Тёмный

HDMONA - ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ምስ ፍረሂወት - New Eritrean Show 2022 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 608 тыс.
Просмотров 179 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 457   
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 2 года назад
Frehiwet number is 07191816
@ኤሉየሩፍቲየጓልዓቴ
ህድሞና ነባሪት ኣምላክ ይሃግዝኩም
@saliholove101
@saliholove101 2 года назад
Thank You Hdmona
@gulbetmsgna6452
@gulbetmsgna6452 2 года назад
Thenkyou kburat yehwat
@Robi-94
@Robi-94 2 года назад
Thanks ህድሞና ነባሪት ከይትግረም ቅድሚ ኮመንት ነቲ video ክከታተል ጸኒሐ ምስ ወዳእክዋ ነዛ video ኣብ ኮመንት ኣትየ ካልእ ክጽሕ ሓሲበ ነዛ numbre ናታ ምስ ራኣክዋ ደስ ኢሉኒ ግድን ካኣ ዛሓሰብክዎ ከተግብሮ ኢየ thanks again and again 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
ብጣዕሚ ኢና ነምስግነኩም፡ናትና ሓገዝ ናባና ግደፍዎ ሃየ ድምጺ ህዝቢ ስምዑ ከም ትሰምዑ ውን ይኣምን ኢየ ክትሕገዝ መታን ሙዚቀኛታት ዘለዎ ጌርኩም ህዝቢ ኢንተርቪው ግበሩላ፡ይብለኩም፡ኣሎ
@erikmedia5078
@erikmedia5078 2 года назад
ኣንታ ክንደይ ኬፍ ኣለዋ እዛ ፍረሂወት 🥰🥰🥰 ህድሞና ነባሪት ብጣእሚ ዝንኣድ ስራህ ቀፅልዎ
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 года назад
ከምዚ እንድሕር ተፋቂርና አምላክ ገጹ ክመልሰልና ኢዩ ህድሞና ነባሪት አምላክ ይባርኩም
@filimilo931
@filimilo931 2 года назад
Nay bhaki
@natnaeldesta5124
@natnaeldesta5124 2 года назад
Nay behaki xexbku tray nhseb ember fetari bereketu kewrdelna eyu
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 года назад
@@natnaeldesta5124 እወ አምላክ አሎ
@Wedimamaa
@Wedimamaa 2 года назад
ፍረሂወት በሪሁ! ❤እታ እንኮ⭐ ኾኾብ በይነይ ካብ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ኣብሊጸ ዝሪኣ፡ ብዓልቲ መረዋዕ ድምጺ ፡ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኪ 🙏
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 года назад
Tegagika aziya bilixtin waeron nifietin eya gin enko aytbel buzuhat buluxat alewana msnay ykreta gin.
@Wedimamaa
@Wedimamaa 2 года назад
@@misghinagheb9692 ጽቡቅ ኣለኻ ሓወይ ብዙሓት ብሉጻት ኣለዋና ፡ እንተኾነ ካብተን ብሉጻት ኣብሊጸ ዝሪኣ ወይ ንዓይ ፍልይቲ ዝብላ ድምጻዊት ካብ ቅድም ፍረ'ያ ምስተን ገዳይም ከየወዳደርካ ፡ብከምኡ የ (ኮኾብ በይነይ) ኢለያ ብናተይ ኣጠማምታ ጥራይ'ዩ ግን
@Helex1393
@Helex1393 2 года назад
@@Wedimamaa Hakika alka ane win kemnatika areaeya eu zeleni Ni Frey shikor nay kokob kokobat nay hagerna love her so much:-)
@abduahmedin2137
@abduahmedin2137 2 года назад
ክብረት ይሃብኩም ህድሞና ነባሪት ምስ ምጭዋት ተዋሳእቲ ነዛ ብልጽቲ ድምጻዊት ብምዝካርኩም ካብ ልቢ ነመስግን
@meksebmichi2374
@meksebmichi2374 2 года назад
