Join our private group 👇👇👇👇💙💙💙💙🌿
ደላይ ፍትሒ ኤርትራ ድጂታላዊ ቃልሲ ክተት! ሰማያዊ ሓይሊ ዕማም ግሩፕ ብምእታው።
/ zs5f2e5xmcnpyvea
እዚ ጉጅለ እዚ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ሰማያዊ ሰውራ ናብ ዲጂታላዊ መኸተን ምጉስጓስን ንሓራ ኤርትራ ንምእካብ ዝዓለመ እዩ። ኣብዚ ጉጅለ መምርሒታት ተኸቲልኩም ስሉጥ ስራሕ ትዊተር (X)ን ኢመይልን ክትሰርሑ ትጽቢት ክትገብሩ ኢኹም።
2 окт 2024