Тёмный

Fsha Ghebrehiwet - Zeyneqx Nibiat | ዘይነቅጽ ንብዓት - Part 1 New Eritrean Movie 2018 

Jayo Truth
Подписаться 276 тыс.
Просмотров 554 тыс.
50% 1

#JayoMovie #JayoTruth
Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
Copyright © Jayo Truth 2018
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
Twitter: goo.gl/k4ohFM
Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
Website: www.jayotruth.co
Website: www.jayotruth.c...
|- - - - - Connect with us - - - - - |

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@ereyshkorasbeco4761
@ereyshkorasbeco4761 6 лет назад
እታ ዝምነያ ሎሚ መጺኣ ኣብ ሱዳን የ ዘለኹ እሞ ሞራል እባ ሃቡለይ ነዞም መቃምጠይ
@ሴምሴም
@ሴምሴም 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍፍ እዚ ደራሲ ከብድኻ ክበልዐካ ፍሽ like
@bereketftwie4050
@bereketftwie4050 6 лет назад
መርሓብ ብሃንቀውታ ንጽበያ ዝነበርና ፊሊም ኣንታ ሓበሸ ላይክ ከይገብርኩም ከይትሓልፊ ክረግመኩም ኢየ።
@robelyosef954
@robelyosef954 6 лет назад
ዘይ ነቅጽ ንባዓት kemeu eba aytebel wedi shuqey gereleka aleku gen kemeu aybehalen eu
@bereketftwie4050
@bereketftwie4050 6 лет назад
Robel Yosef ኦክ ይቅሬታ
@fyorikifle159
@fyorikifle159 6 лет назад
ዘይ ነቅጽ ንባዓት ata lemani serihka zeytbelie
@bereketftwie4050
@bereketftwie4050 6 лет назад
Fyori Kifle ሓሳድ ዳሓን ዝብለኪ ዘለኩ ጌርኪ ዶ !!!
@godslove2559
@godslove2559 6 лет назад
ዘይ ነቅጽ ንባዓት Kid natka mergem mrka eyu dmu
@amanzemutv7792
@amanzemutv7792 6 лет назад
ብቐዳምነት ዝበለጸ ሰላም ይምነየልካ ፍሽ ሓወይ ብሓቂ ፊሽ ሓውና ዓቢ ስራሕ ከም ሎሚ ጌረ ብ ፊልም በኽየ ኣይፈልጥን እየ ፡ ኩሉኩም ኣብዛ ፊልም፡ እጃምኩም ዘበርከትኩም ልባዊ ምስጋናይ ተቀበሉ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን ይምነየልኩም ኣብ ቀጻሊ ከኣ ካብዚ ንላዕሊ ከም ትሰርሑ ኣይጠራጠርን የ። ሃየ የሕዋት ንዝተበገሰ ነተባብዕ Like ሳብስክሪብ ንበለሎም ሞራል ኢዩ ዝኮኖም
@angosomhirem9038
@angosomhirem9038 6 лет назад
Wedi zemu TV ስላም ፈሽ ሐወይ እዛኣ ፍልም anei reya u 1:50 deqiken werda nera haqiyy
@mulietv9226
@mulietv9226 6 лет назад
Keyweredet dika rikaya bro ab 2 dekik wedikaya malet dyu bekye gele tbl da
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
Wedi zemu TV ክክክክ አዋይ ሃሶት ክይራኣካያ በኪካ
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 6 лет назад
Wedi zemu TV seraqi moba si bialu yilafalef enteawnika dea rikaya
@berhesemere8108
@berhesemere8108 6 лет назад
Ane dma neaka yemesgneka zahawey Ab srahkan guEzo hiwetkan dma Awetn Asalton ymneyelka
@ብአምነትዮውሃንስ
ፕሊስ እዛ ፍሊም ቅድሚ 3 ማዓልቲ ኣብ ኣዝማሪኖ ዝብል ቻኔል ሪኢናያ ሕጂ ካኣ ወሪዳ ኣብ ጃዮ ትሩዝ ፡በጃኩም እዚ ሰብ ኣብ ሱዳን ኮይኑ እዩ ዝሰርሓ ዘሎ መስለኒ ፕሊስ ብጃኩም ኮፒ ራይት እንዳገበርኩም ተውርድዋ ኣለኩም ብጃኹም ፡ፍሽ ሓውና ካኣ ካብ ኣምላኽ ርከቦ እቲ ኩሉ በሰላ ናይ ኤርትራውያን ገሊጽካዮ ኢካ ፡ንሕና ክኣ በቲ ንገብሮ ንሓግዞ like ንግበረሉ
@meras9674
@meras9674 6 лет назад
ብአምነት ዮውሃንስ ይገርመካ ዩ ሓቢቢ እሞ ድማ ኣብ ሱዳም ኮይኑ ድሰርሖስ ቅሩብ ድንቃጸ ዝብሃል ዘይብሎም
@eritrawieyebelom242
@eritrawieyebelom242 6 лет назад
ኣዝማሪኖ ሰረቅቲ እዮን dislike ግበርዎም
@danielabraham9500
@danielabraham9500 6 лет назад
ብአምነት ዮውሃንስ aygermekan tmali date 09-08-2018 mishet ab Asmarino channel sheyfeya nay #1:50 hade seatn Hamusa minutes darga kula Eyom zergihoma
@ስደትዋላዋላኣይጣዓመናን
ብአምነት ዮውሃንስ እንጀራ ኢዝጊ ብላዕ ዝሃወይ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 6 лет назад
ብአምነት ዮውሃንስ እሞ ነዛ ፊልም እኮ ኣዝማሪኖ ደምሲሶማ'ዮም ጃዮ ከኣ ዘርጊሕሎም ኣሎ ብሕማቅ ኣይትረደኡዎ ናይ ባዕላቶም ስራሕ'ዩ::
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
እዚ ኩሉ ሓሊፉ ሂወትና ዝበለጸ ንነብር ኣለና ኣሕዋት ነተባብዓዮም ህግደፍና ተቃወምትና ከኣ ንደመር ዘበነ ይቅረ ይኩነና ዝሓለፈ ይሕለፍ ውሑጅ ይውሰዶ በጃኩም ስለ እዚ መከራና ከብቅዕ ኣምላክ ስደትና ስደት ስራኤላውያን ይግበረልና ኣሕዋት ሕልናና ነስርሕ ሰለ ቶም ኣብ ልብያ ዘለው ኣሕዋትና ጸሎት ንግበር ንፍሽ ሓውና ከኣ ሞራል ብዓቅምና ንሃቦ ኦ ሰማያዊ ኣምላክ ን ኤረትራ ባርከልና ፍቅርን ስኒትን የውርደልና ፕሊስ ፖለትካዊ ኣረዳድኣና ንፍትሓዮ ምእንቲ ውጹዕ ዝሳቀ ሂወት ዝሓዘ ፍጡር ኤረትራዊ በጃኩም ላይክ ንግበርሎም ነተባብዕ ካብ 1000 ኤሮፖውያን ፍልም ዝስራሕ ሓንቲ ስቃይና ትገልጽ ተረኪባ ኣላ ኣሕዋት እና ንደመር ንሕና ::
@ኣስወዲዓንሰባ
@ኣስወዲዓንሰባ 6 лет назад
ዝሓለፍናዮን ንሓልፎ ዘለና ዝገልጽ ንእሽቶይን ሙኩርን ደራሲ ( ፍሽ )በጃኹም ነተባብዓዮ።ሓንቲ ነገር ግን ትገርመኒ ፊሽ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ኣብ ዓዲ ሸሪዓ እንዳሰርሐ፡ እቲኦም ኣብ ኤውሮፓ ዘለዉ ደረስቲ ኢና በሃልቲ እሞ ክኣ ኣብ ናጽነት ዘለዎ ቦታ ከለዉ ሽግር የሕዋቶም ከምዚ ጌሮም ብዘይምግላጾም ብጣዕሚ የሕዝነኒ።
@abrhaberihu7149
@abrhaberihu7149 4 года назад
ደቂ ኢረይ እዚ ስራሕኹም ሓቂ ፊልም እዩ። ኣምላኽ መዋፅኦ ይፍጠረልና ካብ ከርፋሕ ስደት የድሕነና!!