I'm sorry for the loss of your husband. I love your music and I hope we hear many more songs from you. It's good to see you again my sister ❤️ 😘
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 года назад
Yes!! ኩሉ ዩቱባት ክፍት ተበልና ደቂ ኤረይ ጥራይ ፎርሳ ኣጆኹም ኣጆና🦁 ህድሞና ዓቢ ተገዳስነት ኣብ ልዕሊ ስነጥበባዉያን ብምግባርኩም ነመስግን ፈሓሒርኩም ደኣ ኣምጹኡልና ቀጽልዎ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 2 года назад
ናይ ብሓቂ ሓገዝ ዘድልያ ሕጂ እዩ። ፈረ ኣብ ኩሉ ዓይነት ስፖርት ከምኡ ውን ስነጥበብ ተመልምላ ዝዓበየት ሃገራዊይ ጅግና እያ። ፍረ ካብ ኩሉ ጻዓዳ ልባን ፈታዊት ሰብ ሙኻና ከምኡ ውን ወናኒት ሱሑል ጎሮሮ ኩሉ ሰብ ይፈትዋን ይድንቃን።ፍረ ብ' ኦጋናዳ ዝብል ስም እያ ዝያዳ ትፍለጥ ኔራ።ጽንዓት ይሃብኪ ኣጆኪ በርቲዒ።ከምኡ ውን ህድሞና ኣብ ካልእ ግዜ ብዝሰፈሐ ከትቅሪቡልና ብትሕትና ንሓተት። ኤርትራን ህዝባን ንዝልኣለም ይንበሩ።
@eriiistars3089
@eriiistars3089 2 года назад
ፍረሂወት ጥዕምቲ ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰሰኒ ዩ ንዓኪ Love ❤️ so much mekerti 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freta8958
@freta8958 2 года назад
እውይ ምስክነይቲ ፍረይ ኣጆኺ ደሓን ዝተረፉ ደቅኺ የዕብየልኪ ኣምላኽ😢 ሕማቕ ተሰሚዕኒ ንሕናስ ጠፊኦም ጥራይ ኢና ንብል ንስኹም ግን በጃኹም ከምኡ ገይርኩም ዝጠፍኡ ምእካብን ዝተሸገሩ ምሕጋዝን በርቲዕኩም ስርሕሉ ጽቡቓት የቐንየልና ህድሞና ነባሪት ዝንኣድ ስራሕ ።❤🇪🇷
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
ፍረሂወት ሓፍተይ እግዚአብሔር ደቅኺ ባዕልኺ ተዕብይሉ ግዜ ይሃብኪ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ
@yonasgebeye7414
@yonasgebeye7414 2 года назад
ዋውው ህድሞና ነባሪት ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ እዩ ከመይ ዝበሉ ስነ ጥበባውያን ተኸዊሎም ዝነበሩ ከምዚ ጌርኩም ናብ ንቡር ስርሖም ምሎሱልና እምበር ኣብዚ ሕጂ ስዓት ዝድረፍ ዘሎ ደርፍስ ጸወታ መልጎም እዩ tnx
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
ምስክነይቲ ብዓል በታ ድዩ ሞትዋ ጽንዓት ይሃብኪ ፍረየ
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 2 года назад
እወ ምስኽነይቲ ባሓቅ ኣምላኽ ኣኽእሎ ይሃባ ቆሉዕ ካኣ ኽንድሽሕ ይኩንልኪ ኽብርቲ ሓፍተይ።
@mielamedia8697
@mielamedia8697 2 года назад
ነቢዕኺ ኣንብዕክኒ ፍረ ሓፍተይ ኣምላኽ ምሉእ ምጽንናዕ ይሃብኪ ንደቅኺ ድማ ኣምላኽ ብጸጉኡ የዕብዮም ኣጆኺ ንስኺ ናትና ኩርዓት ኢኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ።
@erei1029
@erei1029 2 года назад
ንፈትወኪ ሓፍትና ንፍዕቲ ስነ ጥበባዊት ፍሬታ አምላክ ምስ ደቂኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ 🙏🙏
@tigrignaselection4980
@tigrignaselection4980 2 года назад
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 2 года назад
ጽንዕት ይሀብኪ ሓፍተይ ናተይ አጆኺ ❤️🙏❤️
@onedayeriy1991
@onedayeriy1991 2 года назад
