Тёмный

gere emun part 125 ገሬ እሙን ክፋል 125 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 343 тыс.
Просмотров 322 тыс.
50% 1

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 711   
@kiresaraya7120
@kiresaraya7120 Год назад
ሰበይት ጥንስት እያ ዋአይ ማርያም ትገላገልካ በልን ለምቁነ እያ ትወልድ
@danydani5997
@danydani5997 Год назад
እመቤታችን ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምሰላም ተምፃኣያ 👏👏👏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ብሰላም ትምጻኣ ወለላይ
@zaydderbe7061
@zaydderbe7061 Год назад
እመብርሃን ብሹሉማ ተውፅኣ
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጸአያ ማዓረይ👏
@galtigray9301
@galtigray9301 Год назад
ኢደይ ማርያም ብሰላም ትመፃኣኪ ማዓረይ
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና❤ ኣያ ተኸስተ ዝፈቱ👍👌😅
@abduahmed5477
@abduahmed5477 Год назад
አያ ተኸሰተ ብጣእሚ እየ ልፎትዬ እሱ እንድህር ለየለ ልራእኹ አይመሰለንይ
@selamawikrstosselamkahabena
ኣብ ገሬ እሙን comedy ከይስሓቀ ዝወጽእ ጸማም ጥራይ ዩ ክኽውን ዘለዎ!!! ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ከኣ 🌿ሓውኹም 🇪🇷
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
ከማይ ኮ የለን
@ስላምጓልተምቤን
ጸማም 😁 ኣሜን ((3))ስናይ ዕለት ስንበት 🙏🏼🤍
@noreyyaibrahim7190
@noreyyaibrahim7190 Год назад
ኩቡር ሓወይ ዛባንዴራ ሓራዲትና እያ ዝሓንቲ ባንዴራ ቀይር ምስ ይቅርታ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Год назад
❤😁😁😁
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r Год назад
@@noreyyaibrahim7190 ስቕ ኢልኪ እስከ ስነ ጥበብ ኣስተማቕሪ .. ሰብ ኩፉእ እምበር ባንዴራ ድያ ኩናት ወይ ሰላም ትእውጅ
@JerriJerrijerri-nj5js
@JerriJerrijerri-nj5js Год назад
ብትግራውነቱ ❤❤ክማይዝኾርዕ ኣሎዶ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 Год назад
Teftro eyu ko tgrwant Ethiopia ka zegnt eyu zeqyr zekel eyu
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ዕልልል እዩምበይ ለማዕንቲ ቀዳመይት እየ😍እንኳዕ ደሓን መጸእኹም ደቅ ሃገረ ትግራይ❤️💛
@meselechabrham9884
@meselechabrham9884 Год назад
You y
@yiduhosi
@yiduhosi Год назад
😊
@stmediast
@stmediast Год назад
​@@meselechabrham9884😅0😊😅😮😢🎉😂😊TCEx zee⁵Xx0Ex vvtt5 r 22 by0zzzzz my ŕŕryw
@stmediast
@stmediast Год назад
​@@meselechabrham9884😅0😊😅😮😢🎉😂😊TCEx zee⁵Xx0Ex vvtt5 r 22 by0zzzzz my ŕŕryw
@mnm324
@mnm324 Год назад
​@@meselechabrham9884🎉😢
@ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ትንሳኤ ትግራይና የርእየና ❤❤❤❤❤
@daviddada548
@daviddada548 Год назад
Love from USA 🇺🇸🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 selam yeweredelena resist( zerega) yetefealena Fetari
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
አሜን ሓወይ ከዝስ ደኪሙና ሰላም ናፊቅና🥰🥰🙏
@xbakemnbarfkrieyu-x7v
@xbakemnbarfkrieyu-x7v Год назад
Amen 👏
@daviddada548
