Тёмный

HDMONA - Full Movie - ኣልማዘይ | Almazey by Shiro - New Eritrean Video 2022 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 606 тыс.
Просмотров 205 тыс.
50% 1

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
HDMONA - Full Movie - ኣልማዘይ | Almazey by Shiro - New Eritrean Video 2022
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2022. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #Almaz #hdmonaAlmaz #hdmonaFilm #eritreanfilm
‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@moreinfonow‬‪@hdmonapromotion‬ ‪@dankurshow1050‬

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 378   
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Год назад
WOW ሜሮን ብጣዕሚ ትምህርቲ ዘሎዋ ስራሕ ሰርኻ ብጣዕሚ እየ ዝድኖቀኻ አብ ንኡስ ዕድሜኻ ጽቡቕ ስራሕ ተፍሪ ደለኻ እኻ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንኹልኹም አጆኹም ቀጽልዎ።
@mēribŕĥäńě-o2x
@mēribŕĥäńě-o2x Год назад
ኣደ ክትነብዕ ተሪኤ ምስኣዩ ንብዓት ዝመፀኒ😭ኡፍ
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Год назад
ሓቅኪ ጓለይ ኣደስ ኣይግብኣንዩ
@selamselam9846
@selamselam9846 Год назад
Nay bahki ade ktkeber tray eyu zelewa abza alem abkiyatni
@Godisgod-q9l
@Godisgod-q9l Год назад
betemi😢😢
@kiflaytikabo4102
@kiflaytikabo4102 Год назад
Nay bahaqi maharit film maere kindey ena nwelladitna keyteazeznayan kala keyekbernan bmot etfleyena slezi weledna bhiwet enkelewu kinezezomn kenekbrom kem zelena eya tmhrena thanks shiro hawey kexlo
@azemarefrem2404
@azemarefrem2404 Год назад
Ufffffff 💔😭💔😭 lbika titinkf film Meri shikor medargti alibo edmen tinan yehabika fetari hawey Natey 💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌
@binyamkibrom3863
@binyamkibrom3863 Год назад
😢😢😢😢😢thanks maharit Film bejakum ahwat dahay weledna ngber 🙏🙏🙏
@lulyaghebretnsae9160
@lulyaghebretnsae9160 Год назад
Wudisheyyy natey mera eye zfetuwekim mera ekin tilabesio .meri kea ajoka kexilo
@2wedierey156
@2wedierey156 5 месяцев назад
💔❤️
@abiestifanos3171
@abiestifanos3171 Год назад
ቅሩብ ጭካነ ተጋኒኑ ኣብ ልዕሊ ኣደ so nic movie
@genetgeziee6822
@genetgeziee6822 Год назад
💔💔💔
@meazaokubit5367
@meazaokubit5367 Год назад
Betami xbuk naf Meron edmen tenan yehabka kexlo
@godisgood7456
@godisgood7456 Год назад
Merona weldo kokob🤴 Ade 💔🥺
@Maly105
@Maly105 Год назад
😭😭😭😭😭😭 ውድሸይ ከብደይ በልዒክኒ በቃ
@AhmedMahmoud-zy9zv
