Тёмный

gere emun part 21 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 343 тыс.
Просмотров 517 тыс.
50% 1

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 711   
@danielaman3054
@danielaman3054 5 лет назад
ቤቲ በዓልቲ ቡቁልቲ ጋልቶም ዓበይቲ ኩሉኩም ተዋሳእቲ ገርየ ኡሙን ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልኩም ነዓመታ ከምዚ እዋን ብሰላምን ፍቅርን የጽንሓና። ዳኒኤል i am from eritrean።
@emamedia5051
@emamedia5051 5 лет назад
ኣብ እትከድዎ ፡ሓሳብ ልብኩም፡የስምረልኩም ጻዕዳ ይጽንሓኩም ብሽም ግሬ ካ ላይክ and subcribe ሃቡኒ ልብኩም ይዓቢ
@SaraSara-cp2im
@SaraSara-cp2im 5 лет назад
Amennnn mearey nska wen hmak aytrkeb
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
ንስኩውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@hanqewtaselam64
@hanqewtaselam64 5 лет назад
ኣንታ እዞም እንዳዘርኣብሩኽስ ክንደይ ደስ ይብሉ ኢዮም። መወዳእታ ብሳሓቅ ቆሲለ ኢየ ጆኬር ወድሹቅ ተጻዊቱሎም ክክክክክክ GBU guys ሓውኹም ኢየ ፍሮም ኤሪ ።
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 лет назад
ኣቱም ሓላላት ፈትየኹም ክሞት በተለይ እንዳ ዘብራኣብሩኽ ኣታ እኒኤካ ምትሕልላይ 💘
@argamab456
@argamab456 2 года назад
ቹሀሇመሙነኑሀሇጠጠገገኘኘመ ቸሐሐአኡነ
@wediadkemewedimilga6885
@wediadkemewedimilga6885 5 лет назад
ብፍቅሪ ለምለም ዓይነይን ኣቦይ ዘራብሩን ዝክየፍ እንተ ኣሎ like ሃቡኒ
@natugebrihiwet3343
@natugebrihiwet3343 5 лет назад
Ata wela ane ye kenife bifkirom
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 лет назад
ኣነ
@goitomzere3625
@goitomzere3625 5 лет назад
Qexlwo Ajekum
@mohandsoa5902
@mohandsoa5902 4 года назад
ججججابماتتروو،
@lavefanus3009
@lavefanus3009 4 года назад
Ý9
@ክኾነለይአዩወዲትግሪኛ
ተጋሩ የሕዋተይ ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ላይክ ደልየ ዘይኮንኩስ ናይ ልበይ አየ ግን ላይክ ክትህቡኒ ከኣ ትኽአሉ ኢኹም ነዛ ኮሜንት ተንብብ ዘለኻ ሕጉሱን ቅሳነት ዝመለኦ ናብራ ክትነብር ይምነየልካ
@SaraSara-cp2im
@SaraSara-cp2im 5 лет назад
Amen mearey hemak aytrkeb
@Mulue844
@Mulue844 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወዲ ዓደይ
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
የቅንየልና ሳብስክራይብ ተሓባበረልና ሳብ ጌረልካ ኣለኩ
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 5 лет назад
AMEN AFKA MEAR YMLAE ZHAWNA NHNA KEMAN NEFKREKA ENA🎀
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 5 лет назад
AMEN NHNAWN. NFETWEKUM ENA AFKA MEAR YMLAE
@dmstudio4865
@dmstudio4865 5 лет назад
ኣፍቀርቲ ቤቲ &ገሬን ኣለኩም ዶ ምስ ጆኬር ሓዊስካ like እስከ ወቅጥኒ ካብ ኤርትራ
@leilee6960
@leilee6960 5 лет назад
ለምለም ዓይነይ ዘብረአብሩኽ ዓይነይከ ላበይ ኢልካዬም ኩሎም ንፉዓት ተዋሰይቲ እዬም።
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
tinksየኔ ቆንጆ
@mebrahtomgidey2278
@mebrahtomgidey2278 5 лет назад
Love you
@መሠረትየማሪያምልጅ
ዋው
@sdsemahfh2211
@sdsemahfh2211 3 года назад
@Habu98
@Habu98 5 лет назад
ን ጆኬር ንፈቱ *like ❤️💝 from Eritrea 🇪🇷
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
ኣያ ጀኮር ግደፍንዶ ነዞም፡መሳኪን፡ኣይትብላዓዮም፡ከምዚ ሓቂ ዝኮነ እዮም ዘሕዝኑ። ክክክክክካብቶም ወይቂ ዝውሕጡ ድዩ ክክክክክ ንፉዓት ደስ በሃሎ ማርያም ጽዮን ጽላል ትኩንኩም!!
