Тёмный

#Jsudio 

Jstudio
Подписаться 261 тыс.
Просмотров 201 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 435   
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 лет назад
*Welcome great bro, jstudio ማለት እታ ዝበለጸት ቻነል ናይ 2019'እያ always i'am proud of you with deep message*
@beloyal6588
@beloyal6588 5 лет назад
First i would like to thank u josi !!! አዚ ወዲ እያይ ዝብሃል ሓላፊ ጸትታ ሃበሮ ዝነበረ ኪንደይ ህዝቢ ዘጋፍዕ ዝነበረዩ ሰብ ኡ ብዛዕባኡ ገለ በለና. Thank u again bro
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 5 лет назад
ናይ ብሓቅ ጆስ ሓወይ ኣፍ ዉጹዑ ህዝብካ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@fifififi1776
@fifififi1776 5 лет назад
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም። እግዚእብሄር ደኣ ካብቲ ተኣሲርናዮ ዘለና ይፍተሓና እምበር ንዘሳቅየካ ስርዓትዶ ትዓብደሉ ኢኻ።
@abelmehari7583
@abelmehari7583 5 лет назад
እዋይ ጆሲ ሓውና ናይ ብሓቂ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ ምስጢር ዩ ዚ ይኣኽክክክ ከምቲ ቀጻሊ ዝብለካ ሕጂ ውን በዘን ናይ ደለይቲ ፍትሒ ቻነላት ብተለቭዥን ኣብ ቀዋሚ ሰዓት እንተተማሓላልፎ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ይኣኽ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩሉ ሰብ ክኣ ኩሉ ምፈለጠ ምነቅሐ ክኣ ተወሳኺ ኣስማት ናይ ብልሹዋት ሰባት ክኣ ኣይትሕብኣዮ ኣውጻዮም ሞ መን ሙዃኖም ይፈለጡ።ንዓካ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@mussiedesbele5640
@mussiedesbele5640 5 лет назад
ኣቱም ሰባት እቲ ሽልማት Nobel ን ኣቢ ኣሕመድ ገዲፎም ን ጆሲ እዩ ዝግቦኦ ።
@tedrosyohannes3344
@tedrosyohannes3344 5 лет назад
Eza program ab 2019 srha sle zjemeret zmetsie amete 2020 gen hasibnayo alena. Nkid tray Jossi belom resi resom. eza program ab eritrea ente tsmae kndey seb mnekhe nieru. Yfelt eye abzi 6 werhi kndey seb beza program deleyti fthi kem ztekeyeru.
@robielhaile7642
@robielhaile7642 5 лет назад
Bhaki nuu eyu zgbeo
@leilayemane4671
@leilayemane4671 5 лет назад
Mussie Desbele 100 kab 1000👍👍👍👍
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 5 лет назад
Indeed Indeed I wish but you know how politics works..
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 5 лет назад
ምሳኻ እስማማዕ።
@dawitdawit9950
@dawitdawit9950 5 лет назад
ጆሲ let me tell you some thing አቀራርባኻ ፍፁም professional እቲ ፍፃመ ዳርጋ ብቀጥታ ስርጭት ይመሃላለፍ እስካብ ስመስለና እዩ እቲ ስምዒት ዝፈጠረልካ you are so gifted person Jose...እዚ ካብ ላዕሊ ዝተውሃበካ እዩ ናይ ህግደፍ ሃጢያት ተቀቢሩ ከይተርፍ ድማ ጎይታና ናኣኻ ፈጢሩ (purposely) ከመይ ከምዝገልፀካ ቃላት ሲኢነ ። ህነ ፋዳይ ኢኻ እሞ እግዚአብሔር ይሃልወካ ። I really proud of you bro. Thank you for your time my painkiller
@ሳሙኤልኣስፍሃ
@ሳሙኤልኣስፍሃ 5 лет назад
ኣብዚ ሕጂ ካብ ዘለዋ ቻነላት ደለይቲ ፍትሒ ብቀዳምነት ዝሰርዓ ቻነል ኢያ! ጆሲ ሓወይ በርትዕ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 года назад
ኤርትራውያን ታሪኽና ብጣዕሚ የሕፍርን የሕዝን ይበል ኣቀራርባ የሴፍ ሓውና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 3 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣቀራርባ , የቐንየልና!
