Тёмный

HDMONA - ጥበብ ተኽኣ ብ ዮውሃንስ ሃብተገርግሽ Tekea's Wisdom by Yohannes Johnmiera - New Eritrean Short Film 2018 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 606 тыс.
Просмотров 502 тыс.
50% 1

HDMONA - ጥበብ ተኽኣ ብ ዮውሃንስ ሃብተገርግሽ (ጆንሜራ) Tekea's Wisdom by Yohannes Johnmiera - New Eritrean Short Film 2018
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT 2018. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #Eritreamovie #EritreaFilm

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 318   
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 6 лет назад
Thank you kburatn kburann Ahwat!!!
@yonatanfitsummanunitedvore7726
HDMONA NEBARIT 👍
@teklefiyor5496
@teklefiyor5496 6 лет назад
deqi ereyyyy xbuqat enqae bselam mexakum
@מרהולמרהול
@מרהולמרהול 6 лет назад
🍏🍒☘🌿🍀
@rgfh767
@rgfh767 5 лет назад
ትግርት
@fitwibereket3693
@fitwibereket3693 Месяц назад
😅kkkkpp😊kokllppllllopo😊​@@מרהולמרהול
@akbayaray5869
@akbayaray5869 6 лет назад
ኣብቴ ክንደይ የኹርዓካ ወደይ እዚ በሃልናስ ብጠዓሚ እየ እደለኛ ካባኹ ምፍጣረይ! በሉ እሰከ ብላይግን ኮሞንትን ኣማሙቁለይ
@biniwedimama3484
@biniwedimama3484 6 лет назад
Xebuk bhli da nerna gn hezbena ab feqdo libey yetsfe alo.
@michalehabte8040
@michalehabte8040 6 лет назад
እቲ ክብሎ ድሓሰብክዎ ቀዲምካና እቁባይ ሰብሲ & ሩሑስ ኣዉድኣመት
@akbayaray5869
@akbayaray5869 6 лет назад
Michale Habte ደሓን ይቅሬታ
@amanyeibyo2826
@amanyeibyo2826 6 лет назад
@@biniwedimama3484 Ajoka dehan ita weladit amlak aytgadefomn iya xlala tembrelom.
@Gelilatube788
@Gelilatube788 6 лет назад
Ab Libya delewu ahwatna mewaxeo yfterelom. Xelot ngberelom dsemie Amlakiu delena.
@merhawiberhane3900
@merhawiberhane3900 6 лет назад
AMEN AMEN AMEN
@amanuelaraya801
@amanuelaraya801 5 лет назад
Amen Amen
@sarazeray3586
@sarazeray3586 5 лет назад
Mewaxo yfterelom
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@wedinegashokubazghi5261
@wedinegashokubazghi5261 4 года назад
Amen 3
@zareasli8542
@zareasli8542 6 лет назад
ወዲ ሓረስታይ እየ እሞ ፡ ላይክ ሃቡኒ።
@ፊሊስደትዘድነኖ
@ፊሊስደትዘድነኖ 6 лет назад
men dea ybluka lemani like
@zareasli8542
@zareasli8542 6 лет назад
ሓደራኪ መለይ ፡ ኣነ ለማኒ ንስካ ተጸባዪ ማዕረ ። መን ዩብሉካ ብምባልካ ካብ ወዲ ሓረስታይ እንታይ ትደሊ ፈደብልካ ዝኮንካ ሰብ ፡
@joniman1566
@joniman1566 6 лет назад
እዋይ ክትጥዕም ኣብ ስምዒት ኣትየ ክሰምዓ ጸኒሐ ክገርመኩም ነዚኣ ክከታተል ንክበስል ዝሰኽተትኩዎ (6)እንቃቅሖ በሲሉ ተቶኪሱ ኩሮት ኮይኑ ዋይ እስካቡሊ ክሓስም ዓኽኽኽኽኽኽኽኽ፡
