Тёмный

kiros asfaha ኤርትራ ነጻ ሃገር ድያ? 

Kiros Asfaha
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 25 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 251   
@okubattesfaldet318
@okubattesfaldet318 Год назад
king kiros ኪሮስ ጅግና ኣቦ ሓቂ መርከብ መንእሰያት እንኻዕ ድሓን መጻካ ተባዕ ተቃላሲ ደላይ ፍትሒ ❤❤❤💯💯💯✅✅✅✅
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 Год назад
ዓጋመ ዲኻ ኮምኡ ?
@okubattesfaldet318
@okubattesfaldet318 Год назад
@@wedimonguda4417 ኣታ ደንቆሮ ዓጋመ ከ ከማካ ሰብ እንድዮም ርእሲ ባኮ
@wedimonguda4417
@wedimonguda4417 Год назад
@@okubattesfaldet318 ይመስግነካ ርእሲ ባኮ ብምባልካ ባኮኩሉዩ ዝጸውር ኣታሃዳሚ ባዶርእሱ !
@ove6164
@ove6164 Год назад
ኪከይይ ሓላለይ I Love You So much👑👑👑 ነዚ ፖለቲካ በቲ ስጡማት ደርፍታትካ ጌርካ ጥራሕ ተትገልጾ ጽቡቅ ነይሩ፡ ብከምዚ መንገዲ ግልጽነትካ ይጎድኣካ ኣሎ!! ኣድነቅትካ 'ውን ጽብቅ ኣይስምዖምን 'ዩ😴
@m.y.g369
@m.y.g369 Год назад
@ኪያ A ጸባ ስተዪ'ታ ኣብ ልበይ ዘላ'ካ ቶግ ኣበልክያ።
@bossbigger6129
@bossbigger6129 Год назад
ኪሮስ ጅግና ዋላ ኣብዝ ዝሃብካያ ሓሳብ ኣይሳማማዕ ብትብዓትካን ቅንዕናካን ግን ካይድኖቅካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ።
@asterwoldemariam7812
@asterwoldemariam7812 Год назад
Selam kubur hawey kiros anta gegna kulu kemaka endo emo aymekonen belebu zehamem. namnet beahewatna atfena ena rekebnaya ane ahewatey zeybeley terefe meswaetom kentu koynu ele yehamem gena kemezi kemaka anabes sele zelekum betesfa neta nedelya harnet yemedu emo agoka gegna hawey 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-ti8pg4ul5v
@user-ti8pg4ul5v Год назад
ኪሮሰይ ናተይ🦁 ንበር ክበር ኣንታ ጅግና❤️ ኪሮሳዊ ሕጋዊ ሕልናዊ ፍትሓዊ🤴❤️❤️👑✌️
@faet9285
@faet9285 Год назад
ክቡር ባዓል ሕልና ንበር ክበር ወደስፍሃ ጎይታ ሓቂ!
