Тёмный

gere emun part 106 | ገሬ እሙን ክፋል 106 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 324 тыс.
Просмотров 376 тыс.
50% 1

gere emun part 106 | ገሬ እሙን ክፋል 106

Приколы

Опубликовано:

 

17 дек 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 821   
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j Год назад
አድነቅቲይ አብርሃም ሃየ በሸም አብርሃም ንህዝቢይ ትግራይ ንሃግረ ትግራይ ሰላም በሉልይ።
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
መሲተይ መኣረይ ንዓደና እግዚአብሔር ሰላሙ የልኣክልና ብሓቂ ንኣብራሃም ብጣዕሚ ዩ ዘፈትወ ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@kamfiusns8422
@kamfiusns8422 Год назад
አብረሃም መሕረር ክክክክክ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዮ
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k Год назад
እቲ ሓዎም ደኣ ናበይ ከይዱ
@Dawitsiele
@Dawitsiele Год назад
ዝፈትወኩም እንዳገርየ እሙን! አኽሰተ ብፍላይ ፈሚሱ😅 ኣብርሃም ከኣ ግደፍ እንዶ ኣይተሕርረና🤣 ብዝኾነ ንበሩልና ብሩዃት ተጋሩ ኣከለጉዘታይ💙💙❤
@tekichowe
@tekichowe Год назад
እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን❤ ኣሕዋተይ መድሃኒኣለም ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ❤ዝጠመየ ህዝብና ዝዕንገለሉ😭ዝሓመመ ህዝብና ዝድሕነሉ 😭ዝተፋላለየ ህዝብና ዝራከበሉ😭ዝተሰደተ ዝህብና ናብ መሬት ዓዱ ዝምለሰሉ😭ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና🙏❤
@galtigray9301
@galtigray9301 Год назад
ኣሜን🙏🙏
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
አሜን፫😭🥰
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ
@maahiii6
@maahiii6 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏
@yordanosmulue4442
@yordanosmulue4442 Год назад
Amen deki Adey🥹😭😭😭
@Asutigrweti
@Asutigrweti Год назад
ኣብ ምልኤ አለም ትርካብ አሕዋት ብስላም ንዓዲኩም የአቷካም ስላም ልሕዝባን ንዓድና ይግብራልን ፍጣር ትግራይ ዓደይ 💊🙏😍😍
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z Год назад
ታማ በኣማርኛ ልድሕሪት
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w Год назад
ዋይይ
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z Год назад
@@user-qk9kx2ft5w ለሃገራችን ድያ ልበለት 😂
@user-xk1we6gz3f
@user-xk1we6gz3f Год назад
ጥሩ ትግሬ ዶ በሉ 😏😏😏😏
@user-xk1we6gz3f
@user-xk1we6gz3f Год назад
@@user-fu8vz4bw3z 😂😂😂😂😂😂
@user-nl5eb6hq7t
@user-nl5eb6hq7t Год назад
ኣንቲ መርሃዊት ልበይ ❤ትግራይ ዘለኺ ከመይ ኮነ ትህሉዊ ከመይ ከ አለኺ ይናፍቕ ኣሎ ምሒር ልበይ ንዓኺ ምፍልላይ ምስ ኮነ ሃንደበት የሕልፎ ለኹ በይነይ ናብራ ብናፍቆት እህህ 💔ንዉር ድቃስ ሓርምኒ ንበልነይ ከም ዛዕሊል ገይርን ስደት ስደት ኣመና በድልኻን ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ምስ ስድራይ እባ ኣራኽበኒ ድምፆም 3ይ ዓመተይ ሕዘ ካብ ዝሓርመኒ 😥💔💔
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u Год назад
ኣጆና መዓረይ ኩሉ ክሓልፍ ክኾን😢
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Год назад
ኣጀኪ ካ ህያበይ ኣምላክ ወረ ሓጎስ የሰመዐኪካ
@mebrahtikiros2304
@mebrahtikiros2304 Год назад
አዮኪ ዝያዳይ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
አጀና ምቅርተይ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan Год назад
አጆኻ ዝሓወይ ማርያም ፅዮን ፅቡቕ ተስምዕካ 🙏🙏🙏
