Тёмный

gere emun Part 47 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 324 тыс.
Просмотров 367 тыс.
50% 1

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

Приколы

Опубликовано:

 

25 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 684   
@simonhagos3204
@simonhagos3204 4 года назад
ን ህዝቢ ኤረትራን ህዝቢ ትግራይ ዝፈቱ ላይክ ይግቤር ካብ ኤረትራ. ሰላም የውርደልና.
@user-ih5gn5hq3m
@user-ih5gn5hq3m 4 года назад
አሜን መዓረየ
@awetteweldemedhin3307
@awetteweldemedhin3307 4 года назад
Tnbel hasawi lekbat
@user-rj3nn3gy8k
@user-rj3nn3gy8k 4 года назад
ከይትሓስብዎ ደቂ ቆማላት ዓልየት ለመንቲ መንነት😔
@user-ih5gn5hq3m
@user-ih5gn5hq3m 4 года назад
@@awetteweldemedhin3307 ልቢ ይሃብካ ዝሓወይ በዝይ እዋን ትፃረፍ ንፍቅሪ እንካዕ አይ መልአትን
@awetteweldemedhin3307
@awetteweldemedhin3307 4 года назад
Selamwi ane nezi wedi aye
@user-lp1gj8cf6f
@user-lp1gj8cf6f 4 года назад
ኣነ ኤሪትራዊ እየ ብሃንቀውታ ስለ ዝጽበያ, ዋላ ከይሰማኩ እየ like ዝህቦም።
@user-lp1gj8cf6f
@user-lp1gj8cf6f 4 года назад
@@Salma21274 Amen amen amen zahawey mearey nkulatna ruhus dagmay tnsea neameta kemzi ewan bselam yetsnhana.
@Pp-rd8bd
@Pp-rd8bd 4 года назад
ገቦዝ አየካ ናይና።
@jemilakemal7109
@jemilakemal7109 4 года назад
Esey ጅቦዐይ ኣነ ከማን ማራ እየ ድፈተዋ ሓቢቢ
@sebene236
@sebene236 4 года назад
Yekenyelna gerye hawna 🤣🤣🤣
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
እስቲ አድነቅቲ ዘብራአብሩኽ ዓይነይይ like ሃቡኒ ብሩክ ዳግማይ ትንሳኤ ብሩክ ሰንበት ይኩነለኩም ይኹነልና ❤❤❤ ኩሉ ግዝየ ምስ ለመንኩ 👍👍 ሃቡኒ
@user-rj3nn3gy8k
@user-rj3nn3gy8k 4 года назад
አሺ 😂😂. ◅አሜን ከዓ ማሬ💋💋💍🙏
@zafukonjozafukonjo6790
@zafukonjozafukonjo6790 4 года назад
ፍትውትው እምበር
@herifehagos1394
@herifehagos1394 4 года назад
Wawww. Nice zebrabrk
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
@@zafukonjozafukonjo6790 ዓለመይይ
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
@@user-rj3nn3gy8k ሑቢ❤
@timaltimal4170
@timaltimal4170 4 года назад
ለምለም ዓይነይ ኩሉ ግዜ ናትኪ አድናቒ እየ 👍👍👍
@selamteka2751
@selamteka2751 4 года назад
Wow good job dakeya adeye your funny 🙏😍👏👍
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ንለምለም ዓይነይ ዝፈትው እስኪ 👇💟💟ለምለመይ ክፈትወኪ❤👈
@pacKing-wj8sw
@pacKing-wj8sw 4 года назад
Willkommen deki Tegeray yhwatey Ruhs Awdamet ygbrlena kab hwkum Eritreawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexlondon3659
@alexlondon3659 4 года назад
ኣሜን እሕቤሩ
@user-nc5wv3nl1b
@user-nc5wv3nl1b 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አህቤሩ ክቡር ሃዉና
@roza8592
@roza8592 4 года назад
ኣሜን ፈቃር ወዲ ኤረይ
@user-ok7rb1tj5d
@user-ok7rb1tj5d 4 года назад
አሜን ኣሜን ኣሜን ንኩልና ኣሕቢሩ ወዲ ኤረ
@user-ev3qn4ox3z
@user-ev3qn4ox3z 4 года назад
Kemaka yebzahyo zyaday
@user-wt1kh5ul6l
@user-wt1kh5ul6l 4 года назад
ክክክ እዋይ ቤቲ ሽኮር ኩሉ ግዜ ናይ ቤቲ ኣድናቂት እየ ደሞ እንካዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብጽሓኩም ኣብፅሓና 🇪🇷🇻🇳😍😂
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 года назад
🇻🇳 this flag is vetnam right
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
@@dallasfortworthtx5373 ይተርጎመለይ እባ እንግሊዝ ኣይክእልን ከም ቁምጣ እያ ትሓፅረኒ 🤣