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
ኣሜን ሽካረይ ማርያም ኣብ ኣፍኪ እያ ተወቂጣ ክንደይ ተዓደልኪይ ዝሓፍተይ ኣብዙሑ ካሜንታትኪይ እካታቶሎ እየ ብጣዕሜይ ይማርከኒይ ከምቲይ ሳናይ ትዛረብዬ ሰናይ ዘበለ ኩሉ ካብቲይ ገንሸል እስራኤል ኣምላክ ይሃብኪይ ጋበዝ ድንግል ማርያም ኣብኩሉ ኣፍን ልብን ንዘልኣለም ትንበር ልዎም ምዓልቲይ ብዝበለፀ ሳብስክራይብ ግበርለይ ቤተሰብ ንኩኑ
@seadaesmael5313
@seadaesmael5313 5 лет назад
Kkkkkk
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
@@poundland3166 አሜን፡አሜን፡አሜን ክቡር ሓወይ/ተይ ሰናይ ዘበለ ንኩላትና የብዛሓልና ! ቤተሰብ ኢና ኮ ኖትፍክየሸን ስለ ዘይጠወቅክዋ እምበር
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
@@ናይማርያምባርያእየናይኣም የቅንየለይ ዝሓፍተይ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 года назад
ኣሜን ኣሜን
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 5 лет назад
ቤቲ ሃይላይ ኣይትሕመቂ ንፍዕቲ ፡*ማዕተብ ግን ግበሪ ዛ ሓፍተይ ።
@hailetekle6023
@hailetekle6023 5 лет назад
ዘይትፈቱ ትከዊን ማዕተብ
@sekanfhwjmusa931
@sekanfhwjmusa931 5 лет назад
ቤታ ሃላይ አንደኛ
@bboymera07
@bboymera07 5 лет назад
@Abi zē āgazī tikikil eza hawey Amilak misaka yikun
@adyamgualmekelle1380
@adyamgualmekelle1380 5 лет назад
@@hailetekle6023 ማዕተብ ዘይፎቲ ክርስትያን ኣሎ ድዩ ዋ??
@user-lh8ee8gn6z
@user-lh8ee8gn6z 5 лет назад
ማዕተብ ዶ ገነት ይእቱ ኮይኑ
@ማንቻዊ69
@ማንቻዊ69 5 лет назад
ቢቺ ብዓይ ብኩቺ ንጆኬር ዝፈቱ like የገረጩ
@ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ
@ፍያሜታጊላይ-አ1ሐ 5 лет назад
ክክክክክክክ
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
ኣያ ጆኬር ሲ ዓማጺ እዮም ንቤቲ ካብ ብቁልቲ ከሕድጉ
@berishangeb2751
@berishangeb2751 5 лет назад
m
@tigrayforever9256
@tigrayforever9256 5 лет назад
ዝፈቱ ኣይገልፆን ፍቅሪ ከይሓዘኒ ኣይተርፍን ምሰ ጀኮር ይቅርታ ግበሩለይ እምበር
@tadesebrhane8000
@tadesebrhane8000 5 лет назад
Kulatkum shkorat ekum des behalti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 5 лет назад
Hahahah aya jekor aysrahn kulu bsmkum so nicc kea haftkum gal eriye ❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@Tube-fp8gy
@Tube-fp8gy 5 лет назад
ዋውው ስውዳቸው እኔ እንኳን አላደሩኩም ያንገት ጌጥ ክክክክክክ😂 ኮመንተሮች አማርኛ የምስሙ ጎራበሉ ውደኔም
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
🙄🙄🙄🙄🙄
@melatgualtigray8047
@melatgualtigray8047 5 лет назад
Asey enda gere emun shkorinatat deki adeyy well❤❤❤❤meksebatey
@Aነኝየእናቴ1ኛ
@Aነኝየእናቴ1ኛ 5 лет назад
እሰይ ደቂ ትግራይ ቅፁሉል ኣይ ሰደት አብ ሰደት ዝልኩም ደቂ ትግራይ ብሰላም ናብ ትግራይ ዓደና ይመልሰና 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤
@ሂዊነኝየብሬእህት
Amen Amen Amen
@sameeraasel7377
@sameeraasel7377 5 лет назад
Amen Amen Amen
@ሃኒፍቅርየኢዛናሳይዛናልጅ
Amen Amen Amen
@SelinaCurlyhair
@SelinaCurlyhair 5 лет назад
ከመይ ጌርካ ቁርሲ ናይ አንቛቒሖ ንሰርሕ (how to make Egg Sandwich 🥪) ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-MTjq8eBQ3Jo.html
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝይዳይ
@luullukas8772
@luullukas8772 5 лет назад
"ዘረኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ከማይ ጌሩ ዘሐብዮም ኣሎ'ዶ"
@staystrong2369
@staystrong2369 5 лет назад
ሰምበትን ጽባሕ መስቀልን ኢዩ...! ገለ ካብ ስድራኹም ገለ ካብ ትፈትዉዎም ገለ ካብ ደቅኹም ገለ ካብ መሓዝትኩም ገለ ካብ መተዓቢትኩም ብዓቢኡ ከኣ ካብ ሃገርኩም ተፈሊኹምን ናፊቕኩምን ዘለኹም ወገናተይ፡ ሰናይ ዘበን የምጸልና። ጌታ ሆይ ይከኣሎ ኢዩ፡ ንዓመታ ተሓጉስና፡ ተኣኻኺብና ንውዕል ንኸውን። ሰናይ መስቀል። ኣብ መወዳእታ ሰላምኩም ከም ሑጻ ባሕሪ ክበዝሕ እናተመነኹ ደስ እንተይለኩም #ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ እምሕጸን። ንዓይ ሳብስክራይብ ዓቢ ነገር ኢዩ፡ ንዓኹም ከኣ ዘኽፍለኩም የለን።