@kibretkiflemicael2747
@kibretkiflemicael2747 6 лет назад
ክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
joni man ሃገረ ሰብ ዲኻ ዓቢኻ ከምዚ ከማይ ብጣዕሚ እዩ ከምዚ ናይ ዓዲ ፍሊም ደስ ዝብለኒ ክክክክክክክ እንቃቁሖ እካ ኣይ ተተኮሰንን እምበር ኣነ ከማን ብስሚኢዒት ክሪኣ ጸኒሐ ማዓስ ጸሚራ ማዓስ ወዲኣ ከማን ኣይተረዳኣንን
@joniman1566
@joniman1566 6 лет назад
@@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ ሃገረሰብ ተበኩካ'ኸ ዓዲ ጸባ፡ ዓዲ ጣፍ' ዓዲ ዱኑሽ እንበር
@gogoforthere4965
@gogoforthere4965 6 лет назад
ankaa nska aytetekoska tray kkkkkkk
@abuwelde5297
@abuwelde5297 5 лет назад
kkkkk
@ተመሰገንልኝጌታየ
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሸኮራት ከመይ ድየ ዝሕብየኩም አድናቂትኩም አየ ከብ ትግራይ
@johnjonh5772
@johnjonh5772 6 лет назад
ngsti bsrat nhna wun nfetwekun nefqrekum deqi tigray tsaeda
@yacobdebesuy4144
@yacobdebesuy4144 6 лет назад
Thanks nehna wen nehbiki ena shikorina
@miliontekeste6708
@miliontekeste6708 6 лет назад
Kab Amharu yidug niskum tihishu
@ሃያትጓልራያ
@ሃያትጓልራያ 6 лет назад
@@miliontekeste6708 ኣይባሃል ዩ ታይ ጌሩኩም
@liljt4299
@liljt4299 6 лет назад
@absizane
@absizane 6 лет назад
አታ ታይ እዬም ደስስስ ክብሉኻ! I love Eritrean movies!
@mikilove5953
@mikilove5953 6 лет назад
ኣንታ እዚ በሃልናስ ረኣይዎ እሞ ደስ ክብል ኣነስ እንቀዓ ኤርትራዊ ኮይነ ተፈጠርኩም። like እስከ ሃብኒ ደቂ ኤረይ ናተይ
@Tewelde-k1n
@Tewelde-k1n 6 лет назад
Ata sdet meriruni alo eske b like atsananeuni tesfa tekoneni
@gerensearobel1682
@gerensearobel1682 6 лет назад
Like
@derfihmamu1761
@derfihmamu1761 5 лет назад
ኣጆኻ ክሓልፍ እዩ
@ሓናንሓበሻዊት
@ሓናንሓበሻዊት 6 лет назад
ኣስይ ደቂ ኤሬ ሙቁራት ማራ እየ ዝሐብየኩም ሓፍትኩም ጋል ትግራይ እየ
@liljt4299
@liljt4299 6 лет назад
@dawitfasil6751
@dawitfasil6751 5 лет назад
@@liljt4299 i
@ካፕሪኖካፕሪኖ
@ካፕሪኖካፕሪኖ 4 года назад
ይግራወይቲ ድኣ እንታይ ኣለኪ ኣብዚ ጎሓፍ
@erifilimon8698
@erifilimon8698 6 лет назад
Welcome Hdmona Nebarit
@abaykihalaley3405
@abaykihalaley3405 6 лет назад
ኣየ እወ ምንባር'ሲ ቀደም ኔሩ ከምዚ ሎሚ በዘን ቆማጥ ክዳንን ወንጫር ጸጉሮም ሶቛር እዝኖምን ከይተበጽበጽና ከለና ዩ።
@tsegawawww7466
@tsegawawww7466 6 лет назад
ክክክክክክ
@LunaEntertainment99
@LunaEntertainment99 6 лет назад
ክክክክክ ሞይተ
@ሃያትጓልራያ
@ሃያትጓልራያ 6 лет назад
ክክክክክክክክ ኣጆኻ ኣነ ኣለኹል ካ ናይ ቐደም ሰብ ኢየ ቆማጥ ክዳን ፀላዒ ወንጫር ጾጉሪ ውን ክጸልዕ ማዓት ዩ
@abaykihalaley3405
@abaykihalaley3405 6 лет назад
@@ሃያትጓልራያ ክክክክክክክ ይኣምነለይ ሓቢብቲ 1% ካብ 100 ድኣ ትህልዋ ትኾና ምርካብ እንዶ'ሞ ሲእናክን።