@berheeyob6456
@berheeyob6456 Год назад
ኪሮስ ኣስፈሃ ብጣዕሚ ሓጻርን ጽፍትን መብርሂ ሂብካኒ የቐንየልይ ኣብናጽነት ዝቦኾረ ክንመልስ ኢና ንቃለስ ዘለና እምበር ምስ ናጽነትና ዘብኮሩ ክንስዕስዕ ኣየምሕረናን ዩ
@Wedi_Mendelay
@Wedi_Mendelay Год назад
Happy independence day deke rimey 🌍🇪🇷☝🏿44
@simret1249
@simret1249 Год назад
ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኪሮስ- ኣስፋሃ፡ ብመጀመርያ ዕዙዝን ልበውን ሰለምታይ ይብጻሓካ።ነዚ ጨቋኒ ስርዓት ኣብ ሃገርና ዘሎ፡ብጥበብካን ካልእ ኣነቃቀሒ ትሕዝቶ ዘለዎ ቭድዮን ብትብዓት ትቃለሶ ዘለኻ ከመስግነካ እፈቱ።ቀጺለ ኣብዚ ብዛዕባ" ናጽነት" ዝሃብካዮ ሓሳብ፡ገለ ወስ ክብል።ኤርትራን ህዝባን ክሳብ ሕጂ ኣብ ዲቅ ዝበለ መግዛእቲ እያ ዘላ።እቲ ፍልልይ ፡ቅድሚ ናጽነት፡ኤርትራ ብባዕዳውያን ገዛእቲ ትግዛእ ነይራ።ሎሚ ኤርትራ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ብዝኸፈአን ብዝመረረን መልክዕ፡ብዘቤታዊ ገዛኢ ማለት ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተወለዱ ማለተይ እየ።
@simontesfamicheal4145
@simontesfamicheal4145 Год назад
You're right Kiros king👑 ❤❤
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ኪሮስ ባዓል ሕልና ኣቦ ሓቂ ተቃላሳይ
@habtekidane477
@habtekidane477 Год назад
ኪሮስ ብጣዕሚ'የ ዝፈትወካ❤❤❤ እንተ እዚ ናጽነት ዝባሃል ኣይርዳኣንን'ዩ
@user-cz8ju8us7k
@user-cz8ju8us7k Год назад
ኪሮሰይ❤❤❤ንበር ክበር ከምዚ ከማኪ ለባም ኢያ ተድልየኒ ሃገረና ኤርትራ❤ ኣቦ ሕልና መምህር ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mf3xt2wi5e
@user-mf3xt2wi5e Год назад
Kirosey king of king 🤴 ❤❤❤❤❤
@mamadeardearmama4535
@mamadeardearmama4535 Год назад
Kirosey ሎሚ ሎሚሲ እንዳፈኾስካ ትከይድ ኣለኻ በጃኻ ቁሩብ ክብድ በል ከም ቀደምካ ደርፊ ጥራይ ግበር✅ ብሰንኪ ግርህነትካ ኩሎም ይብልጸልካ ኣለዉ ተሕቢኦም እምበር ንስኻን ለውሃትካን ዳኣ ተካኢ የማነ ባርያ 🤴 እንዲኻ ብዛዕባ ናጽነት ዘጣራጥር የብልካን ልኣላውነት እዮ ዘይብልና መንነትና ካኣ ኤርትራውነት ዘይኮነሲ ትግርኛ ኢና። ብዝተረፈ ሰላምካ ይብዛሕ ኪሮሰይ ተባዕ ወዲ ከበሳ👑
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Год назад
ገለገሌናስ ዋላ ርእይቶ ሂብና ውን ኣይንኽእልን ኢና፡ንሱ ዝበለ "ኤርትራ ናጻ ሃገር እያ፡ኣብ ትሕቲ ካልእ ሃገር ኣትያ ትግዛእ የላን።ኣብታ ናጻ ሃገር ኤርትራ ዘሎ ሕዝቢ ግን መሰል ስኢኑ ነጽነቱ ተገፊፉ እዩ ዘሎ"ስለዚ ንሕዝብና ንስለ መሰሉ ንቃለስ ናይ ምንባር ናጽነት ነምጽኣሉ እዩ እቲ መልእኽቲ። ካብዚ ሓሳብ እዚ ዝወጽእ ደላዪ ፍትሒ እየ ዝብል እሞ ምናልባት ሕሙም ክኸውን ኣለዎ።
@endahafene3354
@endahafene3354 Год назад
Wedesfha haki knatu anbesa hzbkan hagerkan kidmi kulu eyu good job bro ❤🇪🇷
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Год назад