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 года назад
@@user-kr6pu8ki2c የኔ ቆንጆ እዛ ባንዴራ ናይ ትግራይ ዲያ ዋላ ናይ ቬትናም
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
@@dallasfortworthtx5373 ቤታንም እያ ጠፊኣትኒ ነይራ እዚ ባንዴራ ናይ ቻይና እዩ የኔ ማር ❤❤
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
@@dallasfortworthtx5373 ናትና ባንዴራ እና ናይ ቻይና በበይኑ እዩ
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 года назад
ገሬ አሙን ሓያል ኢኮኖሚስት ኢዩ።ዘምጽኦም ሓሳባት ንሕብረተ ሰብ መሃርቲ ኢዮም፡ከምዚ ዓይነት ስነ ሓሳብ ድማ ኣብ ሕብረተ ሰብ ዓቢ ቁጠባዊ ለውጢ ከምጽአ ይክአል።ብቆጠባ ዝሓየለ ህዝቢ ሓያል ሃገር ይሰርሕ።
@user-ly9rm2xi9p
@user-ly9rm2xi9p 4 года назад
Asmirela aleku tsbuk aleka
@farysayem1778
@farysayem1778 4 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቡሩኩ ዳግማይ ትንሳእየ ይግበረልና ሰላም ኒህዝቢ ኤርትራን ኒህዝቢ ትግራየን
@user-wd9ze9xz9h
@user-wd9ze9xz9h 4 года назад
Hzbi ethiopia zetbl tfelali
@salamhasr210
@salamhasr210 4 года назад
እሜን ዝያዳይ
@wedimisgna2071
@wedimisgna2071 4 года назад
@@user-wd9ze9xz9h mejeria nsum eyom kerebana kab hamema hakele ketewtsie aytidle.
@erilifey
@erilifey 4 года назад
ሰላም ኣሕዋት እዛ ቻነለይ መንፈሳዊት ቻነል ክገብራ ደለየ ኣተባቡዑና ብዓቅሙኹም ደቂ ተዋህዶ ሳብስ... gele
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
ንጽቡቅ ነገር ክሳብ ዝኮነ ሳብስክራይፕ ላይክ 👍 ሸር ናብና 🤲
@abelnegash9159
@abelnegash9159 4 года назад
Subscribe gerelka aleku
@erilifey
@erilifey 4 года назад
የቀንየለይ ኣሕዋት 😘😘😘🙏💒
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 года назад
NTSBUK MENFESAWI SLEZBELKA GEREKA LEKU WEDI HATNEA
@godislove3443
@godislove3443 4 года назад
Ane keman subscrib gerelka aleku menfwsawi knxbeyeka eye heray do⛪⛪⛪⛪
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 года назад
ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ደቂ ትግራይ ሓውኩም 'የ ወዲ ኤሪ።
@lgq6983
@lgq6983 4 года назад
A amen(3) ኣሕቢሩ🙏🙏🙏💘💌🌷
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 года назад
@@lgq6983 ኣሜን ክብረተይይይይይይይይይይይይይይይይ።
@tdf3074
@tdf3074 4 года назад
አሜን(3)🙏🙏🙏👈
@fa4r269
@fa4r269 4 года назад
Amen Amen Amen marr 🙏💖💋
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 года назад
@@fa4r269 ወገነይ ናተይ።
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 года назад
ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ንዘርአብርኩ ዓይነይ ዝፍትው like ፅብቅ ሰንበት ይግበረልና አሜንንንንንንንን
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 года назад
ኣዝመራ ተረዋኢት መጣር ከመይ ቀኒኺ ናይ ዳግማይ ትንሳኤ ክረውኣኪ የ ሚሸት ምሳኺ
@user-wk8xs1os7i
@user-wk8xs1os7i 4 года назад
ኑፉዓት በርትዑ
@legesekahsay2856
@legesekahsay2856 4 года назад
ርሑስ ዳግማይ ትንስኤ ይኩንልኩም መፃኢ ግዜ ስላም ራህዎን ነዚ ኩቡር ህዝቢ ትግራይን ኤርትራ ይምነየሉ
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 года назад
😍😍😍😍😘😘😘
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Amen amenn amenn
@filimonbeyan6079
@filimonbeyan6079 4 года назад
amen amen amen.
@letisheseydeskblekaenteyko9275
@letisheseydeskblekaenteyko9275 4 года назад
Amen selam ygberelgna lhalefe yakl
@filimonbeyan6079
@filimonbeyan6079 4 года назад
ewa xbuk alki Ane wen Eati zemxe selam des zeabelni .ab gonkom .tigru yehwatn.
