Igrem Aleku (እግረም ኣለኹ)
New Mezmur Cover by Yonatan Okubeab 2023
ብዘማሪ ዮናታን ዑቕብኣብ ምስ ተሓጋጋዚት ዘማሪት ሰርጎ ፍስሃየ
ዝተተርጎመትን ዝተሓደሰትን መዝሙር
መበቆል መዝሙር | Orginal Mezmur Amharic
እገረማለው ዝም ብዬ ፡ ዘማሪት ቤተልሔም ገ/ትንሳኤ (Zemarit Betelhem G/tenisay)
ምስጋና
ብመጀምርያ ነቲ ኣጀሚሩ መፈጸምታ ዘብጽሓና እግዚኣብሔር ኣቦ ልዑል ምስጋና ይኹኖ! ብምቕጻል ካብ ትጅምር ክሳብ ትውዳእ ብጸሎትን ብቃላትን ብመስቱርጓን ሰናይ ሓሳባትን ብሙዚቓን ኣብ ኩሉ ስርሓት፡ ብፍላይ ኣብ ምስቱርጓም ሓውና መርሃዊ ሓጎስ (ኢማዮ ሳንታ) ፡እቲ ዘይሕለል ሓውና ዳዊት ወልደሚካኤል ክሳብ መወዳእታ ዝደኸሙ ብልቢ ነመስግን!!
ክብሪ ንኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ይኹን! ኣሜን!!!
04/2023
#እግረም_ኣለኹ
0:49 እግረም ኣለኹ ሱቕ ኢለ፣ እድነቕ ኣለኹ ብሂወተይ
እዝክር'ቲ ሕሉፈይ ፣ ሎሚ ብኣሜን ብምንባረይ
እግረም ኣለኹ ብሂወተይ
እዝክር ኣለኹ ሕሉፈይ
እድነቕ ኣለኹ ብኣቦይ
1:43 ጽቡቕ ግብሪ ኣነ የብለይን
ካብ ዙፋን ክብርኻ ዘውርድ
ልብስካ ወጺኡ ብምዕራቕካ
ክብረይ መልስካዮ ናተይ ጎይታ
ኣንበርካኒ ኣብ'ቲ ዙፋንካ
1:58 ኢየሱሰይ ከፍቅረካ ምክንያት ኣሎኒ
ዝርድኦን ዝፈልጦን ስለ ዘለኒ
2:49 መልኽዕ ባርያ ሒዝካ ምስሊ ሰብ:
ርእስካ ኣዋረድካ ክሳብ መስቀል:
ፍቕርካ ዘገርም ዝሞትካለይ:
ምሉእ ነብስካ ወፈኻለይ:
ኣጻብዕ ኣቐሚጠ ኣብ ኣፈይ
3:04 ኢየሱሰይ ከፍቅረካ ምክንያት ኣሎኒ
ዝርድኦን ዝፈልጦን ስለ ዘለኒ
3:55 ንቀራንዮ ይሓስብ ብናትካ ነገር
ብመንገዲ ጎልጎልታ ክጅምር
እዚ ኲሉስ ንዓይ ይብል'ሞ
ይባርኸካ እንደገና
የመስግነካ ብእንብልታ
4:10 ኢየሱሰይ ከፍቅረካ ምክንያት ኣሎኒ
ዝርድኦን ዝፈልጦን ስለ ዘለኒ
5:01 ናብ ጎደና ደገ ኣውጽኡኻ
ክፉኣት መላገጺ ገበሩኻ
ንርእሰ መኣዝን መራኸቢ
ኢየሱስይ ክቡር እምኒ ኢኻ
ክርስቶሰይ ክቡር እምኒ ኢኻ
5:16 ኢየሱሰይ ከፍቅረካ ምክንያት ኣሎኒ
ዝርድኦን ዝፈልጦን ስለ ዘለኒ
@mezmurcatholic @selihomspritualcatholiccha4215 @catholicmezmur @mezmurcatholic2918
@senayhlnaindex4706 @SenayHilna
#eritreanmezmur #mezmur #spritualvideo #new #remix #remix2023 #eritrea #eritrean #mezmurorthodox #mezmuramharic #eritreanmezmur #Igremaleku #Igrem_aleku #ygrem_aleku #yonatan #sergo #catholicchurch #ethiopia #mezmur #mezmuramharic #amharicmusic #amharic #tigrignamusic #tigrignamezmur #tigrigna #eritreanmusic #isak_tseggai_official #tigrigna #abba #remix #remixsong #remixer #remixed #remix2023 #remixmusic #remixmezmur #reels #spritual #officialvideo #official #new2023 #new #newvideo #newofficial #mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #eritreancatholicchurch #ethiopiancatholic #jesus #jesuschrist #jesuslovesyou #jesús #jesuscristo #jesussaves #jesussongs #jesusislord #jesusmessage #marymagdalene #mary #igrem #aleku #remixsong #new2023 #youtube #ethiopia #catholic #catholicchurch #catholictradition #mezmurprotestant #eritreancatholicmezmur #eritreanmusic #eritreanmezmuracatholic #isaktseggai #mezmurcollection #mezmurcatholic #mezmuretewahido #ethiopia #ethiopian #ethiopianmezmur #ethiopianorthodoxmezmur #tewahdomezmur #orthodox_mezmur_lyrics #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #mezmuramharic #mezmurcatholic #mezmurcollection #mezmuretewahido #mezmure #mezmurorthodox #isaktseggaiofficial #online #ygremaleku #isak #africa #eritreanewmusic #motivation #sergo #yonathan #cover #coversong #coversongs #covers #cover2023 #cover2022 #remixed #remixsong #amazing #amharicmusicvideo
21 авг 2024