Тёмный

gere emun part 50 

Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Подписаться 346 тыс.
Просмотров 421 тыс.
50% 1

#gereemun #gere_emun

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@ኣነትግራዊትእምብርኢትዮጵ
እስቲ ክምዚ ከማይ ስድት ዝፀልእኩም ብላይክ ኣፀናኑዑኒ
@mlyengerekidan6579
@mlyengerekidan6579 4 года назад
Aykemayn
@semereabhabtom9163
@semereabhabtom9163 4 года назад
Ab kulna eyu hawey natey abey hager dika zeleka?
@ኣነትግራዊትእምብርኢትዮጵ
@@semereabhabtom9163 ሳዉዲ
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
እናቴየ ኑሩልኝ እናቴየ ኑሩልኝ ኣጀኺ ምቅርተይ 😥
@ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን
😢😢😢ናፍቆት ሓይሉኒ እውይ😍😍😍
@awettekia576
@awettekia576 4 года назад
እቶም ተጋሩ ኣብ የመን ዘለዉ ብሰላም ንክወጹ እቶም ደቂ ኤረ ኣብ ልብያ ዘለዉ ብሰላም ክወጹስ ጸሎት ካኣሉ የሕዋት
@tourtigray9611
@tourtigray9611 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-UYcSN0K6gXU.html subscribe ,share ምግባር ከይንርስዕ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@ااااا-ق6ك
@ااااا-ق6ك 4 года назад
አነስ ከመይ ዝበለ ዕድል እዩ ላይክ ተዋሂበ ዘይፈልጥ
@سارةشراحلي
@سارةشراحلي 4 года назад
ተወህብካ ኣለኸ ዘሓወይ💞💝💞💞💕💚
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 года назад
እንካ ዝዓርከይ አሒዚንካኒኳ ግን እንታይ ድዩ ዝጥዕም እስቲ ንዓይከ ሃበኒ ክጥዕሞ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
hibeka aleku paeeeeeeeee 🤨
@semerehadgu4918
@semerehadgu4918 4 года назад
Eske wedey dessss ybelka Like hibeka aleku
@wjiwiijdjeke9760
@wjiwiijdjeke9760 4 года назад
ላይክ ላይክ ላይክ 1000 ላይክ💓💓💓💓💓💓💓💓💓
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 года назад
ቤቲ ሓፈተይ እነ ለ ምርርርር ኢልኒ እዩ ዘሎኣብ ስደት ዋ ናይ ሮሞዳን ስራሕ ክቀትለኒ ደልዮ እዩ መዳመይ ለ ለይ ክፉ ኢልካ ምብላዕ ከሊእ ኣይትፈልጥን ክክክክክክ ክክክክክክ ጉልበት ተኮነኒ እስኪ ላይክ 👍ሃብኒ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
አይዞክ ሐላለይ ኩሉ ሐላፋይ እዩ ብቻ ጥዕና ኩላትና ምርር እልና እዩ ዘሎ ግን ኩሉ ክሳብ ዝሐልፊ ምዕጋሰ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 4 года назад
@@ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ ኣብሽሪ ዝያዳይ ምስቲ ሮሞዳን ለ ኮሮና ለ ግዲ ኮይኑስ ስቅ ኢሉ ዝልችው ይብለካ ኣምላክ ባዕሉ ዳኣ ይኣክለኩም ይበለና እምበር ዓቅሊ ዓቅሊ ናበልና ዓቅልና ወዲእና ሕጂስ
@frefer7772
@frefer7772 4 года назад
አይዝኪ ማዓርይ አመሉክ ክሕገዝነ አያ
@slamaledw9321
@slamaledw9321 4 года назад
አይዘኪ ምቅርተይ ረመዳን አብ ኩሉና አዩዋ ኩሉ ክሓልፈዩ 🌾🌾🌷🌷🌾🌾🌷
@ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን
ዋላኣነ ይመረኒ ኣሎ 😢
@የማርያምልጅነኝ-ኸ4ሐ
ኣያ ዘብራኣብሩክ ናበይ ከይዶም ኣብ ዛሓለፈ ሰንበት እዉን ኣይ ነበሩን ይምፅእልና
@ፍZ
@ፍZ 4 года назад
ገዲፍዎ እዩ
@sultanalisultanali2934
@sultanalisultanali2934 4 года назад
ሓቅኪ
@filmongebru592
@filmongebru592 4 года назад
Bzey aya zerabruk mekeret ygodil alo
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
ኩልና ገሪምና እዩ ዘሎ ሎማዓንቲ ኣብ ፎስብክ ገፅ ይቅርታ ተከታተልቲ ሓዲገዮ ኣለኩ ኢሉ ኣሕዋት እንታይ ከምዝኮነ ብዘይ ኣያይ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ ኣይደምቅን
@asmeraxada226
@asmeraxada226 4 года назад
Anti haftey dersit enbar tekayrki
@kibitube611
@kibitube611 4 года назад
ኣብሪሃም ዚፎቱ አስኪ like ሃቡኒ።
@zekointertainment8312
@zekointertainment8312 4 года назад
I gave you ubscribe
@mkkm5302
@mkkm5302 4 года назад
💖💖💖💪💪💪🌹🌹🌹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@Johny-hu9od
@Johny-hu9od 4 года назад
መን ኣሎ ኣያ ዘራቡሩኽ ዝናፈቖ ከምዚ ከማይ?
