ሰላም ተኸታተልቲ አዛ መደብ ከመይ ከኒኽይም።
አሞ ኣብ ላዕሊ ተዓዚብኩምዎ ከም ዘለኩ ብቅልል ዝበለ ከመይ ገርና ኒ ዩቱብ፡ ቲክቶክ ወይ ኢንስታግራም አዲት ንገብ ገሊጸዮ ኣለኹ ዝኾነ ዝተረፈኒ ዘይገለጽኩዎ ተሊዩ ከኣ ኣብ ኮመት ጸሓፉለይ።
ክረክበኒ ዝደሊ አንተሎ ከኣ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መራኸቢ ገርኩም ክትረኽቡኒ ትኹሉ አኹም። ❤
Instagram==I'm on Instagram as @beilul_m. Install the app to follow my photos and videos. www.instagram....
Facebook== Beilul TipEri
4 окт 2024