@Zena926
@Zena926 4 года назад
ኣታ ፍጣሪ ከም ለምለም ሰበይቲ ሃበኒ ክዕደል።
@emteemte3985
@emteemte3985 4 года назад
nay bhaki xbuk tmnit eyu .des kitbleka eza lemlem brikti mskin tigihti mkrty xififty lewah eway kemzia sebeyty dea ab meret enkelekas genet kemziateka eyu
@user-zm9vk4oo9b
@user-zm9vk4oo9b 4 года назад
ኣነ ኣለኩልካ ንእሽተን እየ ግን
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
Wala ane btaemi eye zfetwa
@Zena926
@Zena926 4 года назад
@@user-zm9vk4oo9b ane aleku tsbkti tbli aleki lemlem ayney eko ane tsbkti eye aytbln kurb tht beli
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 года назад
ኣብ ፍልም ኢበር ብኣካልስ ኣይርከባን
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ¶ዳግማይ ትንሳኤ ✝️ እንቋዕ ን ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሓና ኣሜን ፫። ፣፣፣ ¶ሃዋርያ ቶማስ ¶ኢድ ሃዋርያ ቶማስ ክሳብ ሎሚ ኣብ ገዳም ህንዲ ትርከብ ★✝️✝️✝️✝️ ቅዱስ ቶማስ ካብ ሰዱቃውያን ወገን ትንሳኤ የለን ኢሎም ካብ ዝኣምኑ ስለ ዝነበረ ፣ ትንሳኤ ጎይታና ስለዘይኣመነ ኣይተፀርፈን ኣየሳደድዎን ኣይዘለፍዎን ። ኣንፃር ተጋሩ ሽዋውያን ብዕሱቡነት ዝሕግዙ ባንዳታት ኣብ ቤ/ክ ትግራይ ኣዘጋጅዮም ንመነኮሳት ተጋሩ የሳድዱ ይፀርፉ ንትግራይ ቤ/ክንን ህዝባን ይስልሉ ንትግራይ ኦርቶዶክስ እዚ ኹሉ በደል ዘብፁሑላ ዘለው ዕሱባትን ሽዋውያን ብድምር እዩ ። ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ጥራሕ እምበር ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ጥርጥር የብሉን ከም ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ ። 💐ሎሚ ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፅዋዕ (ዮሓ 20፥24-30) እዚ ታሪኹ ምስ ቶማስ ሓዋርያ ዝተተሓሓዘ እዩ። ከምቲ ኣብ ዕለተ ሰሉስ ንሃዋርያት ዝተገልፀ ኮይኑ ቶማስ ኣብታ ቀዳመይቲ ሰንበት ትንሳኤ ጎይታ ንሃዋርያት ክግለፅ እንተሎ ስለ ዘይነበረ ንትንሳኤ ጎይታ ብምስማዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዝረኣዮ ምእንቲ ክምስክር ደልዩ "ከይረኣኹ ኣይኣምንን" ብምባሉ ጎይታ ናይ ልቡ ፈሊጡ ኣብ ሰሙኑ ዳግማይ ንሱ ኣብ ዝተረኸበሉ ተገልፀሎም ። እሞ ንቶማስ ሓዋርያ "ኣፃብትዕኻ ናብዚ ኣምፅእ ነእዳወይ ርአ ኢድካ ናብዚ ኣምፅእ እሞ ናብ ጎነይ ኣእትዋ ኣማኒ እምበር ዘይኣማኒ ኣይትኹን " በሎ። ቅዱስ ተማስ ካብ ሰዱቓውያን ወገን እዩ ትንሳኤ የለን ሰብ እንተሞይቱ ከም እንስሳ በስቢሱ ዝተርፍ ድሕሪ ሞት ሂወት ትንሳኤ የለን ካብ ዝብሉ ሰዱቃውያን ስለ ዝነበረ እዩ ትንስኤ ጎይታና ከይረኣኹ ኣይኣምንን ዝበለ ። ንሱ እውን ከምኡ ገበረ ኣእዳዉ ግና እሳተ መለኮት ስለዝተንከፎ ቆሪየን ተሪፈን ፣ ፃዕዳ ድማ ኮና ጎይታ ግና ምሒርዎ እዩ ። ኢድ ሓዋርያ ቶማስ ክሳብ ሎሚ ኣብ ህንዲ ገዳሙ ትርከብ ፓትርያሪክ እንትምረፅ ኢዱ ትጥቁም በረኸት እዩ ። ቶማስ ድማ መሊሱ "ጎይታይን ኣምላኸይን "ኢሉ በቲ ሓደ ኣምላኽነቱ በቲ ካልእ ድማ ማሓሪነቱን ጎይታነቱን መስከረ። ስለዚ እዚኣ መዓልቲ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዳግማይ ትንሳኤኡ ምስጢር ንሓዋርያት ዝገለፀላን ስለዝኾነት ዳግማይ ትንሳኤ ተባሂላ ትፍለጥ። 17/8/2012 | ሎማዓንቲ ሰንበት ዕለት ፲፯/17 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ። ሰናይ ማዓልቲ ብሩኽ ሰንበት ርሑስ ኣውደ ዓመት☦️✝️☦️✝️ ንዓለም ኩሉ ምሕረት የውርደልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@tsegagalkeshi2349
@tsegagalkeshi2349 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@tsritigalltigray7777
@tsritigalltigray7777 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@smrahgazi2851
@smrahgazi2851 4 года назад
