Тёмный

JayoTruth- መጻምድቲ ብኸመይ ንመርጽ 

Jayo Truth
Подписаться 277 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 49   
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 Месяц назад
Betami xebuk medebe ❤❤❤
@hiyabhabteghebre1221
@hiyabhabteghebre1221 Месяц назад
ሓሳባትኩም ደስ ዝብል ዩ፡ አንተ ኮነ ግን ዝጀመርኩማ ኣርእስቲ ወዲእኩም ናብ ካሌቲ ተትሰግሩ ጽቡቅ ነይሩ።
@feventeweldebrhan6219
@feventeweldebrhan6219 Месяц назад
Naka dmslil u eti zblexi fqri beynu akali ayonen tnx bluxatey
@Hiyab1f
@Hiyab1f Месяц назад
naci 🎉🎉🎉🎉🎉 kexilwo
@MikalTsehaye
@MikalTsehaye Месяц назад
Ewa rekibeya hji bresa ❤❤❤
@tube-pe5tl
@tube-pe5tl Месяц назад
ብሃይማኖት ዝመስለካ ጥራይ ይኹን እምበር ብባህሊ ዶ ዓሌት ብዙሕ ከቢድ ኣይኮነን ፍቕሪ እንተ'ሃልዩ።
@Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h
@Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h Месяц назад
መርሓባ ዝከበርኩም ኩቡራን እንቆዕ ድሓን መጻኩም 🌺 መጻምዲ ዝበሃል ንተፍቅሮ ኢካ ትመርጾ ሓደ ሓደ ግዜ ከአ ነፍቅሮን ንሓዳር ንምነዮን ዘይ ራከቡ አለዎ ንአብነት ፍቅሪ ሓያልን አጋጣምን ሰለ ዝኾነ ተፍቅር ግን መናብርትካ ትምነዮ ግን ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎ ጻዕራም ትምነ ማለት ወዘተ..... እቲ ተፍቅሮ ከአ ሐደ ቱሩፋ ይከውን ካብታ ሃልሃል ትብል ናይ መጀመርያ ትበሃል ፍቅሪ ተሓሊፍካ ግን ከተማርጽ አለካ ንአብነት እቲ ቀዳማይ ወዲ ሃይማኖትካ ,ወዲ አውራጃካ ክኸውን አለዎ መኽንያቱ አነ ፍቅሪ አብ ሓዳር በይኑ እኩሉ ዝበሃል አይ አምነሉን እየ ሓቂ አይ ንጽላእ . ወላ አብ ስደት ሃሉ ጽባሕ ዓድና ክንአቱ ኢና ብዛዕባ ደቅካ ክትሓስብ አለካ ሓንቲ ጓል አከለ ናብ ወዲ ሰራየ እንተ ተመርዕያ ጽልዋን ምንጻልን አለዎ መኽንያቱ ሰድርአ አብ ከባቢኣ የለውን እቶም እንዳ ሓማ ከአ ከይ ፈተው ንወዶም ክብሉ ይቀበልዋ እሞ አብቲ ሕብረተ ሰብ ግን ናይ ምድናን ከጋጥማ ግድን እዩ ሕጂ ንአከለ አዕጋም ይብልዎም ንዓአ ውን ከም ዝደግሙላ ግድን እዩ ነቲ ወዲ እዚኦም ሰራየ ባእ ሰራማት እንድዮም ወዘተ... ይብልዎ ነቲ ወዲ ግን ጸገም የብሉን መኽንያቱ ንሱ ምስ ሕብረተሰቡ ክሳብ ይነብር ዝሃለወ ዝሽቁረረሉ ምኽንያት የብሉን አብታ ጓል ግን ብዙሕ ጸቅጢ አለዎ ብሓቂ ወዲ ከባቢካ ተኮይኑ ግን ካልእ ይትረፍ ንስድራካ ሪኡ ዝያዳ ከክብረካ ተባኢስካ ውን ብክልቲኡ ወገን ኮይኖም ውን ይዓርቁካ ትወልዶም ደቅካ ውን ፍቅሪ እንዳ አባሓጎታቶም ከስተማቅሩ ቀሊል እዩ ሓደ ሓደ ሰባት እዚ ኮ ሰደት ዩ ዩብሉካ አብ ሰደት ዶ ክንበሊ ኢና ዓድና ኮ ክንምሐስ ኢና ድሓር ከአስ አብ ሰደት እንድዩ ቀንዲ ወዲ ዓድካን ወዲ ከባቢካ ዘድልየካ እሞ ከአ አብዚ ሕጂ እዋን ንሪኦ ዘለና ሰለዚ ሰለ ዘፍቀርካዮ ምስኡ ትነብር ማለት አይ ኮነን ዘይ ራከብ ጫፋት ተዋሲብካ ግን ከቢድ ዩ! ብመሰረቱ ሓዳር ዕድል እዩ እቲ መናብርትካ ውን አምላክ ባሪኩ ክህበካ ምጽላይ 🙏 እንበር ዝያዳ አምላክ ፈሪሑ ከክብረካን ከሐንቅቀኻን እዩ ቲ ግቡእ ግን ሰባት ክሳብ ዝኾናስ ግድን ኢና ንሰባት ንፈርሕ ግቡእ አይ ኮነን አክብር እንበር አይ ትፍርሓዮ ግን ከምኡ እዩ :እቲ ዝጸንሓና ጓል መሽሙ እንድያ አቡኣ ሓያል, ለዋህ እዩ ለባም እዩ ሓዋ ውን ከምኡ እንዳ በለ ሰለ ዘክብረካ ብመጠኑ ይሓይሽ ..... እንበር እዚ ናጀሪዊ ዶ ገለ ግለ ሰባት ጌረሞ ኢልኩም አይ ትገደስሎም መክንያቱ እንዳ ፈለጣ ይከድኦም አለዋ ብባህሊ ከምዘይ ንራከብ ይፈልጣ. እየን ግን ምርጭአን እዩ አነ ሰብ ክንጽል ደልየ ዘይ ኾንኩስ ግን እቲ ዝጸንሓና ከምኡ እዩ ወዲ ሃገርካ ዩ ጽቡቅ መክንያቱ ከምዚ ዝበልክዎ እዩ ምስ ሓዋ ብቋንቋ ,ብባህሊ,ብአተዓባብያ ዘይ ተሰማመዐትሲ ከመይ ጌሩ ወዲ ካልእ ዜጋ ከክብራን ክሰማምዓን ክልተ ግዜ ጥራይ ዘይ ኮነስ ሽሕ ግዜ ክሕሰበሉ አለዎ ሰለዚ መጻምዲ ክትመርጽ ግድን እዩ መክንያቱ ናይ ነዊሕ ጉዕዞ ክሳብ ዝኮነ እንበር ሰብ ኩሉ በርአያ ሰላሴ ዝተፈጠረ ኩቡሩ ምኳን ይአምን የ ግን አከ ግድን ኢካ ትመርጺ መናብርቲ አብ ትሕቲ አምላክ እንተ ተጋግየ ከአ አብ Next ሪኢቶ ክጽበ እየ እዚ ወ ድሓንኩም guys 🙏
@teklemariamisseias1116
@teklemariamisseias1116 Месяц назад
Well come jacob dawit
@HadushGebrahans
@HadushGebrahans Месяц назад
Beteami xubuk medeb yakoba ❤❤
@hiyabhabteghebre1221
@hiyabhabteghebre1221 Месяц назад
ናተይ መስፈርቲ ክጽሕፍ ፍቀዱለ። መስፈርተይ ኣብ ሰለስተ ይክፈሉ። 1፡ ድልውነት ሓዳር እንታይ ምካኑ ክፈልጥ ኣለኒ። 100% ንሓዳር ድልውቲ ክከዉን ኣሎኒ። ንሓዳረይ 100% invest ክገብር ከም ዘለኒ ምፍላጥ። 2፡ ምድላይ። ወዲ ሃገረይ፡ ወዲ ሃይማኖተይ (ተመሳሳሊ hobby ንዓይ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዩ)፡ዘፍቕሮ፡ ብምርጫይ፡ እኩል ግዘ ምሃብ፡የዕርክቱን ቤተሰብል ምልላይ፡ ጽቡቅ ስራሕን ቓንቓን ናይቲ ዝነብረሉ ሃገር፡ 3,ምምዳብ። ክትነብረሉ ትደሊ ሃገርን ቦታን፡ ዕላማታትካን፡ ሞያካን፡ ብዝሒ ዉላድን ኣትዓባብያን፡ ሓገዝ ንስድራታት፡ መርዓን ኣቀዲምካ ብግልጺ ምዝርራብ።
@EyuHabte
@EyuHabte Месяц назад
ufff Nay lebeya ezi zxefkeya❤❤
@Amorawedigash
@Amorawedigash Месяц назад
እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ብሃይማኖት ሓደ ክትከውን ተመራጺ ኢዩ እምበር እቲ ዓዲ ዶ ዓሌት ኣውራጃ ኣየገድስን ኢዩ 👍
@EyuHabte
@EyuHabte Месяц назад
Yes❤❤❤
@Kowakbti_semay
@Kowakbti_semay Месяц назад
ሄኖክ ዝበላ ግዜ ክትወስድ ኣለኻ! ኣማን ብኣማን ትዋሓጥ ዘረባ ❤
@YoelDebesay-q4y
@YoelDebesay-q4y Месяц назад
Abziaeske haymanot aged aside eyu kaleay wedi hagerka kea kkewn alowo ❤❤❤❤
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw Месяц назад
❤❤❤❤
@Natsenat
@Natsenat Месяц назад
የቕንየለይ ደቂ ኤሪ🇪🇷 ከም ወትሩ ሓዝዎ። ኣብ ፍቕሪ ወዲቐ ድምጺ ኢኺ ያቆብ ሓወይ ?
