Тёмный

GERE EMUN PART 170 | ገሬ እሙን ክፋል 170 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 325 тыс.
Просмотров 344 тыс.
50% 1

ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/de...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment RU-vid Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Приколы

Опубликовано:

 

23 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@gereemunentertainment
@gereemunentertainment 2 месяца назад
ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun
@hermon455
@hermon455 2 месяца назад
iOS gn aytserhn eya mesleni enda aya Zerabruk ?
@samsungservice8657
@samsungservice8657 2 месяца назад
@@hermon455 ni iOS ab serihit yerekeb mesleni kab zeleni information
@shalom5798
@shalom5798 2 месяца назад
እንካም ተዋሳእቲ ዝሰማዕኽወን ቃላት ባዕዲ፥ ጎመን -? ቃሪያ-? እንትን-? ናጋ-? ዝሮዝሮ-? ...........ታይ መለት'ዩ ብምንታይ ? ንምንታይከ? ሰላምንታይ ከ ተዋሳእቲ ዘይ ቃላቶም ዘይ ቛንቛኦምን ዘፍትወሎም? ሕማቕ መርኣያ። የሕዝን
@DodaiT1
@DodaiT1 2 месяца назад
ብናትካ ኣረኣእያ ልክዕ ክትከውን ትኽእል ኢኻ ሓወይ ግን ቋንቋ ካብ ምርድዳእ ሓሊፉ ካልእ ረብሓ ዘለዎ መሲሉ ኣይስምዓንን ምኽንያቱ ከኣ ቋንቋ ውጽኢት ሓጥያት ወድሰብ እዩ
@shalom5798
@shalom5798 2 месяца назад
@@DodaiT1 ዘይተርዳኣኒ ቃላት ምሕታት ሐጥያት ኣይኮነን ። ብኣውራኡ ካዓ እቶም ቃላት ትግርኛ ኣይኮኑን። ሰለምታይ ኣብትግርኛ ቋንቛ ይኣትው? ትግርኛ ርእሱ ዝካኣለ ናይ ባዕሉ ቃላት ኣሎዋ።
@Getishentertainment
@Getishentertainment 2 месяца назад
ኣደነቅቲ እንዳ ገሬ እሙን ኣበይ ኣለኩም ላይክ ጥራይ እየ ዝደሊ 👍
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ባ😊❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ኢለልካ አለኩ❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
@@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv ገይረ ምዓረይ 💚💜
@ggcf1371
@ggcf1371 2 месяца назад
❤❤❤
@Fanu1951
@Fanu1951 2 месяца назад
ገይረልክ መልስ
@user-fi6lo2nn5y
@user-fi6lo2nn5y 2 месяца назад
ኣሰኪ ብፆሎትኩም ሓጉዝኒ ኣሕወተይ ኣብ ልብያ ዘለኩ ሓፍትኩም💊🇱🇾👏
@hwhshhsgwhwhhhs6756
@hwhshhsgwhwhhhs6756 2 месяца назад
ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ😢🙏🙏
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 2 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን እመብርሃን ፅላል ትኩንኪ ዝሓፍተይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 2 месяца назад
እመቤታችን ምሳኺ ትኹን ወለላይ❤👏
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 2 месяца назад
ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
@solwedisolwedi1603
@solwedisolwedi1603 2 месяца назад
ናይ ስደት ነገር ዝተሰደተ ፀገም😢 ዝረከበ ጥራሕ እዩ ዝፈልጣ ፈጣሪ ዳኣ ስደትና የሕፅረልና እምበር🙏
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ንሳብክራይብ❤❤
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 2 месяца назад
ባሓቂ ተመኸርኻዮም መርድእ ዝነገርኻዮም እዮም ልመስሉ
@ShweitShweit-yt4wq
@ShweitShweit-yt4wq 2 месяца назад
ትክክል ናይ ስደት ሂወት ኣብ ስደት ዘሎ ጥራሕ ኢዩ ዝፈልጦ
@Hustler32
@Hustler32 2 месяца назад
እስቲ ቡሩኽ መዓልቲ ልወዓለ ኢዱ ልላዕሊ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 месяца назад