@AhmedMahmoud-zy9zv Год назад
Aseyyyy deqi Erey Ntyyyyyyy kexebqelkum miss u eko
@samueltsegay96
@samueltsegay96 Год назад
Ata Ni Ade zxirefin Zibidiln eske aytisirihu guhafat enbae..Ahh ewayy Ade
@fevenyigzaw8897
@fevenyigzaw8897 Год назад
Ewyy Almazey ktmewt ayneberan
@ksanetmulaw7740
@ksanetmulaw7740 Год назад
🥺🖤💔
@hgh8912
@hgh8912 Год назад
ናይ ብሓቂ ብልፅቲ ፍልሚ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ 😭😭😭❤️
@NatanyemariyamLij
@NatanyemariyamLij Год назад
ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ ዳ ነባዕኩ ወዲኤያ, ፈጣሪ ነዴታትና ነዊሕ ዕምሪ ይዓድለን
@mureyande3031
@mureyande3031 Год назад
Me too
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Год назад
ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ
@hideatg6312
@hideatg6312 Год назад
Amen
@ንዝጸባቦይርሃዎ
ብሓቂ ከምዚኣ ጌሮም ንወለዶም ይሕርቕ ዘብሉን ዘብላን ኣለዋ ኣብ ስደት ኮይኖም ዉን ወለዶን ብሻቕሎት ከብዶም ሓቁፎም ከም ዘለዉ እና ፈለጡ ነዛ ተሌፎን ዘይድዉሉ ኣለዉ ወለድና ከለዉን ከለናን ብዘለና ንፋቀር ንከባበር
@temesgenamlakey234
@temesgenamlakey234 Год назад
Ja nay behaqi😢😢😢
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Год назад
ህምም ለባምዩ ዝፈልጦ
@baniye143
@baniye143 Год назад
Alewu bzuhat ygermeka eyu emo temeliska zeyrkebu ade
@ንዝጸባቦይርሃዎ
@@baniye143 ብቀረባ ወዲ ኣኾይን ኣሎ ብዕድመ ኣዝዩ ንእሽተይ እዩ ኩሉ ዘለዎም ሸይጦም ብልብያ ዓዲ ሰብ ይእትዬሞ በቃ ንስድርኡ ገንዘብሲ ይትርፍ 5 ዓመት ይምሃር ኣለኩ እዩ ዝብል ደዊሉ ኣይፈልጥን ኣብዚ ማሕበራዊ ሜድያ ከኣ ንግሆን ምሸት በዚ ፖለቲካ ኪካትዕ ይዉዕል ወረጃ ማዕዶ ስድርኡ ብሕሰብ ነብራ ዘይምስል መሲሎም ንሱ ትግራይዶ ኮለግዛይዶ ኢሰያስዶ ክብል ይዉዕል ኣሎ
@wintazaid5440
@wintazaid5440 Год назад
@@ንዝጸባቦይርሃዎ ብጣዕሚ የሕዝን ኣምላክ ናብ ልቡ ይምለሶ እምበር አዚ ፖለቲካ ዶ ገለ ሰብ ኣብ ዘይ ዕላምእ እዩ ዘእትዎም ዘሎ እምበር ወለድና ነዛ ድምጽና እዮም ዝደልዩ ዋላ ሲኢኖም ከማን ሲኢንና ኣይብሉን ድሓን መን ይፈልጥ ሓደ ማዓልቲ ናብ ልቡ ክምለስ እዩ ዘይ ንእስነት እዩ
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
ኣደይ ናፊቀ ብሓቂ 😥😥😥😥ኣዴታትና ማዓርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን 💗💗💗
@aronbelay284
@aronbelay284 Год назад
ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ ኣብ ኤርትራ ዘላኩም ተዋሳእቲ እኮ ሓደ ሓደ ኢዩ ፊልሚ ተሃድመኩም እንበር ብጣዕሚ ኢኩም ንፉዓት እዛ ፊልሚ ግን ፈቲያ። ኣነ ግን ክብል ደሊ ዘለኩ ነዛ ጽሑፍ ተንብባ ዘለኻ ኣብ ደጋ ዘላኻ ኣብ ውሽጢ ነዲኻ ተጉሂ ዘለኻ ወይ ውን ቅርሺ ኢልካያ ዘይትፈልጥ እሞ ኮላይ ኣደራዕ መመሊስካ ተምጸአላ ዘለኻ ኣምላኽ እንታይ ዓይነት ፍርዲ ከም ዘዳለወልካ ኣብ ግምት ይእትዋ ኢካ ፡፡ ኣደ ማለት ብርሃን ገዛ ኢያ ብዘይ ኣደ ብርሃን ገዛ ንኮንቱ ኢዩ ዝበርህ:: እዛ ፊልሚ ክሪኣ ምስ ጀመርኩ ከይ ጀመርኩ ኢየ ንብዓት መጹኒ ስለምንታይ ትርጉም ኣደ ከምዚ ናተይ ዝተርድኦ ውን ኣብዚኣ commenት ይጽሓፈለይ?
