Тёмный

HDMONA - Part 1 - ሰብ ናብ ሰቡ ብ ሚካኤል ብርሃነ Seb Nab Sebu by Michael Berhane - New Eritrean Film 2019 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 606 тыс.
Просмотров 256 тыс.
50% 1

HDMONA - Part 1 - ሰብ ናብ ሰቡ ብ ሚካኤል ብርሃነ Seb Nab Sebu by Michael Berhane - New Eritrean Series Film 2019
New Series film by Natnael Solomon, Michael Berhane, Daniel Teame, Yohannes Hayelom, Simon Redei, girmay kibreab, Meron haile
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2019. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #EritreaFilm #eritreamovie #sebNabSebu

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 367   
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 лет назад
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ተዓዘብትናን ደገፍትናን፤ እቲ ንንዊሕ ቅንያት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናይ ተኸታተልቲ መደባት ቶቋሪጹ ዝጸንሐ መደባትና፤ እንሆ ብሓደሽቲ መደባትን እቶም ቶቋሪጾም ዝጸንሑውን ብምጅማርን ናባኹም ነብል ኣሎናሞ ብሞራልን ሃናጺ ነቀፈታን ክትቅበሉና ተስፋ እንዳገበርና በዛ ሕጂ ትጅምር ዘላ፤ ሰሙናዊ እትቀርብ መደብ "ሰብ ናብ ሰቡ" ትብል ተከታታሊት መጺና ኣሎና፤፤ ሕጂ ውን ሃናጺ ነቀፈታን ርኢቶታትን ክንቅበል ኩላ ግዜ ድሉዋት ኢና፤፤ Thanks
@pawlo7733
@pawlo7733 5 лет назад
Your welcome hdmona
@filimonhaile5250
@filimonhaile5250 5 лет назад
ንርኢ
@user-pv3fr7sf5u
@user-pv3fr7sf5u 5 лет назад
Thank you so much hdmona
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 лет назад
@Kokoman wedi elyas Thank you!!! lli kulu dlayna jemirka mwdaen egbetkumn egbet srahnan mmlae eyu. Thank you again!!!
@ከባሪአማተስፋየተንተንቲ
ሓዳስ ሕማም ትጻወተልኩም የህባይ
@ጎዶሊያስ-ዸ1ጀ
@ጎዶሊያስ-ዸ1ጀ 5 лет назад
ስድራ እግዚአብሔር orthodox Ethiopa Eritrea Subscribe ግበርዋ አደይ ማሪያም ምሳኩም ትኩን ::
@cristianoronaldo4228
@cristianoronaldo4228 5 лет назад
Orthodox Ethiopa Eritrea Amen Amen Amen
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 5 лет назад
ኣሜን(3)
@dawitmicheal2983
@dawitmicheal2983 5 лет назад
እንታይ እሞ ነዚኣ ከኣ ክትቆርጹዋ እንዳኣልኩም ብምሒር ፍልምታት ምቁራጽ ኮ ባርቤሪ ተቀይርኩም
@siku9753
@siku9753 5 лет назад
ጀምርኩም ንዘይትውድእዎ ኣይተምጽዎ በጃኹም ።
@ክያሮዘይትክልሙናግን
ኣቱም ሰባይት ምስትውዓል'ባ ንልመድ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጽሑፍ ንርኣዮ።
@esromaraia2060
@esromaraia2060 5 лет назад
Ya gn seldi eyu eti xegem sehabey
@filimonhaile5250
@filimonhaile5250 5 лет назад
Bae ንዘይትቅጽልዎ ሞ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ደላዪ ነብሱ ኣበይ ኣትያ
@malhabib357
@malhabib357 5 лет назад
ዓይኒ እባይኩም ይደፍን ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፍን ደቂ ኤረይ👍🏿♥️
@robimosa3175
@robimosa3175 5 лет назад
Nay seate batri alna kkkkkk
@ተስፋኣለኒተስፋጽባሕ-ቀ8ኀ
መርሓባ ህድሞና ነባሪት ኢንካዕ ብሰላም መጻእኩም ኩብይራት ተዋሰእቲ ጽሓፍቲ ደረቲ ሰኣልቲ ቀባእቲ ኢድተራት ኮታስ ኩሉ ስራሕ ናይ ኣርቲስት ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይሃብኩም ንኩሉኩም ኢርትራውያን ኣሕዋተይ ኣብ ምሉእ ኩርናዓት ዓለም ፋሕ ኢልኩም ዘለኩ ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ዝዓበኩም ዝናስኩም ቀጽለ ንኩቡር ደራሲን ተዋሳኣን ዳርክተርን ጋዜጠኛ ሙውቅ ሰላምታይ ይብጻሕካ ኣነ ካብቶም ዝፈውካ ሓደ ዝፈትወካ ኢየ ምሉእ ትዕዝብተይን ኣድናቆተይን ኣባካ ኢዩ። ብዝያዳ ክባዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ይላወበካ። ተወሳኪ ሓበረታ ክብራት ተዓዘብቲን ተከታተልትን ንኣርትስት ኣሕዋትና ነተባብዕ ርእናዮን ተዛናግዕናሉን ትም ዘለና ርእይቶን ነቀፍታን ንሃብ። ምክንያት ብዝያዳ ክብርትዑ ኢንድሕር ኮይኖም ደገፍ ካባና ናይ ግድን ከድልዮም ኢዩ። ስለዚ ኣጀና ኣይንሕመቅ ባህላይ ኢየ ጽብቅ ዕድል ይምነየልኩም ንኩልኩም። ሰነጥበብ ሃገርና ይዓንብብ። ካብ ሓውኩም ጉዕሽ መልከ ካብ ፍንላንድ
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 лет назад
ኣሕዋት ካብ ሎሚ ጀሚርና ከይረኣና ኮመንት ኣይንጽሓፍ ?
