Тёмный

Gere Sheraro "ብፃይ" ገሬ ሸራሮ ሓዱሽ ትግርኛ ደርፊ 2015 | "Btsay" New Tigrigna Video Music 2023 

Suzan Multimedia
Подписаться 156 тыс.
Просмотров 828 тыс.
50% 1

Suzan_Multimedia_RU-vid_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - / suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzanmultimedia
Tiktok - / suzanmultimedia
#Wedding #Tigrai# #Tigraimusic

Развлечения

Опубликовано:

 

25 апр 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@dadydady3547
@dadydady3547 2 месяца назад
ይሄን ሙዚቃ 100 ጊዜ ሰማሁት በሰማሁትት ቁጥር አንጀቴ ይንሰፈሰፋል እንባዬ ዝም ብሎ ይፈሳል!😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tigraytube8615
@tigraytube8615 8 месяцев назад
ሓዘን መሪር እዩ !💔😭 በጃኹም ዛ ርኢቶይ ከየንበብኩምዋ ከይትሓልፋ 🙏 አኻእሎ ይሃብኪ አዶ ትግራይ !💔😭 ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና 😭💔 ስድራ ስውአትና ክንከናኸኖም ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ ! ካብ ሎሚ ሓደ ወገን ንሓደ ስድራ ገዛ ስውእ ! አዶ ስውእ አዶ ኩልና እያ ! አቦ ስውእ አቦና ኩልና እዩ ! አዴታት ትግራይ ንሕና አብዛ ምድሪ ከለና ብሓዘን ደቃ ክተስተማስልን ክትስእንን ክትጉህን ክትሓዝንን የብላን አዶ ኩልና እያ አለናልኪ አደይ አጆኺ ! አእጃምና ነወፊ !🙏 ሕልና ነዕቢ 🙏 ንተሓጋገዝ ንደጋገፍ ሓቢርና ንዕበ ሓውና ነኽብር ቅድም ንሓውና ንበል ሰናይ ዘበለ ኩሉ ንዓኹም ተጋሩ አሕዋተይ ❤🙏
@Amoon-db4kz
@Amoon-db4kz 8 месяцев назад
😢 vvvhb😊
@yeshem
@yeshem 8 месяцев назад
👏🙏
@haymi2894
@haymi2894 8 месяцев назад
😢
@user-np8ph3nw4m
@user-np8ph3nw4m 8 месяцев назад
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳Kbrn mogosn nswaatna
@gsas4971
@gsas4971 7 месяцев назад
💗😥😥😥💊💔
@frehiwotgebru1035
@frehiwotgebru1035 8 месяцев назад
ይሄ ዘፈን ሳይሆን ማነኛው ሰው ስለ ተጋዳላይ ሲያስብ ውስጡ የሚሰማውን ገሬ በዚህ ዘፈን የትግራዋይን ውስጥ አውጥቶ አሰምቶናል እናመሰግናለን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዋእትና
@debonairtf7953
@debonairtf7953 8 месяцев назад
ብ ትግርኛ ዘይትፅሕፊ
@aman0611a
@aman0611a 8 месяцев назад
ነፃ ሃገረ ትግራይ ደበስ ስዉኣትና ኢያ። ዘልኣለመዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💛❤️
@sabayoutube7945
@sabayoutube7945 Год назад
ገሬ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏 ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ዘሎ ቃንዛ ስራሕ ሰሪሕኻ ዛሓወይ 😢😢😢
@meareythegay1548
@meareythegay1548 Год назад
ያውይይይይ ኣይዊተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይይይይይ
@MusaredMusared
@MusaredMusared 9 месяцев назад
😢😢😢😢😢
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 8 месяцев назад
ደቅነዋይ ምስ ናፍቆተይ ጠልምክምኒ ስደተይ ከይኣክለንስ ንትክም ወስከሉ ዓይነይ ንፃፉ ውሽጠይ ግን ይነብዕ💔😭🖤
@NgstiHayezgi
@NgstiHayezgi 2 месяца назад
ዓለምጎዶሎ፡ባይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እፈ
@user-en1zd1ev6c
