Тёмный

Hadigela (ሓዲገላ) - Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) New Eritrean music 2023 

Buruk TV
Подписаться 175 тыс.
Просмотров 3,4 млн
50% 1

(ሓዲገላ) ብመርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ። New Eritrean Tigrinya music 2023 (Hadigela) by aMerhawi Kidane (Qarya) @BurukTv.
Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
#Eritreanmusic, #Eritreansongs, #Tigrinyasongs

Развлечения

Опубликовано:

 

18 окт 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 917   
@LongLife-mg1et
@LongLife-mg1et 7 месяцев назад
ቃርያ ኩሉ ዝፈትዎ ጸላኢ ኣልቦ ከመይ ዲካ ❤ ብስም ቃርያ እስከ ለይኩኒ ጀምዓ
@Momy466
@Momy466 7 месяцев назад
ኣይገርመካን ጸላኢ ዝብሃል የብሉን ኩሉ ይፈትዎ ምልስ ምልስ ከኣ ኣይብልን ኢዩ ❤
@henok-michael1870
@henok-michael1870 7 месяцев назад
የሕሚማትኒ 'ያ ጸላኢና ይሕመሞ ገዲፈላ ንኣምላኽ ኽጥዕሞ ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ናኣመሉ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ(4) ሓዲገላ ንሱ ይሓይሽ ኢለ ኣይንሴጣን ትምክሕታ ቀቲለ ገዲፈላ ፍቅሪ ክጥዕሞ ኢለ ገዲፈላ ፍቅሪ ክጥዕሞ ኢለ ሓዳግ ምዃን ሕድገት 'ዩ ዘናብር ገዲፈላ ታይ ዳኣ ክገብር ሓዳግ ምዃን ሕድገት 'ዩ ዘናብር ገዲፈላ ታይ ዳኣ ክገብር ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ ንቅንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ ወግሐ ጸብሐ እንዳ ኣሳቀየኒ ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስእኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ናዓይ ክሕሸኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ናዓይ ክጥዕመኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ 'ቲ መንገዲ ዳኣ ታይ ክትከደሉ ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ኢለ ኣነ ዳኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ ገዲፈላ ከምኡ ይሓይሽ ኢለ ገዲፈላ ንሱ ይሓይሽ ኢለ ንጥፋተይ ጉድጋድ ኮዓኢታ ሓቋፊት እንትነት ቶንኮል ታኣጊታ ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ ዋና ጽሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ኮውታ ንሳ ሳኣን ልባ ዘስሽካዕለትለይ ገዲፍላ ከሙኡ 'ዩ ኣመለይ ከም ኢዳ 'ሞ ከመይ ክህባ ሴጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ 'ቲ መንጊ ዳኣ ታይ ክከደሉ ግጥሚ -ገብሪህወት ጽሃየ ድምጻዊ - ቃርያ ዳርክተር - ዮዲት ሃብተ ግጥሚ -100% ዜማ - 100% ዳርክተር - 100%
@etetetefera
@etetetefera 2 месяца назад
ቸ፣በፈኀአሸ
@user-ym4db1oc8y
@user-ym4db1oc8y 7 месяцев назад
መን ነገሮ ኣቲ እዚ ቃርያ ብሓቂ እቲ ዝገጠመኒ ኩሉ ገሊጽዎ ብሓቂ እዛ ግጥሚ ክሰርሓ ይሓስብ ነይረ ዕድመ ልክዐይ ዝሃብክዋ ልበይ ኩሉ ገዲፋ ምስ ካልእ ከይዳ ንልበይ ዝጎድአት ሄዋን ወትሩ ይረግማ ነይረ ሎሚ ግን ሕድገት ጌረ ሂወት ክጅምር ቃርያ ተላኢኩ ኣሎ ናባይ ! Thank u like bmgbar gedefkum habuni ahwat ብፍቅሪ ኣሚኑ ዝተጠልመ ሓውኩም ሚሳኤል ካብ ጸላም ዓለም 😢😢😢😢😢😢😢😢like mgbar aynrese wegenatey
@mikeynatey6685
@mikeynatey6685 7 месяцев назад
Ajoka bror ab kulna eu dagmay kem zeytamn eyom zgebruka💔💔💔😭😭
@fevenyemane8631
@fevenyemane8631 7 месяцев назад
Ajoka sami heway ❤🥰🥺
@user-ym4db1oc8y
@user-ym4db1oc8y 7 месяцев назад
