Тёмный

Kiros Asfaha - Meat Were (OFFICIAL VIDEO) Eritrean music 

Kiros Asfaha
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 2 млн
50% 1

Songwriter & compositor Kiros Asfaha
keyboard: Tala Luji
Bass guitar: Tala Luji
Studio: Megamix
Camera: Sebahtu (Sibe)
Director: Fishaye (Fish)
Dancers: Mebrahtu (Mebre)
Liya
Meron
Yodit
ግጥምን ዜማን : ኪሮስ ኣስፋሃ
ኪቦርድ : ታላ ሉጂ
በይዝ ጊታር : ታላ ሉጂ
ስቱድዮ : ሜጋሚክስ
ሳኣላይ : ስባህቱ (ስቤ)
ኣላዪ : ፍሳሃየ (ፍሽ)
ሳዕሳዕቲ :መብሬ
ልያ
ሜሮን
ዮዲት
Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
መዓት ወረ
መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ
መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ
መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ
መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ
ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ
ተጸሊሉ ዓቢዱ
ተበላሽዩ ዓዊሉ
ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ
ተስፋታቱ ሃሲሱ
ንድሕሪት ተጎሲሱ
ሰሚዐዮ ዕላለይ
ካብ ሓቂ ዝራሓቐ
ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ
መሊሰ ግን ስሒቐ
መን ከብድኹም ረገጾ
መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ
ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ
ሰስራሕኩም ግበሩ
ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ
ኣነ ጥራይ’የ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ
ኣነ ጥራይ’የ
ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ
ብዘይካ ንመልክዐይ
ንዉሽጠይ መን ይፈልጦ
ሕማመይ መን ይፈልጦ
ጸገመይ መን ይፈልጦ
ስለይ ንመን ይዓጦ
እከለ እንታይ ሓበጦ
ከምዚ ኾይኑ ከምዝ’ባ
ሓሚሙ ጸሚሙ’ባ
ዓቢሩ ጸሊሙ’ባ
ዝሃበካ ዘረባ
ከም ሃመማ ናብ ጸባ
ግደፉኒ’ንዶ ግደፉ
ጎሲኹምኒ ሕለፉ
ብዛዕባይ ኣይተዕልሉ
በጃኹም ስቕ ክኣሉ
ምኽንያቱ
ኣነ
ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ
ኣነ
ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ
መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ
መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ
መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ
ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ
ተጸሊሉ ዓቢዱ
ተበላሽዩ ዓዊሉ
ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ
ተስፋታቱ ሃሲሱ
ንድሕሪት ተጎሲሱ
ሰሚዐዮ ዕላለይ
ካብ ሓቂ ዝራሓቐ
ኣኾሪኒ’ኳ እንተ ኾነ
መሊሰ ግን ስሒቐ
መን ከብድኹም ረገጾ
መን ኣርሒልኩም’ከ ማዕጾ
ስቕ ክብረት’ዩ ክበሩ
ሰስራሕኩም ግበሩ
ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ
ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ,,,,
እቲ ናይ ክለይ ጉዳይ
ናተይ ሙዃኑ ኣሚነ
ንሰማይ ተማሕጺነ
ስቕ ኢለ እንድየ ዘለኹ
እንታይ ክብል ተሰሚዐ
ገዛ ዓጽየ እንድየ ነቢዐ
ንዓይ ልዕለይ ዝሓሊ
እስኪ’በል ኣለኹ’ነ
ሂወተይ ሂወት ክትመስል
መን ኣሎ ልዕለይ ዝምነ
ንኣድጊ ዘይ ከበዶስ
ንመጽዓን ከበዶ ኮይኑ
ዕዳጋኹም ሰሲኑ
ንምንታይ ትፍትኑኒ
ኣጉል ወረ ትብትኑ
ኣይፋልኩምን ክቡራት
ግደፉኒ ንእዋኑ
ምኽንያቱ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ
ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ’የ

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 704   
@mussietn1966
@mussietn1966 7 месяцев назад
2024 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@berhebrhan7911
@berhebrhan7911 4 месяца назад
ልሏል
@berhebrhan7911
@berhebrhan7911 4 месяца назад
ልሏል
@ove6164
@ove6164 Год назад
"ኣነ ከመይ ከምዘለኩ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ እየ"ወ 𝐌𝐲 𝐤𝐢𝐫𝐨𝐬𝐞𝐲👑💙
@foreverstrong5523
@foreverstrong5523 4 года назад
ኪሮሰይ መዓት ወረ ካሴትካ ፍሊቲ ኢያ በጃካ ኢለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኑጹህ ኢካ
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@JAMBO_31
@JAMBO_31 2 года назад
ንዓይ ልዕለይ ዝሓሊ እስኪ ይበል ኣለኹ ኣነ,ሂወተይ ሂወት ክትመስል መን ኣሎ ልዕለይ ዝምነ!ኪሮሰይ ኩሉ ግዜ ብርዕኻ ትሰስን❤️❤️
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@robelokbay3312
@robelokbay3312 2 года назад
@@natieri2399 0
@HassanAdemIbrahem
@HassanAdemIbrahem 9 месяцев назад
Ajokom sabut tiraha😊❤
@user-uk2hm8pf8g
@user-uk2hm8pf8g 8 месяцев назад
Hjis yaklo entay kidegim !! Zaklo eshnet tesekimu alo !!
