Тёмный

Jstudio ሓቀኛ ታሪኽ፣ ናይቶም ሰለስተ መንእሰያት ማሓዙት ብጠያይቲ ህግደፍ ዝተቐትሉ ዜጋታት 

Jstudio
Подписаться 251 тыс.
Просмотров 81 тыс.
50% 1

#jstudio #Eritrea #Asmara #Eritrean #Yosief #fnanadal

Опубликовано:

 

11 май 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 687   
@samihalal2033
@samihalal2033 4 года назад
ኣነ ብሓቅነርካ ማራ ኢየ ዝፍውትወካ ክሳብ ሕጂ ጌጋ ዝበሃል ኣይረኣኩልካን ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯✅✅✅✅✅
@mulgetabahta7522
@mulgetabahta7522 4 года назад
ኣንበሳ ኢለካ ኣለኩ፡ ጆሲ ንሓድነት ኤርትራ ክሳብ ዝኮነ ኣጆካ ፡ከጽሎ ነዛ ሓሳብ ዝሰማማዓላ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ like habuni ፡ አንቃዕ ናትኩም ኮንኩ።
@moasmera9176
@moasmera9176 4 года назад
Mulgeta Bahta እዚ ሰብ እዚ ን ሓድነት ዝጽዕር ደሎ ኣይመስለንን
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 года назад
nahom yonas , ስብ ክነቅሕ ክበርሃሉን ሕቶታት ኣገዳሲ ክህሉ ኣለዎ " ንሕና ግን ኣብ ሃገርና ምሕታት ስለዘይፍቀደና , ኩሉ ግዜ ከምኡ ይመስለና ወይ ከኣ ንጻረፍ - ጌጋ
@moasmera9176
@moasmera9176 4 года назад
@@realityishealthy.5850 ሓወይ እንታይ ኢለ ተጻሪፈ ዲየ? ግን ጆሲ ከም ዝመስለኒ ናዓይ ን ሓድነት ኤርትራ ዝሰርሕ ሰብ ኣይኮነንን ፡ምክንያቱ ኣብ ካልእ ቭድዮ ሪዮ ሓድነት ኤርትራ ሠርሕ ኣይመስለንን፡ምክንያቱ ናይ ተስፋጺዮን ሳዓቢ ኢዩ ነይሩ መስኡ ምስ ተባእሰ ካኣ ንዑ ክጸርፍ ጀሚሩ ናዓይ ከምዝምስለኒ ምሱ እንበር ምስ ሓሳባቱ ኣይተባእሰን ብ ወገነይ ካኣ ኣብዚ እዋን ብ ኣውራጃ ብ ዓሌት ብ ሃይማኖት ከባእስ ዝፍትን ሰብ ከምይ ኢሉ ኢዩ ን ሓድነት ዝ ሰርሕ ንብሎ እቶም ናኣምኖም ኮ ኢዮም ዘጥፉና ዘልው
@user-bz4yf6zo9f
@user-bz4yf6zo9f 4 года назад
@@moasmera9176 ቀደማይ ነገር ሓድነት እንታዩ። ሓድነትከ ምንነትካን ክብርታትካን ባህልካ እንዳ ብረስካ ድዪ። ብምቅጻል ንሱ ካኣ ብዛዕባ ትግርኛ የ ቀዳምነት ዝሰርዖ ኢሉ መሰሉዩ ። ብዛዕባ ቢሄሩ ስሱ ዝተዛረበ ወይ ስለ ዝታካላከለ ። ሓድነት ኣጉዲሉ ማለት ኣይኾነን። ስለዚ ንንቃሕ ናይ ቡዘሓትን ዝተፈለየ ሓሳባት ንቀበል 🇪🇷❤
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 года назад
nahom yonas , ብጣዕሚ ጽቡቕ . ግን ብምንታይ ከምተብኣሰ ኣይፈልጥን " ኣነ ሕጂ እየ ዝፈልጦ. ርኢቶና ምጽሓፍ ወይ ሕርኽርኽ ዝብል ቴለፎን ቀጻሊ ይሰደልና እዩ ። so thanks 🙏
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 4 года назад
U well come Josi♥ we love you. ኣምላኽ ንሃገርና ጽላሉ የንብረላ፡ ንስደትናን ሽግርናን ስቓይናን ጭንቀትናን እግዚአብሔር ይኣኽለኩም ይበለና። ልማኖን ኣማላድነትን ድንግል ማርያም ምስ ኩሎም ቅዱሳን ኣብ ኣይፈለየና ኣሜን።
@samsomseqar530
@samsomseqar530 Год назад
Amen 🙏 🙏 🙏
@David-im7bp
@David-im7bp 4 года назад
Welcomen ኣባላት jstudio ኣነስ መደብኩም ብጣዕሚ ስለ ዝናፍቆ ናይ ሎሚ እንታይ ኣሎ ክፍትሽ ጸኒሐ እሞ ብርሃን ገጸም ፍትሒ ድምጾም ድማ ደበክ እልኩምና ኣጆኩም ድማ
@jemalabdu7860
@jemalabdu7860 4 года назад