@adsasa4810
@adsasa4810 Год назад
ተጋሩ ሕበሩ ንበሩ ንዘልአለም ❤❤❤❤
@kesanetteklay2421
@kesanetteklay2421 Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊
@user-il8kq2yw3c
@user-il8kq2yw3c Год назад
አብራሃም ፈትዮ ክመውት 😊 አፍቂሮዮ ግድይ😂😂😁 ምንጪ ሳሓቀይ ክፈትወኩም እኮ እንዳ ገሬ እሙን😍
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Год назад
ጎረቤትና ጥዑማት እንዃዕ ብሰላም መጻኹም😘😘
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
አሜን፫ ክቡር ሓዉ
@yemaneyeme7404
@yemaneyeme7404 Год назад
ኣየ ዳገሬ እሙን ትሰላም ትብልወ እካ ይፅናሓልና መቀለ ብቻ ስለ ዘይ ኣተው ድዩ ሰላም ኮይኑ ትብልዋ ዘለኩም ት ኣብ ዓድግራት ሽረ ኣኩሱም ዓድዋ ዘሎ ህዝቢ ከ በቃ ተረሲዑ ማለት ድዩ 😭😭💔💔🖤
@mohmedmomo1407
@mohmedmomo1407 Год назад
ኣድነቅቲ ኣያ ተከስተ እስኪ 😁😁😁
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ክብረተይ❤❤✝️
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Год назад
ብርኩ ሰምበት ክርስትያን ይግበረልና ደቂ ተዋህዶየ ስድራና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ዝጠመየ😓 ዝዕንገለሉ 😓ዝፀምአ 😓ዝረውየሉ💔 ዘመን የምፀአልና💔 ህዝበይ ሓላል ኣጆና🙏🙏💔💓💛💓💛🙏🙏
@user-or5sx2nu4d
@user-or5sx2nu4d Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Год назад
ብሩክ ሰንበት ክቡራተይ እንዳ ገርየ እንካዕ ብሰላም መጻኩም ምሉእ ሰላም ይግበለልና አምላክ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Год назад
አሜን ሓውና ወይ ሓፍትና
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Год назад
ኣደነቅቲ ኣብርሃም ኣለኩም ዶ 👌🥰😍
@user-nm3gd2sf1w
@user-nm3gd2sf1w Год назад
ኣለና
@abdalhabrahem274
@abdalhabrahem274 Год назад
ኣለና
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Год назад
@@abdalhabrahem274 🥰🥰🥰❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Год назад
@@user-nm3gd2sf1w 🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@user-df6gl8ev7g
@user-df6gl8ev7g Год назад
ኣለና
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ዓዲ ጎተት እንኳዕ ብሰላም መጽኣኩም ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ ተጋሩዋይ❤💛እንዳ ገሬ ተናፋቅቲ😍❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ወገነይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ኽብረተይ
@habenhadish938
@habenhadish938 Год назад
ተጋሩዋኒ ሰላምኩም የርእየና ፈጣሪ ። ካብ ኣዚዩ ዝፈትወኩምን ዘክብረኩምን ሓውኩም ኤርትራዊ ።
@user-io4bw1wp8l
@user-io4bw1wp8l Год назад
አሜን አሜን አሜን ባዓል ሕልና ሓውና💙💙💙💓💋
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ኣሜን (3)ማዓረይ ባዓል ሕልና ሓውና❤️😘 ንኹልና ሰላምን ራህዋን የውርደልና ኣምላኽ😍❤️💊🙏😥
@user-jx6wm7sh8x
@user-jx6wm7sh8x Год назад
ኣሜን ንኹላትና ዝሓወይ 👏
@user-bn5hp6sy8s
@user-bn5hp6sy8s Год назад
ሕሱር መጅላግ፡ ልሓስ ትፍኡ።
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
@@user-bn5hp6sy8s ዋ እንታይ ኸፊኡኻ ኣታ ባርያ ክክክ
@helulve1698
@helulve1698 Год назад
ብሩኽ ሰንበት ተጋርዋኒ ደመይ 💛❤️🙏 ሰላም ነቲ ውፅዕ ህዝብና 💛❤️🙏 ኣሜንንን
@kahsaykahsay2144
@kahsaykahsay2144 Год назад
ኣብርሃም ግደፍ ተረድእ ባች
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Год назад
Enkae bselam metsaka enda gere emun 👌🏽👌🏽💛❤💛❤💛❤💛
@akebrtgaletewhedogalesehul5135