@user-en1zd1ev6c Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
😢😢😢ኣነ ኣይካኣልኩን ኣብይኒ ከብደይ ዋይ ቃደማኩም ሰራዊትና ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ዝተረፍኩም ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝሓመምኩም ዝተወቃዓኩም ለ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም💛💖💪🙏
@almazdesta1743
@almazdesta1743 8 месяцев назад
እጆና
@habtomhabtom7831
@habtomhabtom7831 8 месяцев назад
ህዝቢ ትግራይ ዘይ ኢዱ ረኺቡ እዚ ሓላል ህዝቢ ኣሕ ፅንዓት ይሃብኩም
@user-eg3mb7cb9c
@user-eg3mb7cb9c 7 месяцев назад
ታይሞ ክንገብር አታ ወዲ ኤሬ ህዝቢ ትግራይ እዚ ክረክብ እዩ ኢልና ሐሲብና 😭😭😭😭 ግን እንድዒ ሐወይ ናተይ አብ ዓለምና ተርእዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ሀሊቁ እስኪ ይኩን
@michaelassefa8329
@michaelassefa8329 5 месяцев назад
ሕማቅ ኣይትርከብ ለባም ሰብ
@mymamking8293
@mymamking8293 9 месяцев назад
እዚአ ደርፊ ስጋካ ሐሊፋ አዕፂምትካ ትትንክፍ ሐዘን መሪርዩ ፂንዓት ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 8 месяцев назад
እዛ ቀታሊትና ዝኮነት ጨርቂ ኣይተርእዩና ዳግም ኣይተሕሙና.
@mymamking8293
@mymamking8293 8 месяцев назад
@@hiwotkidanu7150 አብ ክሳድኪ እሰሪያ ከም ማዕተብ ንሳያ ካብሽግር ዘውፃአትኪ ባዓል ዘርሞዘሪሞ ዳአ አዲስ አበባ ኮይኖም ቢሮኦም ይሰትዩልኪ አለውኮ ግን ፂንዓት ይሃብኩም ንኩሉኩም
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 8 месяцев назад
@@mymamking8293 ይትረፍ ኣነ ንስካ እውን 1 ማዓልቲ ሓዊ ክተንድዳ ኢካ ምስተረደአካ.
@teklaytadioss3511
@teklaytadioss3511 8 месяцев назад
እዋይ ልብኻ ክበልዕ! ኣቱም ተጋሩዋ ሓደራ ስድራ ስዉኣት ምሕብሓብ ናይ መጀመሪያ ስራሕና ንግበር።
@Sanirey777
@Sanirey777 8 месяцев назад
Ewe galey hakki
@wnie4525
@wnie4525 Год назад
ሓደራ ንስድራ ስውኣት ከይጥለሙ😭💔💔ምእንተና ዝተሰውኡ ጀጋኑና ዓፅሞም ከይወግአና😭😭😭
@TadesseMulusew-rv4cd
@TadesseMulusew-rv4cd 2 месяца назад
በጣም የህዝብን ስሜት የገለፀ ሙዚቃ . ..... ክበርልን ወንድሜ ክብር ለተሰውት ጀግኖች
@gdhs-xi2rj2vr1
@gdhs-xi2rj2vr1 9 месяцев назад
ክብርን መጎስን ንክቡራት ስዉኣትና ዋይ ክመርር መተዓቢተይ መሓዙተይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@meriedkulubrhan2707
@meriedkulubrhan2707 Год назад
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉግዜ ረዚን እዩ :: ስምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ስቓይ ዘይነበርኩ እኳስ ተሰሚዑኒ :: ፅንዓት እንዲኹም ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኩም !!!!❤❤❤❤
@belesmedia2022
@belesmedia2022 Год назад
እዋይ ልብኻ ክበልዕ!!! ኣቱም ተጋሩዋ ሓደራ ስድራ ስዉኣት ምሕብሓብ ናይ መጀመሪያ ስራሕና ንግበር።
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb 8 месяцев назад
Nhwehat mknxal srahkum ykun
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 8 месяцев назад
​@@hanitekeste-oh2wb ከይትሓስቦ
@micheltekie886
@micheltekie886 8 месяцев назад
Ahhhhhh ane Eritreawi eye gn btaemi eye bekye yehwat❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭xnat yhabkum swat yehwat?