@friyatbrhane2172
@friyatbrhane2172 4 года назад
@@abaykihalaley3405 ane keman aleku kkkkkkkk
@ንጥበብመንዩጥበቡ
እዋይ ባህልና ጥዑም ኣሕ ኣንታ እዚ ባህልናስ ኣበይ ይርከብ ንስኹም ተዋሳኣቲ ከኣ ደው የብልኩም ባህልና ከይጠፍእ ወትሩ ኣብ ምብርባሩ ምስሰራሕኹም ኢኹም እሞ ኣጆኹም ኣይትተሓለሉ ኣንቱም ብሩዃት ዘርኢ።
@merebintertaiment7594
@merebintertaiment7594 6 лет назад
ወዲ መድህን በራድ ኪብትኖ ደልዩ እምበር ባህልና ደኣ እሞ ኣበይ ክርከብ
@lulaentertainment8592
@lulaentertainment8592 6 лет назад
እዚ ሩጉም ስርዓት ባህልን ህዝብ ሓማሚሱና ኣሕ መዎእልና ኣብ ስደት ክንሰፍር ጌሩና ። ኣሕ እስኪ ንኢሰያስ ወዲ ቴንቤን ዝጸልእ like ይጽቀጠለይ
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 6 лет назад
HDMONA NEBARIT ማእለያ ዘይብሎም comedy ከይወዳእኩም ፍርቂ ፍርቂ ገዲፍኩሞም ዘለኩም ስደድዎም እንተዘየለ ግን ተቀይምናልኩም ኢና።
@ባህጊኣለኒ-ቘ4ቈ
@ባህጊኣለኒ-ቘ4ቈ 6 лет назад
ከምዛ ጻዕዳ ጣፍ ኣብ ልበይ ተከተቲ ክክ
@nyewbelomteklay9478
@nyewbelomteklay9478 6 лет назад
GBU deki erey nice job &Hdmona my favorite chanell continue ❤❤❤ nmenkr (rezene)eba interview gberlu please
@jesusistliebe106
@jesusistliebe106 6 лет назад
ወልካም ህድሞና ሰላም ያጀማ ኩሉኩም like አስከ ኣቱሙኒ ፕሊስ
@Rut96969
@Rut96969 6 лет назад
ብሩክ ፃኒሒት ፡እስከ like ከኣ ከምታ ዘልመድኩምኒ ኣሕፍስ ኣብልዋ
@ፈቃር.ዩስመይ
@ፈቃር.ዩስመይ 6 лет назад
Melody Tube ብርክኻ ይስበሩኻ ለማኒ ላይክ
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 6 лет назад
@@ፈቃር.ዩስመይ nska wun lemani fqri lol
@eriboystv2722
@eriboystv2722 6 лет назад
Welcom hdmona mkurat natkum kulu gzie xbuk eyu.
@efremmehari5222
@efremmehari5222 6 лет назад
ህድሞና ማሙቅ ገዛና እንዃዕ ብሰላም መጻእኩም
@abdenurabdelaziz3135
@abdenurabdelaziz3135 4 года назад
ባህልዊ ፊልም ይኹን ኮሜዲ ኣዝየ'የ ዝፈቱ። ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ ደስ እንዳበለኒ ተኸታቲለያ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ጆኒ! ኣጆኻ በርትዕ።
@ህግደፍመንሽሮሃገር
ክክክ ፍትሕ ያ በለ Like እስከ ሃቡኒ ደቂ hagerseb tray deki ketma aydlen eya
@lidunateylidey3595
@lidunateylidey3595 4 года назад
Emo ane kehbeka delye wey ka neska like habeni kem gasab eye
@ስደትመገዲዝሙት
@ስደትመገዲዝሙት 6 лет назад
ኣንታ ኣነስ በዚ ስደት ዝበሃል ተባሻጭየ ብፍላይ እዚ ባህልና ኣብዚ ፍልም ክርኢ ከለኩ ዝገብሮን ዝሰርሖን ይስእን ከምዚ ከማይ እስከ ተሊኩም like ግበሩለይ
@hanibalgash3540
@hanibalgash3540 6 лет назад
25 dekik darga ab eretra xenihe wela ane
@hidatwelday2212
@hidatwelday2212 5 лет назад
🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿💙🌿💛🌿❤🌿💚🌿💖🌿💜🌿
@merhawityohanseee34ee8
@merhawityohanseee34ee8 5 лет назад
+Hanibal Real ftut
@artiestchanel5679