እግዚአብሔር ይመስገን
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 месяца назад
ኣምላክ ይመስገን 🙏
@DhfggFurggy
@DhfggFurggy 2 месяца назад
💚🍫
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
አሜን ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ❤
@fwddserf
@fwddserf 2 месяца назад
ኣምላክ ይመስገን❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 месяца назад
*_ቸሩ ሰንበት ተጋሩዋይ ብዘይ ኣፈላላይ ድሮ ኪዳነ ምህረት እዩ ብቃል ኪዳና ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ትሓልወና አሜን፫🎉❤✝️🌿_*
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምሪኒ ኽብርተይ❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 месяца назад
ኣሜንንን ኣሜንንንን ኣሜንንን
@user-vl3jz5zm1f
@user-vl3jz5zm1f 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 2 месяца назад
አሜን
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@haftomwedigere9269
@haftomwedigere9269 2 месяца назад
ቀደዳማይ እየ ሪአያ ላይኽ ሃቡኒ ቤተሰብ❤
@natubeee5669
@natubeee5669 2 месяца назад
Ahahahahahaha እሺ ዝሓፍተይ ማዓረይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️💛
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ❤❤
@danuyetesgaye9432
@danuyetesgaye9432 2 месяца назад
ያ ባሓቒ እንዳ ገሪየ እሙን 😢😢😢ስደትና የሕፁሮ 😪😪😪ስደት ረሳሕ ስደት ንገሊኡ ንግደት ንገሊኡ ዕብደት 😢😢😢
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
አሜን እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@DodaiT1
@DodaiT1 2 месяца назад
🎉❤❤❤
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k 2 месяца назад
Nay bhaki zfelet eyu zfelto hamimna eko medkesi zwyblna😢😢😢
@danigsahle
@danigsahle 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትሕዝቶ ዘለዎን ወቅታውን ዝኾነ ድራማ እዩ❤።እቲ ችላ ዝተብሃለ ፍልሰት መናእሰይ ኣልዒልኩም አጀንዳ ምግባርኹም ክብሪ ይግበኣኩም።👍
@Hntsay
@Hntsay 2 месяца назад
እዋይ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኩሉ ኣደራዕ ኣይግባኣኩምን እዩ ነይሩ ከምቲ ለውሃትኩምን ርህራሄኹምን ኣምላኽ ኩሉ ሰናይ የምጻኣልኩም። ኩሉ እዚ ሕሱም እዋን ክሓልፍ እዩ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ብዝመጸ ጸገም ከምዘይምብርከኽ ታሪኹኩም እዩ ምስክርኩም። ♥️
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 месяца назад
ከም ኣፍካ ይግቦሮ ፈጣሪ ባዕሉ ፍትሒ ይሃበና ፈጣሪይ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 2 месяца назад
❤️🙏
@user-gl3gd3rz6t
@user-gl3gd3rz6t 2 месяца назад
አነ አብ ሊብያ እየ ዘለኹ ዘርኣ ቡሩኽ ዓይነይ ናይ ውሽጠይ ተዛሪብኩምለይ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 месяца назад
መዋፅኦ ይፍጠረልኩም
@user-ln4vg6bp8o
@user-ln4vg6bp8o 2 месяца назад
መዋፀኦ ይፍጠረልኩም
@user-fi6lo2nn5y
@user-fi6lo2nn5y 2 месяца назад
ዋላ አነ ኣብ ልብያ አለኩ ኣበይ ከባቢ አለካ ብሮ
@user-gl3gd3rz6t
@user-gl3gd3rz6t 2 месяца назад
@@user-fi6lo2nn5y ab kirimiya zbehal bzuh habesha zelewo sefer
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 2 месяца назад
😢መዋፅኦ ይፍጠረልኩም ዞም ሓተይ🙏❤❤❤❤
@user-pc6sw4gn8i
@user-pc6sw4gn8i 2 месяца назад