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 7 месяцев назад
@@user-uk2hm8pf8g ተረዋእ ወዲ መካን
@mussietn1966
@mussietn1966 2 года назад
ከደት 1ደ ሚልዮን ኣተወት ፡ ቅድሚ ምብጻሓ በዚ ዝተዛወርካ like ኣግርጭው 💚🖤
@user-ky3mx5kr7f
@user-ky3mx5kr7f 10 месяцев назад
Delayi xbuq nay bhaqi fetawi kiros nska zeybla comments yelan 🎉
@SiemMicheale
@SiemMicheale 8 месяцев назад
kemzi kemey 2024 zsema alo do❤
@user-iy7ok1op1i
@user-iy7ok1op1i 2 года назад
23.06.2022 Kirosey እቲ ሓቀኛ፡እቲ ተባዕ፡ እቲ ለዋህ ፡እቲ ሰብ ፡እቲ ኩሉ ኢኻ።
@mera3126
@mera3126 Год назад
7 November 2022 ❤👍
@starm1416
@starm1416 2 года назад
ኣነ ከመይ ኸምዘልኩ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ!
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 2 года назад
Yes
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 3 месяца назад
ናይ ባሃቂ ብፍላይ ኣብ ካምባላ ዘለዉ ሀዝቢ ኣፍኩም ሓዙልና
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 10 месяцев назад
😢😢ኣነ ይኩን ንስካ ከመይ ከምዘለና ንሕና ጥራይ ኢና ንፈልጦ
@user-co1hi6vq7h
@user-co1hi6vq7h Год назад
ኣቦ ሓቂ kirosey king of king 👑🥰
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
ኪሮሰይይይይ ንምድናቕካ ዝኸውን ቃላት የብለይን ጀሚረ ካብ ዝኸልፎ ክዱን ብ ኣፈ ስላሴ ኢለ ክሓልፎ King 🖤👑
@nugusseberhe9005
@nugusseberhe9005 4 года назад
ኪሮስ ኣቦ ስነ ጥበብ ኩሉ ደርፍታትካ ዘይምኖ እንዳሓደረ ዝምቅር ምስምዑ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@bestgoal5564
@bestgoal5564 4 года назад
ኪሮሰይ ማዓት ወረ አወ ሰሚዕና አንታይ ከ ዘይ ተባሃልካ ሕጂ ግና ማፊ ካላም 👑👑👑
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
መዓት ወረ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ ተጸሊሉ ዓቢዱ ተበላሽዩ ዓዊሉ ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ ተስፋታቱ ሃሲሱ ንድሕሪት ተጎሲሱ ሰሚዐዮ ዕላለይ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣኾሪኒ'ኳ እንተ ኾነ መሊሰ ግን ስሒቐ መን ከብድኹም ረገጾ መን ኣርሒልኩም'ከ ማዕጾ ስቕ ክብረት'ዩ ክበሩ ሰስራሕኩም ግበሩ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ ብዘይካ ንመልክዐይ ንዉሽጠይ መን ይፈልጦ ሕማመይ መን ይፈልጦ ጸገመይ መን ይፈልጦ ስለይ ንመን ይዓጦ እከለ እንታይ ሓበጦ ከምዚ ኮይኑ ከምዝ'ባ ሓሚሙ ጸሚሙ'ባ ዓቢሩ ጸሊሙ'ባ ዝሃበካ ዘረባ ከም ሃመማ ናብ ጸባ ግደፉኒ'ንዶ ግደፉ ጎሲኹምኒ ሕለፉ ብዛዕባይ ኣይተዕልሉ በጃኹም ስቕ ክኣሉ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት ወረ ዘየለ ዘይ ነበረ መዓት ወረ ምንጩ ዘይተነጸረ መዓት ወረ ንጽህናይ ዘጠቀረ ብፍቕሪ ጓል ነዲዱ ተጸሊሉ ዓቢዱ ተበላሽዩ ዓዊሉ ባራት ኮይኑ ምዉዓሉ ተስፋታቱ ሃሲሱ ንድሕሪት ተጎሲሱ ሰሚዐዮ ዕላለይ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣኾሪኒ'ኳ እንተ ኾነ መሊሰ ግን ስሒቐ መን ከብድኹም ረገጾ መን ኣርሒልኩም'ከ ማዕጾ ስቕ ክብረት'ዩ ክበሩ ሰስራሕኩም ግበሩ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነነነነነነነ ገ,,,,ገ,,,,ገ,,,, ኡኡኡኡኡ,,,, እቲ ናይ ክለይ ጉዳይ ናተይ ሙዃኑ ኣሚነ ንሰማይ ተማሕጺነ ስቕ ኢለ እንድየ ዘለኹ እንታይ ክብል ተሰሚዐ ገዛ ዓጽየ እንድየ ነቢዐ ንዓይ ልዕለይ ዝሓሊ እስኪ'በል ኣለኹ'ነ ሂወተይ ሂወት ክትመስል መን ኣሎ ልዕለይ ዝምነ ንኣድጊ ዘይ ከበዶስ ንመጽዓን ከበዶ ኮይኑ ዕዳጋኹም ሰሲኑ ንምንታይ ትፍትኑኒ ኣጉል ወረ ትብትኑ ኣይፋልኩምን ክቡራት ግደፉኒ ንእዋኑ ምኽንያቱ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ዝፈልጥ ኣነ ጥራይ'የ (kikey❤)
@user-ti2bu2rn1z
@user-ti2bu2rn1z 5 месяцев назад
Hawey bruk tankes ma best bro❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ tegdiska sel zexehafkaya besem kirosey selam neaka l Love you abe mesmer❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@robitv5961
@robitv5961 4 года назад
ብዛዕባ ኪሮሰይ ድኣ ኩሉ ግዜ ማዓት ወረ ዘየለ ዘይነበረ
@nati8121
@nati8121 4 года назад
Kiros Digomo kulu ite derfitatika yidegem do yihewat👌✌
@ክላመዶእየቶሚ
@ክላመዶእየቶሚ 4 года назад
ዋላ ብጌጋ ሕማቅ ደርፊ ዘይትርከቦ ኪሮሰይ ተቀባሊ ወረ ንበረለይ ወዲ ኣስፍሃ ኣቦ ጥበብ ደቂ ኤረይ ኣብ ዘለክሞ ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኣምላኽ ይሓልኹም🙏🙏🙏
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@user-ed5qp4ip4s
@user-ed5qp4ip4s 2 года назад
Kkkkkkkkkk hji ke?
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 4 года назад
ኩሉ'ዩ ተባሂሉ ብኣኻ ኪሮሰይ ግን ንስኻ ወርቂ ኢኻ እንዳ ሓደርካ ትደምቕ ንጹህ ኩሉንትናኻ ንህዝቢ ዘወፈኻ ፍጥረት 🇪🇷☝️💟
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@user-sv2bc1ze5s
@user-sv2bc1ze5s 3 года назад
እውነት ይህሙዚቃእደትእደምወደው ኡፍፍፍደስሲል ትርጉሙባይገባኝም 😍
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Год назад
ሓንቲ ካብተን ብዙሓት ወርቃውን ስራሕካ ፋሩሰይ መለይ! We love you ወዲ ህዝቢ🎶🎵❤️❤️⭐⭐⭐⭐⭐
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon Год назад
ኣነ ከመይ ከም ዘለኹ ኣነ ጥራይ ኢየ ዝፈልጥ ኪሮስ እቲ እንኮ መተካእታ ዘየብሉ ናይ ልበይ ኣቦ ሓቂ ንበረልና ❤❤❤
@user-qj2mc9bg7w
@user-qj2mc9bg7w 4 года назад
ኢሂ ሂ ሂ ኢሂ ኢሂ ሂሂ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ ኤፐ መዓት ወረ ወ መኣስ ንዓካ ጥራይ ኪሮሰይ ንስካስ ኮ ትጸሮ መሪርና ዘሎስ ነቶም ዕያላት ንኣሽቱ ዩ በቶም መሳቱና ኮ ከይከውን ሲ በቶም ዓበይቲ ክንዲ ክልተ ዕድመና ዝበልዑ ዕድሚኦም ወዲኦም ከነኣእሱናን ክረግጹናን ባ ይውዕሉ ኣለዉ ንመን ሞ ክንህቦም ንሓሳባትና ረጊጾም ኣናብስ ይቁየሩልና ክንዲ ኣጆኩም ዝብሉና ክውሕጡና ይመጹ ከም ገበል ኣይትጋገ ንጸዋወር ስደት ዩ ተበልካዮም፡ ወረ ካልእ ኣሎ ከም ገለ ኣብ ባራት እንተ ደኪልና ዳዕዋ ባዕሎም ፈጢሮም ብዓቦይቶም ኣብቶም ካልእ ዜጋ ራሕሪሖሙና ይሕርቡ የጥቡሱና በቃ ንሕና ንሕዘሎም ንዓግቶሎም በቃ ንመን ሞ ክንህቦም ዘገርም በቃ።ኪሮስ we love u ማራ ማራ በቃ
