Тёмный

Evening News in Tigrinya for June 23, 2024 - ERi-TV, Eritrea 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 557 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

Evening News in Tigrinya for June 23, 2024 - ERi-TV, Eritrea

Опубликовано:

 

22 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@fanabaire2247
@fanabaire2247 6 дней назад
God bless Eritrea.❤❤❤🎉🎉🎉
@user-bg3uh9mc1w
@user-bg3uh9mc1w 6 дней назад
ኤርትራ! እዛ ብሓቅን ብሰማእታታን'ምበር ብትኳቦን ብመማለድን ዘይመጸት ሃገር፡ ንጸለመ፣ ንሻራ፣ ንሓሶት፣ ንዝርያ፣ ንውዲትን ንዓሎቅን ናይ ግዳም ሓይልታት በዲሃ ደው ክትብል ክኢላ'ላ። እዚ ግና ኣብ ብዓብዩ ኣብ ሃገር ጥራሕ ዝውዳእ ኣይኮነን። ከም ከይተደልየ ዝበቁል ጸሃያይ- ብሻራ፣ብመማለዲ፣ ብሓሶት፣ ብዝርያ፣ ብዓሎቅን ናይ ሓሶት መሰኻኽር ኣዳልዮም ፍትሒ ዘጎቡጡን ዓሎቅ ዝፊርዱን ብዙሓት እንተዘይተባህሉ ሓያለ ውልቀ-ሰባት ደቂ ሃገር ግና ብርግጽ ኣለዉ። ኣብ ሓደ- ሓደ ኣብ ክልል ናይ ከተማ ዝኣተዋ ዓድታት ከበሳ እንተሪኢና- ምስ ጸላኢ ደርጊ ወጊኖም፡ ሃገር፣ ህዝብን ባንዴራን እናረገጹ ካብቲ ካልእ ወዲ ዓዲ ሓለፋ መሬት ጤሳ ንባዕሎምን ወገኖምን መሻርውቶምን ጎቢጦምን ዓዲሎምን፡ ንወጻኢ ዝሃደሙ ክሳብ ሕጂ ክራይ ይበልዑሉ ኣለዉ። እዚ ዓመጽን ጎበጣ መሬትን ምትዕርራይ ከይተገብረሉ እንሆ ንዓመታት ይቅጽል ኣሎ። መ.ኤርትራ ኣዋጅ መሬትን ጢሳን ሕጊ ካብ ዘውጽእ ጀሚሩ ዝስርሓሉ ዘሎ- በብዓዱ፡ ኣነባበርቲ ዓድን ናይ ጢሳን ተባሂሎም ቆይሞም ኣለዉ። እንተኾነ ገለገለ ውልቀ-ሰባት ዝተዋህቦም ሕድሪ ጉሒፎም ኣብ ውልቀ ረብሖኦም ተዋፊሮም ብለሓሰኒ ክልሕሰካ ነቲ ወገን የብሉን ዝብልዎ ፍትሒ ይዘርይዎ ኣለው። ኣብ ሞንጎ ኸሳስን ተኸሳስን ኮይኖም፡ መን'ዩ ዓምጻጽን ጎምጻጽን ንብዓይኖም ዝሪእዎን ብኢዶም ዝጭብጥዎን ክውንነት ጎስዮም- ብሻራ፣ ብወገንትነትን፣ መማለዲ ብምቅባልን ንሓቅን ፍትሕን አዕሚቆም ይቀብርዋ ኣለዉ። ፍትሒ ዝሰኣነ ይግባይ ኢሉ ናብ ላዕለዎት ኣካላት እንተኸደ "ዓዲ ዝበሉኻ ግበር! "ይበሃል። ዓዲሞ ብውዲትን ሻራን ዘርዮሙኒ ኣብ ባይታ ዘሎ ይረአ መንዩ ዓመጸኛ መንገዲ ኣብ ቀጽሩ ዘእተወ እንተበልካ ሰማዒስ ይትረፍ ኣደራዕ ይወርደካ። ሕሹኽ ኢሎም "ወይ ካብ ሰብ ወገን እንተዘይብልካ፡ ወይ ብገንዘብ መማለዲ/ጉቦ እንተዘይኪእልካ ፍትሒ ክረክብ'የ ኢልካ ሕልሚ'ውን ኣይትሕለም" ይብሉኻ። ኩልኹም ኣካላት መንግስትን፡ ሰብ ሕልና ዜጋታትን፡ እቶም መማለዲ ዘቀብሉን ዝቅበሉን ኣብ ቅድሚ ሳምዕን ምስክርን ኣይኮኑን ነዚ ዝፍጽምዎ- ሕቡእ ከም ግብረ-ሕቡእ እዩ። እንታይ ድኣ እዩ ዘጋልጾም? እቲ ዓመጸኛ ፍርዶም ኣብ ባይታ ዝርአ እዩ። ኣብ ብዙሓት ኣብ ክልል ከተማ ዝኣተዋ ዓድታት ጢሳ ተባሂሉ ብደቂ ዓዲ ብመጽዓን ወይ ገመድ መሃንዲስ ዘይብሉ ይዕደል'ሞ፡ እቲ ሓደ ይዕምጽ እቲ ኻልእ ይጉምጽጽ፡ እቲ መንገዲ ዝተባህለ ይወሓጥ'ሞ ሓይሊ ኤለትሪክ መጺኦም ድማ ዓንዲ ይተኽልሉ........ ሽሕኳ ንነዊሕ ዓመታት ህንጻ ኣይተፈቅደን ብምባል ሰባት ከዕዘምዝሙ ይስምዑ እንተኾኑ። ለይተ ለይቲ ከም ቃንጥሻ ቦቊሉ ዝሓድር ርዕሮዖስ ኩሉሳዕ ኣሎ። ብናተይ ሪኢቶ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብቲ ዝመሮጾ ግዜ- ብብዝሕን ብብቅዓትን፣ ዝኣክልን ብቁዕን መሃንድሳዊ መሳርሕታት፣ ክሳብ ብሀሊኮፕተራት ዝተሓገዘ ካርታታት.. ወዘተ ዘዳሉ፤ ብዝሓየለ ደው ምባል ይቀጽል እብል። ብተወሳኺ መንግስቲ ብደረጃ ሃገር ናይ ህንጻ ኣባይቲ ክሳብ ዝፈቅድ፡- ብግዝያውነት ነቶም ኣብ ክልል ከተማ ኣትዮም ልዕሊ ግቡእ መሬት ዝጎበጡ ብሜትሮ ኩቦ ተዓቂኑ ዕዳ ክኸፍሉ እንተዝግበር መሬት ንኸይውረር ቀይዲ ምኾነ። ምኽንያቱስ ዋላ ጠርቋሻት ገዛውቲ'ውን እንተኾነ ንምፍራሱ ባጀት ክደሊ እዩ። ደቅ ሰባት ኩልና ብተፈጥሮና ስሱዓት ኢና። ካብ ዓረ ዝድልድል ሕጊ እዩ ካብ ዓመጻን ብመማለድን ሻራን ሓሶትን...... ንሓቂ ከይንጉዕጽጻ ዘይድፋእ እምባ ኾይኑ ኣደብ ዘትሕዘና'ሞ ንእሽቶ/ቀሊል ነገር'ዩዚ ብምባል ንነዊሕ ግዜ ኣይነወንዝፎ። ንብዓት ፍትሒ ዝሰኣኑ፡ ዝተዓመጹ ወገናትና ከቢድ መስጣ'ለዎ። ፍትሒ ንኹሉ ብማዕረ ! ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 6 дней назад
Welcome ERi TV❤❤
@MesghenaTekie
@MesghenaTekie 6 дней назад
Good evening Eritrea Eritrea 🇪🇷 Adena
@nigistitesfamichael1150
@nigistitesfamichael1150 5 дней назад
Marhaba TV ERIY ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 6 дней назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@HabenGoitom-th6is
@HabenGoitom-th6is 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@galaxy7056
@galaxy7056 6 дней назад
መርሐባ❤❤❤❤❤❤
@meazzarai6850
@meazzarai6850 6 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@harounekubal8436
@harounekubal8436 6 дней назад
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 6 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@AlmazGhezai-dq3go
@AlmazGhezai-dq3go 6 дней назад
💙🌲🌟👌💪
@aberhet
@aberhet 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 6 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 6 дней назад
ሰላም ኩቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@motherland1510
@motherland1510 6 дней назад
❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news America ab esran arbaeten siat netfiaya bmeryet bibahr
@rigat9
@rigat9 6 дней назад
🫡🇪🇷🇪🇷🕯🙏🏿🕯🙏🏿🕯🙏🏿🥀🥀🥀🐪🐪🐪 ኑፉዕ ጋዘጠኛ።
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news houthis Mexico neinwo alewo mesagager united states hager
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news united states eritrean kutebana tedakmu ab tiht united states esh elna wey goytay elna zey goytana ngzae meslwo
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news ab Ethiopia Abiy Ahmed awrdna America bah keybla shk mengst ab Ethiopia ntkel
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news united states serekt hasewt dkatat mftarka zetslie.united states mriay hatyatka key metka mriay chenewt dkatat bjeka kab kalie hager zmetsie fryat natom fryat zeyeblom enda lement mhlawna hatyatna zbie aybelion hatyatna knrie united states atna