@solomonfessahaie1025
@solomonfessahaie1025 5 лет назад
👍🇪🇷👌 keep up the good. you are doing an outstanding work. Thanks for your great service to our people ( country )
@gualasmara7770
@gualasmara7770 5 лет назад
Thanks again for time !!! Jose Haweyi No Word fo you ❤️❤️❤️❤️
@mathewgoldsmith8475
@mathewgoldsmith8475 5 лет назад
Thanks for being an eye and ears for those they have but never seen and listen
@asmeraasmera9844
@asmeraasmera9844 5 лет назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ሓቀኛ ምስሊ ኢርትራ ፍሒራ ተውጽእ መደብ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@One-day-msadey
@One-day-msadey 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብርዕኻ ይሰስነልካ ምስጋናና መግለጺ የብሉን
@ogbaizerabruck5841
@ogbaizerabruck5841 5 лет назад
ሰላም ሓው ዮሴፍ, ኣብቲ ሕቡእ ሱቱር ሚስጢር ኣብ ምቅላዕ ኣብ እትገብሮ ፍሉይ ክእለት ስለ እትውንን፡ ፍሉይ ብቕዓት ስለው እትውንን፡ ኣግእዝይዝና ወዲ ኣግኣዝያን ገዲፍካ ኣብዚ ሒዝካዮ ዘለካ ሚስጥራት ናይ ምቅላዕ ዘለካ መደብ ኪትቅጽሎ እምሕጸንካ። ኣዝዩ መሳጢ ድምጺውን ትውንን ኢኻ፡ You are one of the Top Intelligence officers in our future Eritrea you may claim, and you are the fittest candidate for this job. I admire your intelligence keep it up good job!
@mayorzeweldi4044
@mayorzeweldi4044 5 лет назад
ጽቡቅ ኣጋላልጻ ጆሲ ጅግና ቀጽሎ ጥራይ ኣለና ኣብ ጎንካ።
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 лет назад
Welcome back josi habibi 🇪🇷 for everything🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዓለምመፈተኒትእንበርመንበ
ጆሲ ናይ ብሓቂ #ጎቦዝ ከመይ እንጀራ ዓለም ብላዕ!!
@fili2847
@fili2847 5 лет назад
ናይ ባሓቂ ገርጊስ ግርማይ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከተማ ከረን ብዝገብሮ ዝነበረ ዓመጽን ግፍዕን ኣብ ዝኮነ ልቢ ወዲ ከሪን ስንብራት ገዲፊ እዩ ገለ ካብቲ ዝበልካዮ ጆሲ ,ገዛውቲ መሳኪን ብላን ክኣትዎ እይ ፞ ቪላ ክትሰሩሑ ዓቁሚ የብሉኩምን እንዳ በለ ክንደይ ገዛውቲ ኣብ ዋሊኩ, ዓድ ሓባብ, እንዳ ኩናማ,ዓድ ሓሸል ብዶዘር ገዛዉቲ ንብረቶም ክየውጽእዎ ክፈርስ ገይሩ እዩ መሳኪን ኣደታት ክንደይ ዘይበክያ ዘይ ሪገማን , እቲ ገዛዉቶም ክኣ ንሃብታማትን ናይ ወጻእን ታዓዲሉ ኣብ መርዓ ወዱ ድማ ብገንዘብ ህዝብን ብላዕን , ኣብ ኤሪትራ ካብ ዝተኻየደ መርዓታት ኣብ ቀዳማይ ምተሰርዐ ናይ ትሽዓተ በሀራት ሙዚቃ (ወይ ትልሂት ማለት እዩ) እቲ ዳስ እሞ ንምግማቱ ኣየሸግረኹምን እይ ንኽንደይ ተውለቲ ብልን ክንደይ መሪትን ጀርዲን ብዘይ ሕጋዊ ዓዲሉ ክሙኡ ክኣ ምስቶም ሰብ ርእሰ ማል ተወለቲ ብልን ጸጋይ ሓጎስ (ወናኒ ኮስቲና ሆተል) ወልደ ባርያይ (ወናኒ ድገ ሆተል) ካልእን ኣይውዳእን እይ ንሌሚ ኣብዚ ይኣክል Forza ajoka josi hawey afdhayom teri hezi yefltom Kab hawkum( filimon ወዲ ከረን)
@Arsemaeri
@Arsemaeri 5 лет назад
Josi kbri yhabka ezi tarik aziyu teqami eyu tarik atararka 💯👍 bhaqi mara kif alewu yshbeka Edmen tenan yhabka 🙏 God bless Eritrea &Eritreans plz 🙏🙏🙏 Love you deqi eri. ❤🇪🇷❤
@SuperMobly
@SuperMobly 5 лет назад
የቐንየልና ጆሲ፡ እዞም ኣዛብእ ሬሙቭ ዘግበርዋ መስልኒ ነሩ ነዛ ቪድዮ።
@biniamandegiorgis4065
@biniamandegiorgis4065 5 лет назад
ናይ በሓቂ ግራት ወዲ ለገሰ ዘይረካ ዘይውዳእ መሬት ቁርጻ መሸላ ብለይቲ ሰዓት 4_5 ከይወገሐ ጉዑዞ ንገብር ኔርና ሙሉእ መዓልቲ ውዕካ.በጸሓይን ጽምእን ተካል.ሓጋይ ሓግናዮ ሎሚ ክሓስቦ.ከለኹ.ይሳቐ ኣለኹ ዋላ ዘይኣምን ነፍሰይ ሓራ ከምዚወጸት ጆሲ ንኹሉ እኮ በጽካዮ ታንክዩ