@daviddada548 Год назад
@@AA-kt5zj betaemiiiiiiiii
@berekettewelde3340
@berekettewelde3340 Год назад
​@@daviddada548 racist
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Год назад
አሜን አሜን ዝሓወይ።❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
_ብሓቂ __#አለሊ__ መሀሪት ድራማ እያ ክንደይ ኢና ዘይተደለየ መስተ ሰቲና ክሳብ ውነና አጥፊእና አብ ዘይተደለየ ነገር ስራሕ ዝሙት ንውዕል ንዘስተውዓለ ብጣዕሚ መሀሪ ድራማ እያ ቀጽልዎ እንዳ ገሬ እሙን♥♥_
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
ቡሩክ ቁድስ ሰንበት ይጊበረሊና. ሙሉእ ስላም ይጊበረሊና 🙏🙏🙏❤
@tewemob6595
@tewemob6595 Год назад
ቦሎሞ ልፎትያ እስኺ ሀማየ😊😊😊💪ቦሎሞ
@shiwayeenter7035
@shiwayeenter7035 Год назад
ከምሎማዕንቲ ስሒቀ ኣይፈልጥን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙሉአ ሰላም ይግበረልኪ ትግራይ ዓደይ
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ጽቡቅ ድራማ እዩ እዛ ሓዳሽ ጓል ግን ኣውጽእዋ ወይ ስነስርዓት ጌራ ትስራሕ ብጣዕሚ ንባህልን ሕብረተሰብን ዝብክል ካራክተር እዩ
@tsigegeberhiwat5855
@tsigegeberhiwat5855 Год назад
ገዛ ተጋሩ ሙቁራት ፍቁራት ምስ ቀልድን ቁም ነገርን 🎉❤ይሞቺኩም 😅
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ተሃረፍቲ ፍጥረት💞💞💞❤❤❤❤👏
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Год назад
Tom boy ኣይተተባብዑ ኣዋልድ ናይ ኣወዳት ባህርያት ሒዘን ዝመጻ ሌዝቢያን ክስተራ እምበር ናብ ሚድያ ክቀርባ የብለንን😢😢
@aduarugrimay5310
@aduarugrimay5310 Год назад
❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
ዛራፐር ኾይና ትሰርሕ ዘላ ጋሻ ቆልዓ ግን ተመችያትኒ😂
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Год назад
አያ ተክስተ ምስ ቦሎም ዝብል ደርፊ ለለዋም ፍቅር😆😆😆😆😍😍😍
@haftiselam6121
@haftiselam6121 Год назад
Ane emo etia music mera fetiyea 😂😂
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
አቤት ጀኮር ዝኣትዋ ጎድጎድ ኮ 😮 ብሩክ ሰንቤት ይግበረልና!!!🙏🥰
@momi555
@momi555 Год назад
ኣነ ጥራይ ድየ ቅድሚ ምርኣየይ ላይክ ገይረ ኮሞንት ዝፅሕፍ ደቂ ዓደይ 😍😍
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
አነ ከማን እየ 😁😁
@bri7094
@bri7094 Год назад
😂ኣነለ ኮአየ ክክክ❤❤
@ksanet12147
@ksanet12147 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ፅሩያት ፍጥረት ደሞ ብሩክ መዓልቲ ሰንበት🙏♥️✝️💛❤💊
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅ ሓላል መሬት ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ስደትና ያሕፅረልና አሜን፫
@ሄዋንጆን
@ሄዋንጆን Год назад
ተጋሩ ተፈተዉቲ ፅሩያት ዓለም❤❤❤❤❤
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Год назад
ንስኺ (ዓርስኺ) ጥራይ ረሳሕ ዓሌት
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ Год назад
😮😮😮😮😮😢😢😢ጥያቀ ድተጋሩ ብዛዓባ ኢ/ያ ታይ ኣእትዩኩሙ እዩ ሓደ ሓድ ዋሕ ዋሕ ትብሎኹሙ ብዛዓባ ኣብ ኣማሓራይ ዘሎ ኤርትራውያን ሓዱጉኹሙ ሰለ ኣብ ኣማሓራይ ብማንነቶሙ ድታኣሰሩ ደይትዛረቡ😢😢😢😊😊 ዑዑዑዑዑዑ ኢ/ያ
@MahamedAbdallah-nq4rm
@MahamedAbdallah-nq4rm Год назад
@@ጎልራያኩኩፉቶ ዋይ ጋል ኩኩፉቶ ኣብ ዉጪ ካንኻ ደርጋዕጓዕ