@artiestchanel5679 6 лет назад
Loms kedimoyom eba comment nezom nay wexaie
@megos-
@megos- 6 лет назад
ጆንሜራ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣድኒቐካ ሓደ ካብቶም ዘድንቖ ተዋሳኣይ እዩ ማሓሪ ኸኣ ማራ ነፊዑ ናይ ብሓቂ ንፉዓት።
@ማራናታ-ደ1ረ
@ማራናታ-ደ1ረ 5 лет назад
ብጣዕሚ ጽብቕቕቕ ስራህ ሓንቲ ግን እታ ጥራይ እግሩ ካራንበ ክገብር ኔርዎ ይክሬት ግን ስለ ንሳ ዝተራኣየትኒ እየ ፍቅርን ሰላምን ምሳኹም ይኹን በርትዑ
@منوعاتتيفي-ح7ش
@منوعاتتيفي-ح7ش 6 лет назад
I love yo All My Eritrean people ❤️❤️❤️❤️❤️
@dhbdhb7830
@dhbdhb7830 6 лет назад
(ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።) netom ntahti weridkum zeyenbebkmo bhaki agedasi yu ezi zblwo zelewu
@vivilala9115
@vivilala9115 6 лет назад
ጆንሜራ ማራ ኢኻ ሰብኣይ ነዚ ባህሊ ተታሒዝካ ንፋዕ
@yosiefberhane6991
@yosiefberhane6991 6 лет назад
Aseyyyyy mukurat ftret enkae dehan mexakum deki eri
@zyadamillion2821
@zyadamillion2821 6 лет назад
ኣብ ክንዲ ምትብባዕን ምንቃፍን ናይዛ ፊልም ንጽሕፍ፡፡ ላይክ ግበሩለይ፡ ቀዳማይ ጽሒፈ ክትብሉ ኣኺልኩም ሎምስ ኣጽሊእና ከማን ኮመንት ምንባብ።
@erisweet1532
@erisweet1532 6 лет назад
Hakika alika 👍
@letinabariagabr5398
@letinabariagabr5398 6 лет назад
Gidefo ba aykemayn like gerom keyetebabiwom ce like kilmnu yiwilu
@danielgafre5686
@danielgafre5686 6 лет назад
ኣንታ እዝኦም 'ከ ኤርትራውያን ድዮም እትዮጽያውያን ክክክ ባህሊ ትግርኛ ይዓንብብ
@6257-r4y
@6257-r4y 6 лет назад
Daniel Gafre ኢትዮጵያአያን ከምዙ ዓይነት ትግርኛ ይዛረቡ እቲ ወዛል መልሓሶምን ፍሉጥ ኢዩ
@ሚሒራሚሒራ
@ሚሒራሚሒራ 5 лет назад
62570 1483 ኣይብሃልን እዩ ንምሳሌ አክሱምን ዓድዋን ምስ ናይ ኤርትራ ትግርኛ ተመሳሳሊ እዩ ናይ እንዳርታ እዉን ፅቡቕ እዩ ብዝኾነ ትግርኛና ይዕበ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
@@6257-r4y ኣይተረዳኣካን ሕቶኡ እዚ ባህሊ ኤርትራውያን ድዩ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ኢዩ ዝብለካ ዘሎ።
@yoyook999
@yoyook999 6 лет назад
እዋይ አንታ ክንደይ ደስ ይብለካ መመሊሱ ይሕድሰካ እዚ ባህልና ተመስገን ካብዚ ጭዋ ዝኾነ ህዝቢ ጌርካ ዝፈጠርካኒ። ነስተውዕል እስከ ይሕዋት ንሕና እዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ከመይ ኢና ንኸውን ዘለና መላገጺ ክፉእ ክርእዩ እምበር ሰላም ናይዚ ህዝቢ ባህ ዘይብሎም ብድኹማት ሰባት ዘዝበልዎ ክንደግም ንውዕል ነቲ መርዛም ዝኾነ ሐሳባቶም ከነሳሲ ንውዕል ዘለና ንስኻ ሐማሴን ንስኻ ሰራየ ንስኻ አከለጉዛይ እና በልና ንፈላሊ ዘለና ኩልና እኮ አብዛ ባህሊ እዩ መቦቆልና እሞ እንታይ ስለ ዝተረኽበ ድአሉ ሕጂ ካብዚ ባህሉን መንነቱን ዓቂቡ ዝኽይድ ህዝቢ ክንወጽእ ንደሊ ዘለና ልቢ ንግበር አስፊሕና ንሕሰብ ድሌት ናይቶም ሰይጣናዊ ስራሕ ዕግበት ዝፈጥረሎም ደቂ ድያብሎስ ዝኾኑ ድሌታቶም ብስምዒት ተደሪኽና ነተግብር ምህላውና ነስተውዕል እግዝአብሄር ናይ ሰላም መንፈስ አብ ልቢ ኩልና የንግስ አሜን።
@hanibalgash3540
@hanibalgash3540 6 лет назад
Yo yo ok. Wow nisu thaki thanks.