ኪሮስ ጅግና ናይ መሬት ናጽነት የለን ማለቶም አይኮኑን ናይ አህዛብ ናጽነት ሐርነት የለን ጊላነት ኢዩ ዘሎ ንዘየለ ናጽነት ናጽነት እንዳበልና ነብስና አይነታልል ንምባል ኢዩ
@eimagunnersfan189
@eimagunnersfan189 Год назад
ኪሮሰይ ንጉስ ቃልሲ❤❤❤❤
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 Год назад
ኪሮስ ጂግና ከማካ ኩሉ ንጽህ ልብን ሕልናን ወኒኑ እንተዝከይድ ነይሩ ሲ እዚ መከራ ዘሎናዮ ኣይምሃለወን
@user-uy7jg5tf2u
@user-uy7jg5tf2u 8 месяцев назад
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ሓቂ
@bluerevolutionists
@bluerevolutionists Год назад
Great as usual,❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ox5ok5df4w
@user-ox5ok5df4w Год назад
ኪሮስ ኤርትራዊ ዜግነት እምበር መንነት ኣይኮነን ኣይትጋገ ኣነ ትግርኛ የ መንነተይ ትግራዋይ እየ ኤርትራ ነዓይ ሃገር ኣይኮነትን ምክንያቱ ሃገር ኮይና እቲ መሰረታዊ ነገር ከተማልኦ ስለዘይከኣለት ከምዚ ፈረንጂ ነታ 9 ብላነት ዘኣለይዋ ከም ብላኔት መጠን ከተማልኦ ዝነብራ ጠለባት ስለዘየማልአት ስለዚ ነዓይ ሃገር ዘብላ ነገራት ኣይረኣኹላን !
@user-di3up1cg3j
@user-di3up1cg3j Год назад
Kirosey well-come King ❤👑👑💐✅
@abe8151
@abe8151 Год назад
Thanks!
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh Год назад
ኣቦ ሓቂ ባዓል ሙሉእ ሕልናዊ እኮ ኪሮሰይ ይፈትወካ እየ💜
@berhanetesfalidet2358
@berhanetesfalidet2358 Год назад
Yes
@abrahamfetwi1940
@abrahamfetwi1940 Год назад
ሰላም ኪሮስ ሓውና ኣቦ ሓቂ ና ፍቕሪ ኣብ ኩሉ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን አንዳተመነኹ ብስራሕ ክረኽበካ ደልየ ነይረ ማለት ሓንቲ ስራሕ ነራትኒ አሞ ኣብ ናትካ ቻነል ክትጽዕነለይ ደልየ ንቕድም አታ ስራሕ ክትሪኣ ብከመይ ክረኽበካ ይኽአል?
@Teseney
@Teseney Год назад
ኪሮሳዊ ኣቦ ሖቂ ❤❤❤❤❤ mlsna bmengrdka
@Merhawi.16
@Merhawi.16 Год назад
Wishing you a long life Kiros asfaha
@user-jf4gk3yv2w
@user-jf4gk3yv2w Год назад
ወያነ መሻርፍ ጀሚሮሚልካ ድዮም
@habtemichaelabrahalu6496
@habtemichaelabrahalu6496 Год назад
ሃየ
@user-sy3yk3wc8m
@user-sy3yk3wc8m Год назад
ኪሮስ ኣቦይን ኣደይን ዘኸሰርኩሉ ባርነት እምበር ናጽነት የለን። ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዳእ ናይ ህግደፍ ይኣኽለና
@gurjaguesh4272
@gurjaguesh4272 Год назад
Kiros selam nzelalem nber
@rusomtekle3943
@rusomtekle3943 Год назад
ብሐቂ ትኽክል ዩ ዝበልካዮ ፡ኤርትራ መረታ ነጻ ወጺኡእዩ ፡ ህዝባ ጊን ነጻ አይኮንን፡።
@semirasli2728
@semirasli2728 Год назад
n Tigray wekilka tezareb nay eritrea baeln alena tgraway wahid
@zehaiekeleta5174
@zehaiekeleta5174 Год назад
ክቡር ተቃላሳይ ንሓርነት ሰብ ኢና ንቃለስ ዘሎና !!!!