ቦታ ንምሓዚ እየ ዳሓሪ ክሪእዮ ሓዚማ ናመዳም ጥግረራ እየ ፈጣሪ ምሕረቱ ይውሪደልና🙏🙏🙏
@fyoritube
@fyoritube 4 года назад
ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና እንቋ ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጸሃና ኣብጸሃኩም ነዚኣ መኣልቲ ክሪኡ እንዳደለይ ዘይተኣደሉ ኣለዉሞ ተመስገን ንበሉ ነዚ እለት ክንርኢ ዝፈቀደልና ጎይታ
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
FYORI TUBE ናይ ብሓቂ ተመስገን ኣምላኸይ
@fyoritube
@fyoritube 4 года назад
@@user-ff9dz3sh8c እቁባይ ሃወይ ከምይ ቀኒካ
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
FYORI TUBE ሰላም፡እዩ ኣምላኽ ይመስገን ጠፍኢኪ ኮ ከመይ ኣለኪ ንስኪ ከ
@user-wx2tl7cj9b
@user-wx2tl7cj9b 4 года назад
በዛኩ ዲሒረ እየ ርእዮዋ አድነቅቲ ዘራብሩክ ላይክ ግጨይኒ መልካም ዳግማይ ትንሳእያ ንዓመታ ሓደ ከይጎደለና ብሓባር ይዕቆረና
@lemugalraya1721
@lemugalraya1721 4 года назад
ርሑሰ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና። እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ❤️❤️❤️❤️
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 года назад
ቡሩኻት ዘርኢ ኣነስ ጭንቕ ይብለኒ እሞ ድራማኹም ምስራኣኹ ይራሳሳዕ ኣምላኽ ይሓልኹም።
@alexlondon3659
@alexlondon3659 4 года назад
ወቅታውን ቡሉፅን ዘበን ካብ ዘበን ዝርአ ፍፁም ዘይሃስስን ወርቃውይ መልአክቲይ ጀጋኑ ትግራይ ሰላምኪይ ይብዛሕ ዓለመይ ሰላምኩሙ ይብዛሕ ደቂይ ትግራይ ተጋሩ
@haregebrhane9858
@haregebrhane9858 4 года назад
ኣሜን
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
welcome ፅቡቃት ርሑስ ባዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና ይግበረልኩም ኩልኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና 🤲🤲🤲
@wedimisgna9259
@wedimisgna9259 4 года назад
እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ኣብፀሓኩም ደቂ ውቅብቲ ትግራይ 2
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 4 года назад
😂😂😂😂😂😂አረ ትዕበ ብስሓቅ መትኹ😂😂😂😂😂እንኳዕ ንዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፅሐኩም 😍😍😍😍😂😂😂😂😂😂
@lilikiros9356
@lilikiros9356 4 года назад
ይህን ኮመንት የምታነቡ ሁሉ ይህን ዘመን ተሳግረን እንደተረት የምናወራበት ቀን ይምጣልን በያለንበት ፈጣሪ ይጠብቀን
@deluredei2227
@deluredei2227 4 года назад
Amennn
@yohanesgebrekidan835
@yohanesgebrekidan835 4 года назад
ናዓርያ ኣቲ እዋይ ተዘክሮ ጋስኖት ጥዑም ነይሩ
@rebkamariam4773
@rebkamariam4773 4 года назад
ሱሶቼ እንኳን ለዳግም ትንሳኤ በሳለም አደረሳቹ በጣም ነው እማከብራቹ ሰላማቹ ይብዛ
@freedomlife780
@freedomlife780 4 года назад
ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ኩሉ ስራሕካ 100/100
@aasd4331
@aasd4331 4 года назад
ዌል ደቂ ታሓላል መሬት እንካዕ ልዳግማይ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ነዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት ይኣዝዘልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤
@user-pw9bo7fe6u
@user-pw9bo7fe6u 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-fj4sw9hi8c
@user-fj4sw9hi8c 4 года назад
ሮሞዳን ኣቁሑ ምሕፃብ ዝሕግዘኒ እባ ብላይክ
@sarax4999
@sarax4999 4 года назад
አይዞ ድአም ድአይ እናአኽ ክሕግዘክ ዝባላ ትድብርይለና ፀውዒን እፍፍፍ አየ ስደት
@user-lt7yk2nk6k
@user-lt7yk2nk6k 4 года назад