እንካዕ ንመበል ሳልሳይ ሰሙን ሰንበተ ምኩራብ ኣብፀሐና ደቂዓደይ 👏🌿👏👏
@tdf2093
@tdf2093 2 месяца назад
ኣሜን[፫]🙏💚
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤
@AsAs-kv3lq
@AsAs-kv3lq 2 месяца назад
ሰቭሰክራይብ እባ ግበረልይ ደቅ ዓደይ 🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
@@AsAs-kv3lq እሺ ደምረኺ ደምሪለይ ማዓረይ
@ffdffd5751
@ffdffd5751 2 месяца назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ስደት ዘለናዮ ስቃይ ባዓልና እና ንፈልጦ እንትሪፊ ድኻም ምንም ዘየብሉ 😢😢ሳብስኽራይብ ሓግዙኒ😢❤
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 2 месяца назад
ምንም ግዜና ዕድሜና ወጣትነትና ብቻ ወዲእና
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
@@user-wf1yl9he1e ብተስፋ ንጋዓዝ ኹሉ ኽሓልፍ እዩ ኣጆና
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
@user-mh8pu1ow5b እሺ😍🥰
@user-wf1yl9he1e
@user-wf1yl9he1e 2 месяца назад
ጎበዛት እንዳ ገሬ እሙን ብዛዕባ ስደት ብደምቢ ስርሑ መንእሰይ ይሃልቅ አሎ ፈቆዶ ስዑዲ በረካ ብስንኪ ሩጉማን ደላሎ 😢😢😢
@mussietn1966
@mussietn1966 2 месяца назад
ብሩኽ ሰንበተኪዳንን #ንፅልንቕድሚት🌹
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 2 месяца назад
ታለኻ ኮመንት ምጽሓፍ ኣየሸልትወካን እዩ😂😂
@user-sj6ru7xd4b
@user-sj6ru7xd4b 2 месяца назад
​@@jesusmaryam8164ንስካከ ደድሕሪኡ ምዛር ኣይስልችወካን ድዩ 😂❤
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 2 месяца назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ዲህፃነ ጨርኮስ🤲❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤
@user-ni1wb5ro8f
@user-ni1wb5ro8f 2 месяца назад
ናይ ተጋሩ ነገር ዝገርመንስ ተኲሶም ዘይስሕቱስ ነዛ ላይክ ከመይ ጌሮም ከምዝስሕትዋ😂
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c Месяц назад
😂😂😂
@user-hr9mt2oe7y
@user-hr9mt2oe7y 2 месяца назад
ናይ ስደት ነገር ዝተሰደተ ፀገም 💔😢ዝረከበ ጥራሕ እዩ ዝፈልጣ ፈጣሪ ዳኣ ስደትና የሕፅረልና እምበር 😴🙏
@DodaiT1
@DodaiT1 2 месяца назад
ስደት ሕሱም እንጀራ ኣዴኻ ጥዑም ብሩኽ ቅነ ስድራ ገሬ እሙን ❤1k❤ላይክ❤
@user-md8mp1tr5r
@user-md8mp1tr5r 2 месяца назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ ብሩክ ሰምበት መን አሎ ከማይ ቅዳሴ ሰሚዑ ዓዱ ዝናፈቀ ሰደትና የሕፅረልና😢
@user-lw8pb2wf6u
@user-lw8pb2wf6u 2 месяца назад
ስደት ስዲ እዩ ዓድካ እዩ ዓድካ። ማሃሪት ፊልሚ እዳ ገሬ እሙን❤❤
@selamburuk
@selamburuk 2 месяца назад
ብሓቂ ጽብቅ ገይርኹም ገሊጽኩምዎ የቀንየልና እንዳ ገሬየ እሙን ከምኡ ድማ ድምጺ ኩኑ ፍትሒ ንዝሰአኑ ንእሱራት ሳዉዲ አረብ ዘለዉ መናእሰያት አሕዋትና😢🙏
@user-zl7yf2kz8w
@user-zl7yf2kz8w 2 месяца назад
ብድሕረይ ዝረኣካያ ኩልካ አስከ ላይክ ረጊጽካኒ ሕለፍ
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 2 месяца назад
መበል 11.981 እየ ሪኤያ like እስከ ሃቡና ኣሕዋት ❤😂
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
ደምርኒ ወለላይ❤❤
@askalgr
@askalgr 2 месяца назад
መን ኣሎ ከማይ ስደት ዘድኸሞ ተስፋ ዝቆረፀ ዪኣኽለኒ ዓደይ ካኣቲ ተበልኾወም በተሰበይ ኣትኺ እንቲይ ትስርሒ ዝኣተያ ሓመድ መስለን ናብ ስደት ተመልሰን እየን ዘኸዳ ዘለዋ እዳበሉ መከራይ ኣብልዐሙኒ ካበተሰበ ሓደ ሰብ ዘታባብዕ የብለይ ካኣነ ገንዘበ መርፆም 😢😢😢😢
@lixmony3897
@lixmony3897 2 месяца назад
ካለእተይ ኣጀና እምበተዋይ
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 2 месяца назад