@ሰሎሞንሰሎ
@ሰሎሞንሰሎ 4 года назад
Ane
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@ወድኣለፉኣገዘው
@ወድኣለፉኣገዘው 4 года назад
ለምለም ዓይነይእና ቤት ላይክ ግጭ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 4 года назад
አነስ ስደት ፀሊአዮ ዓቅለይ ፀቢቡኒ አደይ እንበር ናፊቀ😢😢😢ከምዙ ከማይ ስደት ዝሰልቸዎኩም/ን ገፅ ወላዲትክን ዝናፈቀክን /ኩም ስደትኩም አሕፂሩ ገፅ ንገፅ ስራኩም የራኽብኩም/ክን አሕዋት አብ የመንን ሳዉዲ ዓረብያ ዘለዉ ተጋሩ እሱራት ድምፂ እንኹኖም እግዛቢሔር ናይ መእሰርቲ ገመዶም ይበትሎም
@عليعلي-ش2ه5ز
@عليعلي-ش2ه5ز 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልባም ሰብ
@milimili3774
@milimili3774 4 года назад
Amen
@mlyengerekidan6579
@mlyengerekidan6579 4 года назад
Amen (3)
@fanafanafana7824
@fanafanafana7824 4 года назад
እሜን እሜን እሜን ዚያዳይ
@titizetigray8768
@titizetigray8768 4 года назад
Amen 🙏 ለባመይ
@ማርያምአደይአይትፈለይኒ
እስቲ እቶም አብ የመን ዘለዉ አሕዋትና አምላኽ መዋፀኣ ይፍጠሮሎም ብፀሎት ናሓግዛም
@netsanetsolomea9703
@netsanetsolomea9703 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@ድንግልማርያምኣዶኣምላክይ
አሜን አሜን
@tsegatsega2356
@tsegatsega2356 4 года назад
ኣሜንንን🙏
@azmeragbrmkiall7551
@azmeragbrmkiall7551 4 года назад
Amennn amennn amennn mar
@aboarsema7836
@aboarsema7836 4 года назад
ኣሜን
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ 4 года назад
በጃኹም ላይክ ሃቡኒ ሕጂ እየ ንመጀመርያ ግዝየ ዝልምን ዘለኹ
@ሚልካናጓልትግራይ
@ሚልካናጓልትግራይ 4 года назад
ክክክ ሂብናኪ
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 4 года назад
Ezi kelil
@ao418
@ao418 4 года назад
👍hibeki ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html
@nhnakohadeena2802
@nhnakohadeena2802 4 года назад
እዚ ቐሊል ሂበኪ ኣለኹ ኣብዚኣ ኸኣ ንስኺ SUBSCRIBE ግጨውኒ ብርኽተይ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-O35dz4uVroo.html
@sebeyumekseb8979
@sebeyumekseb8979 4 года назад
ሂብናኪ
@mahilove2374
@mahilove2374 4 года назад
አቱም ስደት ከመይ ከምዝኮነ አረድእዎም ስደት ረሳሕ ምኳኑ ንገርዎም
@agiazitalula3331
@agiazitalula3331 4 года назад
ትዕበዋይ ፅብቅቲ! ጥዕምቲ ላዛ! ትዕበይ ለምለም ዓይነይ ዝፎቱ!?👍👍👍👍
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ
@ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 года назад
"ዓባየይ ልክዕ ከም ለምለም ዓይነይ እያ ለዋሃ ካብ ማዘር ሓኪለ እንዳ ዓባየይ እየ!! ዝሕክል እስኪ ብሽም ለምለም ላይክ ሃቡኒ።
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 года назад
እንዳ ገሬ እሙን ኬፍ ኣለኩም ቤቲ ሃይላይ ማች ክዳንን ሊፒስቲክን ቀቲላታ ቤቲ ሃይላይ ሓንቲ ሓዳስ ድፍድፍ ትበሃል መተዓብይትና ኢያ ተዘኻኽረኒ ኩሉ እቲ ኣካዳድናኣን ኣካይዲኣን ኬንያ ዲኣ እንታይ ኣሎ ብቑልትኺ እንዳሸጥኪ ግዳ ኣብ ዓድኺ ንበሪ። ዓድኻ ኢዩ ዓድኻ መረበትካ። ኣብ ሰሜን ዘሎና ኣብ ደቡብ ኩላትና ኤርትራን ትግራይን ሰላም ይሃበና ስደት የርሕቐልና። ንዓና ዝበለ ዘበን የምጽኣልና።
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@geeget2684
@geeget2684 4 года назад
Amen
@ddff3533
@ddff3533 4 года назад
አሜን(3)
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
Amen amen amen 😍😍😍
@Habesha3789
@Habesha3789 4 года назад
Ameen thank you
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 года назад
ሓቅኹም እንዳ ገሬ ስደት ምኻድ ዋጋ የብሉን ዓድኻ ዝመስልዎ የለን ኣነ ኣብ ዓደይ ጽቡቕ ከም ዝነበርኩ ሕጂ የ ፈላጠ ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ኣብ ዓደይ ሽሮይ እንዳበላዕኹ ሕጉስ ናብራ ኔሩኒ ስደት ግን ብጀካ ውርደት ሞትን ምስ ኣተኻ ድማ ጭንቀት ብዙሕ ስቓይ ኣለዎ ንዓድኻ ኣየምልስ ምኽንያቱ ዝመጻኻሉ ገኔዘብ ክተማልስ ኣይትኽእልን ስለዚ በጃኹም ሃገርኩም ኣስተማቕሩ ካባይ ተማሃሩ።
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ 4 года назад
ኣይዞኪ ሓፍተይ ሰደት ሓላፊ እዩ ኣይትጨነቂ እቶም ዝመፁ ዘለዉ ኣሕዋትና ዉን ኣብ ሱዑድያ ዘለና ኢና ከይትመፁ ፅቡቅ ኣይኮነን መንገዲ ኽንብሎም ዘለና ኣብቲ ዓዲ ኮይንካ ስደት መፍትሒ ይመስካ እዩ
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 года назад
bati gal tgray Zoasa የቐንየለይ ሓፍተይ
@hlna8006
@hlna8006 4 года назад
subscribers ኣሕዋተይ❤ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-TR50JTVA_tM.html
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@yamraki9426
@yamraki9426 4 года назад
እንዳ ገሬ ከመይ ድየ ልፈትወኩም እስኪ ዝ ልተረገመ ሕማም ካብዛ ቅድስቲ ሃገርና ትግራይ ፈጣሪ የጥፈአልና
@ao418
@ao418 4 года назад
Echi ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html
@titizetigray8768
@titizetigray8768 4 года назад
Amen 3
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 4 года назад
AMEN AMEN AMEN
@wedinegashokubazghi5261
@wedinegashokubazghi5261 4 года назад
Amen 3
@raheelrehi550
@raheelrehi550 4 года назад
Amen 3
@teddyteddy6672
@teddyteddy6672 4 года назад
ናይ ጎሮቤትና እዚኣ ጥራይ እየ, ዝሪኣ ሞ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ይሰርሑ ኣለው ቐጽልዎ፡
@hlna8006
@hlna8006 4 года назад
subscribers ❤ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-TR50JTVA_tM.html
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@Fana-p5c
@Fana-p5c 4 года назад
ክብረት ይሃበልና እንዳ ገሬ እሙን ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለው ኣሕዋትና ድምጺ ዝኾንኩሎም ብሓቂ ስደት ሕሱምዩ
@samdart696
@samdart696 4 года назад
እታ ናይሎሚ ድራማ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀያ በጃኩም መንግስቲ ኣብ ሱዑዲ ዘሎ ፀገም ክሪኤልና ኣለዎ ብፍላይ መንግስቲ ትግራይ ዙጉዳይ ክግደሰሉ ኣለዎ
@godbye8361
@godbye8361 4 года назад
ትግራይ ትግርኚ ካብ ሞት ሓሞኽሽቲ ተሲኢና ከም ጸሓይ ክንበርቅ ኢና ቀጽሉሉ ደቂ ዓባይ ትግራይ።
@eri2693
@eri2693 4 года назад
ኣታ እቲ ሕልምኩም እኮ ኣይውድእን እዩ ደቂ ዓድዎ
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 года назад
ዉሕዳት ግን ከኣ ዓለቴኛታት ሰባት ኢኩም እሞ ከማኩም ዝበለ የጥፋኣልና
@Seb15
@Seb15 4 года назад
እንታይ ማለት እዩ ትግርኚ ማለት ?