@lwamlwamm207
@lwamlwamm207 3 года назад
Bi strong bro. GBY
@eritreanzoom919
@eritreanzoom919 2 года назад
Kemey ke zeleku zfelt ane tray ye ihihi ihi ihi ☝️🎤🎤🎤🎤🎤
@user-um3fg
@user-um3fg 7 дней назад
ንነብሰይ ሊዕለይ ዝሓሊ እስኪ ይበል ኣለኩ ኣነ ዋው
@teametesfay7421
@teametesfay7421 7 месяцев назад
2024 1 27 ትሰምዓ ዘለካ like gbar❤❤❤❤❤
@adaldc
@adaldc 2 года назад
ኣብ ቀደም ኮይኑ ነዛ ሕጂ ዘለዋ ነብሱ ደሪፍላ ኪሮሰይ 🧡 1000 ዓመት ንበረለይ
@lewamamare753
@lewamamare753 4 года назад
Kirosey wana lebay king of kings 🤴❤💪🇪🇷💥🙏
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@user-hm5bc4kn9p
@user-hm5bc4kn9p 2 года назад
ሓድ ሚልዮን በጺሓ ኣሰይ ከምዚኣ ዓይነት ደርፊ እባ ድግም ኣብለና ኪሮሰይ
@user-kq1lt9ke5b
@user-kq1lt9ke5b 21 день назад
ኣነ ከመይ ክምዘለኹ ዝፍልጥ ኣነ ጥራይ እየ ናይ ባሓቂ ኪሮስ ሓላል ንበር እሰከ
@user-jo9lf7jt2c
@user-jo9lf7jt2c 2 месяца назад
ኪሮስ ኑፉዕ ዘደረፊ ዚኣ ከሰምዕ ከለኩስ ወቱሩ ገረም ኢዩ ዝብለኒ😅😊❤❤❤❤
@araya3733
@araya3733 2 года назад
I love kiros asfha forma wala dmxu kef zelewo eyu charismatic king of tigrigna song❤
@biniamtek6850
@biniamtek6850 4 года назад
ጅግናየ ከመይ ድየ ኩርዕ ባኣካ።
@AaSs-ll9bw
@AaSs-ll9bw Год назад
ኪሮሰይ ለባም ሰብ from tigray
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 2 месяца назад
Ane kmy kem zeleku zfelt ane traye ....😢 Nber kber King 🤴❤❤❤❤❤❤❤
@samidaniyel6202
@samidaniyel6202 4 года назад
kirosyyy Natey Ahh Entay Emo hsadat Endeyom bezhemuna kirosyyy Nbrely Edemen Tenan yhabka fetari balu
@mistereufkrififi5372
@mistereufkrififi5372 4 года назад
Kirosey jegna ma king ♥️♥️👈🇪🇷
@user-eh2pe7uz9y
@user-eh2pe7uz9y Год назад
'ዛ ዝጽሕፋ ዝንሄኹ ርእይቶ ኣብ 2023 እንተረኺብኩማ/ክንኣ ሠላምታ ኣይትንፈጉ/ጋ
@teklutesfagergish5519
@teklutesfagergish5519 3 года назад
seat 23.05 kab germany Norderney ab nay erefti gzey thank u kiros kubur snetbebawi
@semereweldebruk3030
@semereweldebruk3030 4 года назад
ኪሮሰይ ወትሩ ኣብ ጎድንካ ❤️ nber kber wedi hager
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Nati eri Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey ?????????