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንእሽተይ መሻረፊኪ ተሒዝኪ ኪዲ ዓዲኪ ቤተሰብ ማ ከሙኡ እዮም ዝብሉ 😢❤
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 2 месяца назад
ኣጆኪ ዝያዳይ ዓዲ ዳኣ ስራሕ እምበይ ንዕነ ዝበል ዘየለ 😢😢
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 2 месяца назад
መናገድያኪ ተሒዝኪ ኪዱ ናሰብ ኣይትስምዒ😢 ኣነለ ብንዒ ምባል ሞይተ ወይ ጉድ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 месяца назад
ንእሽተይ መናገዲ ተሒዝኪ ከይነገርክዮም ዓድኪ እተይ ማዓረይ ብናትኪ ድካም ንሶም አዕሪፎም ክነብሩ እዮም ደልዮም ከይትሰምዕዮም ሓወላ ከይጎድሎም እዮም ስርሒ ዝብሉ😢😢😢
@selu5346
@selu5346 2 месяца назад
ደስ በሃሊ ዳ ገሬ እሙን ድምፂ ህዝብና ብደንቢ ኣድህቦ ግበርሉ አሕዋትና ብደቅ ዓዶም እዮም ዝሳቀዩ ዘለው 😢😢😢
@ferkasy649
@ferkasy649 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ኣይትምፁኡ እንተበልካ ሰማዒ የለን ምስ መፁ ንቤተሰብ ጭንቂ 🥺💔
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 2 месяца назад
ስደት ስዲ እዩ ዓድኻ እዩ ዓደኻ ኡፍፍፍፍ😢😢❤❤ ፅቡቅ ስራሕ እንዳ ገሬ እሙን
@tsegagebreyesus5576
@tsegagebreyesus5576 2 месяца назад
ናይ ስደት ነገር ኩሉ ዝርኣካዮ እዩ ዝፎልጦ 💔😭 ስደት ንገሊኡ ጥዑም ንገሊኡ ግን 😭 🖤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ኣጆና 😢ደምሪኒ❤
@user-vv4es5xf9x
@user-vv4es5xf9x 2 месяца назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ዓይንና ናብ መንእሰይ ይኩን መንእሰይ ይሃልቅ ኣሎ ፈቀድኡ ሳሃራ😢
@user-Rodas
@user-Rodas 2 месяца назад
አየ አየ ዘርአብሩኽ ድወድኹም አመርካ ዘይከደ ኢልኩም ትፃልእኹሞ ነይርኹምስ ኸዚ አሜርካ ምኻድ አየድልይ ትብሉ !!!ብሓቂ ምድላውኹም ፅቡቕ ይኡ ቓፅልሉ።
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 2 месяца назад
እዳ ግረ አሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር ብሓቃ ናይ ስደት ቃፁሉ ህዝበን ሃመደይ ስደት❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 месяца назад
ሲጀመር ከም ገለ ኢሎም እንተኣተዩ ውን ኣብዚ ዓዲ ጭራሽ ስራሕ የለን ጭንቀት እዩ 😢
@thth1588
@thth1588 2 месяца назад
ብሓቂ 😢😢😢😢😢😢
@dmmksa8345
@dmmksa8345 2 месяца назад
ናይ መዳም ቅመማት ስራሕ የሸንፈክን ዶ ኣሎ ወይስ ተሸንፍኣ ኣነሞ ውይ ከም ሎሚ ተሸኒፈ ኣይፈልጥን🥺ፈጣሪ በቢ ዘለናዮ ይሓልወና 🙏
@user-xp6bg6lj7c
@user-xp6bg6lj7c 2 месяца назад
Me too😢
@edon7537
@edon7537 2 месяца назад
አጀካ ማአረይ15ቀረየናን አነሱ ድሕነ ኢየ መሱቁዶ ክዛረብ ቀረሸል ኣብ ሮምዳና ኣይ ተዉሰክን ገንዘብ ግን ተምሱገን አምላክ😢🎉
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 2 месяца назад
ዋላ ኣነ ብጋሻይ ከምዚ ዘይ በልኩስ ሀዚ ግን💔እና ደቂ መዳም ሳብክራይብ ግባራለይ❤
@user-xp6bg6lj7c
@user-xp6bg6lj7c 2 месяца назад
@@TsarkanGalTigray-cq3yg ገይረልኪ💖💖💖
@gf5t849
@gf5t849 2 месяца назад
ሰላም ሰላም እንዳ ገርየ እሙን ተኻታትልት በይዛኹም መድሓኒት ክሩሙት ትሓባብርኒ ተፈለጠዎ ተሃልኩም ስደተኛ ሓፍትኹም ሕክምና ለወጥ ሰአነለዊ 😢በፀሎትኹም ዘክሩኒ😢😢😢😢
@TekchoTekcho-tb5qx
@TekchoTekcho-tb5qx 2 месяца назад
አታ ኤሮፓ ዘሎ ሰቃይ መን አሞ የፍልጥልና 😔🙃
@selammuuz8661
@selammuuz8661 2 месяца назад
ግደፍይዶ ካብ ናይ ስዑድስ ኣብኡ ይሐሽ ዋ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 2 месяца назад
Be degu eyu xbuq ember be weshte se hde eyu😢​@@selammuuz8661
@ds3zs9
@ds3zs9 2 месяца назад
ኣታ ማቻ ዘለዎ እባ ንገሩና ኣብ ስዑዲ መሪሩናዊ😢
@TekchoTekcho-tb5qx
@TekchoTekcho-tb5qx 2 месяца назад
ማቻ ዳኣ ዓድካን ምስ ኣዴካን ጥራይ እዪ ኣብ ስደት ምንም ማቻ ይላን😢