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 года назад
ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ህዝበ ክርስትያን ወገናቴ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
አሜን ክቡር ሓዋ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 года назад
@@abebachanal1036 gerelki aleku may sis
@israelhaile63
@israelhaile63 4 года назад
Amen!
@ጓልዘርኢራያትግራይ
@@filmonzerzghi9929 ገይረ ኣለኹ
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
አይጥዑሙንየ አይጥዕሙን አያ ዘብረአብሩክ ዘይብሉስ አይጥዕምን መልስዎ
@albadr2531
@albadr2531 4 года назад
Kkkkkkkk.baDerafi.💖💖
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@ዕባይመይዳሽምጣ
@ዕባይመይዳሽምጣ 4 года назад
እንኳዕ ሰላም መፅእኹም እንዳ ገሬ ተዋሳእቲ ሸገ ዕለተ ሰንበት ኣድነቅቲ ለምለም ዓይነይ እንሀኹምዶ 😘😘 😍😍😍😍 ዘርኣ ብሩኽ ዓይነይ ድርአየ ዓይኑ ይብራህ😌😌😔
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
አሜን አሜን
@emnet93
@emnet93 4 года назад
Amen amen amen are nafknayo
@سارهعلي-ك6ق
@سارهعلي-ك6ق 4 года назад
ብሓቂ
@helenestifanos8757
@helenestifanos8757 4 года назад
ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ናፊክናዮ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 4 года назад
ምሸት ምሸት እንዶ ደውልለይ ሞይተ እኮ ክክክክክ ክትክልም ዛወዲ
@freedomofthinking1914
@freedomofthinking1914 4 года назад
እዛ ለምለም ዓይነይ ትበሃል ተዋሳኢት ምስ ሰብኣያ ዘርኢ-ብሩኽ ዓቢ ናይ ምውሳእ ብቕዓት ንሪአሎም ዘለና ኢና። ተስፋ ይገብር ሰራሕቲ ፊልም ትግርኛ ካብ ኤርትራ ክሳብ ትግራይ ዘለዉ ነዞም ክልተ ተዋሳእቲ ዓቢ ዕድል ክኸፍትሎም። ለምለም ብሓቂ ኣደ፣ ዘርኢ-ብሩኽ ብሓቂ ዘርኢ ብሩኽ መቐረት ናይዛ ድራማ። ጽቡቕ ዕድል
@simonmare6855
@simonmare6855 4 года назад
Eritriawian netegaru idel kafato mengeyruwom? Habirom kiserho gin nisibe!!!
@eri2693
@eri2693 4 года назад
ንዓጋመ ኣይንከፍትን ንብረት ድማ ከይሰርቁና
@danm1829
@danm1829 4 года назад
ጽቡቕ አለኻ እዛ ድራማ ግን ፖለቲካዊ ትኸውን ስለዘላ ሰብ ይስልችዎ አሎ ሎሚ ሎሚ፡ እንዳዘናጋዕካ ህዝቢ ምምሃር ጽቡቕ ኢዩ ግን direct ፖለቲካ ንዮ በሎ። " ሕስብ ከብሎ ከለኹ ከምዚ ሕጂ ዘሎ መንግስቲ መሲልኒ አይርድአካ አየረድአካ " ኢሉ አብ ሓንቲ ነጥቢ እንታይ አምጽኦ ከምዚ ዓይነት ፖለቲካዊ መልእክቲ አብ ኮመዲ
@freedomofthinking1914
@freedomofthinking1914 4 года назад
@@simonmare6855 ኣይትተሃወኽ ሓደ ዓይነት ኢና ንዛረብ ዘለና። ከምቲ ዝጸሓፍካዮ ዘስምዕ እንተ ኮይኑ እቲ ዝጸሓፍኩዎ ግን ይቕሬታ።
@freedomofthinking1914
@freedomofthinking1914 4 года назад
@@eri2693 ዓጋመ ደኣ ካበይ ክመጹኻ ሰምዓሰም ንብረትካ ኣሕዲጎም ጠቐራ ከይስቀሉ ንብረትካ ክተምልስ ምስ ከድካ ብላዕሊ ብእምኒ ሂር ክብሉኻ ከይውዕሉ ጥራይ ሓሉ ዝስረቕ ንብረት እንተ ሃልዩካ። ክክክ
@ወይንወይነይ
@ወይንወይነይ 4 года назад
እንዳ ገሬ እሙን ከመይ ድዩ ኬፍ ዘለኩም ግን ዘራኣብሩኽ ዓይነይ ናፍቀዮም
@ኣሞራኣሞራ
@ኣሞራኣሞራ 4 года назад
ኣያ ዘብረኣቡሩክ ዘየለ ተርገም የቡሉን
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን
@Hiran_Wedi_Humera_Tigray
@Hiran_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
ከመይ ቐኒኹም እንዳ ገረ እሙን ከመይ ቐኒኹም ተካታተልቲ ናይ ገረ እሙን ብሓፈሻ ከመይ ቐኒኹም ጆማዕ ገረ እሙን
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ 4 года назад
ሰላም ሰላም ማዓረይ
@emnet93
@emnet93 4 года назад
Selam
@ወዲትግራይ-ወ5ጘ
@ወዲትግራይ-ወ5ጘ 4 года назад
ለይ ለሚ ኣይተጋገክሙን 30 ሽሕ ይከውን ካብ የመን ክሳብ ስዑዲ ዘለዉ በጃኩም
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
ኣይተጋገዩን ትክክል እዮም እቶም ኣብ ጀዛን እና የመን ዘለዉ እሱራት ዓሰርተ ሽሕን ገለን እንድዮም ዘለዉ 😢😢
@ፍትሒኣብስዑድንየመንንዝሳ
@@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይጠቅላላ 11 ሽሕ ተጋሩ ዝበሉ ምስ ኢ/ያ ሓዊስካ ግን ልዕሊኡ እዮም ኩሉ ስብ ናብ እስርቤት ኣይኣተወን ኣለና ኢና ዘይኣተና
@ዕባይሃርሱወዲዓሊይ
ብባዓል ጌታቸው ኣሰፍ ዝተሰደድኮ እዩ ግን ኣንሕና ንዕኦም ነጭንብጭብ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
@@ፍትሒኣብስዑድንየመንንዝሳ ኣጀኹም ኣሕዋተይ አግዛብህር አምላክ ምሳኹም ይኩን
@ፍትሒኣብስዑድንየመንንዝሳ
@@jcfug3355 ኣሜን ሓላለይ
@AliJan-lb7jv
@AliJan-lb7jv 4 года назад
ትግራዋይ ማለት ወርቂ ሰንሰለት ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ልምዓት ኣቦ ጅግንነት ኣቦ ሰላም ኣቦ ትምህርቲ መራሒ ዓለም ፍቅሪ ዝኣመሉ ተቀባሊ ጋሻ ዝልግስ ዝዓቅሙ ካብቲ ሕንባሻ ዘዋፅኦ ዝፈልጥ ዘይኮነ ዓሻ ልቦና ዝዓደሎ ኩሉ ክኣሊ ዝሓስብ ዘመዛዝን ኩሉ ብዓቅሊ ፡ ዓሊ ያን ፡