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 лет назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን፡፡ ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ንሓዋሩ ኣሜን:: ✝✝ *ብሰማያት እትነብር ኣቦና* ✝✝ ኦ ኣቦና ብሰማያት እትነብር፥ ስምካ (ሹምካ) ይቀደስ፥ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነት፥ ከምኡ እውን ብምድሪ ትኹን፥ ናይ ዕለት እንጀራና ሎማዓንቲ ሃበና፥ በደልና እውን ይቅረ በለልና፥ ንሕና እውን ዝበደሉና ይቅረ ከምእንብል፥ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና፥ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር፥ መንግስቲ ናትካ እያ እሞ ፥ ሓይሊ ፥ኽብሪ፥ ምስጋና ንሓዋሩ ኣሜን፡፡ ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም! ፥ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ሰላም እብለኪ፥ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ፥ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ፥ ናይ ኣሸናፊ ፥ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ፥ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ፥ ካብ ኣንስቲ ኹሉ ተፈሊኺ፥ ንስኺ ዝተባረኪ ኢኺ፥ ናይ ምሃፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ፥ ፀጋ ዝተሞላኺ፥ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ፥ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ፥ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ፥ ካብ ጎይታና፥ ካብ መድሓኒት፥ ካብ እየሱስ ኽርስቶስ ዘንድ፥ ይቅረታ እና ምሕረትን ለምንልና፥ ሓጥያትና እውን የጥፈአልና የስተሰርየልና ይድምስሰልና ዘንድ ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ሎማዓንትም ፅባሕም ዘወትርም ንዘለዓለሙ ኣሜን ፫ :: 2012 ዓ.ም መሰከረም ርሑስ መስቀል!!!:: እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫:: ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ሎማዓንትም ኩልሻዕም ዘወትርም ንሓዋሩ ኣሜን:: ፲፪ /12 ( ዓሰርተ ክልተ ) ጊዘ እግዚኦ ምሓረና ኽርስቶስ! ፲፪ /12 : ዓሰርተ ኽልተ ጊዘ ብእንተ እግዝእትነ ማርያም ምሓረና ኽርስቶስ !:: *ብሰማያት እትነብር ኣቦና*::::::::: በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: 2012 ዓ.ም ርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫:::: እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? " መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ:: " ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4 " ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 :: እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ:: ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና:: ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን:: ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ:: እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን። እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት:: መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ:: ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ:: ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " :: ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ:: መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና:: ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!! ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን:: ✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================ መስቀል መመኪሕና እዩ መስቀል ጉልበትና እዩ መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ብርታዓትና እዩ መስቀል በጃና (ቤዛና) እዩ መስቀል ፅንዓትና እዩ መስቀል መሰረት ሂወትና እዩ መስቀል ኣርማና እዩ መስቀል መድሓኒትና እዩ መስቀል ሓኪምና እዩ !!! ናይ ጎይታና እየሱስ ኽርስቶስ መስቀል ሓይልን በረኸትን ረዲኤትን ኩሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!
