Тёмный

Kbrey Ahlife Hibe | ክብረይ ኣሕሊፈ ሂበ - New Eritrean Story by Jacob Dawit 2017 

Jayo Truth
Подписаться 277 тыс.
Просмотров 321 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@መንገደኛነውልቤ-የ1ነ
ያቆብ ዓቢ ስብ መግለፂ ቃላት የብለይን ኣዋልድ ኣይንዓሹ ፍቅሪ ከንበል ሂወትና ኣይንዘንግዕ መምዘንታት ፍቅሪ ክብርካ ብቪድዮ ምርኣይ ኣይኮነን ኣንቱም ኣወዳት ከሙኡ ትገብሩ እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኩም
@ጸዋርኩንልበይ-ጘ8ዀ
ያቆብ ኣጆካ ኩሉ እቲ ሕምቅ ዝመጻካ ኣይሸገረሉ ጥራሕ ሕልናካ ዝዓግበሉ ጥራይ ስራሕ፡ ሶ በርትዕ ላይክ ከኣ ናባና ግደፎ
@ozelswettt4419
@ozelswettt4419 Год назад
ወላዲተይ ናዓይ ከምዚ እሉኒ ዘፍቅሮ ዝነበርኩ ቆልዓ ሽዑ ፍቅሪ ገዲፈ ክብረይ መሪፀ😥🙏
@angosomyemane8895
@angosomyemane8895 5 лет назад
ሓፍተይ ናተይ ኣጆኺ ኣይትደሃሊ ነብስኺ ኣተዋድቒ ንኹሉ ጸገማትኪ ዝርኢ ፈጣሪ ኣሎ ኣብ ጎንኺ ኣብ ፈጣሪ ጥራይ ተወከሊ ብጌጋታትኪ ተመሃሪ
@habenbahta25
@habenbahta25 7 лет назад
ያቆበይ እንካዕ ብሰላም መጻካና, እቲ ሽግር ዝነበረ ከኣ እንካዕ ተፈትሐ። ብጣዕሚ መሳጢት ዝኮት ዛንታ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና ገለ ዝኮነ ግዜ ኣጀኪ ክብርቲ ሓብትና ከኣ።
@ftwiefkadu3453
@ftwiefkadu3453 7 лет назад
መን ከም ማማ sweet ዋውውውው ያቆብ ሓውይ ኢንክእ ብስላም መጻኻና
@bgtgh4654
@bgtgh4654 6 лет назад
ያ ቆዕበይ እንካዕ ብስላም መጻካና እቲ ሽግር ዝነርበረ ከኣ እካንዕ ተፈትሐ ብጣዕሚ መሳጢት ዝካት ዛንታ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልና ገለ ዝኮነ ግዜ ኣጀኪ ክብርቲ ሓፍትና
@waadalreshdah8476
@waadalreshdah8476 4 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፅቡቅ ትምህርቲ እየ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ጊዜ እየ በፂሕና ግና እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላክና ከም ግብርናን ሓጥያትናን ከይተመልከተ ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣነ ሓፍትኩም ክብለኹም ዝደሊ ነገር ኣሎ። ንሱ ድማ ሓደ ወዲ ንፍቅሪ ክሓተና ከሎ በፀሎት ፍቃድ እግዚኣብሔር ንሕተት ፀሎት ነዘውትር ኣሓተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ልብና የህዲኡ ናብ የማን መንገዲ ይመረሐና ኣሜን ከፊኡና እዩ ዘለዋ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
እይይይይይ ወዳት ንምንታይ ከምዚ ንገብር ንሓፍትካ ወይም ንደካ ኢካ ትገብር ዘለካ አነውን ብዙሕ እየ ዝርኢ ከመዚ ዓይነት ሓደራ አሕዋተይ ነብስክን ሓልያ መወትቲ ኢና ነበርቲ አይኮናን አብዛ ዓለም😢😢😢😢 ንሓውና ብእውነት ቃለ ህይወት የስመዐልና
@matiostesfay
@matiostesfay 6 лет назад
ኣቱም ሰባት አንታይ አኢና ንከውን ዘለና ኣብዚ አዋን ኣክንዲ ተከባቢርካ ምካድ ክብሪ ኣህዋትና ናብ አዳጋ ክነውርድ ንቀዳደም ዘለና በጃኩም ከምዚ ኣይንግበር ፈሪሃ አዝጋቢህር ያሃልወና መታን ኩሉ ነገር ቅቀንዓና አምላክ ሰፊሕ ኣአምሮ ይሃበና። ኣሕዋተይ ከኣ ካብ ውሳነ ኣቀዲምክን ህሰባ GOD BLESS YOU@
@rahwatekia3037
@rahwatekia3037 7 лет назад
ያቆብ ሓውና መጀመርያ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ናይ መምህር ሂወት ኢኻ ከምዚ ከማኻ ለባማት ይሕዋት የብዝሓልና ጌታ
@ያለድንግልማርያምአማ-ጘ3ዀ
ክብርቲ ሓፍትና ብጣዓሚ መሕዘኒ እኳ እንተኮነ ናዓና ማራ ትምህርቲ እያ አብ ዚ ሕጂ ግዜ አስቸጋሪ እዩ ክቡር ሓውና ነመስግነካ ቀፅለሉ
@dejuwedieri4842
@dejuwedieri4842 7 лет назад
እዋይ ሓብተይ ኣታ ንምታይ ከምዚ ንገብር ምሽ ሓፍቲ ኣላተና ኣደ ኣላትና ንሓብትናን ነደናን ከም ዘባላሸና ኢና በጃኩም የሕዋት ንፍቀር ንእከይ ግብሪ ኣይንዋፈር ሰናይ ንሕሰብ ንስክን ውን ትጋገያ ኣለኪን መንገዲ ትስሕታ ኣለኪን ሰለዚ ንንጽህናኪን ዘጠቀረ ንስምኪን ዝበለለን ክሳብ ክንድዚ ነብስኪን ከፍትኪት ተርእያ ገጋ እንዳሕራይ ግዜ ዝኮነት ጋል ቢቢድዮ ከፍታ ንከይትዕልል በጃኪን ማርያም ትስማዕኪን ስምዓኒ ነዝኣ ዘንበብኪን ካብዚኣ ክትማህልራ በዓል ምሉእ ተስፍ እልምላክ ጾሎተይ ሰሚዕለይ ማለት ኢዩ። ሰናይ ግበር ንመንም ጽቡቅ ክትረክብ ካብ ሰብ ዘይኮነ ካብ ኣምላክ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ እንጀራ ዓለም ብላዕ ezi hawey anbesa
@emalove8681
@emalove8681 7 лет назад
ሰላምክቡር ሓው ዳዊት ያቆብ ብመጀመርያ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነይልካ ፡ብምቅጻል ንተበርክቶ ኣበርክቶ ክትምስገን ግቡእ ኮይኑ ደጊመ ምስጋና ይኩንካ፡ ካብታ ዛንታ ዚመሰጠኒ ፍረ ነገር ኢንተሃልዩ ነቲ ገባሪ ኢከይ ኣብሕጊ ምቅራቡ ኢዩሞ ንዚኮነ ስራሕካ መዕለቢ ገርካ ምዚዛምካ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ፡ከም ተወሳኪ ዲማ ኣሓትና ደቂ ሂዋን ካብ ከምዚ ዘኣመሰለ ኣጸያፊ ኩነት ክትርሕቅስ መ ሃሪት ዛንታ ኢያ፡ብከምዚይ ትሳቀያ ዘለክን ውን ውሑዳይ ኣይኮንክኒ ኢሞ ሃየ ንመሰልክን ናብዚ መደብ ቆላሕታ ግበራ ንብለኪን