@alekobini7357
@alekobini7357 5 лет назад
ተዋሊ ዝዓርከይ ግን ባዕልካ አንዶ ጀሚርካዮ ከይረኣካ ኮመንት ምጽሓፍ !!
@sddd5557
@sddd5557 5 лет назад
Antay xegem alewo niaflto
@malhabib357
@malhabib357 5 лет назад
ኣይተጋገካን ብሮ ናይ ብሓቂ
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 5 лет назад
100% wegeney!
@kbrinweledey9958
@kbrinweledey9958 5 лет назад
አንታይ ይምልከተካ
@Tesfahiwet100
@Tesfahiwet100 5 лет назад
ህድሞና አቲ ጀሚርካ ዘይምውዳ አኳ ንጊርኩና ኣለኩም አንታይ ደኣ ከም ሻሙ። ግን ካልእ ከኣ አቲ ተክርብዎ ፍልም ኣዚዩ ሃጺሩ ክትሪኦ ሰሓቢ ኣይኮውንን ኣሎ። ካብ 15 ክሳብ 22 ደቃይቅ ጥራይ ኮይኑ፡ ብዝከኣለኩም መተን ካብ 30 - 40 ክንተትገብርዎ ኣዚዩ ዝበለጸ ምኮነ ይብል።
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
*ብሩኽ ሰንበት ሕቡሸይ ኣብዚኣ'ስከ ሳብስክራይብ ጽቐጡ*
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ጸቂጥና ኣለና ሳሒበይ
@barkaybrhane1132
@barkaybrhane1132 5 лет назад
Lemani tumuy natika srahi
@ghgezgiafletekawedey5371
@ghgezgiafletekawedey5371 5 лет назад
ሕቡሽ ክክክክ ኣታ ኣይትዘንጥለና እባ ክክክ
@Kebi_10
@Kebi_10 5 лет назад
Fuck u
@filmondenadeyi9186
@filmondenadeyi9186 5 лет назад
ህድሞና ምጅማር እምበር ምፍጻም ኣይመ ባልዕትኩምን ያ ምሽ ኣበሎ በዓል ንጌጋ ብጌጋ ላንጋ ላንጋ እዚኣከ ክንደይ ክፋል ከተቃርጽዋ ዩ መደብኩም
@ONELOVE-he7tx
@ONELOVE-he7tx 5 лет назад
Sim Card . Lido.etc...