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 2 месяца назад
ደቂ መዳም ከመይ ሕዘክንሎ ስራሕ ሮሞዳን🥺
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
አምላክ የሓግዘና ደቅነይ ኣጆና ቀሪብና ኢና ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቅነይ❤❤
@genet3442
@genet3442 2 месяца назад
ደሓን እዮ ኣምላክ ይመሰገን
@user-vv4es5xf9x
@user-vv4es5xf9x 2 месяца назад
ግጥም ኣብሉ እዩ ሕዙና እንሄ
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 2 месяца назад
ኢደይ ቃንጩጩ 😂
@arongebremical3136
@arongebremical3136 2 месяца назад
Welcam Enda Gere Emun 💙💙💙💙💙💙✅️🙏👍🏻
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@amanuelgebreyohanes3896
@amanuelgebreyohanes3896 2 месяца назад
We love you ❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 2 месяца назад
❤❤❤❤
@HayatAbdela-vd4sh
@HayatAbdela-vd4sh 2 месяца назад
ዝገርም ስራሕ
@user-pm8sb4mi1v
@user-pm8sb4mi1v 2 месяца назад
❤ብሓቂድራርዓሳ ይኮን እሎ ህዝበና😢
@user-ld8px5xr1z
@user-ld8px5xr1z 2 месяца назад
ደቂ መዳም ጀጋኑ ከመይ ኣሎ ናይ ሮመዳን❤ ድምጺ መናእሰይ ትግራይ ነበርቲ ስዑዲ ዓረብ ይሰማዕ ተጋሩ ብተጋሩ ይጠፉኡ ኣለዉ ናቶና እምበር ናይ ካልእ ጋና ኣይኮነን ዘአና ዘሎ ድምጽና ይሰማዐሰ ስደተኛታት😢😭
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 2 месяца назад
ኣብልብና ዘሎ ተዛሪብኩምልና ኣያ ዘብረኣብሩክ መንእሰይ ፍቆድኡ ስደት ይጠፍእ ኣሎ ፍቀዶ ሰሃራ ዓገብ😢😢
@user-lm4yc3ud3b
@user-lm4yc3ud3b 2 месяца назад
I am Eritrea love you this film gerye emun zbelexet film koyna zrekebkaya eritrin tgrin like rgex🎉❤❤❤
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 2 месяца назад
ፅብቅ ሓሰብ ናይ መንገዲ ሰዑዲ ዝበልኩሞ ቀፅልሉ እና ገሬ እሙን ዝፈትወኩም
@HelloGOfficial
@HelloGOfficial 2 месяца назад
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትኩም የብቅዐልኩም ፈጣሪ 💖 ሳብስክራይብ💝 ብምግባር ኣተባብዑኒ💖 የቐንየለይ💖💝
@d.n.Riesomteklay
@d.n.Riesomteklay 2 месяца назад
Anta geltam asha
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ይፅበ ልኩ
@HelloGOfficial
@HelloGOfficial 2 месяца назад
@@HiwotKidanemariam-bu6yn ልመን እማ ኢለዮ😂
@Fanu1951
@Fanu1951 2 месяца назад
ገይረልኻ ልቃሕ መልስ
@d.n.Riesomteklay
@d.n.Riesomteklay 2 месяца назад
Sdetukum yaabiyo ybehal dyu koynu
@selam801
@selam801 2 месяца назад
የመዳም ቅመሞች እንዴት ናቹ የሰራ ነገርሰ ወይኔ ድካሙ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምሪኒ ❤❤
@merytigraweyti
@merytigraweyti 2 месяца назад
Alchalkum wegebe 😢😢
@samerhaa7965
@samerhaa7965 2 месяца назад
ኣለን ማሬ😊
@wedishaebiyawedishaebiya6537
@wedishaebiyawedishaebiya6537 2 месяца назад
Ayzosh wude and qen yalfal 🥺🙏❤
@user-my9se6if8m
@user-my9se6if8m 2 месяца назад
ሁሉም ነገር ያልፋል ኣይዞሽ የኔ ማር♥️🥺
@user-ns8tt1ho8c
@user-ns8tt1ho8c 2 месяца назад
ናይብሓቂ ውሽጥና ዝፈልጦ የለን ደጌና እንበር❤❤
@user-fj5pm5ez5o
@user-fj5pm5ez5o 2 месяца назад
ብሓቅ ፅቡቅ ገብረኩም ስለ ስደት ሃሙኡ ናበልኩም ግለፂሎም😢❤❤
@rbisa1362
@rbisa1362 2 месяца назад
Welcom geryoss 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@AlfaT-lh6uu