@josimeksen4993
@josimeksen4993 4 года назад
Kiros kulu akbo yetwo nabziaa sher liki alenalka nhna kirosey natey
@yasinkeyboard3378
@yasinkeyboard3378 4 года назад
Ambasay
@gebshatesfay5408
@gebshatesfay5408 3 года назад
😂 😂
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 Год назад
እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኪሮስ ሓውና❤❤❤
@abrahamblata8183
@abrahamblata8183 3 года назад
I don't have words to describe you Kiros jgna
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@furtunaahforom9877
@furtunaahforom9877 2 года назад
Kirosey King of King Mann ❤️😂😂👌👌👌👉👉👉
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ኣነነነ ገገገ ኡኡኡኡኡ ብዘይካ ንመክዐይ ንውሽጠይ መን ይፈልጦ ሕማመይ መን ይፈልጦ ጸገመይ መን ይፈልጦ ከምዚ ኮይኑ ከምዚ ባ እናበልካ ዘረባ ከም ሃመማ ናብ ጸባ ' ወዲ ኣስፍሃ ተብዓታይ
@binyamesey3492
@binyamesey3492 4 года назад
Svn
@abdelaarkaarka5030
@abdelaarkaarka5030 3 года назад
Kiros is king
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 месяцев назад
Kirosyyy king of king
@michaelkifle5191
@michaelkifle5191 Год назад
ተዓጼ ነቢዓ 😢😢😢😢😢😢😢
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 4 года назад
ኣብ ዓድና መንእሰያት ብ ኪሮስ ክዘሉ ይርኢ ኔረ። ኣነ ግን ከየርከብኩሉ ከመኡ ውን ናብራ ሃጌ ዓጺድ ጻህያይ ምስ ኣደይ ኣቦይ ሸኺሉ ሒዙኒ። ነዚ ኣቦ መንእሰያት ዝኾነ ጅግና በዓል ሞያ ወላ ነዛ ሓንቲ መዓልቲ ኣብታ ዓድና ኝ ናብዛ ዕጫ መነሰያትና ዝኾነት ንዓና ዘይትግባእ ስደት ኣምሪሐ ግን በሊሐ ።
@gebshatesfay5408
@gebshatesfay5408 3 года назад
😂
@lwamlwamm207
@lwamlwamm207 3 года назад
The meaning of you is Hero. You are not only Dimond you mens many Dimondssss
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 3 года назад
@@lwamlwamm207 ❤😍👍🏻
@lwamlwamm207
@lwamlwamm207 3 года назад
Ajoka nefui eka niseka. Nigus nay nebseka eka
@mnbarkerfah9101
@mnbarkerfah9101 3 года назад
@@lwamlwamm207 ሓብተይ ናተይ፡ ሙልኩዕ ሰብ አዩ መልክዕ ናይ ሰባት ከለሊ ዝክል። ስለዚ ንስኺ ኢኺ መልክዐኛ በዓልቲ ልቦና፡ መልክዕ ኣብ ደጋዊ ጽባቐ ዝመስሎም ዳ ከይገርሞም እምበር ፡ ዘይከምቶም ትርጉም ፋራ ዘይፈልጡ ፋራ ዝብሉ ኢኪ፡ ሞራልኪ ኣይፈለየና ደቂ ገጠር። የከንየለይ
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
ኪሮሰይ ወዲ ህዝቢ ጀግና ከመይ ዲና ንፈትወካ ተጋሩ💛❤
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 года назад
Brava
@nazerthmicheal1567
@nazerthmicheal1567 2 года назад
Kenthababerka ena gen hanti Kal ne Tigaru teserf Kal ente semena weylka
@Mamiye_alemey_21
@Mamiye_alemey_21 2 года назад
ኤርጥሪን ዕደ 🙄ስዒደይ በቃ ድዩ ጨኪንካ🙄ኢሉ ዘቓላምጥ ትግራዋይ የብልናን ሓሳዊ😉
@user-rx4jz6ep3o
@user-rx4jz6ep3o 2 года назад
@@Mamiye_alemey_21 ንገርለይማ👍🤣🤣💚
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ
ንጸሓይ ከማን ልዕሊ ኪሮስ ኣይሰርዓን ኢየ ወላ ዓለም ግብ ትበል ምክናቱ ኪሮስ ኢዩ ብርሃነይ ኪከይ ጸረ ሕደፍ ንበረለይ ደኣ ንስካስ i love you more 👉♥️👈👆👆👆👆🎤💪🇪🇷🤴
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ግብ ትበል ኣነ ውን ምሳካ ኣለኩ
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 года назад
ግብ ትበል ኣነ ውን ሚሳኩም ኣለኩ
@KingKing-qk1ne
@KingKing-qk1ne 4 года назад
Hahahhh yehwat bi xelmat dikum ktqetluna delikum gb ente elu dea ni kiros ke kemey gerna knrio emo
@kelukelukelu4685
@kelukelukelu4685 4 года назад
Do ay neska
@uuuuuuuuuurg
@uuuuuuuuuurg 4 года назад
በቃ ለምስ ምስ ጻሓይ ኣታ ፋራ
@samihadish2358
@samihadish2358 4 года назад
Kirosey natey 🤴☑️🔦
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 года назад
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 4 года назад
Kirosey 💎 love you & you are Best in the world 💯 ❤️♥️❤️ GBU 🙏
@abrahamkesetemehari
@abrahamkesetemehari 3 года назад
Kiros Asfaha the Best 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Nati eri Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey ?????????