ኔባዕለይ ዝሕግዘኔ ይደሌ ኣለኩ ኔዒ ሓግዝኔ ምቅርተይ
@user-lt7yk2nk6k
@user-lt7yk2nk6k 4 года назад
ajoki
@sarax4999
@sarax4999 4 года назад
@@user-lt7yk2nk6k ክክክክክክክ ዓሞኤ ክሰዳ እየ ትሕግዘክ ቦታ ወንዝፍ
@IloveYou-ys4jk
@IloveYou-ys4jk 4 года назад
Nay tigray filmi bi senki gere emun feteyo keselileni kef alewo eti sebay kesliwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bere81
@bere81 4 года назад
ዘርኣብሩኽ ምስ ሓው ኣብ ዕዳጋ( ኣብ ደገ) ስለዝነበሩ ክኣትዉ ከለዉ ማይን ሰምናን ጌሮም ኣእዳዎም ክሕጸቡ ከለው ሰብ ክርእዮም ኔሩዎ። እዚ ሓደ ካብ መምሃሪ ምክልኻል COVID-19 ኢዩ።
@user-lv8dk9ev6n
@user-lv8dk9ev6n 4 года назад
ንፉዕ መስተዉዓሊ ኢኻ like ይግበአካ ዩ
@chimichai7066
@chimichai7066 4 года назад
እንኳዕ ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ኣብጽሓኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብዚ ክፉእ ሕማም የድሕነና የድሕንኩም
@sikublessed8147
@sikublessed8147 4 года назад
ለምለም ዓይነይ ሽኮር🙏❤️
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 года назад
ጽልኢ የርሕቀልና ኤርትራን ኢትዮጵያ ሰላም የውርደልና ኣኣብ ሃገርና ቤቲ ሃይላይ ናተይ
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
አንደኛ ነኝ እንዳ ገሬ እሙን እንኳን ንዳሕና መፃዕኩም ኣዝዬ እዬ ፍትውትው ዘብለኩም መን ከማኩም ካብ ተወላዲ ኣምሓራ ወልቃይት ሓውኩም one love አማራን ሲያመው ትግራዮ ይሰማዋል ትግራዮን ሲያመው አማራውን ያመዋል ተዋልደን ተጋብተን በፍቅር ኖረናል እንኖራለን ገና ብሽቅ ፖለቲከኞች እንዲለያዮን አንፍቀድላቸው ወደድንም ጠላንም በባህል በእምነት አንድ ነን ።
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 4 года назад
ኣምሓራ ዝበሃል ኣሎ ድዩ ኣብ ትግራይ
@galeryhagose4830
@galeryhagose4830 4 года назад
ወልቃይት ትግራይ ምበር ኣምሓራ ኣይኮን ኣይትዘባርቖ
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
@@galeryhagose4830 ንስክኻ እምበር ትዘባርቅ ዘለኻ ኣነ ወልቃይት ናይ ኣምሓራ ወላ ናይ ትግራይ እያ ኣይበልኩን ኣነ ግን ተወሊደ ዝዕበይኩላ ኣደይ እያ ትግርኛ እዛረብ እዬ ትግራዋይ ግን ኣይኾንኩን ኣምሓራይ እዬ በተሰበይ ኣምሓሩ እዮም
@beliman380
@beliman380 4 года назад
Walkayt ab amhara alo dyu
@beliman380
@beliman380 4 года назад
Walkayt ab amhara alo dyu
@user-cw4du8ow2z
@user-cw4du8ow2z 4 года назад
ርሑስ ባዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና ንኹለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 4 года назад
Selam kab Eritrea 🇪🇷
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 года назад
ንለምለመይ ናፊቐያ ቐኔ ከምዚ ከማይ ዝናፈቕኩማ like ጨልግዑኒ ንኩሉኩም ህዝቢ ትግራይ ከኣ ሰላምን ቕሳነትን የውርደልኩም ሓውኩም From ኤረ
@phonephone-pg7km
@phonephone-pg7km 4 года назад
Amen kubr hawna
@fikirabrham6191
@fikirabrham6191 4 года назад
ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልና ብሩኻተይ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
ኣብዛ ዓመት እዚኣ ተጋሩ ብጣዕሚ ፈትየኩም ኣለኹ ጋል እተ ሂብኩምኒ ጋል ትግራይ ክምርዖ ኢየ ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ትግርኛ ይቀድም 🤝☝️💪🥀💏
@user-kr6pu8ki2c
@user-kr6pu8ki2c 4 года назад
❤❤❤❤
@fi7521
@fi7521 4 года назад
ክክክ ኣነ ኣለኩልኩ ምፀኒ ብገዛ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
@@fi7521 ብሓቂ ኣበይ ድዩ ገዛኹ ?
