Тёмный

Jstudio ደም ንጹህ ምፋሳስ ሓርነት ኣይርከብን። ደሳለ በረኸት 3ይ ክፋል 

Jstudio
Подписаться 251 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

support Jstudio donorbox.org/support-our-chan...
website Jstudio jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio 1’ is one branch of the three RU-vid Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
Jstudio Team.

Опубликовано:

 

30 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 49   
@user-cd7bw8gl1s
@user-cd7bw8gl1s Год назад
ጅግና ፈዳይን ኣብርሃም መልኣከ ናይ ተጋድሎ ሓርነት 🤴🙌👊
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
Shaebia Iyom Qetilomo
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Год назад
ህዝቢ ቻይና መንእሰይ ቻይና እኮ ጥበብ ወኒኑ ፍርያት ኣፍርዩ ንዕዳጋ ዓለም ብፍርያት ቻይና የዕለቅሊቁ እዚ ድማ ዶላር ማለት እዩ ኤርትራዊ ኸ ከብዱ ብጡሙይ ብጃህራ ፈኸራ ዝነብር ኤርትራዊ ጾር ዓለም እዩ
@Dawitsiele
@Dawitsiele Год назад
ደንጒኹምና ዳርጋ ረሲዕናያ ጸኒሕና!❤❤❤
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Год назад
ኣናብስ ደሱ የሴፍ ነዚ ታሪኽ በርቢርኩም ስለ ዘቅረብኩሙልና ኣዚና ነመስግነኩም
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 Год назад
Thank you Desu. Keep it up!
@moseteklu3632
@moseteklu3632 Год назад
I cant wait part4 thank you !!! Desale bereket
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Год назад
አርአያ በላይ ቅዲሚ ሙማቱ ነብሱ ዳ ነጊርወ ከምዚ ክብል ተዛረበ ስብን ዒንጭትን ተስበርቲ እዮም ደሕሪ ምባሉ ከብዛ ዓለም ተፍልዩ 🙏😇
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 Год назад
Well come j studio
@faet9285
@faet9285 Год назад
እቲ ንንጹህ ምቕታሎም'ምበር : ፈዳይን ምንባሮም ኣይነቕፎምን: ኣበይ'ሞ እዚ ናይ ሕጂ መንእሰይ ናይ ኣቦታቱ ምዓንጣ እንተዝነብሮ ንኣብ ፍቖዶ እስርቤታት ሰባት ዘሳቕዩን ነቶም ላኣኽቶምን ድፍእ መበሎም: ሓይልኻ'ዩ ዘኽብረካ::
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ትኽክል!
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Год назад
Welcome j studio Andemariam
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Год назад
ኣይትደንጉየና
@user-zd4wy8gp4i
@user-zd4wy8gp4i Год назад
Always Great job ጆሴ and ደሱ 👍😍💙
@mast8163
@mast8163 Год назад
Well come
@flushyxdoofy7866
@flushyxdoofy7866 Год назад
የቐንየልና
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 Год назад
ወልካም መማሃራን::
@Halamadr146
@Halamadr146 Год назад
Desale bereket abrham gorebetey
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 Год назад
Pls part 4
@simonm.7755
@simonm.7755 Год назад