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ኣሜን ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ።
@brhanuahmed4461
@brhanuahmed4461 4 года назад
ካብ ኩሉ ካብ ኩሉ ማሰ ወየ ንኸይጠፍእ ኢደይ ኢድካ ንበል ብመልክዕ መጻሕፍቲ ተዝዳሎ እውን ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ ምኾነ፡ ከም ካሪክለም ኣብ ትምህርቲ ተዝኣቱ እውን ንዕቃበኡ ዝያዳ ከም፡ዝጎልሕ ምገበሮ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ፡ ኣብ ክፍሊ ስነዳ ምህላው ጥራይ እኹል ኣይኮነን፡ ክወጽእ ኣለዎ ናብ ህዝቢ፡፡
@gwalerixaedadekihadelibina3906
Wawwww bixami xibuk bota lemlem kitrio sahbi bixami nifoat korob kitnewih nerowa deki eri zyadai ❤❤🇪🇷🇪🇷
@amanyeibyo2826
@amanyeibyo2826 6 лет назад
John hawey btami meharitn azenagaitn iya ab zi gizie izi bzuhat seb hadar zfelaleylu zelewu gize iu lbi nebi yehwat. Bruk kne ygberelna Amlak netom ab shgrn xebeban zelewu yehwatna xlalu yembrelom . selam kne.
@dawithagos285
@dawithagos285 4 года назад
ከምዚ ዝበለ ወረጃ ባህሊ ዓዲ ሕግን ስርዓትን ወለዲ መውስቦን ባእስን ዕርቅን ሕጊ እንዳባ ዛንታ ምርአይ ክንደይ ኮን ይስማዓካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እንተሎሚ ግዜ ግን ይህሉ ዶ የቐኔልና ኩቡራት ስነ ጥበባውያን ቀፅልሉ 1000 ግዜላይክ ይግባአኩም ♥♥♥♥
@ዘይዓርፍጉያ-ኈ3ዀ
@ዘይዓርፍጉያ-ኈ3ዀ 6 лет назад
antum hdmona xbuq dea xbuq endikum temxiu gn hab mongo zgedefkumo alewa kezekrekum beal edil langa langa hiyab fqurat semkard bejakum sdedwen ajemirkum aytkulofna thank you
@LEE_DIA
@LEE_DIA 6 лет назад
Lbonan fqrn weledna abey emo😢😢😢
@selihomchannel
@selihomchannel 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ኮሜዲ ኣጆኩም በርትዑ ምሃሪትን ኣዘናዒትን ካብዚ ናይ ሎሚ ዝሰርህዎ ዘለው ዘመናዊ ኮሜዲ ባህላዊ ኮሜዲ ኣጸቢቑ ይጥዕም።
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 3 года назад
ተኣምር ኩላትኩም ጆን ዓርከይ ካባኻ ዝጽበዮ እዚ ምቁር ስራሕ ፡ኣብ ስነጥበብ እንክርእየካ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን
@ህግደፍመንሽሮሃገር
ክክክ ፍትሕ ያ በለ Like እስከ ሃቡኒ ደቂ hagerseb tray deki ketma aydlen eya
@lidunateylidey3595
@lidunateylidey3595 4 года назад
Emo ane kehbeka deley wey neska habeni
@kebhitarik153
@kebhitarik153 6 лет назад
11111111
@kfeltueumzgi1659
@kfeltueumzgi1659 6 лет назад
ጽገ ለባም ሰበይቲ ኣብ ኩሉ ዝተዋሰአቶ ደስ ዝብል ገጸባህሪ ኣለዋ