@wediyonas9799
@wediyonas9799 6 лет назад
የላ የላ ደቂ ኤረይ ነዚ ሕልናዊ ስነ ጥበባዊና ነተባብዓዮ
@dawitmuktar6589
@dawitmuktar6589 6 лет назад
Waww xbuk serhe
@meras9674
@meras9674 6 лет назад
ኣቱም ሰባት ንምንታይ ብረሃጽ ናይ ደቂ ሰባት ትላገጹ እሞ ድማ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ዝሰርሖ ፊልምስ ትቃባበሉ ኣለኹም
@lavetmedia1784
@lavetmedia1784 6 лет назад
mera S ከተረድኣኒ ዶ እንታይ ትብል ኣለካ ኣይተረደኣንን ሓወይ ?
@ባይናክገዲምተጋዳላት
ዋውውውው ጽብቅቲ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘመነ ውልቀ መላኪ ወዲ መድህን በራድ እትገልጽ ሓቀኛ ፊልም መጀመርታ ስለ ዝኮነት ደስ ይበልኩም ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም
@ተስፋኣለኒተስፋጽባሕ-ቀ8ኀ
ዝኸበርኩምን ዝተፈተኩም ዝተፈቀርኩም ኩብራት ኣሕዋትን ኣያታትን ኣሓትን ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ብእትገብርዎ ድኻምን ጻዕሪን ሽግርን ብዝተፈላለየ ትገብርዎ ፈተነታትን ዕንቅፋትን ናይ ብሓቂ ቃላት ይሓጽረኒ ቃንቃ ኣደይ ኢዩ ትግርኛ ግን ከምዚ ዓይነት ፍልም ክትሰርሕ ብጣዕሚ ከብድ ኢዩ ። ኢሞ ኣብ ሱዳን ኮይንካ ናይ ቅርሲ ኢዩ። በዓል ፍስሃ ገብርሂወት መልኣክ ድዩ ዋላ ሰብ ብኩሉ ነገሩ። ኣነ ናይ ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ኣየንብብን ግን ካብ ስብከት ቁሩብ ይከታተል ኢየ። ዳርጋ መብዛሕትኡ ካብ ፍስሃ ገብርሂወት ረኪበዮ። ዋላ ኣብ ዝሓለፈ ተስፋ ጽባሕ ቀጽለውን ክብለኩም ዘለኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኢቲ ሉዑል ፈጣሪ ። ብዝተረፈ ኣብ ምሉእ ኩርናዓት ዓለም ፋሕ ኢልና ዘለና ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዓወትን ሓጎስን ምትሕቁቃፍን ኣካክቦን ስደት ዘብቃዕሉን ብር ኢልና ንሕጎሰሉ ይፍጠረልና።
@Samuelsolomon106
@Samuelsolomon106 6 лет назад
ተስፋ ኣለኒ ተስፋ ጽባሕ amen kebretey nay bhaqi senay tezaribka hayal fetenetat kem zehlefu miamun u btaimi ane wen keydneqiwom kehalef aydelen ne kulom abza sirah zeserhu befilay kia ፍሽ ፡ ab serhom aweten asaleton yemene
@ተስፋኣለኒተስፋጽባሕ-ቀ8ኀ
sami Tv show ane da bsenki aqmey dkum etom keme zi kemakum nfauat xubuk geyrom tedneqwom ember. sesenayu selam nay erefti ygberelka
@halefakulumekseb9234
@halefakulumekseb9234 6 лет назад
ተስፋ ኣለኒ ተስፋ ጽባሕ amen bruk hawey
@ሴምሴም
@ሴምሴም 4 года назад
እዋይ ኣሕዋተይ ረኺብክምዎ ዘለኹም ኤርትራውያን ኣሕዋትና ሰድትኩም ሰደት እስራኤል ይግበረልኩም ዘምንኩም ይመልሰልኩም
@selamtesfay9114
@selamtesfay9114 6 лет назад
እዋይ እዚኣስ ብEnglish subtitle ክትገብረላ ነርካ ዓለም ምሉእ ክሪኣ እዞም dislike ትገብሩ እንታይ እሞ ክንብለኩም ኢና ኣብ ከብዲ ጽጉብ የለን ጥሙይ ተባሂሉ እንዱ ድሓን ምሕረት የውርደልኩም
@ተዓደልኑጹህስደተኛፈታዊፍ
selam tesfay Same
@m.k.f5395
@m.k.f5395 6 лет назад
ፍሸይ ሓላል ክኣ ኣጆኻለይ ቡሩኸይ ጻማኻ ኣይኽላእካ ፈጣሪ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
እንካዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ኤሬ ሽኮር ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝቀነኩ ፍልሚ ፋሽ እቲ ምሩፅ ተዋሳይ ናትካ ፍልሚ ኩሉ ግዜ የንበዐኒ ብሓቂ ኩሉ ተከታታሊ ደይ ከምዚ ከማይ ይነብዕ ይከውን! ቀፅልዎ ተከታተልቲ Like share subscribe ኣይንሕመቅ
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ ኣጆኺ ሽኮሪና ኣመና ቦቅባቅ ጓል ማራ ኢየ ዝፈቱ so ኣይትንብዒ kkkk
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ ኡፍፍፍፍፍፍ ጀሚረ ክሳብ ዝውድኣ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ
@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ Ja ኣጆኺ ደሓን ምቅርቲ ከምኣ ኢያ ሂወት ከምዛ ትርእይያ ስደት ወይልና ታይ ክንብል ኢልክና ኢኺ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@@ሓሲብክሉዶፌሩዘይ ኣየኩም Jest ምቅናይ ጥራሕ ምስ ጥዕና እምበር ኩሉ ሓላፊ እዩ እግዚአብሔር ናይ ስደት ዕድመኩም የሕፅረልኩም
@mahberkidusfanuelchannel434
@mahberkidusfanuelchannel434 6 лет назад
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ Subscribe gbarley iki to my channel ane wn ygebrelki aleku
@cr7ronaldounited783
@cr7ronaldounited783 6 лет назад
እዚኦም ኢዮም ክተባብዑ ዝግብኦም እቲ ሓቂ ኩሉ ናብ ዓለም ከጋልጽዎ ዝቃለሱ ዘለው እሞ ከኣ ኣብቲ ውሕስነት ዘይብሉ ዓዲ ኮይኖም ። እዞም ኤውሮፓ ዘለኩም ከኣ ንክትሪኦ ዘሰልቹ ፊልም ሰሪሕና ትብሉ፡ ጌለኩም ድማ ኣይስቆረኩምን ዩ still ቀዳማይ ኮመንት ጽሒፈ ትብሉ ። ብዝኮነ ፍስሃ ክተባባዕ ዝግብኦ ዓቢ ሰብ ዩ ብፍላይ ስራሓቱ ኣብ ኣምላክ ዝተጸግዐ ዩ ዝሰርሕ።be strong Ma God Bless U dear brother
@alexanderx8104
@alexanderx8104 6 лет назад
I'm fan of Madrid and United U right bro እንበር ሰብ ኤውሮፖሲ ሃገርን ህዝብን ኣብ ጠልጠል እንዳሃለወት እንዳረኤዩ ገዛ ገዛ ድራማ ክሰርሑ እዩ ዝራኣዮም ዘሎ
@sambintekle7904
@sambintekle7904 6 лет назад
ብልቢ እየ ዘመስገነካ ንስካ ሓደ ብሱል ሰብ ኢካ ሂወትና ብልክዕ ገሊጽካዮ ፡ፍሽ ሓወይ ምስ መሳርሕትካ እግዝኣብሔ ፡ወላዲት መድሓነኣለም ኣብ ጎንኩም ትኩን
@tztamedia
@tztamedia 6 лет назад
ጋህዲ ዘለለየት ንውጹዕ ተበጀውት ሕሰም ወዲ ጂግና ዘቃልዕት ዳል ዝሰነቀ ፊልም ህያው ትኩን ንዘላለም። ሰብ ትርጉሙ ቅይር ኣምሳል ፈታሪ ክሓስር መዓንታ ንጹህ ብካራ ክዝርዘር ወላዲ ብሰንፈላል ውሽቱ ክሓርር ይህሉ ዶ ኮን ክብል ክነብር ተርደአ ፍሊም ተኣምር ተኣምር። ተስፋ ዘለዋ ፍሊም ኣጆኩም ቀጽልዎ ቀጽልዎ፡፡ classical and music ኣብ መንጎ ትጥቀምሉ ከኣ መጸለል ኡ ፡ አሞ ቀጽልዎ ቀጽልዎ። thanks God bless u
@haniwedibereket4494
@haniwedibereket4494 6 лет назад
ፍሽ ሓዉና እቲ ብዘይ ሕጋዊ ድዘርገሓ ሰብ ብጉብኡ መስሊ ገለ ክፋላ ሪኢያ ነይረ። ግን ግድን ከኣ ብሕጋዊ ክርእያ ኣለኒ ኢለ ድማ ዳግማይ ርእየ እቲ ዝግባኣኩም ኣማልእየ ኣለኩ ። ናይ ብሓቂ ፍሽ ሓዉና ብጣዓሚ ማሃርን ሓቅን ኢዩ ከይ ኣምስጎንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ኢየ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ይምነይልካ ብሩኹ ምጅንባር ከኣ ይግበረልካ!
@ዓሰብባጽዕኤርትራ
wwww welcom ትስፊሽ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣሳልጦን ይምነየልካ
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 6 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ ፍሽ ፡ ግን ቁሩብ ኣብታ ካብ ኤርትራ መውጽኢትካ መኽንያትስ ኣቦይ ክረክብ ወጽየ ካብ ምባል ሕማም ኩሉ ሰብ ተትገብራ ዝያዳ ስሓብን ንኹሉ ሰብ ትውክልን ምኾነት። ማለት ናይ ማብዛሕትና ጸገም ካብ ማንም ዘይኽወል ናይ መንግስትና ስለዝኾነ ። ብዝተረፈ ኣብ ቀጻሊ ንሪኣ ትውክለና ግዲ ትኸውን፡ እዚ ኹሉ ኣብ መንገዲ ዘጋጠመና ግፍዒ ገሊጽካዮ ከተብቅዕ መሰደዲና መኽንያት ዘይምግላጽካ ቁሩብ ዕጋበት ውሒዱኒ ። በተረፈ ጽቡቅ ስራሕ።
@Onelove12347
@Onelove12347 6 лет назад
Hanqewta Selam ሱቅ በል ሓሳዊ ዘይ ንስካስ ወጾም ኢልካ ወይ ጸጊብካ ኢካ ወጺካ ትከውን ሕጂ መስደዱናዶ ገለዶ ትብል
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 6 лет назад
Natsinet Kidane ማህጸን ወላዲት ዶ የብልክን ኢዩ ክንደይ ትጭክኒ ። ጸጊብካ ኢልክኒ እሞ ኣደይ ዝረኸበቶ ይርከብኪ ዶ ኽብለኪ ? ከምዚ ክትብሊ ከመይ ኮይኑልኪ። ነዛ ፊልም ዝርኣየ መቸም ዘይነብዐ ኣሎ ኣይብልን ንስኺ ግን ዝድንግጽ ልቢ ውን ዘለኪ ኣይትመስሊን ። ዘሕዝን ኢዩ ።
@aronhabtom4505
@aronhabtom4505 6 лет назад
Natsinet Kidane anti bkebdki diki thasbi geliekums reskum ayserh u!!