@arondebesay4979
@arondebesay4979 Год назад
ሜሪ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ፡እቶም ኣይተጋንኖ ትብሉ ዘለኩም ኣለና እንበር ክንደይን እንታይን ዘይገበርናዮም ነዞም ስድራቤትና ንክሕሰሉ ግዜ እንበር ይሃበና።
@fokirmua1035
@fokirmua1035 Год назад
ናይባሐቂ ወለዲ ምሳኻ ከለው ቀሊልዩ ምስ ተፈለይኻ ግን ጣዕስኡ ከቢድዩ
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
አሕ አደየ አበይ እየ ዝረክበኪ ምስ ናፍቆተይ ንዘልአለም ተፈሊክኒ አየ ስደት 😭😭😭😭ፈጣሪ ወላዲተይ ብየማናይ ሕቅፎካ አምብረለይ🙏🙏🙏👏 ብብክያት ወዲአያ አደየ ዓለመይ 🌏🌏💔💔😭😭
@-channel-yh1kc
@-channel-yh1kc Год назад
አጆና ናይ ኩላትና ዕጫ እዩ ኩልና ሞወትቲ ኢና 😥
@galtrumpasli1115
@galtrumpasli1115 Год назад
Ajoki/Ajoka B Sga Eya Tefeliya Ember B Menfes Msaka/Ki Ala
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
@@galtrumpasli1115 እሺ ዝሐፍተይ የቅንየለይ ክፉእ አይትርከቢ ማዓረይ
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Год назад
@@-channel-yh1kc እወ ንሱማ ግን ይከብደካ ናይ አደ ነገር ክርኢ ከለኩ እሞ አብ ስደት ኮይንካ ይከብድ ግን እቶም ዝተረፉ ስድራይ ይሐልወለይ ፈጣሪ የቅንየለይ ማዓረይ ክፉእ አይትርከቢብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና አሕዋተይ👏👏👏
@Eritrea1234
@Eritrea1234 Год назад
ኡፍፍ ከይተረደኣኒ በኽየ ነዛ ኮመንት ናትኪ ምስ ምስ ኣንበብኩ 😭😭😭😭ኣጆኺ ሓላለይ
@danielmulugeta9442
@danielmulugeta9442 Год назад
ሜሮን አንበሳ ማራ መሀሪት ፊልም i love all your movies long live our brother God bless you
@ፈየጋልትግራይ
@ፈየጋልትግራይ Год назад
ናይ ባሓቂ ልብኻ ትትንክፍ 💔💘ኣደ ኣየወ ሓላል ንኹሉ ግዜ ዘይትቅየር ✍️ፈቃርር ኣደ ኣለም 🌍ኣደ ብርሃን ገዛ 🙏💘😘
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Год назад
ሜሪ ጹቡቅ ስራሕ ትምህርቲ ያ ብሓቂ ከምዚኦም ወሎዶ ግን ኣለዉ ኮ ካብዛ ፊሊም ክምሃሩ ተስፋ ይገብር 😥😥😥😥
@wallpaper855
@wallpaper855 Год назад
EEEEEEEEW
@Maly105
@Maly105 Год назад
ህድሞኒ ሰላም እንታይ ደኣ እዝን ሓደሽቲ ፊልምታት ከምዛ ናይ ሽሮ ዘይትሰዱልና እንበር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሽሮ ሓወይ💘💘💕💞💞💞💞💕💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💕💞💞
@ጓልሰየምቲአድያቦ
ሜሮነይ ከማይ ዝፈትወካ ዶ ይህሉ❤❤
@godisgood7456
@godisgood7456 Год назад
Aykemayn🥺👸
@fithawitghide359
@fithawitghide359 Год назад
ንምንታይ ዩ ኣብ ዝኾነ ፊልም ኣብ መወዳእታ ትቀትልዎም ኦፍ ካብ ጌግኡ ምስ ተማሃረ እታ ዕድሚኣ ምሉእ ከርተት ዝበለት ወላዲት ክትካሓስ ኔርዋ ኦፍ 💔😭💔😭💔😭
@lidiatesfay2845
@lidiatesfay2845 Год назад
Abza hasab xibuk giere yisemamae eye kulen aykonan lewiti keyreaya zimota silezis kab mot fily zibele hasab tetikewin kabzi zelato nilaeli mixebeket mibelku
@heranhenos5757
@heranhenos5757 Год назад
ጽቡቕ ስራሕ ግን ሜሮን ኣብ መካነ መቃብር ተከዲንክያ ዝነበርኪ ክዳን ኣይግድን
@godislove3889
@godislove3889 Год назад
ዎ ኣምላክ ኣቦይ ሕማቅ ወለድና ኣይተስምዓና ብሂወት ከለዎ ከነህጉሶም ከኣ ደግፈና 🙏🙏
@abebahuluf8856
@abebahuluf8856 Год назад
ኣሕሕሕሕ ኣዶ 😥😥😥🤲ክትናብዕ ከልእ ከብድ ትብልዕን ኢኮ 😥😥😥😥🤲
@mam-yk6ri
@mam-yk6ri Год назад
ብጣዕሚ ምሳጢትን መሃሪትን ፊልም ተዋሳእቲ ንፉዓትን ምልኩዓትን 1000 ሰኒ ንዓኹም!!!