@natiln2259
@natiln2259 6 лет назад
ኣብዚ ኣለካ ባይቶ ሱልጡን ሕብረተሰብ ማዓርነት ከም ባህሊ እንዳተወራረሰ ዝመጸ እምበር ናዓና ሞዴል ኣይኮነን። ሰላምካ የብዝሓዩ ህዝበይ ዘሐብን ባህሊ ዘኹርዕ መንነት ኤርትራውነት።
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Год назад
Merhab 💖👈🏾
@musiehabte6960
@musiehabte6960 6 лет назад
ዕዲመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኣሰይ እቶም ኣወዳት ከም ኣቦታትኩም እተን ደቅ ኣንስቲዮ ካኣ ከም ኣደታትክ መስልኩም ምስራሕኩም ኣብ ቀልብን ኩሉ ህዝብ ኣለኩም ተባረኩ እዲመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ::
@WediShfta-f8q
@WediShfta-f8q Год назад
Merhab 💖👈🏽
@ባይናክገዲምተጋዳላት
ካብ ወዲ መድህን በራድን ኮራኩሩን ኣብዚ 27 ዓመት ካብ ዝሰርሕዎ ናትኪም 10 ኣጻብዕቲ ይበልጽ ንፉዓት
@brhanuahmed4461
@brhanuahmed4461 4 года назад
ባህልና ክቡርን ሕፉርን ኢዩ፡ከምዚ ዓይነት ድራማታት ክዕዘብ እንከለኹ ሓበን ኢዩ ዝስምዓኒ፡ ቐጽልዎ ኣጆኹም
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 года назад
ብጣዕሚ መሳጢት ማሃሪትን ። አታ ነዚ ርእና ንማሃር ካብ ከመይ ዝቦሉ ሕብረተሰብ ኸም ዝወጻና
@newthinkwithsami.8865
@newthinkwithsami.8865 6 лет назад
ደቂ ዓደይ ምዓረይ ብጣዕሚ አየ ዘፍቅረኩም ኣዝየ አየ ዘኽብረኩም ከምዚ ጌርኩም ነቲ ባህልና ልምድናን ብምቅራብኩም ከየምዝገንኩኹም ኣይሓልፍን ነቶም ባህልናን ልምድናን ጠቅሊሎም ኣብ ፋኛትራ ደርብዮማ ዘለው ተዋሳአትን ደረስትን ድማ ልቢ ግበሩ ምብላዕ ምብልዑ ከምዚ ሰሪሕኩም ብልዑ ወድሓንኩም የሕዋተይ ቀጽልዎ ድማ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለኹ
@ወዲዓንዶም
@ወዲዓንዶም 6 лет назад
eti ztamen zmekeren hbreteseb nay hagereseb seb yes tblu like wkt
@godislove2271
@godislove2271 6 лет назад
Waww bhaki des zbl bahli 😍
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 года назад
ጅግና ሰበይቲ ከም ባዓል አሞይ ህሙን ጋል ማጫዕዳን ደቂ ቦክርን ዝነበራ።
@sebumekseb2069
@sebumekseb2069 6 лет назад
ኣየወ ባህልና ጥዑም፡ ጆንሜራ ካብቶም ዘድንቆም ደረስቲ ፡ኣብ ባህልና ዘለካ ኣስተዋጽኦ ካብቶም ክምስገኑ ዘለዎም ደረስቲ ቀጽሎ like eske habwo
@sweetlifewithgod6758
@sweetlifewithgod6758 6 лет назад
woww btaimi xbuq Job qexlwo absrhakum awetn asalton ymneyelkum nice Job qexlwo
@samisamuel47
@samisamuel47 6 лет назад
ኣታ ኣነስ ብኻ ሃገረሰብ ኮይነ፡ ኬፍ ሂቡኒ እዚ ህይወቶም።
@TekleabAndu
@TekleabAndu 6 лет назад
eta meraat dya kef hibatka. haqi nger
@God-db9vp
@God-db9vp 4 года назад
ማራ ኬፍ ኣለዎ።
@toresbro6096
@toresbro6096 6 лет назад