@yordanostsfay5201
@yordanostsfay5201 5 лет назад
ፕረዝደንት ኣይትበሎ ጆሲ ሓወይ ኣቃራርባ 100%
@sabamicheal9644
@sabamicheal9644 5 лет назад
Please tokula balo
@deenh9960
@deenh9960 5 лет назад
ብጣሚ ሓያል ሰብ ዪ ኣቀራርባ1000%
@welduyohannes4342
@welduyohannes4342 5 лет назад
Akrabi j_studio bteame degagime ydnkeka yemesgneka anabbaka kalat asaqakaka nseb zey kone nenssa wn meredeka thank's
@yordanostsfay5201
@yordanostsfay5201 5 лет назад
ኣቱም ሰባይ ናይ ጆሲ ሳብስክራይብ 58 k ጥራይ ንዘይጠቅም ደርፊ ከማን ሚሎናት እንዳ ራኣኹሞ እዛ ቻነል ናይ ጆሲ ዘይኮነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ንዕብያ !!!!!!
@zahrasaid6758
@zahrasaid6758 5 лет назад
Ja
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 5 лет назад
Tedi Brhane @ ሟአንጣካ ወድ መድህን ብራድ ይስሃቦ😤
@anesinglawi7950
@anesinglawi7950 5 лет назад
Tedi Brhane kid ezr bel eska kedka entay u kgodlo terati
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 5 лет назад
@@tedibrhane3881 - Shut up hegdef bitch.
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 5 лет назад
ናይ ህዝብ ትግራይ ውንያ
@awettekali9477
@awettekali9477 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መግለጺ ሲነልካ ንዓኻ ዝገልጽ
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 4 года назад
Keep it up 👍 bro never look 👀 back we are not far from victory 👍👍👍well done ✅
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
Ewayyyyyy my God wedi legase tesjinu deuiu Ewayyyyyy zay felttttt nera Thank you Jose mewase yeftralom
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 5 лет назад
ይገርም ኢዩ ጆሲ ሐወይ ናትና ነገር ይገርም ብጣዕሚ
@BerhaneF
@BerhaneF 5 лет назад
ጆሲ በየናይ መንገዲ ክገልጸካ እቲ ኩሉ ነገር ንግደፎ ሃገርና ከማኩም ምውላዳ ነቲ ዘሎ ሽግር ንልባና ይመልሶ ምህላዉ ትሕጎስ እስከ ኣምላክ ይሓግዝካ ሃገርና ዓዲ ሕግን ፍትሕን ኮይና ህዝብና ታሕጉሱ ዝሓድረሉ የሪኤና ብልቢ ዝጻዕረ ውን ሓደ ማዕልቲ ግድን ኢዩ ክከውን ስለዚ ትብዓትን ሞራልን ንኩሉ ጸገማት ፈቲሕካን ከም ትዕወትን ራህዋ ህዝብና ከም ትጨብጦን ኣይጣራጠርን ኢየ ኣጆካ ይብል ሓውካ ብልቢ ዝድንቀካ
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 5 лет назад
በጃኻ እዚኣ ፕረዘንቲ ትብል ቃል ኣጥፋልና በጃኻ ከልቢ ዲክታቶር በሎ
@danielmehretab5223
@danielmehretab5223 5 лет назад
Thanks Habib Nic Man 💯✔️👍
@amanilsemere590
@amanilsemere590 5 лет назад
ናይ ብሃቂ ፍርህድዩ ወሲ ናየ አምሮ ህማም ህንቂልቂሊተይ ኮይንን ናኮ
@negasimelesberhe4366
@negasimelesberhe4366 5 лет назад
jossi tebai wedi ta halal meriyet kemu geyrka eske nezi hadush weledo anqehena so god bless you😍😍👏👏👏👏👏👏
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 5 лет назад
Bravo ወድ መድህን በራድ ነዚኦም old monsteres ህግደፋውያን ኮራኩሩ ባእሉ ይጉህፎም👈use and threw😂
@salinaeri7468
@salinaeri7468 5 лет назад
ጆሲ ሐወይ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ነቶም ስዓብቲ ህግደፍ ናይ ምስትውዒል ልቢ ይሀቦም ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንዓና ነዞም ደለይቲ ፍትሕን ነጻነትን ድማ አምላኽ ዓወትን ቅሳነትን ይሃበና!!