አሜን፫ማማየይ ሳብስክራይብ ተሓባብሩና
@helulve1698
@helulve1698 Год назад
@@akebrtgaletewhedogalesehul5135 እሺ ገረልኪ ኣለኩ ሓላለይ 💛❤️🙏
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
ሳፕስክራይብ ግበርለይ ገይረልኪ ማዓረይ ኩለኩም እብዝይ ዘለኩም ብትፈትውዋ ማዘርኩም😘😘
@eyophagos5232
@eyophagos5232 Год назад
ኣቡራሃም ሓቁ እዩ ናዓይ እውን ሽንት እዩ ድቃስ ዝከልአን❤😂😂😂ንዘላለም ንበሩ እንዳ ገሬ ❤❤❤🙏🙏
@user-bz9ly1fs8k
@user-bz9ly1fs8k Год назад
የኔ እህት ፕሮፋይሌን በመጫን ቤተሰብ ሁኚኝ የማዳም ቅመም ነኝ አትለፉኝ
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Год назад
ኣነለ😂😂
@user-yd4ly1dh4r
@user-yd4ly1dh4r Год назад
አነስ አብይ ኣሕመድ እዩ ድቃስ ካሊእኒ እኒኦ😥
@sakeimahsakeim4662
@sakeimahsakeim4662 Год назад
@@user-yd4ly1dh4r 😂😂😂
@nugussekebede1692
@nugussekebede1692 Год назад
​ qq😂😢😊 no
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 Год назад
ደገርየ ፍትዋት ኣነስ ኣድይ ኣረብ እየ ግን ከይደቀስኩ ውእለ ንኣክም ከይሓልፍንይ ❤❤❤❤😍😍😍😍
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ወገነይ ❤👏
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 Год назад
@@user-ys9yj7en6v ገይረልክይ ማኣረይ
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ጀጋኑና አይትስአኑ ድምቀት ትግራይና 🙏🙏🙏💛❤💪💪💊💊ሀገርና ትግራይ ሰላማ የመልሰልና❤🕊💛🕊❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
አሜን (3) ወገነይ ኣይዞና ብሓይሊ እግዚአብሔር ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ
@ZbihereShabiya
@ZbihereShabiya Год назад
@@user-ys9yj7en6v subscribe dky delky weys nay lbky eky ntgray txlyla zeleky harif shekatit 😂
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan Год назад
#ድምቀት_ሰንበትና እንካዕ ደሓን መፃእኩም ፍልፍል ሰሓቕና እንዳ ገሬ እሙን ሰላምን ቅሳነትን ንዓባይ ሃገርና ትግራይ❤️💛 🥰🥰🥰
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
አሜን(3) ሳሓቅ ልመግቡ ህዝበይ ❤👏 እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤👏
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ቋዕ ብሠላም መጻእኩም ብሩኽ ሠምበተቺዳን 💚🖤 #ንፅልንቕድሚት😁
@laylaal7008
@laylaal7008 Год назад
ክክክ
@KingdomofAksum
@KingdomofAksum Год назад
ክክክክ
@user-lz1rh4zf1c
@user-lz1rh4zf1c Год назад
#እንዳ ገሬ ሙቁራት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ልዓድና ሰላም የውርደልና ፈጣረ😘😘😘🙏🙏🙏🙏
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ሃገረ ትግራይ ምንጪ ሰሓቀይ🥰 ካብ ወፂእካ ምትራፍ ይምሓረና ናብ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ብሰላም ይመልሰና ናፍቆት ዓደይ ሞይተ😭 ዓድናን ህዝብናን ይባርኸልና ጎይታ ኹሉ መድሃኒኣለም❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
አሜን ክብረተይ አይዘና እስኪ
@yordanosmulue4442
@yordanosmulue4442 Год назад
Amen deki Adey😢
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x Год назад
*_እንዳ ገሬ ሽኮራት እንኳን ደህና መጻእኹም ሰላም ንሃገርና ሰላም ለዓለም በሙሉ🤲_*
@dawit7070
@dawit7070 Год назад
amen
@user-nb2wi8pp7q
@user-nb2wi8pp7q Год назад
አሜን አሜን አሜን