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on 9 месяцев назад
እዋይ አህዋተይ እዚ ኩሉ ምእንተና እዩ እሞ የቅንየልና ክብርን ሞገስን ንቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ስውአት አህዋትና😢😢😢😢😢
@azemeraassbha9713
@azemeraassbha9713 Год назад
አጀና ጀገኑና ምስወእትኹም ክብሪ ሃገርኩም ንሕበን በአኹም 💪💪💪💪💪
@Asefaalsa
@Asefaalsa Год назад
ኣቱሙ ሰባት ግን ልመንታይ የሳቅዩና መርድእ ኣሕዋትና ብስነሰርዓት ለየንገረና ካብ ትፅቢት ልከፍእ የለይ ቁርፅካ ፈሊጥካ ፀጥ የሐሽ 😢😢😢😢
@user-oq3ui2zq4g
@user-oq3ui2zq4g Год назад
ክብር ለናንተ ይሁን 😢😢😢ሁሌም ጀግኖች ናቹ ለኔ ነፃነት የተከፈለ ትልቅ ዋጋ 😢😢😢
@mebretube3312
@mebretube3312 9 месяцев назад
😭😭😭ኡፍፍፍ እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ሓወይ ሬሳ ከልዕሎ ከለኹ ን ኣደይ እንታይ ኢለ ክነግራ እየ ኢለ ክጭነቕ እያ ተዘክረኒ ፅንዓት ይሃብ እስኪ ን ኣደታት ትግራይ😭😭😭
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 8 месяцев назад
😭😭😭💔
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di Месяц назад
😢😢😢
@hilufgirmay329
@hilufgirmay329 Год назад
ኩላትና ተጋሩ ትግራይ ናይ ኩላትና እያ ንብል ተጋሩ ዕላማ መስዋእትነት ንኡሳት ሰማእታት ኣሕዋትና ከይንርስዕ ሕድሪ ኣለና። ብፍላይ ድማ ስድራ ስውኣት ከመረቲ ዝሓለፈ ከይንጠልም። ከይድገም ከይርሳዕ ሓደራ። RIP to all my braves brothers and sisters who gave us their lives for our freedom.
@user-uv8om5do9r
@user-uv8om5do9r 8 месяцев назад
Bsotey nafikekum😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ffbh9535
@ffbh9535 8 месяцев назад
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋኣት ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢ከብደይ በልዓትኒ እዛ ደርፊ ኣይካኣልኩን ኣሓተይ መተዓብይተይ መማህርተይ ኩሎም ወፍሮም ቀርዮም ዓው እልካ ዘይትበክየሉ ዓዲ ኮይኑና ልብና ደምዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 8 месяцев назад
ኣነለ ካብ ትማሊ ጀሚረ እኒአኹ በይነይ ላነባዕኹ😢😢
@tsilalentertainment7154
@tsilalentertainment7154 9 месяцев назад
መሓዙተይ ኣሕዋተይ መላምል ደቂ ዓደይ ምእንተ ትግራይ ዝኸፈልኩምዎ መስዋእቲ ኣይንርሰዖን ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 😢
@user-vj7tv3qv5m
@user-vj7tv3qv5m 8 месяцев назад
በጣም የሚያዛዝን ዘፈን ነው ለሁሉም የትግራይ እናቶች ፅናቱን ይስጣችሁ ሌላ ምን ይባላል
@user-gq5kr6nr1z
@user-gq5kr6nr1z 8 месяцев назад
ዋ ዋ ዋ ይይይይይ የሕዋተይ 💔💔😭😭😭 ክብርን ሞገስን ንስውኣት። ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኺ
@user-xq8fy4cl9g
@user-xq8fy4cl9g Год назад
አብ ኩናት ዘዋዓለ በልሕ ንትብሃል ሓቂ። አየ ደቂነይ💔💔💔😭😭😭😭😭
@Himunich
@Himunich 8 месяцев назад
💔💔💔 TDF fought 2 country’s with drone and everything 💔💔💔 I’m proud of you guys Without you we would have lost more children 💔💔💔 We will never forget what the evils did to us TDF forever ❤️❤️
@rahwamesoud4152
@rahwamesoud4152 8 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና 🙏🏼💛❤😢✊🏼
@sultanalisultanali4588