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 5 лет назад
ባጡን & ቴኒና ሽኮሪናታት 💓
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 лет назад
Tankes ok
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 5 лет назад
Wala nski😍♥️
@ኢሳዊኢሳዊ
@ኢሳዊኢሳዊ 5 лет назад
Miki ke
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 лет назад
@@ኢሳዊኢሳዊ ya nesu kef yeheben
@dejenog5831
@dejenog5831 5 лет назад
kela zeymjmar ysheni anes zey ktkarx eya
@kingnzala4240
@kingnzala4240 5 лет назад
*እንታይ እሞ እዚኣ ካ ተቃረጽዋ ሳክት እዩ መመላእታ የብሉን ናትኩም።*
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 лет назад
wedi Ere ናይ ባሓቂ ዓርኩ ጀምሮም ዘይዉዲእዎ እንተ ኮይኖም ንምንታይ ኣብዚ ይሰዱልና ይገርመኒ እዩ ንዓይ እንታይ የሀዉኪዎም ቀስ እሎም ኩሉ ክፋላት ሰርሖም ምስ ወዱኡ ዘይሰዱልና ወያላት ብፍላይ እዞም ህድሞናስ ንፍዓት ነይሮም ሕጂ እንታይ እዩ ረኪቡዎም እንዲዕ ዳሓር ኪኣ እዚ ሰብ ኣስተባሂሉ ኩሉ ምስ ራኣዮ ዝከዉን ኮሜንት ካይጽሕፍ ከምዚ ናትካ ሰኪትካ ጨርባሕባሕ ዝኮነ ርእቶ ስለ ዝህብ እዩ ኮ ኣካይዳ ናይዘን ቻነላት ከምዚ ኮይኑ።
@kingnzala4240
@kingnzala4240 5 лет назад
@@robi-gu3gu ኣታ ናይመን ዱርቡሽ ኢካ ጽቡቅ ኣለካ ክትብል ጸኒሕካሲ መሊስካ ክኣ ሳክት ኢካ ትጽሕፍ ትብል ኣብ ሓደ ርገጽ ወይ ምሳይ ወይ ምስኦም ተሰማማዕ።
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 лет назад
wedi Ere ዓርኩ ክክክክክ ከምዚ ናትካ ምስ በልኩ. ነጥቢ ረስዐላ ዝዓርከይ ባሓጽሩ ግን ከምዚ ናትካ ፍረ ዝለዎ ኮሜንት ካይጽሕፍስ. ስቅ እልካ ጨርባሕባሕ ኮይኑ ንምባል እየ ኣነ ኮ ከምቲ ምእተዊ ዝጻሓፍኪዎ እዛ ኮሜንት ቡምጽሓፍካ ይንእደካ እየ ዘለኩ ሓቂካ ግን ተመልሰ ሕጂ ምስ ኣንበቢኪዎ ንዓካ ዝነቅፍ ዘለኩ ኣምስለያ ሶርይይ።ክክ
@kingnzala4240
@kingnzala4240 5 лет назад
@@robi-gu3gu xegem yelen bro giega zelo eyu
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 лет назад
b haylu ayneqarxon ina ajoka. srah uka kem mealtawi hiwet iyu. seb yhashb yjmr ywedk, ytnsie kea.. kemu kea zkone srah. Thank you anyway
@gottseidank3886
@gottseidank3886 5 лет назад
መጢኹም ነዚ ካኣ ኣጀሚርኩም ትኮልፉና ዝቀደመ ቅድም ዘይተወዱኡና ባፍንኩሉ
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 лет назад
😆
@michaelhabte6068
@michaelhabte6068 5 лет назад
😆😆😆
@wedijosii6180
@wedijosii6180 5 лет назад
Hdmona tv ane wn bzuh filmtat jemiru zeqarx enber zwdi sle zeyele darga gedifeyo ye niere part zelewo film bzkone hji temelisekum aleku
@pawlo7733
@pawlo7733 5 лет назад
Hidmona jemirkum endikum emo deytiwidiu konkum e.g Beal asalati comedy ,langa langa alo kalie win so pls jemirka deywidie film ayteriuna
@dejenrueson8938
@dejenrueson8938 5 лет назад
ያ ሜሪ ሽኮር ይዓኸ ማራ ኬፍ ኣለኪ ከመይ ድየ ዝሕብየኪ ናይ ሕማመይ ብኣኽን ብ ሳሮን በረኸትን እኳ ክጽለል እየ ዝደሊ ኣብ ኩሉ ብቑዓት ኢኽን ቀጽልኦ ቀጽልዎ።
@amanabery8651
@amanabery8651 5 лет назад
ሰላም ነዓኹም ህድሞና ብኹሉ ስራሕኩም ብዙሕ እየ ዘመስግን ግን ሓደ ነገር ኣሎ። እቲ ዝጀመርኩሞ ፊልምታት ኣይመላእኩሞን ከም በዓል ኣሳላጢ፥ደላይ ነብሱ ካልኦት እንታይ ዩ መልስኹም ህድሞና ? ? ?