@samuelgebrekiden8673
@samuelgebrekiden8673 Год назад
Wellcome wedi asfha jegena❤❤❤❤❤❤❤
@Alu7878
@Alu7878 Год назад
ኣንታ ኪሮስ ከምዚ ዩ ሓሳቡ ናይ በሓቂ omg
@END887
@END887 Год назад
Welcome kiros❤❤
@kibromhabte5157
@kibromhabte5157 Год назад
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ🤴💙💚
@samishkorr3128
@samishkorr3128 Год назад
ኣቦ ሓቂ።❤
@semeremengsteab3898
@semeremengsteab3898 Год назад
@Semerekeflemariyam-ec1mq
@Semerekeflemariyam-ec1mq Год назад
ናይ ብሓቂ ንስኻ ደንቆሮ ኤኻ ኣይተመዛዝንን ኢኻ
@berhewelday796
@berhewelday796 Год назад
Selamka ybzah kiros beal hlna
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n Год назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ
@teklechimar7401
@teklechimar7401 Год назад
#ሓኔታይ_ፋሮ_ንጉስ_ጽድቂ ቀንዴል ሃገር ዝፋን ሓቂ ጸግዒ ህዝቢ ድርዒ ወርቂ ኪሮሳዊ ዋልታ መንእሰይ ታሓላቒ:: ማእገር ሃገር ጽኑዕ ዕርዲ ብርሃን ትኸውን ልክዕ ከምዛ ወርሒ ቃላት ኣይገልጸካን ቃላት ተጻሓፊ ብማዕረ ትርኢ ሕልፊ ብዘይ ትርፊ:: ህዝቢ ተገሪሙ ይዛረብ ብኣኻ መስተንክር ዩ ኹሉ ኩሉ ት'ቕያኻ ኣደ ትምከን ወሊዳ ንዓኻ እወ ትምከን ወሊዳ ንዓኻ:: ኣየ ማዓንጣ ትበተኽ ስጋቦይ'ለ ምዑት ኢኻ ዕጡቕ ስጋቦይ'ለ ኣየ ስረ ዓጢቕካዮ ብኡነት ኢለ ኣይራኣኹን ኪሮሰይ ከማኻ ዝበለ:: ኣርሓ ኣርሓ ኣርሓ ብግብሪ ተተግብር ልዕሊ ቓል ዘረባ ትደሚ ትርህጽ ከተውሕስ ጎጆኻ ንስኻ ባዕልኻ ንዓኻ ደም ራሃጽ ዘፍሰስካ ንስኻ:: {ድርብ2x} ኣብቲ ሕሱም እዋን ድምጺ ትኾነሉ ልቢ ተሰሊቡ ትንፋስ ዝጠፍኣሉ ኣብ ቀቢጸ ተስፋ ኒሕ ትሰኽዓሉ ሩሕ ሂብካ ሂወት ሂወት ትዘርኣሉ:
@habenhadish938
@habenhadish938 Год назад
ቅብልቲ ያ ። እታ ሓቂ ኢካ ገሊጽካያ ። thank u . ቃልስና ፍትሒ ንምርግጋጽ እምበር ናጽነት ሃገር ምርግጋጽ ኣይኮነን ። ኤርትራ ብደም ደቃ ሉኡላዊትን ዓለም ዝፈልጣን ሃገር ያ ። ስለዚ ንምንታይ ትቃለስ ምፍላጥ፡ ፍርቂ ናይቲ እቲከዶ ጉዕዞ ምቅላል ዩ ። ወለዶ 60ታት ክሳብ 90ታት ደሞም ከፊሎም ኤርትራ ከኣ ተኪሎማ ዮም ኣከለ ።
@user-mn1ss2gs6o
@user-mn1ss2gs6o Год назад
Merhab 💖👈🏽
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 Год назад
Kresey anbesa 💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shishayhaileazin1210
@shishayhaileazin1210 Год назад
❤❤❤❤❤ kiros nay hmamey
@efremkidane6597
@efremkidane6597 Год назад