ዳርጋ ዅሉ ሰብ ብዛዕባኣ ሰሚዑ ስለ ዘይፈልጥ ፍሪሂውት ብምርኣየይ ኣዝየ እየ ተሓጒሰ ። ኵላትና ሙዚቃ ኽንሰምዕ ከለና ብዛዕባ ፍሪሂዊት ንዘራረብ ነበርና ። ንኣምላኽ አመስግኖ እየ ። ፍሪሂውት ቃለ - መጠይቕ ክትገብሩ እሓተኩም ። ብተወሳኺ እሕግዛ ስለ ዘለኹ ቍጽሮም ይህቡ
@filimonmhertab1566
@filimonmhertab1566 2 года назад
ፍረ ሓፍተይ ጅግና ኢኪ እሞ ሕጂ ድማ ኣጆኪ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ን ዝሞተ መንግስተ ሰማይ።ኣጆኪ ካባኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ ኪፍ ኣለኪ ፍረ ሓፍተይ ኣመና እዩ ዝፈትወኪ ።ድምጺ 100%
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
አነስ ሰማዒት ደርፊ አይኮንኩን ግን ናታ አብ ናቅፋ ሰነ 20 ዝደረፈታ አይርስዓኔ ደጋጊመ ሰሚዐያየ አብቲ ሽዑ ግዜ ተብኬኒያ አጆኺ ፍረይ
@weldeabsolomon5741
@weldeabsolomon5741 2 года назад
Thank you HN. ምስ ኮኾብ ድምጻዊትና ፍረሂወት ኣራኺብኩምና፡ ፍረ ጅግና ኣጂኺ ቀጽልዮ፡ ንጽበየኪ ኣሎና ኣብ ጎንኺ ውን ኣሎና ኣጆኺ። Finally my condolence to you & God may rest your husband in peace!
@solomonmebrahtu2557
@solomonmebrahtu2557 2 года назад
ንኪድ ትራይ ብርሃን ኢዩ ቅድሜና 🇪🇷❤️🙏
@yogo5140
@yogo5140 2 года назад
ህድሞና ነባሪት፤ናይብሓቂ ኣምላክ ንዘውጻእኩምሞ ብዕጽፊታት ትሕስቶኩም ይመልኣልኩም😍
@habtom5113
@habtom5113 2 года назад
ፍረ ፍሉይ ድምጺ ዘለዋ ኢያ 🇪🇷👌👍👌🇪🇷
@akiserikitchen6290
@akiserikitchen6290 2 года назад
ክብረት ይሃብኩም ነዛ ኣዚና ንፈትዋ ስነጥበባዊ ምዝካርኩም ነዝዘኽተሙ ደቃ ምሳኺ ኣለና ምባልኩም ሓበን ተሰሚዕኒ ብፈላይ አሪና ምስ በኸየት ኣብ ስራሕ አየ ዘልኹ ብጣዕሚ በኽየ አንቃዕ ክኣ ነቲ ድርፋ ክደርፈልና ሓትትክያ ክብረት ይሃብኩም
@weldeababraha8129
@weldeababraha8129 2 года назад
ኣየ ሂወት ርግምቲ!! ጽንዓት ይሃብኪ ዛ ሓብተይ
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 2 года назад
Ehi haftey natey betami kebdey belateni edmen tenan yehbki fetari mes dekeqki ❤️❤️❤️🙏🏻
@memoriesneverdie2875
@memoriesneverdie2875 2 года назад
ዝሓየለ ድምጺ ካብ ናይ ኣዋልድ ናይ ፍረ ሂወት እዩ ። ካብ ናይ ኣወዳት ከኣ ቴድሮስ ሓጎስ ። ስለዚ በጃኩም መወልቲ ነዚኣ ባ ኣስርሑልና ።
@Sawa-tv7cb
@Sawa-tv7cb 2 года назад
,አብ እገዳ ተቖውሞ ከለና አብ ሳንፈራሪስኮ ተወሳኺ ሐይሊ ዘሀብክና ክብርቲ ሐፍትና
@adamxewar4166
@adamxewar4166 2 года назад
ናይብሓቂ ደስ ትብሉ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ፍረሂወት ሓፍትና ብልጽቲ ስነጥበብስዊት እያ ሓደራ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ጎና ክኸዉን ዳግማይ ከነትስኣ ናይኩላትና ሓላፍነት እዮ
@awtaymama5765
@awtaymama5765 2 года назад
ዋውውው ክብረት ይሃብኩም ነዛ ብልጽቲ ድምጻዊት ዘርኣኹምና ኣጆኺ ፍረ ኣብ ጎንኺ ኣለና ን ኩቡር ብዓል ቤትኪ ድማ መንግስተሰማይ የዋርሶ ንዓኺ ድማ ጽንዓት ይሃብኪ ህድሞና ነባሪት ዳግማይ ቃለ መሕተት ክትገብሩላ ብኽብሪ ንዕድመኩም
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 2 года назад
ፍረይይይይይይይ ምቅርቲ አድመን ጠናንን ይሃብኪ ዝያዳይ ክትምለስና ካ ተስፋ ንገብር ♥❤️❤️❤️
@senaitberhane1373
@senaitberhane1373 2 года назад
