Тёмный

gere emun part 141 ገሬ እሙን ክፋል 141 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 343 тыс.
Просмотров 381 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
ብስም ህዝቢ ትግራይ Like 👍 ግጭውኒ 👇
@ጋልራያ-ጸ9አ
@ጋልራያ-ጸ9አ Год назад
❤❤❤
@thanksgod3400
@thanksgod3400 Год назад
ንክወልድ ክልተ ሰሙን ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ እስኪ ብሰላም ተጋላገሊ በሉኒ እንኳዕ ኣብፀሕና ንባዓል ማርያ ካዓ ❤
@hamberegereger
@hamberegereger Год назад
Dngel maryam be selam temxaeki mekseb haftyyy wedi ente koynu ኣባሊጋ ayterseni ❤❤❤
@askb4483
@askb4483 Год назад
እመ ብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ❤❤❤ማዓረይ😊
@senaitgebre2039
@senaitgebre2039 Год назад
Bselam ygelaglki
@fffgggrtgh1385
@fffgggrtgh1385 Год назад
ብስላም ተጋላግልኪ ድንግል ማረየያም ማዓረይ❤❤❤❤
@user-sj5ce3pl1s
@user-sj5ce3pl1s Год назад
እመብርሃን ብስላም ትገላግልኽ ዝያዳይ🤗🤗❤❤💐💐🌹🌹
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሙቁራተይ❤ ቁናኖ ደስ ኢሉኒዋ ብላይክ ቆኑኑኒ😅😅 ሰናይ ባዓል ኣሸንዳ ንኹሉኹም ህዝብና❤
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 Год назад
ንዒ ኣነ ክቁንነኪ እየ❤❤🎉😂
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
@@remetsmedia1677 ኣበይሞ🥰🤗 ኣያይ ከም ኣያ ዘብራአቡሩኽ እዩ 😆ማፊ ፉሉስ 😫😂
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Год назад
​@@remetsmedia1677ዲአነዋኒ ቀኒኒ😂😂
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Год назад
ኣጆኪ ጓልነይ ባዕለይ ክቁንነኪ እየ ንዓመታ ኣብ ዓድና ❤
@mussiehabtom1009
@mussiehabtom1009 Год назад
ኣያ ዘርኣብሩኽ ምንጪ ስሓቀይ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AronTequamvvb
@AronTequamvvb Год назад
0😊 4:05 😅0i😅
@fhyytt7050
@fhyytt7050 Год назад
ኣብርሃም ዘይብሉ ማ ምቓረት የብሉን እንኳዕ ኣምፃኣኽምዎ ዝናፍቐኩም🤣😘😘
@BanaBana-vs5hj
@BanaBana-vs5hj Год назад
ጎረቤትና እንቋዕ ኣብጸሓኩም ሰላምን ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ይምነየልኩም ኣያ ዘረኣብሩኽ ግን ሓሊፍሉ ኢዩ ዝመስል❤❤❤❤❤
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h Год назад
ግድን😂😂😂😂
@ggygyt3961
@ggygyt3961 Год назад
ናይ መጀመርያ ኮሜንት ላይክ እስከ ሃቡኒ ደቂ ትግራይ ዝያዳ❤
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ እሙን🥰 ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ኣምነ ኣረጋዊ ይሓሊኩም ተጋሩዋኒ😘👏 ድሃይ ተጋደልቲ የሕዋትና ዘይብልና😢 ድሃይ ፅቡቅ ወረ ሓጎስ የስመዐና🤲💚👏
@ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ
🎉እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋኑና🎉🎉🎉❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Год назад
አሜን 💞💞❤️
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
አሜን አሜን አሜን ❤
@ኣቢነኝየራያዋ
@ኣቢነኝየራያዋ Год назад
አሜን አሜን አሜን ለምስ ጨንቅና ኮ💔😭
@yebitgraweyti8489
@yebitgraweyti8489 Год назад
@@ኣቢነኝየራያዋ ኣጀና ስቲ ፈጣሪ ይደግፈና የሕዋተይ💔😭
@ጩራብሪሀን
@ጩራብሪሀን Год назад
ዳዘብሪአብሩኺ ዓይነይ ክምሪቁ ተለዉ አሜን ዝወለ😢🙏
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ደሃይ ተጋድልቲ አሕዋትና እንሰምዐሉ ሰናይ በዓል አሸንዳ ይግበረልና ❤❤❤
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 Год назад
ኣሜን 🙏
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Год назад
አሜን አሜን አሜን❤🙏🙏
@ummebitigray