Hi
@danielrussom8344
@danielrussom8344 4 года назад
ቤትና J studio እያ።
@kubromteame6355
@kubromteame6355 4 года назад
ኣብኣ ርገጽ ጆሲ ዓቢ ሰብ የቀንየልና ኩቡር ሓው።
@user-tr5ei8xj8i
@user-tr5ei8xj8i 4 года назад
ህዝበይ ሰኣን ምስምማዕ ይጠፍእ ኣሎ
@kidaneyosef7442
@kidaneyosef7442 4 года назад
Uj
@emanuelkidane8413
@emanuelkidane8413 4 года назад
Sean fltet do
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
Emanuel kidane ሰኣን ኣስተውዒልካ እቲ ናይ ኩሉ ድልየት ሓደ ካብ ኮነ ኢሎም ሰኣን ምዝርራብ። ትዕግስትን ተጸዋርነትን ጌርካ 100% ድማ ብሓሳብ ሓደ ክትከውን ከምዘይትኽእል ነብስኻ ኣእሚንካ እቲ ዘድሊ ንሕዝቢ ህጹጽ ረዲኤት ምግባር ክንዲምሕሳብ ክሳዶም ኣትሪሮም ብትዕቢት ዝተወጠሩ ሕንፍሽፍሽ ስለዝፈጥሩ፣ ነዞም ከምዚኦም ብፍሉይ ገለነገር ጌሮም ናይ ሓሳብ ጥርናፈን ሕድገት ብምግባርን ዘይምትሕብባር።
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 3 года назад
@@emanuelkidane8413 msmai yfelale eu Ab zeytekim ksemi tselaiu keyeleleye znebir zelo hlna albo weledo endyu
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 4 года назад
ናይ ብሓቂይ ጀይ ስትድዮ ቅኑዕ መትከል ኣነጺርኩማ ኣሎኩም ምክንያቱ ኩሉ ሰብ ኣግኣዝያን እዳበለ ክሕሱ ኢዩ ጸኒሑ ሕጂይ ኣነጺርኩማ ኣሎኩም ኣጀኩም ምሳኩም ኣሎና
@susugidey8571
@susugidey8571 4 года назад
yes he make it clear tigray tigrigni mish.
@susugidey8571
@susugidey8571 4 года назад
mezzo (grat fereka) ayfkedin eyu ab ERITREA 🇪🇷🇪🇷
@belayrusom455
@belayrusom455 4 года назад
ልብካ ዝበልዕ ታሪክ😭 ጆሲ ሓውና ክኣ ውሕሉል ኣቃራርባ👍
@berhaneabraha3830
@berhaneabraha3830 4 года назад
J-studio እንቓዕ ደሓን መጻእኩም 🌹🌹🌹
@michaelwowwwwelday7225
@michaelwowwwwelday7225 4 года назад
Josi ወዲ በሎ ተብትቦ ጥራይ ኣውጻኣዮ ኩሉ እቲ ሓቂዒም ዝበለ ይታሓጎም።
@abrahamalem9093
@abrahamalem9093 4 года назад
ጆሲ አዚ ሓቀና ታሪክ አዩ ኩሉ ዝራኣዮ ሰብ አዩ ኪፍለ ስራዊት 13&29 ተጽውቶምልና አዮም ኣምላክ ናይ አዶም ይሃቦም
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 4 года назад
Enda 16 ke, ahh ezom tekalat
@mierafzekarias2380
@mierafzekarias2380 4 года назад
Ufff meas kon u kanza hzbi eritrea zebkie 😢😢😢😭 weldi zerkbiwo xegem hgdef se kemey munkus bel tnx jossi xebuk akerareba u kexlo ab gonika alena yeman mengedi ksab zhazka ab gonika dew knbel ina
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 года назад
Sebay yake. Ane kab zwexi hji agbet rekibela nebsey . ኣብ ጎኒጆሲ ደው.ተሪር መርገጺ💪🇪🇷🤝
@temesghen9252
@temesghen9252 4 года назад
good job Jassi Jigna and all members of J-studio!