Great job for doing this. She is really talented one . Sorry for your loss your loved one, may his soul Rest In Peace. “BE STRONG “ dear
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 года назад
ፍረ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኪ 😭 naki ka እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏
@shaebianism4258
@shaebianism4258 2 года назад
ኣጆኪ ፍረሂወት ሓፍትና ኣርማ ስነጥበብ ኢኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና። ገለ ክንሓስበሉ ኣለና ደቂ ኤረይ ክትድገፍ ዝግብኣ ጅግና ሃገራዊት እያ ዕጻይምጻጻይ ዘይብላ ስነጥበባዊት
@alangebrikidan6456
@alangebrikidan6456 2 года назад
Good to see you FREHIWET very talented young singer🎤 we love you sorry for the lost your husband God bless you with all your family
@selamk3807
@selamk3807 2 года назад
HDMONA NEBARIT bejakum n Frehiwet mule Interview gberula. Fre haftey xnat yhabkum ms deqkn muluat bietesebkn. We Love u 🇪🇷🇪🇷💕💕🇪🇷🇪🇷
@yodit1991
@yodit1991 2 года назад
ፍሬታ ሕማቕ ረኺብኪ ኣጆኺ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ጎንኺ ኣሎ፣ ከም ቀደምኪ ክትምለሲ ኢኺ በቲ ሓያል ድምጽኺ ታሪኻዊ ደርፊታት ኢዩ ዘለኪ፣ ህድሞና ነባሪት ክብሪ ይሃብኩም።
@magnifiquebeautiful2532
@magnifiquebeautiful2532 2 года назад
Ohhhhhh this is heartbreaking 💔 ajoki Fre haftey, egziabhier dekki baelki teebyom ygberki
@natululi126
@natululi126 2 года назад
ሓፍተይ ሓላለይ ጽንዓት ይሃብኪ ኣጆኺ ።
@Berakiokbamichael
@Berakiokbamichael 2 года назад
ፍረህወት ጥዕምቲ ድምጽ ፍረ ኤረትራ ምስ ደቂኺ እዝጋብሀር ዕድመ የሃብኺ ጋል ሓላል መሬት ኤረትራ💕💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natannatan5345
@natannatan5345 2 года назад
ክብረት ይሃብኩም ህድሞና ነባሪት ክትዝከር ዝግባኣ ሰብ ስለ ዝዘከርኩምልና 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 года назад
እዋይ ዝሕብያ ደራፊት ብኽሉ ሙሉ GBU 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️
@woyniwoldemariam1413
@woyniwoldemariam1413 2 года назад
Sorry for your loss of your husband, stay strong and God bless you sister
@senayeri433
@senayeri433 2 года назад
ፍረ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኪ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@abieltewelde232
@abieltewelde232 2 года назад
Thank you hdmona rebarit Bejakum neza nfetwa sne tbebawit Entervi geberluna
@Ourvision971
@Ourvision971 2 года назад
Feraye she got very powerful voice,i will look forward to see her with new songs ኣጆኪ ፍሬ በርትኢ።
@issu23
@issu23 2 года назад
FREHIWOT IS ONE OF TALENTED SINGER & BELOVED BY THE PEOPLE .