@ummebitigray Год назад
ኣሜን እስቲ ሎሚስ ተስፋና ቆሪፅና ዋ ተፀባየይ ምኮን ክካፍእ😢😢
@user-dm8hd5ki5g
@user-dm8hd5ki5g Год назад
ኣሜን😢
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 Год назад
ኣሜን አሜን ኣሜን
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ናይ ሰሓቅ ምንጨይ♥️😍💖💖💖 ኣቡነ ኣረጋዊ⓮👏♥️ ካብ ክፍኡ ዘበለ ይሓልውኩም ተጋሩዋይ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዳ💖💘
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
አሜን 🙏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Год назад
amennnn amennnn amennnn
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray Год назад
ኣያ ተኸስተ ዝፈትው ጥራይ Like 👍 ይሃበኒ 👇
@ቅሱዕባይትግራይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ❤ ሰናይ ቅንያት አሸንዳ ይግበረልና ተጋሩዋይ ጥንስቲ እየ ዋ ላይክ ግጨይኑ👍❤💊
@marbayname
@marbayname Год назад
ብሰላም ተጋላገሊ ማዓረይ🙏🙏
@museabel4532
@museabel4532 Год назад
ብሰላም እመ ብርሃን ትምፃእኪ ማዓረይ አጀኪ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@aybyas2272
@aybyas2272 Год назад
አያ ዘብረኣውሩኽ ለምለም ዓይነይ ምስ ደቅኹም ብጣዕም መዘናገዕ እኹም።ኣያ ዘብራኽ እንተርእይ ስቅለ ይስሕቕ
@britgraweyti
@britgraweyti Год назад
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ኣሸንዳ like ፅፍዕኒ ደቂ ሓላል መሬት 😂❤❤❤
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow Год назад
እንካዕ ኣብፀሐክን ደቂ ሪመይ ስደት ዓይኑ ይጥፋእ😢😢😢
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Год назад
ኣጆና ደቂ ዓደይ መዓረይ ❤
@ds3zs9
@ds3zs9 Год назад
ህልም ይበል እወ😢
@Abrhet_tube
@Abrhet_tube Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዳጌሬ እሙን ሐዚ ግርም ጥዕምቱ ካብ ትመፅእ ድራማ ደቢራ ኔይራ እዩ ተመስገን አምላክ ካብ ሕጂ ፅብቅ ክኮን ተስፋ ይገብር😅❤❤❤
@Lekyeleshi9532
@Lekyeleshi9532 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃኹም እንዳ ገርየ እሙን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልበዓል ኣሸንዳ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@solomonarefeayne8844
@solomonarefeayne8844 Год назад
Yy
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Год назад
ድምፂ ኩኑና ሱዕዲ ዓረብ ሰብ ይዉዳኣ ኣሎ በተለይ ራጎ ትባሃል ቦታ አሕዋትና ወዲኣትልና በጃኩም ሱሙዑና😢
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 Год назад
ፈጣሪ ይሓልኹም😢
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Год назад
​@@mekalihtigray8627አሜን 😢
@natnapro
@natnapro Год назад
እዚ Comment ተንብቦ ዘለኻ ፈጣሪ ሓሳብ ልብኻ የስምረልኻ 🙏 ርሑስ በዓል አሸንዳ
@fyyg4017
@fyyg4017 Год назад
ኣሜን 🙏🙏🙏
@tigraway7983
@tigraway7983 Год назад
Amen
@semhalsara2133
@semhalsara2133 Год назад
Amen 🙏🙏🙏
@Merryabrha-mz5zb
@Merryabrha-mz5zb Год назад
Amen🙏🙏🙏
@misginaokubu7213
@misginaokubu7213 Год назад
ትግርኛ ምስምዕይ ዘሀጉሰኒ ናብ እንዳ ገሬ እሙን ክመጽእ ከለኩ ኢዩ፡ ካብ ኩሉ ዘንጸባርቅዎ ሓቀኛ ምንስሊ ናይቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ሕብረተሰብና ምብካኖም ዩ ፡ ብዓዕሚ ኢየ ናፊቀኩም ጸኒሀ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ብሩካት❤❤❤❤
@liaberhane9973
@liaberhane9973 Год назад
ተመስገን አያ ተኸስተ ሰላም ረኺቡ አንሕናውን ንዓርፍ
@vov9vooovhoihucx
@vov9vooovhoihucx Год назад
ማኣዘ አያ ሰንበት ትኣኽሎ ለለ😂 ይሓፅረናሎ ኣንዉሕ ኣቡሉልና ዋዓኝኝኝ 😅😅 ❤❤❤❤❤❤
