዝብለሎም አይፈትዉን ❤️እና ከቢድ እዩ ማህበረሰቡ ሐስያ ዘይርድኦ 🤔
@SabaHaile-g3m
@SabaHaile-g3m 3 дня назад
እዋይ ጽባቀኪ ወጺኡ ጽብቅቲ
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 17 дней назад
Xbuk meda 🌹🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 День назад
ቆልዓ ብ ጭካነ ክህረም የብሉን ።ከም ሕብረተሰብ ከነዕርዬ ይግባእ ናቱ ውጽኢት ምስ ተሰደድና ከብቶም ካልኦት ዜጋታት ርእሰ ምትሓት ዘለና ሕብረተሰብ ኮይና ዋላ እንዳተበደልና ን መሰልና ምዝራም የፍረሓና እዚ ከኣ ብነዓሽቱና ብ ወለድና ስለ ዝሰምበድና ተወዳደርቲ ክንከውን ኣይከኣልና ስለዚ ጸርፍን ማህረምትን ንቆልዓ ንቋወሞ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 11 дней назад
🙏🏽💖🌹
@abelkidane6968
@abelkidane6968 17 дней назад
EGzAKTLEEEE❤❤❤❤❤
@kitami_m
@kitami_m 13 дней назад
Asyyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hihi-gy8zz
@hihi-gy8zz 14 дней назад
@adiamhabtom6538
@adiamhabtom6538 17 дней назад
♥️♥️♥️♥️♥️
@TsehayeTesfahuney
@TsehayeTesfahuney 17 дней назад
😮🎉😮😮😮😅😊
Далее
Она Может Остановить Дождь 😱
00:20
ኣምላኽ ነዚ ምተቐበሎ ዶ
9:26
Просмотров 7 тыс.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,4 млн
26 July 2024
21:07
Просмотров 12 тыс.
МЫ ПОХОДУ ЧТО-ТО НАПУТАЛИ
0:20