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Год назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እግዚአብሔር አምላክ ምሰኹም ይኹን ሰናይ ዕለት ሰንበት ክርስቲያን ይግበረልና ሰንበት ትዓቢ እምኩሉ ዕለት! ሰብ ይዓቢ ካብ ኩሉ ዘፍጥረት ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይኹነልና✝️ ሰላም ንዓድና! ናይ ዕለት እንጀራ ንስጋናን ንነፍስናን ይሃበና ፊጣሪ እግዚአብሔር አምላክ ምስቲ ውፁዕ ህዝብና ይኹን ኣሜን (፫)
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን 💙💙ብሩኽ ሰንበት 💙
@segulearu7839
@segulearu7839 Год назад
ብሓቂ ንሱኩም ብሉጻት comedyan ኢኩም ንፉዓት።ኣምላክ ይሓሉኩም ተጋሩ የሕዋትና።from eritrean tigray
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን (ቡሩኽ ሰንበት) ሰላምን ራህዋን ነቲ ውፅዕ ህዝብና💚🙏
@user-bz9ly1fs8k
@user-bz9ly1fs8k Год назад
የኔ እህት ፕሮፋይሌን በመጫን ቤተሰብ ሁኚኝ የማዳም ቅመም ነኝ አትለፉኝ
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬዋይ ሙቁራት😍🕊ብሩክ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና ወገናተይ🕊💛♥️
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ወገነይ መኣረይ
@khanvai1509
@khanvai1509 Год назад
አንዕኳ ብሰላም መፃኣኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላም ለትግራይ ዓዲኒ ❤️💛❤️💛🙏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
አሜን(3)ክብረተይ❤👏ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏
@tgtigraweyti1231
@tgtigraweyti1231 Год назад
ንህዝብና ሰላም ራህዋ የውርደልና 👏👏👏 ተጋደልትና ኣካሎም ጎዲሎም ምእንታና 😭😭😭
@samera7043
@samera7043 Год назад
ተጋሩዋይ ፅሩያት ሰላምና ይምለሰልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ኽብረተይ💘✝️
@samera7043
@samera7043 Год назад
@@user-ys9yj7en6v እሺ ማዓረይ
@aasaas7284
@aasaas7284 Год назад
ኣውሩሸይ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😌😜😘😘😍 ኣብሩሸይ ኣንታ ለባም ዓቢ ሰብ ክፈትወካ ማዓት እንዳገርየ ዘይ ፅገቡ ኦፈጣሪ ኣቦይ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ መከራ ገላግለና🙏🙏🙏💖💛💊💊💊💊💝💝💝💞💞💞💞💘💘💘💘💐
@sycgghehx6448
@sycgghehx6448 Год назад
እንቃዕ ሰላም መፃክም ተጋሩ ማዓረይ ዝተበረከ ሰበት ይግበረልና🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ናዓድና🙏❤❤❤
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Год назад
ምንጪ ናይ ስሓቅና እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ሙቁራተይ 🥰🥰😍😍 እግዝኣቢሔር ኣምላክና ንህዝብናን ዓድናን ሙሉእ ሰላም የውርደልና ተጋሩዋኒ🙏🙏🙏❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብብኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ወገነይ❤👏
@user-yc4mf5ye4q
@user-yc4mf5ye4q Год назад
@@user-ys9yj7en6v ጸገም የብሉን ማዓረይ ገይረልኪ ኣለኩ❤
@hiwetmeles7601
@hiwetmeles7601 Год назад
ሰላም ክቡራት ስድራ ገሬ እሙን🙏🙏🙏💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@LiLiYouTube444
@LiLiYouTube444 Год назад
እንዳ ገሪየ እሙን ተናፈቅቲ እንኻዓ ብሰላም መፃኣኩም👏😍😍😍😍😍😍😘😘😘😍😍😍
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሊሊየይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ✅♥️
@zd6493
@zd6493 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ።
@user-xk1we6gz3f
@user-xk1we6gz3f Год назад
ተጋሩዋኒ ደቂ ሃገር ትግራይ 💋💋💋💋❤❤❤❤❤
@abebaberhe6547
@abebaberhe6547 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን 🙏🙏🙏🙏ሰላም ንትግራይና ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና🤲🤲 🙏🙏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Год назад