@habtewe8914
@habtewe8914 5 лет назад
ብሓቂ ብሓቂ የድንቀካ ኩቡር ሓው ረሳሕ ታሪኽ ህግደፍ ጽብጺብካ ኣይውዳእን ግን ጆሲ ታይ ተገበርና ይሓይሽ ከምዚልና ክሳብ መዓስዩ ኩነታት ኤርትራን ኤርትራውያንን እንዳከፍአ ይኸይድ ኣሎ ስለዚ ነቶም ኣብ ውሽጢ ደለይቲ ፍትሒ ኮይኖም ዝዘርጉን ዘዕገርግሩን ዘለዉ ማስኬራ ደለይቲ ፍትሒ ተኸዲኖም ዘለዉ ልኡኻት ህግደፍ ነላልዮም ከምዚኣ ተገይርና ብርግጽ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንዕወት ኢና
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 5 лет назад
አጆካ ጉዶም አዉጽአዮም እዞም ዝብእታት የቀንየልና አምላክ ጸግኡ የብዝሐልካ
@tekliazeregabir1159
@tekliazeregabir1159 5 лет назад
Bigibri gudom tenewxeom enber biyutub tezaribka zimexie lewti yelen hawey kemzi dea eskas menbebka end zey xihifom zihabuka minbab yu ab gibri niemen kirhwena
@gergeyisak4598
@gergeyisak4598 5 лет назад
@@tekliazeregabir1159 lomi ab madia xbah ab godenatat eritrea.ezi josie zgebro zelo kelil keymesleka.hgdef wn b eri tv garom eyom yemerona serikomna .ente kielka kem natu srah.entezeykielka smae.ente des zeybeleka seb ayteankf shigerna xegemna fethna ab tegbar kenewelo gdefuna .ezom nay tesfa korex tzarebu kab hgdef zefli yeblkumn.
@tekliazeregabir1159
@tekliazeregabir1159 5 лет назад
@@gergeyisak4598 anes dey abtegbar newelo zibil zeleku dehar kea nay sebay hakena simna mitkam yu ezi fek sim enatetekemka buzuh ayamnelun ye hakena delay fithi tekonka bisimna ena nitkem zelena hakena simka gibero tezeyele sik kibret yu
@gergeyisak4598
@gergeyisak4598 5 лет назад
@@tekliazeregabir1159 ok bro mebzahtiu seb sanju slezfelteni xegem yeblun.knlale entedelika 0031685551152 whats up imo natey eu.hawka delayi fthi wuxue eritrawi zaga eye.
@Mk-vl3vr
@Mk-vl3vr 5 лет назад
ሰላም Jstudio ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ዑመር ዝግበር ዘሎ ጉድ እንተትፈልጥዎ ውን ዓለም ዘገርም ኣሎ. ኣዴታትን ኣቦታትን ደቂ 60 ን 70 ዓመት አግሮምን ኤዶምን ብሰንሰለት ተእሲሮም ለይትን ማዓልትን ይሳቀዩ ይበክዩን ኣለዉ ረዳኢ ዘይብሎም.
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 5 лет назад
nakfa asmara @ 😭 እህህህህ ወድ ምድህን ተምቤን ናይ ኢዱ ክረክብ እዪ !!! ን ግዜ ንሀቦ!!!!