@AlfaT-lh6uu 2 месяца назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም መንጪ ስሓቀይ❤❤
@herilove7188
@herilove7188 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ገሊፅክምዎ ክብረት ይሃበልና🥰🙏
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 месяца назад
ኡዙቅዳሴና ክጥዕም ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ናይ ባሓቂ ኣብ ስደት ዘለና ናይ ውሽጥና ኣውፂእና ተንዛረብ ኣይሽካንያን ሰብ ክስደት ክ ሓስቦ ስደት ክባሃል ከሎ ክድንግፅ ነይሩ እዩ
@user-ol9pi4ex1u
@user-ol9pi4ex1u 2 месяца назад
ተኸስተ ፅቡቅ ተዛሪብኻ ናልበይን ድያ ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምረኒ ሓወይ❤❤
@user-vr2fg5ml5h
@user-vr2fg5ml5h 2 месяца назад
ፅሩያት ተጋሩ በርትዑ ❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ አየ ስደት ልብና ደምዩ ሎምስ😢😢😢
@FritaTaklay
@FritaTaklay 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ የቅንየልና😢😢😢
@user-sd8bw7jx7u
@user-sd8bw7jx7u 2 месяца назад
ሰማሃል መርዓት ወዳእት ጋዓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 месяца назад
😂😂😂😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤
@user-wf5vi9jc9m
@user-wf5vi9jc9m 2 месяца назад
ብጣዕሚ ትክክል ሓቂ እያ እዚአ ድራማ
@MeriYube
@MeriYube 2 месяца назад
ብጣዕሚ ፅብቅ ሓሳብ እዩ ኣምላኽ እስኪ ስደትና የሕፅረልና❤❤❤❤❤
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 2 месяца назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና የሕፅረና ኣሕዋተይ ቀፅልሉ ደቃ ሪመይ❤❤❤
@Dolar1219
@Dolar1219 2 месяца назад
አብርሀም ሽኮር 😅 ግደፍ ክክክክ እንኳዕ ድሐን መፃኩም ዳገሬ ፍቅር
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@Dolar1219
@Dolar1219 2 месяца назад
@@mariyamey555 አሜን መዓረይ ገይረልኪ እየ በፊትት
@andertawit
@andertawit 2 месяца назад
እንዳ ገሬ እሙንኮ ትፍለዩ ኢኹም😊❤❤
@user-tm5hm6jb3d
@user-tm5hm6jb3d 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ገሊፅክምዎ ክብረት ይሃበልና❤❤❤❤❤😢
@user-cb2tr4cd9m
@user-cb2tr4cd9m 2 месяца назад
ቀዳማይ ባዕለይ ብሩኽ ሰንበት ይኹነልና ዳገሬ እሙን ሽኮር
@GotomAwet
@GotomAwet 2 месяца назад
Yebele enda gerye emun
@ZjdSiqid
@ZjdSiqid 2 месяца назад
ናይ በሓቂ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብጣዕሚ ፅብቅ ሓሳብ እዩ ኣምላኽ እስከ ስደትና የሕፅረልና
@user-jj3wg2hk5j
@user-jj3wg2hk5j 2 месяца назад
Aadneki aabraham eske
@user-vj1zh8bb9b
@user-vj1zh8bb9b 2 месяца назад
ስደት ዝተሰደተ ጥራሕ እዩ ዝፈልጣ ኣብ ዓዲ ካዓ ሰርዓት የለ ክሰርሕ ዝደለየ ሰብ እዉን ሃንጊ ብካራን ግፍዓዊ ጆኖሳይድ ብናይ ባዕልና እዩ ዝፈፀመና ዘሎ ሰለዚ ሰለዚ ሰደት ከይድካ ሞት ዓዲ ከይድካ ሞት ሰለዚ ተኪኢልኩም መንእሰይና ከምዝእከብ ግበሩ ዓድና ክንሕሉ ሪኦም ከም ዘይረኣዩ ሰሚዖም ከምዘይሰምዑ ኮይኖምና መራሕትና ባእ
@adfa6826
@adfa6826 2 месяца назад
❤❤❤❤❤ ቀፅሉሉ እንዳ ገሬየ ኡሙን ዓይን ትግራይና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 2 месяца назад
ስደት ዝተሰደተ እዩዝፈልጦ 😢 አሕዋተይ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ 🙏
@brged885
@brged885 2 месяца назад
ምንጪ ስሓቐይ ዌልካም ኢልና ኢና።
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ባ❤❤
@tesfithabte893
@tesfithabte893 2 месяца назад
ኣብ 50 ኮመንቲ ኣርኪበያ ጽቡቅ ዕድል❤🎉😂
