Тёмный

#Jstudio 

Jstudio
Подписаться 261 тыс.
Просмотров 167 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 671   
@chakurmedia
@chakurmedia 5 лет назад
ካብዞም ኩሎም ቻነል ነዚኣ መሪጸ ኣለኩ እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣይፈልጥን እየ ነይረ ሎሚ ግን ኩሉ መልኣክቲ ናዚ ታኣሪኸጃታት ሪአዮም በቲ ሓደ ሓዚነ በቲ ሓደ ከኣ ትሕጎስ ማለት ተባዓት ሓርበጃታት ብምንባሮም
@danieltohmas1212
@danieltohmas1212 5 лет назад
እዋይ ህግደፍ ካብ ደርጊ ዘይ ንእስ በሰላ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ እገድፍ ኣሎ ኣነስ ብንብዓት ተዘዊሐ ደቃ ከመይ እህልዉ እኾኑ
@samuelnegash491
@samuelnegash491 5 лет назад
ነታ ዝሓሰብክዋ ሓሳብ ብምጽሓፍካ thanks ኣነ ውን ኣብ ናትካ ሓሳብ የ ዘለኹ ናይ ዛ ቻነል ትሕዝቶ ነዓና እናሕዘነ ዝምህር ኣገዳሲ ነገር እዩ thanks
@chakurmedia
@chakurmedia 5 лет назад
samuel negash thanks 🙏 zhawy natey
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 лет назад
@@danieltohmas1212 Sami hawey Dergi dea entay do gerom eyom Kab xelaei nxbeyo kulu eyom geromo. Esoms wedey xelaetna.....HGDEF mendef ke ?
@simontsige7361
@simontsige7361 5 лет назад
ኣነ ብዙሕ ኣይክዛረብን። ጽብቅ ኣላ ኤርትራ ትብሉ ሰባት ፡መስጣ እዞም ኡሱራቲን፡ እዛ ኣደን ይብጻሓኩም።ብደቅኩም ድማ ተፈደይዎ አየ ዚብሎኩም።
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ 5 лет назад
SAM GHE ኤህህህህህ እወ ሓቅካ ነዚ እንዳ ሰማዕካ ዶ ይድቀስ ውይይይይ 😭😭🇪🇷
@simontsige7361
@simontsige7361 5 лет назад
adey alemey ናይ ብሓቂ ፡ኣነ ግሪም አሉኒ ፡ነቢዐ ፡በክየ። ምክንያቱ ዝክትምና ስለ ዚፈተንኩዎ።
@simontsige7361
@simontsige7361 5 лет назад
ንክኩሉኩም ድማ Like ዝሃብኩሙኒ ፡ ሰናይ ናይ ቀዳመ ሰንበት ይምነየልኩም።
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 5 лет назад
SAM GHE ብሓቂ ጥዒምቲ እተከይና ሸላ እብደቆምን ኣብ ነብሰሞን ይወርዶም
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 5 лет назад
Amen Amen Amen
@yebuabu269
@yebuabu269 5 лет назад
God bless you.thank you bro. ኣምላኽ ጥዕናን ፡ቕሳነትን ፡ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ።
@onlygodcanjudgemechik4666
@onlygodcanjudgemechik4666 5 лет назад
ዓሕ ዓሕ ማማ ኣስቴር ፈጣሪ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ ,,,,,ኦ መድሃንየ ኣለም ኣቦይ ስደትና ይሕጽረልና ፍቅርን ሰላምን ምስ ህዝብናን ሃገርናን ግበረልና
@Sharon.91
@Sharon.91 5 лет назад
ዘሕዝን ዛንታ፡ መዋጽኦ ይፍተረልኪ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዱ የንብረልኪ , ፡ዋዕሮ ብ ወርቂ ቀለም ክጸሓፍ'ዩ ታረኽኪ።
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 лет назад
ሓፍተይ ማዓረይ ነዚ ኹሉ ብኣካል ክትጸውይሉ ብሂወት ክትጸንሒ ንእግዚኣቢሓር ንልምን። እግዛኣቢሔር ምስ ደቕኽን ስድራቤትክን ትራኸብላ መዓልቲ የቃላጥፈልኪ ሓፍተይ መዓረይ። እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ነዞም ብዘይ ሕጊ ብዘይ ፍርድን ዝሳቐዩ ዘለው ኣሕዋትና ካብዚ ወጺኦም ብህይወት ክጸንሑ ህያው ትንፋስ ስኽዓሎም። ነቶም ብመከራ ህግደፍ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስዉኣት ኣሕዋት ድማ እግዚኣቢሔር ኣብ ገነቱ ይቀበሎም። ኩላትና ኤርትራውያን ንኹሎም ኣብ ማእስርቲ ዝሳቐዩ ዘለውን ኣብ ማእሰርቲ ዝተሰውኡን ነቶም ኩሎም ኣብ ውግእ ዝተሰውኡን ዝተወግኡን ኣሓትናን/ኣሕዋትናን ኣዴታትናን/ኣቦታትናን ኣንስትናን/ስብኡትናን ደቅናን። ኩሉ ግዜ ናይ ሕልና ጸሎትን ዝኽርን ንግበረሎም።