@sultanalisultanali4588 Год назад
ልብኻ ዝሰብር ታሪክ ጀጋኑ ስዋእትና 😥 ገረብርሃን ወዲ ዓደይ እንኳዕ ዓይነይ ረኣኹኻ 🙏 መንእሰይ ትግራይና ኣበይ ተሪፉ ብፍላይ መንእሰይ ሸራሮ ፀላኢ ሻዓብያ ምስ መፀ ከመይ ናብ ቃልሲ ዊሒዙ 😥
@newhopeethio6931
@newhopeethio6931 10 месяцев назад
እንታይ ክበሃል ተፈልዮምና ክንደይ ብፆት
@weyikunfekadik3711
@weyikunfekadik3711 8 месяцев назад
ጨንቅና ኣሎ መምህር ዘርኣይ ሓወይ ጠፍእና ሎ
@SamiraSamira-gz7zl
@SamiraSamira-gz7zl 8 месяцев назад
😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-ru1nt3uw4p
@user-ru1nt3uw4p Год назад
ወዲ ኣሚታ ጅግና ልቢ ብዙሓት ነኺእኻ ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና👏😥😥😥😥
@ghgh2357
@ghgh2357 9 месяцев назад
ኣብዚ ዘለካ ቃንዛ አሸካንዶ ንሱኩምስ ንሕናካ ምካኣል አቡና😢😢😢
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Год назад
እዋይ ክመርር!!💔😢
@hiwotgebreamlak4887
@hiwotgebreamlak4887 Год назад
💔💔💔😭😭😭😭💔💔💔
@birhanukebed8589
@birhanukebed8589 Год назад
ብጣዕሚ መሪር😭😭😭
@gygstyftg2495
@gygstyftg2495 Год назад
😢😢😢
@yonasaraya3212
@yonasaraya3212 Год назад
@selamgebre-sr5wc
@selamgebre-sr5wc Год назад
😭😭😭😭😭😭eway 💔💔
@abrhaleyarefaine6862
@abrhaleyarefaine6862 Год назад
ልቢ ይሰብር! ዝገርም ስራሕ እዩ 💔" ክብርን ሞገስን ምእንተ ህዝቦም ንዝሓለፉ ጀጋኑና❤💪🙏!"
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p Год назад
ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤️💛💪🙏
@user-hg6wx7ld9v
@user-hg6wx7ld9v 6 месяцев назад
ክብርን ሞጎሰን ንቶም ጀጋኑ ሰማእታትና !!!❤❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Год назад
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ረዚን እዩ ።✊😥 ሰምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ሰቓይ ዘይነበርኩ እኳሰ ተሰሚዑኒ😥😥 ፅንዓት እንድኹም ኩሉ ግዜ ፍጣሪ ፅንዓት ይሃብኹም 🤲❤😥 ክብር መጎሰን ንዓኹም ጅጋኑና 🤲🤲😥😥
@user-ys4vt2ip2v
@user-ys4vt2ip2v 11 месяцев назад
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣበይ ኣለና ክሳብ ሕጅስ 100 ዘይ መለአት ኣላ ኣረ ተጋሩዋይ ንዑ ባዕልና ንባዕልና ንተሓገገዝ❤👏 ተጋሩዋይ መዓረይ ይፈትወኩም እየ♥️♥️♥️
@ffggggg9238
@ffggggg9238 10 месяцев назад
ጀጋን ትግራይ በዛኻትኺም ዳኣነ ምእንተ ሕና እዝኺለይ ሱቃይ መከረይ ሪእኺም 😢😢😢ኪብሪ ንጀጋኒ ኣሕዋትና ❤❤❤ወድነኤይ እነኺ በለን 🙏🙏🙏
@FrtyonyFton11
@FrtyonyFton11 10 месяцев назад
አይይይይይይይይ
@hadasDugom
@hadasDugom 8 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢😢
@gualabaytigray
@gualabaytigray Год назад
ዓደይ ህዝበይ ኣባይካ 💔😭 ክብርን ሞጎስን ነቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ንጀጋኑ ሰማእታትና 💔✊️
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 9 месяцев назад
እዋይይይ ደቂ ዓደይ አሕዋተይ መታዓቢተይ ፀላኢኩም ይደፋእ ተደፊኦም ተሪፎም 😢😢😢😢😢ፅንዓት ንመላእ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢
@user-ur7xn3op9f
@user-ur7xn3op9f Месяц назад