@ኩሉድሕሪሃገርንድሕነታ
ክክክክክክክ ንመን ኢኻ ከተዳናግር ንህ ኤርትራ ለኽባጥ
@MM-yi4dg
@MM-yi4dg 4 года назад
Mokie Kahsay Maeserti adi Omer abey kebabi eu
@redaighirmay8618
@redaighirmay8618 5 лет назад
ዘገርም ወደጀ ፍትሒ ፡ መሰል ሰብ እዳጋሃስካ መሰል ኢልካ ክትዛረብ በየናይ አገባብ ኢዩ፡ ቀዳምነት ኣብህዝቢ እተቅርቦ ነገር አዝዩ ብጥንቃ ዝተጻረ ክኸውን ይግባእ፡ ንአብነት ብዛዕባ ገርጊሽ ዝገለጽካዮ አዚዩ ካብ ሐቂ ዝራሐቀ እዩ፡ ኩሉ ዝበላካዮ ግን ምስ ግዝየ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢኻ፡ ንብነት ደረጃ ትምህርቱ ገጋ ብዛዕባ ደቁ ገጋ ብዛዕባ ዐዱ ዝተውልደሉ ገጋ፡ ገርጊሽ መስተ አይሰትን ኢዩ አብ በተ መስተ ዝበልካዪ ገጋ ገርጊሽ ወገን ዐለት ዘይፈሊ ምኽኑ ኩሉ ዝፈልጦ ዝምስክረሉ ኢዩ፡ ገርጊሽ አብ ወጻኢ ተለፎን ምስ ተቃወምቲ ደዊሉ ምስ ደቂ ብለን ክትብል ከለኻ ቀዳምነት ገርጊሽ ከመይ ምኻኑ እተትፈልጥ ነርካ ከምዚ ዝአመሰለ ብዕሉግ አዘራርባ ምተጥቀካ ይምስለኒ፡ ብዙኾን ግን አብ ናጻ ዝኾነ ዐለም እዳ ነበርካ ናጻ ክትከውን አብ ሕጊ ትአምን ክትከውን አለካ ፡ ሕጊ ትፈልጥ እድሕሪ ኮንካ፡ ብዙኾነ ገርጊሽ ከይተውለድካ ክለኻ ታሪኽ ምሰሒ እዩ፡ ንእስነቱ ዕበቱን አብ ሰውራ ዝሕለፍ እዩ፡ ቁርብ ካብ ጅግንነቱ ዘይምፍላጥካ ተውጺዕካ ፡ ፍትሒ ትብልሲ እቶም ካልኦት ዝጽሕፉ ቁሮጾም በሎም ዝብሉ ከመይ ዐይነት ሰብ ኩኾኑ አለዎ፡ ጽባሕ ከ ምሳኻ አብ ትገብሮ ዘለኻ ገጋ ድው ይብሉ ዲዮም ፡ ብዙኾን ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሕሱር መጠን ነብሱ ይሕስረካ ይብሀል፡ ዘይትፈልጦ አይተቅርብ ብሕጊ ይሕትት እዩ አብ ዐዲ ሕጊ ኢኻ ዘለኻ ፡ ክምቲ ናትካ ክጻረፍ ወይ ጸለሎ ክለኽየካ ግን አታዐባብያይን ሕግን አየፍቅደለይን ኢዩ፡ ስለዚ ንግዝየ ገዲፈዮ አለኹ። እንበር ሂወትካ ክሳብ ትጸልእ ምበልኩኻ ነረ።
@herihero4255
@herihero4255 5 лет назад
Josi you are intelligent we are poured of you. So Continue
@davidbardavidi8273
@davidbardavidi8273 5 лет назад
A great source of detailed factual information........Keep it up............Selah
@mulex5235
@mulex5235 5 лет назад
Am crazy addicted by your video jocy ወገነይ
@mengisbeyene8581
@mengisbeyene8581 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ኣብ ሂውትካ ሙሉእ ጥዕና የምነየልካ ። ብምቅጻል ናይ ገርጊስ ግርማይ እዚ ጥራይ ኣይኮነን ዝፈጸሞ ገበን ካብቲ ዝፈጸሞ 5%ጥራይ እዩ ዘቅረብካዮ ግና 95 %ሚእታዊት ኣሎ ብፍላይ አማሓዳሪ ዞባ ዓንስባ ከሎ ብዝኾነ ግን መደብካ ኩሉ እየ ዝከታተሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ። ካልእ ግን እዞም ኣብ ስራሕ ዘለዉ ገበነኗታት ግን ብፊሉይ ኣብ ሰነዲ ሓዞም ዓወትና ቀሪቡ እዩ ናብቲ ዝፈሓርዎ ጎድጓድ ከአትዉ።
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 5 лет назад
ኣቱም ሰባት ሓደራኹም ነዚ ብሱል ኣኣምሮ ዝተዓደለ ን ህግደፍ ብ ደዎም ኣብ ሃልሃልታ ሓዊ ዘቃጸሎም ጅግና ሓውና ጆሲ ብ ገንዘባውን ኣብ ውሑስ ቦታ ክቅመጥን ንሓግዞ። ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ይኹን ጆሲ።
@riminho9167
@riminho9167 4 года назад
Thank you!
@natsnetzerezghi5863
@natsnetzerezghi5863 5 лет назад
Thank u very much dear brother joss i dont’w how i explain u ! I have not commen! I admire u!