@Sara-sr4sg
@Sara-sr4sg 4 года назад
❤❤❤💕💕💪💪💪
@AliJan-lb7jv
@AliJan-lb7jv 4 года назад
@@Sara-sr4sg sara men....thanks
@samerasamera553
@samerasamera553 4 года назад
👍👍👍👍👍👍
@tsigehalafi1755
@tsigehalafi1755 4 года назад
😍😘😘
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@loveforever1167
@loveforever1167 4 года назад
አንቃአ ደሃን መጻኩም ኣቱም ሰባት ዘረኣብሩክ አምበር ናፊቀዮ። ዝናፈቆ ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ ስደት ከይዱ ዱ ነዊህ ኮ ኮይኑ።
@hanibalhanibal4427
@hanibalhanibal4427 4 года назад
🙌
@elenimola2663
@elenimola2663 4 года назад
ንህዝብ ድምፅ ምኾን ደስ ባሀል ቀፁሉሉ ስደት የፅልእ
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
እንዳ ገሬ እሙን ፍትውትው እዬ ዘብለኩም ካብ ትግራዋይ ሓውኩም ተወላዲ ኣዲስ ኣበባ ትግርኛ ምፅሓፍ ጎቢዘ ሕጂ ቀደም ምዝራብ ጥራይ ነይሩ ዝክዕል ሕጂ ለሚደ ድማ ሰብስክራይብ ምግባር ከይትረስኡ ሓደራኩም
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
ገይረልካ አለኩ ክቡር ሓወይ አጆካ በርትዕ ንስካም፡ቤተሰብ ኩን
@LionEnt12
@LionEnt12 4 года назад
አድርግ ይደረግልሀል
@rahelkahsayw7187
@rahelkahsayw7187 4 года назад
ነታ ርእሲ ናይ ዩትዩብካ ግን ብትግርኛ ቀይራ።
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
@@rahelkahsayw7187 ሕራይ መኣረይ ክቅይሮ እዬ የቕንየለይ
@borntodie6459
@borntodie6459 4 года назад
@@LionEnt12 ደሞ ለማድረግ ይህው
@danielteklit3159
@danielteklit3159 4 года назад
እረ በይዛኩም ኣያ ዘራእብሩክ ክልተ ሰሙን ገርና ለይረኣናዮ ሃምጽዎ
@abdope3641
@abdope3641 4 года назад
gedifuwo eyu aytesmamen
@yuniwidemysurueyuniwidemys8268
@yuniwidemysurueyuniwidemys8268 4 года назад
ምጀመርታ ደቂ ትግረይ ሽኮሪናታት ካብ ዚ ሕማቅ ሕማም ኮሮና ይማሓርና አምላክ ካዉኡ ማራ እየ ዝፈትዋኩም ደቂ ሃገረይ ትግራይ ዓኒ ፀላኢኩም ህለም የበሎ ንደቂ ትግራይ ዝፈቱ ላይክ ግበርለይ ፍትውትውውውውውውው
@tsigegebretsadik9213
@tsigegebretsadik9213 4 года назад
ትግርኛ ቋንቋ አብ ትግራይ ትግራይ ትመዉት አላ ብሽዋዉያን ትዉረር አላ አምሀርኛ ምዝራብ ዝሰልጠነ ዝመስሎ ብዙህ እዩ አበዚአ ስራህ ሰሪህኩም ናይ ዜግነትኩም ተዋፅኡ ፅቡቁ ስራህ ትሰርሁ አለኩም ፡፡
@selyeblackboy
@selyeblackboy 4 года назад
ሰላም ሰላም ኩብራት ኣሕዋት ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ፡ ኣድነቅቲ ናይ #ጆኬር √√√
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
ቆልዑ አእትውዎም በይዛኩም ኣምፅእዎም ትብሉ ምንኪሰለ ዳኒ ልዎም ሰምሃል ኣብራህም ዓሊ ርግኣት ኮታሲ ኩሎም ይሕዋት ቀመም ናይዛ ፊልሚ እዮም
@dawitwenam8234
@dawitwenam8234 4 года назад
Dawit wenam የኮቪድ19 በሽታ የየቀኑ ምልክቶች 📌 ከ1-3 ቀን • በነዚህ የመጀመሪያ ቀናት ቀላል ጉንፋን መሰል ሆኖ ቀለል ያለ ትኩሳት እና ጉሮሮ ህመም ብቻ ሲኖር የምግብ እና መጠጥ ፍላጎት ጥሩ ነው ። • የሰውነት መከላከያ ደከም ያለባቸው ስዎች ቀለል ያለ ተቅማጥ እና ማቅለሽለሽ ሊኖራቸው ይችላል ። 📌 በ 4 ኛው ቀን • የጉሮው ህመም ይጨምራል እንደዚሁም የድምፅ መወፈር ይኖራል ። • ብዙ ጊዜ ትኩሳት አይኖርም 36.5 degree ብቻ ይሆናል • ቀለል ያለ እራስ ምታት እና የምግብ እና መጠጥ ፍላጎት ሊስተገዋጎል ይችላል ። 📌 በ 5 ኛው ቀን • ስሜቶች የበለጠ ይጨምራሉ ፦ የጉሮሮ ህመም ይጨምራል ፣ ድምፅ የበለጠ ይጎረንናል ። • በእንቅስቃሴ ወቅት የስውነት ህመምና ቁርጥማት ይኖራል ፤ የሰውነት ድካም ይኖራል ። 📌 በ 6 ኛው ቀን • ትኩሳት ይጀምራል • ደረቅ ሳል ከጉሮሮ ህመም ጋር ይበረታል • ምግብ በመመገብ ፣ የሚጠጣ ነገር ሲወስድ እንደዚሁም በንግግር ጊዜ የጉሮሮ ህመም ይኖራል ። • ተቅማጥና ማቅለሽለሽ የበለጠ ይጨምራል ። 📌 በ 7 ኛው ቀን • ትኩሳት ከ 38 ድግሪ በላይ ይሆናል • ደረቅ ሳል ይኖራል ፣ ይጨምራል • የስውነት ቁርጥማት ፣ ራስ ምታት ፣ ተቅማጥና ማቅለሽለሽ ይጨምራል ። 📌 በ 8 ኛው ቀን • መተንፈስ መቸገር • የደረት መክበድና ህመም • ደረቅ ሳል ይኖራልም ይጨምራልም • የስውነት ቁርጥማት ፣ ራስ ምታት ይቀጥላልም በጣም ይጨምራል ። • ትኩሳት ይቀጥላል ፣ ይጨምራል 📌 በ 9 ኛው ቀን እና በሚቀጥሉት ቀናት • ሁልም ከላይ የተጠቀሱት ምልክቶች በጣም ይጨምራሉ ። 👉 👉 ማንኛው ስው የሚከተሉት አደገኛ ምልክቶች ካሉ በአፋጣኝ ወደ ህክምና ተቁአም መሄድ ያስፈልጋል ።  የተራዘመ ድረቅ ሳል  የትንፋሽ ማጠር  የደረት ህመም  ከፍተኛ ትኩሳት እነዚህን ምልክቶች በሚያዩበት ወቅት ለተጨማሪ መረጃ በነፃ የስልክ መስመር 8335 ወይም በ952 ወይም በመደበኛ የስልክ ቁጥር 0118276796 በመደውል ያመልክቱ መጠንቀቅ ለራስ ነው የጤና ባለሙያዎች የሚያስተላልፉትን መልክቶች በአግባቡ መስማትና ስራ ላይ በማዋል ራሶትንና የቤተሰቦትን ጤና ይጠብቁ
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 года назад
Dawit Wenam thanks 🙏🏻
@Ebrahim1991mussa
@Ebrahim1991mussa 4 года назад
ክክክል ኣታ ብትግርኛ ተርጉመልና እንታይ ይብል'ሎ?
