Ghirmay Solomon-Eritrean Old Songs
ኣቦና ግርማይ ሰለሙን ንዕሊ ሰብዓ ዓመት ኣብ ዓውዲ ስነ ጥበብ ብፍላይ ድማ ኣብ ሙዚቃ ብድምጹን ብዑድ ዝተባህለት ናይ ሙዚቃ መሳርሒትን ሙዚቃ ሃገርና ኣብ ምምዕባል ዓቢይ ኣበርክቶ ዝገበረ ህቡብን ፍቱውን ሰነ ጥበባዊ ኣብ መበል 86 ዓመቱ ካብ ዛዓለም ብሞት ተፈልዩ እኳ እንተኾነ እቲ ዘፍረዮ ዘይምኖ ደርፍታቱ ንዘልኣለም ኣብ ልብና ክነብር እዩ
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኣቦና ግርማይ
Stay tuned for more and subscribe.
23 окт 2024