@lovedbylordjesus808
@lovedbylordjesus808 7 лет назад
ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ Nay behaki xbuk aleka hawey selti kelu mekirka azeye eye zemsgnkia Kemu weni etine diki ansteyo kulatna bejkine gala malet enqakiho malet eu mekinyatu enqakihi ent teseyra ayethifesni eya selzi kisabi kale kidani zeyaserna gaote ena selzi deki tebaityo weni adekume hafitkume zekirue egziabiher mesakume yekune
@liduyehenimistu6482
@liduyehenimistu6482 7 лет назад
@atakltibahabelom2009
@atakltibahabelom2009 7 лет назад
ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ
@thashraj1541
@thashraj1541 7 лет назад
በስምኣብ ኻብዚ ኽምዚ የድሕነና ጎይታ ናይ ብሓቂ ያቆብ ምሃርን ምዓድን ዝኮነ ዛንታ እዩ ኣንቱም ኣሕዋትና በጃኹም ፍርሃት እግዝኣቢሄር ንግበር ኣብ ጉዕዞና ውን ሰላሙ ኸብዝሓልና መታን ማለት ኣሓዋትና እየን ኸምኡ ውን ኣዴታትና መኽበርትና ፈጣሪ ክፈጥረና ኽሎ ደገፍትና ክኮና እዩ ፈጢርወን ስለዚ ንደግፈን ንደጋገፍ ርህሩሃት ደንገጽቲ ፈቃራት ሓዳጋት ንኽንከውን እግዝኣቢሄር ኣምላክ ይደግፈና ደቀንስትዮ ኣሕዋትና ኽኣ በጃኽን ተጠንቀቃ ኣይትገርሃ ኣስተውዒልክን ኪዳ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድልክን ንዓና ውን ይቅረ ይበለልና ፈጣሪ Tanks yacob dawit ኽምዝ ዝበለ ምሃር ዛንታኻ ኣይፈለየና ኻብዘለኻዮ ንላዕሊ ኽትዓቢ ናይ ወትሩ ምንዮተይ እዩ ኽማኻ ይብዝሑ ሰብና ኣብ ነንሕሕድና ንኸባበር በጃኹም።
@tsegazeabmesfun9081
@tsegazeabmesfun9081 7 лет назад
ውውው ያቆብ ሓወይ እንቃዕ ድሓን መጻእካ ብዓል ስሑል ጎሮሮ ኣሰንቢድካና ቀኒኻ ብዝተረፈ ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና
@ኣይትገራህልበይ-አ1ደ
ብዙሕ ኢዩ ኣበርና ናዓና ዉን ይቕረ በለልና ዳዊቶም ምኽንያቱ ንኹሉ ከከም ገጹ ክትከዶ ቁሩብ ክብድ ይብል 'ዩ : ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ :ኣናብባ ውን ይበል ኣጆኻ ወገነይ ኣለና ኣብ ጎንኻ ።
@amanielftwi8896
@amanielftwi8896 7 лет назад
ብሓውትካ መውርዛይ ተሕት ኣተሓሳስባ ስለ ዝኮነ ነተኣረመሉ ከምዘይ አልካ መዝራብካ ከየመስገንኩካ ከሓሊፍ ኣይደሊን
@heavenanbesagr8320
@heavenanbesagr8320 7 лет назад
😂😂😂😂😂
@ermiyasberhane9769
@ermiyasberhane9769 7 лет назад
yakeba hawey nayabahqe mehari zanta
@ermiyasberhane9769
@ermiyasberhane9769 7 лет назад
bitaemi aziy zekeremi ey
@yuyyujj5852
@yuyyujj5852 6 лет назад
Amaniel Ftwi ,,,.,
@samibada1041
@samibada1041 7 лет назад
ዋውው ዳዊት ሓወይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ ማራ ኣምበሳ ከየመስግንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን የ ሶ ኣጆካ ቀጽሎ ኣምበሳ።
@flimonkewani2705
@flimonkewani2705 7 лет назад
ያቆብ እንካዕ ሓጎሰና። ኣጆካ ቀጽሎ ሒጂ ካብዚ ንላዓሊ በርትዕ።
@abisaratube
@abisaratube 7 лет назад
እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ያቆብ ሓወይ ብምቅጻል ብዛዕባ'ዛ ዛንታ ምስ ሰማዕክዋ ቡዙሕ ሓዚነ ግና ሓዘን መፍትሒ ኣይኮነን ሓቀይ, ግና ከ ዝኮነ ነገር ምስ ኣጋጠመ ኢካ ትሓዝን እንበር ዝኮነ ምኽንያ ከየጋጠምካ ኣይትሓዝንን. ንሓዘንካ መፍቲሒ ክትገብረሉ ግና ልቦና እዩ ስለ ዝኮነ ድማ እዛ ሓብተይ ዕረፍቲ ረኪባ. ሰባት ኢና ክንጋገ ግድን እዩ ክፈትሓለይ ይክእል እዩ ንዝበልካዮ ሰብ ነካፍሎ ጾርካ ክፎኽሰልካ እዩ ብዙሓት ሰባት ኣለና ኣምላክ እኳ ኣብ ግዜኡ ዘይመለሰለይሲ ሰብ ንብል ኢና ግና እዚ ሓሳብ ድኹም እዩ ንኣምላክ ክትረክቦ ከማን ብደቂ ሰባት እዩ,, ኣሕዋተይ ፍቅሪ ሰንሰለታዊ ሓይሊ እዩ ዘለዎ ዘፍቀረ ኣይሰምዕን ኣይሪኢን'ዩ"ውን. ክምኻሕ እኳ እንተዘይከኣልኩ ማዕረ ክንድዚ ክሳብ ትከውን ግና ፍቅሪ ዘይኮነስ መንከራ እዩ. ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደለኩ እንተሎ ሓብተይ ናተይ ኩሉ ወዲ ሓደ ኣይኮነን ነቲ ዝተሰብረ ልብኺ ጸጊኑ ሩፍታ ዝመልኣልኪ ወዲ ክትረክቢ ሰናይ ምንዮተይ እዩ!!!(ህልኽ)
@mulugetagebrhiwet5979