ብሩክ ዕለተ ሰንበተ ኪዳን ይግበረልና ንህዝብናን ሃገርናን ሰላም የውርደልና
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ወረ ሓጎስ የስመዐልና እንዳ ገሬ እሙን መዋዓልቲ ሰንበትና❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞👏
@-alembrhan07
@-alembrhan07 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬዋይ ናትና እንካዕ ኣብፀሐና ንበዓል ሰንበት ኪዳን ከኣ💒💗ኣብረሃመይ መሕረር😂😂
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Год назад
ህዝበይ ሓድሪካ♥️✝️ ሰናይ ሰንብት ንኩላትና🤲
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ኽብረተይ✅♥️
@natsi617
@natsi617 Год назад
ብሩኽ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩ ኣሓተይ 😍 እንዳ ገሬ ምንጪ ስሓቀይ 💥😍
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ነፃየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ሽኮራት ተናፋቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መልካም ሰንበት ይግበረልኩም ክቡራት ስድራ🙏🙏🙏😘😘😘😘
@SadSad-ke9ul
@SadSad-ke9ul Год назад
❤️❤️❤️❤️
@SadSad-ke9ul
@SadSad-ke9ul Год назад
💘💘💘👌💘💘💘💘💘👌👌👌
@SadSad-ke9ul
@SadSad-ke9ul Год назад
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋😘😘😘😘😘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 Год назад
ገሬ እሙኖ ጡዑማት ዘይትጽገቡ❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Год назад
@@sabethiopian4657 ኣቲኩምባ ሳፕስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@user-rj3oz5eg3d
@user-rj3oz5eg3d Год назад
እንዶ ጌሬ እሙን♥️♥️♥️♥️ እንኮዓ ብሰላም መፃኣኹም♥️♥️♥️♥️♥️♥️ ምቅራት ፍጥረት ♥️♥️♥️♥️
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ወገነይ ❤👏
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ብርክ ሰንበት ይኩነልና😍😍ዓድና ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw Год назад
ተጋሩዋይ ደቅ ሃገረ ትግራይ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@Endrtaweit
@Endrtaweit Год назад
እንቋዕ ዳሓን መጻእኹም ትጋሩዋይ ✌️❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሄሩ ሞኽሸይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ቦፈቃዱኪ ክብረተይ♥️
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ስድራና እንካዕ ድሓን መፃእኩም ናዓኩም እንተረአስ ወለደይ ዝረኣኩ እዩ ዝመስለኒ ሰላምና ይመለስ ተጋሩዋይ💛❤️🙏🥰
@user-bz9ly1fs8k
@user-bz9ly1fs8k Год назад
የኔ እህት ፕሮፋይሌን በመጫን ቤተሰብ ሁኚኝ የማዳም ቅመም ነኝ አትለፉኝ
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ቤቱ ሃይላይ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Год назад
እንካዕ ብሰላምመፃእኩም ቅዱስ ሚካኤል ፀላእትና አርሒቁ ሰላም ይልአከልና ሰስኑ ተጋሩዋኒ
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Год назад
ላይኽ ኣብዝሕኹም፡ሃብና ኣይትሓሱድና ሎሚየ ቀዳማይ ሪአያ ዓወት ንህዝብና ዉድቀት ን አርትራዉያን ኢ/ያዉያን ፀላእቲና
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
ኣይትሓስዱና ናበልካዶ ይልመንዩ🤣
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Год назад
@@rahealraheal1881 ኣቲዮ ጓለቦይ ወላይ ህፃን እንድየ ዝገደፍኹኺ ጎብዝኽስ ኾመንት ሚፃሓፍ ጀሚርኺ ሀመይ ኣሎ ገደናና ኹሎም ባዓል ኹሕል ሻምላ ብጋይ ኸፍቲና ኻቡኡለ ኣመልዩ ዘለሚነኒ ዘሎ
