Тёмный

Know Thyself | Introvert or Extrovert 

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 68   
@user-cn5kq5en6i
@user-cn5kq5en6i 8 месяцев назад
ሕዉስ ኣይኮንኩን ንዝቀረበኒ ሰብ ግን ጽቡቅ ባህሪ እዩ ዘለኒ ፤የዕሩክ የብለይን ኣብ ስደት ምስ ሓደስቲ ሰባት ክላለ ዉን መደብ የብለይን ፤ስለ ወርቃዊ መደብካ ብልቢ የመስግን❤
@Zeben-fp7uq9gp5j
@Zeben-fp7uq9gp5j 8 месяцев назад
በይነይ ሙካን ዩ ደስ ዝብለኒ ጽሙዋ ብጣዕሚየ ዝፈቱ። ቁሙነገር ዝዛረብ ሰብ ካኣ ደስ ይብለኒ❤ ። Thank you
@hewangebrezgeabher3053
@hewangebrezgeabher3053 8 месяцев назад
በይንኻ ምዃን ፈጺምየ ዘይጸልኦ።ወላ ሰሙን ኣብ ገዛ በይነይ ክቕኒ ይኽእል እየ።i am an introvert😊
@xehayxdqi7928
@xehayxdqi7928 8 месяцев назад
ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ፡ በይንኻ ምካን ግዜ ኣለዎ ምስ ሰብ ምሕዋስ ውን ግዜ ኣለዎ ኣነ በይነይ ዝኸውን ንሰብ ኢለ እየ ! በይንኻ፡ዶ ባህ ይብለካ ዋላ ምስ ሰባት ? መልሲ ሀንለን 1 ኣነ ባህ ዝብለኒ ክልቲኡ እዩ ፡ ምኽንያቱ መጀመርታ በይነይ ብሓይሊ ኣምላኽ ንህይወተይ ይቆጻጸራ ይመልካ ናይ ሰላም ሰብ ምኻነይ ኣብ በይነይ የረጋግጸላ ካብ ኣምላክ ሰላም የምጽኣላ የጽግባ የለምልማ ፡ሽዑ ባዕላ ሰብ ትጠሚ ሰብ ክትርኢ ሰላም ክትብል ትደሊ ደሓር ድልየታ ፈሊጠ ናብ ሰብ ይሓውሳ ካብኡ መሊሰ ናይ ሰብ ፍቅሪ የጽግባ ብኸምዚ ናይ ልበይ ይነብር ኣነ ብዘይ ክልቲኡ ክነብር ኣይክእልን ፡ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ብሰንኪ ማዕበል ኣብ ህይወተይ ምትስኡ ክሳብ ዝዝሕል በይነይ ክኸውን ተገዲደ ማዕበል ምስ ዘሓለ ንሰብ ክርኢ ብናፍቆት ይጽበ ኣለኹ ። ምስ ወጻእኩ ግን ንየሕዋተይ ካብ ልበይ ብዝወጽእ ሰላም ፍቅርን ከጽግቦም እየ ንሶም ከኣ ከጽግቡኒ እዮም ሕጂ ግን ናይ ሰላምን ፍቅርን ነጋድይ እየ ኣርሒቀ ገይሸ ኣለኹ ብሰላም ሒዝካ ተመለስ በሉኒ የቀንየለይ 2 ኣብ ግዜ ድኻም ሓይለይ ዝመልሰለይ ሀ በይነይ ብጸሎት በይነይ ሓይለይ ዝመልሰለይ ድማ ! ብልበይ ዝናፍቆ ሃረር ዝብሎ ክሓስቦ ከለኹ ፍጹም ዘዕርፈኒ እዛ ዓለም ከተድክመኒ ከላ ሓድሽ ሓይሊ እንዳሃበ ዘውትር ዘሐድሰኒ ብተስፋኡ ዘጽግበኒ ብፍቅሩ ዘለምልመኒ ዓበይቲ ራእያት ኣብ ልበይ እንዳሰኣለ ዘሐጉሰኒ ዘደንቀኒ ድንቂ ገይሩ ዝፈጠረኒ ብሞቱ ንሞት ዝቕተለለይ ኣነ ውን ንሞት ረጊጸ ብዓቢይ ደስታ ክሪኦ ዝፈቀደለይ ኣምላኸይ መድሓኒተይ ኣምጻኢ ወሳዲ ህይወተይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ክቡር