@haj90767
@haj90767 5 лет назад
ናይ በሓቂ ዘጉሂ ዘብኪ ዘ ሕዝን ዛንታ , ኣሕ አዋይ ኣነ ሓፍተ😭☹️
@matikidanearkebe5217
@matikidanearkebe5217 4 года назад
Ohh nay bhaki ybeki aleku
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ኣስቴር እታ እምንቲ ብዓልቲ ኪዳን ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረልኪ
@TMRRA1
@TMRRA1 5 лет назад
አሜን
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 лет назад
Amen
@Zemen271
@Zemen271 5 лет назад
Amen Adey Mariam Msaki Tkun
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 лет назад
ትህሉ ዶ ኢልካያብሂወታ ምስክነይቲ እውይ ናይዚኦም ግፍዑ ኣታ ኣምላኽ ገለ እባ ግበረና
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 лет назад
Proud of you josi መደባትካ ይስሕበኒ ኢዩ ወላ ኣግኣዝያን ኩን ምኽንያቱ ሽፍታ ህግ ገበነኛን ሰታይ ደም ሙኻኑን ብመትከል ስለትኣምን ።
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 5 лет назад
ዋዕሮ ጽብቕቲ ፍጥረት። ኣምላኽ ባዕሉ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ።
@amantukue8344
@amantukue8344 5 лет назад
ኣታ ጆሲ ሓወይ ጽንዓት ይሃብካ ከመይ አልካ ተንብቦ ኣለካ ኣነ ክሰምዖ ከማን ኣይከኣልኩን ቃላት ይብለይን ናይ ኣስተር እንትርፎ ጎሂን ብኪያትን፡ ከም በዓል ኣስተር ኣይክፍጠርን አዩ ፡ጽንዕቲ ኣብ ፍቅሪ ሃገርን ሓዳረን ሮን ኣንድ ጂለት ይንእሳ፡ኦ ጎይታ ይኣክ።
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 5 лет назад
ዋዉ ቃላት ይሀፅረኒ ክዛረብ ምስኪን ክብርቲ ሀፍቲ ከቲሎማ ምስ ስብአያ አነ ከም ትግራዋይ መተን 1 ስብ ክንዲ ድስዋእ 6 ሚልዮን አብ ምህዋር ችንከት ስደት ከምትእትዉ ኮንኩም ዋይ ችካነ አነ ምንም መፍትሄ ሲእነሉ ዝሀስብኩ ትሀስብኩ አክሪቢ ጂዘፐ ብታእሚ እየ ዘድንክከካ እድናኪካ እየ ከእ እሞ ከፅሎ እጋልፆም ነዞም ጎሀላሉ
@fsahayefsahaye9147
@fsahayefsahaye9147 5 лет назад
ናይ ብሓቂ አንቢዓትኒ አስቴረይ ሓላል አዶ 4 ቆልዑ መዋፆኦ ይፍጠረልኪ እግዚአብሔር አምላክ
@rgatgezana9692
@rgatgezana9692 5 лет назад
ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ትረኻ፣ ከምዚ ገርካ እቲ ትፈልጦ ታሪካት ከተቅርበልና ብትሕትና ይላቦ፣ እቲ ምንታይ ብገዛእ ታሪኽና ታሪኽና ከምዘይ ንፈልጥ ስለ ዝገበረና ህግደፍ ዝበሃክ ሽፍታ፣ ንስለና ክብሉ ዝሓለፉ ከምዘለው ንዘክር ኣለኪ ዝበላ ነብሲ ኮይናቶም ትማሊ ካብ ሓዊ ዝወጹ ሎሚ እዚ ኣይምኮነን ኢዶም ።
@yordymesfin854
@yordymesfin854 5 лет назад
😭😭😭😭
@yosiefgebreslasse8300
@yosiefgebreslasse8300 4 года назад
ብጣዕሚ አረሜናት እዮም ይምሐረና የሱስ ክርስቶስ
@Million69-hm
@Million69-hm 5 лет назад
ጆሲ መምህረይ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ትገብሮ ዘለኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ድማ። ኣብ ቀጻሊ ናይ ጅግዳ ኣቦና ዱሩዕ ክተቅርበልና ይምሕጸነካ!
@michaeltewelde7201
@michaeltewelde7201 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ነቲ ተሓቢኡ ዝነበረ ታሪክ ክተምጽኣልና ዘለካ ኣንቱም እቶም ነዚ ኣውያት እንዳሰምዓኩም ኤርትራ ጽቡቅ ኣላ እንዳበልኩም ምስ እቲ ዓማጺ ዘለኩም ንብዓት ናይዘን ጅጋኑ መስጥኦም የውርደልኩም ኣንቱም ደቂ እዚ ሕማቅ ግዜ ዓሕ😭😭😭😭
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 5 лет назад
Thank you very much brother. Higdefawuyan nskumus bdekukum tefedeyo tiray kiwegih eu mesilkum eber ab siltan znebir mengsti yelen shuau yerakbena tiray.