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
@@kuflomangsom3880 ድሓን ምልማንካስ ፀገም የብሉን ግዳስ ኣለማምናካ ተሪሩ 😅 ከዓ ኩሉ ሰላም እዩ ሓቅካ ብዙሕ እምበይ ጌርና ካብ ንጣፋእ ከመይከለካ😅
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Год назад
@@rahealraheal1881 ሆሆሆ ኣሸሙና ላሎይ ናፊቀየ ኣናዉናይ ዝብል ደርፊ ናይ ኣቦና ነፍስሄር ኣታክልቲ ሃይልርሚካኤል ናሰማዕኹ ይጸናናዕ ኣለኩ ናዓኺለ ጋብዘኺ ኣለኹ ተተፀናናዓኺ ታማ ኽግበር ክክክ
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
@@kuflomangsom3880 እሽኒ የቀንየለይ😍
@user-hc3py4dn3e
@user-hc3py4dn3e Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና💕🙏💕😘😘😘
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩሙ እንዳ ገሬ እሙን🥰🥰🥰 ናይ ሳሓቅና ምንጪ ኢኩም🤣🥰🥰🥰🥰🥰 😘
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙ እግዚአብሔር አምላክ ንዓደና ሰላም የልኣክልና ጡዑም ወረ የስመዐና ፈጣሪ❤❤👏
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዳጌሬእሙነይ እግዚአብሔር አምላክ ፍጹም ሰላም ፍቅሪ ንሃገርና ንመላእ ዓለም የውርደልና አሜን ፫
@brged885
@brged885 Год назад
i love you እንዳ ገሬ እሙን ብፍላይ ኣኽሰተ ዓይነይ from ኤሪ
@user-nw8ny9zp2m
@user-nw8ny9zp2m Год назад
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ዳ ገሬ እሙን ኣያ ተከስተ ዝሓዘነላያ ማሕስቅስ ኣብ እግሪ ብካርያ ከይዳ ኢድ ትነስእ 😂😂😂😂😍
@htuoi7506
@htuoi7506 Год назад
ኣንዳ ገሬ ሽኮርት እንኳዕ ብሰላም መጺኹም ኣሕዋተይ
@gnigal7031
@gnigal7031 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ቀፅልሉ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j Год назад
ልምልም ዓይነ በጃኪ አዛ ናይ ዛባንኪ ፎጣ ቀይርያ። አነ ሓፍትኪ ካቡ ስድት ዓልም አየ : ልምልም ዓይነይ ግዜ ሰላም ኮይኑ ትግራይና ናብ ኑቡር ሰላማ ምሰተመልሰት ኮንቡሊት መሰዕሚ ቤተክርሰትያን ክዳን ክሸምተልኪ አየ። ፆሎት ግን አይትውሕዲ አይነውሕድ ደቂይ ትግራይ ኩሕሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
እንካዕ በስላም መፅእኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ❤💛🙏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ጓል ዓደይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ወገነይ❤👏
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ዳ ገሬ እሙን እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይልኣከልና❤️🕊
@Axumawit844
@Axumawit844 Год назад
ብሩኽ ሰንበት ሰላም ፍቅሪ ልትግራይና 🙏❤💛😍
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Год назад
ሰምሃለይ ተግ ዶ ኣቢልኪ ኣብርሃም😂😂😂😂
@baftahadas1264
@baftahadas1264 Год назад
እንኳዕ በሰላም መፆእኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ሰላም ለዓዲና
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤💘
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k Год назад
ቀዳመይቲ ባዕለይይይይይይይይይይ እንካዕ ዳሓን መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ናይ ሳሓቅና ምንጪ ኢኹም ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Год назад
ኣብርሃም ኣደንገለ😆What ብትግርኛ እንታይ ማለት'ዩ🤣🤣ናይ ኣያጆኬር ኢድ ካብ ላማ ትበልሕ ክንሽብ በቃ
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ተናፈቅቲ ደቂ ትግራይ ሽኳራት ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰😘😘🌹🌹🌹🌹
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
አያ ተኸስተ ክጨርም እዩ ዋ ገሬ እሙን አጭርሞ😉😂😂