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 2 месяца назад
ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤❤🎉
@user-ox9ol3pr8z
@user-ox9ol3pr8z 2 месяца назад
የቀንየልና ዳገሬ እሙን ዘምህር ትምህርቲ በለይ ንስደተኛታት ኣሕሕሕሕሕሕሕ
@hcddg9966
@hcddg9966 2 месяца назад
ሰላማትትት ቀመማተይ ከመይ ትኾና ሮሞዳን ከመይ ኣሎ 😢❤❤❤❤
@user-ge1le5hv2s
@user-ge1le5hv2s 2 месяца назад
አስላመቲ ዲኺ ኮንኪ ፀሞርብዓ ከመየሎኸ አይብሃልን
@hcddg9966
@hcddg9966 2 месяца назад
@@user-ge1le5hv2s በዛዕባ ሰራሕ ረሞዳን እምበር ብዛዕባ ፆም የፀሓፍኩይ
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 2 месяца назад
Blxti srah nay sdet tigelx nifuat
@hayelomwedimeri
@hayelomwedimeri 2 месяца назад
ፅቡቕ መልእኽቲ እዩሞ ክብሪ ይግበኤኩም ኣባላት ገሬ እሙን❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምረኒ ማዓረይ❤❤
@shewit19
@shewit19 2 месяца назад
ኩላኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንኹሉ ክመልስ እየ እሕዋተይ ንታባባዕ ኣይክፈሎን❤
@Rahel320
@Rahel320 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን❤❤ ኣብዚ ኮሞንት ትፅሕፉ ዘለኩም ኩለኩምን ሳብስክራይብ ግበሩኒ ሓደራ ❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ገይረልኪ ዝያዳይ❤❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ይፅበ ኣለኩ ❤❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 2 месяца назад
❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 2 месяца назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ
@Rahel320
@Rahel320 2 месяца назад
እሹኒ❤​@@HiwotKidanemariam-bu6yn
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን ❤❤❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 2 месяца назад
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
ስብስክራይብ ግበሩኒ ትግራይን ትግርኛን ሓደራ ከይትሓልፉኑይ❤❤❤ ደስ ክብለኒ✌️🥰🥰
@Fanu1951
@Fanu1951 2 месяца назад
ገይረልኽ ልቃሕ መልስ
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
ገይረ ምዓረይ❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ገይረልኪ ማዓረይ❤❤
@shewit19
@shewit19 2 месяца назад
መልሲ😂
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 2 месяца назад
ባዕለይ ቀደመይት ወቅዕኽሙን ሕለፉ❤❤❤😮😮😮❤❤❤❤❤
@Massawino2025
@Massawino2025 2 месяца назад
Wekiii
@user-wr4tv3lr1s
@user-wr4tv3lr1s 2 месяца назад
ብጣዕም ናመስግን ገሬ እሙን ብዛዕባ ስዴት ዝሰረሕኹሙልና😢
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw 2 месяца назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራትይ❤❤❤❤❤
@user-dq3rh2vj3b
@user-dq3rh2vj3b 2 месяца назад
ስደት ከይበራኸት ትገብርዎ ፃዕሪኳ ልበረታተዕ ተኾነ ግን ካብ ናብራ ዓድና ስደት እዩ ልሓሸ ብውሑዱ በሊዑ ይሓድር ኣብ ኣውሮፖ ኣመሪካ ልነብር ዳያስፖራ ብልለኣኾ ቅርሺ ኣብ ዓዲ ለሎ ፁጉም ልሕገዝ ከምለሎ ልረሳዕኹምዎ ትመስሉ
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 2 месяца назад
ንስካ ናሓገዝ ትብለካ/ኪ ናብ ስዑዲ ክመፅእ ክንደይ መንእሰይ ከም ቆፅሊ ይረግፍሎ ካብዚ ኩላይ መዳፍዕን ታንክታትን ድሮናትን ወፂኦም ኣብ ፍቃድኡ በረከታን ሕዱድን ራጎን የመንን ዝቃርሎ መንእሰይ ክንደይ እዩ💔😭 ሕደጉናስከ😒
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 2 месяца назад