@ሶሊታፈቃርሂዋን
@ሶሊታፈቃርሂዋን 5 лет назад
ዌል ህድሞና 😘😘 ባጡ & ቲኒኒ ከመይ ድኩም ትምስጡኒ 😀 ሶ ኣጀሚርኩም ኣወዱኡና ደቂ ኤረይ ጽሑፍኩም 'ኳ ሪአዮ እየ ሶ ቀጽልዎ 😍
@amentube4610
@amentube4610 5 лет назад
በዓል ኣመል ማይ ሰትዩ ይጠርጥ ይበሃል፡ ቴኖ ነታ ሑርማ ጢዛ ይሽይፋ ኣሎ።
@rahwitlove5386
@rahwitlove5386 5 лет назад
ዘይዓርፍ ጉያ ኤማ Haile kkkkkkkkhhhhhh naska enatay taray alkia
@lamnothingwithoutgod6932
@lamnothingwithoutgod6932 5 лет назад
N Alex tesema mirach z fetu like y hab
@-hareg-media
@-hareg-media 5 лет назад
ብመጀመርያ ሰላም፣ቀጺለ፥ ሓፈ ፊልም ማለት ሓደ ኣነባብራ ሂወት ሕሉፍ ክኸውን ይኽእል ህሉው ማለትዩ ፡ ሓደ ተኸታታሊ ድራማ ድማ ቡ መጠን ናይ ሓደ ተኸታታሊ ድራማ ካብዚ ፍልይ ዘብሎ ግን ሶሙን መጸ ምስ ሂወትካ ኣተኣሳሲርካ እትጽበዮ ብተምሳጽ ኣብቲ ሂወት ኣቲኻ እትዋስኦ ብሙኻኑዩ ድንጉይ ምስ እትብል ድማ ልክዕ ከም ምስ ሂወትካ ምትእስሳ ከም ምህላዉ ምጠን ሸገርገር የብለካ ኣብ እትወርደሉ ድማ ዝሎ ስራሓትካ ገዲፍካ ትከታተሎ ፡ ክብሎ ዝደለኹ እምበኣር ኣብ ፊልምታት ይኹን ድራማታት ናይ ኤርትራ ጀሚሩ ዘይተፈጸመ ግን ከኣ ከም ተኸታታሊ ክቐርብ ዝጸንሐ ማእለያ የብሉን እዚ ዘርእየካ ድማ ንባጀቶም ደኣምበር ንናይ ሰባት ስሚዒታት ወይ ፈተውቱ ስነጥበብ ንምሑጓስ ተባሂሉ ዝዕየ ዕዮ ከምዘየለ ኢዩ ፡ ኮይኑ ግን ኣነ ብሰንኪ ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ሓቂ ዋላውን ኮሜዲ እንተ ወረደ ብፍላይ ህድሞና ቲቪ ዝብል ተእየ ቅጭ ከምጻለይ ጀሚሩ ስለዚ ብዘለኩም ዓቕሚ ከተዐርዩዎ ፈትኑ ሰብ ኣብቶም ተዋሳእቲ ጽልኣት ከምዘሕድር ኣይትግበሩ።
@newlifeteka2369
@newlifeteka2369 5 лет назад
እንታይሞ ደይ ኣብሞንጎ ከተቓርጽዎ ኢኩም ኣመልኩምዩ ጉማማታት ግዜና ኣባኪንና ንሪአኩም ከምዘለና ኣይርደኣኩምንዩ።
@wedirihe1359
@wedirihe1359 5 лет назад
Welcome to back deki ERI🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hamiyewadisaado6106
@hamiyewadisaado6106 5 лет назад
Eski nteno treay zefetu like yehabei guys & happy Sunday ❤❤😍😍
@tesfitnegash4852
@tesfitnegash4852 5 лет назад
waww enka bselam mexakum lomanti senbet indyu bruk senbet yigberlna amen Amen
@ghebriel932
@ghebriel932 5 лет назад
ጥዑም ግዜ ይምለስ ኣሎ ህድሞና (ብርኽቲ) thanks
@Meri-hgdefawi
@Meri-hgdefawi 5 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ይሓግዘኩም ከኣ ብዘይ ምቁራጽ ክትውድኡልና እምበር ከም ሕማም ተላባዕ ኩለን ዝጀመራ'ና ተቃረጻ ሞኽታና........ So ኩላትኩም ኣብዛ film ኢድ ዘለኩም and ሪኢኹም like ገለ እናበልኩም ተተባብዑ ዘለኹም ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይሃበኩም እቶም ከምዚ ከማይ ብናፊቆት ስድራኹምን የዕርኽትክይምን ምንባርኩም ኣጽልእኩም ዘሎ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ኣሜን በሉ ምርቃ ሰንበት ምሸት ከይሓልፈኩም
@amlakfkrieyu2398
@amlakfkrieyu2398 5 лет назад
❤Batun & tienon zeybla film eko neybrhani Good job shikorinatat
@peterpeter716
@peterpeter716 5 лет назад
ህድሞና
@ክያሮዘይትክልሙናግን
እዚ ሕቶኳ ኣብ መእተዊ ተመሊሱ'ዩ። እዚ ከየንበብካን ከይራኣካን ምጽሓፍ ተገዲፍናዮ ይሓይሽ መስለኒ። ምስትውዓል ንልመድ
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 5 лет назад
@@ክያሮዘይትክልሙናግን 100% መስተዉዓሊ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
wedi fili ኣብ መእተዊ ናይዛ ፊልም ኣለካ ጽሑፍ ኣንብብ
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 5 лет назад
ኣታ መልሓስ ናይዚ ወዲ ከፍ ክህበኒ ! ዝፈትዎ ዓርከይ ኣሎ በዚኣ ዝዝክሮ! ሶ ቡሉጽ ስራሕ ! ሰናይ ሰንበት።