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 года назад
በጃኩም ነዛ ስነጥበባዊት ክንጽበየኪ ኢና ብርሉልና። ኣተኩሮ ሃቡዋ በጃኩም በጃኩም፡ ስለምንታይ ጠፊኣ
@simi118
@simi118 2 года назад
Nmentay tefia eko ngratina eya abzi video. Kulut zihgeza yeblan. Hisbo emo sirah bezy demoz. Endher ktktsel koyina nay kulatina halfnet eyu.
@s.t7236
@s.t7236 2 года назад
@@simi118 ya kolu hize gele ka kebid zebele eyu
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 2 года назад
Ewaeeeyyyyy miskneytii sebayaa du moitiwaaa .sad to hear that be strong my sister we are going to support you❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 2 года назад
እታ ልበይ ትመልኣለይ እንኮ ስነጥበባዊት ሃገርና ኣጆኪ ፍረይ በርትዒ ኩሉዩ ዝፈትወኪ
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 2 года назад
በጃኩም እባ ኣብ interview ግበሩላ ኬፍ ኣለዋ ፈረ🇪🇷🥰🥰🥰
@Nathanhury
@Nathanhury 2 года назад
We love you ferhewte don't give up
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 2 года назад
እውይ ሓፍተይ ማዓረይ ብንእሽተኪ ብዓል ቤትኪ ተፈሉኪ በል ኣምላኽ ኣኽእሎ ይሃብኪ ደቅኪ ክንድሽሕ ይኩንልኪ ኣን ክድዉለልኪ እየ ኣጆኪ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ጎንኺ ኣለና ኣጆኪ።
@monenmerah2565
@monenmerah2565 2 года назад
ክብርቲ ሓፍተና ድምጻዊት ፍሬታ ( ዩጋንዳ) ጋርቲስታ ውን ኣዚኺ ሓያል ኢኺ ክብርቲ ውላድ ሰንዓፈ
@azebamanuel3610
@azebamanuel3610 2 года назад
ዋውውውውውውው ንኺድ እወ 🙏ጽንዓት ይሃብኪ ፍረ ሓፍተይ 🙏ቤርትዒ 🙏❤🌹🇪🇷
@danielkahsay6488
@danielkahsay6488 2 года назад
ፍረይ ሓብተይ ሕማቕ ረኺብኪ ነብሲ ይምሓር ጽንዓት ይሃብኪ ምስ ምሉኣት ስድራቤትን ፈተወትን 🙏🙏 ዉሉድኪ ይባርኸልኪ 🙏🙏🙏 ኣጆኺ ኣንበሳየየ ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ ዩ !