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ Год назад
@@MahamedAbdallah-nq4rm ታይ ማለት የኡ ኣነ ኣብ ውጭ ቶኾኑኹ ሰለ ትግራይ ሓወይን ኣኮይን ደቅ ኣኮይን ዝሳኣኑኩ እየ ከለ ሐዝ ኣብ ኣማሓራይ ዳእትየን ነገር ዋለ ሓደ ነገር የብለይ ሓወይ ብማንነቱ ኣብ ኣዋሽ ልዕል ሓደ ዓመት ታኣሱሩ ዝሰቀይ ደማ ኣለን ሰለ ህዝበይን ሰለ ትግራይ ጥራሕ ድማ እዩ ድግድሸን እሹዶ ኾሩፋጭ
@MahamedAbdallah-nq4rm
@MahamedAbdallah-nq4rm Год назад
@@ጎልራያኩኩፉቶ እስከ ማሓሊ
@sikublessed8147
@sikublessed8147 Год назад
ካበ ኢኹም ኣምጽኹማ እዛ ጎል 😢😢😢😢😢 ካብ ባህሊ ዝራሓቐት ካልእ ቅይሩ በጃኹም
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
ችኽ ዘበለት ሓቅኻ😮
@asternegasi7594
@asternegasi7594 Год назад
ብሐቂ
@tdf1948
@tdf1948 Год назад
ከሙእ ከመይ ዘሎ እዩም እኮ ፣???? ዝስሩሑ ዘለዉ ምህሮ እዩ
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ጽቡቅ ድራማ እዩ እዛ ሓዳሽ ጓል ግን ኣውጽእዋ ወይ ስነስርዓት ጌራ ትስራሕ ብጣዕሚ ንባህልን ሕብረተሰብን ዝብክል ካራክተር እዩ ንሳ ትዛረበሉ ክነሕልፍ እዛ ድራማ ርብዒ ንሪኣ ኣለና ስለዚ ሪኢቶ ተቀበሉ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Год назад
​@@ፋንፊልሞን ከምአን ዝበላ ዓድ ሰለ ዘጥፍኣ እየ እሞ ብጠንቀቅ ንማለት እዩ መልአክቱ ከም ዝመስለኒ
@Sarateklay-zy9yh
@Sarateklay-zy9yh Год назад
Tegaruway meksenat 💖💖💖💖💞💞💞💞💘💘💘💘👈❤️❤️❤️👈
@teddywedigere1104
@teddywedigere1104 Год назад
ርኢኹም ዕዝር ኣይትበሉ like ግበሩ ደቂ ሓላል🎉
@afeworkbahre2558
@afeworkbahre2558 Год назад
ምስ ጋልያ ዘረኣብሩኽ ስምሃል ፍቅሪ ልሓዘኒ ስብ እየ፡ ይፍጠረልኻ ኢልኹምኒ ሕለፉ።
@banayoutube5447
@banayoutube5447 Год назад
😂😂😂
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 Год назад
❤❤😂❤ይፍጠረልካ
@edon7537
@edon7537 Год назад
😮😢😅😅😅
@gfcjcdfgyu9565
@gfcjcdfgyu9565 Год назад
😂😂😂😂😂
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
ይፍጠረልኻ 😂
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
ቀዳማይቲ ኮሜንት ብድንግላ ረኪበያ😅😅😅 እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ንፈትወኩም😍😍የሕዋተይ ብርክ ሰንበት ይኩነልና ንህዝብና ድማ ሙሉእ ሰላም የምፀአልና ፈጣሪ😍ሳብስክራይብ ግብርለይ ቻይናለይ ኣይክፈሎን የሕዋተይ
@Eruna1993
@Eruna1993 Год назад
ኣልግሲ ኣነ ባዕለይ እየ 😂😂
@ስላምጓልተምቤን
ኣሜን (3)💟🙏🏼
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
@@Eruna1993 ኤሩ😂😂😂ተቀድምኪ እኪ
@jermenWediEnday
@jermenWediEnday Год назад
እሺ ኣብየ ሽኮርርርር
@YestunaTedros
@YestunaTedros Год назад
🤣🤣🤣🤣🤣
@hsdshxi6156
@hsdshxi6156 Год назад
ቃዳማይት ባዕለይ ብሩክ ሰንበት ደቅሪመይ❤❤
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍቱዋት ስድራ እንዳ ገሬ ኡሙን ❤❤❤ሕድሪ ንዳኒኤል ኣብፁሑለይ ዳኒየ የፍቅረካ ይፈትወካ ብፍቅርካ ገለ ከይኸውን 😢
@edon7537
@edon7537 Год назад
. ሸይንክ ደቀሱ😂😂😂😂😂😂
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Год назад
😅😅 እሺ ክነብፅሕ ኢና ናማእከላይ ትከፍሊ ተኮይንኪ
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
@@SaraSara-zu2vl ንከፍል ኢና ባያ🥰
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