@@mikeynatey6685 tnx dear bro lbawi msgany ybxahka
@user-ym4db1oc8y
@user-ym4db1oc8y 7 месяцев назад
@@fevenyemane8631 thank you feven hafty
@abitijhon8431
@abitijhon8431 7 месяцев назад
ኣጆኻ ሳሚየ እዚ ነዓኻ ትምህርቲ እዩ እንበር ውድቀት ኮይኑ ኣይፈልጥን ስለዚ ሑሉፍ ቃንዛ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ሎሚ ተስእ ራኢታትካ ክዉን ግበሮም ኣጆኻ እንዳ ወሰኽካ ንበር ❤💫🤲
@milenyomeyasu8130
@milenyomeyasu8130 7 месяцев назад
ከምዚ ከማይ ብ ቃሪያ ጹሉል ኣሎ ዶ like eske yergex
@yorsalembereketab3534
@yorsalembereketab3534 7 месяцев назад
Aleku bezi❤
@samriasrat2259
@samriasrat2259 7 месяцев назад
Ane aleku gn more derfi zeyewte edu koynu
@ririabreham3668
@ririabreham3668 7 месяцев назад
Meeeeeee 😢😢😢😢😢
@williamakheza966
@williamakheza966 7 месяцев назад
ምጽላልካ ካብ ኣፍካ ሕጂ ኢየ ሰሚዕ ሕማቅ ተሰሚኒ ምሕረት የዉርደልካ
@williamakheza966
@williamakheza966 7 месяцев назад
ምጽላልካ ካብ ኣፍካ ሕጂ ኢየ ሰሚዕ ሕማቅ ተሰሚኒ ምሕረት የዉርደልካ
@ruftinatey6118
@ruftinatey6118 7 месяцев назад
ካብ ናይ ኣክረም ናይ ቃርያ ትጥዕም ትብሉ ላይክ ክበሩ
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 7 месяцев назад
No my brother don't say like this both is nice &perfect
@John-wj8sg
@John-wj8sg 7 месяцев назад
ቃርያ ማን ከመይ ዲካ
@user-zl6fo6yc3w
@user-zl6fo6yc3w 7 месяцев назад
Abey akrem.eyu karya sebay Derfi zeytfelt😂
@asumabeyenekisun1953
@asumabeyenekisun1953 7 месяцев назад
Kariteyy demeyy kee❤❤❤❤❤
@kflayteshome1218
@kflayteshome1218 7 месяцев назад
Nay ekrem tetem habebi🎶🎼
@filimonfilimon3382
@filimonfilimon3382 7 месяцев назад
እወ ሓዲገላ ናትይ ደርፊ እያ እዚኣ ማንም ኣይሰምዕን ❤❤
@filmonaron6465
@filmonaron6465 7 месяцев назад
😍
@meronrussom-vp5ep
@meronrussom-vp5ep 7 месяцев назад
ናይ ኢዳ አሞ ከመይ ኢለ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ አንድዩ ጸባ😢..ገብርሂወት ጽሃየ❤
@sarahaile7611
@sarahaile7611 5 месяцев назад
This line 😞😞😞😞🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
@aronwengel6378
@aronwengel6378 7 месяцев назад
ገ/ጸሃየ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ክፈትዎ መዓት ኢየ ግጥሚኻ የጸልለኒ ኢዩ
@Silento0625
@Silento0625 7 месяцев назад
ሓዲገላ🎙️🌶️ የሕሚማትኒ'ያ ጸላኢና ይሕመሞ ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ(2) ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ ሓዲገላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ'ይለ ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ'ይለ {ሓዳግ ምዃን ሕድገት'ዩ ዘናብር ገዲፈላ እንታይ ደኣ ክገብር}2 ገርሂ ልበይ፡ እምነተይ መዝሚዛ ንቅንዕናይ፡ ብጥልመት ገኒዛ ወግሐ ጸብሐ እና'ሳቀየኒ ውሒጠዮ ውሕጥ ከም ደም ስኒ ገዲፈላ ገዲፈላ፡ ንዓይ ክሕሸኒ/ክጥዕመኒ2 ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ(2) እቲ መንገዳ ታይ ክኸደሉ {ተዘይ'ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ይለ ኣነ ደኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ}2 ገዲፈላ ከምኡ/ንሱ'ሓይሽ ኢለ(2) ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኲዓዒታ ሓኾት እን'ተለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ ይዕብየ ዘይስዕራ ብስቕታ ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ከምኡ'ዩ ኣመለይ ናይ ኢዳ'ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ'ንድዩ ጸባ @@@@@@@@@@@@@@ «ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ(2) እቲ መንገዳ ታይ ክኸደሉ» {ተዘይ'ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ይለ ኣነ ደኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ}2 ገዲፈላ ከምኡ/ንሱ'ሓይሽ ኢለ {2} ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኲዓዒታ ሓኾት እን'ተለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ ይዕብየ ዘይስዕራ ብስቃታ ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ከምኡ'ዩ ኣመለይ ናይ ኢዳ'ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ ገጣሚ=> ገብርሂወት ጸሃየ ዜማ=> በረኸት ዑቕባሚካኤል @𝒟𝒶𝓃𝒾.𝒮𝒾𝓁𝑒𝓃𝓉𝑜🎙️
@hajawigodayfmaworld4331
@hajawigodayfmaworld4331 7 месяцев назад
Wawwwww Qarya nebsi The bhere Godayf ❤
@Starmusic-de6cx
@Starmusic-de6cx 6 месяцев назад
ደመት 10 ሞት እያ ነዓይ ኢዚኣ።
@wediteages9391
@wediteages9391 7 месяцев назад
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ቃርያ ጎይታ ጥበብ ❤💙ንቃርያ ትፈቱ ወዲ ዓደይ ላይክ ርገጽ!
@user-xy2gb4qf5s
@user-xy2gb4qf5s 7 месяцев назад
ቃርያ ዘቢሄረ ቃሓውታ ❤
@eritrea6627
@eritrea6627 7 месяцев назад
Deqi Gezawtiii❤️
@hajawigodayfmaworld4331
@hajawigodayfmaworld4331 7 месяцев назад
Qarya zebihere Godayf Blkah eina hibnakum😂
@abelkidane6968
@abelkidane6968 7 месяцев назад
Kara za,behare,kaza,eu,,,edaga,arbe,posta, eu
@user-xq6ep3pe8n
@user-xq6ep3pe8n 2 месяца назад
Abey kebabi dea nieru❤❤
@samibrhane3030
@samibrhane3030 7 месяцев назад
ሕደጉ ክሕደገልኩም ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ ቃርያ ሓወይ ብዙሕ ናፊቅናካ እንካዕ ሰላም መጻኻና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 7 месяцев назад
እዛ ደርፊ ደጋጊመ ተሰማዓኩዋስ መመሊሳ ሒዛትኒ ናብ ገለ ማዓሙቅ ከይዳ ቃርያ ብዘይ ቀላዓለም ብልጽቲ ደርፊ ናይዚ ዓመት ምበልኩዋ ኣስተማቀርቲ ሙዚክ ኣለኹምዶ👍🎶
@sarahaile7611
@sarahaile7611 5 месяцев назад
Alena 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@user-fv3re5tc6k
@user-fv3re5tc6k 7 месяцев назад
ቃርያ ናይ ሕማመይ ሕድገት ንነፍስኻ እዩ፡ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ።
@user-sl1in6yp6x
@user-sl1in6yp6x 7 месяцев назад
ቃርያ ንስካ ንልበይ ደበሱ ኢካ ቃላት የብለይን ነዓካ ዝገልጸሉ I proud of you ❤
@eriyoungmomlifestyle4331
@eriyoungmomlifestyle4331 6 месяцев назад
1u
@berihu07
@berihu07 6 месяцев назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-9OC1BpXxwrc.htmlsi=MGNREc1pCiLLOsEA እስከ ዚኣ ራኣያ😅😅
@ErdiTemesgen
@ErdiTemesgen 7 месяцев назад
ቃሪያ ግና ምስ ሂወቱ ስለ ዝተኣሳሰር ድዩ ዝናይ ጥልመት ደርፍታት ኩሉ ክስሕበካ ማዓት ስርሕ ዝሰርሕ ይበል ስራሕ ከምቲ ሉሙድ🎉❤
@yueleldu4201
@yueleldu4201 7 месяцев назад
እዛ ሑቶ ናዓይ ድያ?