@flyx8200
@flyx8200 4 года назад
መኣት ወረ ቀጨውጨው ክብለኒ ከሎ መኣት ወረ ክብል አየ ድግደድ ኦልድ ኣባ ጎልድ ኣይ ነቨር ስቶፕ to ሊስን meat were
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 года назад
ኪሮስ ኣቦ ጥበብ ጅግናየ
@Joilel
@Joilel 4 года назад
ማዓት ወረ በዛዓባይ ማዓት ወረ ናይ በሓቅ ኪሮሰይ ሰብ ሓሳድ ዘይስሩሑዝገብር።
@umsaleh8876
@umsaleh8876 2 года назад
እዋይ እዚአስ ሐቂኻ ኪሮስ ናይ ብሐቂ ነብሰይ አነ ጥራይ ኢየ ዝፈልጣ
@eritreanraiders1745
@eritreanraiders1745 3 года назад
One of my top favorite song.
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Nati eri Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey ?????????
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 4 года назад
Kirosey natey bebahde da nebrtka akeb meftet Gahlalu keykewn
@YafietTeclom
@YafietTeclom Месяц назад
ተባረኽ ኪሮስ ሓወይ 🙏
@saratz2789
@saratz2789 4 года назад
We love you Kirosway, you are the best wedi Eri singer; my BIG LOVE and respect to you from Tigray!
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@AtomAatom-jm8hu
@AtomAatom-jm8hu Месяц назад
My brother John !! Sete binyam,Sami love yu guy's
@rmsle
@rmsle Год назад
2023 ድሰምዓ👍yrgex
@user-bu2gq5us6n
@user-bu2gq5us6n 8 месяцев назад
2024
@amanzerigaber2857
@amanzerigaber2857 8 месяцев назад
@@user-bu2gq5us6n 2025
@hamedmahmud9666
@hamedmahmud9666 7 месяцев назад
2024
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 7 месяцев назад
2024
@berekettewelde3340
@berekettewelde3340 5 месяцев назад
2024
@tae9237
@tae9237 2 года назад
ኪሮስ. ጅግና. ኣቦ. ውፁዕ ህዝቢ ከመይ ድዩ ደስ ዝብለኒ እቲ ድምፅኻ.
@biniamteklehaimanot1796
@biniamteklehaimanot1796 10 месяцев назад
Ane kemey kem zeleku zfelt ane trah eye
@zeromtsegay9555
@zeromtsegay9555 Год назад
ኣነ ከመይ ክምዘለኹ ዝፍልጥ ኣነ ጥራይ እየ ኪሮስ ናተይ ልዕሊ ኩሉ ኢኻ ንዓይ ነበረለይ ኣንበሳ
@MO-zy6kr
@MO-zy6kr 4 года назад
Kiros asfaha love you wedi saho bro maet were ❤️🇪🇷
@galtigiray8049
@galtigiray8049 3 года назад
ኣጆኪ ኪሮስይ ለባም ሰብ ኣቦ ሓቂ 🥰🥰🥰🥰
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Nati eri Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey ?????????
@habase5802
@habase5802 3 года назад
Kiros Asfaha goyta nay Tigrinya derfi!