@musietecle5908
@musietecle5908 4 года назад
ጅስ ጀግና ወድ ሃገር ኩሉ ሕቂ እዩ እዞም ጀብጀብ መልሓሶ ንፈልጥም እዩ መጸጽ ታርክ ዘለዎም ብደም ዝሕተቱ እዮም ግዜ ኣለዎ ንሕግ ኣምላክ ድዩ ብሕግ ዓለም ክፉረዱ እዮም
@arsiemazenawi432
@arsiemazenawi432 4 года назад
ኦፍፍ ሸፋቱ ህግ/ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብፍላይ ድማ ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝብና ሰፍ ዘይብል ጸሊም ታሪኽ ገድፎሙልና እዮም
@solomonteame2036
@solomonteame2036 4 года назад
ኣሕሕሕ!!!! መሳኪን የሕዋተይ ዓገብ ዓገብ ረኺብኩም 😭😭😭 :: ጆሲ ሓወይ ከልቢ ይነብሕ ገመል ድማ ጉዕዝኡ ይቕጽል ኢሎም ኣቦታትና:: ህግደፍ ዝበሉ እንተበሉ ጉዕዞኹም ንቅድሚት ጥራይ
@Habrom
@Habrom 4 года назад
በሓንሳብ ኣለና ጆሲ ጅግና
@branihabte1327
@branihabte1327 4 года назад
እዚ ታሪጅ ኣሕዋትናን ደቁ ዓድናን ንፈልጦን ግዲ ኮይኑስ ከብድና ትጋላቢጥና ጆሲ ኣምላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም ነዞም ጨካናት ካድራት ህግደፍ። ንጅይ እስትድዪ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስለ ሓቀኛ መደባትኩም ድማ ብልቢ የመስግነኩም ፡
@sewraeritrea9493
@sewraeritrea9493 4 года назад
ቀጽልዎ ጥራይ ኣጆኹም, ኣምላኽ ንሃገርና ይባርኽ።
@arontesfagaber224
@arontesfagaber224 4 года назад
ደምጹኾም ምስ ሰማዕና ንሕጉስ ክብርን ምስጋናን ንአኹም J .studio
@fedugebre508
@fedugebre508 4 года назад
በሎም ድኣ እዞም ገበነኛታት ጉዶም ኣውጽኣዮም እዞም ረስሓት ዝገብርዎ ዘለዉ ገበናት ዘየሕመሞምስ ስሞም ምስ ተጸውዐ ጸላዕላዕ ኢልዎም ምሽ ሓቂ ብእግራ እንተቀበርካያስ ብርእሳ ትወጽእ ድዩ ዝብሃል ንሓቂ መራር ስለዝኮነ እዩ ኣጀኩም ጥራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብርዕኩም ይሰስን
@atchanel6181
@atchanel6181 4 года назад
Well come Jose pro
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 4 года назад
ዮሴፍ ሓውና ብሉጽ ኣቀራርባ፤ ብዛዕባ እቶም ዝነብሑ ዘለዉ ኣኽላባት ኣይትገደስ፣ ከምቲ ገመል ዳኣ መርሽ ።
@adyt9488
@adyt9488 4 года назад
ጆሲ ጅግና ኣጆካ ምስቲ ተሪር መርገጺካ ኣብ ጎድንካ ኣለና።
@weldebrukhadgu8310
@weldebrukhadgu8310 4 года назад
መርኣያ ፍርሖም ስለ ዝኾነ ኣጆኻ ብብርቱዕ ስራሕ ቀጺሎ ኣብ ጎኒኻ ኣሎና።
@bilalabdu9679
@bilalabdu9679 4 года назад
J studio the best God bless you zearkey natey 🕌❤⛪ eze u ete haki
@gebreandemichael8975
@gebreandemichael8975 4 года назад
WELCOME JOSI GREAT JOB THANKS.