@fddd3703
@fddd3703 5 лет назад
ኣሜን
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
እስከ ብሹሙ ትግርኛ like እን ሳብስክራይብን ደቅሓላል መራት ትግርኛ
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
@@iosonolalucedelmondogiovan9840 ካካካካ ሰበይ።ተረጋጋእ
@wedibaba143
@wedibaba143 5 лет назад
ክክክክክክክ እዋይ ኣብ መዓስከር ሕንጻጽ ከለኩ ከምዚኣ ኣጋጢማትኒ ነይራ ከምዛ ኣያ ጆኬር ዝገበራ ሓወላ ተቀቢለ ሞባይል መስ ገጃእኩ ማባይለይ ከይተጠቀምኩላ ሪኣ ሲኢነያ.ደቂ ትግራይ ብlike ከሓሱኒ ሎሚ
@kante5318
@kante5318 5 лет назад
ጸሪ ህግደፍ ንቁሕ በዓል ግዜ 🤣🤣🤣🤣
@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
ጸሪ ህግደፍ ንቁሕ በዓል ግዜ ሰሪቆምኻ ዶ 😁
@merilove8023
@merilove8023 5 лет назад
Kkkkkkk
@yemaryamlijselam4104
@yemaryamlijselam4104 5 лет назад
ጸሪ ህግደፍ ንቁሕ በዓል ግዜ hawey hawey
@SelinaCurlyhair
@SelinaCurlyhair 5 лет назад
ሰላም ኣሕዋት ኣብዚ chaneley subscriber ግበሩለይ ሃደሰ ያ ቪዲዮ ናተይ አንተ ፈቲኩም ላይክ ኣትረስዑ ይከንየለይ 😍 ሓዳስ ቪዲዮ Eritrea: ን ፎረፎር ዝሕግዝ ቪዲዮ /Tigrigna ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ICgoLkFONs8.html
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
ቤቲ ሃይላይ ኣብ ክሳድኪ መስቀል እሰሪ ኣጆኺ ካኣ በርትዒ ንፍዕቲ ኣርቲስት ኢኺ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 лет назад
ንክምረዐዉ 3ተ መዓልቲ ቃሪኒ ዋ like እስኪ በጃኩም ወገናተይይ👉👍👈💋💋
@tsegaygirmay442
@tsegaygirmay442 5 лет назад
Sebay ke rekibki dki
@eden9876
@eden9876 5 лет назад
ርሑስ ጋማ ሓፍትና ክንመፅእ ደማ💛
@ጓልሸረትግራይጓልቶምቶኪሶ
ሩሑሰ ጋማ ጋል ትግራይ ፃዕዳ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 лет назад
@@eden9876 እወ ከይትቃሪይ💋
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 лет назад
@@tsegaygirmay442 ንስካ ዋላ ኩን😎
@ሽመይኣይነግርንእምቢ
*ዜግነት ና ኤርትራውያን መንነትና* *ተጋሩ ኣነ ተግሪረ ኣለኹ መን ከም ተጋሩ* *ለዋህ ህዝቢ*
@alemtsehaynekere1849
@alemtsehaynekere1849 5 лет назад
Aynkibelekan ahhhhhh
@huruy27
@huruy27 5 лет назад
ኣታ ተንኮበት ጀበርቲ ዋሒድ
@adiyamdw7f568
@adiyamdw7f568 5 лет назад
kkkk tegrirka ebiar
@ermiyastesf4155
@ermiyastesf4155 5 лет назад
ata kemey eka resah tigrawy entkonka ked tigrayka
@danm1829
@danm1829 5 лет назад
መንነትና ዜግነትና ኤርትራዉያን ኢና,,,, ኪድ ድአ ንመን ክተደናግር ወድ ቆዳር ጠስጣስ ዓጋመ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
ክክክክክ ብማዕረግ አብያስ ብዓረግረግ አያጆከር አይትሳአኑ 😂😂😂 እንዳገሬ እሙን ሰላምኩም ይብዛሕ👌👌👌
@oflakeren8586
@oflakeren8586 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም ኣብፀሐና ንብርሃነ መስቀል ንዓመታ ከምዚ ምስ ቤተሰብና ምስ ፈተውትና የራኽበና ኣምላኽ ኣሜን:: ስደትና የሕፅረልና ዕድመ ጥዕና ይሃበና::
@habeehappy1207
@habeehappy1207 5 лет назад
wish you all the best from Asmara Eritrea.
@samiapp5324
@samiapp5324 5 лет назад
እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ብሩካት ፡ ኣንቱም ተጋሩ ዳዊት ኤልያና ዳሃዩ ጠፊእኒ ገለ ባ በሉኒ ።
@eri-binit6226
@eri-binit6226 5 лет назад
Wawww deqi tgray shkorinatat Niameta Nab mekele kmexie hasibe aleku btaemi zednqekum Hawukum kan Eritrea
@bibitv8209
@bibitv8209 5 лет назад
ክክክክክክክክ ጆኬር ድብልዎ ሰብኣይ'ሲ መሕረር
@wjiwiijdjeke9760
@wjiwiijdjeke9760 5 лет назад
ዘብራአብሩክ ዓይነይ የያዎይ ኢሎም ብሳሓቅ ቀቲሎምኒ😝😝😝😝😝😍😍😍😍😍
@imissmama3978
@imissmama3978 5 лет назад
ክክክክክክ ገንዘብ በቃቕስ መከራ ይጽበ ኣየ ኣያ-ዘብራእብሩኽ!!