@momona369
@momona369 Год назад
ኣነ'ስ ናይ ሽሮ ድርሰታት ጥራይ ኢዩ ኬፍ ዝህበነ:: good job shro
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት Год назад
To be honest i love z truly ፊልም. ሜሮን ዘይከምዕድሜኻ ብሉጽ ስራሕ ኣብ ሂወት ወዲ ሰብ ዘሎ ዛንታ እዩ ኣድናቖተይ ደረት የብሉን ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@ኤረይናተይ-ዀ5ነ
@ኤረይናተይ-ዀ5ነ Год назад
Alem netom zgoyu ember neto kof elom zxbeyu edl aythbn eya nay bhaqi mharit film
@yonasteklemikal9898
@yonasteklemikal9898 Год назад
Nay behaki maharit film ya neay kem zteredatni etom ab nhsnet zelena xama weladitna key kefelna behadega key tfleyena ya tezey tegagye hasabkum habuni deki erey
@Natan0755
@Natan0755 Год назад
እዋይ ከምዚኣቶም ኣወዳት ሲ ብረት ገይርካ ኣብ መቃብሮም ኢካ ተስፍሮም 😏😡
@snittube3875
@snittube3875 Год назад
aytfred zhawey seb ygage yerem kea
@Natan0755
@Natan0755 Год назад
@@snittube3875 እንታይ ሞ ክዓብስ እዩ ዘትምለስ ጣዕሳ ኣብ ዘይግዚኡ ትኣሪሙ
@natsi617
@natsi617 Год назад
ኣይብሃልን ምዓረይ ክንደይ ድዩ ዘሎ 😓
@Natan0755
@Natan0755 Год назад
@@natsi617 ሶርይ ካብ ሕርቃን ዝተላዕለ እዩ ኣዴካ ክትብድል ዝዓበየ ገበን እዩ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Год назад
Ayewered eyu weladi leweh eyu
@ጽዮነይ-ፐ1ጠ
@ጽዮነይ-ፐ1ጠ Год назад
ኣብ ኩሉ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ ሜሪ ሓወይ ቀጽሎ🥺
@SAMHABt
@SAMHABt Год назад
ኣብዚ ነሀልካ ፊልም ናይ ባሓቂ ማሃሪት move ካብ ኩሉ ብ ስሜዒት ኢዮም ዝሰርሕዎ ሽሮ ናይ ባሓቂ ብሉጽ ደራሲ ዕድመን ጥዕንን ያሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❣️
@SAMHABt
@SAMHABt Год назад
@@d.p.5822 gierelka leku
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት Год назад
♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹 ንእስነት ዕዳ ዕሽነት ስድነት ኩሉ እዩ ኡፍፍፍ ኣደይ ♥️♥️♥️
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh Год назад
ገል ዓይነት ማሃሪት ፍልማ ሰባት ኣንተለና ናፍቅሪ ኣንበር ምስ ሞተ ማፋ ፍያዳ እና ፍቅሪ ሰላምን የዋርደልና ንመላኣ ዓለም ፈጣሪ
@ፍቅሪዩእምነተይ-ሠ2ቀ
ደርሰትካ ኩሉ ግዜ መሃርቲዮም ንኡስ ሓወይ በርትዕ😍❤
@senaitokubamicael4414
@senaitokubamicael4414 Год назад
ድርሰታቱ ኣነ ከማን ብጣዓሚ እየ ደድንቆ ንሽሮ
@abebaghebre6840
@abebaghebre6840 Год назад
ዋውውውው ሜሮን ተስፉስ ክትነፍዕ!! ብድርሰታትካ ኣዚየ'የ ዘድንቐካ: ከምዚ እንተቐጺልካ ኣብ ዓቢ ከምትበጽሕ ዘጠራጥር ኣይኮነን!! ኣጆኻ በርትዕ!!! ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም ምስ ንፉዓት ተዋሳእቲ!!👍👍👍👍
@alensozavi4820