ኪሮስ ዓርከይ ኤሬትራ ልእላዊት ሃገር ኢያ ምሳካ ይሳማማዕ፡ ናጸነት ዝባሃል ግን የብላን፡ ናጸነት ማለት እኮ ምስ ህዝብካ ደስ ዝበልኻ እንዳገበርካ ምንባር እዩ። ናጽነት ማለት እኾ፡ ሓሳብካ ትገልጸሉ ፡ ድላይኻ ትማሃረሉ፡ ትሕከመሉ ፡ ቕሲንካ ትነበረሉ ሃገር ማለት እዩ። ደርጊ ነሮም ፡ ህግደፍ መጺኦም ስደት፡ መኸራ እስርቤት፡ ሓሶት ዓመጽ ድማ ኣብ ሃገርና ኣስፊኖም። ስለዚ ናጻ ተትከውን ነራ ፡ ናጸነት መስተማቀርካ ነርካ። ኣብ ኤሬትራ ማዓልቲ ኣናጹ እንበር ናጸነት ሪእ ኣይፈልጥን። ንትነብረላ ዘይፍቐደካ ናጻ ሃገር ማለት ፡ ንጸነቱ ስተመንጠለ ሕብረተሰብ ማለት እዩ።
@DireMama-lt8ll
@DireMama-lt8ll Год назад
ኪሮሰይ ኣቦ መትከል
@arsenalforever5268
@arsenalforever5268 Год назад
Kiros bejaka ba nuska genzebka ena akebka nmnseyat ab zey feltwo chinqet welfie yhtk hij hiwetom ktfue du dlytka nuska temxo naxinet yelen
@natukuty7873
@natukuty7873 Год назад
ናይ ባሓቂ ኪሮሰይይ
@angasomgermai4349
@angasomgermai4349 Год назад
❤❤❤
@DAERO5MEDIA
@DAERO5MEDIA Год назад
Well said our hero brother kirosawi 🎉🎉🎉👍👍👍👍🥂🥂
@daniokuba4105
@daniokuba4105 Год назад
Kiri bro kulu natna eyu Nastnetn kalot bealatn:: gna nharnt notom Geganu Abotat kinalyom eyu kinserhn//kinkalsn zelona.yeaklkum elna kulu hizbi kilal alewo.
@Champ-Judpal
@Champ-Judpal Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abey_Alo_Biteweded
@Abey_Alo_Biteweded Год назад
ኣብ ርእሲ ውሳኔ ኤርትራ ዘይኣምን እንታይ ኣፍሊጥዎ ንሰላም ዝልምን ናጽነት ንዘልኣለም ክብረት'ዪ፡ባሃር ኩቡር ስነ-ጥበባዊ የማነ #ባርያ።
@trhastaare9193
@trhastaare9193 Год назад
❤❤❤❤❤❤
@wedansaba6369
@wedansaba6369 Год назад
Xbuk sreh 🥰🥰
@Serafuael6666
@Serafuael6666 Год назад
ናጻ ዝባሃል መሰል ህዝብ ክሕሎ ኣለዎ ናይ ምንባር ናጽነት ስለ ዘየሎ ኣጆካ ኣይትታሓለል ሓወይ ኤርትራ ዳሞ ጸልማት ህወት ትነብር ኣላ ኢምበር ናጻ ዳኣ ኣበይ ኣሎ
@ilovetelaviv9892
@ilovetelaviv9892 Год назад
ኪሮስ መንገዲ ስሒትካ ኣለካ ይፈትወካ እየ ግን ይተሓወሰካ ኣሎ ሕጂ ከማን ናጽነት የለን ኣብ ኤርትራ ናጽነት ተትህሉ ኔሩ ኣነ 13 ዓመት ኣብዚ እስራኤል ኣይምነበርኩን ።
@user-mg2zj6sp7w
@user-mg2zj6sp7w Год назад
😢ኪሮሰይ well-come
@tesfaldetbocure6079
@tesfaldetbocure6079 Год назад
Kiros a man of principle and support you 100%
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Год назад
ኪሮስ ሱርበተኽ ለውጢ ምጥላብካ ኢዩ ዘገድሰና ስለዚ ከምቲ ፖሎቲከኛ ኣይኮንኩን ዝበልካዮ ትንተና ን ፖሎቲከኛታት ጊደፈሎም ምክንያቱ ርዲኢትን ኣፍልጦን ይፈላለ ኢዩ ስለዚ ዛ ፖሎቲካ ብጥበብካ ጌርካ እንተ ትጎሰና እኹል ኢዩ ባሃላይ ኢየ ወድሓንካ
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Год назад
kirosyy king abo haki❤❤❤❤❤❤
@Enbokye
@Enbokye Год назад