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 лет назад
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ደቂ ዓበይቲ ፡ ርሑስ በዓል መስቀል ከምኡ ውን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ንኩልና ኣብዛ ከባብ ዓለም ንቅመጥ ዘለና
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
አሜን አሜን አሜን ክቡረይ
@Seb15
@Seb15 5 лет назад
ሰናይና ዝተመነየ ኩሉ እግዚኣቢሄር ሰናይ ይሃቦ የቀንየልና ክቡር ሓው እዛ ዓለምና ከማካ እዩ ዘድልያ ዘሉ ።
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 5 лет назад
ንዓይ የቐንየለይ የሕዋት ስለ እቲ ተገዲስኩም ዝመለስኩምለይ፡ ኣምላክ ኣብ ዘለክምዎ በረኸቱ የብዝሓልኩም።
@SelinaCurlyhair
@SelinaCurlyhair 5 лет назад
ከመይ ጌርካ ቁርሲ ናይ አንቛቒሖ ንሰርሕ (how to make Egg Sandwich 🥪) ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-MTjq8eBQ3Jo.html
@ሽኹሽኹታሽኩ
@ሽኹሽኹታሽኩ 5 лет назад
😆😅ከኒፈ በቃ ሳሓቅ አያ ጆኮር መሕረር 🏃🙈
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 лет назад
ቅቅቅ አዳያይ ዘረኣብሩኽ ስድራቤት ከመይ ዝበሉ ሙቕሉላት ገዛ እዮም ብልቢ ከመይ ድዩ እቲ ላዛኹም ክጥዕም። 😂😂ቤቲ ሽኮር ናይ ዓድና ደርፊ ንመስቀለይ ንመስቀለይ ድርብ ቦሮ ሓዛለይ😂 ለባማት ተጋሩ ብሓቂ❤💝🙏👍
@ጋልትግራይጋልትግራይ-ቈ8ሸ
እንዳ ገረ እሙን እንካዕ ብዳሓን መፃኩም አያ ጆኮር ፈታዊ ቅርሺ አነ ክፃወት ደልየ ምሳኩ ጫዕዳ ጨልም አበይ ክረክበኩም
@kiflebahta5102
@kiflebahta5102 5 лет назад
ቤቲ ሽኮር ገሬ ሽኮር ለምለም ዓይነይ ዘ/ብሩክ ዓይነይ እንካዕ ብሰላም መጻኩምና ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ያጃኩር
@abadieri8870
@abadieri8870 5 лет назад
እዳ ገረ መጽዮም እካዕ ድሓን መጻኩም ሰላም ድዓሶሎ ዘበን ይኩነልና
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
አሜን አሜን አሜን
@ትግራይብሌነይ
@ትግራይብሌነይ 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን 💖💖💖💝
@user-wv7yn8pq8t
@user-wv7yn8pq8t 5 лет назад
Amen marey 😍😍😍😍
@ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
@@user-wv7yn8pq8t amen amen amen
@merhawithailemariam5181
@merhawithailemariam5181 5 лет назад
Amennn amennn amennn
@peterzn8714
@peterzn8714 5 лет назад
Great job guys keep going.
@20ዓዲወጀራት
@20ዓዲወጀራት 5 лет назад
ኣታ ክንደይ ትጥዕሙ ናፍቐኩም ሕጅ መፅኣትለይስ ናብ wifi እስካብ ዝኸይድ ሃፅፀ ኣብ መንገድ ናኸድኹ እየ ኮመንት ዝፀሓፍኹዎ
@birhahailay8622
@birhahailay8622 5 лет назад
ቀፅልሉ ሙቁራት ደስ ባሃልቲ
@ANYE.MiCHELE
@ANYE.MiCHELE 5 лет назад
ድሓር ስማ ፈሊጠዮዶዋ 😍😘🤣 ሽኾሪናታት ብጣዕሚ ኢና ፈቲናኩም ክንመውት ደሊና ዘለና❤ ፡ ግን እቲ ኣብ መንጎ ስሓቕ ተእትውሉ ዘለኹም ፡ እንተትኣልይዎ ዝያዳ ጽቡቕ ኒሩ ፡ ብዝተረፈ ከምቲ ተስሑቑና ዘለኹም ዕድሚኹም ስሓቕ ዝመልኦ ይኹን😍 SUBSCRIBE & live ❤❤❤❤❤❤👍👍 ርሑስ በዓል ኣውድኣምርት ይግበረልኩም ንኩላትኩም ።፡
@besobela7237
@besobela7237 5 лет назад
ጆኮር የመና ጨኪንኹም መውዓሊ አውድኣመት በሊዖም አውድኣመት ምድሪ ድፍን አበልኹምዋ እንዳዘብርኣብሩኽ
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 5 лет назад
ኩሉ ጊዜ እየ ኣብ ኮሜንት ዝረክበካ 😜 ኣሜን ካኣ ሓውና
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
ኣሜን ንስካውን ሳብስክራይብ ግበረለይ
@birhn7948
@birhn7948 5 лет назад
ኣሜንንን
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 лет назад
ኣያ ጆከር ተጻዊትሎም ወዲ ሹቕ ያሃሁይ ኣቢልዎም ። ተረገም ሰብኣይ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ ድራማ ። ይከታተላ ኢየ ካብ ኤርትራ።
@ማክዳሕሩይ
@ማክዳሕሩይ 5 лет назад
ሩሑስ መስቀል ይግበረልና ብርኻት ተዋሳእቲ!