ተመስገን ለምለም ዓይነይን ክዳን ቀይርኺ ዘብረአብሩኽ እውን ሽጎሞና ቀይርኻ ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት ክዳን ደባሪ እዩ
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s 2 месяца назад
ብሓቂ ገሊፅኩምዋ ፍትሒኣብ ስደት ዝሳቀ ዘሎ ህዝቢ😢😢
@user-vj7li7ho9i
@user-vj7li7ho9i 2 месяца назад
ናይ ባ ሓቂ
@Nataney361
@Nataney361 2 месяца назад
ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብወላዲትኩም ኣይትሕለፉኒ🙏
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ይፅበ ኣለኩ ❤❤
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ገይረልኪ ማዓረይ❤❤❤❤
@shewit19
@shewit19 2 месяца назад
ጌረልኪ ኣለኹ ሓፍተይ ንዓይ ውን ግበራለይ❤
@shewit19
@shewit19 2 месяца назад
​@@HiwotKidanemariam-bu6yn ጌረልኪ የ ግበርለይ ሓፍተይ
@Nataney361
@Nataney361 2 месяца назад
@@HiwotKidanemariam-bu6yn ኣነውን ገይረልኪ ዝያዳይ
@SameraSamer-kb6en
@SameraSamer-kb6en 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@Fhkdbs
@Fhkdbs 2 месяца назад
ልዋም ዓበይ ፅዋ ፀይኪ
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 2 месяца назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ❤❤
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 месяца назад
ፅቡቅ ኣለኩም ዳገሬ እሙን ቀፅልሉ ድምፂ እሱራት ኩኑ ኣሕዋተይ መዓረይ ❤😢🙏
@mariyamey555
@mariyamey555 2 месяца назад
እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️
@ugh6249
@ugh6249 2 месяца назад
እሱራት ተፈቲሆም ተባሂሉ ተመስገን
@BrexTesfay
@BrexTesfay 2 месяца назад
ኮመንት ብድንግላ😅 Well come እንዳ ገሬ እሙን❤❤
@user-rl4jw9lz7b
@user-rl4jw9lz7b 2 месяца назад
ዓሉኩም እዳያይ ገሬ ላፊቀኩም ፀኒሐ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 2 месяца назад
ብጣዕም ፅብቅ ገርኹም ገልፅኽሞ ❤❤❤
@Nature25252
@Nature25252 2 месяца назад
💚🌿❤ናይ ቀደም ሙቁራት ትግርኛ ደርፊታትን ኪላስካልን ንምርካብ ኣብዚኣ ሳብስክራይብ ግበሩ
@Fanu1951
@Fanu1951 2 месяца назад
ገይረልኽ ልቃሕ መልስ
@Nature25252
@Nature25252 2 месяца назад
💯💯@@Fanu1951
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ገይረልኪ/ካ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ይፅበ ኣለኩ
@Nature25252
@Nature25252 2 месяца назад
3@@HiwotKidanemariam-bu6yn
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 2 месяца назад
እንዳ ገርየ ምንጪ ሰሓቀይ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ።ብድሕረይ ትመፁ ኮመቲ ረጊፅኩሙኒ ከይትሓልፍ 😅ሓላላተይ ኣብዛ ፕሮፍይለይ እናኣተኩም ሰብስክራይፕ ግበሩለይ ደቂሓላል መሬት።
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v 2 месяца назад
ገይረልኪ ማዓረይ❤❤❤
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 2 месяца назад
መልሲ ይፅበ ኣለኩ ❤❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 2 месяца назад
❤❤❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 2 месяца назад
@@user-wc7vo5xn2v ክብረት ይሃበለይ🙏❤❤❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 2 месяца назад
@@HiwotKidanemariam-bu6yn 🙏❤❤❤❤ክብረት ይሃበለይ
Далее
РЖАВАЯ МОЛОДОСТЬ. ДЕВЯТКА
33:56
Просмотров 563 тыс.
oxirigacha 🤣🤣
0:34
Просмотров 5 млн
А уже все 😄
1:00
Просмотров 3,4 млн