@biniamzewde8662
@biniamzewde8662 6 лет назад
@@hanqewtaselam64 I agree
@mulleramra4974
@mulleramra4974 6 лет назад
Hanqewta Selam ሩዱእ ዩ ኣብቲ ዘሎዎ ቦታ ካ ኩሩብ ስክፍታታት ክህሉ ናይግድን ዩ ካላይ ካ ነቡኡን ንዑኡን መን ዱ ፈላሊዎም ብዝኾነ ጹቡቕ ስራሕ ዮም ሰሪሖም ተስፋ ንሃቦም፡ስከ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 6 лет назад
😢😢😢ሪኢካ ተንብዕ ዘገርም ታሪክ ንውልድ ዎሎዶ ኣምላክ ይሓግዝካ ዛሓወይ ኦ ኣምላክ ንብዓት ኣደና ራህየል ዝተቅበልካ ፈጣሪ ስማይ ምድሪን ንድሕነትና ዝክፈልካ ዋጋ ሎምስ በደልና ንዓካ ደንግጽልና ካባካ እሞ ናባይ ኢና ርህሩ ብባህሪኡ ለጋስ ምልእ ኢዱ ንክራ ደንጋዪ ንምሕረት ቅልጡፍ ዝኮንካ ኣምላከ ኣባዊነ ጾልትና ኣብ ዝፋንካ ጻባኦት ሰማያት ይብጻሕ በጃካ ርድኤና ኣምላከ ኢስራኤል ኣሜንን
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 6 лет назад
ብቀዳምነት እንካዕ ዳሓን መጻኩም ፍሽ ኣንበሳ ኣንታ ሓቦ ሰብ ኣብ ኩሉ ትእቱ ተደሊካ ሕሙም ትኣሊ ኒኢ ተስፋ ዝቆረጸ ተስፋ ትህብ ኣብ ትገብሮ ኣወት ይመነልካ።
@efremtesfay1592
@efremtesfay1592 6 лет назад
Nay bhaki fish hawey amlak xegu yebzihalka
@ወዲኣከለትግርኛ
@ወዲኣከለትግርኛ 6 лет назад
ጥበብ ማለት ነቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት በቲ ዘለዎ ፍሉይ ትዕድልቲ ዝገልጽ ኢዩ So thanks fish hawna neti zelenayo hiwet bmglaxka 💕👍✌👌👏
@Habu98
@Habu98 6 лет назад
ኣነ'ስ ክሳብ 1:50 ደቂቅን ሪአያ ኢየ ግን ህጂ ካኣ ይካታተላ ኣለኩ።
@kph7436
@kph7436 6 лет назад
ክፋል ሂወት ኤርትራዊ ተንጸባርቅ ፊልም ግን Efrem(Johni) ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሂወቱ ምሕላፉስ ሓጉስ ኣይኮንኩን፡ ጽቡቅ ገጸ ብህሪ ዘለዋ ስብ ይመስል ኔሩ እንተ ወሓደ ካርቱም ክበጽሕ ኔርዋ። ብዝተረፈ ጎዶሎ ዘይብላ ፊልም።
@ፈቃር.ዩስመይ
@ፈቃር.ዩስመይ 6 лет назад
መግለጺ ዘይብላ ፊልም ነቢዔ ተብልኩኹም ሲ ትኣምኑኒ ዶ ብሓቂ ፍሽ ሓወይ ምረት ስደት ገሊጽካዮ ኢኻ እሞ ኣብ ስራሕኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
@ablelkesete2134
@ablelkesete2134 6 лет назад
Wwawwwwwwwwwaawww ብልጽቲ ስራሕ ን,መከራ ናይ ስደት ብልክዕ ትገልጽ ብቅዕቲ ፊልም
@meashogebermeskel5261
@meashogebermeskel5261 6 лет назад
Temsgen Amlakey kabeze zewsxkni natome kertate zeblu zelwu ka mewsxo fextrlome
@basiloshabtom2707
@basiloshabtom2707 6 лет назад
ካብ 100% 101% ህበካ ኣለኩ ብሉጽ ስራሕ ፍሽ ሓወይ keep it up
@EriZaraTech
@EriZaraTech 6 лет назад
Btami des tebl film eya keep it up
@haniteyhaniteydgnanga3036
@haniteyhaniteydgnanga3036 6 лет назад
ፍሽ ሓወይ ናኣይ ብሓቒ ሓቐኛ ሂወት ኢዩ
@ወዲማርያምምእዙዝ
ብመጀምርታ ስላም ንዓኩም ይኩን ብምቅጻል ዝከበርካ ፍሽ ኣወይ እቲ ኣብ መንገዲ ዘጋጠመ ኩሉ ታሪክ ሂወተይ ገሊጽካዬ ብሓቂ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይ ደልን ነዛ ፊሊም ከኣ ዳርጋ ነዊሕ እየ ተጸቢያ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ከኣ ይብለካ ኣይ ትሕመቅ ካብዚ ንላዕሊ ከም ሒዝካ ከም ትመጽእ ከኣ ኣይጠራጠርን እየ so tanhks more !!
@solomonsebatleab4202
@solomonsebatleab4202 6 лет назад
Senetbebawi malet huluw kunetat hiezbu begbui terediu zeserhi eu kemesgeneka keneber eye iember ke hiwety negierkaley fish wedi hezbi thanks more i remeber Egypte senay prison 12/4/2012 senay so continue fish 😭😭😭
@ኣሜንኣሜን-ሠ1ፀ
@ኣሜንኣሜን-ሠ1ፀ 6 лет назад
ewunet lemenager ye Eritrea drama ayche alawukim gin ኣብ ላዕሊ ርኢሲ ምስ ኣንበብኩ ነክሪእዮ ኣገድዲኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ ewunetega tarik new ab sidet zegatim bitikiklga menged gelitsikmo alekum good luck
@habtomtekle3455
@habtomtekle3455 6 лет назад
Wwwwww eta zxbeya zineberku film n fish zifetu like agrchiw
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Год назад
Merhab 💖👈🏽
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
Nay bahki jeganu yehwat enke beselam mexakum like besem fsha
@adeyalemey4385
@adeyalemey4385 6 лет назад
ፍሽ ኣድኒቀ ዘይጸግበካ ሰብ ኢኻ ኣነስ ኣብቲ ካርቱም ብሓንሳብ እንዳ ዋዓልና ጽቡቅ ሌላ ምሳኻ ከይመስረትኩ ምፍላይካ ካብቲ ዘጣዓስኒ እዩ እሞ፡ኣብ ሓደ ካፈ እንዳ ዋዓልና
@helublackeri4283
@helublackeri4283 6 лет назад
enber zey nekix nebat 😢
@ምሕረትንጉሰጓል
ስደት😭😭😭😭😭😭
@captainblaumutze6210
@captainblaumutze6210 6 лет назад
Ich mag die Trends:)
@Narutolover-sq4ku
@Narutolover-sq4ku 6 лет назад
Ich auch :)
@jessefiinn6539
@jessefiinn6539 6 лет назад
Selbst hier hast du kommentiert haha
@jessefiinn6539
@jessefiinn6539 6 лет назад
Machst du auch was anderes ausser youtube gucken??