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
የቀንየልና ክቡር ሓው::
@nmenalewonmenalewo7868
@nmenalewonmenalewo7868 4 года назад
Ata hawey btgrga zeytxhf tgrga yhfreka dyu
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
@@nmenalewonmenalewo7868 ምናልባት ዘይኽእል ዶ ይኾን ኢለ ሱቅ ኢሉ ብትግርኛ የቀንየልና ኢለዮ ግን ቅር ኢላትኒ እናሃለየት እየ::ሓቅኻ አነ እውን ሕርር እየ ዝብል እናኽአሉ ብአምሓርኛ ዓጀውጀው ዝብሉ ተጋሩ መሕፈርቲ እዮም::
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
ክክክክ ስሓቅ ሞይተ መነፀር ዶ ጀሚራ ወያ ቤትሰ ሓረካት ከጥዕመላ. ዊዊዊዊ ፁሩያት
@halefomsolomon3184
@halefomsolomon3184 4 года назад
like ባ ሃቡኒ ዞም ደቀይ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 4 года назад
ህበካ አለኩ ንስካ ድማ ሳብስክራይብ ግበረለይ ክቡር ሓወይ
@ao418
@ao418 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html
@erteriatsegay2147
@erteriatsegay2147 4 года назад
Halefom solomon ክክክክክክክክክ
@Seb15
@Seb15 4 года назад
ሂብናኩም ኣለና ኣቦ ክ ክ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@ተመስገንአምላከይ-ቸ3ዠ
አስይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ጽቡቕ ሥራህ እዩ እሕዋትና አብ ስደት ዘለዉ እግዚአብሔ አምላክ መዉፅኢ የፍጠረሎም ብሩኩ ሰንበት ይግበረሉኩም እሕዋተይይይ
@maregaday3291
@maregaday3291 4 года назад
Amen Amen 👏 Zayday
@Endertawit
@Endertawit 4 года назад
Amen(3) zyaday
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Amen 3 zyaday
@pinkven4537
@pinkven4537 4 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ሐላል መሬትካ ካብዚ ወሪድና ዘሉ ሕማም ፍጣሪ ምሕረት የውርደልና
@ao418
@ao418 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html👍👍
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 года назад
👌👌👌😍😍😍
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 года назад
ኣሜን
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
Amem amen amen
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ
ብጣዕሚ ነመስግነኩም ብዛዕባ ስደተኛታት ብምስራህኩም ቡዝሓት ይሳቀቀዩ ስለ ዘለው ተኸታታሊትኩም እየ ካብ ስዑዲ ዓረብያ
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 года назад
እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን ፅቡቅ ሰንበት ይግበረልና ደቅ ትግራይ ምዓረይ ስላምኩም ይብዛሕ እዝ ሕማቅ ሕማም ድማ ፅዮን ማርያም ተጥፋኤልና አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንን
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 года назад
Azmera የኔ ቆንጆ መጣር መርዊኢተይ ጠባዊት መሸኒተይ ♥
@hailetube4962
@hailetube4962 4 года назад
በመጀመርያ ሰላም ለናንተ ይሁን እያልኩ ለምንድነው ሁሉም ሰው ላይክ ሃቡኒ የሚሉት ጥቅሙስ ምንድነው እኔስ ቤቲን እና ገሬን በጣም ነው ምወዳቸው❤ ዛሬ ግን ደቂቃው ቲንሽ ሆነ!
@nagn1995
@nagn1995 4 года назад
እኔም ቤት
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ሂዊየድንግልማርያምልጅ
ኣያ ዘብረኣቡሩክ ኣምፁኡለይ ቃፃሊ እንድሕር ዘይመፁኡ ብናፉቆት ክሞት እየ😢😢
@kdusgebrialtebkegn7704
@kdusgebrialtebkegn7704 4 года назад
ለምለም ዕይነይ ብጣእሚ ደስዘብል ዘረባ ተዛረብኪ ኣብስደት ዘለና ኣሕዋትኩም ብጣዕሚ ተፀጊምካ ከምዘለና ምናዳ ኣብ እስሪቤት ዘለው ኣሕዋትና ይሳቀዩ ኣለው ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልና
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 года назад
ኣሜንኣሜን ኣሜን
@gjfufrsr4667
@gjfufrsr4667 4 года назад
ATUM ANDA GERE ZEBRAABRUK AKO NAFIKNAYO
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 года назад
ያ ጃምዓ ምዓለሽ እምበር ዘን ተጋሩ ሓራሙ ሓቢየየን ክውመት ደልየ ኣደይ ትሙት ኣነ ትግራወይቲ እየ ዝምርዖ
@asterlove1484
@asterlove1484 4 года назад
Kkkkkk kixerfaka eyen Agame temerieka elen
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 года назад
@@asterlove1484 ዘበነ ደሞክራሲ ኢና ዘለና ኣነ ኸኣ ይጸርፈን
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ
@ሰላምሰላም-ወ4ዀ 4 года назад
ትግራዋይ እንታ ኾይንኻ ግርም ካብ ትግራይ ዉጫ ኖኖ ኣይንፈቅድን
@ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
😂😂😂😂😂😂😂
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 года назад
@@ሰላምሰላም-ወ4ዀ ትግረዋይ እኳ ኣይኮንኩን ግን ክትክልክለኒ እሞ ምጻእ ናይታ ዝምርዓዋ ጋርድ ከስርሓካ እየ ደርሆ ዋሒድ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
ዝተባረኸን ዝተቀደስን ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏 💕 ቤቲ 😘😉
@agiazitalula3331
@agiazitalula3331 4 года назад
በቲ ዕምበባ መሲላ !