ሓወይ ክብሪ ንስሙ ይኹን !!! መጀመርታ ድካም ዝበሃል እንታይ እዩ ንዓይ ክነግረካ ፡ ስራሕ ኣይኮነን ፡ ትምህርቲ ኣይኮነን፡ ነገራት ኣይኮኑን ታይ ደኣ ሓሳብት እዮም !! ሕጂ ኣነ ኣብ ቅድመኻ እንተቆይመ ንስካ ተዛረብ ኣይትዛረብ ብዘየገድስ ንዓኻ ምስ ረኣኹካ ኣብ የእሙረይ ብቅልጡፍ ነቲ ዝርእዮ ሓሳባት ዝፈጥር ዝትርጉም ዘይረአ ኣካል ኣሎ እቶም ሓሳባት ኣሉታውያን ዘይብሱላት እንተኾይኖም ድካም ብድካም እየ ዝኸውን ከምዚ ኢለ ከለኹ ኣብ ስራሕ እንተሃልየ ከኣ ነቲ ስራሕ የጣብቀሉ ስራሕ ኣድኪሙና ይብል ኮታ ብዝያዳስ ንዓይ ኣሉታዊ ሃሳባት እዮም ዘድክሙኒ ካብቲ ብጉልበት ዝደኽሞ ኣብ ግዜ ድኻመይ ሓይለይ ዝመልሰለይ ፡ ሓይሊ ዘልዎ፡ ሓያል ኣምላክ፡ ዘይደክም ኣምላክ ፡ እየሱስ ክርስቶስ እዩ ' በይነይ ብጸሎት ክቡር ሓው ። ሕቶ ሓይሊ ማለት እንታይ ማለት እዩ ሓይሊ ረቂቅ ድዩ ግዙፍ ሓይሊ ካበይ ብኸመይ ይርከብ ቆዋሚ ሓይሊ ኣሎ ዶ? እንተኣሎ እንታይ እዩ ? ብዛዕባ እዚኦም መብርሂ ግበሩልና 3 ከመይ ዓይነት ዕላላት ይምስጠካ ! ሀ ዕሙቅ ዝበለ ኣብዛ ዓለምሲ ፍትሒ ኣሎዶ ትርጉም ናይ ምንባር እንታይ እዩ ኣብዚ ዓለም መጺና ዘለናስ እንታይ ክንገር ኢልና ኢና ብሓቂ ናይ ልበይ ረኺብካለይ 4 ሓሲብካን ሃዲእካን 'ዶ ትዛረብ = ለ ብታህዋኽ ሃዲአ እየ ዝዛረብ ግን ዘረባይ ዘህድእ ኣይኮነን ፡ገና ስለ ዘይሃዳእኩ ናይ ሓሳብ መርከበይ ብማዕበል ትናወጽ እያ ዘላ ገና ኣብ ባሕሪ ብሰላም ምንባር ይላመድ እየ ዘለኹ ብታህዋኽ እየ ዝዛረብ 5 ክንደይ የዕሩኽ ወይ ቀረብቲ ኣለዉኻ ? ለ/ ውሑዳት የዕሩኽ ግን የብለይን ምኽንያቱ ብግቡእ ምስ ነብሰይ ስለ ዘይዓረኽኩ ገና ንነፍሰይ ብሉጽ ዓርካ ኽከውን ይጽዕር ሰብኣይ ስጋይ እዩ ነፍሰይ ከኣ ሰበይተይ እያ ነዚኦም ኣሰማሚዐ ምንባር እዩ ዕላማይ ብዛዕባ እዞም ሰብኣይን ሰበይትን ብሰላምን ፍቅርን ዝነብሩሉ ምኽርን ትምህርትን እንተትህቡና ከኣ ጽቡቅ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው ስለቲ ዕሙቕ ዝበለ ርእይቶኻን ኣጠማምታኻን። ብርግጽ ከምቲ ኣብቲ ቪድዮ ዝበልኩዎ ካብ ናይ ክልቲኡ ባህሪ ክህልወና ይኽእል እዩ። ኣብዚ ሰፊሕ ጽሑፍካ ኣገላልጻኻን ኣጠቓቕማ ቃላትካ ብጣዕሚ ፈትየዮ። ኣብ መወዳእታ ዘምጻኻያ ነጥቢ ስጋና ሰብኣይ መንፈስና ድማ ሰበይቲ ትብል ነጥቢ ፡ ቅድሚ 15 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ምስ መምህረይ ዝገበርኩዎ ዕላል ኣዘኪርካኒ። ንሱ ህንዳዊ እዩ እምነቱ ክርስትያን ስለዘይኮነ ፡ ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ሃይማኖት ንካታዕ ኔርና። ሓደ መዓልቲ ብዛዕባ ኣዳምን ሄዋንን ሓንቲ ዘይርስዓ መግለጺ ሂቡኒ ፡ ሄዋን ማለት እቲ ስጋና ክኸውን ከሎ ኣዳም ማለት ድማ መንፈስና እዩ ዝብል'ዩ። ቅዱስ መጽሓፍ ብምስላ ስለዝምህረና ፡ ናይ ኣዳምን ሄዋንን ዛንታ ዛንታ ሰብኣይን ሰበይትን ዘይኮነስ ፡ ዛንታ ስጋን መንፈስን ፡ ናይ ዓለምን ናይ ኣምላኽን ምዃኑ እዩ ኣስፊሑ ገሊጹለይ። ዋላ'ኳ ተዘይተቐበልኩዎ ፡ እዛ ዝበልካኒ ግን ናብኡ መሊሳትኒ። ደጊመ ብጣዕሚ የመስግን!
@user-qu5ws6fi6n
@user-qu5ws6fi6n 8 месяцев назад
I take a deep breath after I have a conversation with my roommate and it's her who does all of the talking. I'm 100% an introvert.
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
Nice to meet my groupmate.
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 8 месяцев назад
It Depends where ? Who we may face or moments perhaps ? ከ ከም ኩነታቱን ግዜን ቦታን ፥ ዶ እኸውን አቀራርባናን አዘራርባናን ሕቶናን መልስናን ግበረመልስናን ? ምስ ሰራሕታኛን አስራሕን ሓላፍን/አዛዝን ተአዛዝን ...ወ ዘ ተረፈ ። ብፍላጥ ነብስኻ ተግልተሉ ግዜን ኩነታትን እውን እህሉ እዩ ። Self respect ? ስቕ ምባል እውን ሓደ ሓደ ግዜ የኽብር እኸውን እዩ ። Some -Sometimes try to defend themselves just by arguments . ምስ ዓብን ንእሽተይን ? ምስ ዝተማህረን ፣ ምስ ሰበይትኻን ምስ ሰብአይክን ። ከ ከም ኩነታቱ እዩ ዝኸውን አቀራርባና ። ሕውስ ሕውስ ፥ ጦብሎቕ ....ምስ ኩሉን አብ ኩሉን እንተ በዚሑ ኸአ ፥ ናትካን ዘይናትካ ቁም ነገርን ጸወታን ዘይፍለየሉ ግዜን ኩነታትን እህሉ እዩ ። ስለዝስ ቁሩብ ርግእ ልዝብ ኩርዕ ምባል የድልይ እኸውን እዩ መስለኒ ዝበዝሕ ሰብ ክናፍቐካን ክአምነካን።
@user-np8ro4bh4t
@user-np8ro4bh4t 2 месяца назад
For sure, anes kabtom ambivert zblakyuom eye
@ablelsolomon4873
@ablelsolomon4873 8 месяцев назад
All"ሀ" ሞሲባ ዳኣ ይብሃል ግሉል ኢየ ማለት ድዩ ! But it depends on the mood ኩሉ ግዜ ቁምነገረኛ ሙካን ካኣ ኣስልቻዊ ኢዩ መስለኒ ።
@user-nb8cy2tk5u
@user-nb8cy2tk5u 8 месяцев назад
ወለሓንቲ ንፈልጦ ጉዳይ የለን፡ተሓዊስና ዲና ደለና ተገሊልና ዚወሰድናዮ መጽናቲ የለን፡በጃኻ አበይ ኮን ንህሉ
@Love-ur-self-1st
@Love-ur-self-1st 8 месяцев назад
Thanks Aweta, ማራ ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ንነብስኻ ምስ ትፈልጥ አኻ ንሰብ ክትርዳእ ትኽእል።
@merhawitkesete7177