@rodiaseyfishshkornybhakixb6738
Ny bhaki xbti film fish shkor
@antivaxxkaren8549
@antivaxxkaren8549 6 лет назад
junge du bist auch überall, bei knast vlog ton verändert standard skill lol
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 6 лет назад
Ahhhhh a way ani kemzzz gefetattt deyou agtemna 2015 ab libya temsgen fetriiii kabze kulu zaweskni
@tupac2paclovechannelt834
@tupac2paclovechannelt834 6 лет назад
ዌልካም ፍሽ ሓውና ጽብቅቲ ስራሕ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ
@አትፍረድይፈረደባሃል
ኣይ ስደት ረሳሕ
@fickdichwelteritrawitafrik9393
ይቅሬታ እዛ ፊልም ኣብ ካልእ ቻነል ትማል ወሪዳ ነራ ሎሚ ክኣ ኣብ ጃዮ ወሪዳ ከምከመይ ይኸውን ኣሎ ኣይተረዳንን።
@temesgenkaamlakey8050
@temesgenkaamlakey8050 6 лет назад
ኣሎ ዝይ ጸገበ ድራር ዕለት። Naxnet ewe timali serikom eyom zerghoma nerom eza gin higawit chanel eya
@fickdichwelteritrawitafrik9393
ሰማዕቲክ ሻርዋር Ok.
@መዓትወረናብራ
@መዓትወረናብራ 6 лет назад
እታ ቻነል ናይ ስርቂ ባ ንገረኒ ኣብኡ ክከታተላ ዛ ፍሊም
@-wedixlma
@-wedixlma 6 лет назад
ኣሎ ዝይ ጸገበ ድራር ዕለት። Naxnet Ja xbuk aleka gn qeltifom axiemoa
@fickdichwelteritrawitafrik9393
Hadish Meseret Nska wn ktserq malet koyu.
@ብዝሓለፈየመስግነካብዝመጽ
ኣሕ እዋይ ሂወት
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 6 лет назад
እንካዕ ብድሓን መጻእኩም ብሃንቀውታ ንጽበያ ዝነበርና ፊሊም ኢያ ኣየ ነተባብዓዮም ሪኢና ጥራይ ኣይንኺድ ሃናጺ ዝኾነ ሪኢቶ ንሃቦም።
@እማየእያንዓይዓለመይእሚ
እፍፍፍፍ አቤት ፈተና ወድሰብ እሕዋተይ ፅቡቅ ስራሕ በርትዑ
@abaykihalaley2524
@abaykihalaley2524 6 лет назад
Fish hero i'm proud of you
@kendelproduction5784
@kendelproduction5784 6 лет назад
ዝድነቕ ስራሕ ፊሽ ሓወይ ኣብ ሱዳን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትሰርሕ ከቢድ ምስ ሙኻኑ ዝያዳ ነዓኻን መሳርሕትካን ብሉጽነትኩም ይረአ ከምቲ ብዘይ ሓያል ማዕበል ሓያል ባሕረኛ የለን ዝበሃል ። ቅሩብ ክግበራ ዝነበረን ዝብለን ውን ኣለዋ ከም ርኢቶ። 1 ኣብ ግዜ ስግረዶብ ብዝተኻእለ መጠን ካብ ከባቢ ካርቱም ክትወጹ ኔርኩም ምኽንያቱ ህንጻታት ሓሓሊፍካ ይረአ ኔሩ መቸም ህንጻ ዘለዎ ስግረዶብ ከኣ ከምቲ ኣቤል ተስፋ ቆሪጽዎ ዝነበረ ዘቁርጽ ኣይኮነን ከተማ ኣቲኻ ኣለኻ እዩ ኖ። 2 ኣብ ካርቱም መቸም ቀዳመይቲ ብድሆ ምንጪ ናብራ ወይ እቶት እዩ እትው ኢልካ ኣብ ካርቱም ከምዚ ናይ ፍሽ ዘጥረዮ ንብረት ዘጥሪ ሰብ ምናልባት ሰምሳሪ ወይ ክብድ ዝበለ ምንጪ ኣታዊ ዘለዎ ሰብ እዩ ፍሽ ድማ ብ ኣቡኡ ወገን ዝተነጽገ እዩ ኣዲኡ እንተኾነት ተሸጊራ ዘዕበየት እያ ካበይ መጽዩ እዚ ኩሉ ? 3 እቶም ቆልዑ ባባ ምባሎም ብዙሕ ከቢዳትኒ ኣቦኦም ሞይቱ ሽዑ ንሽዑ ኣቦነት ዝቅይሩ ኮይኑ ኣይስመዓንን መቸም ከቢዳትኒ ። ተወሳኺ ካብ ናተይ ትዕዝብቲ ፊሽ ሓወይ ግጥሚ መሳሊ ዘረባ ኣብ ፊሊም ሓደሓደ ግዜ ኣሰልቸውቲ ይኾኑ እዮም እሞ ተዘይበዝሑ ይሓይሽ ኖርማል ዘረባ ዝያዳይ ይምስጥ ኣብዚኣ ፊልምኻ ኮ ኣብ ሓደ ቦታ ጥራህ ከምኡ ኣስተብሂለ ኣለኹ ኣብታ ቀዳመይቲ ፊልምካ ዝያዳ ይጎልሕ ኔሩ ስለዚ..... ከምዚ ግበር ዘይኮነስ እዚ ውልቃዊ ትዕዝብቲ እዩ ናይ መደብ ረምታ ሰራውር ናብዚ ይሓልፈካ ኣሎ መስለኒ lol ፊሽ ሓወይ ኣቢ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ላህጃ ለውጢ ዝድነቕ ይገብሮ ቁጽሪ ሓደ ናብኡ ኣዝቢለያ ኣለኹ ምስ ምቅጻል ካልኣይ ክፋል ደኣ ናብ ካልእ ከየብላ እንበር። ብዝተረፈ ሰናይ ጉዕዞ ሂወት ምስ ዓወት ይምነየልካ ሓውኻ ዮሲ
@emnetsion2
@emnetsion2 6 лет назад
Fish bro you are intelgent
@ronaldosani7538
@ronaldosani7538 6 лет назад
Ati gal kulu gzie diki zeleki
@nfhdbgdgj8335
@nfhdbgdgj8335 6 лет назад
rozi production አህ አዎይ ንሕና ነረክቦ ፍሽ ሓወይ ዘይሃስስ ስምብራት አግዛኣብሀር ሰደትናኣ ስደት እስራአለውያን ይግበረልና ኣጆኩም ዘመህዋተይ
@like-nh7dm
@like-nh7dm 5 лет назад
ፍሽ ኣስሊ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
hgdef ክሪኣዋ ኣይፍቀድን አዩ ከይትሪኡዋ ኣቱም ኣዛብእ
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 6 лет назад
Biteweded jigna Eretireawi yraywo ember kurub entetesekorom ka
@ኤርትራፍቅሪዩሂወተይ
Teame teklu ንስካትኩም ከማን ካብኦም ትኮኑ እንታይ ይፍለጥ
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 6 лет назад