@@edon7537 ዋ ታይ ዶ ኢለ እየ ስለ ዝፈትዎስ ኣብፁሑለይ ኮአየ ኢለ እምቤተዋኒ
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ Год назад
ኣኝኪ😅😂
@ተመሰገንኣምላኬ-ገ7ዠ
እንኳዕ ብሰላም መፃኤኹም ደቅ ትግራይ ❤️❤️💛💛
@gdgg7807
@gdgg7807 Год назад
😅😅
@raishanbitow7389
@raishanbitow7389 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና ገሬዋይ ለዋህ ኣይይ😘😘😘💞💞💞💞❤❤❤👏
@bxbbx7087
@bxbbx7087 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
ኣየ ኣያጀካር ፀረ እዘሙ ለኻቢጥ♥♥♥👌
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Год назад
ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ ደቂ ዓበይቲ ሰብ ዝፈልጦ ሓጥያት ኣይሃብካ በተለይ ሰብ ሎሚ ቀፅልሉ
@ሸረኒ
@ሸረኒ Год назад
እንኳዕ ዳሕና መፃኩም #እንዳ ገሬ እሙን l miss you ተናፈቅቲ💚💋🥀
@ጋልወጀራት20ዓድ
@ጋልወጀራት20ዓድ Год назад
❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 ገሪየ ዋይ ናይ ሓደዓምት ወጪ ብሓ ደ ማዕልት ተፃዉታትልኻ ዋይ ወድ ቐሺ ተዋሪዲካ😂😂😂😂😂😂
@hhhmmm9501
@hhhmmm9501 Год назад
😃😃😃😃
@onelove8998
@onelove8998 Год назад
Please ናይ ኣያ ጆከር ገፅ ባህሪ ን ሀድሽ ወለዶ ከ የበላሽው መመሀሪ ዝኮነ ስራህ ኣፃውትዋ ብዙህ ተመልካቲ ስለዘለኩም
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Год назад
ከመይ ቀኒኹም ገዛና😊❤❤❤ ገሬ ወድናኸ ከመይ ቀንኒዩ😅😅😅
@abitamedia8102
@abitamedia8102 Год назад
❤❤❤❤ እንዴት እንደምወዳችሁ ሁሌም በጉጉት ነው የምጠብቃችሁ
@filmondesale2796
@filmondesale2796 Год назад
My favorite film this is 😊❤
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ተፈተውቲ ፍጥረት መን ከማና ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ሰላምኣክስማዊት
ናበይ ናበይ ትከዱ ኣለኩም 🙂ሰነ ስራዓት ዘብላ ጓል 😠
@ፋንፊልሞን
@ፋንፊልሞን Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ጽቡቅ ድራማ እዩ እዛ ሓዳሽ ጓል ግን ኣውጽእዋ ወይ ስነስርዓት ጌራ ትስራሕ ብጣዕሚ ንባህልን ሕብረተሰብን ዝብክል ካራክተር እዩ ንሳ ትዛረበሉ ክነሕልፍ እዛ ድራማ ርብዒ ንሪኣ ኣለና ስለዚ ሪኢቶ ተቀበሉ
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh Год назад
ኣነስ ክፈትዉም እዙም ተጋሩ እዚኦም ፅሩያት ከም ማይ ንጉሆ
@onecantdietwicealexander6722
#ኣብራሃም መሕረረ እዩ በቃ ብሩኹ ሰንበት ደቂ ተዋህዶ🙏
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 Год назад
Selame enda Gera emun ata anes miaze eya bedngela zerkba efffff Abey alokum naye aberham adenketi like gechyeni esti👍👍👍👍
@asternegasi7594
@asternegasi7594 Год назад
በጃኹም ምስ ባህልናን ሃይማኖትናን ዘይከይድ እዘን ናይ ወዲ ባህሪ ዘንጻባርቃ አይተምጹኡልና ን ህዝቢ ትግራይ ዘይምጥን እዩ
@selamtigray8839
@selamtigray8839 Год назад
ኡፍ ማዓንጣይ ቆሰልኹ ሎሚ 😅😅😅😅😅 ናይ ሳሓቅን ደስታን ማዓልቲ ይግበረልና
@etsaybhetsay
@etsaybhetsay Год назад
ለማዕት አረፊድኹም እንዳ ገሬ እሙን❤ 💛 😂እንኳዕ ብሰላሞ መፃኤኹም❤
@letishkebede5965
@letishkebede5965 Год назад
እንከዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረና❤❤❤❤❤❤
@bri7094
@bri7094 Год назад
ገሬዋይ ምስኪን😢😂 ኣይተደራህብዎ እዋ
@baftahadas1264
@baftahadas1264 Год назад
