Habesha Education: ናብ ሽወደን 2015 ኣትየ፡ኣብ 2017 ወፍሪ ጀሚረ፡ ሚልዮነር ንምካን ኣብ ጻዕሪ ኣለኩ ገርየ፡ ተስፋጋብር #economy #geopolitics #finance #stock .
Disclaimer/ መተሓሳስቢ
This video contains information for educational purposes only. Before implementing the teachings, please consult a licensed attorney, financial advisor, or accountant.
ኣብዚ ቪድዮ ዝቐርብ ሓበሬታ ንመምሃሪ ጥራይ ዝዓለመ እዩ። ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝተኣከበ እዩ። ቅድሚ ዝኾነ ትምህርተይ ምትግባርኩም ብሕያውነት ካብ ፍቓድ ዘለዎ ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ምኽሪ ድለዩ።
7 сен 2024