ቡፀተይ ማዓረይ ኣይካኣሉኩን ልብና ክንደይ እዩ ፀሩ እናሓደር እምበር ድቃስ ከልእኒ ብከመይ ከን ክርሳዕ ዘይቀብፅ አረ እንራከብ እዩ ዝመስለኒ እንተ ኣነ ግን ብዛ ደርፊ ክነብዕ ይነብር ኣለኩ ዘይሃስስ ቃንዛ ክብርን መገስን ናዓኩም ahhhhhhhhhhhhhhhh
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 9 месяцев назад
ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢እውይ ክመርር ኣታ ኣብ ሰደት ኮንካ ሓዘን እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢ኣኽኽኽኽ
@user-cr4ih1di4b
@user-cr4ih1di4b Год назад
ዋይ ኣዳ ትግራይ ዝረከበቶ😭😭😭😭ብፃየይ መዓረይ እንቃዕ ብሂወት ተረፈካ
@user-xg5bz9qz3f
@user-xg5bz9qz3f 8 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭አንታይ አየ ክብል የ 😭😭😭😭😭😭ክብርን ምጎስን ጅጋኑ ስማኣታትና 😭😭ጽንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ዓድይ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@nardosabreha7335
@nardosabreha7335 8 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏🏾
@tgraytgray8925
@tgraytgray8925 Год назад
😥😥😥😥😥 ሀዚውን ከይድገም ሃገርና ንፍለ ተጋሩ እንስሳትናውን ንሳነ ብሓሳብ ንእመን ቃል ንእቶ ስውኣትና ንደብድስ ከምኣቦታትና ሓደራ ከይንበልዓ ከይርሳዕ ከይድገም ቃልስና ንሃገርዩ ሃገር ንሃገራ ንፍትሓዊት ሃገር ትግራወይቲ ሃገር።
@gsggsyywyw6301
@gsggsyywyw6301 9 месяцев назад
ክብረን ሞጎሰን ናዓኹም ጀጋኑና እህህህህህ ልቤ ዝተንክፈ ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-nb3xn8zo3y
@user-nb3xn8zo3y 9 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉአትና😢😢❤❤❤❤
@abnethagos7053
@abnethagos7053 11 месяцев назад
አሕ ቃንዛ ህዝብናን ዓድናን ናይ ዉሽጥኻ እትገልፅ ስራሕ እያ ወዲ ትግራይ ጅግና ❤❤❤
@hanoonohaa4414
@hanoonohaa4414 6 месяцев назад
😢😢
@user-rd9xm5hq4x
@user-rd9xm5hq4x Год назад
አዚ ኩሉ ንሰለ ትግራይ አይ ከብረን ምጎን ንዓኩም❤❤❤
@user-xn5rr1tn3w
@user-xn5rr1tn3w 8 месяцев назад
ዓቅሚ የብለየን ንዛ ደርፊ ክሰምዕ😭🖤
@abebagebretsadik7089
@abebagebretsadik7089 8 месяцев назад
ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ !!!!! ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና!!!!!!!!!!!!
@sarakonjo9328
@sarakonjo9328 9 месяцев назад
ቕድመኩም ጀጋኑ ኣሓተይ ኣነ ሓፍትኩም ሓመድ ይብለዐኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ተጋዳለይ TDF❤💛✊😢😢ኣሕ ደቅነይ😭😭😭😭
@samuelhadush
@samuelhadush Год назад
This is one of the greatest pieces of art depicting the harsh and costly struggle. worthy of the sacrifices they made. Painfull to hear let alone to live it. Thank you🙏
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 Год назад
Effff😢 ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ጀጋኑ❤💛🙏
@lizaseid8578
@lizaseid8578 3 дня назад
ኣዶ ትግራይ ፅንኣት ይሓብኺ ብጣዕሚ ኸብዲ እዮ ጀጋኑና ብሰላም ዕረፉ
@hanaatakelti4378
@hanaatakelti4378 8 месяцев назад
ክብረን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰውአትና ብሰላም ዕረፋ ጀጋኑ ሰማእታት ዘ -ብሄረ ትግራይ💛❤😭😭😭!