@ዳኒፈታዊኪሮስኣስፋሃማዓት
ኣሕ ወላ ናዓይ ኣቢዕካኒ ጆሲ ሶ ብዝኾነ ጹቡቅ መደብ ኢኻ ኣቅሪብካልና ነቶም ዝተረፉ ክኣ ኣቅርበልና ከም ባዓል ዱሩዕ ሸሪፎ ኣቅርበልና ቀጺለ ኣብ ሂወትካ ጥዕናኻ ኣብ ስራሕካ ሰላም ይምነየልካ ኣይ ትጥፈአና ።
@pherussemre8385
@pherussemre8385 5 лет назад
ኣታ ኣምላክ ሰማይን ምድሪ: ነዚከ ኣይትርእዮን ዶ : ማኣስ እዩ ንብዓት ኣዴታትና: እህህታ ኣቦታትና ትሰምዖ: ሕጅውን ንጽበየካ ኣሎና : ረዲኤትናስ ካብቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ንጽበ ኣለና::
@titikeshi8216
@titikeshi8216 5 лет назад
Ahhhh anta medhane alem fetari klu alem bjka iba bmhret temtena abmekran shgrin nzelw ahwatna arhiwelom .mewaxo yfterlki adenan haftinan aster.
@helensemere4601
@helensemere4601 5 лет назад
ስማዕ ህዝቢ ኤርትራ ከይሰማማዕ ተረጊሙ እዩ ብከምዚ ምክንያት ክኣ ዋላ ሓደ ኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ክረዳዳእ ፈጺሙ ኣይካኣለን
@ምቅናይጽብቅ
@ምቅናይጽብቅ 5 лет назад
ናይ ብሃቂ ተባእ ኣደ ህርቃነይ ምቁፅፃር ክሰብ ድሰን ኮይነ እዞም ደገፍቲስ እሰምእዎዶ ነዚ ሰሚኦም ፅቡቅ ኣለና ዝብሉ እንድኢ 😥
@michealgebrengus951
@michealgebrengus951 5 лет назад
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ቖጽሎ ደቓ ኸማን(3) ብድሕሪኣ ኣይ ተረፎምን ምሳይ ተኣሲሮም ነሮም ኣብ ሚዕጥር : ስምኦን :ዘርኢት :ሃና !!
@hagosgebar2487
@hagosgebar2487 5 лет назад
ኤሄ ንብዓታ ውሕጅ ኮይኑ ሽርብ የብልኩም ተካላት ስርዓት
@Zemen271
@Zemen271 5 лет назад
መድሃኒኣለም መዋፅኦ ይፍጠረልኪ ኣሜን ብዛዕባኣ ክሓስብ ከለኹ ሕማቕ እዩ ዝስመዓኒ
@debishemeha1236
@debishemeha1236 5 лет назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ ኣብ ህዝብና ይወርድ ኣሎ ፡ንምንታይ ኢዮም ተጋዲሎም እካ ገሪምና ኢዩ ዘሎ ፡ናጽነት የላን ተጨውያ ኢያ ብርግጽ የላን ።
@delinamarta4184
@delinamarta4184 5 лет назад
ኣስቴር ሓፍተይ እቲ እሙን ጓሳ ጎይታ ሰራዊት እግዛብሄር ኣምላክ ምሳኪ እዩ ቃንዛክን እህህታክን ኣምላክ ርኢዎዩ ደቂኪውን ክትሓቅፍን ክትስዕምን ኢኪ ዎ ኣምላክ ንዓባ ሎምስ ገለ በለና ንባሮትካን ዝፈጠርካዩም ህዝብንሲ ብዚ ድያብሎስ ክርገጹ ሱቅ ኣይትበል ዎኣምላክ እሱራትና ብጽሓዩም ረድኤትካ ይጽበዩ ኣለው ኣውያቶምን ቃንዞኦምን ስምዓዩ ኣምላከይ ኣይትጨክን ኣስቴር ሓፍተይ ኩል ግዜ ኣብ ጸሎትና ምሳና ኢኪ ኣምላክ ክበጽሓኪ ተስፉ ኣሎኒ የሱስ ጎይታዩ ተስፉ ኣለኒ ህጂውን ዝተጎድኤ ኣካላትኪ ዝጽግን እቲ ህያው ኣምላክ ሎሚ ክበጽሓኪዩ ንኩልኩም ኣብ ጸልማት ዘለኩም እሱራት የህዋተይ ሎሚ ጎይታ ክመጸኩምዩ ንብዓትኩም ክደርዝ ሓራ ከውጽኣኩምን ሓደስቲ ትውልድ ክገብረኩምዩ እቲ እሙን ጎይታ ዎ ኣምላክ ሎሚ ናብ ኣስቴርን ምስኣ ንዘለዎ ውጹዓት ሎሚ ናቶም መዓልቲ ትኩን ናይ ሓራ መዓልቲ ሰንሰለት እግሮምን ኢዶምን ትስበረላ መዓልቲ ትኩን ይነግር ኣለኩ ኣሜን ጎይታ ሰራዊት
@merhawigermeskel6774
@merhawigermeskel6774 5 лет назад
ዘገርም ታርክ 'ዩ ምስክነይቲ ሓብትና ፡ ዎይለኩም ነዚ እንዳ ሰማዕኩም ምስ ሽፍታ ህግደፍ ዝወገንኩም ደምኩም ደም ከልቢ ክትከዉን ኢያ ኣብ መጻኢት ኤርትራ መዋጽኦ ይፍጠረልኪ ፈጣሪ ጅግና ሓብትና ።
@אאאבבב-ת1ג
@אאאבבב-ת1ג 5 лет назад
ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ስደድ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ኣስቴር ጅግና ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኪ ዋዕሮ ኤርትራዊት
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 5 лет назад
ንፍዕ፣ኢኻ ንስኻ፣ህግደፍ፣ንጀጋኑ፣ደቂ፣ህዝብን፣ሃገርን ትሕቲ፣ሜሬት፣ኣስፊሩ፣ንታሪኽ፣ቀቢሩ ንባዓሉታሪኽኛ፣ዝኾነ፣ዘይርሳዕ፣ግፍዒ፣ዘውርድ፣ዘሎ፣እዚ፣ጫካን፣ኢሰያስ፣ኢዩ።