@selemawitandebrhantekie3544
@selemawitandebrhantekie3544 2 года назад
Fretey haftey tesnat yhabki fetari. Amlak fkrkum yesesnelkum brukat
@shewittesfazghifisseha9794
@shewittesfazghifisseha9794 2 года назад
Asey Mquratey egziabhier amlak edmen tienan yhabkum 🙏🙏🙏 l love you so much deqi Eriey 💞💞💞
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 2 года назад
ኣታ ዛፍረ ዳዕውቺ ኮይና ትስመዐካ ብሓቂ ኬፍ ዘለዋ
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 2 года назад
ዋይ ሓፍተይ ኣጆኪ በሊ ጽንዓት ይሃብኪ ከቢድ እዩ ግና ኣጆኪ ንደቅኪ በርትዕሎም ህድሞና ነባሪት ከኣ ከይድንቅኩክም ክሓልፍ ኣይደልን
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 года назад
እዋይ መረቢኖ ኩሉ እዩ ዘጸብቀልኪ ብኡነት 🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@onedayeriy1991
@onedayeriy1991 2 года назад
m so glad to see frehiwet because almost everyone has never heard of her. We all talked about frehiwet when we listened to music. Thank God I ask you to interview frehiwet . Also, they give me their number because I help them
@letumeksen2831
@letumeksen2831 2 года назад
Fre hiwet shikorey ❤️❤️ Interview gberula eske hdmona👍👍
@goitafikri6589
@goitafikri6589 2 года назад
Talent and honest 👏👌🙌😌👍✨
@kokobber9
@kokobber9 2 года назад
Hidmona nebarit plz mis frehiwet berihu ቃለ መሕተቲ ኪትገብር ደሊየ
@meseretmessi6141
@meseretmessi6141 2 года назад
Frei shukorrina edmen tenan yhabki fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jesusking7000
@jesusking7000 2 года назад
Eskea sdedulna srehata please ayfeletkwan tseniha rhus awdeamet nbmulei hzbi Eritrea ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 2 года назад
ፍሬ u r a star keep the hard work, God bless you and your family and my condelness to you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@habtomtsegaytsegay9288
@habtomtsegaytsegay9288 2 года назад
ሂኒ , ኤሩ & መረብ ኣሕዋተይ ኣብ ኩሉ ሰናይ ነገር ትገብርዎ እንዳ ኣመስገንኩ ከም ዚ ናይ ፍረ ሰውራ ኣብ ምዕባይ ቆልዑን ሙዚቃን ዝተጸገሙ መታን ክሕገዙስ ሞባይሎም ዘይትዝርግሑልና ምስናይ ይቅሬትኡ
@sweetheart3383
@sweetheart3383 2 года назад
Zergihemo alewu eko hawey
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 2 года назад
Temti dmxi gal halal meret ❤🇪🇷
@y2pac464
@y2pac464 2 года назад
Gual hala meret agolgzay malyetka diu
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 2 года назад
@@y2pac464 Eway kkkk
@yirgaberhe2676
@yirgaberhe2676 2 года назад
She is very smart and brave. Sorry for your lost Frey haftey. We 💕💕💕 you
@proudmom6294
@proudmom6294 2 года назад
Hetoy b mlaskum btami ye zemsgnekum, kulu gzie abey ala yibel Nire bejaki kexilyo hagzwa bejakum ❤️
@senayitsereke8570
@senayitsereke8570 2 года назад
I’m so sorry for the loss your husband
@mendelayeritrea2074
@mendelayeritrea2074 2 года назад
ኣብ ዚ ነህለ ኤርትራዊ ሓገዝ ፡ብልቢ እቶም፡ክሕገዙ ዝግብኦም ሓጊዝኩሞ ዘጥፋኣክሞ ኣምላክ ይመላኣልኩም ቀጽልዊ ንሕና ውን ኣለና ኣብ ጎንኩም።
@temesgenogbazgi4279
@temesgenogbazgi4279 2 года назад
ኣጆኺ ፍረሂወት እቲ ሱሑል ጎሮሮኺ ተስፋ ከይቆረጽኪ ቀጽልዮ ክላትና ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣብ ጎንኺ ኣለና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 года назад
ሓፍተይ ናተይ ኣባይኪ ይንባዕ ኣጆኺ: ንሚኪ ድማ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ::
@Love-dg3uh
@Love-dg3uh 2 года назад
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ።
@yerdanos1180
@yerdanos1180 2 года назад