@mekenetfilmproduction1744
@mekenetfilmproduction1744 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ! ፅንዓ ንኦዶን ህዝብን ትግራይ😢😭
@QuantumStulmy21
@QuantumStulmy21 10 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ!❤
@Juntit
@Juntit Месяц назад
ከህይወት በላይ ምን ይሰጣል🥺🥺😭😭ሳላኩም ቅንዕ ዒልና🥺🥺😭😭ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና🥺🥺😭😭😭
@titigaltigray
@titigaltigray Год назад
እዋይ እልካ ዘይምለስ ኣሕዋትና ኣብረኻ ቀርኹም እውይ 💔💔💔 😭😭😭😭😭😭
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
እዚ ኩሉ ንስለ ትግራይ እዩ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና💔😥✊💊🙏
@melon_arkebe
@melon_arkebe 9 месяцев назад
የኔ TDF, ስለከፈልክልኝ ዕዳ ሁሉ ከልብ አመሰግናለሁ🙏
@ezanaalemayoh7282
@ezanaalemayoh7282 8 месяцев назад
ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና ሰማእታት ትግራይ💔😭ፅንዓት ንኹሉ ትግራዋይ💔😭😭😭
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 8 месяцев назад
😢😢😢😢😢ሓሪርና ኩሉ ግዜ ብክያት ደሰ ክብለኒ ከሎ ይሰማዓ 😢😢
@bashatube8986
@bashatube8986 Год назад
Rest in power to all my braves brothers and sisters who gave their lives for my freedom. RIP❤❤
@alemabadi9107
@alemabadi9107 5 дней назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ንጆጋኑ ሰማእታትና 😢😢😢😢
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s Год назад
እህህህህ😢😢😢😢😢😢አዶ ትግራይ አቦ ትግራይ ጽንዓቱ ይሃብኩም መራሕቲ ማ ተሓቆቂፎም እኮ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
ኡፍፍፍ ኣይከአልኩን😢😢😢😢ፅንዓት ይሃበና ህዝቢ ትግራይ ኣጆና እስኪ
@TDF16
@TDF16 9 месяцев назад
😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔ታይሞ ኽንብል ብዘይ ፈጣሪ ነፍስኹም ብየማኑ የቕምጠልና ጀጋኑ ማዓረይ😢😢😢😢 ኣኽኽኽኽኽ ዛኻሕዳም ዓዲ 🇪🇹 ትባሀል እናገበርና ህዝብና ንንበር ዶ 😡😡 ተጋሩ ኣይንረስዕ ...ኽብርንመለን ሞገስን ንመላእ ጀጋኑናን ህዝብናን። 😢 ስድራ ስውኣታት ፅንኣት ይሃበልና።
@FuadNuru-qw1ft
@FuadNuru-qw1ft 5 дней назад
ኣክክክክክ ኣነስ ኩሉ ግዜ ኣሕዋተይ ኣቦይ ትናፍቁኑ እንተለው እዚ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ ዕደመ ይሓውካ ዝሓወይ 😭😭😭
@LjhY-ex9jx
@LjhY-ex9jx Год назад
ክብርን መጎስን ንዓኩም ጀጋኑና 😭😭😭😭😭😭
@belexkehase9588
@belexkehase9588 Год назад
ልብካ ትትንክፍ ደርፊ😔🥺😥😭😭💔🖤💔💔💔💔 ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና💊💔🖤💔🥺😔😭😭😭😔🥺😥
@abebafkri975
@abebafkri975 9 месяцев назад
ፅብቅ ስራሕ ትዘሎ ኣብ ኩሉ ቃንዛ ጀጋኑና እዩ😢ኣየ ኣነ ዕሸላት ኣሕዋተይ ኣብ በረካ ቀርኩም ፋይዳ ዘየብሉ💔😭😭
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r Год назад
ዓወት የለን ብዘይ መስዋእቲ፣መሰል የለን ብጀካ ቓልሲ፡፡ እዩሞ ወላድ ትግራይ ፅንዕ በሊ
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 9 месяцев назад
ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና ወትሩ አብልብና አብልቢ ትግራዎይ ኢኩም ጅግና እይነብርን❤❤❤
@hilinayishak5625
@hilinayishak5625 8 месяцев назад
Such a sad song 😢. Rip to our TDF hero’s ❤️💛🫡
@m.t12
