How to talk to Anyone ብ LEIL LOWNDES ዝተደርሰት መጽሓፍ ኮይና ምስ ሰባት ጽቡቅ ዝምድና ንክህልወናን ዕዉት ዝርርብ ንከነካይድን ዝሕጉዙና 92 ሜላታት ዘጠቃላለት መጽሓፍ እያ፣፣ #booksummary #book #habesha #bookreview #tigrinya
20 янв 2024