@mulugetagebrhiwet5979 7 лет назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ናትኪ ኣይኮነን እቲ ጌጋ እዚ ዓሻ ክከውን ኣለዎ ዋላዳኣ ይዘርግሓዮ ኣብ ፈይስ ቡክ እምበር ናትኪ ንግዚኡ ኢዩ እንተ ናቱ'ሞ ኣይድምሰስን ኢዩ ። ንዑኡ ኢዩ ዝገዶ ኣደ, ሓፍቲ፡ ጋል ውን ክወልድዩ ፡ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣይትድሃሊ እንተ ካብ ሕጂ ንኔሞ ገጹ መወልውሉ ከይትርእዮ ከም mental ቅጾርዮ።
@ababagebremadhin9819
@ababagebremadhin9819 6 лет назад
YAKba habibi an mera eya zeftwkea nay kendeaya sebaet sekera tefthea zela seba eka
@sabyasooqu8799
@sabyasooqu8799 6 лет назад
ዉይ በሰማአብ እፉፉፉፉ ንብዓተይ ወዲኤ እዉይ ሓፉተይ ምቅርቲ ኣጆኪ ዝያዳይ ጹብቅ ትምህርቲ ከማን ወሲደ አለኩ እቲ ምክሪ አብ ተግባር ከዉዕሎ እየ ♥♥♥
@dani-tu9zo
@dani-tu9zo 7 лет назад
ኤህ እዋይ ሓፍተይ ምስኪነይቲ ደሓን ኣጆኪ ያቆበይ ከኣ ኡንቃዕ ደሓን ተመለስካና ብሩክ ዘርኢ
@fioriabraham9686
@fioriabraham9686 7 лет назад
Nay bhaki
@estifmelake5589
@estifmelake5589 7 лет назад
Mog ኣብ ሂወት እቲ ዝከፍኢ ንዛኣመነካ ምክሓድ ኡ ንምንታይ ግን ኢና ማዕረ ክንድዚ ንጨካከን ኣጆኪ ዝሓብተይ ድኩም ስለ ዝኮነ ኡ ድኩም ተግባር ገይሩ ። &Thanks yaQoba
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 7 лет назад
ተመስገን እንካዕ ደሓን መጻካና ያቆበይ እፎይ ኢለ በቃ ዓቅልና ጸቢብና ቀንዩ ያ ጅምዓ በጃካትኩም ከም ያቆብ ጌረ ዝድንቆ ሰብ የብለይን ሃየ ሞራልና ጌርና ነዐብዮ፡ እቲ ሞራልና ንሃቦ Liken ኮመንቲ ጌርና ነተባብዓዮ።ያቆብ በቃ ኣመስጊና ምጽጋብ ኣቢናካ ካቢዚ ክሳብ ሰማይ የቀኔልና ኣትን ኣዋልድ ከኣ ተመሃራላ ንያቆብ ውን ስለቲ ተገዲሱ ነዚ ምቅራቡ ሞራልክን ሃቡኦ ብኮመንትን ብላይክ ሓግዞ።
@godblessallorthodoxchristi1491
Tesfie habteab -
@tebqln8206
@tebqln8206 6 лет назад
Tesfie Habteab Mmnmmmm
@hiwaneyyabatilij8594
@hiwaneyyabatilij8594 6 лет назад
ብትክክል ተስፊተይ ክንምሃረላ ኢና የቀንየልና
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 года назад
Eshi hawey natey
@mogosaregay
@mogosaregay Год назад
nay be haqi hawey natey Tnx❤❤
@AnelleTube
@AnelleTube 7 лет назад
ዕድመ ልክዑ ለይርሳዕ ቁስሊ ሕልና ኣትሪፉ ልባዕሉ ገደዶ። ሓፍትና ኣዮኺ ኣምላኽ ባዕሉ ምርግጋዕ ይዓድልኺ።
@እግዚአብሔርያውቃል-ሠ5ቨ
እፍፍፍፍ ይመስገን ፈጣሪ ኩሉ ምሉ ከምቲ ዝደልዮን ዝብህጎን ሓፋር በጥራም ኣፍቃሪ ተዋሂብኒ ሎ። ኣነ ውን ከምኡ ሓፋርን በጥራምን የ። መጨረሽኡ ብቻ ከምቲ ዘለናዮ ይዛዝሞ። ግን ኣሕዋተየ ካብዞም ፎኮስቲ ደም ዘይብሎም ካሕዳማት ተጠንቀቃ ኣስተውዕላ መዕለቢክንን ዕላማክንን ፍለጣ። ቀብረር በላ። ጋል ሕፍር ኢላ ኮስተር እንተበለትን ባህላን ክብራን እንተሓለወትን ዩ መልክዓ ሓደራ ነብስና ኣይነሕስር ።
@weditrungi5041
@weditrungi5041 7 лет назад
ንግስቲ ከረሜላ /ናይ ያቆብ ዳዊት ኣድናቂት congrats niay kea kemaki hafar tifterey ane wn hafar eye
@Aloha83
@Aloha83 6 лет назад
Hafarat eyom hafarat ena elkin kea hinkikn aytikliea , ante anemo eta afkaritey Scan kigebreka ydely eye ember do ala eya kisab tibleni eye hafar
@Aloha83
@Aloha83 6 лет назад
Kkkkkkkkkkkk, wey zemen
@wedigurum4034
@wedigurum4034 5 лет назад
Btami hmaki seb u
@matiwosmedhanie7160
@matiwosmedhanie7160 4 года назад
wegan kkkkkkk
@Amanwey
@Amanwey 7 лет назад
ናይ ቢሓቂ ቢዘይ ቀልዓለም ፈቲየካ ደስ ኢልካኒ ኩሉ ቱሑዝቶኻ መሃሪን መለበሚን ዩ ሞ ኣጆኻ ቅጺሎ ናይ ቢሓቂ ኣብዚ ኢዋን ዘጋጢም ዘሎ ነገር ዩ ኩቡራት የሕዋተይ ናብ ኣምላኽ ኒመለስ ኢግዛቢሀር ኒፍራሕ ካብቲ ዘጋጢም ዘሎ ነገር ካ ኒማሓር የሕዋተይ ተባረኹ ያቆባ ሓቢቢ ኣጆኻ ካብዚ ኒላዕሊ ኒጺበ ካባኻ👌👌👌
@mubarakramadan7835
@mubarakramadan7835 7 лет назад
Good job and an important lesson to all brother and sister and thank you for the program 👏👏👏👏
@ratselmorgen3487
@ratselmorgen3487 7 лет назад
ያቖብ ሃወይ አንቓዕ ብደሓን መጻካ አሞ ዛሓወይ። ብዚያዳ ካኣ ናብዛ ሃፍተይ ከብል ዘፈቐረ ኩሉ ኣይርአ አንዲዩ ንስኪ ካኣ ሰለ ዘፈቐርኪ ኢኪ ኣምንኪዮ ብዝኮነ ንስኪ ኣይቲጨነኪ ካብ ጌጋኪ አንኮዕ ተኣረምኪ GBU
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 7 лет назад
You have a humble and contraite heart,May God bless you.