@sabamicheal9644
@sabamicheal9644 4 года назад
Go head brother well done l am proud of you
@abeltilahun2797
@abeltilahun2797 4 года назад
Welcome Back Josi Nice job keep it up!!!.....
@eritrealove7981
@eritrealove7981 4 года назад
We are 9 ethnicity and one nation.🇪🇷
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 года назад
Thank you
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 4 года назад
Thank u
@merhawittsehaye2980
@merhawittsehaye2980 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቲንታነታት ኢዩ የቀኒየልና።
@tigrignapost
@tigrignapost 4 года назад
ጆሲ ኣብሽርካ ኣብ ሰንዓፈ ባዕለይ ከዛውረካ የ ጆስየ ኣብ ሓጺር ግዜ!
@blackpersonfreedom9509
@blackpersonfreedom9509 4 года назад
Ata ab Gash Barka AND Semharey kab u,tray wxu ab senafekhn,,kunu
@tigrignapost
@tigrignapost 4 года назад
@@blackpersonfreedom9509 gash barka aykonkun ele ኣብሽርካ ወይ ኣጆኻ እየ ዝብሎ ዘለኹ
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 4 года назад
Well done josi jigna. Ezi Kulu sqay ina nsaqe ab dobat zelena hzbi . etom deqi asmera ktfeltiwo minti.
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 4 года назад
አሀዱ 13ቦንቃሲቶም ትምጻእ ነሕዋቶም ብምርሻን ያኢ ጅግንነት ኮይኑለይ እቲርኩስ ስርዓት መንጸት ንህዝቢ። ጆሲ በሎም አጋልጾም ዕረ ይጥዓሞም።
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 года назад
እዚ ኣሃዱ 13 ኣብ ዓሰብ እንድዩ ኔሩ ንከበሳ ደይቦም ድዮም ?
@mekseb9508
@mekseb9508 4 года назад
@@tekleyemanegash8739 ኣሃዱ 13 ኣብ 2007/2008 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ነሮም አዞም ኣሃዱ ንሂዝቢ ሰንዓፈ btami gife zifezemiwo zerzirka aywidaen u .sgiredob zireshenwom adiom tikixerom
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 года назад
@@mekseb9508 እዋእ ? ኣነ ኣብዓሰብ ከለው እየዝፈልጦም ግን እቲሽግር ኮ ኢሰያስ ሃንዳሲ እቶም መራሕቲ ድማ ተግበርቲ ስለዝኮኑ ኢና ኢሰያስ ንብል እምበር ሕጂኮ ኤርትራዊ ካብ ኢሰያስ ንላዕሊ ኣብ ነንሕድሕዱ ብደም ተሓጺቡ እዩስለዚ እዮም ህግደፍ ኮይኖም ነዚቃልሲ ኣብ ደገፋሕ ዘብሉልና ዘለው ምክንያቱ ሕጊእንተነጊሱ ካብ ኢሰያስ ንላዕሊ ህዝቢ ኣብ ነንሕድሕዱ ዝተበዳደሎ ክካሰስ ወይ ክዋናጀ ሰለዝኮነ እንተሰለጦም ይቀትሉካ እንተዘይጥዒምዎም ድማ ብዓዲ፡ብእምነት ዝብቱኑና ዘለው ።ስለዚ ናይ ኤርትራ ጉዳይ ብሕጂ ከምሃገር ይኩን ከምህዝቢ ክንቅጽል ዲና ክሳብ ንብል ኢናበጺሕና።
@mekseb9508
@mekseb9508 4 года назад
@@tekleyemanegash8739 xubuk aleka kab aseb eyom mexiem . Bhiji terir ሒጊ aqimka b kire fitah ete zey keno buzuh seb alo abkebdu xeriwo zikeyd n gizei zixibe .bzikene egzabeger yiqire ybelelina selam kenu b higi tmrah hager kithiliwelna.