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 5 лет назад
Asmerino azmarino sembelino 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@aweteritreanaweteritrean9322
@aweteritreanaweteritrean9322 5 лет назад
Selam hdmona tv b etmxewo filmtat xbuk eqa ente kon gn mefexemtu areyuna bejakum we'dehankum
@ተስፋምስጢርጽባሕ
ጀሚርኩም ከይትኾልፉና እምበር ኬፍ ዘለዋ ፊልም ሓደራ ግን ከይተቋርጽዋ ተቋሪጽኩማ እታ ሳብስክራይብ ክስሕባ እየ ሐራይ ዶ ህድሞና ቲቪ
@kemeyalekiznafqekifqrey1462
@kemeyalekiznafqekifqrey1462 5 лет назад
Sami yake kkkkkkkk rekibkayom ezom derefti yina yilom hafhaf zblo nay hji derefti getmi tqa meqabir ni Hospital niyom zixhfwo
@rahwitlove5386
@rahwitlove5386 5 лет назад
Hani Mektub kkkkkkkkk
@ፈቃርእዩልበይ
@ፈቃርእዩልበይ 5 лет назад
እሰከ ከይ ረኣኽዋ ላይክ ክህበኩም ሓባይብ በታ ኣርእስታ ጸጊበ ኣለኹ ገለ ነገር ምስ ድህልዋ ከዓ ምልስ ኣቢለ ሓፋስ፡ እወ ሰብ ናብ ሰቡ ኣምሓራይ ከ ባዕሉ እፍለጥ፤፤
@eri-xaedaeritrea2900
@eri-xaedaeritrea2900 5 лет назад
ሕማመይ ምስ ኣምሓራይ anes ab beyney diya ele eti kalat testbhilkalu btzewawari gele melekiti rekibela aleku.
@ፈቃርእዩልበይ
@ፈቃርእዩልበይ 5 лет назад
@@eri-xaedaeritrea2900 Ya yayaya kubur haw
@SamiSami-pb5bv
@SamiSami-pb5bv 5 лет назад
እዝጋቢሀር ኣምላክና ሰንበትና ይባርኸልና ሓላላት ተኻታተልቲ ህድሞና የሕዋተይ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም።
@drarkeren4293
@drarkeren4293 5 лет назад
ቴኖ ዘየርግጻ ሑርማ ትህሉ ዶ ክክክክ
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 лет назад
Teno da nezen nay Europa haramu nekulen mergexen
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 5 лет назад
*ዕብራንካ ሪኣ እያ ከድረካ ኢላትካ እዋይ ሸኩስያ*
@saridc7182
@saridc7182 5 лет назад
ሰይ ሾፕ ትሊሊ ክክክክ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ናተይ
@samituboyz471
@samituboyz471 5 лет назад
Anta tchurma's dhan thruma gin😂🤟🏾
@samientertainmentfunny3198
@samientertainmentfunny3198 5 лет назад
Eway Bini and adyam sbahtu eza R tbl Fidel mara eya thkmekum shit😀 but nice job
@debesayberaki8420
@debesayberaki8420 5 лет назад
ኦይ ሎምስ በቃ ስራሕ ሲንኩም ኢኹም ሃለውለው
@anbes492
@anbes492 5 лет назад
ኣሰይይይይ ከምቲ ሰንበት ጽቡቅ ክኮነለካ ትምነ ሰንበት ብምዉጻኩም ከመዝግነኩም ይፈቱ ትራይ ኣይተቃርጽዎ ኣብ ስዓትኩም ፈንዉልና ቡሩካት
@dlietaleni18
@dlietaleni18 5 лет назад
hdmona nay zhalefe amet serahna zazimna aytbelu zeywedakmo sle zelo nsu akarixna klea jemirna elkum xehafwo n ztefexeme srah eka zazime tbl bzkone xbuk dagme mjmar ygberelkum
@ምንባርንዘለካምፍቃርምንባ
Revision jemirkum dikum hdmona enqa bselam mexaekum belu
@banasweet2607
@banasweet2607 5 лет назад
Haguzuom eske nezom artist kitsaleakum koine zelku ezom hedmona chanel fugurat ajemrkum zeytwedewo shu kea kemzi ba kemzi ba teblu kindey tekatebu kab 1.000.000 view esikum gin 5 per keman nay Artist menfes yeblkumun ab nay KSI youtube search gibero negiruwna alo youtube kindey kemzikfelukum
@ኪሮስሰርቢ