@alensozavi4820 Год назад
በጃኩም የሕዋት ካብዛ ፍሊም ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዋ ሰብ ብሂወት ከሎ አንትዘይረደካዮ ንጽባህ ንግሆ ሰላም ዘለዎ ድቃስ ኣይክትድቅሲን አካ ሶ ብሂወት ንዘለዉ ስድራካ ፡ኪ ወይ ሰብካ ምርዳአ ጽቡቅ ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ
@aminehabtegergsh9278
@aminehabtegergsh9278 Год назад
ስድራና ብሂወቶም ከለዉ ንካናኸኖም ብሰንክና ብጓሂ ዝኣክል ከይፍለዩና መርገም ወላዲ ተዘይቀተለ ይዕነኒ ይብሉ ኣቦታት ስድራና ነኽብር . ዓባይ ትምህርቲ እያ እዛ ድራማ ቴንኪው ደቂ ኤረይ♥️♥️🥰🥰🥰♥️♥️🙏🙏🙏
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
ብጣዕም ጽቡቅቲ መቸረሻ ሓጎስ ይጽበ ኔሬ ግን ዓለም ሽሮ አንበሳ ዘበንካ ይባረክ 🌿🙏❤️👏🌷💐🌿🇪🇷❤️
@yafietyosief6956
@yafietyosief6956 Год назад
Gex tfetwuwa weladitkum yerikum
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 Год назад
ኦ አምላኽ ካብ ሕማቕ ውላድ ሰውረን🙏
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
ገለን ብማይ ገለን ስኣን ማይ ክብሃል ከምዚ ኢዩ ኣቱም የሕዋት ኣዴታትኩም ኣብ ልዕሊ ምድሪ እንከለዋ ፍቅሪ ክሰቡ ካብ ጽባሕ ጣዕሳ
@momona369
@momona369 Год назад
ኣነ'ስ ናይ ሽሮ ድርሰታት ጥራይ ኢዩ ኬፍ ዝህበነ :: good job shro
@robitesit6915
@robitesit6915 Год назад
እውይይይ ከምዚኣ ፊሊሚ ከም ገለ ዝገበረትኒ የላን
@rishant9980
@rishant9980 Год назад
ናይ ባሐቂ ደስ ትብል ዐለም ጎደሎ ምካና ተርኢካ ነብስካ አብ ትፍትሸሉ ተኮሊፍካ
@ሄቫዕባይዓጋመ
@ሄቫዕባይዓጋመ Год назад
ኣዶ ጸዋሪት ኩሉ ኣሕሕሕ😥🥺😥
@kubromdesiehaile8562
@kubromdesiehaile8562 Год назад
ሜሮን ሓወይ እንታይ ኢለ ክገልጸካ መግለጺ የብልካን ፡ ንዓይ ድፉን ሓዉካ ዉዕሎ ኣደ ሚሂርካኒ የቀንየለይ
@asmeraeritrea143
@asmeraeritrea143 Год назад
B shiem ezi derasay (shiro) subscribe gere aleku bitami xibqiti film libey seratini 💔💔💔
@eritreatibarekx4013
@eritreatibarekx4013 Год назад
ኣነ ዝገርመኒ ኣብ ኤርትራኸ ከምዚ ጌሩ ነዲኡ ዝደፍርዶ ኣሎ ኢዩ። ኣብዚ ሪ ኢዮ ሰባት እንተንበብኩስ፣ ከም ፊልም ዘይኮነንስ ከምሐቂ ዘጋጥም ጌሮም ሐሳቦም ምሃቦም ገሪማቲኒ ኣላ። ኣምላኽ ይባረኽ ከምዚ ነዲኡ ዝዝጥል ሰብ ዘየራየኒ። ደቀይ ድማ ኣብ ኤውሮዻ ኢዮም ተወሊዶም ግን ከምዚ ድፍረት ወላዳ ኣብ ሂወተይ ሪኤ ኣይፈልጥን። በጃኹም ደቂ ኤረይ ፊልም ኢዩ በሉኒ። ወይ ሰብ ዝረኽቦ።
@saymonweldaeb1111
@saymonweldaeb1111 Год назад
እዚ ናይ ኣድና ፊሊም ሲ ደስ ክብለካ
@teklittukue2551
@teklittukue2551 Год назад
Ade ketbeki kebid eu nkulen adetat admen teanan yhaben segab bihwet delwa enber mot da Abey ketref
@milliparadizomilliparadizo7708
ሽሮ ሓወይ ብጣዓሚ አየ ዘድንቀካ ብትሕስቶኻ ማራ አየ ዑጉብ ግን ፕሊስ ከምዚ ፍሊም ኣይትድገም ናይ ባሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ፊሊም አያ & ወትሩ ቡሉጽ
@Didi-h2i