@tekleyemanegash8739
@tekleyemanegash8739 4 года назад
@@mekseb9508 ከም ኣፍካ ይግበረልና ማለት ካብ ባእስን ገብንን ዝመጽእ ፋይዳ የለን ኢሉ ህዝብና ነንሕድሕዱ ይቅረተባሃሂሉ እንተከይዱ ሽግራትና ምስ ህግደፍ ክጠፍኡ እዮም እንተዘይኮይኑ ግን እታ በደል ካብሳዋ እያትጅምር ክንደይ ንዓላሚኣ ዘይፈከረት ሓንቲ ከይገበሩ ብጽፍዒት የእዛኖም ዘጽሞምዎ ኣለው ኮብሊል ኢሎም ዝረሸኑዎም ኣለው ከምዚ ዝበልኩሞ ሰራዊት ተባሂሎም ህዝቢ ጥሪቱ ዘሚቶም ኣዋልዱ ዓሚጾም ንውላድ ካብ ሕቅፎ ኣዲኦም (ውሻጠ) ኣትዮም ኣብቅድሚ ወለዶም እንዳሃረሙ ንሳዋ ድዩንዊዓ ዝወሰድዎም ኣለው ብተመልከተለይ ዝረሸንዎም ኣለው ስለዚ ሽግራ ኤርትራ ብዙሕ እዩ ሞ ብሓፈሻ ግን ህግደፍን ኣተሓሳስቦኦምን ካብ ኤርትራን ካብ ዓለምን ክጠፉኡ ኣለዎም እዚኦም ሸፋቱ እዮም
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
ኣሰይ ኣሰይ ንስካስ እንኳዕ ተወለድካ ከማካ የብዝሓዮ ኣብ ዕላማካ ጽናዕ ኣጆካ ትግርኛን ኦርተደጉስ ሃይማኖትን ንዘልኣለም ይንበራ ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ፍቅርን ሰላምን ክኣ የውርደልና ካብዚ መፍርሒ እዋን ብሰላም የውጸና ልዑል እግዛብሄር ሓጥያትና ይቅረ ኢሉ ብዓይኒ ፍቅሩ ይተምጠና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 4 года назад
Thank j.studo for everything gad bless you
@adhanomkeshi4029
@adhanomkeshi4029 4 года назад
jstudio ናይ ብሓቂ ንጹር መርገጺ ዩ ዘለኩም፡ልክዕ እቲ ትብሉዎ ሓቂ ስለ፡ዝኮነስ፡ክሳብ ሕጂ ውን ኣጸሊምኩምኒ ዝብል ኣይሰማዕናን ብዘይካ፡ሓቂ ምዝራብኩም ከጸልመኩም፡ስለዚ፡ንስኹም ቀጽሉ ንሕና ክኣ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ሃገርና ሰላሙ የውርደላ
@gb-jj5mb
@gb-jj5mb 4 года назад
Well done j studio.i proud of you keep it up...👌
@user-bs7bd2rj7j
@user-bs7bd2rj7j 4 года назад
ኣጆኻ በርትዕ ኣምላኽ ምስ ሰብ ሓቂ ኢዩ
@habtegabrsemere8435
@habtegabrsemere8435 3 года назад
ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ እግዚአብሔር ዝሃበካ ዕድመ ሰብ ጸሊእካ ኣይጎድል ሰብ ፈቲካ ኣይውስከልካ ኣብ ዕላማካ ጽናዕ
@mehretabgoitom8404
@mehretabgoitom8404 4 года назад
ሰላም ጅይ ስቱድኦ Selam J-Studio, thank you for service and we need your information. Please be always sure for the news you bring to the people of Eritrea. All the best for your Team and stay strong.