@merhawitembaye3807
@merhawitembaye3807 4 года назад
ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ alekulka shkorina 😆😆😆
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
@@merhawitembaye3807 ኣበይ ኣለኺ ሲእነኪ እንዲየ 😀😀😜
@user-jd7rv7rg3p
@user-jd7rv7rg3p 4 года назад
ቡሩክ መዓልት ደቅ ዓደይ መዓረይ 💘❤️
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ዳዓርያቲ ክክክክክ ተሓልምላ ሞይተ ስሓቅ
@kdusgebrialtebkegn7704
@kdusgebrialtebkegn7704 4 года назад
ዘብራኣብሩክ ዓይነይ ዝሕቢ Like
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን ፈጣሪ ካብዚ ክፉእ ሕማም ይሰውርኩም ይሰውረናን
@user-do7gy1fu6z
@user-do7gy1fu6z 4 года назад
ሰላም ሰላም ኩቡራተይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ሩሑስ ብዓል ዳግማይ ትንሳኤ ንዓመታ ሰብ ይበለና ወ ሰላም ንዓኹም ደቂ ዓደይ ምዓረይ
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 года назад
እንዳገሬ እሙን እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ።ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና።
@afremgere1088
@afremgere1088 4 года назад
አድነቅቲ ገሬ እሙን እግዚአብሔር ካብዚ ኹፉእ ኮረና ለበዳ ሕማም ይሰውረና 🙏🙏🙏
@samutasfaye2994
@samutasfaye2994 4 года назад
Amin
@user-cg9gw2vf4y
@user-cg9gw2vf4y 4 года назад
ኣውዳት ከም ለምለም ዝብለት ስበይቲ ትፍጠረልኩም ኣዋልድ ኣብ ዘብረኣቡሩክ ዓይነይ ዝበለ ስብኣይ ይምሓርክን🤓🤓🤓🤓
@haregebrhane9858
@haregebrhane9858 4 года назад
ክክክክክ
@abrihagabresginar1480
@abrihagabresginar1480 4 года назад
Amen aman amen
@mililalaozil2497
@mililalaozil2497 4 года назад
Kkkkkkk^kk
@yorusentertainment7172
@yorusentertainment7172 4 года назад
Kem zera buruk shkorr da a abey krkeb ane mesaneku niere mara eyu shkorr kkkkkkkk
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 года назад
ኣሜን ኣሜን kkkkkk
@user-eh6yy3qj4q
@user-eh6yy3qj4q 4 года назад
ናይዛ ቢትዋይ ዝንሄ ደምስ ፅሩይ ከም ኣረቂ ምኻን ተጋሩ ደምና ደስስስስ ክብል ማዓት እዩ ሰስኑለይ እንዳ ገርየዋይ ኩሉ ግዜ ፍትውውውውውው
@bahrnaentertainment98
@bahrnaentertainment98 4 года назад
እዛ ፍሊም ካብቲ ደስ ዝብለኒ እቲ ገጸ ባህርያት ተላቢሶም በቲ ሓቂ ምስልውነት ስለ ዘርእዩኻ እዮም ስለዚ ጽቡቕ ስራሕ
@Solodamedia
@Solodamedia 4 года назад
ርሑስ ባዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልኩም።ለምለም ዓይነይ ዛ መሸፈን ርእሲ አልዕልያ ተተብሃልኪ ካን ኢልኪ በቃ
@rich-do4wz
@rich-do4wz 4 года назад
እንታይ ጌራ
@roza8592
@roza8592 4 года назад
ክክክክክ በዓዕ በሉ ያ ሳሓቅ ሞይተ Love ፊልም ገሬ ኡሙን
@asliebini4197
@asliebini4197 4 года назад
Tgaru aytsanu lwehat zgenkum mara iyu zftwekum hawekum ka ertraweyyyyyyyy💪👍👌✊👊
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 4 года назад
u r always doing great job amaizing message to all the people around the world specially lemlem ayney btaemi 100% acting neti getsebahri mesial tserhhh I love u all I am from Eritrea but ilive here in USA and I always miss to see u every week stay blessed and be save
@user-ki6wj6im5b
@user-ki6wj6im5b 4 года назад
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክህህክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክልክክ እዋይ ስጋ ምህረይ ሞይተ ስሓቅ እፍፍፍፍ አረቂ ክስተየለይስ ተቀረብዋስ አልካል ካይና ፀኒሓ
@danielrobil7271
@danielrobil7271 4 года назад
ደስ ትብል ድራማ ጌሬዋኒ ዘርኣብሩክ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ጆኬርዋኒ ወዘተ ጌታ እየሱስ ጥበብኩም ይወስከልኩም ጸቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ
@tektedros4776
@tektedros4776 4 года назад
ኣቤት ቤቲ ሽኮር ሕጅስ ናይ ብሓቂ ምደለኺ
@user-tx3dl6zs5v
@user-tx3dl6zs5v 4 года назад
እሰይይይ መፂእኩምለይ ዶ ብርሃን ገፆም ኣይይይይይ ናይ ሮመዳን ስራሕ ኣሰልችዩኒ ነይሩ ኡፍፍፍፍ ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ደቂ ትግራይ ሽኮር ♥♥
@tigrinyanation5065
@tigrinyanation5065 4 года назад
ኤርትራውያን ተጋሩ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ
@samuelbirhane8729
@samuelbirhane8729 4 года назад
ኣብዚባን ናሕሲ እየ ዘለኩ ኣብርሃም ዓርከይ
@dejenokubay7287
@dejenokubay7287 4 года назад
ንመለእ ኣምንቲ ክርስትና እንቋ ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ብስላም ኣብጸሃና ኣብጸሃኩም I love deki tegray from ERI!!!