@merhawitkesete7177 8 месяцев назад
ኣነ ግሉል እየ ኣብ ኣገዳሲ ናይ ሓባር ግን ይሕወስ እየ❤
@user-oj5re1nm1c
@user-oj5re1nm1c 5 месяцев назад
Beyney eiye selam kae yrekb eiye:: welfi mexhaf bkemey atrikayo akaflena
@Mewarsti123
@Mewarsti123 8 месяцев назад
እዚኣ ኣርእስትስ ክብድ ኢላ እያ ምኽንያቱ, ብዙሓት ግሉላት ዝነበሩ ብጣዕሚ ሕዉሳት ዝኾኑ ይፈልጥ እየ ከምኡ ውን ብኣንጻሩ. ግሉል/ሕዉስ ዝገብሮ ንሰብ ናይተፈጥሮ ባህሪ ድዩ. ወይ ክኣ ኣተዓባብያ/ቦታ /ክኣልን, ንሰብ ባባህሪኡ ከምዚ እዩ ክትብሎ ክብድ ዝብል ይመስለኒ
@merhawitmehari5413
@merhawitmehari5413 8 месяцев назад
Ya Ane wn kemu khasb xenihe. Kebabikan ateababyan btaemi eyu zxelweka gn naturally zkone feeling alo ab wshtka kltiu ms zgeracho gn nabti ngziu keiqubeka zkl eka tkewn maletyu nabnet extrovert enkeleka kabdege bzuh xeqti ymexeka entekoynu tqyer eka.kemu kea introvert keleka ab hezaka selam entezeyele nab zeresaka neger ms sebat tray eka ktwiel tdeli so..haqki eki kbd ela eya .
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 8 месяцев назад
Btaemi Btaemi nfuat btaemi adnikekum azyu mehari nebska ktfelt zhgz tmhrti bhaki ketslo kem Eritreatrawyan meten ezi azyu hagazi eyu neana
@firstoflove6828
@firstoflove6828 8 месяцев назад
ኣነ ኣብ ኩለን ሀ እየ ማለት ግሉል እየ ። ግን ንዓይ ደስ እዩ ዝብለኒ ካብ ሰባት ግን ሰብ ኣይትፈቱን ኢኻ ምስጢራዊ ኢኻ በይንኻ ምኻን ጽብቅ ኣይኮነን ዝብል ርኢቶ ይመጸኒ እዩ ። ግን ሰብ ስለ ዝጸልእ ኣይኮንኩን በይነይ ዝኸውን እታ ግሉል ትብል ቃል ግን ከባድ እያ መስለኒ ። ጽብቅ መምዘኒ ይመስል ቀጽሎ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
ሰላም! ብጣዕሚ የመስግን። እዛ ግሉል'ሲ መግለጺ ስለዝሰኣንኩላ እምበር እቲ ኣበሃህላስ ናብ ኣሉታ ዝዛዘወ ይመስል።
@alazarberhe3109
@alazarberhe3109 8 месяцев назад
ኣነ ወላ ግሉል የ
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 8 месяцев назад
Thanksful teacher Awet. I appreciate you.