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r Месяц назад
ሱር መሰረቱ ንምፍላጥ መጻምድቲ ንምምራጽ ንልቦና ክቅድም ዝግብኦ ፍቅሪ እዩ ኣብ ፍቅሪ ከኣ ብሃይማኖት ሓደ ክትከውን ኣለካ፡ እንተተካኢሉ ከኣ ብባህሊ ስርዓት ብሓደ እንተኮንካ ኣይጽላእን እዩ በቲ ኢሉ ግና ሃይማኖት ግድን ሓደ እዩ ፍቅሪ ከኣ ክህሉ ኣለዎ
@efratelhaneldanalfaomega9385
@efratelhaneldanalfaomega9385 Месяц назад
bezi feqrin poltic 2 ka awrja ko tesina ferhina moytna ko xebuq gerkum ba xeqtkum tezarbu ba😢😢😢😢❤
@henokamlakymesgen9779
@henokamlakymesgen9779 Месяц назад
Part one sieneyi tehababeruni
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 Месяц назад
Abza chanel atika qdmi 9 mealti zetewuwa video eya bzaeba nabra Uganda hawey
@henokamlakymesgen9779
@henokamlakymesgen9779 Месяц назад
@@hiwetzelalem3274 thanks sesenayu
@MichaelElyas-s9f
@MichaelElyas-s9f Месяц назад
Na yacobey abza hazeley nezen awald kexnean delye aleku ane ...
@tsfekdd
@tsfekdd Месяц назад
Eten netbtat zelalkumen ko xbuqat endien gn eti hadar si nay sdet hadar mkanu aynrese maletey mexamdti mdlay gzie ketehlf aleka hade amet elu abey konka u khlef malet maybe msaka thaliom tray u mebzahtu ka kab eropa nab Africa u zmexe bkemey eka eti haqena bahri ktfelto seb ka ksab zdelyo zrekb naka mesilu u zkeyd ati zabeye xegem eti naka zmesl seb bkemey trekbo koinu ysmeani b family or balka temxo?
@maryameywehabitselamey7859
@maryameywehabitselamey7859 Месяц назад
gzie gzie etom bfkri 5 6 ksab leliu xenihom dehar hadar ms geberu kolue ms weledu zfathu ke ane mechem gzie wesdka keman nay lomi fkri mstir eyu 😄 so kemti haftna zbeleto amlak kexiu yhabena ember gzie tray wesani aykonen
@messimessi0322
@messimessi0322 Месяц назад
Hasabatey kemnay henok eyu, gzie btaemi eyu agedasi. Mehazut koynka tejemirka kea zbelexe eyu
@helentekelehimanot9779
@helentekelehimanot9779 Месяц назад
Haymanot ab fekri wey hadare xelewa alewo do
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 Месяц назад
Kltiom mexamdi ab haymanot zgdesu ente koynom agedasi eyu. Netom zwledu deqi ewn xlwa alewo nabey eyom kwzeu? Nay men haymanot eyom khzu? Eti zbelexe ms mexamdtka bhaymanotn bahlin hade ktkewn aleka! Sebat kem sebat bzuh flly alena ab hadar, zmdna bzeyka eti tefotrawi fllyna (tebay, bahri wezete..) baelna tewesaki flly ente hawisnalu (haymanot, zeygnet, mennet) melisu eyu zgefh eti mfntat bzgolhe ab deqka eyu zrea gudatu.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ኣለዎ 100%።ብፍላይ ምስ ወለድካ ሽግር ሽዑ ኢዩ ዝጅምር።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ማለተይ እቲ ንስኺ ክርስትያን ንሱ ኣስላማይ ተኾይኑ ማለተይ የ።እዚ ንሱ ኮተሌኽ ንስኺ ኦርቶ ተኾንኪ ግን ጸገም የብሉን።
@AsAs-j3b1o
@AsAs-j3b1o Месяц назад
ምስ ተጋሩ ከ ንዋሰብ ንክእል ዶ??