@galtigray6523
@galtigray6523 4 года назад
ሩሑስ ዳግማይ ትንሰአ ንኹልኹም ኣመንቲ ክርስና እንዳ ገሬ ሽኮራት ውን ቀፅልሉ ♥♥♥♥
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
እንካዕ ደሓን መጻእኩም እንዳ ገሬ ወይ ትዕበ ሰሓቅ ቀትላትኒ ክክክክክክክ
@nomorelove8169
@nomorelove8169 4 года назад
Rihus bial dagmay tnsaie ygberelna yehwateyy like eba alekuhuna kedamay rekibeya aleku neza filim degefti joker zeraburuk lemlem ayneyy
@fyoribrhana7080
@fyoribrhana7080 4 года назад
🇪🇷🇪🇷😅😄😄😄😄🇳🇱 aya zera beruk enbeh enbeh belu 🤣😃😃
@SaraSara-gk5od
@SaraSara-gk5od 4 года назад
ዋውውው ሰላም ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንኳብሰላም መፃእኹም ሽኮራት ተናፈቅቲ ኣብዓድና ኮረና ከመይ አሎ እና እንኳዕ ድማ ንዳግማይ ትሳኤ ብሰላም አብፀሓና አብፀሐኹም
@chachi7152
@chachi7152 4 года назад
366
@Eritrea20431
@Eritrea20431 4 года назад
Uffff ata sahak moyte bejakum 🤣🤣🤣🤣 enda aboy zeraburuk neayyy ketxeluluni ikum teftirkum 🤣🤣🤣
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 года назад
ኣርባዕተ ሰቡት ኣብ ገዛ ሓራዳይ ደሊኹም ኣነ ኣቦና እንሓረደልና ኢና ዓቢና ንሕባካኣ ንሕግዞ
@hiwetabiel2731
@hiwetabiel2731 4 года назад
እስቲ ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ Like ርገጹ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 года назад
ርሑስ ዳጋማይ ትንሳኤ ንኹሉኩም ህዝቢ ክርስትያን
@user-zv7eb8ou9v
@user-zv7eb8ou9v 4 года назад
በቲ ናይብሓቂ ሽኮርና ቆንጆ ጣዕማም ዋሓሎ100%
@user-yz8km4vc4e
@user-yz8km4vc4e 4 года назад
እዛ ኮሜንት ተንብብ ዘለካ/ኪ ኣምላክ ሕጉስ ህይወት ይሃብኩም ንዳግማይ ትንሳኤ እዉን እካዕ ኣብፀሐኩም
@ebnelel3003
@ebnelel3003 4 года назад
Amen amen amen hawey
@dnooo6473
@dnooo6473 4 года назад
ኣሜን ቢኒ ናዓካ እውን
@user-lk4tk8do7i
@user-lk4tk8do7i 4 года назад
ሰላም የሕዋት እንኳዕ አብፀሐና ንዳግመ ትንሳኤ
@teagesanday5578
@teagesanday5578 4 года назад
Eway teraeni eba ab awideamet n fatherey xegrey ena teweku nay shahi kblo Sdet shum From Eritrea
@Eritrawi
@Eritrawi 4 года назад
በዛ ዘላታ ተቐጽላ ኢዛ ክብሪ ኣባጊዕ ጾም ክትቕጽል ኢያ
@masonmount1146
@masonmount1146 4 года назад
ኣያ ጆኮር ደኣ የለዉን ዲኦም
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 4 года назад
ዋይይ ናፍቅናዮሞ አረ
@susuleul3689
@susuleul3689 4 года назад
ንያ ዘብራኣብሩኽ ልፈቲ
@kahsayteka7472
@kahsayteka7472 4 года назад
ክሎም ተዋሳእቲ ንፉዓት እዮም ብፍላይ ኣያ ዘብረኣብሩክ ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣ ቀፅልሉ ድማ
@tekleweinimhreteab4691
@tekleweinimhreteab4691 4 года назад
Tegaru shkorinatat KEF alekum hawkum Kabel Eri
@user-nx6vo2ks7f
@user-nx6vo2ks7f 4 года назад
ጡዑማት ጨና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ማራ እየ ዝፈትወኩም
@user-re5jc4lf7g
@user-re5jc4lf7g 4 года назад
ሩሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና!!! ግን ሰቲ ጎዲላትኩም እታ መሬት ------- ኮይና።
@weynigualtegrayselehulumne4670
@weynigualtegrayselehulumne4670 4 года назад
Enkue abxehkum kea betami gobezat gexelulu❤❤❤❤
@gidenagirmay7221
@gidenagirmay7221 4 года назад
"Gere emun" comedy disproved the assertion that people could not make a joke in Tigrigna.
