ኢመይል ምስ ንኸፍት መጀመርያ password ናቱ ክንርስዖ የብልናን። ንምንታይ ይጠቅመና ንዝብል ከኣ ፡ንኣብነት ናይ you tbube channell ክንከፍት ይጠቅመና፡ ስእሊ ይኹን Documment ከኣ ኣብ Google Save ይኾነልና። ስለ መክትታልኩም ብልቢ የመስግን። ሰሰናዩ።
16 сен 2024