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 Месяц назад
Semaeyo alaley kab haki zrahake❤❤❤❤
@rakitey5729
@rakitey5729 3 года назад
ብፍቕሪ ሙዚቃኻ ሓሚመ ኪሮሰይ ዉሽጠይ መን ይፈልጦ 😌
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@mimc1176
@mimc1176 16 дней назад
Ata niakas ngus do kibleka 😊❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉king of the king 👑
@berie-gx7rg
@berie-gx7rg 2 года назад
ምኽንያቱ......ኣነ !!! ....🎶🎵🎶🎵💯👌
@merhabatinsaew5888
@merhabatinsaew5888 4 года назад
Eway kiros jegen love you 💯❤️💯💯
@fhwelkom5168
@fhwelkom5168 3 года назад
Kiros hero 💪💪💪💪❤❤❤❤💪💪❤❤💪💪
@johnfisseha9588
@johnfisseha9588 4 года назад
Kirosy ma Big Boy love You ❤❤❤🤩
@user-qz4mo3rv2w
@user-qz4mo3rv2w 4 года назад
ዋው ኪሮሰይ ናይ በሓቂ መሳጢ ሙዚቃ
@grmalemrezene6011
@grmalemrezene6011 Месяц назад
Kirosey abo haki my king 💙✌️
@ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ
kiros king of music 👆👆👌👌
@user-lz9lz4se3t
@user-lz9lz4se3t 4 года назад
ኪሮሰይ ፈረሰይ ስለ ኪሮስ Like 08/04/2020 04:58 Berlin
@haneentaysirtaha894
@haneentaysirtaha894 3 года назад
I miss those days I have lived in my country, I love this song that it is the most beautiful memories
@natieri2399
@natieri2399 2 года назад
Selam selam deki halalat ab Nati eri eba subscribe tehababeruna yehwatey mearey
@efremefata8702
@efremefata8702 4 года назад
ኪሮስ ኣስፋሃ ሓንቲ ጠለብ ነይራትኒ ከም ኣድናቒኻ መጠን እታ መክሰብ ዓለም ትብል ደርፍካ ብ subtitle ገይርካ ተትቕርበልና ክንደይ ደስ ምበለኒ ኣብዛ ደርፊ ዘለኒ ፍትወት ኪገልጾ ኣይክእልን' የ።
@magiorkidane8864
@magiorkidane8864 Год назад
ሕልናን ሓቅን ምስ ኪሮስ ጥራይ እያ ዘላ ❤❤❤❤❤❤ we love you ወዲ ኣስፋሃ
@nebyu2692
@nebyu2692 2 года назад
legendary music 🎶🎼
@mesafintking9086
@mesafintking9086 3 года назад
Kiros nay hmamey kulu gzi halwelna kiroseyyyyy shukorrrrr
@swiensahle6784
@swiensahle6784 3 года назад
ኢቲ ሓሪፍፍፍፍፍ ናይ ቀደም ፡ ናይ ሎሚ መምህር ኪሮስ ኣስፈሃ
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 2 года назад
ኪሮስ ፍቕሪ ኪሮስ ሃገር ኪሮስ ህይወት ኪሮስ ሓቂ ኪሮስ ኩሉ ነገር ኪሮስ ኣቦ ህዝቢ ኪሮስ በዓል ሕልና ኪሮስ ፈታዊ ኩሉ ካብ ሕቡእ ፍቕሪ ግሉጽ ተግሳጽ ይሐይሽ።❤️❤️❤️❤️❤️🤙❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏❤️🙏🙏❤️🙏❤️🙏👏🙏🙏👏💪🙏❤️❤️🙏👏🙏🙏👏🙏❤️🙏👏❤️❤️🙏❤️🙏
@Tesla291-
@Tesla291- 3 года назад
Kiros king live music 🇪🇷🥰🥰🥰🥰😎
@Seidkhalid_._
@Seidkhalid_._ 11 месяцев назад
When i listening kiros music ❤️ Remember my Brother 🥺🙏😓❤️😅
@harenakesete3628
@harenakesete3628 Год назад
Abo haki kirosey jgna
@user-vv6ut1cc7z
@user-vv6ut1cc7z 7 месяцев назад
Ane kmy kem zeleku zfelt ane tray iye😢😢😢😢😢😢😢😢
@shishaymahari8959
@shishaymahari8959 4 года назад
ኪሮስ ናይ ሙደይ ንበር ክበር ወዲ ህዝቢ. ......