@werkneshmelaw3746
@werkneshmelaw3746 Год назад
ለምለመይ ምስሊ ማዚተይ ንለምለመይ ዝፍቱ👍ሃቡለይ❤❤❤❤
@TheBerihu
@TheBerihu Год назад
ኣብ ገሬ እሙን ቤቲ ሃይላይ ብጣዕሚ ገፀ ባሕሪ ካብ ናይ ሕተሰብና ወፃኢ ይረአ።ብሕልፊ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን። ናይ ጥዕምቱ እዉን ብዙሕ ኣይኾነን
@user-pr2mi7pz4e
@user-pr2mi7pz4e Год назад
ኣሰይ ጥዑማት ገዛ ተስፋ ዘለዎ ስራሕ🎉❤
@ማሂጋልትግራይክሕሎ
እንኻዕ ብሰላም መፃእኽም 🌳💐💐💐💐🌳🌳🌳ብሩኽ ኣሸንዳ ታጋሩዋ ይገበረልና ኣብ ሰደት ዘለናለ ብሰላም ምድሪ ዓድና የርግፀና🌳🌳🌳🌳🌳🌳💐💐💐😂
@hakirentertainment3687
@hakirentertainment3687 Год назад
ሓውኹም ካብ ሰንዓፈ ❤❤
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ Год назад
ሓውና ናትና ❤❤❤❤
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ Год назад
👏❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Год назад
❤❤
@assfeadg3726
@assfeadg3726 Год назад
ተፎጥሮና እዩ ስሓቅ ቃቲለናና ዘን ቆልዑ ኩለኩም ብሉፃት ብእነት🥰💚
@Eritrawit.
@Eritrawit. Год назад
ናይ ሎሚ ገለ ዓይነት ኔራ ዳ'ዘርኣብሩኸይ ዝፈትዎም ገዛ ❤❤❤
@ተሰፋእዩሰንቀይG
እንኳዕ ብደሓን መፃኹም ገርየ እሙን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልበዓል ኣሸንዳ ተጋርዋይ❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💕💕💕💐
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il Год назад
ኣራብሃም ግን ከም ብርጌድ ንሓመዱ ኡዩ🤣🤣🤣😂
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤️💛 ሪኢቶና ተቀቢልኩም ንኩሎም ስለ ለምፃእኩምልና የቀንየልና ብዝተረፈ ሓሪፍ ስራሕ😘
@waskan8288
@waskan8288 Год назад
እዛ ረጎድ ሰበይቲ ደቢራትና ነይራ ካልአይ ምዓልቲ ከይተምፅእዋ😊
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Год назад
😂😂😂😂😂😂
@ስላምየማርያምልጅ
😂😂😂😂
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
እግዚአብሔር እምላክ ህዝብናንን ዓዲናንን ስላም እውሪደሊና😢😢👏👏👏❤❤💛💛
@ሕንቅቅቲእየፍረብሄሪየይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ግን ንጥዕምቱ ከይተምፅእዋ በጃኩም 🎉🎉🎉❤
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 Год назад
ናይ ስዲ ነገራት ከይተቅርቡ ካብ ሕጂ አብ ዝሓለፍ ብጣዕሚ ዝሕፍር ተግባራ እሕልፍኩም ኢኩም ነታ ጥዕንቶ ትባሃል አባርርዋ ፀይቃታ ነዛ ድራማ
@የመዳሃኒኣለምልጅነኝ
❤❤❤
@Magmatic23246
@Magmatic23246 Год назад
🤣🤣
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Год назад
እበር ጥዕምቶ😂😂😂😂😂❤
@heluhelu4220
@heluhelu4220 Год назад
😂😂
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Nisa emo tay gera beti karaktera tikeyr
@qew2126
@qew2126 Год назад
ኣስይ ትግሩዋይ ለሚ ፁቡቆ ሰሪሒኩም ጥዕምቱ ተሰውራ ቲቅረ ❤❤❤❤❤
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h Год назад
😅😅😅
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
😂😂
@hamberegereger
@hamberegereger Год назад
Qedamay comment baeley tigra yehwatey natyyyyyy hawekum kab 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ Год назад
❤🎆🎆
@GhDf-uq7ye
@GhDf-uq7ye Год назад
ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ስራሕ ብምሊኦኹም እዳ ገርየ ኡሙን ዒድመን ጢዒናን ይሃብኩም እኮዕ ኣብፀሐኩም ልባዓል ኣሸዳ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nadernegash827
@nadernegash827 Год назад
የዘመናችን አንደኛ ድንበር 👍👍🙏🙏🙏♥️♥️🌹♥️🌹♥️🌹
@fr8gddztdryv664
@fr8gddztdryv664 Год назад
ይሓፅረናሎ እዩ አንውሕ አብሉልና በዛኻትኩም 🙄🙄❤❤❤ ይፈትወኩም እየ👌🥰🥰🥰