@hyabnatey5628
@hyabnatey5628 4 года назад
እዚ ሓደ ጎሓፍ ኢዩ ኣብዛ ጨናዊት ዓለም ዝነብር መሲልወ ኣብ ላዕሊ ሰማይ ፍርዲ ክጽበዮ ምካኑ ዘንጊዑ ብደቂ ሰባት ከፍርዳ ዝውዕዘሎ ኣጆኪ ጽንዒ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኪ ።
@fansgaltgrayfansgaltgray6515
@fansgaltgrayfansgaltgray6515 7 лет назад
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቢቢ😘😘😘😘😘😘💛💚💙
@bxayneqefeta5577
@bxayneqefeta5577 7 лет назад
ያቆበይ እካዕ ድሓን መጻካና ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ሓደ ምዓልቲ ግን እታ ገጽካ ደይተርእየና ብዓል ሱሑል ጎሮሮ
@fevenemha9929
@fevenemha9929 4 года назад
በመጀመርታ እንቃዕ ብሰላም ተመልስካ ኡፍፍፍፍ ብጥዓሚ ዝሕዘን ተግባር እዩ ግን ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ሞራሉ ይብዝሓልኪ እንተ ነቲ ወዲ ግን ናይ ኢዱ እዪ ረኪቡ
@alarentertainment9252
@alarentertainment9252 7 лет назад
OMG!!!! ያቆም እቃ ደሓን ምጽካልና መደብካ ብጣእሚ ጽቡቅ ቐጽሎ***ሓፍትና ከኣ ኣጆኪ ጊላኡ እንበር ናፍቃሪቱ ኣይነበርኪ ፍረ ጊርላኪ ከኣ ሕማቅ ፈድዩኪ***ስለዚ ኣጆኪ ኣይትሕመቂ
@chinagezae9423
@chinagezae9423 7 лет назад
😢😢😢😣😭😭😭 hadera yehwat Amlak Msaki ykun haftna nay bahaki mahari zkone hadera yehwat yehwatna yehlifna Aynhaben Thanks Jakob hawey kexlo Abi Tmhrit Eyou ezi
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም
ልቢ ወለድ ኢዩ እዚ ዛንታ ግን ነቲክኸዉን ዝግበኦ ዛንታ ክንምሃረሉ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ብዝኾነ tax yacob dawit
@michaelteweldemedhin6076
@michaelteweldemedhin6076 7 лет назад
betami xebuk hawey natey thnks ise zanta ewn betami,nensgen. haftey ka ajoki eti bkemu nehmak negrt dehsb seb mara zey rbh seb eu ajoki gn haftey natey nten deyflta ahwetki kemzi ilki memharki betami key amsgnku kehlf aykeln ey malt eti kulu negrat teglxyo sel zelki haftey natey also ajoki berti
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 7 лет назад
Zkeberka. Yakob. Medebka. Btaemi. Eu. Tekami. Ane. Nay. Edme. Halifeyo. Eye. Nab. 50. Amet. Abile. Zgemagem. Kemzi. Tedenagatsi. Wedi. Tebaetay. Kesme. Krei. Keleku. Kemakum. Zbelu. Ybzhu. Emoketslwo. Ab. Sdet. Si. Bzuh. Eu. Zre. Nktngrelu. Zesdemm. Zrakaya. Gal. Si. Balti. Hadar. Dya. Aykonetn. Keyeregagetu. Bzeykola. Reinaya. Elkasi. Kutsri. Telephone. Ki. Eba. Hubna. Elka. Mmshkan. Mlman. Kabeu. Halifu. Wn. Mgueba e. Abzi. Adi. Mesel. Gal. Mkaney. Nebsey. Ab. Ztselalu. Dereja. Eye. Betsi. Bzeytkmu. Kndey. Zytkmu. Krei. Wey. Kseme. Keleku. Ezi. Kbleke. Keleku. Gn. Kndey. Teuyat. Wn. Alewu. Etom. Hlna. Zeyblom. Seb. Mesel. Enssa. Gn. Kemza. Zbelkaya. Ab. Thti. Keydi. Metaw. Tray. Eya. Fewsa
@goytomgebru2710
@goytomgebru2710 7 лет назад
ናይ ብሓቂ ተሕዝን ዛንታ ኣቱም ደቂ ተብዓትዮ በጃኩም ጨቃናት ኣንኩን ከምአን የሕዋት የብልናን ድዩ ኣትን ደቂ ኣንስትዮ ክኣ ካብኣ ክትምሃራ ተስፋ ይገብር ያቆብ ሓውና ክኣ ኣጆካ በርትዕ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ካባካ ክንደይ ኢና ንምሃር ዘለና ።
@የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
ያቆበይ መጀመርያ እንኳዕ ድሓን መፃካ እቲ ሽግር እውን እንኳዕ ብሰላም ተፈተሐ ብምቅፃል እዛ ዘረባ ብቡዝሕ ሰባትየ ዝሰምዓ ኔረሞ የቀንየልና ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦን ይሃብካ
@ksanettoum9909
@ksanettoum9909 7 лет назад
Thank you ያቆብ ሃፍትና ስለ ትምህርትክ ንስክ ከኣ ኣጆክ ኣይትደሃል ሃፍተይ ናተይ ገባር ኩፉእ ናይ እዱ እዩ ዝረክብ ናይ እዱ ረክቡ ኣሎ ፍቅር ከኣ ሑሙም እዩ ዝቅይረካ ኣይትጨነቅ
@goitomfesshaye9138
@goitomfesshaye9138 7 лет назад
Owwwww Ma God First all this is the most helpful advice to the others and for that our sister is god bless her. I am also thrilled for that guy that got arrested cause he will leave or he he is gonna be learn from the previous mistaken Likewise you are the one who feels someone's problem or pain. I would like to admire you Wisdom keep doing and telling to us that we don't know about something Thanks Thanks Thanks You an Admirable person Like and love you ma bro
@semeregebreslasie1903
@semeregebreslasie1903 6 лет назад
ብሓቂ ዘሐዝን ፍጻሜ ኢዩ ንሓብትና ድማ ዝቕጽል ሂወታ ቅሳነትን ሰላምን ዝመለኦ ክኾነላ ይምነ ንኻልኦት የሕዋትይ መምሃሪ ክኾነን ኢላ ሓቀኛ ታሪኽ ሂወታ ብምግላጻ ክትምስገን ይግበኣ ፡፡ እቶም ከምዚ ጌርና ንእስነት ኣሽኪዕና ሰባት ንብድል ድማ እቲ ንገብሮ ዘለና በደላት ማዕረ ክንድምታይ ከቢድ ሃስያ የውርድ ከምዘሎ ተረዲእና ሕልናና ከነስርሖ ይላቦ
@ramidgoitom7296
@ramidgoitom7296 7 лет назад
Betami meharit zanta eya bijaken yehwatey lebema befekri wedi aeytetashwa, yakoba kea betami ena nemsgenka.