@LidyTuemzghi-jh8fv
@LidyTuemzghi-jh8fv 7 месяцев назад
mara mara kefi zelewa
@aaaa-6849
@aaaa-6849 7 месяцев назад
ቓርያ ንጉስ መድረክ ገለዓይነት ደርፊ ይበል ድምጺ❤❤❤❤
@robielcom
@robielcom 7 месяцев назад
ቃሪተይ ምስ በልኩ እንድየ ፍረ ጻርእካ ኢካ ረኪብካ ሰብ ካብ ቃሪተይ ክምሃር ኣለዎ ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ብቅኣት ብኣቅሊ እንበር ብሳክት ዝበጸሖ ነገር ኣይኮነን እሞ እንቆእ ፍረ ጻዓርካ ኣርእየካ ፈጣሪካ ቃሪተይ ❤❤❤
@mulexfano7133
@mulexfano7133 7 месяцев назад
❤❤❤❤ ንጥፍአተይ ጉድጓድ ካዓዒታ ሓኮት እንተበለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየስ ዘይስዕራ ብስቅታ ዋና ጽሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ስአን ልባ-------------ብሉጽ ደራፋይ ቃርያ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ኩላ ምላ ቤንሁር ❤
@teklitkflom6964
@teklitkflom6964 7 месяцев назад
ኣነ ከኣ ቃርያ ሳዕስዒቱ እዩ ኬፍ ዝህበኒ 😊
@weiniestifanos9838
@weiniestifanos9838 7 месяцев назад
Wela ane seasietu kef alewo
@Alazar247
@Alazar247 6 месяцев назад
ሳዕሲዑ ኣይክእልን እንድዩ፥ ጽቡቅ ነገሩ ነብሱ ፈሊቱ ሰቀጥቀጥ ክብል ካብ ቴምቦ ስለ ዘይወጽእ ፎርምኡ ይሕሉ። እምበር ፍሉይ ሳዕስዒት'ስ የብሉን።
@merontesfay9053
@merontesfay9053 7 месяцев назад
❤❤❤ kareya arkey asli foresa
@Eri_boy_
@Eri_boy_ 7 месяцев назад
I don't understand what he said but i like it , I'm from Somalia 🇸🇴 love you Eritrean ❤️🇪🇷
@temesgenAmlakey-re6ec
@temesgenAmlakey-re6ec 7 месяцев назад
😅😅😅 what about eri boy
@feruzyohannes5031
@feruzyohannes5031 7 месяцев назад
Kkkk nay bahqi bal😅
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 7 месяцев назад
ቃርያ ክንጸላኣካ ባ ግበረና በጃካ ከምቶም ጸሊእናዮም ዘለና መክንያቱ በቃ ንስካ ዉዱእ ኢካ በቃ ብፍላይ ኣከዳድናካ ኣደራርፋካ በቃ 100000%❤❤❤
@asumabeyenekisun1953
@asumabeyenekisun1953 7 месяцев назад
Kexelae atkilnn yyuuu beklu beluxee yuuu endiee
@user-lv4cy9sy5i
@user-lv4cy9sy5i 6 месяцев назад
Seytan rgum kseti endiyu xeba ❤❤❤
@LuliyaMatey
@LuliyaMatey 6 месяцев назад
Kab piante hewka mezmr kixbeykye god bless
@viscaelbarca7796
@viscaelbarca7796 6 месяцев назад
❤❤❤
@Milli682
@Milli682 7 месяцев назад
የሕሚማትኒ ያ ጸላኢና ይሕመሞ ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ ገዲፈላ ሓዲገላ ኹሉ ሓዲገላ ሓዲገላ ኹሉ(2) ሓዲገላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ ኢለ ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ ኢለ ሓዳግ ምዃን ሕድገት ዩ ዘናብር ሓዲገላ ታይ ደኣ ክገብር(2) ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ ንቕንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ ወግሐ ጸብሐ እናሳቐየኒ ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክሕሸኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክጥዕመኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ እቲ መንገድኣ እንታይ ክኸደሉ (ተዘይገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ኢለ ኣነ ደኣ ኻብኣ ብምንታይ ክፍለ)2 ገዲፈላ ኸምኡ'ሓይሽ ኢለ ገዲፈላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኮዓዒታ ሓኾት እንተለት ቶንኮል ተቐኒታ ልቢ የዕቢየ ዘይስዕራ ብስቕታ ዋና ጸሓይ እንዲየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ እቲ መንገድኣ እንታይ ክኸደሉ (ተዘይገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ’ኢለ ኣነ ደኣ ኻብኣ ብምንታይ ክፍለ)2 ገዲፈላ ኸምኡ’ሓይሽ ኢለ ገዲፈላ ንሱ’ሓይሽ ኢለ ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኮዓዒታ ሓኾት እንተለት ቶንኮል ተቐኒታ ልቢ የዕቢየ ዘይስዕራ ብስቕታ ዋና ጸሓይ እንዲየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ
@tsegaynegassi
@tsegaynegassi 7 месяцев назад
ትጽቢይ ዝወዓልኩዋ መጸ፡መጸ ቃርያ ❤❤
@abrsha-ys5wv
@abrsha-ys5wv 7 месяцев назад
Qaritey nay mudey kmy dika nty ❤❤❤❤
@MehariAsmerom-vj9nc
@MehariAsmerom-vj9nc 7 месяцев назад
እቲ ዝማካሓሉ ደራፊ ናይ ሃገርና😊❤❤❤❤❤❤
@fanagebreab6545
@fanagebreab6545 7 месяцев назад
ኣነ ውን ነታ ኣብ ዕጹዉ ገዛ ራሕሪሓትና ዝኸደት ኣዴና ድሕሪ ብዙሓት መጸጽቲ ዓመታት ገዲፈላ😑 ቃርያ ፈውሲ ርእሰይ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ 🦁🇪🇷❤❤❤
@Dzpictures-jr2lz
@Dzpictures-jr2lz 7 месяцев назад
Plzzz Ade zitehazela ftrti aykonetn
@tommana
@tommana 7 месяцев назад
ብትሕትና ሰብ ምስዓር መርኣ ያ ብስለት እዩ እሞ " ኣብ ደረጃ ብሱል ሰብ ኣለካ "
@temiesolo
@temiesolo 7 месяцев назад
ሓኮት እንተበለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅጣ ዋና ጸሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielteklay2179
@danielteklay2179 7 месяцев назад
Gerhi lebey emnetey mezmiza nqnenay btelmet geniza weghe xbhe endasaqeyeni wehiteyo leke kem dem seni❤❤❤❤
@helenbrhan6668
@helenbrhan6668 7 месяцев назад
Qarya natey yibel dimxi 🎉🎉🎉
@HadasKahsay
@HadasKahsay 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤ ቃርያ ሓቢቢ ኣና ኣታ ወዲ ኣብ ግዝኡ ሳዓቱ ረኺብካኒ ኣታወዲ ሰስነለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ጎነይ
@asmiawi9335
@asmiawi9335 7 месяцев назад
ቃሪለ ናይ ዜማ ውሓለ እንቋዕ ሰላም ተቀልቀለ ❤❤❤❤
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 7 месяцев назад
Tbeb malet bhaki ybel💚💙
@user-mu2dp8xq4u
@user-mu2dp8xq4u 7 месяцев назад
Cliperat yedekagemu alewu abi nay Erimyas kiflezgi meshi ( alemy)nirom ....bezekone gen nice song karitey neseka eka delekana beal kanari demxi ❤❤❤❤❤
@eritrea6627
@eritrea6627 7 месяцев назад
Wedi Qehawta Zkonka Like Eski Gber ❤Qarya Arakebna Alo😊
@okbaykidane
@okbaykidane 7 месяцев назад
ቃርያ ናይ ሕማመይ እንቃዕ ደሓን መጻካ❤❤
@user-bk6uy1wq6w
@user-bk6uy1wq6w 6 месяцев назад
Karya hawey entay kiweso edmen tienan yihabeley 👌 💯 👌 nise song metiabity ❤
@user-gc4pf8ly6v
@user-gc4pf8ly6v 7 месяцев назад
Qarya toum dmxi xbukti derfi semoeka zeytxgen❤❤❤❤❤❤
@hermonteklu212
@hermonteklu212 7 месяцев назад
ቃርያ ኣስሊ ይዓኽኽ ❤❤❤
@user-iy9jy9wo9q
@user-iy9jy9wo9q 7 месяцев назад
ቃርያ ዓይነይ ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ደርፊ ካባካ ንጽበዬ ኢዩ ጌና ብዝሕ ኢና ንጽበየካ ❤
@amlakeybehaqisenayeka
@amlakeybehaqisenayeka 6 месяцев назад
Qariya nay hmamey kem kulu gizie metselel derfi hizkalna mimtsaeka azye eye zemesgineka 😘😘😘😘
@user-hy7cd2uv2x
@user-hy7cd2uv2x 7 месяцев назад
Nice thanx god bless you viva bridged nhamedu
@Selamnkulu652
@Selamnkulu652 7 месяцев назад
Mexe mexe qarya ❤❤❤ qarya (gue) malet bamharic 😊😊😊 Welcome qarya teum demxi ❤❤❤
@semirasalih4338