@ኪሮስሰርቢ 5 лет назад
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ
@hermonweldmichael84
@hermonweldmichael84 5 лет назад
Welcome bro
@ሃገረይኣለኩባበልኒወዲጋሽ
ኣታ እንታይ እሞ ጀቢርኩም ከይተቃርጽዎ እበር ጽብቅቲ ስራሕ
@romenreing3591
@romenreing3591 5 лет назад
Parttat wesukla deki Eru shikorinatat beyney ye znebr nezia film ms gemerkwa ksab tiwudae sehak ayeqaretskun aytseanu dea nskumn masyakumn😁😁😁💪💪💪
@ኤሩዓደይ
@ኤሩዓደይ 5 лет назад
እንዳ ጅምር ግድፍ በሉ እስከ መፈጸምትኡ የርእየና
@danieshew
@danieshew 5 лет назад
*እዋይ ሞሲባ እንታይ እውንኩም 31 ኮሜ ሓንጢጥኩም ሕንጡጣት በሉ ለማዓንቲ ማዓልቲ ሓጎሰይ ኣብ ዓመታ ኢያ ኣድይኒ like &ስብስክራይብ*
@germayokubay413
@germayokubay413 5 лет назад
New Eritrean film wellcom ja good. keep it up
@amanyemane3729
@amanyemane3729 5 лет назад
Yehwat enqe bselam mxakum. Tekatatelti metfieom gday genzeb u metfiom. Bzkealena nhagzom dkurrx delo filmtat wahdigenzeb iu. So nredayom
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 5 лет назад
ዓለም 9 ዳኣ ናበይ ከይዳ ስደድዋ ኮይስም ዶ።
@asgedomberih8748
@asgedomberih8748 5 лет назад
Yeak entay mo gemrkum zeytwduwo koynkum zterefe xubuk
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
እዛ ፊልም ዓሚ "ኣየ ሰብ " ትብል ተዘርጊሓ ኔራ ሓቀይ? ዶስ ስም ቀዪራ ኢያ ተመሊሳ ዘላ። ሽዑ ደራሲ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ይብል ኔሩ ኣብታ ፊልም፡ ሕጂ ከኣ ሚኪኤል ብርሃነ ይብል ኣሎ እዛ ፊልም ግን ናታ መቀጸልታ ትመስል።
@danielhayle1026
@danielhayle1026 5 лет назад
Leick. Agarach. Dekki ereay neza fllim zfetewa👍👍👌
@ዳኒፈታዊኪሮስኣስፋሃማዓት
ኣታ ሂድሞና ዲኹም ትባሃሉ ዑና ተኺብናልኩም ኣለና ለመንቲ በጃኹም እቶም ትካታተልዎም ክኣ ከምዚ ከማይ ሪኢኹም ሲኢልኩም ሕለፉ ዝኾነ ከይ ሃብኩሞም ዘይ ሰሪቆም ኢዮም ዘምጽዎ ዘለዉ
@ghebriel932
@ghebriel932 5 лет назад
ተኖ ስዲ ንደርፍቲ ዝበሎም ሪኢኩማ ዶ "ደርፍቲ ሎሚ ወይ ኣብ hospital ወይ ጥቃ መቃብር ኮይኖም አዮ ዝጽሕፎ ክክክክክ"
@ILoveYou-uo6rp
@ILoveYou-uo6rp 5 лет назад
Selam selam Hdmona nebaeit hjis neqefeta kxhfelkum eye eti temxiewo zwexo yeblun gn ab mongo tgedfwo koynkum niabnet beal ( asalati . ninebska mdlay. ludo fqei lomi qne .wezete ezi kulu jemirkum ab mongo tgedfwo ezi kea niakum .nsene tbebawiyan .ayxbuq niana teazebti ayxbuq slezi jemirkum entezey aqarexkumo yhschekum . Wedhankum
@atyewedimako6190
@atyewedimako6190 5 лет назад
Eza film bela tmesl mewedaeta ab endikum endikum zetwdewo konkum
@jesusmyking65
@jesusmyking65 5 лет назад
Ya lewayta nskum zeyteweduena flime enda ajemerkum resna aythmumuna
@ሰላምንኩሉዓለም
@ሰላምንኩሉዓለም 5 лет назад
Ya neqfetakum tekebelu Hasot alekum kndzi deronron mray ako keliana zey bealtkal knskas beal tkal eye elkas kndzi zertebteb qalat
@tesfuwedialiye8518
@tesfuwedialiye8518 5 лет назад
Kef zelewa film gele aynet ajokum deki eri
@abrahamtsegay1918
@abrahamtsegay1918 5 лет назад
Jemirka mkurax meleleykum koyu. Eza film mewedaetea ente zeyexebikekumla neakum meketetal kgedfo ye!!!