Hani Gebre ember do hgdef aykonkan entay da kemteuy xhifka meliska tgmteleni bkemey eske hji kemeu eilkani melsi kxbeyeka
@ኤርትራፍቅሪዩሂወተይ
Teame teklu ህግደፍ ህግደፍ ትብሉ ሲ ንስኩም ከ እንታይ ክትገብሩ ሪኢና
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 6 лет назад
Hani Gebre aye hani hankas kema eilka aleka beka
@danielmikiel1818
@danielmikiel1818 6 лет назад
Wekcome ፊሽ ሓወይ ናትካ ፊልም ከምዚ ናይ ሎሚ ፊልም ዘይኮነ ኣብቲ ባይታ ዘሎ ተሞርኪስካ ትሰርሖ ብምካኑ ገለ ሲምዒት እዩ ዝፈጥረልካ ቅድሚ ሕጂ በታ ተስፋ ጽባሕ ክንደይ ሰብ እዩ ኣድኒቅካ እዚኣ ከኣ ካብኣ ንልዕሊ ከም ትከዉን ኣይጠራጠርን እየ
@ህዝበይዩኽብረተይ
ፍንጃል እኸውን ንብዓት ሰዲደ ፍሽ ብሩኽ ዘርኢ ዕድመን ጥዕናን ምስ መሳርሕትኻ
@yonatantsegay2343
@yonatantsegay2343 6 лет назад
ኢፒ ስነ ጥበብ ተደፊሩ ድሕሪ ባዓል ኣብርሸይ kkkkkkkkk
@wedicaptain3662
@wedicaptain3662 6 лет назад
እንታይ ከም ዝብል ጠፊእኒ በቃ ኩሉ ነገር ሰሪሕካዮ ኢኻ ናይ ብሓቂ ህሉው ኩነት ናይ ህዝብና ስለ ዘንጸባረቅካ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን😭😭😭😭😭
@yonas1297
@yonas1297 6 лет назад
ናብ ስድራቤታት ህግደፍ ክትበጽሕ ኣለዋ እዛ ፍሊም፡ ገለ ብፊሊም እንተተሶቆሮም እዚ መከራ ናይዚ ህዝቢ፡ እሞ ጸማም እዝኒ ምሃብ እንተገደፍዎ፡ ፍሽ ምስ ኩሎም ኣባላትካ ልባዊ ምስጋና ይብጻሕካ ንፉዕ መምህር።
@hophop8666
@hophop8666 6 лет назад
adonay adonay ezi nahna kkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkkkkkk ala sami mekseneyyy
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 6 лет назад
ቖልዓ ሳንጀርጆ መንደፈራ yonas wedi Mundufey abey gezawti eka
@afeworkihabteab1419
@afeworkihabteab1419 6 лет назад
100 miya miya
@ቲጂየዉቅሮልጅ
@ቲጂየዉቅሮልጅ 6 лет назад
ሉሚ ቀደመይቲ ኮመት ፅሒፈ እና አጀኩም Like አግረጭዉ Like አይተወሑዱ ክክክ
@Wegihu0753
@Wegihu0753 6 лет назад
ፖው እዚ ወዲ ፍረ ጻማኡ ንክፈሎ ፊሽ ሃወይ ገለዓይነት
@maekelezeribruk4534
@maekelezeribruk4534 6 лет назад
ኣሕሕሕ ራሽይዳ ዘብሃሉ ወድኦሙና አኮ መስ ሰምሰርቲ ኮይኖም ገንዘብ ሓራም ከልክምኩም አዩ አድ ሽንዳሒት ጸናሒት #$$$$
@sebtelam9610
@sebtelam9610 6 лет назад
Maekele Zeribruk ኣብዛ ፊልም አውን ሰምሰርቲ ይሰርሒ ኣለዉ ።ሕጂ ሰብ ዘይፈልጦም መሲልዎም ኣሎ ።
@ሃገረሰብናይሰብሃገር
እዞም ጀላግፍ ኣብዛ ሕማቅ ጊዜ ባ ረኪቦምና! ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ቀጽልዎ like ኣግርጭው
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 года назад
Suyum ayney keytmexie dea enberi🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣Wedi Rimey Natey 👑🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰💉🇪🇷💊❤❤❤❤❤❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 6 лет назад
Welcome እታ ድጽበያ ዝነበርኩ ፊልም
@techway9080
@techway9080 6 лет назад
Fish hawey betam belux srha emo dima ab sudan koynki ajoka kaxlo dik Er dima like subscribers share ngbaro maten morale kirakeb senay kidam senbate
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ 6 лет назад
ናይ ብሓቂ ዘይንቅጽ ንብዓት እናሻዕ ክትዝክሮ ዘንብዕ ፍጻሜታት ስደትን ሰምሰርትን ብጣዕሚ ፅፉፍን ግዝዎን ድርሰት:: ኣነ ክብል ድልየ ዝለኩ ግን እዚ ን ደራሲ ኣብኡ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ስብኣይ ኣብ እትዮ 2011/2012 ሰምሳሪ ክይኑ ይሰርሕ ነሩ ብሰንኪ ግስሩት ስርሑ ድማ ብዙሓት የሕዋትና ናብ ራሻይዳ ብምሻጥ ግለ ብግንዘብ ክውጽኡ ከለው ዝትረፍ ግን ኣብኡ ተሓርዶም😭 ስለዚህ ነው በልዎም ኣብ ክምዚ ዓይንት ስባት ኣብ ፊልም ኣይተምጽእውዎም☺️☺️☺️ ኣብ ሕጊ ከማን ክቀርብ ኣለዎ
@sebtelam9610
@sebtelam9610 6 лет назад
semere eyob ምናልባት ምሳካ ይሳማማዕ አየ ።አቲ ፊልም ተተሰርሐ ጽቡቅ አዩ ኩሉ ሰብ ከኣ ነነቱ ትዝታ፡ሽግር ዘይሃሥስ ኣለዎ ።ኣብዛ ፊልም ድሰርሑ ከም በኣል ጆን ደራፋይ ግን ቀዳሞት ተሓትውቲ ናይ ገበን አዮም አሱ አንድዩ ነዞም ረሳሓት ኣስገርቲ ሌአኩ ሰብ ሱዳን ምስ ኣተወ ካብ ስምምዕ ወሲኩ ሰልዲ ዘክፍል ፡ዘጋፍዕ፡ካብ ካለኦት ደለልቲ ዝምንጥል ህጆ ፊልም ሰሪሒ ካለአ ምምሳል ሰንስ ኣይህብን አዩ ።ዋላ አቲ ወዲ ኣባይ መታለሊ ከስግረኩም አንዳበለ ሰብ ትሩፋ ዝገብር ዝነበረ፡ዝሰርቅ ።ህጂ ፊልም ሰሪሖም ዘታልልዎ ሰብ የለን ።ሰብ አውን ነዞም መታለልቲ ሰብ ድሸጡ ፡ዝልውጡ ከቃልዖም ኣለዎም ።ጽቡቅ ትዕዝብትካ ገሊጽካ ኣለካ ።