@merhawikefela8763
@merhawikefela8763 5 лет назад
ኣንታ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረትካ ስደደልና ነዞም ማንታ ደርኪ ኣጥፋኣልና፡
@michaelelias9958
@michaelelias9958 5 лет назад
I can’t resist to hear 👂🏼 am really feel so sad 😭 about them, ፈታው ነብሱ ኮይነ ጊዲ ዘይበልኩሎም ዋይ ወገነይ፡፡
@mihreteabgebremedhen5199
@mihreteabgebremedhen5199 4 года назад
ጆሲ ጀግና ናይ ብሓቂ ገላጺ ታሪኸ ብልጽቲ ቻነል ልዕሊ ኩሉ
@zakz1724
@zakz1724 5 лет назад
WHAT A HEART TOUCHING AND SAD...... Jstudio...keep on tell to the world about the suffering of inocent Eriterians....by the brutal Dicatator
@peaceforever8115
@peaceforever8115 5 лет назад
ኣቤት ኣቤት ኣገላልጻ ብጣዕሚ ምሳጢ ዝኮነ ኣቀራርባ ግን ገሪሙኒ ዘሎ ነገር ኣልጋነሽ (ችና )ርግጸኛ ዲካ ሰይቲ ጀሽዋ ሙካና ሓደ ክልተ ዓመት ዝከውን ጎረቤትና እያ ኔራ ወላ ሓደ ኣፍልጦ ኣይነበረናን ክንፈልጥ ዘይምካኣልና ካኣ ናብ ገዛውትና ካብ ካልእ ገዛውቲ ቀይራ እያ መጺኣ ኣብዚኣ ጉዳይ ኣፍልጦ ዘለኩም ወይ ንዓይ ወይ ነዚ ሓውና ኣርሙና እስከ
@kibromhaileab6662
@kibromhaileab6662 5 лет назад
Xebuk alo haki eyu
@mendeferawyan9970
@mendeferawyan9970 5 лет назад
Yusef, you are very talented person and you have the potential to be come a very productive member of our Eritrea population. Intay imo intay imo ygeber, sheyat a3du biquntaro konka. Bizeyteqim nay a3game quntaro nay gizawyan (Agazian) telaki konka. Bejaka nablibika temeles bihawi (fire) xawet gidefo. Mot nezi seytan tembenay a3game Wedi Medhin Berad. Eritrea ni Eritrawyan
@saraselmawe2142
@saraselmawe2142 5 лет назад
ብጣዒሚ ጽብቅ አገላልጻ አጄካ ብጣዓሚ የድነቀካ
@dianakeren7565
@dianakeren7565 5 лет назад
ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረልኺ
@danielgoitom8094
@danielgoitom8094 5 лет назад
ኣሕ!!! እግዛብሄር ባዕልኻ ንህዝብና ይኣኽለካ በሎ።
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 лет назад
ወይልኡ ከዳዕን ጠላምን ምበር ደሓን ኪወጊሕ ዩ።ኣጆካ ሳሚ ሓወይ ቀጽሎ።
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 лет назад
ኣጆኺ ኣስቴር ጅግና ሓንቲ ማዓልቲ'ላ ራህዋ ትረኽብላ
@jesusistliebe106
@jesusistliebe106 5 лет назад
ዝህዝን አዩ ኣምላክ መአዋጽዎ ይፍተር good job josi
@mfh8140
@mfh8140 5 лет назад
Aster yewhannes , mewarsio yefterelki, Nhgidef dma edom aysanu.😭😭😭😭
@hagosgre5991
@hagosgre5991 5 лет назад
ኣዝያ ብልጽቲ ታሪክ ጀጋኑናን ተባዓት ውሉዳት ደቂ ሃገር ብውሑልል ኣገባብ ተማሓላልፍ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ጥፍኣት ውድቀት ንጃሱሳት ህግደፍን ወዲ በራድን
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 5 лет назад
Welcome Joci hawna, good preparation as always & tnx again🙌
@merhawiyohannes9263
@merhawiyohannes9263 5 лет назад
Really appreciate u , the classic explain really how the people Eritrea suffer.