@samuelteum9790
@samuelteum9790 3 года назад
ወለድኻን ኣሕዋትካን ዘይትኣምነሉ ቁሩሕ ዘመን ናይ ብሓቂ።
@habtomnuguse3391
@habtomnuguse3391 4 года назад
ኣጆካ ጥራይ ጆሲ ንከስ ዝገብርዎ የብሎምን
@belisimatony3229
@belisimatony3229 4 года назад
I love the pride you have first and for most as individual and Eritrean. How you standing up for your people God bless you we need more people like you!! Keep up the good job 🙏
@henoktesfunatna1632
@henoktesfunatna1632 4 года назад
ብጣአሚ ዘህዝን ፍጻመ 😭😭😭😭😭
@naherabadi600
@naherabadi600 4 года назад
መደባትኩም፣ ኣዝየ ዝፈትዎ ምክንያቱ ሓቀኛ channel ስለ ስለዝኮነት
@tshayneshadhanomm3002
@tshayneshadhanomm3002 4 года назад
Rex
@kamauonyango648
@kamauonyango648 4 года назад
GO AHEAD J-STUDIO NON STOP EXCELLENT JOB.FROM WINNIPEG CANADA .ONE OF ERITREAN.
@user-eg3oz1lb4c
@user-eg3oz1lb4c 4 года назад
ወዮ ደኣ ንዘይንቡር ኣረሜንነት ከም ንቡር ንቅበል ኮይና እምበር ካብዚ ዘሕዝን ፍጻመ የለን። ብስግረ ዶብ ንሓዉካ ይርሸን። ኩልና እዚ ኣብ ስድራና ከጋጥም እስከ ንሕሰባ። ብስቃይ ሰባት እንዳተወራዘካ ንሰባት ጽቡቅ ዘይተመነካን ጽቡቅ ክትረክብ ኦ ኣምላኽ መሓረኒ ኢልካ ምጽላይ ምሕረት የውህብና'ዶ ይከውን። ኣቤት ፈጣሪ ዓለም!!!!!
@ericoraley6393
@ericoraley6393 4 года назад
ኣታ ጅግና ወዲ ጀጋና
@raeesemeraghebriel6363
@raeesemeraghebriel6363 3 года назад
God bless you God give you long life
@sabamosazghi7799
@sabamosazghi7799 4 года назад
ጆይ ስቱዲዮ ኣጆኹም በዞም ሓደ ሓደ ገበርቲ እከይን ደገፍቲ ህግደፍ ኣይትደሃሉ በርትዑ
@aron668
@aron668 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኣጆኻ ቀጸሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ኣምላኽ ንሃገርና ሰላም ይፍጠረልና።
@teweldemengstab1684
@teweldemengstab1684 4 года назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ዘርእሰናይ ኣርከይ ፍዮሪ ሓፍተይ ኣምላክ ኣብ ዝፋኑ የንብርኩም
@osmanmohamed4281
@osmanmohamed4281 4 года назад
Yes Good jobs go keep 🙏✌️
@teagesberha1510
@teagesberha1510 Год назад
ጽናዕ ጥራይ አጆካ ቀጽል👍👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@FT-dw3is
@FT-dw3is 4 года назад
Betami tsibuk srah eka tgebr zelekha ketsilo jossi jigna bless you
@mossmen.7870
@mossmen.7870 4 года назад
Jossi hawna, ንሶም ንኣመሎም ኢልዎም ኮ ቆርጫ፡ ኣይትገደሰሎም ኣብ ጎንኹም ኣለና ንሕና ውን ኣብዚ በጺሖም እንድሕር ኮይኖምስ
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 4 года назад
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
@sami-fp6xy
@sami-fp6xy 4 года назад
Good job you ❤️✌️
@bahlibiyemane5520
@bahlibiyemane5520 4 года назад
Welcome Josi jigna ❤️🙏
@user-ks9zp7dx4j
@user-ks9zp7dx4j 4 года назад
One of the best josi 🇪🇷💪💪👈
@geduldnur2574
@geduldnur2574 4 года назад
እድመ ይሃብካ ሓንቲ መልሓሱ ደስ ዝበሎ ይስማአ ደስ ዘይበሎ ድማ ቀሰኢሉ መሰስ ይበል
@fitbleiben5698
@fitbleiben5698 4 года назад
I am very proud of you. I'm with you. keep going
@damiderhane3203
@damiderhane3203 4 года назад
Yes Tigre and Tigrinya are the working Languages 👍🇪🇷
@raeesemeraghebriel6363
@raeesemeraghebriel6363 4 года назад
God bless you more & More. And God give you long life
@museaseres7049
@museaseres7049 4 года назад
ዝኸበርኩም J studio ንእትገብርዎ ፍትሃዊ ቃልሲ አንፃር አመፅትን ቀንፀልትን አረሜናውያን ጉጅለ ህግደፍ ልኡል ክብርን ምስጋናን ይብፃህኩም ብምቅፃል ነዚእተቅርብዎ ዘለኹም ታሪኻዊ ዘሰምብድን ዘህዝንን አረሜናዊ ግፍእታት ህግደፍ አብልእሊ ንፁሃት ኤርትራውያን ዘተፈፀመ ሰነዳት በመልክእ መፅሐፍ እንተህትምዎ? እሞ ኩሉኤርትራውን ፈታዊ ኤርትራን ንፍትህን ርትእን ጠጠው ዝበሉ ኩሎም ነኸንብብዎ እንተዝግበር?
