Тёмный

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 8 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2019 

Kemalatkum Entertainment
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 247 тыс.
50% 1

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 8 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Amel Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Развлечения

Опубликовано:

 

28 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 190   
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 4 года назад
ብዛዕባይ ማዓት ወረ 🤨😐😑😶😶😏😒ደስ ባሃልቲ ቀጸልሉ ምሌን ዓይኒ ትግራይ ኾ ኢኹም ብትግርኛ ቃንቃ ዝሕበን ላይክ ይግጭ እስኪ
@user-ly7di2fb2b
@user-ly7di2fb2b 4 года назад
እሰይ ደሰ ክብል ቅፁልሉ ደቂ ትግራይ 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
ናይ ሕመምተይ አንካዕ አብፅሐክም ዓወት ኩሕስይ ናይ ዕብዳንይ ቀፅለል
@tplf6303
@tplf6303 4 года назад
አታ እንካዕ ዳሓን መጾእኩም ደቂ ትግርይ ሽኮሪናታት ብትግራይ ዝኮርዕ like ፅቅጥ አቡሉለይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
😚😘😘😘😘😚😚😚😚😚😍😍😚😚😚
@merhawetlove4347
@merhawetlove4347 4 года назад
❤❤❤❤👍👍👍💖💗💘
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 года назад
ዝተባረከ ዝተቀደሰ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ክርስትያን።
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-du9jy7ok2g
@user-du9jy7ok2g 4 года назад
amen amen amen
@user-pr6pu9dv7h
@user-pr6pu9dv7h 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-wu8vu7sl1z
@user-wu8vu7sl1z 4 года назад
ክንደይ ከ ትጽብቓ ኢኽን ኣጆኹም ቀጽልዎ ካብዚ ንላዕሊ በርትዑ። እዞም ላይክ ሃቡኒ ትብሉ ምሳሕ ዲዩ ድራር ክኾነኩም፡ ላይክ በሉ ሃቡኒ ክክክክ
@hiwotgidena2617
@hiwotgidena2617 4 года назад
Way kkkkkk
@user-wu8vu7sl1z
@user-wu8vu7sl1z 4 года назад
ክክክ
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 4 года назад
Natkas ka feliy Kkkkkkk
@user-wu8vu7sl1z
@user-wu8vu7sl1z 4 года назад
@@abrahamafewerkimyking8757 kkkkkkkkk
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 4 года назад
@@user-wu8vu7sl1z ይገርመካ እዩ ኮ ክክክክክ
@user-fw2tx1cd9k
@user-fw2tx1cd9k 4 года назад
እንካዕ ብሰላም ኣብፀሐኩም ንባዓል መስቀል ደቂ ዓደይ @@@@@@
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 4 года назад
ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልኩም ይግበረልና እንኳዕብሰላም መፃእኩም ኣጀኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕእዩ ቀፅልዎ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@gghvvh2491
@gghvvh2491 4 года назад
ን ቤቲ ዝፍቲ like ፅፍዕኒ 👇 👇
@aill8641
@aill8641 4 года назад
ጫዕ
@merhawetlove4347
@merhawetlove4347 4 года назад
👍👍👍👍👍
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
*ስለ ቤቲ ሃላይ like & subscribe ኣግርጭው*
@hiwetkiros9237
@hiwetkiros9237 4 года назад
Eshi yegi wedm
@teklitkuflom9319
@teklitkuflom9319 4 года назад
Kkkk
@bsrattedros3451
@bsrattedros3451 4 года назад
Beti haylay wela beti halay 😂😜
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
flflowers beti halay
@merhawetlove4347
@merhawetlove4347 4 года назад
👍👍👍👍❤❤❤
@alihamdulilah6475
@alihamdulilah6475 4 года назад
ቤቲ ሽኮርርርርርርርርር😃😃😃😃 ጨብጠን ዘርኣ በሩኽ
@tman2086
@tman2086 4 года назад
ጥጥጥራምብራጣጣጣ ብምባል ሰላምታ የብፅሕ ብሽም ከምዓላትኩም እግርጭው ኣብሉን
@coolkjuchioojn4835
@coolkjuchioojn4835 Год назад
ታማ ናይ ጴንጤ ስላምታ ኣምሲልክዮ😁😁😁😂
@user-no7ec8mc9s
@user-no7ec8mc9s 4 года назад
Welcome deki tgray i am from eri
@user-hj8ud2ep2t
@user-hj8ud2ep2t 4 года назад
ንበትዋ ሽኮር ዝፍቱ ልክ 1000%
@rudwanmustafaslddigali1437
@rudwanmustafaslddigali1437 4 года назад
እቢ ባእ
@abihile4642
@abihile4642 4 года назад
ደቅ አደይ ፅቡቅ አመል የሀልኹም
@mahiyemikitanash6471
@mahiyemikitanash6471 4 года назад
ባቡየ ዓወተይ ቤቲየ ኩላትኩም ተዋሳእቲ በርትዑ ቆንጆ ስራሕ እዩ እንኳዕ ንባዓል መስቀል 2012 ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም💐💐💐💒💒💛💚💕
@senayetmusiiye6066
@senayetmusiiye6066 4 года назад
ፅብቃት ፍጥረት ክትናፍቁኒ እስካከ ማዓት
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን፡፡ ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ንሓዋሩ ኣሜን:: ✝✝ *ብሰማያት እትነብር ኣቦና* ✝✝ ኦ ኣቦና ብሰማያት እትነብር፥ ስምካ (ሹምካ) ይቀደስ፥ ፍቃድካ ብሰማይ ከምዝኾነት፥ ከምኡ እውን ብምድሪ ትኹን፥ ናይ ዕለት እንጀራና ሎማዓንቲ ሃበና፥ በደልና እውን ይቅረ በለልና፥ ንሕና እውን ዝበደሉና ይቅረ ከምእንብል፥ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና፥ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር፥ መንግስቲ ናትካ እያ እሞ ፥ ሓይሊ ፥ኽብሪ፥ ምስጋና ንሓዋሩ ኣሜን፡፡ ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም! ፥ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ሰላም እብለኪ፥ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ፥ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ፥ ናይ ኣሸናፊ ፥ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ፥ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ፥ ካብ ኣንስቲ ኹሉ ተፈሊኺ፥ ንስኺ ዝተባረኪ ኢኺ፥ ናይ ምሃፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ፥ ፀጋ ዝተሞላኺ፥ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ፥ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ፥ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ፥ ካብ ጎይታና፥ ካብ መድሓኒት፥ ካብ እየሱስ ኽርስቶስ ዘንድ፥ ይቅረታ እና ምሕረትን ለምንልና፥ ሓጥያትና እውን የጥፈአልና የስተሰርየልና ይድምስሰልና ዘንድ ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ሎማዓንትም ፅባሕም ዘወትርም ንዘለዓለሙ ኣሜን ፫ :: 2012 ዓ.ም መሰከረም ርሑስ መስቀል!!!:: እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫:: ሓደ ኣምላኽ ብዝኾነ ብኣብ ብወልድ ብመንፈስ ቅዱስ ሹም ሎማዓንትም ኩልሻዕም ዘወትርም ንሓዋሩ ኣሜን:: ፲፪ /12 ( ዓሰርተ ክልተ ) ጊዘ እግዚኦ ምሓረና ኽርስቶስ! ፲፪ /12 : ዓሰርተ ኽልተ ጊዘ ብእንተ እግዝእትነ ማርያም ምሓረና ኽርስቶስ !:: *ብሰማያት እትነብር ኣቦና*::::::::: በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን:: 2012 ዓ.ም ርሑስ መስቀል ብዓል ሰናይ ዓውደ ዓመት ይግበረልና ልዕል መድሓኒዓለም ኣሜን ፫:::: እንቋዕ ንመስቀል ክብሪ ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብሓጎስ፥ ብሰናይ ብሓባር ኩሉ ኣብቀዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ቀዳማይ/1ይ: መስቀል እንታይ እዩ? " መስቀል ኣርማ ክርስትና እዩ: ወይ ድማ መስቀል ናይ ክርስትያን ባንዴራ እዩ:: " ወውሃብክዎሙ ትምርተ ለእለ ይፈርሁከ ከመ ያመስጡ እምገፀ ቅስት ወይድሓኑ ፍቁራኒከ" :: መዝ ዳዊት ግዕዝ 59:4 " ካብ ፍላፃ ፀላኢ ምእንቲ ክድሕኑ፣ነቶም ዝፈርሑኻ ሰንደቅ ዕላማኻ ሃብካዮም " :: መዝ ዳዊት ትግርኛ 60 ቁፅሪ 4 :: እዙይ ማለት ንቶም ኣመንቲ እግዚኣቢሔር፥ ንቶም ብናይ እግዚኣቢሔር መምርሒ ዝመላለሱ፥ ንቶም እምነት እግዚኣቢሔር ዋልታን ኣርማን ጌሮም ዝንቀሳቀሱ፥ ካብ ነይ ፀላኢ መከላኸሊ፥ ካብ ናይ ሓደጋ መከላኸሊ ብሹም እግዚኣቢሔር ድል ዝገበሩሉ ኣርማ ምልክት ባንዴራ ሰንደቅ ዕላማ መስቀል ሃብካዮም ማለት እዩ:: ንኣብነት ከፍቶም መስቀል ኣርማኦምን ሰንደቅ ዓላማኦምን ጌሮም ዝተውሃቡ ብእግዚኣቢሔር እዩ እሞ ዝተዓወቱሉን ዘልምዕሉ በረኸትን ፀጋን ዝተቀበልሉ ብዙሕ ኣብነታት ኣለዉና:: ፈለማ ወይ ክዓ መጀመርታ መድሓኒና ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ኽብርን ምስጋናን ንዑ ይኹን ኣሜን:: ንዓና ከድሕን ናብዛ ምድሪ ዓለም ቅድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ እቲ ኹሉ ዲሒሩ ክመፅእን ክግበር ዘለዎ ዛዕባታት/ ነገራት ካብ እግዚኣቢሔር ዝተሰወረን ዝተሓብአን ስለ ዘይኮነ፣ እካድኣ ብኡ ዝተመደበ ዝተዳለወ ስለ ዝነበረ እዩ:: እቲ መስቀል ኣበየናይ ዘመን ክመፅእ እዩ፥ እንታይ ዓይነት ዓወት ኽብሪ ክህብ እዩ፥ ንብዓል መን፥ ብናይ እግዚኣቢሔር ምድው ድልው ስለ ዝነበረ እዮ። ፈለማ እቶም መላእኽቲ ሚኢቲ ነገድ ስለ ዝተፈጥሩ (ስለ ዝተፈጠሩ) እቶም ሓደ ነገድ እቶም ኣጋንንትን ዝባሃሉ ፀረ ደቂ ኣዳም ኮይኖም ዘለዉ ሕጂ ካፍቲ ናይ እግዚኣቢሔር መስመር ምስወፁ: እቶም ቅዱሳን መላእኽቲ ካፍቲ ሰማያዊ ስፍራ ከውፅእዎም ተኣዚዞም ነይሮም፥ ዳሓር ግን ፈቲኖም ከምቲ ዝተልኣኽዎ ከድምዕዎ ኣይካኣሉን። እብኣር ብዘይ እዙይ መስቀል ምልክት እዙይ ብዘይ ኣርማ እዙይ ክተቀንፍዎ/ ክትስዕርዎ ስለ ዘይትኽእሉ፥ እዚ ምልክት እዙይ ኣርማ መስቀል ናይትኩም እዩ ኢሉ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ብቅዱስ ሚካኤል ሓለቃ መላእክት ጌሩ ምልክት መስቀል ምስ ኣትሓዞም፥ ኣፍቲ ሥዕሊ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣሎ ናይ መስቀል ኣርማ ምልክት:: መስቀል ኩልሻዕ እቶም መላእኽቲ ዝሕዝዎ ኣርማ ካብ ሽዑ ኣትሒዙ እዩ:: ኣርማ ናይ ክርስትያን፥ ኣርማ ነይ ክርስትና፥ኣርማ ናይ ኣማኒ ናይ እግዚኣቢሔር ተወካሊ መስቀል ስለ ዝኾነ እዩ:: ቅርፂ ምልክት መስቀል ገበረሎም ነቶም ቅዱሳን መላእኽቲ እሞ፥ ናፍቶም ካብ ናይ እግዚኣቢሔር መንገድ ዝወፁ ኣጋንንቲ ገፆም ቅርብ ምስበሉ ኩሎም ከም ንፋስ ጭስ በኒኖም ጠፍኡ፡ " መቲቲታሕቲ ወረዱ " :: ስለዚ መስቀል ኣርማ ኣመንቲ ሙኻኑ ካፍቲ ኽርስቶስ ቀድሚ ምምፃኡ፥ቅድሚ ምስቃሉ ምስዋኡ፥ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ! መስቀል ንመላእኽቲ ኣርማኦም ብመላእኽቲ ገና ኣብ ሰማይ ከምዝተጀመረ ናይ እየሱስ ክርስቶስ መስቀል ን መላእኽቲ ምልክት ኣርማኦም ከምዝኾነ እና ንኣዳም ዘርኢ ድማ ናይ ሂወት ኣርማ ካብ ሲኦል ወፂኦም ናብ ገነት ዝኣትውሉ መስቀል ኣርማና፥ መስቀል ሓይልና፥መስቀል፥ ቤዛና፥መስቀል ፅንዓትና ከምዝኾነ ታራኽ ይነግር ብዕርሱ ሓይሊ ኣዚና ምዝንኣምን ንገልፅ ነፍልጥ ንዘይ ኣመኑ ድማ ንኽኣምኑን ንኽማሃሩን ነፍልጥ ናይ ኽርስትያን ግዴታኡን እና ስንቁን ከምዝኾነ ነታሓሳስብ:: መስቀል ንኣዳም ዘርኢ ፈዋሲ ድውያን እዩ፥ መስቀል ሓይልና እዩ፥ ሓይልና መስቀል እዩ፥ ዘፃንዐና መስቀል እዩ፥ መስቀል ቤዛና እዩ፥ መስቀል ናይ ነብስና መድሓኒት እዩ፣ ኣይሁድ ይኽሕድዎ እዮም ፡ ንሕና ግን ንኣምኖ ኢና፣ ዝኣመናዮ ንሕና ብመስቀሉ ንድሕን ኢና ዲሒና እውን ኢና:: ስብሓት ን ኣብ ስብሓት ን ወልድ ስብሓት ንመንፈስ ቅዱስ ስብሓት ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!! ኽብሪ እና ምስጋና ን ሔሩ ኣማኑኤል ይኹን ብሰማይን ብምድርን ሎማዓንትን ፅባሕን ዘወትርን ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!! ርሑስ መስቀል ርሑስ ዓውደዓመት ይግበረልና ፍቁር ኣቦይ እዝጊ ኣሜን ፫:::::ወላዲተ ኣምላኽ እመቤትና ፅዮን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ትቅደመልና ትባርኸና ብእየሱስ ኽርስቶስ መስቀል፥! ቅዱሳን መላእኽት እና ኹሎም ፃድቃናት ቅዱሳን ይባርኹና ናብ ፅድቂ መንገድ ይምርሑና ብኣማላድነቶም ብፀሎቶም ብረዲኤቶም በረኸቶም ፍቅሮም ኩሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ርሑስ መስቀል ኣብርሃን ይግበረልና ኣሜን:: ✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ሆየ ሆዬ ሆዬ ሆያ ሆዬዬዬ ሆ ሆሆሆ ሆ ሆያዬ ============================ መስቀል መመኪሕና እዩ መስቀል ጉልበትና እዩ መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ብርታዓትና እዩ መስቀል በጃና (ቤዛና) እዩ መስቀል ፅንዓትና እዩ መስቀል መሰረት ሂወትና እዩ መስቀል ኣርማና እዩ መስቀል መድሓኒትና እዩ መስቀል ሓኪምና እዩ !!! ናይ ጎይታና እየሱስ ኽርስቶስ መስቀል ሓይልን በረኸትን ረዲኤትን ኩሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::::!!!!