@samabraha3833
@samabraha3833 5 лет назад
Thank you . You are amazing person
@tehanakterhaje5348
@tehanakterhaje5348 5 лет назад
ብፍቅሪ ሕማም ህግደፍ ዝዓበደ መወዳእትኡ ጥልመትን እስርቤትን ኮይኑ እዩ ዝተርፍ ደርሆ'ሲ በምዑት ደቃ ትጻወት እዩ ነገሩ ናይ ህዝባዊ ገንባር ዕላማ
@abnermesfin4277
@abnermesfin4277 5 лет назад
Jsudio.bravo nay behaki temso zeleka nusur zikone milikty eyu kesilo💪💪💪💪💪
@asmeraeritrea7858
@asmeraeritrea7858 5 лет назад
Wellcom J-studio bra jobba
@ከረንሰንሒት
@ከረንሰንሒት 5 лет назад
ሓቂ ብሓቂ ዘግብሮ ዝይፍልጥ ዓሻ ገርግስ
@mihretabzewde4697
@mihretabzewde4697 5 лет назад
Merci 🙏 monsieur josi Nebeseka mefetawu eyu
@esseyessey9444
@esseyessey9444 5 лет назад
ጆሲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማካ ይብዙሑናን
@ምስግናሓዲሽ
@ምስግናሓዲሽ 5 лет назад
ዮሲ ናይ ብሓቂ ጽገም ህዝብና ከይ ትሓለለካ ናብ ሰማዕቲ ብምቅራብካ ክትምስግን ዝግባኣካ ሰብ ኢኻ ግን እታ ፕረዚደንት ትብል ግን ነው በላ
@bebeihabibi8707
@bebeihabibi8707 5 лет назад
ምንጪ ካበይ ትረክቦ፡ ሕርክርክ ዘይብል ኣእምሮ ዝቅበሎ ሓቂ አዩ። ብዓቅመይ ብዙሕ አየ ዝፈልጥ።
@awetfehera3231
@awetfehera3231 5 лет назад
Thanks you
@Haru-pd8ll
@Haru-pd8ll 5 лет назад
Xbuk dea konu eziomsi eid shenahit xenahit...thank u jossi frhi , nebse ftewet....
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 лет назад
Hiray ( Xbuq )Dia Konu Aybahlin Eyu Esu Aykknen Meftih Akal Hizbina Eyom Bi Siratin Higin Dia Kiremu Alewom Ember. Nezi Ena Kan Niqawom Zelena Hagrina Zegatatina Bi Siratin Higin Ftihin Kitimahader Thank you
@Haru-pd8ll
@Haru-pd8ll 5 лет назад
@Selam solomun harirna ko bhluf tarik..smiet u. Zeyebl kea aykonen eidka halifa ya txenhaka..bdeki hzbi sle zkonu kab wshtna sle zkonu yom kea meriru baguu mwgad tesainu. teremelu seat wn ko yhalf u ab gzie..ezi kulu ztesakeye zkulu tfeatn kelil aykonen halfi mkuan malet halfnet mwsad yu ab adna mesl sebawi mgsas u...ayeguhun do..ti nay fthi amlak zelena ab mewedaeta ayterfn u kemta ndelya ktkonelna..nsom bhgi teferidom already kesirna ina..senay neger gn ayterfn ..wedahanki zehaftey
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 лет назад
@@Haru-pd8ll 👍 Egzabihar Yiwedelina Sesenayu Ni Hagerina Hizbina
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 5 лет назад
Thanks more my dear
@abuselam2532
@abuselam2532 5 лет назад
Jossi wedi God bless you .keep it up
@yordayorda7111
@yordayorda7111 5 лет назад
Good news keep it up!
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 5 лет назад
እዚ ታሪኽ ገባብል ህግድፍ ብግቡእ ሰንዶ ጆሲ ሓወይ መታን ኣብ መጻኢ ወሎዶ ክይድገም እምበር ንዓናስ ዝግደፍልና የብሎምን😭
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 лет назад
Nezom 70+ Mtfa dena Sena? Belew Ezeney 👂 ZeleO Ysma Keytegohafe Kolo! Josy♥️
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 5 лет назад
Welcome habib the best boys ajoka tiray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✌️✌️
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 5 лет назад
Amlak Ybarka Kubur hawey bmaemi aqararbaka des zbl kulom aqaluayom 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet nhzbna wdqet nsrat ygdef Amen 🙏 hanti maalti ala kwegh eyu
@kulbrfess631
@kulbrfess631 5 лет назад
J-STUDIO ብርዕኩም ይሰስን እቲ ሓቂ ከኣ ድሓድሕዎ! ሕቶ እዚ ኣገራሚ ዛንታ ስ ናብቶም ፈጸምቱ ይበጽሕ ኢልካ ዶ ትኣምን?