@solomunnegash4707
@solomunnegash4707 4 года назад
Velkommen josi bro. du er flink 👍👍👍🤴🤴🤴🤴
@user-zk1vv5ug1l
@user-zk1vv5ug1l 4 года назад
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ፣ንመጀመርያ ግዜ 2 ግዜ ደጋጊመ ዝሰምዓኹዋ፣ኣዝያ ኣዝያ ኣዝያ ተሕዝን (ትራጄዲ) ፣ተንብዕን ተልቅስን ቪድዮ።እቶም ነዚ ገበን ዝፈጸሙ ጉጅለ ፣ንርእሲኦም ተሓቢኦም ዶብ ሰጊሮም ብትግራይ ጌይሮም ንወጻኢ ከይዶም ኣለዉ።
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ኣብዚኣ እኮ እቶም ኤርትራውያን ዝፈልጥዎም ብጽሑፍ ንከምብዓል ጀይስቱድዮ ከፍልጡ ይኽእሉ እዮም። ብጀካ እቲ በላዕ ሰብ ዓሊ ዓብዱ ድሕሪ ቁሩብ ኣብኤርትራ ፍርዱ ክቅበል እዩ ምስ ግብረኣበሮቹ። ክድሃኽ እዩ!
@yosefhagos6749
@yosefhagos6749 4 года назад
ጆሲ ሽኮር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 года назад
JSTUDIO Bmedebkumn Mergetsikumn Aziye Eye Kurue Amelak Msakum Ykun & Thanks 💒❣💒❣💒❣👍👏
@b.t7164
@b.t7164 4 года назад
🙏WELCOME BROTHER 🙏 WELL DONE KEEP UP!!! I'm PROUD OF YOU !!!! ISAIAS AND HGDAF MUST GO IN 2020 !!!
@meracolorado
@meracolorado 4 года назад
J studio...n hakie sgab dew zbelkum kimexakum zkiel tekawimo manim seb zsihto aykonen ...ab metkelkum kem wetru ♥️♥️♥️♥️
@tsegayyemane5825
@tsegayyemane5825 4 года назад
ኣጆኹም jstudio ኣንበሳ ኤርትራ ! ቀጽልዎ እዚኦም ሰብ ፓልቶክ እዮም ተደልዮም ትክ ኢሎም ይሕተቱ ? ውድቀት ንህግደፍ !!!!!!
@ziyadagonetse7261
@ziyadagonetse7261 4 года назад
ናይ ባሓቂ ዘሕዝን ፍጻመ፡ ኣብየት እዚ ኩሉ ሓሊፍስ ሰላም ዝነግሰሉ ግዝየ ዶኮን ክመጽእ ይኸውን
@senaysenay5989
@senaysenay5989 4 года назад
You're right Josi just kip going good job I loved your sounds ❤❤❤❤
@eritrealove7981
@eritrealove7981 4 года назад
Ajoka Josi. Ab godnka alona.🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷
@user-sv9wb9wo4y
@user-sv9wb9wo4y 3 года назад
ብትክክል ሓቀኛ ሚስያ እዩ ተባረኩ።
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 4 года назад
God bless you ❤
@yordanosasghedom5877
@yordanosasghedom5877 4 года назад
Good job josi hawey
@tesfahiwetgebregzabher996
@tesfahiwetgebregzabher996 4 года назад
Bravo brother qarbna ena kinewat
@ghirmayghebremedhin6023
@ghirmayghebremedhin6023 4 года назад
welcome Jossi bro
@samabraha3833
@samabraha3833 4 года назад
Thank you. You are doing amazing job.