@ውጽዕስደተኛ
@ውጽዕስደተኛ Месяц назад
ንስኻ ትነብሮ እንታይ ንህዝቢ ዝሕትት ኣሎካ
@AsAs-j3b1o
@AsAs-j3b1o Месяц назад
@@ውጽዕስደተኛ ok
@regberegbe9767
@regberegbe9767 Месяц назад
​@@ውጽዕስደተኛ ዓጋመ ወያነ ዝብል ፅልኢ ከ ከመይ ኢሉ ክወፀልኩም ንሱ ኣውፅኢኹም ምናልባት 😅
@lilberhane3233
@lilberhane3233 Месяц назад
But why you asking to whom to marry it's ur life
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ድንቁርናኻ ቅድም ኣጽሪ ኣይኮነን ክትዋሰብ ቆልዓዊ ኣተሓሳስባ ሒዝካ ስ ክትዋሰብ ከኣ ማሙሽ😅😅😅
@fishwish2719
@fishwish2719 Месяц назад
ወዲ ሰብ ካብ ባህሉን እምነቱን ክውጽእ እንተጀሚሩ ኣዝዩ ኣሸጋሪ እዩ፡ ብፍላይ ኣብ ምምራጽ መጻምድቲ። ፍቕር ጥራይ ይሃሉ እምበር ምስ ዝኾነ ንዝብል ግን ናይ ይምሰል ድኣምበር ብዙሕ ጎናዊ ሳዕቤን ዘለዎ ኾይኑ ይስምዓኒ፡ ምኽንያቱ ኣብ ገምገም ኮንካ ምዕዛብን ኣብ ባሕሪ ኣቲኻ ምጅላብን ነንበይኑ እዩ። ሰሰናዩ።
@dahlkaron6483
@dahlkaron6483 Месяц назад
2,ክይትናግርካ ሱቁ ኢልካ እንተ ኽዲካ ግዜ ዝወሰደልካ ስብ ሱቁ ኢልካ ናይ ምርኣይ ተክእሎካ ግዜ ዝወሰደልካ ሰብ ኣይትደልን ኢካ እቲ ዝኽበድ ናይ ሃይማኖትን እዩ እዚ ማለት እቶም ጽባሕ ካባካ ዝውልድ ቆሉዕት ብኡኦም ምጸዋት ማለት እዩ ብኸመይ ንመርጽ ድዩ እቲ point 1,for sure time very important but ግዜ ኸይወሰደልካ 2,ኣነ ኸመይ ኣልኹ read ድየ ማለትይ እዚ ሓደ ዝነበርካ ናይ 2ሰብ ደሌት ክመይ ትኹሎ,,, ክመይ ግርካ ናይ 2ሓሳብ ሓደ ትግብሮ,,, ናትካ ዕዮ እንታይ እዩ special for girls ኣደ ብርሃን ሰለ ዝኾንት 3,ፍቅሪ ጽብቅ እዩ ,,ኽትፈልጦ ግን ኣልካ ብሓደ ወገን ከይክዉን ሓደ ወዲ/ጋል ኣፍቂራትኒ ኢልካ ዝይ ምዉሳን እንታይ ኣባሃህላ ኣሎ "ዝፍቅርካ እንተርኺብካ ካብኡ ዝዓቢ የለን "እዚ ነብስ ፍትወት እንድዩ እዚ ኣይ ሰርሕን እዩ ኣብ ሓዳር.....