እንኳዕ በሰላም መፆእኩም ኩቡራትን ፅሩያትን ❤❤❤
@dhdjj5980
@dhdjj5980 Год назад
ስቅ እስከ ንብህል ምልክታ እያ ብሓቂ ንሕጂ ... ❤💛💙💙
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓበይቲ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@shewitaregawi9006
@shewitaregawi9006 Год назад
እዛ ጓል ቀይርዋ መስልቸዊት ኮንካ እንዳዘብረኣርክ ኣምፅእዎም
@m.g5735
@m.g5735 Год назад
ብሩክ ሰንበት ቡሩኻት
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
ኣያ ተከስተ እትፈትዩ😂😂😂❤❤❤❤❤
@loveboy-yd1mf
@loveboy-yd1mf Год назад
I love you guys, I am from Eritrea, but the comedy makes us laugh. I hope everything will be okay !!!
@geret1212
@geret1212 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን❤️❤️❤️💖💖💖❤️
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Год назад
ነ ኣያ ተኸስተ ዝፈቱ ❤😂😂😂
@ልሳንዓድልኒድንግለይ
እዋይ ሓሪፍ ጓል ኣምፂኢኩም 🤣🤣🤣ይመቸኩም ሽጋነይ ተጋሩዋይ ደመይ❤❤❤
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ብሩኽ ሠንበተቺዳን #ንፅልንቕድሚት😂
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
ኣሜን ዝሓወይ ።ብሩኽ ሰንበቲ ኪዳን እያ ብሩኸይ ኩሉ ግዜ ይሪአካ ሃምኡ ትብል ምስ የቕሬታ!❤
@medhindesta
@medhindesta Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኣንቱም ቡሩካት ዘርኢ💝💛
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Год назад
Merhab 💖👈🏽
@goasd5760
@goasd5760 Год назад
እንካዕ ድሓን መፃኩም እንዳ ገርየ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@fhdvgf
@fhdvgf Год назад
አንኳዕ ብሰላም መፅአኹም ተጋሩ ዋ❤❤❤❤❤💊💊💊
@theboy3651
@theboy3651 Год назад
Tigray Kichin kab hawkum Eritrin
@yordanosjordan1344
@yordanosjordan1344 Год назад
Think you zhwey
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 Год назад
ክበረልና ቅጭን ሓውና
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj Год назад
🥰🥰🥰🙏
@abitamedia8102
@abitamedia8102 Год назад
❤❤❤
@merihokbayy3312
@merihokbayy3312 Год назад
Fentas heheh
@samera7043
@samera7043 Год назад
ብሩክ ሰንበት ኪዳን ደቂ ተዋህዶዋይ❤❤❤❤ ተጋሩዋይ ምንጪ ሳሓቀይ❤❤❤
@lixmony6235
@lixmony6235 Год назад
ተኽስተዋይ ሓርሩኮ ኣብ ስኦል ታማ ለይትራኽብና ያ♥♥♥♥♥♥
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ገዛና🙏 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘
@erditemesgen9217
@erditemesgen9217 Год назад
ኣብ ሂወተይ ዝፈትወን ተከታተልቲ ፊልም ገሪየ እሙኑን መጫሎን የ ሰንበት ብደስታ ዝከተተለን መጫሎ ኮ ወዲኣያ ኣበይ ኣላ ከይትቡሉኒ ካብ ናይ ትግርኛ ማተተይ ዩ🎉
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 Год назад
Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም እዳ ገሬ ብሩካተይ እዛ ጋል አውጽዋ ወይ ካልእ ካላክተር ጋል ንወዲ ከመይ ገይራ ተፋራርሖ ትክእል ካብኡ ለ ካልእ ስርሑ ሳርሃ ማሪሃ ይጽናሕ አጆኩም ጎቡዝልና ምንጪ ስሓቅና ❤
@abiyoutube6918
@abiyoutube6918 Год назад
በሎሞ በሎሞ 😁😁😁😁አይ አያ ተከስተ
@hemensami3637
@hemensami3637 Год назад