Wawww tsbuq agelaltsa kirosey❤
@tekestetesfamariam1504
@tekestetesfamariam1504 Год назад
ኪሮስ ኣቦ ሓቂን መምህርን ጅግና ኢኻ ናጽነት ደኣ መጺኣ ብልክዕ ግን ምንባርና መሪሩ፤ ሉዕላውነት ካልእ እዩ ምንባር ድማ ካልእ፤ ነዚ ናጽነት ከናሽዉ ለለ ዝብሉ ድማ ናይ እቲ ስርዓት ሉኡኻት እዮም። ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ዝገለጽካዮ 99 ካብ 100 እቶም 1 ካብ 100?
@nayhmameystyle9479
@nayhmameystyle9479 Год назад
My king of king 🤴 ❤
@Mekonenamedeo
@Mekonenamedeo 20 дней назад
Mereta Ja it's bevolkerung ግን -
@tmebri3302
@tmebri3302 Год назад
Kiros nxuh libu i love u❤❤❤❤❤❤
@user-qp1qz1kn1r
@user-qp1qz1kn1r 8 месяцев назад
Kiros ❤
@simongoitam5680
@simongoitam5680 Год назад
ሰላም ብቀዳምነት ኪሮስ ኣነስ ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ ቡዙሓት ስነጥበበኖታት ካብ ስነ ጥበብ ወጽዮም ናብ በለቲካ የኣትዉ እዮም ከም ነኣብነት መራሒ ይኩረን ዘለንሲ ንረኣዮ ከማካ ስነ ጥበቡ እዩ ዝነጥፍ ነይሩ ስነ ጥበብ ገዲፉ ከኣ እነሃለካ ምስ ሩስያ ይቃለስ ሕጂ ከኣ ነኣካ ክብለካ ዝደሊ ኣብ መድያ ወጽካ መደረ ወይ ከምዙ ትገብሮ ዘለካ ምሳካ ትከይድ ኣይ መስለን እንታ ደኣ ናትካ ከምታ ናይ ቀድርምካ ደርፊ ጥራሕ እያ ተመልክዓልካ
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 Год назад
ኪሮስ ለባም መሥተዉዓሊ ሐለፋ ፍርዙን ዝተፈላለየ ክእለት ዘለካ ፍጡር አዳም ምዃንካ ዝርዳእ ሰብ እየ ክብሪ ንዓኻ ይኹን:እንተኾነግን ወያነ ዝብሃል ክብርን (values) ታሪክን ምድርን ባሕርን ብባንዳ ቅድ ዝሐሸሸ ዝሸጠ ሐይሊ ስለ ዝተፈጥረ እንሆ አብዚ በጺሕና ሕጂዉን ነቲ ልዑል ታሪክ ዘለዎ ህዝቢ ትግርኛ (ትግራይ) ኤሮብ ኩናማ ሐልዮት ንግበር :ጉግ ማንጉግ ክተሐባበር ንሕና ክንተፋነን ዘሕዝን እዩ::
@Abey_Alo_Biteweded
@Abey_Alo_Biteweded Год назад
Kiyaro
@Welie417
@Welie417 Год назад
kiross ni naxnet elom celebration zezgebru ko,entay alo zigodele afti Adna ms belu, eziom gina qolo nay dankira seasaet eyu zelewom, sdrana beynom gedifnayom kinhafr eyu ko zigbae,celebrate ko ayxelaenan zila zila bezihu abey situation alena bealatna nifelto, anyway Thanks for your message Kirossawi❤️💪💪👈
@abrhamfseha
@abrhamfseha Год назад
aykonetn
@yueltesfalem8416
@yueltesfalem8416 Год назад
kirosey jigna
@tesfumeasho6395
@tesfumeasho6395 Год назад
ኪሮሶይይይ ደመይ ጽቡቕ ሓሳብ ቀጽል ወገነይ
@abelkelete3004
@abelkelete3004 Год назад
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ እንቃዕ ደሓን መጻካ