@danitigray6813
@danitigray6813 4 года назад
ንዓርያ ኣቲ ሃሃሃሃ ዋይ ትዕበ ብሰሓቅ ቆሲለ መሓዛይ ቡቆልቲ ክትሸጥ ዉዒላ ቡቆልቲ ናበለት ከም ዝሓደረት
@hawiliyatekila7597
@hawiliyatekila7597 4 года назад
Welocme enkabselam mexakum Gere Emun
@meronsamsom3579
@meronsamsom3579 4 года назад
Ruhus awdeamet yehwat 🇪🇷
@user-tu3sr9rs7f
@user-tu3sr9rs7f 4 года назад
ኣቱም ሰባት ሕደጉ እባ ሓንቲ ማዓልቲ ቀደመይቲ ክፅሕፍ ብስሩ ለኾ ካብ ገዛ እበር ካብ ዮትዮፕ ኣይትዉፅኡ የተባሃልኩምን 😁🤣ምቁርታ ክፈትወኩም እኮ 😍
@haregebrhane9858
@haregebrhane9858 4 года назад
ክክክክክ ዋለኣነእየ ሃህእለይፅበ ሞ ወይከ
@user-tu3sr9rs7f
@user-tu3sr9rs7f 4 года назад
@@haregebrhane9858 ሓደ ማዓልቲ ክንቅድም እና kkkk
@dawitsium7639
@dawitsium7639 4 года назад
Tegaru yehwatey btami xbuk Film 💓👍
@user-gx6eo8xs7k
@user-gx6eo8xs7k 4 года назад
በጣም ደስ ዝብል ድራማ👍👍👍👌👌👌❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳
@girmaytnot4949
@girmaytnot4949 4 года назад
Wwwww Betami Des Ybl Deki Tgrayy
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 4 года назад
Ruhus Dagmay Tnsaei ygberelkum ygberlna shkorinatat
@temesgenamlak5651
@temesgenamlak5651 4 года назад
welcome sdra gere emun kab hawukum Eritrea
@sanchezsolomon7581
@sanchezsolomon7581 4 года назад
Enda Gerie enkae bselam mexaekum
@wasli8257
@wasli8257 4 года назад
እንኳን ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ብርክሰምበት ይግበረና ካቲ ሕማም ይምሐረና ፈጣሪ
@mshikormshikor3817
@mshikormshikor3817 4 года назад
Kulu gize be hankewta zisbeya Gere emun 😘
@user-zv7eb8ou9v
@user-zv7eb8ou9v 4 года назад
ኩሎም ንፉዓትን ፅብቕትን ናይብሓቂ ተዋሰእት ገራእሙን ደቃ ትግራይ ዓደይ ቀፁሉሉ
@samitigray4537
@samitigray4537 4 года назад
ሰላም ሰላም ናይዛ ገሬ እሙን ተከታተልቲ ርሑስ ብዓል ዳግማይ ትንሳኤ ይኩነልኩም እናበልኩ። ናይ youtube ጋሻ ስለዝኮንኩ ደቂ ትግራይ ሽኮራይ #subscribe ግበሩኒ በጃኩም ዋ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Wawww enkane bselam metakum enda Gery emun
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
ቅቅቅቅ *እንዳያይ* ዘራኣብሩኽ እንቋዕ ዳሕና *መፃእኹም* ። #ለምለም ዓይነይ *ሰምሃልን* ብሓፈሻ ኩሉኹም *ገሬ* *በቲን* ክመረዓዉ ዶኾን ደልዮም ? #እንቋዕ ንባዓለ ትንሳኤ ዳግማይ ትንሳኤ ኣብፀሓኩም ናፊቕናኩም እንዲና ፀኒሕናኩም ❤❤❤❤❤❤❤
Далее
gere emun part 48 / ገሬ እሙን ክፋል 48
27:07
Gere emun part 64 ( ገሬ እሙን ክፋል 64 )
28:20
У каждого есть такой друг😂
00:31
Gere emun part 71 ገሬ እሙን ክፋል 71
20:00
Просмотров 562 тыс.
Gere emun part 55
24:39
Просмотров 266 тыс.
Gere emun part 62 ገሬ እሙን ክፋል 62
27:13
Просмотров 432 тыс.
Gere emun Part 60  ገሬ እሙን ክፋል 60
27:04
Просмотров 515 тыс.
gere emun part 108 | ገሬ እሙን ክፋል 108
34:45
Gere Emun Part 25
28:25
Просмотров 497 тыс.
МАРШРУТ ПЕРЕСТРОЕН 🙄🤣
0:53
Просмотров 1,6 млн