እዛ ተካል ሃገር ክንደይ ሙሁራትና ኢያ ብንግሁኡ በሊዓትልና! ክጽላኣካ እዚ ዕድልና!
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ክንደይ ክንብሎም ድኣ፧! ጸጽራዮም ወሲዳ፡ ገግላታ ኣትሪፋታ ዓዲ!
@karamara9641
@karamara9641 Год назад
Goodddddddddddddddddddddddd wedi grhimay
@user-iv3el8bb1t
@user-iv3el8bb1t Год назад
ኣይትደንጉየና በል አስከ ደሱ
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ጠዋሊ፡ ጠዋሊ - ሰርወ ዓርከይ። ኣብ መገሻታት ቀኒና ኮይና ኢና።
@frezgi1356
@frezgi1356 Год назад
yekenyelna desale jgna and josi jgna
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Год назад
እዚ ዛዕባ ናይ ኣርኣያ በላይ ምልዓልኩም ዝነኣድ ኮይኑ ፤ እቲ ምስኡ ተተሓሒዙ ጀብሃ'ዶ ሻዕብያ ዝበሃል ግን ከየጋግይኹም ብኽልቲኦም ወገን ብርክት ዝበሉ ንጹሃን ዜጋታት ከምዝተቀንጸሉ ዘየጠራጥር ኮይኑ ከም ርዱእ ክውሰድ ዝግባእ ይመስለኒ ። ካብዚ ዘይቅዱስ ተግባር ነጻ ውድብ የላን ።😢😢😢
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ትኽክል! ማንም ካብኣቶም ነጻ ኣይኮነን። ግን ድማ፡ ሓሓጥያቶም-ሲ ይፈልጡ'ዮም።
@WediDebas
@WediDebas Год назад
ዝነኣድ ነጥቢ ኃይለ
@thomastewelde1439
@thomastewelde1439 Год назад
ሰብን እንጨይትን ተሰባራይ እዩ እሞ ንኢትዮጰያ ሃገራይ ከቀድማ እየ ወይ ድማ ብሞት ክቅድመላ እየ። አርአያ በላይ፣
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
ብዛዕባ ኣብራሃም ተኽለ ወዲ ዓንደለ ገለ በለና ብዙሕ ግዜ ስሙ ይልዓል ኣሎ
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 Год назад
ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ኣርሓ ፈዳኢን ንጸላኢ ኣብ ማአክለ ኣስመራ ጨው ቀትሪ ክሰጥሖም ዝውዕል ዝነበረ አዩ ምስ ኣናብስ ብጾት ፈዳይን ናይ ጀብሃ ኣዝዮም ሓያላት አዮም ኔሮም
@gebregebre7527
@gebregebre7527 Год назад
Kedem terifu ady jeganu. Ady chekanat. Ketelty serekty ke ntsely ady ndhryt zgotu. Etc
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ከምቲ ኣቶ ኣርኣያ በላይ ዝበሎ ፥ " ... እቶም ሓርነት ዝደልዩ ድማ ደም ንጹህ ሰብ ብምፍሳስ ኣይክረኽብዋን እዮም ... ።" ዘገርም ትንቢት ይብልኹም ከምዚ እዩ። እቶም ደም ናይ ከም በዓል ኣቶ ኣርኣያ በላይ ዘፍሰሱ በረኸኛታት ፡ ክንደይ ቅትለት ፣ ዕንወትን ብርሰትን ምስ ኣስዓቡ ፡ ገሊኦም ብ ብጾቶም ፈቐድኡ ተቐቲሎም ኣብ ጎዳጉዲ ተደርብዮም። ደቆም ኣብ ፈቐዶ ከንቱ ኵናት ዓሪቦም ፡ ያኢ ነታ "ሓርነት" ከናድዩ ኣብ ኣጻምእ በረኻ ዓረብ ኩሊቶም እናሸጡ ሞይቶም ፡ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ሃሊቖም ። ገለ ቀተልቲ ኮራኩር ፈዳይን ዘምለጡ ከኣ ነታ "ሓርነት" ዝበልዋ ናብ ኣሜሪካን ኣውሮጳን ሃዲሞም ነታ ናጽነት ውን ክረኽብዋ ነቶም "ሃጽያውያን ኣድሓርሓርቲ" ዝብልዎም ዝነበሩ መንግስታት ኣብ እግሮምን ሕጎምን ክሰግዱ ተሰዲዶም። እወ እዞም ከንተ መንቱ ሓርነት ይትረፍ ሰብኣውነቶም ውን ኣይረኸቡን።
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ትኽክል!!!
@elubk2741
@elubk2741 Год назад
እዛ እንዳፊዮሪ ትሰርሕ ዝበላ ሕልፍ ኢሉዋ ብከመይ ዲያ ስጉምቲ ተወሲድላ?
@simontsegay2661
@simontsegay2661 Год назад
ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ዝብል ተደጋጋሚ ዘረባ ኔሩ ምሉእ ትሕዝቶ ቅዳቕ እንተለኩም ምሰማዕናዮ ጽቡቕ ርድኢት ከኣ ምሃለወና።
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
እወ፡ ንሳ ሓንቲ ካብተን ተዘከርቲ ብሂላት ኣርኣያ በላይ'ያ ነይራ። መጨረሻታኡ'ውን፡ ኣብታ ኣብ እንዳ ማርያም - ኣብ በዓለ እዝግሀር ዘላ መቓብሩ - ንሳ'ያ ተጻሒፋ ዘላ።
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b Год назад
ጀይ ስትድዮ ናይ ገባር ሓረስቶትን ደቂ ሓሮስቶትን ህዝብና ቻነል እያ ጉዳይ ሻዕብያ ዶ ጀብሃዶ ዝብሃል ናይ በረኻ ጉዳይ ሓረስቶት ገባር ኣይኮነን
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
መሳጢ ኣናብባ ጆሲ ፡ ደሱ ድማ ንትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ደም ንጹሃን ናብ ኣዳባባይ ምቕራብ ከመስግን ይፈቱ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Год назад
ሓቁ ኢዩ ማንም ዝዕጅቦ ሰብ ኣይነበረን፡ ንመዓልቲ ኣርባዕተ ግዜ ብ ኣፍደ ገዛን ኢዩ ዝሓልፍ ነይሩ፡ ማንም ዝዕጅቦ ኣይነበረን። እቲ ዝተቀትለሉ እዋን እዉን ግርማይ ሰኣላይ ኢዩ ምስኡ ነይሩ። ኣይ ሕጂ ኮይኑ ይር ኣየኒ ደኒኑ ኪኸይድ ከሎን ኣብቲ መሬት ተዘሪሩ ከሎን ኣር ኣያ በላይ።
@user-zd4wy8gp4i
@user-zd4wy8gp4i Год назад
ሻዕብያን ጀብሃን ናይ ንውሕ ርሕቅት ፍለለይ ኣለወን ምክንያት ጀብሃ ኣብ ገል ገል እዋን ፍትሓዊት ነራ እያ ካብ ዓበይት መርሕት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ደግ ዝለዉ ወን ይምስክረላ እዮም ። አዛ ጩዉ እግራ ሻዕብያ ገን ክንደይ ደቂ ደካታት ደቂ ሕርስተኦት ደም ንጽሃት ኣፍሰሳ እያ
@MicFreetalks
@MicFreetalks Год назад
ሓቂ!
@user-cd7bw8gl1s
@user-cd7bw8gl1s Год назад
ኣቤት ሃለውለው ወልደገባ ተቀጢሉ ኢልካስ ክንድዚ ኣተፍተፍ 😂😂😂
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j Год назад
ኢጋድ ዝበሃል ትካል ሥርሑ እንታይ'ዩ? አብ 60 ዓመታት አፍሪካ ሕብረት ቁምነገር ክሰርሕ ዘይከአለ ኢጋድ ቁምነገር ክሰርሕ ኢልካ ምሕሳብ ንባዕልኻ ዳርጋ ምትላል ማለት እዩ።
@asmera2773
@asmera2773 Год назад
Bad Jornalist Josi tebhal!
@gebre-meskeltecle9261
@gebre-meskeltecle9261 Год назад
ኣብዘይ ትፈልጥዎ ኣይትዛረቡን ኣይትሸቅጡን። ኣርኣያ በላይ ስርሑ ጸረ-ሰውራ ኤርትራ ንምስራሕ ዝተዓስበን፡ ይሰርሕ ከምዝነበረን፡ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝፈልጥዎን፡ ግደፎ ተባሂሉ፡ ዘይተቀበለን ምኻኑ ቡዙሓት ዝምስክሩዎ ሓቂ ኢዩ። ሓዉ ካፕተን ሃይለ በላይ ባዕሉ ብተደጋጋሚ ናኽገድፎ ይልምኖ ከምዝነበረ ኢዩ ዝዛረብ ፡። ስለዚ ልዕሊ ጳጵስ ካቱሊክ ኣይትኹኑ።
@hirutbelay4509
@hirutbelay4509 Год назад
Please stop talking about him or his brother .
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Год назад
እዛ ማፍያ ህግደፍ ጸረ ሰውራ ኣይትገድፍ ኣርካናት ሰዉራ ኣይትገድፍ ነንሕድሕዶም ክባልዕዑ ብግዝየና ብዓይንና ንምስክሮ ሓቂ እዩ ። ኣርኣያ ብንጉሁኡ ስለ ዝነቅሓሎም ኣሕቂቆሞ
@hayal-iu1oi
@hayal-iu1oi Год назад
ገብረ መስቀል ንምንታይ ሓቅነት ዘይብሉ ምስክርነት ተቅርብ። ኣብ መንጐ ክልቲኦም የሕዋት ዝነበረ ርክብ ኣፍልጦ ዘለካ ኣይመስለንን።
Далее
Jstudio ቶኽሲ ኣብ ዓረዛ!
14:21
Просмотров 20 тыс.