@sabagerensea8418
@sabagerensea8418 6 лет назад
አውውውውውውውይይይይይይይ ሓፍተይይይይ ምዓረይይይ በስምኣብ ኣምላክ ኣቦይ አወይይይ ሕማቂ ዚገብር ንሩሱ አይው አሞ ኣጁክ ሕማቅ ጥራይ ኣይትሕሰቢ ንስክ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ኣጁክ ዝሓፍተይ ያቆብ ሓውና ኣምላክ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@aagh819
@aagh819 7 лет назад
Amen kale hiwet yesmealna. Kabzi zelonayo kliwlaw gze yewxaena. Fetari bayni mhretu yetemtena. Medebka btaemi xubuk kexlo. Ahwatnan ahatnan kea egzabher zfetwo sirah ngber
@SelamHAGOS-s3p
@SelamHAGOS-s3p 7 лет назад
Well came yacob 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌 bravo continu dont give up ignore them
@ፅጌመዝገበ
@ፅጌመዝገበ 7 лет назад
አዞሽ የኔ ማር ሁሉም ሰው የ የጥፋለ ውነው ክትፍትሽ ትምር ናክዉን በዚይ አጋጥም በጣም ነው ምምስግንህ እግዝብሔር አምልክ ለቦና ምሰቷለ ምሰትዋለ ይህብና
@menkemadebrhanalem136
@menkemadebrhanalem136 7 лет назад
ያ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና ካብ ማህጸን ደቂ ኣንስትዪ ዘይኮንናን ተፈጢርና እሞ ደኣ እንታይ ኬንና ኢና እቲ ኣብ የሕዋትና ክንሪኦ ዘይንደሊ ኣብ ካልኦት ሄዋናት ንፍጽሞ please ዓገብ የሕዋት ሕልና ይሃልወና።
@amlesomftwi3193
@amlesomftwi3193 7 лет назад
nay bhaki himak seb eu. habtina kea ajoki dehan xeghem yelen azhabtey nediun nhabtun eu bedilu
@mazamaza9976
@mazamaza9976 6 лет назад
Men kem Ade brhan alem ajke haftey mearey nirasa iybal
@rodanega687
@rodanega687 7 лет назад
ያቆብ ሓወይ እንኻዕ ደሓን መጻእካ ኣጆካ ቀጽሎ ። ቀጽለ እዋይ እዋይ ጉድድ እዩ ናይ ሎምስ ወይ ፈጣሪ የሕዋት በጃኩም/ን ንሕማቅ ተግባር ኣይንበገስ ሓፍትና ካኣ ኣጆኪ ኣምላክ ናኪ ዝሓዘልኪ ኣለኪ ዓለም ተስፋ አያ እሞ ተስፋ ኣይተቁረጺ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።
@sabamehari3354
@sabamehari3354 7 лет назад
Woww yacob enquie beselam mexaka amelak yehagezika ab kulu serahtika betaimi tehzen zanita amelak mesaki yekun betaimi mehari zanta eu
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 4 года назад
ኡይይይ ብዝኮነ ኢየ እሞ ብዙሕ ዘይሓርቅ ሎሚ ግን ብጣዕሚ ሓርቀ ተሰምዕኒ ማራ ጉህየ
@TV-cw9hg
@TV-cw9hg 7 лет назад
100% ብቑዕ ሰብ ኢኻ ያቆባ።እንቃዕ ሰላም መጻኻ።
@mashohaiel4991
@mashohaiel4991 7 лет назад
እዋይ ሓፍተይ ናተይ አጅኪ እግዚአብሔር አለና ደቂ ሄዊን ክነባሃል ክልና ፈጣሪ ልብና አብ ቀረባ ገሩ ስለ ዝፈጣረና ከምእ ዶሞ ይውዲሲና ናብ you Tube 's ሼር ይገቡረና ግና እግዚአብሔር አሎ አጅኪ
@linasaade4995
@linasaade4995 5 лет назад
😭😭😭😭እህ እውይ ኣዋልድ ንረክቦ😭
@gowildcats3295
@gowildcats3295 7 лет назад
እንኳዕ ብድሓን መጻካ ያቆባ ኣንታ ጥዑም ጎረሮ, ኣጀኺ ኣትጨነቂ ኣምላክ ምሳኺ ይኩንዘሓፍተይ
@Santos-cv7xo
@Santos-cv7xo 7 лет назад
plz Ahwat entay ina nkewn zelena entay u xegemna Ahwatna do aykonan Gual Ansteyti malit Adeka weladitka haftka malit do aykonan
@mowhaibkehlifa8363
@mowhaibkehlifa8363 7 лет назад
sorry Mamma =hawey natey kamzi kamka lebamt yabzehlna amlak 👏👏👏👏
@Fabrizo3733
@Fabrizo3733 7 лет назад
sorry Mamma. you'er right Sami 👍👍👍👍
@merhawitberko1598
@merhawitberko1598 7 лет назад
sorry Mamma yaa hawy natey
@soliyanamedhane
@soliyanamedhane 7 лет назад
sorry Mamma Teum afu kemzi natka yebzhalena fetari🙏🏽👏🏿👏🏿👏🏿 embar bitami eyu ezi degbre zelo ab deki anstyo ahwatna. Kemzblkayo deki ansteyo weledna, ahwatna, amotatena, hatenetatena, anisti ayhwatena enden.