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 Год назад
Ata nigerom bejaka. Nizom. Inda wufuy dibhal dibala 😊
@teclinoherezgher7862
@teclinoherezgher7862 Год назад
Ata weyane
@eritreansportsfocustigrign9161
ምሳኻ ኣለና ኪሮስ ጂግና ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ፡ ህግደፍ ጽቡቅ ጌርካ ፈሊጥካዮም ኣለኻ። ቃልስና ነሐይል ጥራይ።
@anwranu660
@anwranu660 Год назад
Ked hasawe sheyate adu mes tegaru konka do eritrea keratfe ayhasebal anjal kemaka zenjel artisy an eritrea yelan
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms Год назад
ኪሮስ ናይ ሃገርና ዘለካ መርገጺ ይድግፎ እየ። ምስ ህወሓት ኮንካ ለውጢ ምምጽእ ግን ንህዝብና ናብ ናይ ሶማልን የመንን ሱዳንን ኩነታት እዩ ክወስዶ። ስለዚ ምስ ትግራይ ዝበሃል ኣይትሕሰቦ፡ ከም ጎረባብቲ ብፍቕሪ ምንባር እንተዘይኮይኑ።
@kibromtesfay8977
@kibromtesfay8977 Год назад
King of king ❤❤❤ i love you so much
@WediWelye-xb2bp
@WediWelye-xb2bp Год назад
ኪሮሳዊ king
@berakibeyene3458
@berakibeyene3458 Год назад
ልክዕ ኣለኻ ኪሮሰይ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ
@maekelezeribruk4534
@maekelezeribruk4534 Год назад
Long life Kiros asfeha one day is coming we will back to our country
@Daniel-t7l2h
@Daniel-t7l2h Год назад
Kirosey
@user-mf3xt2wi5e
@user-mf3xt2wi5e Год назад
Kirosey Azmarino zeymno
@debesaymebrahtu3128
@debesaymebrahtu3128 Год назад
ኪሮሳዊ ኣቦ ውጹዕ ኣቦ ሓቂ❤❤❤
@eyasugheratateyos5769
@eyasugheratateyos5769 Год назад
🎉❤❤❤❤❤ ajeka snetebebawe Keros jegina ❤❤❤
@senaitsolomon3456
@senaitsolomon3456 Год назад
Sure 💯💯💯💯
@erisistersforever5685
@erisistersforever5685 Год назад
Kiros begaka nasnet rieka aitfeltn eka begaka gdefena
@Joilel
@Joilel Год назад
Jigna kiros abo haki we love you ❤
@misghinatseggay1388
@misghinatseggay1388 Год назад
Kiros jigna 🎉zerebaka qdus wedi qdusat
@sahayabray5699
@sahayabray5699 Год назад
ATTA JEGENA WEDI HEZEBI KEKE SHEKORR
Далее
Новый уровень твоей сосиски
00:33
መደብ ሓቂ ጥራይ ቁጽሪ 2
13:20
Просмотров 117 тыс.
Kiros Asfaha Radio Wegahta VIDEO Interview 2015: PART 1
45:03
Новый уровень твоей сосиски
00:33