@jhontekeste
@jhontekeste 4 года назад
Well said J studio. Keep going
@senaittekie889
@senaittekie889 4 года назад
Oh...noo ...this so painful 😥😢😢😢😢oh god help us this beyond of us....
@temsgenamlak8590
@temsgenamlak8590 4 года назад
Thanks ❤🇪🇷❤💪
@ericoraley6393
@ericoraley6393 4 года назад
መርሓባ ደቂ ዓበይቲ
@eritreanlovetv9794
@eritreanlovetv9794 4 года назад
ጆሲ ኣንበሳ ኣጆካ ጽራይ ቀጽል፡ ነዞም ተረፍ ደርጊ ኣይትገደሰሎም።
@isaaknega9715
@isaaknega9715 2 года назад
ajoka josi halal wedi hezebi ab godenkum alena wegenatey so kulu tebeliwo haki iyu keribena ena ka ❤💯🙏
@luulhaile1033
@luulhaile1033 4 года назад
Keep going josi alot of people support to you keep going buddy
@gebretinsaezerabrouuk6390
@gebretinsaezerabrouuk6390 4 года назад
Good jobb........
@banunabahta1259
@banunabahta1259 4 года назад
J -studio zeyfelit wey zeyketatel Eritrea aykonene I’m proud of you j-studio Beal merir hamot
@yonasasefa4364
@yonasasefa4364 4 года назад
Beqa Harire nebie. Ngho mdri semiya. Kemey ele kem ziwuil. Knegrekum aykilien eye😭😭😭😭😭 Josi Hawey kilabeweka. Zideliy nebsika bqedaminet halu. Kabzom hasewuti. 2y Dima haderaka abza jemirkaya zeleka. Neqqq keytibl kab metkelka. Bitami eye hubun Bejakum nezom nazi lomi weledo. Xbuk gerkum eti haqi tnegruna ajokum. Xamakum kitfdeyu ekum. hoooo elna hanti malti knetfo ena. Nezi resah sirat Ajoka ajoka ajoka. So I proud of you
@johnweldmaryam7463
@johnweldmaryam7463 4 года назад
Hi, soon soon yes soon we gone have free Eritrea. That is my(all)Era wish. God blessed Eritrean and Eritrea.
@milliewayhizbeyajokum690
@milliewayhizbeyajokum690 4 года назад
Powww eway ane josi hawey kia tnxx ajoka kulu gize ye disemeka kabzen chalen natika zibelexet eya ❤️🙏
@temesghentemie5640
@temesghentemie5640 4 года назад
Josi mekseb alem you are always smart you are always the best you are always king .
@muluehagos8344
@muluehagos8344 4 года назад
ሰላም ጆይ ስትድዮ ዘም ገበነኛታት ትብልዎም ዘለኹም ሓቂ እንተኮይኑ ክሰስዎ ንብ ሕጎ ይቕርውቡ በጃጃኹም
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ኣበይ ትፈልጥን ትክእልን እንተኾንካ ተሓባበሮ።
@user-ry8pg3wu6r
@user-ry8pg3wu6r 4 года назад
ጹቡቅ መግለጺ ጆሲ ሓወይ ኣብዘበነ ህዝባዊ ግንባር ናይሎሚ ህግደፍ ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ የለን ኣጆካ ኣብጎድናካ ኣለና
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 4 года назад
Eway ana yehwatey mearey 😭😭😭 Hzbi mearey ahhhh eway ana yehwatey mearey 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭this is very painful 😭😭
@mihretabzewde4697
@mihretabzewde4697 4 года назад
Video ketegeberu program aleku josi xubek medebe mekone neru merci beaucoup
@MrHabtemariam
@MrHabtemariam 4 года назад
Jstudio needs to be supported for its true and hard challenge to expose Hgdef's vicious and murder activities. Thank you Jstudio for your great revolutionary service!!!
Далее