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
አሜን አሜን አሜን!
@wedimazu7966
@wedimazu7966 5 лет назад
እዋይ ንዝተረደአቶስ ዓባይ ትምህርቲ እያ ርሑስ በዓል መስቀል ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን ❤❤❤
@wediymereteritrea3877
@wediymereteritrea3877 5 лет назад
Kkkkkkkkkkkkkk sbuq srah . Kab Asmera Eritrea
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e 5 лет назад
እንዳ ገሬ እሙን ሎሚ ትምነው አለኩም ኩሉ ግዜ ሓደዓይነት ንግግር ተመሳሳሊ ትሕዝቶ ሒዝኩም እናመጻእኩም አስተካክሉ ተገዲስኩም ስርሑዎ ካልኣይ ከዓ ፈላጣት ደረስቲ አለዉ ምሳኩም አሳትፍዎም ምእንታን ጽብቅ ስራሕ ክከውን
@ፊልሞን-ጸ8ዀ
@ፊልሞን-ጸ8ዀ 5 лет назад
Kabzi nlaeli entay khrebulka delkha gohaf
@ትግራዋይነትክቡርመን-ሠ6ነ
እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተስፋ ገብር ገሬ&ቤቲ ከም ዝታዓከኩም😁
@ትግራይዓለመይናፈቅ
እንዃዕ አበፅሐኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 💔💔💔💕💕💚💚💚💚💕🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@awetwoldemariam1246
@awetwoldemariam1246 5 лет назад
ጆኬር ተኸይፈኒ ኣለኻ ኣነ ፕሮሚስ ኣብ መቐለ ምስ መጻኹ 100 ዶላር ክህበካ ኢየ
@ፍቅሪእዩመክሰብ
@ፍቅሪእዩመክሰብ 5 лет назад
*ኣቻ ወጂ ሃፍቻም ኢካ ትመስኝ*
@danieltewelde1015
@danieltewelde1015 5 лет назад
Gere agame kef alka nice job
@meklitkebede1744
@meklitkebede1744 5 лет назад
ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ እዋይ ጀከር ጉድ ገይሮም ለመዓንቲይ 10 ጀከር ኢሎም ፂሒፎም
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 5 лет назад
Wellcme enda gere emun enkae beslam metsakum buruk senbet yegberlina 🙏🙏🙏
@mezengieweldemichael1143
@mezengieweldemichael1143 5 лет назад
ጆኮር ነብሲ የሕጉስካኒ ኩኩኝ ከም ሸምካ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@rahelasmelash7927
@rahelasmelash7927 5 лет назад
Atum teumat deki adeyyyyyyyyy betami dese behalit sirahe eyaaa berteuuuuu!! Waaaa Jocker gina ewayyyy gerami sebay eyu nebsu zeymeharrrrrrr 😃😁😃
@virtualplanet6473
@virtualplanet6473 5 лет назад
ቢኒ ወዲ ኤርትራ እየ ተጋሩ ዝናኣድ ስራሓ እዚ ንመጀመርታ ግዜ ደራማ ተጋሩ ዝሪኣ ዘለኩ ኣመና ድማ ተመሲጠ
@senafeforto6703
@senafeforto6703 5 лет назад
Hhhhhhhhhhhhhhh kkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkk hhhhh 🤣🤣🤣😂😂🤣🤣 Jocker Catibo Super 👍🏿 bin aus Eritrea 🇪🇷
@tumaysemere6645
@tumaysemere6645 5 лет назад
ክክክክክክክክክክ እዋይ ኣያይ ጆከር ተማም ገይሩ ኣሽኪዕዎም ምስ ሓድሽ ዓመት ሓድሽ ጸወታ እንድዩ ኢልዋ ብዓንተብኡ ክክክክክክክክክክክ
@meriyaethiopialji6094
@meriyaethiopialji6094 5 лет назад
ቅቅቅቅቅቅ ኣታ ኣብ መወዳእታኡ ሳሓቅ ቀትሎምና እዋይ ጀኮር ተፃውትሎም
@zahraakaklikhamdezahraakal2666
Anabsssss ekummm behaki👌👌👌👌😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 5 лет назад
ሽጉርቲ ቀደም ክንከትፎ ከለና የንበዐና ኔሩ ሎሚ ግን ክንገዝኦ ከለናዩ ዘንበዐና ዘሎ ኢላቶም 😎😎
@poundland3166
@poundland3166 5 лет назад
ካካካክ እሰማማዕ
@filmontesfay2661