@aminehabtegergsh9278
@aminehabtegergsh9278 7 месяцев назад
Ane gulul eye 💡💡
@taameteclemariam155
@taameteclemariam155 8 месяцев назад
Ambivert means extrovert and introvert
@saliholove101
@saliholove101 8 месяцев назад
ተጎሊለ በሉ ኣነስ😂😂 ከምዚ እንተኾይኑ ደኣ ግና ብዙሓት ሰባት ውን ግሉል ምኻነይ የ ዝነግሩኒ
@biniam1467
@biniam1467 8 месяцев назад
ኣነ 100% ሀ ኮይነ ጸኒሐ።😅
@ELNAR93
@ELNAR93 8 месяцев назад
ኣነስ መግለጺ የብለይን ብጣዕሚ ሕጉስ ኢየ ብ ኣኹም ኣብ ምፍዋስ ሕብረተሰብና ትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ ቀሊል ኣይኮነን ጻማኹም፡ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ። ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ዳርጋ ኣዋርሕ ከይዱ ክጅምር ኢለ ኣመልኪተ ነረ ብዛዕባ ቪድዮ ኢዲትን መልሲ ግን ኣይረኸብኩን ዓወት ሓወይ ። ስለዚ ክምሃር መደብ ስለዘለኒ ሓበረታ ክትህበኒ ይላቦ የቐንየለይ። ርሑስ ኣውድኣመትን ሓድሽ ዓመትን 2024!
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓወይ ኣሜን!! ይቕሬታ ግበረልና ብቴክኒካዊ ጸገማት እዩ ክኸውን ዝኽእል። ሕጂ ኣብ ጥሪ ሓድሽ ስልጠናታት ክንጅምር ስለዝኾና ፡ በዛ ቁጽሪ ብ WhatsApp ብምጽሓፍ ተመዝገብ። +256707870242
@user-qd3lb7ii8z
@user-qd3lb7ii8z 8 месяцев назад
1.ለ 2.ለ 3.ሀ 4.ለ 5.ሀ እዛ ናተይ ደኣ ከመይ ያ ትከውን ዘላ ወይ ጉድ 😂😅 ዓዊታ ጽቡቅ መግለጺ ቀጽሎ ኢካ።
@natnaeghrimayreda6164
@natnaeghrimayreda6164 7 месяцев назад
Msay match 😂✌🏿✌🏿✌🏿
@munamunamohammed2454
@munamunamohammed2454 8 месяцев назад
Ab kulu he ye gn btaemi des u zbleni ab kulu hedu xemwa zelewo ye zfetu
@ERI168
@ERI168 8 месяцев назад
ኦል መልሰይ( ሀ )እዩ ።
@akberetafom7234
@akberetafom7234 8 месяцев назад
በይነይ ሙኳን ኣይጸልኦን እየ ግን ንዝመጹኒ ሰባት ጽቡቅ ባህሪ እዩ ዘለኒ.
