ፖሎቲካዊ ብዙሕነት ብልጫ ኢዩ። መወዳደርን ንዕብየት ሃገር ሓጋዝን ልዕሊ ምዃኑ ፣ ናይ ዲሞክራስያውነት መረጋገጺ እውን ኢዩ ።ጎይትኦም በርሀ በቲ ዘርኣዮ ኣብ ማእከል ተባላዒ ስርዓት ኣቢይ ብቖራጽነት ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ደው ብምባሉ ፣ ማዕረ እቲ ኣብ ግንባር ዝኳሻሕ ሰራዊት ትግራይ ኢዩ።
26 фев 2021