@Didi-h2i 6 месяцев назад
ብንብዓት ወዲእያ 😢😢😢😢😢
@MogosTesfay-po8vn
@MogosTesfay-po8vn Месяц назад
ኣደ እኮ መግለጺ ዘይርከባ ፍጥርቲ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ነዴታትና
@mahderey
@mahderey Год назад
Kabzom abzi gziena zelewu azye zedniqon zfetwon artist meron btaemi xbuk srah eka serihka emo tibebka ysesin shro hawey 🙏♥️qexile kea ezom ab sdet zelekum emni riesikum kabzi temharu kab n.enda matkum awalid ktnfeyu twielu bzey teqim photo nab sdrakum ykun dhaykum nskum abzi ms ksto haderku wela ni.arkey achremkiwo ktblu adetatkum zkidenio shebet sienen eshok enda awxia eyen zguaza 🥺fewsi xehay elen zkdenio shahs tebogagilu kab nfasn xehay kikelakel aykealen😥abokum wen netom zterefu sdra wey n.bealti betu keyetimi b.zearege kabot ab zahli tegetiru khadir fetyu aykonen emo slezi haderakum ahwatey🙏♥️ aytiashuwu Adetatna kelewan kelenan ngberelen💖🙏😘🇪🇷
@aymenboy4387
@aymenboy4387 Год назад
ማራ ማራ ተጋኒኑ ኣብ ኣድና ከምዚ ዝገብር ሰብ የለን ማዕረ ክንድዚ ን ኣደ ዝደፊር ሰብ የለን ኣነስ ማራ ሃሪከ በካ በቲ ቓላቱ
@JhonHadsh-wq4sx
@JhonHadsh-wq4sx 5 месяцев назад
ያ ጉደፉና ንሕና ናፍቆት ኣላና ኣብ ስደት ደጋሕፍና ዘይ ሓገዝናዮም ስድራበት ኣለውና ቁስልና ኣትጉድኡና
@vipvip3278
@vipvip3278 6 месяцев назад
ብሓቂ መሃሪት ፊልም'ያ ግን ኣብ ልዕሊ ወላዲቱ ከምዚ ዓይነት ጨካን ውላድ ኣሎ ማለት ድዩ😏
@majihala5246
@majihala5246 Год назад
ናይ ብሓቂ መወዳድርቲ ዘይ ብላ ኣብዛ ዓለም ኣደ ወላዲት እያ ከምዛ ፊልሚ ጌራ ዘንበዐትኒ የላን ኡፍፍ
@suleiman1673
@suleiman1673 Год назад
ቁሩብ ኣጋኒን ኣቢልካ እምበር መሃሪት ፊልም ኢያ ህይወት ካብ ንግምት ወይ ንሕና ንትልሞ ዘይኮነ ብጽሑፍቶ ያ ትኸይድ ኣለኹ ወይ ኣለኒ ዳ በልካ ይኽእል ዳበልካ ጌና ዳ በልካ ካባይ ጀሚርካ ኣብዛ ዓለም ጋሻ ምዃንካ ትርስዕ ስለዚ ከለኻ ደኣ ተፋቀር ብፍላይ ብፍላይ ብፍላይ ምስ ወለዲ ዘለና ዝምድናን ፍቅርን ነዕብዮ ምስላ እኮ ኣሎ መርገም ወላዲ እንተዘይቀተለ የዕኒኒ
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 Год назад
Ayeganenen kendey sedi koleut alewu kabezi nelaeli zegeberu
@suleiman1673
@suleiman1673 Год назад
@@edenseyoum2096 ኣለው ኣለው ኣብ ዓለም ዘይተነግረ ምበር ዘይተግብረ የለን ከምዝብልዎ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነብሱ ወይ ስድርኡ ይፈልጥ በሊሕ እንተ ኮይኑ ከባብኡ ይውስኽ ስለዚ የቀኒየለይ ስለ ቲ ሃብታም መልስኺ
@ZaidAndom-qg4wo
@ZaidAndom-qg4wo 5 месяцев назад
አዋይ ወላዲት ትረክቦ አዚኣስ ብካ ዘይሰራህካልና ሽሮ ኣንቢካና
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 Год назад
ዕድመን, ጥዕናን, ይሃብኩም, ደቂ, ኤረይ, ሓላላት ❤😍🇪🇷🙏❤🇪🇷😍🙏🇪🇷❤👌👍🌹🌹🌹