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
እዛ መኪናኮ ናተይ የኮነቲይ ተካርየያ እየ ድዩ ዝበለ ዙዳንኤል 😂
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh Год назад
ኣሜን ፫ለምለም ዓይነይ ተባረኩ እንዶ ገሬ እሙን ምጭዋት እንኳዓ ኣብጸሐኩም እስኪ
@mulufesaha3351
@mulufesaha3351 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ናይ ሰሓቀይ ምንጪ ናይ ለማዓቲ ደስ ይብል🥰🥰🥰🥰🥰
@lidyagal70ederta96
@lidyagal70ederta96 Год назад
Amen lemlem ayney amen🙏🙏🙏enkae abtsehena li ashenda ❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@makdatube8713
@makdatube8713 Год назад
እንታይ ዳኣ ዶንጉኹም ቡን ፈሊሓስ ኣወል ሰቲናያ 💛💛❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ሎምስ ኣብ ቲቪ ኢና ክንሪኤኩም☕☕☕
@GualDegiyat-wz5ek
@GualDegiyat-wz5ek Год назад
Wawwwww Lmejemeriya Gize Kedameti Laik ena kominti Baeley Enkae Bselam Metsakum Da gere Emun❤❤❤
@ኣርሱጋልትግራይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ገሬ እሙን ሽኳራት ❤️❤️❤️💛💛💛
@abebaberha5310
@abebaberha5310 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ጥዕምቱ ጠቂልኩም አይተውፅእዋ ገፀ ባህሪ አማሓይሽኩም ናይ ጌሬ እሙን ስድራ ተትኮን ደስ እዩ ዝብለኒ እና አጆኩም አሕዋት
@Brey8984
@Brey8984 Год назад
እንኻዕ ብሰላም መፃኹም እንዶ ገሬ እሙን ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ 👍ርገፁ ❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ከመኡ እውን ሩሑሰ አሸንዳ ይግበረልና ናይ አቡነ አርጋዊ በረከትን ፀሎትን አማላዲነትን አይፈለየና ብዓዲን ብበረኻን ዝሳቀ ዘሎ ህዝብና ሰላሙን ምሕረቱን ይላአኸልና ፈጣሪ አብ ሰደት ዘለና ሰደትና የሕፅረልና ተጋሩዋይ ❤❤❤
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o Год назад
ኣብርሃም ግን😂😂ብዘይክኡ ዘይትጥዕም ዛፍልሚ😂
@aybyas2272
@aybyas2272 Год назад
ናይሎማዕት እንዳ ገሬ ብጣዕም ፉሉይት ስራሕ። ተዛናግዕ ይሞቹኹም።
@Abebe-gi4ev
@Abebe-gi4ev Год назад
ናሎማዕንቲ ደስ ባሃል❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Год назад
ሎምዓንቲማ ናሓለኽኹም እየ ውዒለ ብሩኽ ቅኒያት በዓል አሸንዳ ይግበረልና ቸሩ ሰንበት❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Год назад
ሰሉዋኒ ስራሕ ዩለን ድዩ ታይ ድኣ ኣብ ይቱብ ምሕላይ🤣🤣🤣
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Год назад
ፅብቅ ቅንያት ኣሸንዳ ደቂ ዓደይ መዓረይ❤
@mairyleb9245
@mairyleb9245 Год назад
እንዃዕ ብስላም መፃእኩም ፉቱዋት አሕዋተይ ዳገሬ አሙን ደስ ዝብል ፍልም እዩ ቀፅልሉ ❤️🌹🌹🌹🌹
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
ዋይ በሰመአብ ናይ ሎሚዓንተስ ፍሊይታ እያናይ ብሓቂ ኣሸንዲ መስሉ ❤ ኣየ ኣብራሃም ጩኑቁ😂😂😂
@Abeleyob-w6f
@Abeleyob-w6f Год назад
ትኽክል
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ Год назад
❤❤❤❤እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም❤❤❤ክብራት ስድራ ተግርዋይይ❤❤💘💘💘💘💘💘💘🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt Год назад
እቶም ኮሜት ትገብሩ ከይወረደት ከላ ዲኩም ትጽሕፍዎ 😂😂😂❤❤❤
@weynihadgu9035
@weynihadgu9035 Год назад
😂😂😂😂
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Год назад
ታማ❤😂
@ጋልትግራይ-ዘ2ፈ
@ጋልትግራይ-ዘ2ፈ Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምንጪ ሰሓቅና🙏❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@stgatesfun3010
@stgatesfun3010 Год назад
እንኳዕ ኣብፀሐከም ትግራዋይ ብፍላይ ካኡ ንደቂ እንሰተዮ🎉🎉❤
@lemlemgiday383
@lemlemgiday383 Год назад
Wonderful ደስ ይላል.