@wahazitamnatie9208
@wahazitamnatie9208 7 лет назад
kemey dika💋👌🏼☝️tnx samey
@ሂውትዕድልደስታልበይ
Tahnks you zhawey ብጣሚ ኢና ንምሰግን ዓለም ከመዚ ናትካ ለባብ ስብ ኢዩ ዝደልያ ዞሎ
@ሓውኩምነሽነሽ
@ሓውኩምነሽነሽ 7 лет назад
እንቃዕ ብሰላም መጸካ ፡ደስ ዝብል እዩ ፡ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ይግበረልካ ፡፡ቐጽሎ ኣጆካ
@amanmebrahtu8896
@amanmebrahtu8896 6 лет назад
ዘሐዝን ፍጻመ ምስኪን ሄዋን እተ ናዓኪ ጊን ግርህነትኪ ይራየልኪ ፈታሪ እንተ እቲ ድኻ ኣታ ሓሳስባ ኣብ ልዕሌኪ ዝፈጸመ ጊን ዝዘራእካዮ ኢካ ትዓጽድ እሞ ልብን ኩሊትን ዝምርምር ፈጣሪ ኣሎና ኢዱ ኣይ ይክላኣዮ ያቆብ ሓውና ድማ ዓይኒ ልቦናካ ይክፈተልካ ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ተገዲስካ ናባና ተማሓላልፎ ደለካ ኣዝዩ ማሃሪ ነገር
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 лет назад
መጀመርያ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ያቆበይ ኡኡኡኡኡኡኡኡ ኣንታ ኣምላክ ወላዲት ወይ ሓብቲ የብሉን ድዩ ኣሕዋት በጃኩም ናይ ሕማቅ ተግባር ጥራይ ኣይትኩኑ /ና ዕርቃንካ ቀሊዕካ ዝመጽእ ፍቅሪ ፍቅሪ ዘይኮነስ ቀብሪ ኢዩ ክቡር ሓወይ ዘይጋገ ሰብ የለን በጃክ ግን ኣብ ሕማቅ ከይወደቀት ከላ ጌጋካ ኣረዳኣያ ንሓብትካ ኢካ ትብድል ዘለካ ጽባሕ ንግሆ ውን ጓል ክትወልድ ምኳንካ ኣይትረስዕ ሓብተይ ድማ ካብ ሕማቅ ሓሳብ ተቆጠቢ ኣምላክ ናይ ኢዱ ክፈድዮ ኢዩ
@ሓውኩምነሽነሽ
@ሓውኩምነሽነሽ 7 лет назад
selamawit tekle ። ንሱ ክሳብ ሕጂ ዝኮነ ቻነል ኢሉ ኣይጠቐሰን ኣሎ ሰለማዊት ሓፍተይ ፡ስለዚ ኣለና tv ዶ ገለ እናበሉ ኣብ fb ዝዛረቡ ብዙሕ ግምት ኣይትሃብዮ ። እንቃዕ ጥራይ ብሰላም ናብ ስራሕ ጀመረ።
@tesfiehabteab8904
@tesfiehabteab8904 7 лет назад
selamawit tekle፡ሰላም ሰሚዕክዮ ዲኪ እቲ ዝበሎ ኣነ እዝን እዝን ከይበልኩኩም ዝኮነ፡ ይከውን ኢልኩም ኣይትዛረቡ ኢሉ ኢዩ ሞ ካብ ዘረቡ ተኣረምሉ ኣለና ቲቪ ኢልክዮ ዘለኪ ኢዲት ግበርዮ ሰሉ ሓፍተይ።
@tesfamaryam1084
@tesfamaryam1084 7 лет назад
selamawit tekle 💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
@tesfamaryam1084
@tesfamaryam1084 7 лет назад
💟💟💟💟
@selamawittekle8762
@selamawittekle8762 7 лет назад
ነሽነሽ ሾው ነሽነሽ ሓወይ ይቅሬታ ብዙሕ ከይተረዳእኩዎ ጽሒፈ ይከውን ግን ከኣ መልሲ ክህበና ነይርዎ ብዝኮነ ተረዲኤኩም ኣለኩም ሓሰውቲ ኢዮም ከምኡ ጌይሮን ይኮኑ
@danielhabtom3978
@danielhabtom3978 7 лет назад
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ፍጻሜ ኢዩ እንታይ እሞ ክግበር ሰብ ሓሲሙ ብዙሕ ሰናይ እንዳ ሃለወ ግና ብክብሪ ሰብ ይጻወቱ ኣለዉ፡ግን ኹሉ ግዜ ኣሎዎ መክንያቱ ነቲ ሕማቕ ዝሓስብ ሰብ ምድሪ ብሳዕቱ ክትውሕጦ ኢያ፡ንስክን ብፍላይ ደቂ ኣንስተይቲ ሕፍረትክን ምሽፋን ጽቡቕ መክንያቱ ሕፍረት ማለት ሂወትካ ብገዛ ፍቓድኻ ናብ ዕዳጋ ምሻጥ ኢዩ፡ያዕቆብ ድማ ኣይትሕመቅ ብርትዕ።
@redsea3433
@redsea3433 7 лет назад
ብመጀምርታ እንካዕ ብ ሰላም ተመልስካ ያቆብ ሓዉና እቲ ወዲ ከኣ እንካዕ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣተወ ነታ ሓፍትና ከኣ ሞራል ንሃባ ይቀንየለይ።
@hijabnab4416
@hijabnab4416 7 лет назад
Yacob abi seb ezgabher hasab lbka ysmrelka hawey natey medebatka btami mehari bmkanu kabaka nay bhaki bzu nmehar alena thanks more!!!!
@ikbenikikkomuiteneri3095
@ikbenikikkomuiteneri3095 7 лет назад
ahhhhh eway haftey ajoki haftey natey neaki kea amlak neaki zekewne yehabki beka hij ajoki tray .........
@mussieadhanom4906
@mussieadhanom4906 7 лет назад
ኩሉ ክትጎብሮ ብጣዕሚ ነመስግናካ thanks bro
@abielt962
@abielt962 7 лет назад
Wellcom yakoba jigna I miss you kibretey 💔💔💔💔
@birhantesfe8283
@birhantesfe8283 7 лет назад
ኦ'ኣምላከ ፈሊጥና ብድፍረት'ከይፈለጥና ብስሕተት ዚገበርናዮ በደል ይቅረ በለልና!!!