@yonibereket8899
@yonibereket8899 5 лет назад
Thank u josi ሓውና ኣጆኻ ፍረ ጻዕርኻ ናይዚ ትራኸ ታሪኻትን ብራኸ ንቕሓት መንእሰይን ክትፍደዮ ኢኻ
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 5 лет назад
ዓሕ ዓሕ ! እዋይ ኤርትራ ምድረ ሽኦል ኮይና!!' በሊ ኣስቴር ምስ ኩሎም ብጾትኪ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን መዋጽእ ይፍጠረልኩም !!!!
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 лет назад
እዛ መደብ ከም ተራ መደብ ሸለል ኢለ ይሓልፋ ኔረ ግን ድማ ዝበለጸት ታሪኽ ኣቦታትናን የሕዋትናን ዝሓዘት መደብ የቀንየልና ክቡር ሓው ቀጽሎ
@girbe4225
@girbe4225 5 лет назад
ናይ ባሓቂ ደም ዘንብዕ ፍጻመ ኢዩ! ናይ ብርጋደር ጀነራል ተስፋጽዮን ማለት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ነበር ባ ኣቅርበልና።
@tesfse7148
@tesfse7148 5 лет назад
😢ah sreat hgdef edkum trekbula mealti keriba eya emo texebeywa! thanks Jossi hawna !
@michaeltekle8923
@michaeltekle8923 5 лет назад
ንብዓታ ንብዓት ሃይቲ ኮይኑ ይሰዶም ኢናዓል ዛቱ GBU መምህር ጆሲ
@HiwetErikitchen
@HiwetErikitchen 5 лет назад
ኣየ ኤርትራውያን ቁዘማ ኮይና ተሪፍና ከምዚአን ዝበላን ዝበሉን ጀጋኑ ኣጥፊእካስ ምተደቀሰ ዶ ግን ፈተውቲ ነብስና ኢና
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 лет назад
That is true. Fetewti nebsna Ena
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 лет назад
ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዘለና ፈትውቲ ነብስና ናይ ብሓቂ ብላሽ
@hermonaregai810
@hermonaregai810 5 лет назад
ሓቂ 'ዩ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ዘይወድኦ ነገር እንተኾይኑ ግን ከምዝደለናዮ ከምዘይከውን ምስትውዓል ኣገዳሲ 'ዩ። ፍትሒ ደሊናን ኣንጻር ፍትሒ ወይ ንፍትሒ ዘይበቅዕ ኣተሓስባን ግብርን ሒዝናን እቲ ልዑል ኣምላኽ ኣብ ድሌትና ክሰምርን ሓገዝ ኢዱ ኣብ ቃልስና እጃም ከበርክት ምጽባይን ግርህነት ክኾነና ይኽእል።
@habeshahomestead779
@habeshahomestead779 5 лет назад
I swear we (Eritreans)the weakest ppl in the whole world. We only strong when we insult each-other. Feel so sick in my stomach 😭
@IT-qb7dw
@IT-qb7dw 3 года назад
Tell me what's the issue.
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 5 лет назад
ኡፍፍፍ እዋይ ከምዚ ስርዓት ኢዚ ዝጭክን ፍጡሩስ ይሁሉ ዶ ይከውን ጸልም ታርኽ ጃሲ በዚ ትገብሮ ዘለካ ብጣዒሚ እምዩ ዘመስግነካ ኣስተር ሞዋጾኦ ይፍጠርልኪ እንተ ገባሪ ኩፍ ክንደይ ከይቀስን ዘስካሕክሕ ፍጻመ 😢😭😭
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 5 лет назад
Josy thank you so much.