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_ዌልካም ጽቡቃተይ ኣያይ ተከስተ እንኳዕ ደስ በለኩም😂😂👍ላይኩ ሕቡሸይ_
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም እዞም ናትና ሕጂ ግርም ደስ ዘብል ስራሕ እዩ ሰናይ ባዓል ኣሸንዳ ይበረልና ስላም ልህዝብና የውርደልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💚💚💖💖💖💖
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ዛ ንእሽተይ ቆልዓ ጭቅ ዘይትብል😢 ❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Nay koleu tezhbiwa tsubuk abay kona eia tiserh zela
@Mikihabeshawi-y6n
@Mikihabeshawi-y6n Год назад
ኣሜን ለምለም ዓይነይ ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏
@tigraytiser1184
@tigraytiser1184 Год назад
OMG this is so funny😂thank you Gere emun family!
@lixmony6235
@lixmony6235 Год назад
ጥዕምቱዋይ ኣሕዝናትኒ ፀላእኺ ይኽድ 😢😢😢
@selamenat2212
@selamenat2212 Год назад
ለምለም ማዓር ኣፋ 😘😘😘😘😘😘😘😘
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ለምለም ዓይነይ ❤️❤️😍🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ዳ ገሬ እሙን ምቅራት ተጋሩዋይ❤❤💛💛
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq Год назад
እማ ስዕድ ዓረብ ድንሀናለ ደያስቩሪ ይና ንብሃል😂😂 እንኳዕ ዲሕና መፂእኹም❤❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Год назад
እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ልባዓል አሸንዳ ተጋሩዋይ❤
@destanegash5044
@destanegash5044 Год назад
ተመስገን ተመስገን ጥእምቶ ከዳ አያ ተከስተ ካምቅጥቃጥ አዉፀካ ከላይ መዓልቲ ሰበቲ ሰእነ ከትብል አገርገር ቀንስ ተገላግልካ እፎይ ተመስገን ተመስገን
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ዳንኤሎ ለያይ ክኖግረእየ ኣብርሃመይ ፁሩይ ❤😂
@abrehethailu9879
@abrehethailu9879 Год назад
ዋዉ ቀዳመይቲ ባዕለይ 👈እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም 🙏ንኩላትና ደቂ ትግራይ እንኳዕ ናብታ ምቅርትን ዉቅብትን ድምቅቲ ባዓል አሸንዳ አብፀሐና🎉🙏
@GualDegiyat-wz5ek
@GualDegiyat-wz5ek Год назад
Kademeti Baeley Eye marey😂😂😂
@ፊቕርምስኹሉ
@ፊቕርምስኹሉ Год назад
ናይ ሎማዕት ማ ከለ አለዎ ደሰ ክትብል🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንካዓ አብፀሐና ደቅ ትግራይ የሕዋተይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq Год назад
ከለ ኣሕና ኣይጥዓመናይ ጡዑሙት እንኳዕ ከድክ😂😂😂😂😂
@fwefxad815
@fwefxad815 Год назад
ናሸንዳይ እባ ተጋሩዋኒ😂😂❤❤
@fhdgdudgs9747
@fhdgdudgs9747 Год назад
አሜን ለምለም ዓይነይስደትና የሕፅረልና❤❤❤
@cbffhf1567
@cbffhf1567 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ሓላላተይ❤❤ሞይተ ሳሓቅ ብኣያ ተኸሰተ😂😹😹
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc Год назад