@fidleytube
@fidleytube Год назад
እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም🙏💛💛❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️💛💛💛
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Год назад
😍😍ጓለደይ ሰለም ኣይተብሉን ዲኹም እዞም ሕቡሽ ቀዳማይ ኢለ እንተ መጻኹስ 165 ኮመንት😙🤔
@fidleytube
@fidleytube Год назад
@@danielgebrehiwet6316 አይ ቅድም እዩ እምበይ አነ ባዕለይ ሕቡሽ ዳአ አፍ ከፊታ እያትፅበ ነይራ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣አስሕቅካኒ
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Год назад
@@fidleytube ፍደለይ ሳሓኪ ይብዛሓለይ😁😁😁 ሰናይ ሰንበት ካኣ😍❤❤
@fidleytube
@fidleytube Год назад
@@danielgebrehiwet6316 አሜን ዳኒየ 🥰🥰🥰🥰🤣
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f Год назад
ብሩክ ሰንበት ይግበረልና አምላክ ምሉእ ሰላም ይግበረልና❤
@user-bz9ly1fs8k
@user-bz9ly1fs8k Год назад
የኔ እህት ፕሮፋይሌን በመጫን ቤተሰብ ሁኚኝ የማዳም ቅመም ነኝ አትለፉኝ
@muggjj5531
@muggjj5531 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ብርሃን ገፆም ተጋሩዋይ ሙሩፃት
@fanueldori9718
@fanueldori9718 Год назад
ኣብራሃም ዝበሃል ሰብ ብ ስሓቅ ክቀትለኒ ዩ ብሓቂ ጽቡቅ ንበሩልና ዳገሬ እሙን
@user-tc8er4qw5j
@user-tc8er4qw5j Год назад
እንኳዕ ዳሕን መፅኡኹም ኩብራተይይ ስናይ ስንበት ይኹነልና እንዳ ገርየ ብጣዕም እና ንፈትወኩም።ሙሉእ ስላም ይግበረልና ፈጣሪ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ♥️
@bibiagame9923
@bibiagame9923 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ኣሜን✝️🙏🕊💚ቡሩካተይ♥️
@user-gd3zl6ne5j
@user-gd3zl6ne5j Год назад
አሜን አሜን አሜን
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ምቁራት ሰላም ።😍 ሰሰናዩ የስምዐና ሃገርና ሰላሙ ይመልሰልና ።
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኺ ክብረተይ
@user-jb7zp5ib1d
@user-jb7zp5ib1d Год назад
እንካዓ ሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ ኣድነቅቲ እንዳ ገሬ እሙን ♥ሃብለይ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ💘
@user-ef9jw1bm7w
@user-ef9jw1bm7w Год назад
እንቋዕ ብሰላም መፃኹም እንዳገሬ እሙን ♥️🥰🖇ብሩክ ሰምበት ደቂ ዓደይ🤗💎
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Год назад
ሰላም ይብዛሕ ዞም ኣሕዋተይ ግን ቤቲና ዳኒኤል ጠፊኦምና ብሰላም ድዩ ኣብ ቀፃሊ ሓቢርኩም ምፁና #ዳኒ🥰♥️ or #ቤቲ♥️🥰 ዝፈቱ ብlike👍 ፍቅርኩም💎👑 ግለፅሎም♥️💝
@tdf179
@tdf179 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃኹምና ክቡራት ኣሕዋትና ሰላምን ቅሳነትን ንዓድና የዉርደልና
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Год назад
ተጋሩዋኒ ተናፈቅቲ 💘ሰላምኪ ይመለስ ዓደይ😥💊
@user-pl1iw2iq1v
@user-pl1iw2iq1v Год назад
እንኳዓ ብሰላም ምጽኣኩም ተጋሩዋይ 💘💘
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤💘
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Год назад
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ምዓራይ ሰላም ንህዝበን ንሃገርን እግዚአብሔር አምላክ ይሓለኩም❤❤❤👏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ጓል ትግራይ ዓደይ❤👏
@nomorelove8169
@nomorelove8169 Год назад
Kulu teresiou dagmay tnasaei koynu abzi hadsh amet b hadsh hiwet ms fkrii 2 hagerat krie zbhg seb telo bezi yehlef like geru negre megedo.