@user-zn2rw9bf9e
@user-zn2rw9bf9e 4 года назад
Amen 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷
@user-ew6sx7bw8q
@user-ew6sx7bw8q 4 года назад
amen amen amen
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@applekwt8668
@applekwt8668 4 года назад
Amen(3)
@gottseidankgottseidank8538
@gottseidankgottseidank8538 4 года назад
Ni beti zeftu lik pls 👉💖👍
@user-xn8jp9tg8g
@user-xn8jp9tg8g 4 года назад
ባቡ ናይ ዝፈቱ #like
@rudwanmustafaslddigali1437
@rudwanmustafaslddigali1437 4 года назад
ዝገርመኒ ላይክ ሃብኒ ትብሉ ለመንቲ ባእ
@user-sj6mz2dy7q
@user-sj6mz2dy7q 4 года назад
🙄🙄🙄እዚ አሸናፊ ግን ኩሉ ግዜ ጥውይውይ ምስ በለ ከሕዝነኒ😜😝
@natsi8179
@natsi8179 4 года назад
Kkkkk
@user-rb7is7bv7o
@user-rb7is7bv7o 4 года назад
Kkkk k
@user-cg9gw2vf4y
@user-cg9gw2vf4y 4 года назад
ቤቲ ዘላቶ ግን ክዕምር ዝከውን
@zeyferesuzgalbbieza4752
@zeyferesuzgalbbieza4752 4 года назад
I am from eritrea i love you tigray
@user-tp9sp1dd8j
@user-tp9sp1dd8j 4 года назад
ቤቲ ሃይላይ ቤቲ ሃይላይ ቤቲ ሃይላይ ማራ ደሰ በሃሊት እስቲ ንቤቲ ዝፎቱ ላይክ ኣግርጭውውውው
@jolyanna5404
@jolyanna5404 4 года назад
ኣስይደቂትግራይማዓሪይ፣😍😘💋💝💟💖♥️🌹💓💕💕💕💕💓👍👍👈💯💯💯
@gcdo2016
@gcdo2016 4 года назад
መዓረየ
@user-me9hq3vd4m
@user-me9hq3vd4m 4 года назад
አስይይይ ደቂ ዓደይ ቆንጁ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
ርሑስ በዓል መስቀል ይግበረልኩም ይግበረልና ሙቁራት Aski Lik
@user-ii3dk5ko5i
@user-ii3dk5ko5i 4 года назад
ባቡ ሽኮር kakkkkkkk ቀመም እዩ ናይዛ ድራማ
@galtigray8701
@galtigray8701 4 года назад
ክክክክ እምብ እምብ እምብልይ
@user-be1ei3bn9x
@user-be1ei3bn9x 4 года назад
ናይ ብሓቂ ፅሉል እዩ ይመስለኒ
@hjezehjezr9522
@hjezehjezr9522 Год назад
ብጣዕሚ እዩ ደስልብልል ቀፅሉሉ❤❤❤😅😅😅
@user-pq1kv8ml7s
@user-pq1kv8ml7s 4 года назад
እታ እንትን ትብል ናይ ኣምሓርኛ ቋንቋ ንኽትገድፍዋ ምኩሩ እምበር፡ ካልእስ ዝወፆ የብሉን ቀፅልሉ ጥራሕ።
@huruy27
@huruy27 4 года назад
ንስካ ከኣ ሞኩሩ ግደፋ (ፈትኑ) እዪ ዝበሃል
@habtegebru5601
@habtegebru5601 4 года назад
Super great job
@sarahaile6506
@sarahaile6506 4 года назад
Beti shkore yenay marrr 😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@phone2158
@phone2158 4 года назад
እንኳዕ አብፀሐኩም ድብዓል መስቀል
@kchnhafteybselamadamlesele8122
@kchnhafteybselamadamlesele8122 4 года назад
Way Aman Hawey trekbo Abo kebi GN nyeniye ayti achenankuley yonasey habibi 💋💋💋💋💋
@lyricssongs4387
@lyricssongs4387 4 года назад
Love it
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ዋው ሙቁራት ብጣዕሚ ሓሪፍ ቀፅሉሉ።
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 4 года назад