@zemen4935
@zemen4935 5 лет назад
እዚ ፈገር ሽክ ዛይድ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዘሎ ናቱ ታሪክ ገዛዉቲ ኣፍሪሱ ጀራዲን ምዶዞራት ኣብሪሱ ኣደታት ኣቦታት ደቅኩም ትዓሊም ዘየዉረድኩም ስግረዶብ ከይዶም ተባሂሉ ክሳብ 2 ዓመት ታስሩ ስድራቤት ነሮም ኣብ፡ጀርዲን ዒላበርዕድ ምጥመት ከስቅዮም ዘነበረ ናይ እዱ እንቃዕ ረከበ ፡
@user-asmera
@user-asmera 5 лет назад
We love you josi betami zenad akrarba. Amsae behnkwta nesbe alana.
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
ጅግና
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 лет назад
Wow 100% btaemi adnikeka kbur hawey natey Family kabtom b bmhdar shik zaid bzuh xegem zweredena ena bhayli meretna n haftamat zshete eyu anyway edmen teanan yhabka keep it up and thanks.
@yonangraphics7392
@yonangraphics7392 5 лет назад
Jositat thanks bro.. u doing such a tremendous job.. keep venting the truth and exposing isaias and his group of bandits
@akliluandebrhan4683
@akliluandebrhan4683 5 лет назад
Thanks josi hawey sleti kulu medebka nab ezni hzbi kibexe zgeberka ajoka kexeil
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 5 лет назад
Thank you brother, very interesting, but too short can you double the time. Xxx
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 5 лет назад
ገርጊሽ፥ሙሳ፥ በላአ ሰብ፥ ከምካኑ፥ ግሱ፥ ይምስክር፥ ተስፋ፥ አገብር፥ ከም፥ ግብረ፣ መልሲ፥ ስርሁ፥ ቆራሪሶም፥ መታቲሮም፥ ኣብ፥ ማይ፥ በላ፥ አንተድርብይዎ፥ ክንደይኮን፥ ደስ፥ ምበለለኒ፥
@gebrihiwetteklebrhan8733
@gebrihiwetteklebrhan8733 5 лет назад
Thanks josi kulu eti haqi tefltena alekha kexlo habibi.
@degolembaye7283
@degolembaye7283 5 лет назад
ሓቀኛ መስሊ አርትራ በርቢራ አትውጸ መደብ አየ ሞ ሃየ sabsceryb ጊርና ነዕበያ አዛ ቻነል ፡ ሰላም ታ ኣይ ረሳዓኩን ጆሲ ባዓል በልሕ ረአሲ ፡ ኣነ ወዲ ከርን አየ አዚ ገርጊሽ ተብሎ ዘልካ ሓደ ፈገር አዩ ዕደል ከይ ሃቡና አዮም ገዛወተና በ ዶዘራት ኣትዮመና ከምዚ ናይ ወትሃደራት ኩላ አታ ገዛወቲ ኣብ ቲንዳ አየ ተንበር ኒራ ሕጂ ኮይኑ አኮ ተራየኒ ኣሕ ህግድፍ ናይ ኢድኩም ኣይ ትሳኑ ደቃሉ፡
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 лет назад
ኢሰያስ ንምጽናትና ከምዝመጸ ክሳብ ሕጂ ዘይተሰወጦም ብዙሓት ኣለዉ ።
@simonmicael7752
@simonmicael7752 5 лет назад
Josi hero,but no more hgdf and suporters very soon
@ብሊና
@ብሊና 5 лет назад
እንቛዕ ኢድም ረኸቡ ረሰሓት ሕልና ኣልቦ።👌👌👌👌😆😆👏
@antoniohidray9101
@antoniohidray9101 4 года назад
jossi hawey mesgna bayray zbelkaya mesgna Amine qeyra nay ruba anseba jerdin
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 лет назад
ጆሲ ጅግና ክብርን ሞጎስን ይግባአካ እዩ እሞ ንበረልና ክበረልና ዓይኒ አባይካ ይደፈን
@habtamumeselu5077
@habtamumeselu5077 5 лет назад
Abzi alo may zeyhalefo real true(haki)
@abduosman2446
@abduosman2446 5 лет назад
Josi bror good job 👍 bravo 👏 continues
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 5 лет назад