@tesfaygere7138
@tesfaygere7138 4 года назад
ብዘይካ ኣያ ዘራኣብሩኽ ዋጋ የብላን ዳርጋ ጨዉ ዘይብላ ፀብሒ
@formafireck3833
@formafireck3833 4 года назад
Haha onboba mesela
@ዓወትብቓልሲ
@ዓወትብቓልሲ 4 года назад
ኣያ ዘብራኣብሩኽ በጃኹም ኣምፅእዎ ብዘይ ብኡኡ ድምቀት የብለን
@yakiem9116
@yakiem9116 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ መሩርዋ🤣
@mkkm5302
@mkkm5302 4 года назад
አወ መሪርዋ ኣነ አውን merirni ኣሎ
@selasela5340
@selasela5340 4 года назад
ክኽክክክ ርግኣት ጠንሳ ብቲ መርርዋ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂🙈🙈🙈
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
ሰላም ሰላም ያ ጆማዕ ኣነ ኣብዛ ገረ እሙን ሓዲሽ ሰብ እየ ሞ #like ተጋሩ ሽኳሪናታት ድቂ ኤሬ ሽኳሪናታት
@direariewedimeketa6990
@direariewedimeketa6990 4 года назад
ክክክክክክ ግጥምን ዜማን ድያ ጠንሳ ዋይ ርግኣት ዝረከብክዮ
@fsahagebremedihn2064
@fsahagebremedihn2064 4 года назад
ዘርኣብሩክ ዓይነይ ዳ ናበይ ጠፊኡ
@mulugetagebreyesus7210
@mulugetagebreyesus7210 4 года назад
Zerabruk Kabza Drama Bzey Msmemae Nkwetse Tegedidu Alo Amlak Yfelt Bkalie Drama Entemetsena Ember Kabzias Wetsieu Eyu
@brhanttjdtam2128
@brhanttjdtam2128 4 года назад
ናይ ሱዳን ጋዓት ኣየ ኣብርሃም ብትክክል መሃሪ ዝኾነ ድራማ ብጣዕሚ ተሸጊርና ኢና ዘለና
@galtigray8701
@galtigray8701 4 года назад
ክክክክ አየ ገሪየ
@f07keren
@f07keren 4 года назад
Selamat kab eritrea💛 Eta enko zikhetatela hanti nay tigray film ger emun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhanttjdtam2128
@brhanttjdtam2128 4 года назад
ናይ ሱዳን ጋዓት ኣየ ኣብርሃም ብትክክል መሃሪ ዝኾነ ድራማ ብጣዕሚ ተሸጊርና ኢና ዘለና
@ወይኖይዓለመይ
@ወይኖይዓለመይ 4 года назад
እንዳ ግሬ እሙን ናይ ብሓቂ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብፍላይ ካኣ ከቶም አብ የመን ዘለው ድምፂ ንኸረኽቡ ስለ ዝሓገዝኩም ብልቢ ኢና ነመሰግነኩም ንኸወፁ ድማ ንፅዕር ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ታሓለቅቲ ህዝቦም ።
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 года назад
ኣታ ዛ ፊልም ጊዜኣ ከተኽብር ኣታ በጃኹምባ ኢቶም ኤሬትራውያን ሰራሕቲ ፊልም ክምዞም ተጋሩ ኹኑ ባኢኢ
@saymonasmerom1156
@saymonasmerom1156 4 года назад
ይገርመካዩ አርትራውያን ኣይተመረክናን መስለኒ ነዚ መነሰይ ሃደ ኣርቲስት ዘንብበና ሲና
@teklehaile5685
@teklehaile5685 4 года назад
ጠበብ ዘለዋ ዲዩ መሲልካ ምስ ዛ ፊልም ዑንግለ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 года назад
@@teklehaile5685 Kkkk ዑንጉለ
@rahsienterteiment1491
@rahsienterteiment1491 4 года назад
Arkey ertrawi abey tiemwo ab gziu kmexaka xegemat eba Teredae
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 года назад
@@samuelaraya6541 Ab sdet diyom zelewu anes kea europa zelewu mesiluni
@hasibetv5250
@hasibetv5250 4 года назад
ዘራቡሩክ በጃኩም ኣምጽዎ
@EFRA1987
@EFRA1987 4 года назад
ክላእ ሓደ ዝብላዕ ዘራብሩኽ ዩ ኔሩዋ ዛ ድራማ ንሱ ካብ ጠፍአ ግን ኽንገድፋ ምበይ
@danm1829
@danm1829 4 года назад
ናይ ብሓቂ አነውን ከማኻ/ኺ
@mulugetagebreyesus7210
@mulugetagebreyesus7210 4 года назад
ናይ ሓሳብ አፈላላይ ኩሉ ግዘ ዘሎ እዩ ስለዚ አብታ ድራማ ምስ ዘለዉ ዝተወሰኑ ሰባት ክሰማማዕ ስለ ዘይክአለ ካብታ ድራማ ወፂኡ እዩ
@mulugetagebreyesus7210
@mulugetagebreyesus7210 4 года назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳኢ ነይሩ
@estiphweldelassie4517
@estiphweldelassie4517 4 года назад
anes kulom eyom lmchewuni
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 года назад
መርሓባ ሙቁራት እንዳ ገሬን ተካታተልተን ኣብ ልበይ❤ ሰፈርኩም 👈
@ao418
@ao418 4 года назад
👍ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
ኣቱም የሕዋተይ ሳብስክራይብ ገይርኩም እንዶ ሰብ ግበሩና።
@kahsaymekonen5810
@kahsaymekonen5810 4 года назад