ezi bahli zi teztefie ab gedel yieto ezi bahli ayemaebln eyu ndhrit eyu zmels fuck culture habesha I am habesha
@mussehaile7813
@mussehaile7813 6 лет назад
Eiti bahlna eiti wegeina aynreseayo metan kteimena bezi agatami zi xbuq srah geswa
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 года назад
ኣነስ ነዛ ሰብይቲ ጆን ሜራ ኮይና ትሰርሕ ክፈትዋ
@biniamtesfagabr7665
@biniamtesfagabr7665 6 лет назад
mi
@makumehari9049
@makumehari9049 6 лет назад
ዋውውው ተኣምር ስራሕ ናይ በሓቅ መሃርትን ኣዛናጋዒትን ጽፍፍ ስራሕ ቀጽልዎ#like
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 6 лет назад
ያምራል
@ኣነኤርትራዊየ
@ኣነኤርትራዊየ 6 лет назад
ቤላ ኮሜዲ ከምዚ ጥራይ ኣምጹአልና ኣሎ እንዶ ኣብዚ ዓራት ኤሮፓ ስራሕ ዘይብሉ በጀካ ድቃስ
@wediandom7949
@wediandom7949 6 лет назад
Wawwwww abet bahali des debl 100%%%%%%%% Ab srihakum asalito ymneyelukum
@lulabrhane9683
@lulabrhane9683 6 лет назад
ሰላም ህድሞና ኩልጊዜ ሙቁራት ኢኩም 100 like
@girmayiyassu9233
@girmayiyassu9233 6 лет назад
Bravo Desiet, you are perfect, anbesit
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
አየ አሰቡኡት ትግሪጝ አንሲቶም እንተመለኩ ጂግንናት ይመሲሎም
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 6 лет назад
what do you mean by that mind
@መንኣለኒካብትግራይዝዓቢሄ
ኣቱም ፁቡቃት ኣብቲ ባህልኩም ዝያዳ የመልክዐልኩም ደቅታ ሓላል መሬት ሰላምኩም የብዘሓዮ ጥዑማት ወረ
@yonastadese412
@yonastadese412 6 лет назад
ጽቡቅ ይሃብኪ ጽቡቅቲ bless u
@fithawifithi3111
@fithawifithi3111 6 лет назад
Seni👍👍👍
@sanchezsolomon7581
@sanchezsolomon7581 6 лет назад
Ata eza sebay kndey aw aw ktblya rebishatna eko
@hagoshagos4390
@hagoshagos4390 6 лет назад
Sanchez Solomon aygermkan
@xewarkuninebsey5213
@xewarkuninebsey5213 6 лет назад
Wawwwwww ny kedem balhi des kbleka azi derasi xobok yserh alo amlak tana yfterelu
@dendenhagosdeco
@dendenhagosdeco 6 лет назад
ናይ በሓቂ መሃሪት ዝኾነት ፊልም ነቲ ኣምለኽ ሓደ ዝገበሮ ሰብ ኣይፈለዮ🙏🙏🙏::
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
ናይ ብሓቂ
@dhbdhb7830
@dhbdhb7830 6 лет назад
des behali
@adenkibireab3607
@adenkibireab3607 2 месяца назад
ASEBUT HAGHESEB KDNDNU KSAREFU KHARMU NGUALANISTEITI MAT IYU 😂😅😂
@one2one46
@one2one46 6 лет назад
ሕቶ ሎሚ.....ኣብ ዓለምና ሓንቲ ዉድባ ክልተ ወደባ ሃገር መን እያ?