@እግዝኣብሄርብቻነው
ውጥቅጥቅ ዝብል ኣይኮነን ውጥቅጥቅቅቅይበል ክክክክክክክክክክክክክክ
@selihomlovesnit5003
@selihomlovesnit5003 5 лет назад
እንካ ደሃን መጻኩም ጽምዋ ያ ብ ዘይ በኣኩም
@EFRA1987
@EFRA1987 5 лет назад
ጠንቂ ናይዚ ጀሚሩ ዘይውዳእ ዘሎ ፊልማት መገሻ ተዋሳእቲ ዩ ዶ በልኩም. ... እንታኡ ገዲሹኩም ኣግህድ ኣቢልኩም ስግረ ዶብ ዘይትብሉ ህግደፍ ደኣ ንመን ከ ዘየፍረሰ. ...
@majuyihdego1614
@majuyihdego1614 5 лет назад
ብመጀመሪያ ሰላምታ ከነቀድም ካብኡ ቀጺለ ያ ሓቃቶም እዮም እዞም ሰባት ዝቀደማ ፍሊምታት ኣበይ ከይደን ደላይ ነብሱ፡ሕጂ ከኣ ዓለም 9 ያ መልሲ ኣብ ኮመንት ሰደድሉና ጸገም ኣካፉልና ብትሕትና እየ ዝሓትት ዘለኹ ከም ሪኢቶ ወደሓንኩም ደቂ ኤረይ፡፡
@habenmhretu28
@habenmhretu28 5 лет назад
Nic Comedy deki erey GN beal xedal grmeso sanjay khlwu nerwom
@ስሓቅጥዕና
@ስሓቅጥዕና 5 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ ርኢቶይ ክህብ ግን ኮላሊፍኩም ወዲእኩምና ምጋሽ ተዋሳእቲ ኢልካና ከይተወደአ ዲኹም ትዝርግሕዎ ያ ሓባይብ ሰባራል ትገብሩና ኣለኹም
@yonatanyebiyo9450
@yonatanyebiyo9450 5 лет назад
10% ካብ 100% ሂበያ አለኩ ፍሊም ኤርትራ ሞይታ ቀባሪ ትደሊ አላ። የሕዋት እንታይ መልእክቲ ተረዲኢኩም ካብዛ ፍሊም ዶ ክንብላ
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 5 лет назад
Abzie alewuka jeganu film
@habanituwedieri4917
@habanituwedieri4917 5 лет назад
ቡሩኽ ምጅንባራ ይግበረልኩም እንተ እቲ ዝተቛረጸ ዝመጽእ ተኾይኑ ናይ ብሕቂ ብስነ ዝራዓት ንሕና ከኣ ብጉቡእ ሪኢቶናን ሓሳብናን ንህብን ኣጆኩም ኤረና ሕጂ ኣከይፍኩምኒ ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@habentsehaye1318
@habentsehaye1318 5 лет назад
Selam neakum Hdmon Nebarit. Ezi ab metewi zahabkmwo meglexi aziyu des zebil temokro eyu. Bzuhat jemiren zequarexa alewa. Haqi eyu nay akmi wey zkone xegemat kem zelo nrdeo ena gn zey kixie ab mefexemta zeybexih Film ykun Comedy aytejemruna nhna wun kem afkerti snetibeb hagerna meten srahna gedifna ena nketatelo. Ane eza chanel Hdmona hanti kabten zfetwen chanelat eya emo hadera kalkum halwu please. Thank you for service.
@erigang9336
@erigang9336 5 лет назад
Abzi semun ezi kearfin kdikesen aykalkun hade neger khateki deliye neyre minalbat eti hitoy kikebdeki yikl u.gena wala hade amarxi yebleyen nska entay tihasb nikfelt ele ye nnewih geze ab weshtey geyreyo tegaize mikniyatu feluy akbrot ab lieliki sile zelni .hji gen zitegedakuwo yiakleni kab afki ksemo mdelku .btami kem zikebdeki yirdani eyu please eti haki ngereni ane zideliyo gelxi kitkoneley tray ye .haderaki eti haki tray ngereni hasot zbhal ksemia aydeln eye slezi ab gezawtikum komidere nkilo kindey ala???