@filmontesfay2661 5 лет назад
hahahahahahay bhaki
@kolibakoliba7994
@kolibakoliba7994 5 лет назад
ዘብራኣውርኩ ኣየኩም ዕፃ እዩ ዋይ ሳሓቅ ሞይተ ዋይ ኣያ ጀኮር 2012 ቃኒዕኩም ኣሎ
@selamngusse3995
@selamngusse3995 5 лет назад
💛❤️tigrayna Egzabiher ybark bruk sebet ygberelkum🙏
@bemnetalem9347
@bemnetalem9347 5 лет назад
Amen
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 5 лет назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ እንኳዕ ለብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ናይ ዓመቱ ሰባት ይበለና ቀፅልሉ ፅብቅ ስራሕ ደቂ ዓባይ ትግራይ
@solisesa6804
@solisesa6804 5 лет назад
*ዌል ምቁራተይ እንካዕ ብሰላም መጻኹምም ደቂ ዓደይ መዓረይ 💕💕💕💕❤* *ኣላ ጀንኮር/ጀኮር😁 መቅሰን ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ የለኩን በቃ ብሰሓቅ ኡፍፍፍ መሳኪን ነኒበዓል ዘኛኙኽ😀*
@yemanegebru3131
@yemanegebru3131 5 лет назад
ኤህ ደኣ እዞም ኣያ ጆኬር'ሲ ክሓስሙ ኣውደኣመት ምድሪ ተጻዊትሎም
@ezrahaile3349
@ezrahaile3349 5 лет назад
Wawww dess zbl ajokum ❤❤❤
@efremtesfahiwot2772
@efremtesfahiwot2772 5 лет назад
Jokor shukor nzerabrku lomi rekibkayo gen neti zfetwo sebay belikayo kkkkkkkk teshkuna alokum yehwatey marey aytsanu🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ዋውውው እንካዕ ዳሕን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ክክክክ ንቤቲ እውን እተወላ እሺ ርጋእትከ ዋይ ኣቦይ ጆኮር ኣይትክኣልኩምን ብዝኮነ ቀፅልሉ ፅብቁ ስራሕ እዩ አሕዋት
@danm1829
@danm1829 5 лет назад
ንጆኬር አብ ንእሽተይ ክፋል ጥራይ አሳትፎ፡ ብጣዕሚ የሰልችዋ አሎ ነዛ ድራማ ፡ ህንጡይነት ተዓዘብትኹም የንቆልቁል አሎ፡ ሓደሽቲ ሓሳባት ክተቕርቡ ፈትኑ. I like እንዳ ዘርአብሩኽ they ere the best comedian in this drama፡ specially ዘረአብሩኽ
@zamamanuel3879
@zamamanuel3879 5 лет назад
ኣብዚኣስ ትክክል ኣስሚረላ ሎመዓንቲ ይሓዪሽ እምበር ጆከር ተመሳሰሊ ሒዙ እንዳመጸ ክስልችው ኢሉ ነይሩ እንዳዘርአቡሩክ ግን ብጣዕሚ መዋዳድርቲ የብልኩሙን ቀጽልሉ
@fkrshow3896
@fkrshow3896 5 лет назад
በወዲ ቀሽ ገሬ እሙን ይሙት በጃኩም ከይቀይሙኒ like ሓቢኒ ገንዘብ ይርከቦ እዩ ኢለሙኒ ሓቆም ድዮም
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 5 лет назад
Xbuk film
@henyemu6044
@henyemu6044 5 лет назад
እዋይ ዳገሬየ እሙን እንካዕ ዳሕና መፃኩም ደቂ ታሓላል መሬት
@temsegeamlekiy1161
@temsegeamlekiy1161 5 лет назад
Wowwwwww deki tegeray marey kemay dikum shkorninata so ayzkum eske 😍😍✍️
@heyabtesfsh2523
@heyabtesfsh2523 5 лет назад
kkkkk🤣😂😂😁 ኣያ ጆኬር ቀስብቐስ ንኹላ ልምጽ ኣቢሉዋ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ
@bifikirininber695
@bifikirininber695 5 лет назад
Senay zelewo buruk maaliti yewielena bitaemi sibuk sirah specially sidra enda zeriabruk eza nay keyahin selamin mibal gina bezihu aselichina
@tomasabrha7377
@tomasabrha7377 5 лет назад
ክክክክክክክክ ኣየ ጀኮር መሕረር ኩሉ ጆኮር ጌሩ ተጫዊትዎም ደርሆ ወሳሲድዋ ንኣውዳኣመቱ ቤቲ ቀፃሊ ታይ ትብልኮን ክክክክክክክክ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ
@ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 лет назад
መበል 61 ኮሜ ወቂጠ ለኩ ላይክ እባ ኣይትሕለፉኒ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 года назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ከመይ ዲኹም መቅስነይ ስላም ቅሳነት ናዓኹም
@Tesfay-x6c
@Tesfay-x6c 5 лет назад
No view 15 comment ዩቲዩብ ሰኪሩ 😁😁😁😁😁✌
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
ደስ በህለት አንካዕ አብፅሐክም ንኩሉክም ቤቲ ሃይላይ ናይ ሕምመይ ቀፅለል ጅግና አሕውትን
@meramerhawi1359
@meramerhawi1359 5 лет назад
Dahar eko felite biet Shakir ❤️
@zenebeshzenebesh2916
@zenebeshzenebesh2916 5 лет назад
ወይ ጄኮር ታቁማርስ በጣዕሚ ፈሊጥካላ እስቲ ብሩህ ኣውዳኣመት ይግበረልና ሰናይ ዘመን የምፅእልና ፈጣሪ
@ዊንታኤርትራዊት
@ዊንታኤርትራዊት 5 лет назад
እንካዕ ደሓን መፅኩም ብሩካት አሕዋተይ
@samihagaz4553
@samihagaz4553 5 лет назад
Betu haylayyyyy 🇪🇷 enka bedahan mexakum
@ጓልእሮብኦሮባ
@ጓልእሮብኦሮባ 5 лет назад
ልፈልጦ ታኣምራት የብለይን ወዲ ቀሺ እሰከ ብሽሙ Like ኣዕግቡኒ🤔🤔🤔
@mahiyemikitanash6471
@mahiyemikitanash6471 5 лет назад
ዘብሬ ዓይነይ & ለምለም ዓይነይ ቅቅ ቤቲየ & ገሬ ክፈትወኩም እንኳዕ ን2012 መስቀል ባዓል ብሰላም ኣብፃሓኩም ኣብፃሓና 💒💒💚💛💆
@dontworryaboutanything3271
@dontworryaboutanything3271 5 лет назад
Zeraburuk zebhal seb kexleleni eyu kkkkkkkkkkk moyte 🤩😍😍😍😍😍😍😍
@ማኑኄሞዓ
@ማኑኄሞዓ 5 лет назад
የኔ እናት ቤቲየ ስወዳት ! አለባበሷ ኣረማመዷ የኔ ኦርጂናል
@meleytechno5379
@meleytechno5379 5 лет назад
ሰላም ክቡራትን ክቡራንን፡ ዝኾነ ሰብ computer programming ብናጻ ክመሃር ዝድልይ ኣብ MELEY TECHNO እትበሃል ቻነል ይራዮ! የሕዋት ናይ ናጻ ናይ ሽውዓተ ወርሒ ኮርስ እዩ።
@momlovedadshero8752
@momlovedadshero8752 5 лет назад
ቀፅሉሉ ኩሉ ግዜ ቶሎ ኢልኩም ሰደድልና ፍትው
@baybmy2936
@baybmy2936 5 лет назад
ዘብአብሩክ አይነይ 😍😘
@gezaar7617
@gezaar7617 5 лет назад
ኣያ ዘርኣብሩኽ ናይ በሓቂ ተዋሰኣይ@
@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ
ዘብርኣብርክ ዓይነይ እህ ኮኖ ለምለም ዓይነይ ኣብ ኩሉ ኮምኡ ገይርኪ መልስኒ ክክክክክክክክክ
@destahulu5851
@destahulu5851 5 лет назад
nice
@ዘበንተቀየርካኒስደተኛኾይ
እንክዕ በስላም መጸኩም ።
@wintanafiqrimskulu6394
@wintanafiqrimskulu6394 5 лет назад
Aya joker is smart business man.😆
@jesusloveme8573
@jesusloveme8573 5 лет назад
Hjhhhhh neya Joker zfetu Joker Joker meliewa guday abzia atemuni eske
@adu2habtom1992
@adu2habtom1992 5 лет назад
Enda gera yahoo kkkk
@gualtigrayfetawitselomunha2504
እንኳዕ ዳሓን መጻኹም ደቂ ዓደይ❤💕💘 ኣያ ጀኳር ነቁሑ እኩም😆😆
@sarontekle9308
@sarontekle9308 5 лет назад
Waww schkorinatat enka bedhan mesakum😍😍
Далее
Gere Emun Part 22
25:25
Просмотров 469 тыс.
GERE EMUN PART 196 | ገሬ እሙን ክፋል 196
40:32
GONE.Fludd, ЛСП - Ути-Пути (official video)
03:37
Unique deep painful back massage for Lisa #chiropractor
00:11
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22
GONE.Fludd, ЛСП - Ути-Пути (official video)
03:37