She’s beautiful with out make up nature beauty is the best Frehiwet love you sweetie I’m Sorry for you lost very sad Rest in peace Michael 😭😭😭
@azebkassaye1551
@azebkassaye1551 Год назад
Yordanos I said the same. She is beautiful with out makeup. The interviewers are not professionals. The interview is supposed to help her and uplift her , but all they were doing was breaking her spirits. May be there is something we the audience. Don't know
@mulugetakidene4681
@mulugetakidene4681 2 года назад
ህድሞና ነባሪት እዚ ትገብርዎ መደብ መሳርሕትኩም እንዳ ዕንገልኩም ትገብርዎ መደብ ደስ ዘብል እዩ ፍረ ድማ ኣጆኪ እግዛብሄር ኣሎ
@romatela7057
@romatela7057 2 года назад
አጆኪ ፍረሂወት በርትዒ ከምላክ ምሳኪ ይኪን አጆኪ ብርሃን እዩ ቅድሜኪ ❤
@abebahaile2552
@abebahaile2552 2 года назад
ፍረ.ሐፍትና.ኹርዓት.ሀገር.👍🙏💕💕
@tittimedhane8463
@tittimedhane8463 2 года назад
Asssssyy sehkorr edmen tenan yehbke mes dakeki 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍
@ገበልገዛባንዳ
@ገበልገዛባንዳ 2 года назад
ይኣኸ እቶም ገጠምቲ ዘየምቲ ሓቦ ሓቦ ኢልኩም ሓግዝዋ ንሕና ኻኣ ብዓቅምና ኽንሕግዝ ኢና እቶም ኽትጠፍእ ዘይትግባእ ኮኾብ ኢያ ጠፊኣትና ኣቦ ዘይብሉ ውላድ ሒዛ ብምህላዋ ብኡ መጠን እቲ ሂወታ የኽበዶ ስለዚ ደቂ ኤረይ ሓደራ ሖቦ ንበላ ነዛ ዋዕሮና ዓዓቅምና 😥😥🇪🇷🇪🇷
@sarazeray3586
@sarazeray3586 2 года назад
Firehiwet u are so talented and genius and sorry for your loss may God give u strength with your lovely kids ❤️ ❤️
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 2 года назад
Frieta shkor edmen tenan yhabki ms ftwat dekki mot bal bietki btaemi hazine ajoki gal arey ❤❤❤❤❤🇪🇷❤
@yafetsolomon6565
@yafetsolomon6565 2 года назад
Fre haftey xnat yhabki mas dekhi admen teanan yhabkI 🙏🙏🙏
@senaitainalem9645
@senaitainalem9645 2 года назад
Kibrty haftey ajoki, Amlak misaki ykun ♥️⚘🇪🇷
@eritrea6227
@eritrea6227 2 года назад
Niftwki nafkrki Haftena fera hiwet Amlak Edman tinana yehbki mes dakiki xinat ka yehbki 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@fitsumberih2439
@fitsumberih2439 2 года назад
ዋው ህድሞና ጽቡቕ ስራሕ ፍረ ከኣ ኣጆኪ ጅግና ኢለኪ ኣለኩ።
@Helex1393
@Helex1393 2 года назад
Uway haftey meary Frey shikory tsinat yehabki betami nebiee hazinee beaki....zifetwa Singer nay hagerna KOKOB💕💕🙏🏽
@mikusamuel4542
@mikusamuel4542 2 года назад
Fre u are powerful women.. ajokiiii Hdmona bitami qexlwo bhaki ab sne-tbeb abi aberkto zelewom sebat ikum tetebabu zelekum qexlwooooo......
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 года назад
I admire you guys you love each other love is good you guys bless by god
@djbombommera7772
@djbombommera7772 2 года назад
Please eba Interview giberula beal ezian eyen Interview zedilyen🥰🥰🥰✌️
@henoksemere6922
@henoksemere6922 2 года назад
FEREY keep going my lovely sis ajoki ab gonki Alena .
@Rutha2424
@Rutha2424 2 года назад
GOD BLESS YOU 🙌 🙏
@efremmebrahtu6628
@efremmebrahtu6628 2 года назад
God bless U and Ur family Freta.
@kingsolomon1316
@kingsolomon1316 2 года назад
You're really strong woman wonderful ❤️
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 2 года назад
xinat yhabik kibrti haftna
@filmonamine7090
@filmonamine7090 2 года назад
Bejakum telefona sdedulna Akmna Knhgza Deki Eri 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Далее
The Future of Brawl Stars in 2025!
04:27
Просмотров 2,3 млн
РЫБКА С ПИВОМ
00:39
Просмотров 1,5 млн
The Future of Brawl Stars in 2025!
04:27
Просмотров 2,3 млн