@shewitghebrebrhan1246
@shewitghebrebrhan1246 4 года назад
We love you 😘🙏❤️♥️❤️❤️♥️😍♥️❤️ God break the yoke in Your Name
@seidomer1213
@seidomer1213 5 лет назад
Nay behaki hazine bisenki hegdef hewet Eritreawi kemzi kikewin 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ 5 лет назад
ብዙሕ ግዜ ሰሚዐ ያ ሞ መመሊሱ ይገርመኒ ናይ ሃገርና ክሳብ መዓስ ኢዩ ውይይይ እንታይ ኢዩ መፍትሒ ኣንታ ኤርትራዊ ኤህህህህህህ ☝️ድኣ ኤርትራ ሃገርና ጽቡቅ ኣላ ትብሉ ደም ንጹሃት ኣይገድፈኩምን ኢዩ 😭😭😭
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 5 лет назад
Ajokum sidrana eziwin kiwegihe eyu great nice family Petros Solomon
@yosiefgebreslasse8300
@yosiefgebreslasse8300 4 года назад
መስጣ በዐል አስቴር ከምአን ዝአመሰላ ዝሳቀያሉ ዘለዋ ጎዳጉዲ ቡዙሓት የሕዋትና እዚ ውድብ ፅቡቅ አሎ ትብሉ ሸፋቱ ጨካናት ፍጥረት አኢድናን ተቲምኒትና ከ፡ከም ሐሳብናን ክዘንበና እዩ ንሕና ጨካናት ኢና ክንዲ ምሕረት ንልምነሎም ህግደፍ ፅቡቅ አለው ኢና ንብል ግን ኩሉ ጊዜ አለዎ
@hermanaregai6762
@hermanaregai6762 5 лет назад
ኣቦኣ ከም እንቛቁሖ ተጠንቂቖም ብሕንቃቐ ዘዕበይዋ ቆልዓ ንሃገራዊ ናጽነት ክትብል ዕድሚኣ ወፍያ ዝተቃለሰት ሓርበኛ ሰበይቲ ኣብ መወዳእታኡ ገበል ውሒጡዋ። እዚ ናጽነት ዘይኮነ ካብ ናይ ባዕዳዊ ባርነት ዝኸፍአ ዘይትጽበዮ ናይ ውሽጣዊ ባርነት 'ዩ። ኣዲኣ ከኣ ኣብ 77 ዓመት ዕድሚኤን ንስደት ኣምሪሐን። ንምግላጹ ዘጸግም ብድዐ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ በጺሑ። ካብ ንእሽቶ ቆልዓ ክሳብ ዝኣረገ ሰብ ሃገሩ ገዲፉ ዝስደደላ ሃገር :(:( ነዚ መዓት 'ዚ መወዳእታኡ የሪኣና።
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 года назад
Ahh egzabher ymyu ykawlna
@maharifesshazion2548
@maharifesshazion2548 5 лет назад
ንፉዕ !! እቶም ሰብ ዘጥፉኡ ከኣ ክዝረበሎም ኣለዉ መታን ህዝቢ ክፈለጦ
@meronteklit6680
@meronteklit6680 5 лет назад
Alem kihfelto bihkali
@mihretabzewde4697
@mihretabzewde4697 5 лет назад
Merci 🙏 josi eeeeer kabe Sudan nemehare hiwet sebe nedehene heje Me
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
welcome፡ዝሓዘን አዩ ጆሲ ሓወይ። ናይ ሃይለ አባ ኣቅርበልና plz።
@merryzerai9399
@merryzerai9399 5 лет назад
Ewyy entay emo kngebr ena temen hizom atyom eba gebel koynu beliom...hgdef xewati tekal ewan si edkum dea aytsanu anyway proud of you josi!!!
@wayezalms7645
@wayezalms7645 5 лет назад
ኣሓሓሓሓሓሓ ኣክልና ከነስተመስል ክንነብሪ ተፈሪድና እዋይ ደቅኤረ ግዜ ምስቶም ዝሓንጎዱ ሓንግዱ ብላሽ ተሰዉኦም ጉሩመድ በቅልዋ ዝባኖም ኣሕሕሕሕሕ ኣጀኩሙ ቀሪብና እና ደቅ ሓላል መሬት ዓወት ንዉጹዑ ህዝብ እርትራ ኣሕሕሕሕሕሕሕ ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 года назад
ፅቡቕ አሎ ትብሉ ነቲ ገፈጥ ስርዐት አዳኸርቱን መስጣ ቶም እሱራት ነፍሲ ወከፍኩም ክትበፅሓኩም እያ ወይጦታት ጠላማት ጨካናት
@asliasli8874
@asliasli8874 5 лет назад
ታሪክ እዛ ጅግና ሊሚ'የ ፈሊጥ ፡ ብሓቂ ግሪሙንን ኣስደሚሙንን ። እዚኦምኮ ናይ ኣረሜን ኣረሜን'ዮም፡ በጃኩም ኣብ Erisat ፈንውዎ መታን ኣብ ውሽጢ ዘልዉ ዜጋታትና ክሪእዎን ክርድእዎን፡ እስኪ ንነብስና ኣብቲ ናቶም ሂወትን ኣብቲ ዘጋጥሞም ጭውያን ነእትዋ ፡ሽዑ ማዕረክንደይ ምኳኑ ምግማቱ ኣይከብድን ፡ ሓደራ ናዳለውቲ እዚ መደብ ቀጽልዎ ዘይንፈልጦ ብዙሕ ጉድ ኣሎ ኣብዚ ስርዓት ።
@merhawitkifleyesus6092
@merhawitkifleyesus6092 5 лет назад
ኦፍፍፍፍፍ ክሃዝንካ ተርክ ኤዋይ ኣምልክ ኣሎ በክኻ ዘይወድኣኤ ተርኪ አለና 😭😭😭😭😭😭
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 5 лет назад
ዋይ ጉድ ዓሕ ህ ግ እናተባህለ ባ ግንባር ህዝብና የፍስስ ኣሎ እዚ ኣሬሜን ጉጅለ። ዮስ ሓውና በሊሕ ብዓል ጸየሩይ ሓንጎል ቀጻሊ ግበሮ ሰለቲ ተገዳስነትካን ምኡዝ ቃላትካን የቀንየልና።
@abrahamex22able
@abrahamex22able 5 лет назад
It so sad ......... I can’t stop crying ........ it hurt so much ...... this is the truth and everyone should know about Egzabher ab zefanu yakmtekay. Neto zterafu Bexotkay enkolay
@mussieasmorum3206
@mussieasmorum3206 5 лет назад
Josi bro tanks
@kalMHe
@kalMHe 5 лет назад
Egziabher Amlak Neziomsi Denguyiwom ! Abza hager n hizbi Eritra mieman asbu tilmet eyu...ezi eyu Abinetu. Telimnayom !