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ 6 лет назад
seb lomi ብትክክል ሓሳባትካ ቅቡል ዩ : ግን እንድሕር ኣነን ንስካን ካልኦትን ንፈልጦ ሓቂ ከነውፅኦ ዘይኪኢልና ዘይትፈልጡ መስልዎም ኣብ ናእሽቱ የሕዋትና ውን ክድግምዎ ይክእሉ ዮም :: ስለዚ ብዘይ ምሽፍፋን ንከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ኩሉ ሓላፍነት ኣለዎ:: ድሓር ድማ ንዚ ፊልም ክዋስእዎ ድክእሉ እኮ ብዙሓት ግዳያት ኣለው እንድሕር ብግቡእ ተሓሲብሉ. ብዝኮነ ከይኣመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደል ሓሳበይ ተርዲኡካ ትፈልጦ ዘካፈልካኒ::👍🏻🙏🙏🙏
@sebtelam9610
@sebtelam9610 6 лет назад
semere eyob ታንክስ ብሓደ ኣለና ።ኣበየናይ ሕጊ ኢና ነቅርቦም አምበር አዚኦም ደኣ መኣስ ደይግበኦም ኮይኑ ፡ገለ ኣብ ኣፍሪቃ፡አሮፓ፡ኣመሪካ፡ዋላ ተሸጊጦም ኮፍ ተበሉ መኣልቶም ይህልዎም ይከውን አዩ።ደሓር ናይ ነፍስወከፍ ሰብ ሓበረታ ኣገዳስን ፡ምቅልሖምን ኣይዝዩ ኣገዳሲ አዩ።ንስለ ጸለመ ጽሊኢ ዘይኮነ ኣብ ሓቂ ቶሞርኪስካ ምቅልዖም ናይ ኩሉ ዘጋ ሓላፍነት አዩ አሞ ኣጆካ።ነዚ ናተይ ናትካ ሪኢቶ ገለ መሳርሕቶም፡ገለ ብገለ ምቅሽስ ድዕሸዉ አውም አኮ ሓሶት ኢሎም ክከለከሉሎም ይፍትኑ፡ክፍትኑ አንድዮም ደይምግዳሶም።
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ
@ግዜዳኛ-ፀ6ቀ 6 лет назад
seb lomi ኣብ በብዘለዉዎ ክትሓዙ ይክእሉ ዮም ኩል ሰብ እንድሕር ኣንጻሮም ተበጊሱ:: ግን ግዜ ከድሊ ዩ. እምበር ዘይ እቶም ዓበይቲ ሰምሰርቲ ኣብ ኣብ ኤውሮፓን ካልእን ዮም ዘለው ብእኦም ምተጀመረ ሞ ቶም ትሕቲኦም ዘለው ድማ ምስተድሃሉ::
@atageltitaffere5554
@atageltitaffere5554 6 лет назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ፡ቀጽልዎ
@awetmedia9547
@awetmedia9547 6 лет назад
hgdef idkum aytseanu ahhhhh
@michealetsegay3gmail.comts88
@michealetsegay3gmail.comts88 6 лет назад
10: 34 ልክዕ ከምዚኣ ኣጋጢማትና ኣብ ሓምዳይት 2013
@alekueyezblberinzo5050
@alekueyezblberinzo5050 6 лет назад
Fish nay behaki artist eka mknyatu ezi kulu xegem nay yehwatka teredieka kemzi gerka zekalaekayo keyemesgenkuka khalf aydeln so Thanks bro
@s.m9362
@s.m9362 6 лет назад
Hgdef dikum dislike tgebru zelekum. Imo yelen nay isak simon music kigabzekum. Fish hawna msganan degefn zedlyeka artist ajoka tray
@meronbrhane4733
@meronbrhane4733 6 лет назад
መርሓባ ፍሽ ሓውና አንካአ ብድሓን መጻካ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ኣጆካ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ድማ ስላምን ፍቅርን ይምነየልኩም
@haeatmohamad3063
@haeatmohamad3063 3 года назад
ኡፍፍ ስዴት ሕሱም😭
@michaelrezene8883
@michaelrezene8883 6 лет назад
Bhanqewta nxbeya zneberna Film 🎥 eske Like habwom nezi tarikawi srah By the wey Nice Job deqi Erey natey ♥️♥️
@rusomraesi2537
@rusomraesi2537 6 лет назад
Wwwww Nay Behaki Gelaxit Fisch Nay Behaki brtue Beal Tibeb eka Ajoka Qexilo Amlak Msaka Ykun
@zekariasgebreamlak9264
@zekariasgebreamlak9264 4 года назад
Ayana Oskar ESEY Yoildan Hermel Rozina Machel
@IYE.G.F
@IYE.G.F 6 лет назад
ዋላ ምርዳአ ኣቢኒ ትማሊ ኣብ ካልአ ቻነል ሬአያ ነረ በጃኩም አባ ብርሃጽ ሰባት ኣይትጻወቱ በጃኩም በጃኩም ከመይ ሕልና ዘይብሎም ሰባት አዮም በጃካ ፕሊስ ፕሊስ ፍሽ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ብሩህ መትሳአኢ ዘለካ መነሰይ አካ so keep it up ma dear bro
@danielmikiel1818
@danielmikiel1818 6 лет назад
Part 2 ኣይትደንጉዩ ኢኩም በጃኩም ናይ ብሓቂ ተንኪፋትኒ እያ
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 6 лет назад
Please keytekorxwa hizbna kem ziria kengebr ena wedwa. Zkone hagez dma etdelywo Email gerkum ketrekbuni tkelu ekum
@ገነትጓልቅዱስሚካኤል
@ገነትጓልቅዱስሚካኤል 8 месяцев назад
😭😭😭😭😭እፍፍፍ ንብዓተይ ምቅፅፃር ስእኖዮ አረ አነስ ድራማ ምካኒ ናረሰዕኪ በቃ ንበይ ካብ ዘሐመኒ ይነብዕ
@chealo-lemlem
@chealo-lemlem 6 лет назад
ክብሪ ናይ መስቀል ክትሕልዋ ኣለክን ሓበሻውያን ደቂ ኣንስትዮ፡መስቀል ካብ ክሳድክን ወጻኢ ፡ከም መጋየጺ ኣብ ኣእዛንክን ኮነ ኣብ ካልእ ክፋላት ኣካላትክን ከተንጠልጥለኦ የብልክንን። ናይ ክብሪ ቦትኡ ፉሉጥ ዩ። ብምቅጻል ፊሽ ናይብሓቂ ተስፋ ዘለካ ሰብ ኢካ። ኣብ ሱዳን ኮይንካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትሰርሕ ምክኣልካ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን።