@maychoeritrea3367
@maychoeritrea3367 6 лет назад
ትግራይ ዓደይ ኢያ ታይ ግድካ መልሲ ረኪበያ ዶ
@erisweet1532
@erisweet1532 6 лет назад
Agazine eya mesline
@yonastadese412
@yonastadese412 6 лет назад
@@maychoeritrea3367 ኣበይ ኣሎ ወደብ ኣብ ትግራይ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ
@maychoeritrea3367
@maychoeritrea3367 6 лет назад
+አታ ዘልመድክኒ ጨና ኣክክክክክክክክክ አሞ ኣይመለስክዋን ዋይ ከሲረ አክክክክክክክክክክክክክ መልሳ አስኪ አስካ
@wedieri1957
@wedieri1957 6 лет назад
eseyasi tebahale
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 6 лет назад
Ybel bahli edmen tenan yahabkum
@Asmir965
@Asmir965 6 лет назад
Welcome brukatey atum muqurat natkum srhat btaemi eiye zednqo
@iloveyouhzbierey1385
@iloveyouhzbierey1385 6 лет назад
wooooow nay bhaqi muqur film
@samuelbeyin1315
@samuelbeyin1315 5 лет назад
Abeit yibel bahli Adina so nice viedeo
@almazgebre8079
@almazgebre8079 6 лет назад
Betaemi des tbl
@ሓበሽናይረበሽቂምነገርዘይ
Merhab, brukatey,enkae,b,selam,mexakum
@yohannesmokennen5281
@yohannesmokennen5281 4 года назад
ባህልና ጡዑም።
@thomastekle7177
@thomastekle7177 6 лет назад
ብጣዓሚ ደስ ትብል , ብሐቂ፣ብአማን ደቂ ኤሬይ አናብስ.
@shimuyelegesse9496
@shimuyelegesse9496 6 лет назад
ኣየ እወ ዝባህልና ክጥዕም ቀፅልሉ።
@ekubaygebrehiwot660
@ekubaygebrehiwot660 6 лет назад
Maharit eya nayebehaki
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ::
@zarehaile3558
@zarehaile3558 3 года назад
Nay bhaki xbuk charachter keqlwo
@kahsayisac4660
@kahsayisac4660 6 лет назад
ናይ በሓቂ ኣብ ሃገረሰብ ዝግበር ኣብ ሞንጎ ሰብ ሓዳር ክልተ መጻምዲ ተባእስካ ዘይኮንካ ትፋታሕ ናይ ክልተ መጻመዲ ስድራቤት ተባእሶም ኢኻ ትፋታሕ ተኣምር ኢዩ
@yonastadese412
@yonastadese412 6 лет назад
አዚ ባህሊ ኾ ጥብቅ ኢለ ኣይፈልጦን አየ ግን ማራ አዩ ዝምስጠኒ ፡ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ አዚ ነገር አዚ ናይ ሰብኣይ አምበር ናይ ሰበይቲ ኣይኾነን ሃሃሃሃሃሃሃ አዛ ሰብኣይ መንጸርጸሪ ኾይኑ አዩ ዝዋሳእ።
@tesfaxbahmekeretalem4409
@tesfaxbahmekeretalem4409 6 лет назад
Willkommen deki erey
@selamg3325
@selamg3325 5 лет назад
ጽቡቅ ሰራሕ ጆን ሜራ
@AGMediaEri
@AGMediaEri 6 лет назад
እዋይ ፍቅሪ ሓደጋ " ምስ ርግበ ፍቅሪ ሒዙኒ" በየን ኣቢለ ክረኽባ።
@selamneritranaselamneritra3954
ምስ ሰበይቲብካይማጎት ታቦት ዓዲና ብብርከይ ይሓዘኒ ክክክክክክክክ ኣራ ሳሓቕ ወድእኩምና ኣይትሳኑ ሰሱኑ ደቂ ኤረይ
@loveboys1578
@loveboys1578 6 лет назад
gn ane hanti neger ala qir tbleni buzuh film kemu wn comedy yrie eye gn ab mewdata bxbuk xrah yfxem gn ezi buzuh aythagoskulun etom dersti hadush kidi ktewxu ylabo. hanti kem mear xeba xbuk awedada zrakula nabrana tbl film xrah bxbuk dmdimoma mknyatu eti hiwet kemu sle zkone
@abiyemam9344
@abiyemam9344 6 лет назад
Second 🙏😍
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
አሰይ ጺብቃት ደሲ ባሀልት
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 4 года назад
ኣንብሳ ስብይቲ ስይይይ
Далее
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 260 тыс.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45