@jeysasa4590
@jeysasa4590 5 лет назад
ኣሕ እንታይ ኢና እሞ ንብሎ ኣምላከይ ምሕረትካ ባ ኣዉረልና
@simonfsehaye7669
@simonfsehaye7669 5 лет назад
ናይ ጀሽዋ ኣባ ኣምጻልና
@mekonensemere8916
@mekonensemere8916 5 лет назад
Dear great Eritrean people , Dear Family Yowhanes/Solomon, we feel your pain, your pain is our pain. We hope we will one day in our beloved Asmara will tell the heroic sacrifice your children gave to our People. Life is cruel, not too long ago there was a time, when I never imagined one day in my life time Eritrea will be independent. Unfortunately the falls hope of independence, has turned in to an enormous gargantuan Nightmare. Who would have thought, Dergi was better than PFDJ. We are Eritreans, we created the ELF/PLF/EPLF/TPLF/PFDJ, we will again fight to liberate our PEOPLE and ERITREA. Awet Nehafash, WEDEKET NI FASHISCHTAWI HASAWI KEDAII ESSEYAS.
@suzigena4333
@suzigena4333 5 лет назад
Eway ane haftey egziabher aboy entay tetsebe alka hizbeka ytefae alo
@wedireda5076
@wedireda5076 5 лет назад
G.B.U aster and your family we love you always
@tesfa273
@tesfa273 5 месяцев назад
Ade jeswa yfelta ane kulu gizye tibeke neyra
@sesen7953
@sesen7953 5 лет назад
ህዝቢ ኤርትራ ጥልመትና ዋጋ የኽፍለና አሎ!
@naherabadi600
@naherabadi600 5 лет назад
ጆሲ ኣምላክ ይባርካ
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 5 лет назад
Thanks more for explaining my dear 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r 5 лет назад
እፍፍፍፍፍ ጆሲ ከመይ ገርካ ትክእሎ ከተንብቦ ኣነ ንብዓት ይስዕርኒ ዩ ብዝኮነ ዝሕዝን ታሪክ እዞም ሃገር ጽቡቅ ኣላ ትብሉ ብድቅኩም ዘይ ኮነ ብዓልኩም እታ ጉድጎድ ፍትንዋ ይብል ንቶም ጀጋኑናን መስኪን ፍትሒ ዘይ ወጽሎም ኣምላክ ፍትሒ ይሃብ
@BlueRevolution-j8i
@BlueRevolution-j8i 5 лет назад
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ ፡ ሓደ መዓልቲ ክወግሕ ኢዩ ፡ እቶም ገፋዕቲ ከኣ ካብታ ዘለኺያ ጉድጓድ ንላዕሊ ብዕጽፍጻፍ ክኣትውዋ ኢዩም ,።
@gualasmara7770
@gualasmara7770 5 лет назад
My people and my country!!! We are not Lucky 🍀 No word!!! No word Aster sebekettty !!! Sebkettyi ayeni ::: egezabharrr yerayalkkk mesdekkkkk!!!