@semirasalih4338 7 месяцев назад
Ohhh ♥ Ma qaritey 👑😘
@sakasaka5404
@sakasaka5404 7 месяцев назад
Wawwww nqarya zfetu kemzi kemey trah like ygber
@yonatanokbayokbay9800
@yonatanokbayokbay9800 7 месяцев назад
Qarya zeftu 👍👍 regxu gays qarya fewsi ezni 👑👑👑
@Liverpoolaw
@Liverpoolaw 7 месяцев назад
ቃርያ ሓቢቢ ኣብ ግዝኡን ሳዓቱን ሪኺብካኒ ኣታ ወዲ ሰስነለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣረ ጎነይ።
@user-hm6vn4ij6e
@user-hm6vn4ij6e 7 месяцев назад
Karya your king I love all you song thank you ❤❤❤❤
@nesanettekasta3863
@nesanettekasta3863 7 месяцев назад
Perfect karya shekor zeytemno 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@user-tb8lb8xs2o
@user-tb8lb8xs2o 7 месяцев назад
Blieneyyy nateyyyy 😢 efoyta lbi ❤️‍🩹 yebye ks'ereki eye bsqta eti nay qedem fqrna wn kmelso eye kemti znebero 😢 btaemi eye zefqreki
@Mile-wedi-Barentu
@Mile-wedi-Barentu 7 месяцев назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ መራ ኣስሊ ❤❤❤ Like$comment(ብድንግላ ረኺበያ
@AssuErtros-bv9lz
@AssuErtros-bv9lz 7 месяцев назад
ቃርያ ሓዉና ብሉጽ ደርፊ ጥዑም ኣስሚዕካና ጥዑም ይሃብካ። እንተ ናይ ክሊፕ ገን ብዙሕ ጸገማት ኣለዋ። ምስ ምሉእ ክብረት
@medhaniemedhanie4150
@medhaniemedhanie4150 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@april8976
@april8976 7 месяцев назад
ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ I LOVE IT ❤
@fqaduequbay9607
@fqaduequbay9607 7 месяцев назад
ቃሪያ እንቋዕ ብድሀን መጻካ ጥዕምቲ ደርፊ Good luck bro
@luluteshome9258
@luluteshome9258 7 месяцев назад
Am not surprised u the best singer like always Karya ❤️😍
@medhanietsegazghiaskedom8004
@medhanietsegazghiaskedom8004 6 месяцев назад
Qarya eti fuluy seb ❤
@user-wg6bp9ju5i
@user-wg6bp9ju5i 6 месяцев назад
❤❤❤❤😊😊😊😊
@samtg1781
@samtg1781 7 месяцев назад
ዋና ጸሓይ'እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ! ገሬ ነብሲ ይብል
@lidYa_na
@lidYa_na 7 месяцев назад
He never disappointed us,,,keep going karya
@NaodFisshaye
@NaodFisshaye 7 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉woooow gele aynet srah mera hawey 🎉🎉🎉🎉yxbeyeka eye niere kemzi aynet srah hizka ktmexena❤❤❤❤good work❤❤❤ሓዲገላ❤❤ hdegu khdegelku endyu zbl eti leul kalu🙏🙏🙏🙏🙏we love you mera😍😍💝💝💝
@NatiMan-fb8mf
@NatiMan-fb8mf 7 месяцев назад
Wow what a performance. 😮😮😮. wedi. Rimey. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-uw6ms9hc3w
@user-uw6ms9hc3w 7 месяцев назад
ቃርያ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ጥዕምቲ ደርፊ ❤
@Thereislifeafterdeath
@Thereislifeafterdeath 7 месяцев назад
ቃርያ ነብሲ እተቕርቦም ስራሓት ዝተማልኡ Quality and message ዘለዎም ብምኻኖም ኣዚና ነመስግነካ🙏🏾ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ዓወትን ንዓኻ: We love you❤️🇪🇷
@Dawitsiele
@Dawitsiele 6 месяцев назад
ኣበይ እዩ መልእኽቱ ተራእዩካ፧😮 ኣብዛ ደርፊ ዝኾነ መልእኽቲ ኮነ፣ማዕዳ የለን😂
@marantamaranta
@marantamaranta 5 месяцев назад
​@@Dawitsiele😂
@titisebsbie7190
@titisebsbie7190 7 месяцев назад