@ክሳራዩስደት
@ክሳራዩስደት 5 лет назад
ህድሞና ቲቪ መደባትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ መደባት ኣለኩም ግን ንሓደ ፊልም ጀሚርኩም ናይ ሙቑራጽ ኣመል ኣለኩ ነዚኣ ከተወዱኡና ተስፋ ይገብር።
@akberettella4773
@akberettella4773 5 лет назад
Nice movie dake Eray shekorenatata
@ክያሮዘይትክልሙናግን
ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም።
@wizmohan9201
@wizmohan9201 5 лет назад
ቤላ ቤላ ማራ ተሓጉሰ ያ ጀማዓ part 2 ናይ ኣየ ሰብ እያ መስለኒ ያ እዛ ፊልም ማራ እየ ዘሐቢያ ኣይትወዱዋ እባ ክሳብ ኣነ ዝመዊት
@ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ
@ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ 5 лет назад
ata azi wedi mara kif alewo nay bhaki ሚኪ habibi
@agosomagosom8730
@agosomagosom8730 5 лет назад
ደቂ ዛ ነጃውስ ፍልሚ ኣርእስቲ ቀይርኩም ብሰብ ትጻወቱ ኣለኩም ምሽ ረሳሓት የረጎብቲ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
አየ ሳማ ናዓካ ትወዲቀልካ ጎል ዳአ አበይ ዚበቆለት እያ ወደይ ምናልባት ናይ ሲነአእምሮ ዘለዋ ኪትከውን አለው እምበሪ አይመሲለንን
@fikadutadese9633
@fikadutadese9633 5 лет назад
19:20 kkkkkkk maes eya hibato qutsri telephone amezigibeya elwa
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 лет назад
ኬፍ ዘለዎ ፊልም ኢዩ ኣይትደንጉዩና ህድሞና ኣብ መንጎ ኣይተቋርጽዋ በጃኩም
@tupac2paclovechannelt834
@tupac2paclovechannelt834 5 лет назад
ዛዝምና ክኣ ትብሉ ከይሓፈርኩም ትጂምሩ እምበር ትዛዝሙ ድኩም ንስኩም ብዓል ላንጋ ላንጋ አበይ ኣለዋ ብዓል ኒጌጋ ብጌጋ ብዓል ደላይ ነብሱ አበይ አሎ ንምንታይ ኣቃርጽኩሞ ሕጂ ውን ክምተቃርጽዎስ ጥርጥር የብሉን ታይ ሞ ሰብና ዶ ኮንኩም ንመን ክኒበኩም እምበር ከምስራሕክሙስ ምርኣይ አይግባኣኩምን ነይሩ።
@ፈታዊሪሃና
@ፈታዊሪሃና 5 лет назад
tupac 2pac T bal judo
@senaitdebsayinmyheart1896
@senaitdebsayinmyheart1896 5 лет назад
🤔ጀምርካ ምግዳፍ እንዶ ኮይኑ እምበር... ህድሞና ነባሪት ኣትክኩምና እኮ ክልተ ግዜ ኣዛርብኩምኒ ።
@makumehari9049
@makumehari9049 5 лет назад
Wellcom deki eri shikornatat
@AsSs-us8qz
@AsSs-us8qz 4 года назад
Deki eri komalat resahat kemey alekum
@samsamsimsim3447
@samsamsimsim3447 5 лет назад
Zjimir enber zzazem tigrigna film yelen btaemai yehezn
@ggghhhhhjj
@ggghhhhhjj 5 лет назад
Well come shikorartite
@merhawitesfagergsh5871
@merhawitesfagergsh5871 5 лет назад
Wellcome shikorinatat fetrat
@awethaile2307
@awethaile2307 5 лет назад
Xubuk srah 😍😍😍💋💋💋👏👏👏😘😘😘🍿🍿🍿🍿😍😍😍😍👍👍👍👍 Egziabher xegu yebzehalkum ztebarekhet senbet ygberelna
@salihmahamed8739
@salihmahamed8739 5 лет назад
Part 2 naas ekum tseduwa
@kahsayisac4660
@kahsayisac4660 5 лет назад
ኣታ ኬፍ ዘለኩም ብኡነት
@aklilumamieberaki5474
@aklilumamieberaki5474 5 лет назад
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ። ከምቲ ኣጀማምራኩም ጽቡቅ ዝኮነ ብጽቡቅ ከም ዘይትውድእዋን ኣብ ሞንጎ ከም ተቃርጽዋ ርግጸኛ እየ ። ህድሞና ቃንዛ ተከታተልቲ ኮይንኩምና ተህዱሙና ኣለኩም ካብዛ channel
Далее
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 214 тыс.
new eritrean video 2024 aron sintaq tv
3:14
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 214 тыс.