@maheribrhane6394
@maheribrhane6394 7 лет назад
Yacob hawey enqa bdhan mexaka ata ane si betami eya eka nafiqeka xeniha yacobeyyyyyyyy 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ata lomi ke qedameyyy Commment baleyyyy xihifa ati like ke nay habuni keywhadkum 100 like habuni
@freweynihedgu6624
@freweynihedgu6624 7 лет назад
well came yakob ajoka
@berieluul4501
@berieluul4501 7 лет назад
Maheri Brhane ከይ ሰምዓካ ዲካ like ሃቡኒ ትብል ቀዳምነት ብዛዕባ ምንታይ ይዛረብ ኣሎ ቅድም ኣስተዉዕል ሪኢቶ ጹቡቅ ተሂብካ like ዝከልኣካ የለን
@maheribrhane6394
@maheribrhane6394 7 лет назад
berie luul. Entay diyu mesilka ati mexhafiyeyy.nyacob mara sela nafiqeyo sela zexnahku eya eka
@berieluul4501
@berieluul4501 7 лет назад
Maheri Brhane እወ ሓቅካ ንሱ ዳኣ ዝናፈቅ ሰብ እዩ
@maheribrhane6394
@maheribrhane6394 7 лет назад
berie luul Ja ata. Zanta nay bhaqi. Kebdka tebla zanta eya
@anditwedimizey2563
@anditwedimizey2563 7 лет назад
Amen Amen Amen Yacobey hawey. እግዝኣቢሔር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ ፡ ንሓፍትና ከኣ ኣብ ትነብሮ ቦታ ኣምላኽ ይሓግዛ ። እምበር ናትና ጉዳይ'ሲ ዘሐፍር እዩ ካብ ሓፍትና ከምዚ ገርና ከ እንታይ ንረኽበሉ ጉዳይ ኣለና ኣብ ክንዲ ሓገዝ ምዕማጽ ኣብ ክንዲ ሓልዮት ምዝንጣል ኮይኑ ስራሕና ካብ ደቂ ኣንስትዮ እሕዋትና ዓመጽ ጌርና እንታይ ንረኽቦ ስለ ዘለና እዩ ይገርመኒ ኢዩ ግን እቲ ንገብሮ ዘለና ዓመጽ ኣብ ምንታይ ከም ዘእትወና ክንፈልጥ ይግበኣና እዩ ኣሕዋተይ መዓረይ ።
@zemietech2003
@zemietech2003 6 лет назад
Eway ata entay ena nekwen zelena ahwatena eyen eko ata kem u tegeber zelka wedi haftekan adakan mekana aytzengea
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 7 лет назад
Asey Ata ane kulu gize natka voice ksema keleku yhgosn ymharn aleku emo thanks tray kblelka kgeltska qalat sle zhatsreni! !!!
@salahaddinhassen8200
@salahaddinhassen8200 7 лет назад
ሰላም ሰላም ያቆብ እንቃዕ ድሓን መጻካ
@ዉዕለትዘክሪነብሰይ
ኣባይኪ ሓፍተይ ናተይ ካብ ሕጂ ኣትሒዝኪ ናይ ሂወት መምህር ክትኮኒ እዩ ይምነይልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@lovesymone7385
@lovesymone7385 7 лет назад
እህ ውሽጠይ ነኩኡኒ 😭😭😭😭
@ናዝራዊብስራት
@ናዝራዊብስራት 7 лет назад
ኣጆካ ያቆብ ጅግና ካባካ ብዙሕ እና ንጽበ ከምቲ ዝበልካዩ ኣምላ ሕዝካ ኩሉ ይርከብ,ዩ
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 5 лет назад
ከምዚ ከጋጥመክን ከሎ ተረርቲ ኩና። ደሓር ከኣ ኣይትፍርሓ ናብ ፖሊስ ሓብራ።
@ftsumtesfay164ftsum6
@ftsumtesfay164ftsum6 7 лет назад
እዋይ ሓብተይ ኣጆኪ ጥራይ ኩሉ ኩፍእ ዝግውብር ናይ እዱ ኣይስእንን ኣምላክ ኣሎ
@saranugusse1754
@saranugusse1754 7 лет назад
Yakiye kem lbey tnx mekseb kulu nskas nberelna dea memhr hiwet GBU
@tabotfseha7907
@tabotfseha7907 7 лет назад
Ney behki nefeQ qexelo
@alexandergiorgo3452
@alexandergiorgo3452 7 лет назад
ያ ቆ ባ እንቋዕ ደሓን መጻኻና።ኣትን የሕዋተይ ፍቅሪ ከምይ ድዩ ።በጃኽን በጃኽን ነብስኽንን ክብርኽን ኣይተሕስራ ።እዚ ዛንታ እዚ ንኹልኽን ዓቢ ትምርቲ እዩ ።ኣስተውዕላ ኣይትሕመቃ ዘን የሕዋተይ ወድሓንክን።
@biniammahari5054
@biniammahari5054 7 лет назад
ጓል ክትብድል ከለኻ ኣዴኻ ዘክር .
@fetarid4717
@fetarid4717 5 лет назад
ትክክል ለባመ ሰበ
@rahwameksen3107
@rahwameksen3107 5 лет назад
@@fetarid4717 yesssssss
@nardoshalal4609
@nardoshalal4609 5 лет назад
Aseyy kichiney
@BrAbodo
@BrAbodo 5 лет назад
Nay bhaqi
@hhu2938
@hhu2938 5 лет назад
ለባም
@merryhaile5915
@merryhaile5915 7 лет назад
ያቆብ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ስሚዒትካ ዝትንክፍ ዛንታ በጃካ ያቆባ ፊልምታት ክትአቱ ከምዚ ምክርታትካ ኣይተርሕቀልና ያቆብ ሓወይ ኣምላክ ናይ ጻዕርካ ጻማ ይሃብካ ርግጸኛ የ ድማ ብዙሓት ኣሕዋትካ ከም ዘድሓንካ
@sebmeksebeyuloveyou3581
@sebmeksebeyuloveyou3581 7 лет назад
ያ አታይ አና ንክውን ዘልና አቲ ኣብ ሕብትካ ክትረኦ ዝይ ትደሊ ንምንታይ ግን ኣብ ክሎኦት ሂዋን ክውርድ ትምንዮ ያ ኣውልድ የሕዋት ዶ የብክን አዩ pless ኣገብ ኣገብ
@dydddffd8734
@dydddffd8734 6 лет назад
way haftey nayey dhan amlak mstakie yewrdelu ab thtie qeydie unqaa atewe jaqoba hawena kea btaamie nfua seb eika mo amlak yhagzeka kemzie gerka mhgazka zie hawey
@mesganatsegay7736
@mesganatsegay7736 4 года назад
ዓባይ ትምህርቲ እያ ነኣይ እዚኣ video 🥺😭🙏💖
@M.D-nofx
@M.D-nofx 7 лет назад
Wellcome bro Heroo Jacobbb #like to Jacob and me plz
@ፅሪቲጓልትግራይ
@ፅሪቲጓልትግራይ 3 года назад
ማዓረይ ብጣዕሚ ማሃሪት እያሞ የቀኒየልና ብውለድካ ክበር ሓፍትናውን ኣዘኪ ክሓልፍ እዩ ዜይ ሓልፍ የለን እንተንሱ ግን ወይ ሉኡ
@berekettesfay3316
@berekettesfay3316 7 лет назад
ያቆብ ለባም ሰብ እንኻዕ ብሰላም መጻካ
@daniwedimaytemenay3374
@daniwedimaytemenay3374 7 лет назад
yakoba xbuk zereba eyu antun ahlifkn nebskn thba delekn tetenkeka kabzia habtkn temehara
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 7 лет назад
bereket tesfay .burukat.yehiwat.kibrikn.balkin.heliwa.