Welcome koriya ayney xbuk srah geleaynet derfi❣️🎶👂🎧💯👌😍😍😍🥰🥰🥰❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️
@amiir735
@amiir735 7 месяцев назад
I'm from Somalia 🇸🇴 i love ❤️ eritrean 🇪🇷 love you ❤❤❤❤❤
@user-ss3oy1bg7x
@user-ss3oy1bg7x 7 месяцев назад
ብልክዕ ቃርያ ሓዉና ብልጽቲ ደርፊ ሕደጉ ክሕደገልኩም ኢዩ ዝብል❤❤❤❤❤
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd 7 месяцев назад
Wow Nice Voice with Great Artists Good Luck ❤❤❤❤
@user-fq7ks2pd5r
@user-fq7ks2pd5r 7 месяцев назад
😊😊😊hadigela esu haysh ele 🥰🥰🥰🥰qarya king music
@majortekle6506
@majortekle6506 7 месяцев назад
🕴️ቃርያ ቀብራራ-🕴️🤙 naweh Geza malskani metabyte foresa ❤❤❤
@SemereEriChannel
@SemereEriChannel 7 месяцев назад
Best song with amazing video clip ⭐️🇪🇷❤️
@user-gj3gd6ui5n
@user-gj3gd6ui5n 7 месяцев назад
ቃሪተይ ተዑም ድምጽ ጽቡቅ ስራሕ❤❤🇪🇷🇪🇷 nic song ❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@eyasukidane6900
@eyasukidane6900 7 месяцев назад
Nice and good job merhawi brother
@user-zp1uj1df6z
@user-zp1uj1df6z 7 месяцев назад
ቃርያ ሓወይ ድግም ኣብለና ኣይትፋኣና ገለዓይነት ስራሕ
@ilovemamamama2092
@ilovemamamama2092 7 месяцев назад
Good job Simone 💐💐💐
@YonatanMussie-us6ex
@YonatanMussie-us6ex 7 месяцев назад
ቃርያ ዓይነይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ❤ ረኺብካኒ ብሊጽ ስራሕ
@HaniMehari
@HaniMehari 7 месяцев назад
❤QARITEYY ATA WEDIII BELA SEYY 100%KULU BELA!!❤
@afomghirmay9645
@afomghirmay9645 7 месяцев назад
My fav ❤ kariya
@onelove2718
@onelove2718 7 месяцев назад
#ሓዲገላ 🎶የሕሚማትኒ ያ ጸላኢና ሕመሞ ገዲፈላ ንኣምላክ ክጥዕሞ ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ 🎶ሓዲገላ ንሱ ሓይሽ ኢለ ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ ገዲፈላ ፍቅሪ ኽጥዕሞ ለ ገዲፈላ ፍቅሪ ኽጥዕሞ ለ 🎶ሓዳግ ምኳን ሕድገትዩ ዘናብር ገዲፈላ እንታይ ድኣ ክገብር ,,,,,,,+2 🎶ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ ንቅንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ ወግሐ ጸብሐ እናሳቀየኒ ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክሕሸኒ ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክጥዕመኒ 🎶ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ እቲ መንገድኣ እንታይ ኽከደሉ ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ 🎶ገዲፈላ ኸምኡ ሓይሽ ኢለ ገዲፈላ ንሱ ሓይሽ ኢለ 🎶ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ ሓኮት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ ዋና ጽሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ 🎶እሳ ስኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ከምኡ ዩ ኣመለይ ከም ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ 🎶ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ እቲ መንገድኣ እንታይ ክከደሉ ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ ገዲፈላ ከምኡ ሓይሽ ኢለ ገዲፈላ ንሱ ሓይሽ ኢለ 🎶ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ ሓኮት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ ዋና ጽሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ 🎶እሳ ስኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ከምኡ ዩ ኣመለይ ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ 🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶 ንገናናሕ 😜 ፈተውቲ #ቃርያ ላይክ ገጭኩም #ሳብስክራይብ ጽቀጡና ✌🏾❤️🫂❤️✌🏾