ኣነ፥ ንኢሳያስ፥ 100% ኣይሰልኦን ፥ አየ፥ ምክንያቱ፥ ሃደ፥ ሃደ፥ አዋን፥ ሰባ፥ ስለዘስትየኒ፥ ንኮራኩሩ፥ ተጠቂሙ፥ ናብ፥ ገሃነብአሳት፥ ስለዝድርብዮም፥ ተጋዳላይ፥ ኢሳያስ፥ ሰብኣይ፥ አዩ፥ ዋላካ፥ ምዝገብሮ፥ ጉጉይ፥ ፖሊስኡ፥ ዝንቅፎ፥ አካ፥ አንተኮንኩ፥ ነዘን ፥ ምስለነ፥ ባአዲ፥ ሞሻሙሽ፥ ስቡቅ፥ ገሩ፥ የስትመን፥ ሰለዘሎ፥ በዚኣ፥ የመስግኖ፥
@EritreanGuaylaPlayer
@EritreanGuaylaPlayer 5 лет назад
ኣፍ ውጽዓት ክብለካ ንውጽዕቲ ኤርትራ ኣጆኻ ክምህ ኣይብልካ ብዞም ዝጻረሩካ ተባዕ ሓቀኛ መልእክቲ ዳሕድሓዩ ጸባ ኣስትዮ እቲ ዝተወጽዔ ንከምብዓል ን ግ ስ ቲ ኣስመራ ወ ዘ ት ኣቃልዓየን መዓልቲ ኣትዩ እዩ ውጽዕቲ ኤርትራ ትስሕቀሉ ምስ ድቃ ትራከበሉ ኣጆኹም ኣጆና ተባረኽ ኣምላኽ ምሳኻ ምስ ውጽዓት ❤️🙏🙏🙏
@meditationminutes985
@meditationminutes985 5 лет назад
Thanks Josie 🙏 Bring them thieves to justice 🙃
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 4 года назад
Good job jstudio.
@berihtesfay5943
@berihtesfay5943 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ ብጣዓሚ ንፉዕ ኢካ ኣምላክ ኣብ ስራሓካን ሂወትካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ቀጽሎ ዝሓወይ
@simlove9541
@simlove9541 5 лет назад
Ezi gergish grmay zbehal elul gebenja u eta bdozer zferet jargin nay misgna bayre zeykonet nay misgna Amine ja bruk hawey
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 5 лет назад
መጽናዕቲ ዘድልዮ ዘይተፈልጠ/ዘይተነጸረ ሕማም ኤርትራዉያን ዶ በልካ ጆሲ! ልክዕ ኣሎኻ። እዚ ሕማምዚ እንድዩ ዳኣ፣ መናዉሒ ዕድመ ውልቀ መላኺ ኮይኑ ዘሎ።
@begooddogood8334
@begooddogood8334 5 лет назад
ንገርግሽ ብትኽክል ገሊጽካዮ👍
@lalumba1678
@lalumba1678 4 года назад
iwe girm lekhbat
@asmeromabedom7334
@asmeromabedom7334 5 лет назад
Am proud of you man good job
@tsegaytea
@tsegaytea 5 лет назад
እዚ እቲ posetive side of Isaias that I like ፈታዊ ኮነ ጸላኢኡ ኩሎም ብሓደ ምርኣዩ it is fair
@Agaziii
@Agaziii 5 лет назад
Tarike bezehu agdasi aykonen mefthe ente temxe mehse hedgef qetali mekan mengar zedleyo yelen
@iloveyoueritrea5477
@iloveyoueritrea5477 5 лет назад
Habayb Like njosi malet klu ygbo eyu hagez tesfa kabana ayfeleyo keynkesro nezi menesey wedi halal meret!! Hadera ndegfo ezgi wedhankum.
@meraeri3445
@meraeri3445 5 лет назад
ጆሲ ሓወይ እንቃዕ ብድሓን መጻእካ ስደትና የሕጺሩ ናብ ዝናፍቆም ስድራና የሕዋትና የሪአና
@wediasmara5670
@wediasmara5670 5 лет назад
Ata gohaf yosief dyom zbluka. Bkltuf shm weizero Azieb eleyo. Melaeltka alael drbay. She is one of the most brightest ladies on earth. Bzabea tfelto yeblkan eleyo shma. Zeytfelta koleka ktfelta aytemsl. Nezi comment kdmi melay amaararyo Nmkuanu hsur yehsreka meten nebsu.
@Niyetnatu
@Niyetnatu 5 лет назад
ጆሲ እቲ ትረኻ'ኮ ሓቂ'ዩ ግዳ ገርግሽ ግርማይ ሓሊብመንተል ዘይኮነ ዋስደንባ ዝበሃል ዓዲ ዩ ተወሊዱ ። ሓሊብመንተል ድሕሪ ናጽነት ዝነብረላ'ያ። keep going you're doing wel
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 5 лет назад
እዋይ ኩላ ኣውጺእካያ ጂግና።
Далее
Как не носить с собой вещи
00:31