@fisahagebru2059
@fisahagebru2059 7 лет назад
bereket tesfay .eziom.kibri.yehiwat.yeblen.diyu
@michealeyob8078
@michealeyob8078 6 лет назад
Haftey ajeki himak zgeber kulu gize qesinu aynebrn eyu naki ka meblioi enjeraki eyu
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 6 лет назад
bereket tesfay yakob hawina slet melektka nemesgn yekenyelna
@luleylove446
@luleylove446 6 лет назад
Yacob hawey nay behaqi mehari zkone eika teqrbelna zelekamo kab lebey kemesgnaka yfetu yacob hawey neay kema kabza tarik abay temhri ye rekibela thank you
@tesfitbeyene5061
@tesfitbeyene5061 7 лет назад
Well come yacobey hawey kabza zata buzuh temahirnas nyehwatna keman akafilna. so Chanelka temearariyu btami tehagisna dess zbl ayu etom tkoniu zelekum kea kudos knie nkna sesenayu abzmets nrakeb
@ቅዱስገብርኤልአቦይብመንገ
የቕንየልና ሓውና ሓፍተይ እንኳዕ አብቅዐልኪ እቲ ናቱ ክፍአት ። እንኳዕ ከሰርኩዎ አቢላትኒ ምስ ሰማዕኩዋ እዛ ታሪኽ የቕንየለይ
@simuentertainmentmedia4924
@simuentertainmentmedia4924 7 лет назад
Welcome back yaqobey!
@ablel222
@ablel222 2 года назад
Ajok haftey
@luwammolugeta5512
@luwammolugeta5512 4 года назад
Ajoki habibti tekali geza endu mexina amlak mhrat yewridalna so thanks abi temihrti eyu
@mehariasreshey3153
@mehariasreshey3153 7 лет назад
Willokommen yakob bro
@ኣፀደየማርያምልጅ
በመጀመርታ ሠላምታ ናይ እግዚአብሔር ምሣኪ ይኩን ክብርቲ ሓፍተይ አጆኪ እግዚአብሔር ምሣኪ አሎ ንሥሃ እተዊ እግዚአብሔር ይቅር ክብለኪ እዩ እንተ ንሡ ግን እግዚአብሔር ናብ ልቦናኡ ይመልሥ
@jessykudussolomonjessy5573
@jessykudussolomonjessy5573 7 лет назад
እንካዕ ብድሓን መጻእካ bro እዎው ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ወይ ጉድ
@ሰሎሞንየድንግልማርያምልጅ
ሰላም ያዕቆብ ፅብቕቲ ዛንታ እያሞ ኣጆካ ንስካ ከኣ ከምቲ ድካምካ እግዚ ኣምላክ ፃማ ድካምካን ሓልዮትን ይክፈልካ
@habtomkahsay3250
@habtomkahsay3250 7 лет назад
ኣሕዋት እዚ ኸ እንታይ ይበሃል ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና እሞ ድማ ሎምስ ክብረትካ ኣሕሊፍካ ብቪድዮ ክተርኢ ሎምስ እንድዒ ኣኸር ዘመን ኣኺሉ ኢዩ ይመስለኒ ኣሕዋት በጃኹም ንሕና ካብቶም ወረጃታትን ክቡራትን ወለድና ኢና ተወሊድና እሞ ሎሚ ደኣ ንሕና እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ኩልና ንጠንቀቕ ኣይንዓሹ ንለብም ንፍቃሪትካ ከምኡ እንተጌርካ ንሓፍትኻ ኢኻ ኣሕሊፍካ ትህብን ዘለኻ።
@diaconteklabmebrahtu8837
@diaconteklabmebrahtu8837 3 года назад
ወድቀሽ ካገኙሽ ቢረግጡሽ ኣይከፋሽም ፣ይብሉ ኣምሓሩ ። ትርጉሙ ፣፣፣፣፣፣፣፣፣፣ ወዲቕኪ እንረቡኺ ፣ዋላ እንተረገጹኺ ኣይከፍኣክን፣ዩ ማለትዩ ።ስለዚ እቲ ንነብሱ ኣብ ባጎኒ ዝድርብያ ።ካልኦት ሰባት ተቐቢሎም ናብ ሓዊ ከእትውዋ ምዃኖ ክርስዕ የብሉን ። እሞ ሓደራ ነብስና ኣይነርክስ ነብስና ክብርቲ ኢያ ።
@meri8264
@meri8264 Год назад
ጓል ክትብድሉ ከለኩም ኣሕዋትኩም ኣዴታትኩም ከም ዝበደልኩም ዘክሩ😥
@omermohammed5036
@omermohammed5036 7 лет назад
ዋው መሃሪት ዝኮነት ዛንታኣ ኣጆኪኢ ዝሓፍተይ ስለምንታይ ክንድዚኢ ትጭነቂ ዝኮነአ ኮይኑኡ እየአ ስለዚኢ ካብ ዝሓለፈአ ጥራይ ተማሃሪኢ ኣጆኪኢ ኣምላክ ድማኣ ምሳኪ ይኩን እንቃዕ ብደሓን መጻእካኣ ያቆባኣ ዝገርማካኣ ነዛኣ ዛንታኣ ሓደአ ሓውናኣ ምስ ሰመዓኣ ክምኡ ዓይነት ስራሕ ክገድፎኦ ቃል ኣቲለይ ኣሎኦ ብጃኩም ኣሕዋኣ ብሕዋትናኣ ኣይ ነጻወት ክምዚኢ ዓይነት ስራሕ ሓጥያት ዩኡ እንዳኣ ፈለጥናኣ ንጋገአ።
@abieltsegay5311
@abieltsegay5311 7 лет назад
Omg እዚ ታሪኽ ብሓቂ ሓቂ ዲዩ !
@yergalemmesfin6990
@yergalemmesfin6990 6 лет назад
thanxs Jacob zegerm eyu ajoki zhaftry egzabihir yhagzki
@user-vh3dh6jf5o
@user-vh3dh6jf5o 7 лет назад
በስምኣብ
@hdatgaleritrea878
@hdatgaleritrea878 7 лет назад
ኡፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓብተይ ድሓን ኣምላኽ ንጽህናኪ ክርእየልኪ እዩ እንተ ንሱ ግን ሓደ ዱኩም ሰብ ሕልና ዘይ ብሉ እዩ ክንደይ ከ ይሓስም ሓብቲ ዶ የብሉን እዩ ጋል ማለት ኣደ ምካና ዘንጊዑ ድኩም ፍጥረት እዩ ብሓቂ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ በጃኹም ኣብ ልዕሊ የሕውትኩም ክንድዚ ጭካነ ኣይተውርዱ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ሶ ንፉዕ ያቆብ ሓወይ ብሉጽ ምክርታትካን ዛንታካን ኣይፈለየና
Далее
Wait for it 😂
00:19
Просмотров 4,9 млн
无意间发现了老公的小金库 #一键入戏
00:20
JayoTruth-  ሕልሚ ድዩ'ኸ By Yacob Dawit.
16:31
ቐራንዮ-Tube - Sune-tshuf *(ኣይትጨነቁ!)*
11:35
Wait for it 😂
00:19
Просмотров 4,9 млн