@WaelAbubeker
@WaelAbubeker 7 месяцев назад
Tamr wedi rimey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sologrand1
@Sologrand1 7 месяцев назад
Karya hawey thanks We where waiting ❤❤
@mikeyawha5325
@mikeyawha5325 7 месяцев назад
ቃርያ እንቃዕ ብድሓን መጸካ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤
@adu8778
@adu8778 7 месяцев назад
Can't stop listening 100 times a day karya meteabitiy widieti 🎉❤🎉❤keep going bro 💪
@motherland1510
@motherland1510 7 месяцев назад
ገድፈላ.... ንዝግ... ይጥዓሞ.... ኢለ ❤
@Abi_jana_arsenal
@Abi_jana_arsenal 7 месяцев назад
ቃርያ ቁጽሪ ሓዳ ተባዕታይ ስጋደይ ❤ ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ ሓኾት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቕታ ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ እሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ ገዲፈላ ከምኡዩ ኣመለይ ከም ና ኢዳ ሞ ከመይ ከ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰትይ እንድዩ ጸባ 👌
@user-wl7gt2md1n
@user-wl7gt2md1n 7 месяцев назад
ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ቃርያ ሓወይ ድምጺ (100/
@hlnayumnbar022
@hlnayumnbar022 7 месяцев назад
good luck qara❤❤❤️❤️
@HaniGebrekrstos-rv8bj
@HaniGebrekrstos-rv8bj 7 месяцев назад
❤❤❤kirni shakor biseluma enikoa mexekia🎉 qexluo bro
@user-pz4jb8es3m
@user-pz4jb8es3m 6 месяцев назад
ቃርያ ቀጽል ቀጽል ቀጽል ደስ ኢሉኒ ኣነ ኩሉ ግዜ አየ ምሳኻ ሓቢቢ ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ አዩ ደስ ዘብል ካስብ ሕጂ ጎኒ ጎንኻ አየ ዘለኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiermonkflay3449
@hiermonkflay3449 7 месяцев назад
ቃርያ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሐጎስካኒ ኢኻ we will still wait for the best version of you
@YmochyenaFamily
@YmochyenaFamily 7 месяцев назад
So we can all agree that the music video is INCREDIBLE, I love how they did choreography too
@LulaKesete-bj5ym
@LulaKesete-bj5ym 7 месяцев назад
Ney muday ❤❤❤
@user-ii3ux3me1x
@user-ii3ux3me1x 7 месяцев назад
Qarya Beal shul geroro ybel dmxi 100 qexlo❤❤❤❤❤
@mossier2599
@mossier2599 7 месяцев назад
ኩሉ ዝበዱልክኒ ገዲፈልኪ ን ፈጣሪ ክጥዕሞ 😢 (L) እንተ ኣነ መሊሰ ዓዲ ኣርሒቀ። tnx ቃርያ ሓወይ 😔
@rutaasefaw1296
@rutaasefaw1296 7 месяцев назад
Wow, nice music I like it lovely❤❤❤❤
@hsjs4521
@hsjs4521 7 месяцев назад
❤❤❤wwwwa very nice job ቃርያ
@TesAsli-zj8le
@TesAsli-zj8le 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉good job qarya
@meronzafier5563
@meronzafier5563 7 месяцев назад
Wowwwww amzing song ❤❤❤
Далее
The delivery rescued them
00:52
Просмотров 5 млн
Is it Cake or Fake ? 🍰
00:53
Просмотров 4,9 млн
СПАСИБО, БРАВЛ СТАРС😍
1:33:15
Просмотров 1,2 млн
ОПАЧКИ🤣 ДО КОНЦА 😄
0:56
Просмотров 2,1 млн
Сделали ам ам
0:11
Просмотров 8 млн
#saiho @EkaterinaKorea @Prettyman
0:53
Просмотров 973 тыс.