አሰይይይ ዳኔኤልና አብራሃም ናፊቆዮም ቀኒየ እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ስላም ቅኒያት አሸንዳ እንዃዕ አብፃሓኩም 🥺🥺💘💘🥰
@gjcg6332
@gjcg6332 Год назад
ተጋርዋይ ቀፅሉሉ♥️♥️♥️
@OpOp-ej4yl
@OpOp-ej4yl Год назад
ጥዕምቱ ከይዳ እሰይ ድርኡለ ተበላሽያ ነይራ እያ 😊
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
አሜን አሜን አሜን ለምለም ዓይነት ❤
@haftamualemayehu3253
@haftamualemayehu3253 Год назад
ሓሪፍ ነይሩ ዋ ድምፂ ግን አስተካክሉ እንኳዕ ለሸንዳ በዓል አብፀሐካትኩም ❤❤❤
@SenayWelde-bl7dl
@SenayWelde-bl7dl Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን 🧡❤️💛💛💚💚💙💙💙💜💜💜
@destanegash5044
@destanegash5044 Год назад
ወይ አብርሃም ካብዚይ ርኩስ ብምፍጣርካ ብጣሚ ሐዝነ ደቁ ዝቀትል ብምዝራብ ዘኮነስ ብምቋእ ዘርድህ ካብ ገዛ ውፅለይ ዝብል ወላዲ ርዕና ሰምና አንፈልጥን ብናሀትኩም ወገን እተልዩ አንፈልጥን ጌሬ እሙን ቅድም አዩ ነሩ ነሙስ ተወዱእኩም ቀይሩ
@Akusumawit
@Akusumawit Год назад
ጡዑምቱ አንሕናለ አይጠዓመናን ነይሩ😂😂😂😂
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ኡንካዕ ናብዙ ኩቡር ባዓልና ባዓል ኣሸንዳ ኡንካዕ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ፅዮነይ ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ፈጣሪና
@zainabzainab6960
@zainabzainab6960 Год назад
አልሃምዱሊላሂ ኤዚ ያደረሰን ❤❤❤ተጋርዋን ጡኡማት
@destanegash5044
@destanegash5044 Год назад
አያ ተከስተ በቃ ተቀየር ተመስገን በል አገርገር አትበል ሐዱሽ ዓመት ትቅየሩ ብተለይ ተከሰተ እና ዘባአብሩክ ዘይሰርህ ብሰሀብቲ ዝሰኸረ ደቁ ዝቀትል አብርሃም ፃድቅ ወዱ ዳብሎስ ጀግና ቀታሊ
@danidannnnnnnnn
@danidannnnnnnnn Год назад
ፅቡቅ ቅንያት ኣሸንዳ ይኹነልና ተጋሩዋይ ሰላምና ይመለአልና💛❤️🙏
@bereketnew6657
@bereketnew6657 Год назад
Fewisi chiniket tanks einda gere emun ❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Год назад
34:02 ካልእ ፊልሚ ተኸታቲለ ኣይፈልጥን ናትኩም ግና ማዓዘይ ሰንበት ትመፅእ ናበልኩ እየ ዝፅበያ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ደቂ ጽዮነይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
@atsedehagos7762
@atsedehagos7762 Год назад
ተመስገን ጥዕምቶ ከይዳ back to normal the most funny happy family እንዳ አያ ዘርበአርክ.❤❤❤
@samehsammm8683
@samehsammm8683 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@OpOp-ej4yl
@OpOp-ej4yl Год назад
ዋውው ጽቡቅ ስራሕ ኣፕሊኬሽን ተትገበሩላ ዛ ራይድ ሓሪፍ ነይሩ ብዝበለጸ ቀጽልሉሉ
Далее
gere emun part 142 ገሬ እሙን ክፋል 142
34:57
HA-HA-HA 👊  #countryball
00:15
Просмотров 1,6 млн
LIFEHACK😳 Rate our backpacks 1-10 😜🔥🎒
00:13
Gere emun part 143 ገሬ እሙን ክፋል 143
29:36
gere emun part 149 | ገሬ እሙን ክፋል 149
31:16
ኽልተ ዐዋናት ሐጻር ድራማ
16:58
Просмотров 344 тыс.
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22