አረ በይዛካትኩሙ ካባይ ተምሃሩ ስደት ከይድካ ይሓልፈለይ ኢልካ ተሓሲብካ ንስካ ካብ ኣሊክስ ኣይትሕሽን ከም ኣሊክስ ዓሻ ኢካ ኣለና ኣብ ስደት ከም ገድሊይ መራርን ፀሊምን ክፉኡ ዘበን ኣሕሊፍካ ኣባታትና ን ናትና ብርሃን ተቃለሱ እሞ ተዓወቱ እነህኩልካ ኣነ መራርን ዕረን ኩፉኡ ዘበን አሕሊፈ ከርተትን ፃምእን ስቃይን ማእሰርትን ኣሕለፍኩ ግን ከ ወይከ እነህኩሉኩሙ ምጭዎተይ ኣብዛ ፀላም ግዝየ ኣማፃፅኣይ ን ስድራይን ን ደቀይን ሕልፈት ካብኡ ሓሊፍካ ን ዘመድ ግን ከሞ ታይ ይብሃል ዓው ኢልካ ጨዲርካ ዘይተውፅኣ ጭንቅካ በኪካ ቶውባ ዘይትብሎ ኣብ ልዕሊካ ፀገማት እናተዳራረቡ የፅጉሙልካን የጭንቁልካን ካታስ ስነ ልባናካ ኣድህሊሉ ንፈጣራይ ክትፍትኖን ወንጀልካ ክተውንጅሎን መፃኢይ ቤተሰብካ ኣብ ፀላም ድቅድቅ ኣቤልካ ራእይ የብልካ ገለ የብልካ ዘዝወልድካዮም ኩሎም ዳርጋ ዘይናትካ ኣብ ህልም ዝበለ ፀላም ትነብር ኣይ ብ ደቅካ ኣይ ብኣካ ተስፋ ዘይብሉ ሂወት ኣልባ ምንባር ግን ን ዓኩም ነምስግን እትይ ሙጩውን ቡርኩ መራትናን ህዝብና እናራእናን ብ ድራማኩም እናሳሓቅናን ንነብር ኣለና ሰላም ንዓኪይ ትግራይ ሰላም ን ዓኩሙ ደቂይ ዓደይ ብፍርቁኩም እነህኩልኩም ኣብ ስደት ካይነ ነደድኩ
@zerayyohannes7445
@zerayyohannes7445 4 года назад
ኣያ ጆኬር ምስ ኩሉ ማሺ
@yonasresom1474
@yonasresom1474 4 года назад
ክቋረፅን ክትፈላለዩ ዘይብልኩም ፍትዋት ተዋሳእትና ኢኩም እሞ ተሰማሚዕኩም ክትሰርሑ ተስፋ ይገብር ዘረኣብሩክ ዓይነይ ክምለስ ተስፋ ይገብር:: ኣብ ዝሓለፈ ቃለ መሕተት ከም ዝበሎ ብሰንኪ እዛ እንዳ ገሬ እሙን ድራማ ዝተበተነ ሓዳር ናብ ሓዳሮም ከምተመለሱ ስለዚ ክንደይ ሰብ የምህርን የዘናግዕን ኣሎ ስለዚ ተስማዕምዑ በጃካትኩም ትግራዋይ ዝሰማማዓሉ ግዜ እምበር ዝፈላለየሉ ግዜ የኮነይ ልቢ በሉ የቀንየለይ::
@sirakmiki8915
@sirakmiki8915 4 года назад
ብጣዕሚ ኢኹም ንፉዓት ቀጽልዎ
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
አሐጊስኩሙና አቱም ጀጋኑ ስለ አሕዋትና ዝተዛረብኩም ያዉይይይይይይይይይይይይይ አታ አሕዋትና ታይ ኢና ንገብሮ ጨነቀና እኮ አታ አምላክ አቦይ ምሕረትካ ላአከልና
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
አይይይይሰ.አሜን አሜን አሜን.ንግዝኡ እበር ክሓልፍ ይኮውን.እዩ
@salmsalm4029
@salmsalm4029 4 года назад
Amen (3)
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ፅርያት ዓለም💖💖💖💖💖💖💖👍👍👍 አየወ ስደት ሕሱም ሙሉእ ዝነበረ ስድራ ጎዶሎ ዝገብር ለምለም ዓይነይ ናይ በሓቂ ስደተኛታ ተቀርቂርና ከይንቓሪ አብ ዓዲ ዓረብ የፍርሕዩ ፀሎትኩም ይሓግዘና እምበር
@ABEGAZTALK
@ABEGAZTALK 4 года назад
ወይ ገሬ ሓወይ አሕዋትና ይምለሰልና ብሰላም፡ ናብ ገዛይ ቅልቅል ዝበለ ከዓ ብዙሕ ነገር ይረክብ እዩ ሞ ምጹ ኢኹም ብላይክ
@ghghvc6435
@ghghvc6435 4 года назад
ዘይመሮሮ የለን አብ ዓለም ሂወት መራር እያ
@awetwoldemariam1246
@awetwoldemariam1246 4 года назад
ከመይ ትኾኑ ገሬ እሙን ከምኡ ውን ጆኬር እዛ ኣዚና ንሃርፋን ንጽበያን ገሬ እሙን ድራማ ዘራብሩኽ ዘይብላ ጨው ዘይብላ መግቢ ንስኹም ገሬን ጆኬርን ውን ዘይብላ ጨው ዘይብላ መግቢ ኢያ እሞ ሽግርኩም ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ ፈቲሕኩም ዘራኣብሩኽ ኣብ መበል 51 ክፋል ናብ ማይጨሎት ከይዱ ከም ዝነበረ ጌርኩም እንተ ኣምጺኹሞ መብጽዓ ይኣቱ 200 ዶላር ክሰደልኩም ኢየ :: ቅድሚ ሕጂ ውን ን ጆኬር 100 ዶላር ተማጻቢዐ ነይረ ናብ ትግራይ ምስ ከድኩ :: ሕጂ ግን ዘራኣብሩኽ እንተ መጺዩ 300 ዶላር ክሰደልኩም ኢየ እታ 100 ግን ናይ ጆኬር ኢያ
@ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ
Well come enda gerye ኣያ ዘራብርክ $ ለምለም ዓይነይ ዘይብሉ ስሚዕት የብላን ግን ኣይራክዋን ዘለኩ ኣብ ስራህ ኮይነ ዳሃር ክሪኣ እየ
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 года назад
ከይራእኻ ትፅሕፍ ኣነ ከይቕድመካ ድዩ እሞ እምብኣር ምቕዳምካስ ኣይተረፈካን ቐዲመካ ኣለኹ ክክክክክ
@ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ
@@negusgebre3118 ክክክክክ ኣበይ ኣሎ ዳኣ ዝቀደምካኒ ኣነ ካኣ ከይ ትቅድመኒ እየ እኮ ከይ ራኣኩ ጺሕፈ
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 года назад
እዙ ቀዳማይ ዘሎ ወዲ ሓወቦይ እንድዩ ዳርጋ ኣነ ዝቐደምኩኻ ጌርካ ሕሰቦ
@ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ
@@negusgebre3118 ክክክክክ እሞ ከማካ ይከውን ድ ዩ ፡ ወዲ ሓወብካ ዳኣ እንታይ ዳኣ ኣያ ዘራብሩክ ዘይመጸ ኣይ ነገርካዮን ዲካ
@negusgebre3118
@negusgebre3118 4 года назад
@@ኩሉብተስፋንብዓቅሊእዩ ስልኩ ኣይሰርሕንዋ ስማዕንዶ ረኺብካዶ ቱናይ ብቐደማይ ትደልዮ ዝነበርካ አነኮ ሓንቲ ረኺበ ፅቡቕ ነዕልል ኣለና
@danidanghirmayslij168
@danidanghirmayslij168 4 года назад
15፥43 ቅድም ክ አንታይ ዲኩም ኔርኩም kkkkk ገሬ ኡሙን
@መንበረፍቕሪYouTube
@መንበረፍቕሪYouTube 4 года назад
ኣነስ ስደተኛ እየ ዓደይ ብሰላም ክረግፅ ፆሎትኩም ሕሰቡኒ ፍቁራተይ
@ዋውውውደስብሃሊድራማቀፅል
እንዳ ዘውራኣሩክ ከመይ ድየ ዝናፍቀኩም መምሃሪ ድራማ
@SeninetTube
@SeninetTube 4 года назад
yessssss andgna negne :)
@selamhaile8324
@selamhaile8324 4 года назад
Aya Zerabruk dea nabey tefiom?