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 Год назад
ናይ ብሓቂ ንፉዕ መንእሰይ/ መምህር
@erina6917
@erina6917 Год назад
Zeymles tasa 💔😭🇪🇷🇸🇪🙏🏾
@abelabreham9119
@abelabreham9119 Год назад
Well come meri hawey 👍👍
@fithawitghide359
@fithawitghide359 Год назад
ብሉጽን መሃርን ስራሕ ኣሕ ማማየ ከብደይ በሊዓትኒ በስምኣብ ኣደ ትረኽቦ ሜሪ ሓወይ ቀጽሎ
@Judi571
@Judi571 Год назад
Bejakum eske ageninkayo atbelu kndey kabzi zkefe alo. Nnebsba tray ena anes kemeu aygeberkun knbl zelenoa. Good job meri hawey breka ysesn.
@bizeneyasu7269
@bizeneyasu7269 Год назад
Egziabiher amlak nadetatna newih edme haben
@salammosa1725
@salammosa1725 Год назад
ሰላም እግዚአብሔር የመስግን
@FiroriGeri
@FiroriGeri 3 месяца назад
ኡፍፍፍፍ ብሓቂ ኣይከኣልኩን ኣደ እኮ ንኩሉ ጸዋር ኢያ ኣደ ሓላል ኡፍፍፍፍፍፍፍ
@zedalsamuel8098
@zedalsamuel8098 Год назад
betame mehret film eya behelfe eze ģezya betam hemak eyu zelu des zeyblne abta mekbre kebeka enklu eta gule betame Hazer kidan ketkkeden aynbran
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 Год назад
አንታይ ዓይነት ትር ኢት አዩ፣ተደንግጹ፣ተሕፍሩ፣
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@eru8046
@eru8046 Год назад
Thanks meron it’s heart touching and good lesson for my people. I have a lot respect for u .
@wedi3031
@wedi3031 Год назад
ናይ ብሓቂ ብልፅቲ ፍልሚ ኩሉ እዚ ሓቂ እዩ
@DjMamidadi
@DjMamidadi 11 месяцев назад
ን ርህራሄ ኣቦ ዝገልጽ እንተትሰርሕ ጽብቅ ኔሩ
@BbBb-th5vd
@BbBb-th5vd 6 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭😭
@bisrat4426
@bisrat4426 Год назад
😍😍😍😍😍😍😍
@okbatsiondesale3618
@okbatsiondesale3618 Год назад
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልሚ ፡ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ ፡ግን ካብ ቀታሊ ኣደን ካብ ደንጋዪ ይቅረታን ይድሕነና ፡ካብ ለዋህ ህዝብና ካኣ ኣይርሕቀና፡ፈቃር ክን ክሕለየልካ ፡ሓላይ ኩን ክሕልየልካ ፡ጫማካ ማዕረ አግንካ ፡ከም ገዛካ አንበር ከም ጎረቤትካ ይትከውን ኢካ፡ብሓልዮት ግን ይሕለየልካ ፡ንትሓሊ ውን ምስ ሓላዪ፡ሕብረተሰብ ተጸጋዕ ጭዓ ኣይንኩኖም ንወለድና።🇪🇷🆎
@mikimiki1895
@mikimiki1895 Год назад