@hophop8666
@hophop8666 4 года назад
Kiroseyy entay kwetso gn hji nay fkri derfi abikana aleka 💋💋💋💞💞💞💞💞
@LulyaLul
@LulyaLul 2 месяца назад
Old but gold, ❤❤❤
@merihtsegay2776
@merihtsegay2776 4 года назад
Kirosey❤️❤️❤️kemzi gerka derfka ternfo👍
@michaeltsegay8340
@michaeltsegay8340 Год назад
ኣሕ ትማሊ እወ ያከ 2011 እዛ ደርፊ ግን 🔥✊🏿️
@user-ff3sz6hb9u
@user-ff3sz6hb9u 3 года назад
Kiros king of Horn Africa
@danielkesete
@danielkesete 4 месяца назад
Kiros king 🤴 I love you 😍
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 2 года назад
ይኣክል ዘመናዊ ስዉር ባዕዳዊ መግዛእን ምምቅቃልን ኣፍሪቃን ህዝቢ ኣፍሪቃን!! PROUD ERITREAN Philosopher Enginner Doctor Zerit ኩሩዕ ኤርትራዊ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ጅማሪ ፋላሚ ዘይብረታዊ ሰለማዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን መቃቀልቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን ገዛእትን መዝመዝቲን ባህርያዊ ሃብቲ ጽጋታት ኣፍሪቃን:: ምልኪ ባዕዳውያን ገዛአቲ እፍሪቃ ይልገስ!! ንኣፍሪቃ ናጻ ካብ ባዕዳውያን ንምግባር ንሕና ኣፍሪቃዉያን የሕዋት ብሂወት ከለና ኣንጻር ባዕዳዉያን ገዛእቲ ስዉራት ገዛአቲ ኣፍሪቃ ንቃለስ:: ጽቡቕ ስራሕ ERI POWER God Bless Our Mother land Eritrea ዓለም ለካዊ ማሃንድስ ተማራማሪ ስነ ልቦናን ኢንጂነር ህንደሳ ብልሒ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ናይ መጀመርያ መራሒ ፈላሚ ሰውራ ዘይብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣንጻር ስዉር ባዕዳዊ መግእትን ምዝመዛን ኣፍሪቃ እዩ:: ኣነ ዶክተር ዘርትኢ ኣነ ተማራማሪ ስነ ልቦና ኣታባባዕን ሓዲሽ ፈላስፋ ናይ 21 ክፍለዘመን እየ:: ኣዛ ዓለም ዋላሃደ ደድንቆ ሰብ የለን:: ከምዚ ከማይ ንስለ ሓቂ ፥ ንስለ ፍትሒ ንስለ ሓርነት ወዲ ከይ እሰሩ ከይቅተሉ ከይፈርሑ ብትብዓት ሓቂ ድዛረቡ ግን የድንቅን የክብርን:: ኣነ ዶክተር ዘርኢት ኣነ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ሓዲሽ ተማራማሪ ፖለቲካን ስነ ልቦ ፈላስፋ ኮይነ ናይ ዝኮነ ይኩን ናይ ቀደም ፈለስፋታት ፍልስፍና ዘይክተል ናይ ባዕለይ ሓዲሽ ናተይ ናይ ባዕለይ ፍልስፍና ሓዲሽ ፍልስፍና ንምስዓር ባዕዳውያን ገዛእትን መዝመዝትን መቃቀልቲን ኣፍሪቃ ኣብ ብይታ ዘይብረታዊ ቃልሲ ዝቃለስ ደለኩ ሃዲሽህ ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዓለምና ተማራማሪ ስነ ልቦናን ፖለቲካ ህንድሳ ቢልሕን ተማራማርን ናይ ስነ ልቦናን ፖለቲካን ፈላስፋን አየ:: PROUD ERITREAN Philosopher Enginner Doctor Zerit ኩሩዕ ኤርትራዊ ፈላስፋ ኢንጂነር ዶክተር ዘርኢት ጅማሪ ፋላሚ ዘይብረታዊ ሰለማዊ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን መቃቀልቲ ህዝቢ ኣፍሪቃን ገዛእትን መዝመዝቲን ባህርያዊ ሃብቲ ጽጋታት ኣፍሪቃን:: ይኣክል ዘመናዊ ስዉር ባዕዳዊ መግዛእን ምምቅቃልን ኣፍሪቃን ህዝቢ ኣፍሪቃን!!
@robelyemane8472
@robelyemane8472 3 года назад
መዓት ወረ ምስ ኩሉ ሰብ ትኸይድ 01/07/2021
@evenezerasgedom6609
@evenezerasgedom6609 2 года назад
krios ab demay ateka beka nateka welfu koyne beka .you are ma best hero meglxiy senelka .
@andomnegasi9726
@andomnegasi9726 2 года назад
ኪሮስይ ኣቦ ሰላም ብልቢ ኣርቲስ ❤❤❤❤
@isakgebremikael9575
@isakgebremikael9575 4 года назад
እንዳ 12 ኣቁርደቼ ፍሉይ ትዝታ ምስ ኪሮስ ንበረልና ኪሮስ ዋይ ስደት ይመጽእዶ ንራከበሉ ጊዜ
Далее
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Как вам наши образы?🥰🥰🤍🤍
00:10
ДОКАЗАЛ ЧТО НЕ КАБЛУК #shorts
00:30
Eritrean music kiros asfaha-(kefkraye gena)
5:20
Просмотров 567 тыс.
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Просмотров 602 тыс.
Elsa Kidane,  Hayal Fiqri
6:50
Просмотров 1,9 млн
Как вам наши образы?🥰🥰🤍🤍
00:10