@m.t12 8 месяцев назад
💔😭 auffff 💔 I am filling something I can't explain to my filling but just wanted to cry 😢😢😢
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv 9 месяцев назад
አንታ ጅግና እቲ ናይ ጀጋኑ ዉዕሎን ስቃይን ብዝግባእ ገሊፅካዮ ዕድመ የሃብካ ።
@user-ok6xi6py3g
@user-ok6xi6py3g Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና😢😢😢😢
@gdhdhgdgd905
@gdhdhgdgd905 Год назад
ዋይ ክመርርር ኣይኣነ ደቅነይ ኣበይ ተርፍኹም ብተስፋ ይፅበ ኣለኹ ጓልነኹም😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@G-zb8nv
@G-zb8nv 5 месяцев назад
💔😭😭😭😭ብፆት ብጣዕሚ ናፋቅ ክብርንምጉስን ምእንት ህዝቢ ክቡር መስዋእትነት ዝኽፈል
@user-yc5ot5gx2c
@user-yc5ot5gx2c Месяц назад
ክብርን ሞገስን ንስውኣትና♥️💪🙏
@semerrewelqaitey4473
@semerrewelqaitey4473 Год назад
ዘልዓለማዊ ክብሪ ንህዝቦምን ንሃገሮም ኢሎም ዝተሰውኡ ጀጋኑ ተጋደልቲ ተጋሩ
@ybrahatsbeha7779
@ybrahatsbeha7779 9 месяцев назад
ፅንዓት ንመላእ ትግራይ
@rutahaile2171
@rutahaile2171 8 месяцев назад
ተጋዳላይ ትግራይ ሕልፊ ሰብ❤ ከብደይ በሊዓ ቀቲላትኒ እዛ ደርፊ። ክብርን ሞገስን ንስውአትና።
@basicresearch7516
@basicresearch7516 7 месяцев назад
ፅንዓት!!!! ንመላእ ህዝቢ ትግራይ!!!! ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም:: ኣሕዋተይ😭😭😭😭 ኣሓተይ😭😭😭😭 ኣቱም ንኡሳተይ😭😭😭😭ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!! ኣሕ!! ልብና ደሚዩ::
@alemabadi9107
@alemabadi9107 8 месяцев назад
😢ክብርን ሞጎስን ንስዉኣት ተጋደልቲ ትግራይ❤
@user-pp3tm1fr1o
@user-pp3tm1fr1o 8 месяцев назад
ክብርን ሞገስን ንተጋደልቲ ትግራይ
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 8 месяцев назад
አዋይ ኣነሰ ኣይከኣልኩን ተጋሩዋይ 😭(😭😭 ክብርን መጎሰን ንዉኣትና አንታአየ ክብል አወ ኣሕዋተና መሓዙትና😭😭😭😭 ኣካአሎ ይሃብኩም ወለዲ😭😭😭😭😭
@user-gk7jb8mc2t
@user-gk7jb8mc2t 3 месяца назад
ብዚኣ ሙዚቃ ናነበዐኹ ይውዕል ኣለኹ ተስፋ ዘይብሉ እሞ ዝምለስና እናመሰለኒ ወዲኖ ዓኸኸኸኸኸ ኣይ ኣነ 😭😭😭😭😭😭❤😭😭😭💔
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 9 месяцев назад
አቤት ሓዚንካ እትንፋስ ዘይት ሓልፍ 😭😭😭😭😭
@zipper477
@zipper477 Год назад
Omg So Heart breaking 💔 Long leave TDF🤝🙏🙏💛
@birhanefissahaye6999
@birhanefissahaye6999 8 месяцев назад
ዋይ ኣሕዋተይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም፡፡ ከብድኻ ዝብልዕ ደርፊ። ተጋሩ ሃደራ በዓልትና ንተሓጋገዝ
@iloveyoutigraycountryilove4438
@iloveyoutigraycountryilove4438 8 месяцев назад
ኡፍፍፍ ኣይካኣልኩን ኣይይይ ኣሕዎትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና 😭😭😭❤❤
@yordabrhane2533
@yordabrhane2533 9 месяцев назад
ፅንዓት ንመላእ ትግራይ😢
@gxxvdd5935
@gxxvdd5935 Год назад
ነቲ መሪርን ጥንኩርን ዝኾነ ፀገማትኩም ብዝላዓለ ሓቦ ሳዓራይነትን ጅግንነትን ተሓንጊጥኩም ሲዕርኩም ኢኩም ጀጋኑና
@LICHYATAMENE
@LICHYATAMENE 8 месяцев назад
ኣካእሎ ይሃበና ፈጣሪ🙏😭😭😭😭ከብድካ ትበልዕ ኣብ ልቢ ትግራዋይ ኩሉ ዘሎ ቃንዛ ትገልፅ... ኩሉግዜ ኣብ ልብና ይነብሩ ጀጋኑና..
Далее
I wish I could change THIS fast! 🤣
0:33
Просмотров 75 млн
Не плавайте тут!😨🌊
0:26
Просмотров 4,5 млн