Atum midre habesha ruhus awdeamet ygberelna Ms beti fkiri hzni ente belkus entay tiblu 😍😍😍😍
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 года назад
Ruhus knyat ygberelna, deki Thray xubuk srah tefryu mhlawkum yemesgn, kab Artra eye💕
@selemunwediweldie854
@selemunwediweldie854 4 года назад
deki tigray shikorat btaemi desbehali eu!👍🔥
@tamrattube2224
@tamrattube2224 4 года назад
ፅርያት ደቃ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም
@MrBrhan
@MrBrhan 4 года назад
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ኣብፀሐና
@tahtayadyabo9177
@tahtayadyabo9177 4 года назад
ኣያ ከቤ እንኳዕ አቦይ አኮንኩም እዘን ዝሰተኩምን ከከፈልኩ ትሕጃ አትሕዘኩም ክከዲ ነረ እየ
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 4 года назад
Welcome berukatey enkae beslam metsakum dekey tegray shkorat
@fhfhgdydgf2716
@fhfhgdydgf2716 4 года назад
ዋዉዉዉ ደስስ በሃልቲ ቀፅልሉ ኣሕዋት
@user-gx7ot1cu7p
@user-gx7ot1cu7p 4 года назад
ዋው
@selamtevi6131
@selamtevi6131 4 года назад
💓💓💛💓💓
@user-be1ei3bn9x
@user-be1ei3bn9x 4 года назад
*ኣታ እዚ መፍለስ ወዲ ክኽእለሉ ናይ ብሓቂ ግዲዩ ፅሉል*
@ezgharyagoitom8977
@ezgharyagoitom8977 4 года назад
Kkkkkkk wawwww xbuk comedy ajokum deki tgray brukat From Eritrea
@user-kl3kx7jg9k
@user-kl3kx7jg9k 4 года назад
ደስ በሃልቲ ደቂ ዓደይ
@freweinifreweini4920
@freweinifreweini4920 4 года назад
Betay konjooo kkk❤❤❤
@mahemudahemde369
@mahemudahemde369 4 года назад
አይ አማን ጎይታ ማአርይ ሃግዘኒ
@hayledaniel7296
@hayledaniel7296 4 года назад
Zerabruch 😂😂🤣🤣😍 nicccc
@gebrehiwethailu
@gebrehiwethailu 4 года назад
አዚ ድራማ ደስ በሃሊ እዮ
@lixmony3556
@lixmony3556 4 года назад
ማርች😍😍
@kchnhafteybselamadamlesele8122
@kchnhafteybselamadamlesele8122 4 года назад
Betami eda mekeret metsa eza drama anabs ketslulu
@user-kp3ok7wh6i
@user-kp3ok7wh6i 4 года назад
ቢቲ ♥
@user-wl9pl9pn1u
@user-wl9pl9pn1u 4 года назад
Shkorat dkiy adey
@user-dy9tm4qx2w
@user-dy9tm4qx2w 3 года назад
ሊዲያ ቆንጆ
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 4 года назад
እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅልዎ ሶ ሰሰናዩ ።
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 года назад
ቤተይ❤❤❤❤❤❤😂ክክክክክ ኣሲተይ ዕምበባ ፈታዊት ከማይ
@mariaymaxumancihtabkgue5d655
@mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 года назад
Wowowowowow daki tigrye marye
@hayledaniel7296
@hayledaniel7296 4 года назад
Zerabru awdeamet mealti ab makina koynu swnwano🤣🤣🤣🤣😂😂😂😘
@thomasgebremariam2952