@samielsami5450
@samielsami5450 6 лет назад
ብታአሚ ደስ ዘብል፡ ሂወት ስደት ዝገልጽ ፊልም ኣጆካ ቀጽሎ fish ሃወይ
@ምንባርጥዑምእዩብፍቅሪ
እዚ ኣቦ ኣዶናይ ዘሎ ፡ፍራንኮ እዩ ስሙ ፡ኣብ እትዮብያ ኮይኑ ክንደይ ሰብ ዘትፈኣ ፡ዕሉል ገብነኛ ፡ተወሳኪ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ክንደይ ሰብ ንልብያ ሰትፈኣ እዩ 40 ሰባት ሽይጥዎም ፡ኣብ መዓስከር ናይ ጨጎራ ኮይኖም ደም ነብዖም ፡ስለዚ ካብ ቶም ብገበን ዝሕተቱ ሓደ ኢዩ ።
@neginegimekeret971
@neginegimekeret971 6 лет назад
Fesheya yana jegena yana aseteway edemana tena yesteh lazan anedabeten eko adileka eko eu fesheya
@semharkahsay2555
@semharkahsay2555 8 месяцев назад
ኣምላክ ንኩሎም ሰደደኖታት ኤርትራውያን መዋጽኦ ይፍጠረሎም.
@lilayabay7260
@lilayabay7260 4 года назад
Atam ahwatey laman do you nmeman metsegemi tgraway ntigrawau efffff aye sdet aynu ytfae😭😭😭😭😭😭
@atranos.online
@atranos.online 6 лет назад
ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ብልጽቲ ፊልም ፊሸይ ስርሓትካ ብሉጻትን ምሃርትን ሙዃኖም ኣየጠራጥርን እዩ።
@bhrinbhrin6424
@bhrinbhrin6424 5 лет назад
entay ena nekown zelena atum Eritrawiyan negnzb kenbel hawena kenqetel ewy muxot alem bezukon nice movie bro
@matishow3043
@matishow3043 6 лет назад
እንታይ ኢናሞ ክብለካ ፍሽ ሓወይ ታኣምር ዝኾነ ስራሕ ዩ ኣጆኻ እቲ ሸርር ላይክ ምትብባዕ ካኣ ናዓና ሕደጎ
@edeneyob2537
@edeneyob2537 6 лет назад
Bkedamnet selam amlak naka ykun fes hewey bmkuxal btami znead srah kexlo I aprseyt u .
@geryeangesom590
@geryeangesom590 6 лет назад
Fish hawna breka yesesn serhka zekone fuxum eyu mo nezi sekyatna zewerd zelon zewerd zelon tgelxo aleka mo kulatn aab zelenayo nezom kemzi gerom desrhu zelew netebabeayom ajkum deki erey kexlwo
@ወዲፊሽ-ከ6ፀ
@ወዲፊሽ-ከ6ፀ 6 лет назад
ኣሕሕሕሕ ሊብካ ትትንክፍ ፊሽ ኣቦሰብ ብታሚ ከየድነቁክካ ኣይሓልፍን ኢየ ቀጽሎ ፈልሚ አፈትን ኢየ ነረ ኢሞ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሕጂ ናትካ ግን ኣብሂወት ናይኩሉ ደቅሰባት ስለ ዝተኣሳሰር ኪርኢ ተገዲደ ቀጽሎ ከየመስገንኩኩም ኣየሓ ልፍን የ ኒኩለሰትኩም ነሰይክ ጆብ♥ ክምስገኑ ዘለኩም ኢኩም
@cr7ronaldounited783
@cr7ronaldounited783 6 лет назад
Etom 10 dislike gerkum zelekum tetnkeku alem dislike keytblekum
@Texas-g6m
@Texas-g6m 6 лет назад
Ab za se askaray kam zi aykabirenyo rashida enta elkum men albat askaray zebadalu seb bizah aykonan hiji qerub akaninkumo
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 года назад
Ahh way hizbey kusley tetnkife Neti haki zihalefnayon zelon niktgelxu kemzi gerkum bimwisakum kibret yihabeley deki erey ajekum kihalfelna u.
@adelnesu7580
@adelnesu7580 6 лет назад
ከም ድረሰት ዲኻሓሲብካያ ደየለ እሰከ አየተመጽኡ unlike
@fisumtekle5427
@fisumtekle5427 6 лет назад
Adel Nesu enber do tetemiqa eka ke nay 2 semun kola eka ezi kulu mekeras aytifelton eka
@theer5130
@theer5130 6 лет назад
Film eritrea beqa ms deqka kitriEyo ashegari koynu uyyy trah tblu dhulat. Wedi qeshi arkey good job emo
@belulmengstab4846
@belulmengstab4846 6 лет назад
Welcom fih hawey selamn ksanetn tanan awetn asalton ymneyelka btami xbuk srah kexlo🙏
@awetgerie4486
@awetgerie4486 6 лет назад
Fsh hawey btaemi sef deybl hlna aleka abzaalem kulu kemaka entezkewn alem genet mkonet nera so Edmen tienan yhabka!!!
Далее
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 462 тыс.
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 531 тыс.
"ኣቡኡ የለኹን" ደብዳቤ-ፍቕሪ
9:21
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 462 тыс.