eway meron film ertra qetilkayo derasay, director, screen play, gtmi and qendi tewas ay ya please bejaka kab kutur getata abta film zelo mbzhu aselchawit qedamay neger nay actin xegem aleka gexe bahri aytemx on eka second ab tewasaeti nay director xegem kem zelo kwas e kelewu ye r eyeka nay toba xegem alo beqa kula ezia xegem eya edl hab n kal e seb kwas e ab directing khguzka ab screen play khguzka wela drsetka mesati gbero hasab wihidwo normal koynu ayedengxeka ayeheguseka ayegermeka just tnkf tnkf hasabat qurx qurx please gudletatka degimka fetsh thanks a lot
@hopefully2958
@hopefully2958 Год назад
ተስፉ ሽሮ ኣብ ብዙሕ እተፍትርዮ ስነ ጥበባዊ ስራሓትካ ኣድናቅኢካ ኢየ። ኣብዛ ስራሕካ እዚኣ ግን ኣይግድን ኣልያ (ዳይረክቲንግ) ኣይግድን። ኣወሳስኣ ኣብ ገለ ፈሪስካ ዋህዚ ዛንታ ናይ ዘልዓልካዮ ኣርእስቲ ቦታቂልካ ንዓይ ዊሒዳትኒ እዛ ስራሕካ። ማማ ውዳሰ ዝተጻወተቶ ተራ ኣብዛ ስራሕ ዋው በቃ ዋው። Top fun with respect 🙏
@brhanappentertiment5830
@brhanappentertiment5830 Год назад
ሰላም ደራስን ዳይረክተርን ሜሮን ሓወይ ብጣዕሚ ምሃሪት ፊልሚ እያ ኣንቢዓትና ኣወዳዳኣ ግን ብጣዕሚ የሕርቅ ንምንታይ ከሙኡ ኮይኑ ኣነ ቅድሚ ንስኻ ምምጻእካ ከሙኡ ክጋጥም ምኻኑ እቲ ምንገዲ ይምርሓካ ግድን ድዩ ድበዝሐ ፊልምታትና ብኸምዚ ክውዳእ ነታ ለውህ ወላዲት ትካሓሰሉ ግዜ ክሪኢ ምተጽበኹ ባኣኻ ተበዲላ ሲ ዓለም ካኣ በዲልዋ ስለዚ ኣወዳዳኣ ኣይመሰጠንን ብሓፈሻ ግን ጽቡቕ ስራሕ ❤
@Lewhat_Entertainment
@Lewhat_Entertainment Год назад
Btami meharit movie kndey sebat kemzi alewu 😭
@getproductions1033
@getproductions1033 7 месяцев назад
Tezeytmewt zyada mxebeqet Nera Gn kabtomosto movie Nabhazen bae
@احمدمخمد-ع3ش
@احمدمخمد-ع3ش 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤ናይ በሓቂ ብልጽቡቅ ማሃሪት ፍልማ❤❤❤❤
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd Год назад
ዋው ብሉጽ ስራሕ ሜሮን ሓወይ ኣነ ኳ (ባንበ) እየ ዝብለካ። ብሽም እታ ትፈትወካ ኣዴኻ መ/ር ኣልማዝ ብምስማይካ ዋው keep up the good work❤❤❤❤❤❤
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 Год назад
Naybahaki maharit Aya dekierey ketslwo Eretrawnet kubur Mennet
@Asmeradodc
@Asmeradodc 7 месяцев назад
😢 kk film koynu ember nezi derar meqetelkewu nere
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 Год назад
ብጣዕሚ' ጽቡቅ ፊልሚ ማሃሪት በርትዕ ቀጽሎ የቀንየልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamhabtom7786
@biniamhabtom7786 Год назад
Most of ሓበሻ ህዝብና ብፍላይ ኣዴታት ብኣብ መፋርቅ ዕድመ ዝርከቡ ደቀን ከምዚ ዓይነት ህይወት'የን ዘሕልፋ😥ዕድመን ጥዕናን ንኣዴታት ሓበሻ።
@selamokbay1422
@selamokbay1422 Год назад
Ewy bnbeat.kmewt delye
@senaybrhane6391
@senaybrhane6391 Год назад
Ades ade dia i love you ❤️❤️❤️
Далее
//በስንቱ//Besintu EP 53 "ፊውቸሩ"
26:10
Просмотров 640 тыс.