@fa4r269
@fa4r269 4 года назад
Woww deki adey mary fetwww ❤❤❤❤❤🥰💖💖💖
@halefomsolomon3184
@halefomsolomon3184 4 года назад
ቤቲ ላብስትኪ ደስ አይብልን ቀይርዮ በጃኺ
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
😄😄🙆ሎምዓንቲ ተሓሪፈ ኢላ ገይራስ ቀይርዮ
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 года назад
@@rahelrahel8397 kkkkkkkkkkkkkkkk
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
ቅቅቅቅቅቅ እታዩ ክብ ልብሳ እቲ ከንፍራ ክሳብ ፍንጫኣ ተላሓሚፃ
@Aki-dj2dj
@Aki-dj2dj 4 года назад
Batiy konjo I like you
@ao418
@ao418 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CoSnle6pf9Y.html 👇👍👍👍
@ekramhusen4247
@ekramhusen4247 4 года назад
ዋውው ለምለም ዓይነይ ዝትናገረው ኣስተዉዕሉ
@በለይነሽወለተእየሱስ
ዋይ በቲ ሓፍተይ ክፈትወክ ምዓት ሰበይቲ ኮይነ እምበይ ወድ ካብዝኾን ንዓኽ ከምት መሪዖኹ
@menkemeri9004
@menkemeri9004 4 года назад
ኣቦይ ዘርኣብሩኽ ዘይብላ ድራማ ኣይኮነትን ሰባት ከይትከስሩ ናብ ስርሑ ምለስዎ ሓቂ ክዛረብ ድራማ ትግራይ ተከታቲለ ኣይፈልጥን እየ እንተ ኣብ ጌሬ እመን ድራማ ግን ብጣዕሚ እየ ዝከታተላ ብፍላይ ኣቦይ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወዲ ኤሬ
@FiFi-Axusmawit
@FiFi-Axusmawit 4 года назад
ናይ ሎሚ ገለ ዓይነት ሰራሕ ዝዎጾ የብሉን ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ስደትና ኣሕፂሩ ምስቶም ንፈትዎም ስድራቤትና የራኽበና 🙏😘😘😘😘
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 4 года назад
ተኸታታሊትኩም እየ እንዳ ገርየ እሙን ሰንበት ጽቡቅ ኢና እንዳ ተዛናጋዕና ነሕልፋ ኣቦይ ዘርኣቡሩኽ ከኣ እንቃዕ ተመለሱ :: ተባኢስካ ምዕራቕ ዉን ሓደ ካብቲ ባህልና እዩ እቶም ተኾራሪኹም ዘለኹም ማሌተይ ሲ ገለታት ገለታት 😁 ካብዛ ተኸታታሊት ገርየ ኡሙን ተማሃሩ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ተጋሩ ኣሕዋትና በርትዑ:: ኣብዚኣ ጠዊቁም ሞራል ከኣ ሃቡኒ ሓዳስ ናተይ እያ ፍረወይኒ ሓፍቱኹም እየ 🙏🏽🍇 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-FkNBzvHnIMsq.html
@girmanshealem6294
@girmanshealem6294 4 года назад
ኣብ የመን ብቻ ኣይከኑን ኣብ ሱዑዲ ጀዛን እውን ክንደይ ኡሱር ይሳቀሎ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 4 года назад
ወርቂ ተጋሩ አሕዋት እኳዕ ብሰላም መፀኩም
@ግርማነሽሽኮር
@ግርማነሽሽኮር 4 года назад
ፅብቋታይ❤❤❤❤like me🙄
@hagosybzah7163
@hagosybzah7163 4 года назад
ትግራይና ካብ ኮሮና አምላክ ያህልወልና ተጋሩ ደቂ ፃድቃናት ፍትው እየ ዛብለኩም።
@SaraSara-wn1iz
@SaraSara-wn1iz 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@merhawi1991
@merhawi1991 4 года назад
እንዳ ኣያ ዘርኣብሩኽ ኣብዛ ስቲኮም ድራማ እንታይ እዩ ምንጪ እቶቶም ( ድራሮም)፧ ኣብርሃም ሓቁ እዩ ን ስዑዲ ክብል፡ቀልጡፉ ስራሕ ሃብዎም ኣብዛ ድራማ፡መበል 11,001 ከይኮነ።
@መንከምኣደ-ገ1ጘ
@መንከምኣደ-ገ1ጘ 4 года назад
mihret yewridelaka aya zerabiruk
@lijweldush3078
@lijweldush3078 4 года назад
#ዋው...ናይ ሎምዓንቲ ፍልይ ብዝበለ ኣመቂርክምዋ ...❤👌ድምፂ ስደተኛታት ብምዃኖም ደስ ዝበለኩም...like....like....
@milkyashabtom8208
@milkyashabtom8208 4 года назад
ዲሲ ላይክ ሂበኩም ኣለኹ ዘራብሩኽ ኣበይ ኣሎ
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ
@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ 4 года назад
ቀስ ዘይትብል እንታይ ዲሲ ላይክ ኣውቀዐካ
@milkyashabtom8208
@milkyashabtom8208 4 года назад
@@ፍቅሪጥዑም-በ2ፀ ኢሂ ጾም ምድሪ ዲኻ ተጠሚካ
@hansab1
@hansab1 4 года назад
ሰናይን ፍቅርን ዝዓሰሎ ሰንበት ንኩላህና ኣብ ዘለና ሃሊና ።
@alialrefaie4801
@alialrefaie4801 4 года назад
ኣሜን
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@fissehahagos6360
@fissehahagos6360 4 года назад
ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-swd-xHeynwc.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 4 года назад
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍልሚ እያ ኣብ ወቅታዊ ጉዳያት ዘድሀበት ከኣ ስለ ዝኾነት ቀጽልሉ
@helenbeyene3368
@helenbeyene3368 4 года назад
ገሬ እሙን ደስትቤል ፊልም ዘርኣብሩክ ኣይነይ ግን ናፈቅ ናዮ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
ትዕበዬ #ለምለም ሙቁራተይ ሓቂ ኣለኪን😥ሓደ ረክቡ ናበለ እዩ ብዙሕ ዝጠፊእ ዘሎ😥
Далее
gere emun Part 51
29:04
Просмотров 406 тыс.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
МОЮ ТАЧКУ РАЗБИЛИ...!
39:06
Просмотров 428 тыс.
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 647 тыс.
21000 Мико VS Солонгон аашт Е7
1:46:40
Просмотров 1,5 тыс.
GERE EMUN PART 197 | ገሬ እሙን ክፋል 197
38:15
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45