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news Israel united states ab eritrea zelewon amalakakta kalie terae.eyu zey felt nieket ane eritrean aye zbl ms America wey united states dew zbl aynatnan nhna Eritrean ena ab goni Palestinian ksab gudgad emb nmegzaet united states or Israel
@tesfaldetghirmatsion8663
@tesfaldetghirmatsion8663 6 дней назад
ክብርን ሞገስን ንሰማአታትና ዓለምና ናብ ዕንወትን ጥፋትን ናብ ትከደሉ ዘላ መድረክ ኤርትራ ብስውኣት ረኪባቶ ዘላ ቅሳነትን መስረሆትን ክብርን ሞገስን ንሰማአታትና
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news America riesa ktkebr tekoyna ab cuba konka mdbdaba companies America mktsalu yedl tebae sgumt msad Putin aydeferen America kdbdb hayl enkelewo America eda kemtsihb kab kunat Ukraine degef meages n America mdbdab ab wusht hagera Putin aydeferen n Ukraine zhgza hagertat eden aytesebran trah bgura Putin yhalf alo America Europea ab wusht seferen teteharmen eden ksihba ykiela ayen
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news tsaeda tmkihtegna bkorbet zferd kehad ab alem tefelatnet keyrekb knetfio nshamo Washington D.C.ytfae ab Moscow ebyet Washington D.C tfiat ab alem
@weredeyigzaw94
@weredeyigzaw94 6 дней назад
Merhaba Eri,tv news Israelian ksebkuna yeblomn dngl eya Maryam kbluna nay men kolia daa tetbub.ala wey dma nay men kolia dia hakufa ala Israelian sheramut aklabat nmen tsaeda kshwud bnfas.zwuled.tehalyu setan kikewn alewo eti lkie haki ayhabuna Israelian ekey zhabiewo mstr nay amlak alo aywetsen haki tefeltna keynbeltsom eyu eti mstr debkeno nay amlak afatatra
@Etaro1991
@Etaro1991 3 дня назад
ኣቀዲመ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ቀጺለ:- እዚ ጋዜጠኛ ሚኪኤል ሓድጉ ዝበሃል ስለምንታይ ኢዩ ርእሱ ዘደንን ዘሎ እንተ ዘይተጋግየ'ውን ኤፍረም ግደ እውን ከምኡ ጌሩ:: ስለዚ ሓደራ ዘይባህልና ከይሳዕረረ ኣርምዎም:: ይቅንየለይ
@rahwagobie7230
@rahwagobie7230 6 дней назад
በጃኻትኩም እቲ ኣርእስቲ ዜና ክትህቡ ከለኹም እቲ ሙዚቃ ዘጥፍእዎ ወይ ኣትሕትዎ ዘረባ ኣይስማዕንዩ ፣ሙዚቃ ብጣዕሚ ሓይሉን ይርብሸካን ደሓር ከኣ ሓዲሽ ነገራት ከተተኣታትዉ ፈትኑ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት ኣይተዘውትሩ ፣ምስ ኣኽብሮት
@NegasiKidanemaran
@NegasiKidanemaran 6 дней назад
😂⁰⁰
Далее
ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
21:31
Просмотров 43 тыс.