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ
@ኤረይዓደይ-አ2ኘ 5 лет назад
Weyyy mearey mewaxio yefterelkum mesi kulom bexotki 🙏🙏🙏ahhhhhh Eritrean adey kab hagosina hazena bezihu basenki 1 seb
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 лет назад
ጆሲ ""well com ኣስቲር ሓብትና ካ መዋኦ ይፍተራልኪ እቲ ሎል ፍታሪ ባዕሎ
@mebrhithadish3195
@mebrhithadish3195 5 лет назад
etom nhna nsu tblu zelekum bejakum astewalu bzey frdi 16 amet entay kbahal yikaal nezi tegadilen way yehwatey ahhhhh
@fdshkjhm4369
@fdshkjhm4369 5 лет назад
what a sad condition ,Kabti teasira ala zbls abti teasiratlu zela kunetata aziu hmak mhlawu Aziu Ahzinunn Abkiunn .Fetari Mewaxio Yfterolom. Aemroom dehan kkonu kea ymne .Yekenyelna videotatka kab mealti nab mealti aziu agedasin meharn koynu alo yekenyelna .kexlo.👍👍👍
@TemesgenTsegay-i9t
@TemesgenTsegay-i9t 5 лет назад
ዘሕዝን ፍጻሜ
@leilayemane3439
@leilayemane3439 5 лет назад
J haway amlak ybarka , niana kea amlak ymharena
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 5 лет назад
ኣሕ ክንብል ክነብር በቃ በጃኹም ነዞም ሸፋቱ ናብታ ጉድጋድ ነትዎም ንኺድ
@nebyatghirmay9075
@nebyatghirmay9075 5 лет назад
Euffffffffff
@yoditmekonen8173
@yoditmekonen8173 5 лет назад
Nikid ? 3 000 refugees just crossed Eritrea ab masker Tigray atioum . You been saying Nikid for 100 years is useless . There is no one no young person left in Eritrea. You sure are you going? Hasawi
@helensemere4601
@helensemere4601 5 лет назад
ንኪድ ጽቡቅ ተበግሶ ኔሩ ማዓንጣ ሓሞትክኣ ይሓትትዩ ግና መንዩ ዝክተለካ እዩ እቲ ሕቶ። ክክክክክ ነዚኦም ኣብስሬኦም ዝሸኑ ብምልሓሶም ኣልማማ ዝትኩሱ ጥራሕ ከይትብለኒ።
@isayasberhe573
@isayasberhe573 5 лет назад
እዋይ ሓውተይ ዓኽ ንህዝበይ ይጥዓሞ ክንዲ ዝበልኪ ኣይትኣምኑንን። ምስታ ብኽያት በኽየ
@nhnazrekebnayoxegem7863
@nhnazrekebnayoxegem7863 5 лет назад
nice artistic narration. xbuk tarik beka. gna bejaka ane nay behaki tesfa eyu zeleni ezom jeganu natsnet kriewa eyom kwexu eyom. please eza ''hansabn nehawarun'' teasirom tibl kal bejaka gdefa. nezi weledo goni goni eti zegateme xegem krhu mkuanu kea aredeayo. Thank you Jossy.
@besratgebrehiwot121
@besratgebrehiwot121 5 лет назад
ናይ መን ዕዳ ይብሃል ከ ወደይ ዚ
@yohannesbereket7583
@yohannesbereket7583 5 лет назад
በቃ ጸሎት ጥራይ ኮይና ተሪፍና ብዕል ኣስተር ግን ጸሎት ጥራይ ገረን ኣይኮናን ንህዝበን ኩሳብ ናጽነት ኣብጺህና ዕድመ ነስነተን ጊዘአን ሂወተን ኩሉ ነገረን ወፍየን ብሓቂ ሰኒፍና ሞይትና ብቃ ታሪካዊ ስንፍና ኩሉ ጊዘ ሪአስና ንድንነሉ ንፍጽም ኣለና ነብስና ፍቲና ሰኒፍና ደቂ ዕደይ
@isayasberhe573
@isayasberhe573 5 лет назад
ናብ ብጻይ ኢስያስ ኣይትበል ኣይትጋገ ናብ ከዳዕ ኢስያስ በል
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 4 года назад
እውይ ኣነስ ድቃስ እንዳኣበየኒ እት ዝስማዕክው ክርስዖ እንተ በሊኩ ጃስ። ዘኩሉ ክትስምዕ ክትጽሕፍን ክእለት ዝዓድለካ ፈጣሪ ምስጋና ይኩኖ ።ከም ባዕል ኢሰያስ ዝኣረመን መቃልስቱ ዝከድዕ ኣነ ዝግርመኒ በብሓደ እንድ ኣሰርም ሓድ ስግምት ዝውስድሉ ክሳኣን ኣበይ ከይዱ ትስብእነቶም ኣይ ፍሊጥን እይ።መሳኪን ብእድ ጸላኢኤን ዘይተ ጽፍዓ ኣደታትና ለሙግን ብማንም ክጽፍዓ ዝገርም እዮ።
@tekienigusse
@tekienigusse 5 лет назад
It’s sad end! Because we didn’t stand by them and we didn’t fight for them and now it’s our turn and we’re paying a tremendous price! Fight for the defenseless and be voice to the voiceless! Thank you Josi
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 4 года назад
Away fetari Aboy misa kun
@fiyoriafeworki8966
@fiyoriafeworki8966 5 лет назад
Eyyuuu nay Adnas zanta yeblun. Amlak MewatsEo gber bmhretkan redietkan.
Далее