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
እንካዕ ድሓን መፃኩም እንዳ ገሬ ሽኮራት ♥♥♥ ገሬ ምስኪናይ ኩሎም ድዮም ዝጭቕጭቁካ🤣
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Год назад
እንዳ ገሬ ሹኮራት ኣንኳዓ ሰላም መፆኩም ሰላምን ፍቅሪን ንህዝቢና የዋርድልን ፈጣሪ
@GftgfGftgf
@GftgfGftgf Год назад
እሰይ እንኳዕ ብዳሕን መፃኡኹም ሰላምኹም ብዝሕ ትርፈ ይበለለና ደቅ ርመይ
@maahiii6
@maahiii6 Год назад
እንዳገርዬ እሙን ሙቁራትን ብሉፃትን😘😘
@hdhhd6525
@hdhhd6525 Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ናይ ጭንቅና ምንጪ❤❤❤❤
@user-gc7gf1nd5q
@user-gc7gf1nd5q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 🙏♥
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ♥️
@temesgenamlak9047
@temesgenamlak9047 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ሙቁራተይ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞😘😘😘😘😘😘
@raheltechane2605
@raheltechane2605 Год назад
ኣያ ተኽስተ ግን ገሬስ ህንደይ ግዜ ዱዩ ገዛኽራይ ተኽፉወ?? ❤️❤️❤️😘😘😘
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 Год назад
እንዃዕ ድሓን መፃኩም ሙቁራተይ እንዳ ገሬ እሙን ጀጋኑ።
@lmelemgalwegrat1039
@lmelemgalwegrat1039 Год назад
ኣሰይ መቕሰናት ዝኾኑኹም ሰባት ይሞችኹም ዓድና ሰላም ይግበረልና
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ገርየ እሙን❤😘❤😘❤😘❤😘❤😘❤😘
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ክብረተይ♥️
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ምንጪ ሳሓቅና እኾ ብጣዕሚ ኢና ንሃርፈኹም😘😍❤️😅😅
@ppooppoow6216
@ppooppoow6216 Год назад
እካዓ ስላም መፅኩም ኣዶ ገረ ኣምን ስላም ነቱ ውፁዓ ህዝብና ስላም ቅስናትን ኣውርደልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
Далее
gere emun part 107 | ገሬ እሙን ክፋል 107
37:13
gere emun part 108 | ገሬ እሙን ክፋል 108
34:45
HELLUVA BOSS - THE FULL MOON  // S2: Episode 8
23:10
ገሬ እሙን ክፋል 91 gere emun part 91
26:32
Просмотров 258 тыс.
gere emun part 122 | ገሬ እሙን ክፋል 122
33:45
gere emun part 105 | ገሬ እሙን ክፋል 105
33:33
gere emun part 36 ገሬ እሙን ክፋል 36
29:25
Просмотров 452 тыс.
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.32 "ታላቅነት"
41:40