@thomasgebremariam2952 4 года назад
👏👏👏👏
@netsanettesfaye9929
@netsanettesfaye9929 4 года назад
Fietewtew mukeratey ♥️❤😘
@abedtsegay3542
@abedtsegay3542 4 года назад
Ewy beti shukor Niicc movie
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ተፈተውቲ Love U Amaney 😀👌
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q 4 года назад
Neka bcha eye zhasb ere gdefu tgrigna tezarebu neaka eye zhasb zeytbl zkonemoynu btami nfuat ekum nketatelekum ena ketslulu😘
@user-ku7jd2nk9g
@user-ku7jd2nk9g 4 года назад
ዋውውው ለምዓንትስ ከመይ ድኹም ድስ ትብሉ
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555 4 года назад
I am from Eritrea 🇪🇷🇪🇷💪 💪
@user-cd6hr2sn8e
@user-cd6hr2sn8e 4 года назад
Wow dase keball
@tahtayadyabo9177
@tahtayadyabo9177 4 года назад
አያ ዘብራብሩክ አቱም በላዕ ንቤት ሃይላይ አኳሽሙዋ ክትጠቐመኩም እያ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ቤቲ ፅሪቲ
@iloveyoumom1568
@iloveyoumom1568 4 года назад
ዋይ ትጨብጠኒ ክክክክክክ
@biniamzewde8662
@biniamzewde8662 4 года назад
Love u all
@user-sj6mz2dy7q
@user-sj6mz2dy7q 4 года назад
ባቡ ግን ክፈትዎ
@trhasgebremedhn7722
@trhasgebremedhn7722 4 года назад
Kkkkkkkkkkk ala nskum
@temsegeamlekiy1161
@temsegeamlekiy1161 4 года назад
👍👍👍👍👍😍😍😍
@fuf4102
@fuf4102 3 года назад
ዉደደደደደደደደደደደደደደደደቸ💊💊💊🌾🌾🌾🌾
@gd5yhd368
@gd5yhd368 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@emteemte3985
@emteemte3985 4 года назад
eway babu kikkk kabaka ymharena embii embii kbl kelos kkkll nay bhaki halay ymesl
@shefantesfau427
@shefantesfau427 4 года назад
😍😍😍
@user-ds5vx9qt9t
@user-ds5vx9qt9t 4 года назад
ላይክ ሃበኒ ላይክ ሃብኒ ብቻ ዊ ላይክ የድለይኒ ኣሎ ኣነ ለ
@rudwanmustafaslddigali1437
@rudwanmustafaslddigali1437 4 года назад
ይርዳእኪ/ካ
@hdvxvasv7865
@hdvxvasv7865 4 года назад
Like like 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@mileynatey6286
@mileynatey6286 4 года назад
Beti haylay shakor
@hjezehjezr9522
@hjezehjezr9522 Год назад
😅😅❤❤❤
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 4 года назад
ባህታ ስዋ ናብ ባህታ ቢራ ተሸጋጊሩ
@helenhelen6129
@helenhelen6129 4 года назад
Deky. Tygrl shekrt weddddd🎋🎋🎋🎋🎋
@ksanetdesta4260
@ksanetdesta4260 4 года назад
Konjo marrrr
@tesfalemkebede220
@tesfalemkebede220 4 года назад
Ane zhegoseni kulu seb tegaru do eri endabelka zntela terifus kulu tekatetali degefu ygelxxxx zehegusss ey
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ያ በጃኩም ኣውፃእዎ ዘውእኒኦ ኣክፊኡ ዙሮጊድ ወዲ