Tiwuldiy zemher sirhu gn tekeste minchi sehakna tiblu like
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri Год назад
Well come gere emun❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey Год назад
እንዳ ገሬ ደስ ባሃልቲ🤣🥰ቡሩክ ሰንበት ክርስቲያን ቡሩካተይ
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Год назад
ኣያ ተኸሽተ ከፊሉ ብ' Bluetooth ዝቅበለላ ጉዳይ ዳኣ ገሬ-እሙን ሸዊት ድያ ASSሒታትካ😂😂
@safsaf715
@safsaf715 Год назад
ኮሞንቲ ብድንግላ ከም ባዕለይ🙏🙏🙏 ሓሲኪ ዝብል ሰብ ኣይሰኣንን እኮ ሀዚ
@GualDegiyat-wz5ek
@GualDegiyat-wz5ek Год назад
Kedemeyti Baeley ❤❤❤❤❤ Wolcam Tegaruway❤❤❤
@ሄሩየማራናታቻናል
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ሰላምታኩም ይብዛሕ ፍቅራት ኣሕዋተይ❤❤❤
@geni9822
@geni9822 Год назад
ማርያም ብሰላም ትዉፃእ 🙏🙏🙏
@habtom334
@habtom334 Год назад
Comedy መሲልኩም ስርቂ ትምህሩ ፍቅሪ ማሃሩ
@ዮዳሄንበል
@ዮዳሄንበል Год назад
እንዳ ገሬ እሙን ፅቡቃት ❤❤❤❤
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 Год назад
Welcome back guys kab Eritreawe thank u
@Brey8984
@Brey8984 Год назад
ተጋሩዋኒ ፅሩያት እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ደቅ ሪመይ ❤💛
@wekj9541
@wekj9541 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኡኹሙ ደቅ ትግራይ ሞቅሶኖ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@KsaKsa-mw2pe
@KsaKsa-mw2pe Год назад
ተጋሩዋይ ዛጓል ጓል ጀኬር ግዲ እየ 😁😁😁🤣🤣
@Wedimamaa
@Wedimamaa Год назад
ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰምበት ይግበረልና❤
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
እንኳዕ ዳሕና መፀእኩም ፋቅዕኩም ቃንየ 😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤
@jhi3325
@jhi3325 Год назад
ዘንግዑና ተተፀበና ተተፀበና አርፍድኹም😂
@Abrhet_tube
@Abrhet_tube Год назад
ዋውውው ጌረ እሙን ክዚእካ ዝነቅሓካ 😂 ይሞቺኩም ግና ስጋነይ😅❤❤❤
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ Год назад
ተጋሩየ ድሙቃት ሰላም ንህዝብና 🙏ወገነይ ♥️
@gualtigray4684
@gualtigray4684 Год назад
Medhanalem yhalkum jeganu Tigray.
@hayathad3525
@hayathad3525 Год назад
ሙቁራት ብጣዕሚ ማሃርን ኣዘናግዕን ናይ ሎማዓንቲ ቀፅልሉ😍😍😍😍
@amam5408
@amam5408 Год назад
ኣስይ ናይ ሳሓቅ ምጨይ እዳ ገሬ እሙን💛❤️
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ገሬ ዝፈትወኩም💊🥰💚_
@gebretsadkangagan5184
@gebretsadkangagan5184 Год назад
Welcome dagere emun
@weldayteka9690
@weldayteka9690 Год назад
ሰላም እንዳ ገሬና እንኳዕ ሰላም መፅኹም
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኣኹም ። ሎማዓንትስ ፎስ ግስም ያ 🤣 ማይ ተሓፂቡስ ኣይጠልቐይን
@hehehjejeue8907
@hehehjejeue8907 Год назад
በቃ ሰብ ዝኾነ ነገር ጥፊኣት ይንተረከብልካ በቃ ባኣ ይሳቅየካ😢😢😢😢
Далее
gere emun part 127 ገሬ እሙን ክፋል 127
28:13
ንግዲ  (ኣንቲኮ)eritrean new comedy
24:52
Просмотров 149 тыс.
gere emun part 114 | ገሬ እሙን ክፋል 114
34:48