ኣብ ሓዳር ምቅባል ምሃብን እዩ 4,ሃይማኖት እዚ መወዳድርቲ የብሉን 5,ኣብ መወዳእታ ግን ሓድ ሰብ ቅዲሚ መርዓ እንታይ ክገብር ኣልዎ ነብሱ እንታይ የደልያ ,ጽባሕ ንግሆ ካባካ ዘወሉዱ ናትካ መሰሊ ዝሕዙ ሰባት ኣልዉ እዚኦም ካብ ሃልዉ ንስካ አንታ አዩ ስራሕካ ንዝይትፈልጦ ስብኣይ /ሰበይቲ ሃሰስ ካብ ምባል ነብስካ ብቀዕቲ ምግባር እዩ ብቅዕቲ ምስ ኮነት ብቁዕ ክመጸእ እዩ ተኽባቢርካን ታሓፋፊርካን ትነብር ምውድዳሰ ዝይ ኮነ'ሲ ምዉቅቃስ እዩ. "ንሓዳር እትድሎ ሰብ ከኣ ጽብቅ ነገሩ ዘይኮነ ሕማቅ ነገሩ ክትፍቅሮ ኣልካ" b/c ጸብቅ ጽብቅ እዩ❤❤❤❤❤
@dahlkaron6483
@dahlkaron6483 Месяц назад
first entay ayenet sebeya kem tedeli ketefelet alka
@dahlkaron6483
@dahlkaron6483 Месяц назад
2,ክይትናግርካ ሱቁ ኢልካ እንተ ኽዲካ ግዜ ዝወሰደልካ ስብ ሱቁ ኢልካ ናይ ምርኣይ ተክእሎካ ግዜ ዝወሰደልካ ሰብ ኣይትደልን ኢካ እቲ ዝኽበድ ናይ ሃይማኖትን እዩ እዚ ማለት እቶም ጽባሕ ካባካ ዝውልድ ቆሉዕት ብኡኦም ምጸዋት ማለት እዩ ብኸመይ ንመርጽ ድዩ እቲ point 1,for sure time very important but ግዜ ኸይወሰደልካ 2,ኣነ ኸመይ ኣልኹ read ድየ ማለትይ እዚ ሓደ ዝነበርካ ናይ 2ሰብ ደሌት ክመይ ትኹሎ,,, ክመይ ግርካ ናይ 2ሓሳብ ሓደ ትግብሮ,,, ናትካ ዕዮ እንታይ እዩ special for girls ኣደ ብርሃን ሰለ ዝኾንት 3,ፍቅሪ ጽብቅ እዩ ,,ኽትፈልጦ ግን ኣልካ ብሓደ ወገን ከይክዉን ሓደ ወዲ/ጋል ኣፍቂራትኒ ኢልካ ዝይ ምዉሳን እንታይ ኣባሃህላ ኣሎ "ዝፍቅርካ እንተርኺብካ ካብኡ ዝዓቢ የለን "እዚ ነብስ ፍትወት እንድዩ እዚ ኣይ ሰርሕን እዩ ኣብ ሓዳር.....ኣብ ሓዳር ምቅባል ምሃብን እዩ 4,ሃይማኖት እዚ መወዳድርቲ የብሉን 5,ኣብ መወዳእታ ግን ሓድ ሰብ ቅዲሚ መርዓ እንታይ ክገብር ኣልዎ ነብሱ እንታይ የደልያ ,ጽባሕ ንግሆ ካባካ ዘወሉዱ ናትካ መሰሊ ዝሕዙ ሰባት ኣልዉ እዚኦም ካብ ሃልዉ ንስካ አንታ አዩ ስራሕካ ንዝይትፈልጦ ስብኣይ /ሰበይቲ ሃሰስ ካብ ምባል ነብስካ ብቀዕቲ ምግባር እዩ ብቅዕቲ ምስ ኮነት ብቁዕ ክመጸእ እዩ ተኽባቢርካን ታሓፋፊርካን ትነብር ምውድዳሰ ዝይ ኮነ'ሲ ምዉቅቃስ እዩ "ንሓዳር እትድሎ ሰብ ካኣ ጽብቅ ነገሩ ዝይኮነ ሕማቅ ነገሩ ክትፍቅሮ ኣልካ" b/c ጸብቅ ጽብቅ እዩ❤❤❤❤❤
@Kowakbti_semay
@Kowakbti_semay Месяц назад
እዚኣ ግድን መልሱልና ናይ ቡዙሓት ሕቶ እያ ክልተ ፍቁራት እታ ጓል ኦርቶዶክስ እቲ ወዲ ካቶሊካዊ እንተ ኮይኑ ኣብ ሓዳር ከመይ ክገብሮ ይኽእሉ ?????