@redaeastbeha5034
@redaeastbeha5034 4 года назад
haha asihkani
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
@@redaeastbeha5034 ሲሒቅካዶ ወደይክክ
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
ባቡ የኔ ብንቡልቡል(ሉል)ክክክ እንባእ ፍቅሪ ንዝሃብካ ፍቅሪ እዩ ዝወሃብ ብትሕትና ንምንታይ ብስነ ስርዓት ኣዛሪባ ኣይከውንን ስለ ዘፍቀርካሪ ግን ከም ሓወይ ኣነም ይፈትወካ ኢላ ብክብሪ ዘይትምልስ እዉይ ኣንቁራቶ ነይራ
@saraalema7272
@saraalema7272 4 года назад
Enkae abtshakum shkorinatat
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555
@weygudeweyadiynafckemasyzi8555 4 года назад
Beti Mchiwti hexitiey kef aleki mikirt habibtit ana halu ganz toll Herzilchen Willkommen beti shikorr
@user-lc8ob3sq7g
@user-lc8ob3sq7g 4 года назад
Reuas ewdamet yegbrlkaum dakhy adey marey des behltay
@user-sc1gf2gl3w
@user-sc1gf2gl3w 4 года назад
ተጋሩዋ በርቱዑልና
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 года назад
ፅቡቅ እዩ። ቀፅሉለሉ። ግን ድማ አምሓርኛን እንግሊዘኛን ትሓዉሱ አለኹም። ትግርኛ እንተኾይኑ ትግርኛ ክመስል አለዎ። ክስተኻኸል አለዎ በሃሊት እየ።
@tesfalemkebede220
@tesfalemkebede220 4 года назад
Haqi
@Zantana1980
@Zantana1980 4 года назад
ንባዕልኪለ ኣማርኛ ፂሒፍኪ ኣለኪ።ክስተካከል ዝብል ክዕረ እዩ ክበሃል ዘለዎ
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 года назад
ዞምደቀይ ዞምደቀይ ክዕረ እዉን ይባሃል እዩ። ግን ክስተኻኸል እየ ፅሒፈ። ክስተካከል አይኮነን። ክስተኻኸል ትግርኛ እዩ። ሊስተካከል አምሓረኛ እዩ።
@Zantana1980
@Zantana1980 4 года назад
@@hntsahaylay1955 ካብ ኣማርኛ ዝመፀ እዩ ክስተካከል ዝብል ዘረባ ሽኪሪና እምበር ኣብነት ኣዐርዮ እንተይሊና ኣስተካክሎ ዲና ክንብል ኣይኮነን..ብኣማርኛ ከኣ ኣስተካክሎ ክቅየር ከሎ ኣስተካክለዉ ሪኢክዶ ምምስሳል.. ትግርኛ ከዓ ኣዐርዮ ብኣማርኛ ኣዐርየዉ ንብል ዲና ሽኮሪና ሓፍተይ? ኣይንብልን ስለዚ ኣስተካክሎ እቲ ቀንዲ ዘረባ ኣይኮነን
@user-be1ei3bn9x
@user-be1ei3bn9x 4 года назад
@@Zantana1980 ምስትኽካል ትግርኛ እዩ
@user-vo2wc3oi7w
@user-vo2wc3oi7w 4 года назад
ካሊእስ ፅቡቅ ነይሩ ዊ ደቂ ዓደይ እቲ ባቡ ጥዑይ ኮይኑ ዘይሰርሕ እንታይ እዩ ቃሕ ኣይበለንን
@coolkjuchioojn4835
@coolkjuchioojn4835 Год назад
ከሙኡ ኬንካ ስራሕ ተባሂሉ
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ፍትውትውውውውውውው
@user-xz9zx4xc5f
@user-xz9zx4xc5f 4 года назад
ቢቲ ፍቅር
@user-xz9zx4xc5f
@user-xz9zx4xc5f 4 года назад
ቤቲ
@rerete8175
@rerete8175 4 года назад
Bate fekerr swedes marrr
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 4 года назад
አይ ባታ ሸካረ ደቅ ትግራይ መዓረይ
@eyeruhagos7196
@eyeruhagos7196 4 года назад
Beka yqexl tray
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Ezza Betty bekulu deya tesnhhh
Далее
It worked for me)
0:19
Просмотров 22 млн
Ревнивый песик😁
0:30
Просмотров 2,5 млн