@regberegbe9767
@regberegbe9767 Месяц назад
ሓፍተኒ ፍፅም ከይውዓል ከመይ ሲ ደሓር ኣዝዩ ፀቅጢ ክፈጥር እዩ። ኦሮቶ &ካቶሊ ብዶግማ ማለት ብባህሪ ኣምላክ ኢና ንፈላለ። ደሓር አቲ ዝውለድስ ኣየንኡ እምነት ክቅበል። ብዝሕ ዘየሸግር ተኮይኑ ፍፅም ተዘይ ሕሰብ ይብል ብወገነይ።
@Kowakbti_semay
@Kowakbti_semay Месяц назад
@@regberegbe9767 እሞ እንዳ ተፋቀርካ ብሰንኪ ሃይሞኖት ኣብ ሓዳር ከይበጻሕካ ክተቋርጾ ማለት ድዩ
@lilberhane3233
@lilberhane3233 Месяц назад
Ab habeshana si bebeynu haimanot temerika eta gal nafty nayty wedi ya tilwet tedeykoinu kia etom kolu nay ano kiwesdu yigdedu bwegeney deyhaymanotka mimiraw ab habesha yibil aleku kisab Fitih debitsihyu rina niri kia alona . Ezi kia tenku akrarinet delowo hibreteseb eyu delona.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ጸገም የብሉን ክልቴኹም ክርስትያን ኢኹም በቃ ነዞም ኣኽረርቲ ካብ ሃመማ ሓኸለ ዘውጽኡ ኣይትስምዓዬም ።
@lilberhane3233
@lilberhane3233 Месяц назад
Tsubuk podcastyu yehwat wedi hagerka misaka diabeye bahlika kinbil tsenihnamo hijis ab sdet diabeyu diabyu delowu kolu si nay eritreans bahli diyu ety kolia hizu diabi delo malet ? Bwegeney even nimetsae dekina dege diabiyu delowu mus meteabitom deki kali bahli aliet eyom kiwasebu ezia kinkibela alona cos ety diabiyulu delowu environment bahli bota delowuwoyu dwisno silezis we gonnw blend with everyone in the future .
@djfilke
@djfilke Месяц назад
ትዮርን ብራክቲሽን ሓደ ኣይ ኮኑን:: ኣብ ሓዳርን ፍቅርን ክተኣቱ ከለካ ድማ ንውልቅኻ ጥራይ ኣይ ኮንካን ክትሓስብ ዘለካ:: ከባቢካ የዐርኩትካ ስድራካ እሞ ግደፎም ብዛዓባ እቶም ትወልዶም ውሉድ ውን ምሕሳብ ከድለካ እዩ:: እታ ሄዋን ነዓኻ ጥራይ ዘይ ኮነትን ንደቅኻ'ከ ኣደ ትኮኖም ድያ? እቲ ኣዳም ውን ከሙኡ ንደቅኺ ሓቀኛ ኣቦ ይኮኖም ድዩ? ካብ ሓደ ካልእ ልምድታትን ባሃልታትን ዘለዎ/ዋ መጻምድቲ ኣምጺኢኻ ናይ ውሉድካ ቅልውላው መንነት ተሓታቲ ናብ ኣቦን ኣደን እዩ:: እዚ ገዚፍ ሕቶ ውን ታራ ኣለዎ? ምናልባት ክንብል ንክእል ኢና: ውሉድና ከም ምርጮኦም ግን ቅኑዕ ድዩ'ኸ? ፍቅሪ ጥራይ'ከ ንሓዳር እኹል ድዩ? እቲ ስነ-ምህናጽ ናይ ስነ-ሓሳባትና ምስ ህሉው ኣካይዳና ሓደ ተዘይ ኮይኑ ብከመይ ናብ ሓደ ርዕመት ነምጸኦ? ዝተፋላለየ እምነትን ኣታዓባብያዊ ባሃሊ ምስ ጽልዋ ከባቢ ምስ ዝህልወናኸ ስሙርን ስጡምን ሓዳር ንክንገብር እንታይ የድለና ክንሓስብ ኣለና'ዶ? ብፍቅሪ ተሸፊንካ ዝግበር ነገር ብዙሕ እዩ:: ስለ'ዚ ፍቅሪ ስለ ዘለካ ንሓዳር ብቁዕ ኢኻ ዝብል እምነት የብለይን:: ኣብ'ዚ ዘለናዮ ናይ ስደት ጉዕዞና single mam & single dad ዝበሃሉ ብብዝሒ ኢና ንርኢ ዘለና: ርግጸኛ እየ ምርጮኦም ከም ዘይ ኮነ: ግን እቲ ፍቅሪ ዝብል ኣምር ዘምጾኦ ሰበብ እዩ:: so ፍቅሪ ንበይኑ ብከመይ ኣካሊ እዩ ክንብል ንክእል ንሓዳር? የቀንየለይ ጃክ grande
Далее
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28