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 8 месяцев назад
ጊደፍደኣ ሓሙሽትአን ናተይ ኢየን ማለት ጉሉል ኢየ።
@kibromkahsay5897
@kibromkahsay5897 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merihsolomon9958
@merihsolomon9958 8 месяцев назад
❤❤❤
@Kedena-89
@Kedena-89 8 месяцев назад
Good to see you beautiful couple I know you guys from Adikeih college
@temesgen7233
@temesgen7233 4 месяца назад
A 😮😁
@felixweigel7730
@felixweigel7730 8 месяцев назад
👍👍👍👍👍
@semharasmerom6371
@semharasmerom6371 8 месяцев назад
Thank you so much ❤❤❤
@halalabduletif5876
@halalabduletif5876 8 месяцев назад
Thanks brother ❤😊
@user-bk8mv9gq2i
@user-bk8mv9gq2i 8 месяцев назад
Nay bhaki xbuk tmhrti memhr Awet
@simonadhanom4362
@simonadhanom4362 7 месяцев назад
selam zhawey mas dika ktkxla mekexelta ayrekebkwan
@1tm253
@1tm253 8 месяцев назад
ሕውሰግሉል = Ambivert
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ሽም ሂብካያ "ሕውሰግሉል" ❤️
@NahomTadese-zu9fr
@NahomTadese-zu9fr 5 месяцев назад
Gulul eye
@user-wo1ch7rt6r
@user-wo1ch7rt6r 8 месяцев назад
1.ሀ 2.ሀ 3.ለ 4.ሀ 5.ሀ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
Ambivert ዶ ክንብላ ዋላ? ሓንቲ ጥራይ ኮይና።
@teklemariamzeluul7641
@teklemariamzeluul7641 8 месяцев назад
I went through some comments and most of the are introverts
@erimeasbbb2883
@erimeasbbb2883 7 месяцев назад
wall i aam sure u have trust Issuies or and has had ur heart broken befor!Ø=
@mussiegoytom
@mussiegoytom 8 месяцев назад
Gululu eye beteseb ✌️
@user-go7ni1bk6y
@user-go7ni1bk6y 6 месяцев назад
Glul iye ane bzuh gzie bwllqawi
@samrawitmlash7672
@samrawitmlash7672 7 месяцев назад
@matiwostesfay2963
@matiwostesfay2963 8 месяцев назад
ሀ 60% ለ 40 %
@user-rs4cx8rj7q
@user-rs4cx8rj7q 8 месяцев назад
ግሉል
@user-yz6ie5bp1m
@user-yz6ie5bp1m 8 месяцев назад
ሀ 100% ኮይነ ጸኒሐ
@meretasebene2081
@meretasebene2081 8 месяцев назад
40% he 60% Kea le koyne aleku kemey Dea ya zia
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
Ambivert ኢኻ ማለት እዩ!
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 8 месяцев назад
ኣታ U ኮይነን ኩለን ናተይ😂
@tesfay2687
@tesfay2687 8 месяцев назад
ambivert
@hiyab98
@hiyab98 8 месяцев назад
1u 2h 3u 4u 5u
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
Ambivert ዶ ክንብላ?
@hiyab98
@hiyab98 8 месяцев назад
​@@Hbri-vodcastI have heard this word for a second time, as I have a cousin who was born abroad and she told me that I am an ambivert person, however, I have never seen myself like that. From now on, I will accept it as if truth.
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
@@hiyab98 yeah there definitely are ambivert people, they are people nor they like or hate being with other people of course along side the other behaviour. The good thing is you know yourself which will clear the life puzzles.
@Kidane277
@Kidane277 8 месяцев назад
H 80% U 20%
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 месяцев назад
ናብ Ambivert ትቐርብ!
@merasweet3227
@merasweet3227 8 месяцев назад
1 ሀ 2 ሀ 3 ሀ 4 ሀ&ለ 5 ሀ
@saliholove101
@saliholove101 8 месяцев назад
ተጎሊለ በሉ ኣነስ😂😂 ከምዚ እንተኾይኑ ደኣ ግና ብዙሓት ሰባት ውን ግሉል ምኻነይ የ ዝነግሩኒ
@hailekahsay3452
@hailekahsay3452 8 месяцев назад
Далее
Personal Growth | Fixed or Growth
17:45
Просмотров 11 тыс.
ГИГАЧАД МЭЙКЕР В PLANTS VS ZOMBIES 2!
00:49
Cute
00:16
Просмотров 3,7 млн
Life Skills | Rule No 1
10:06
Просмотров 7 тыс.
Personal Growth | RAS
16:36
Просмотров 18 тыс.
Personal Growth | ንስኻ/ኺ ፍሉይ ኢኻ/ኺ!
17:43
Memory and Imagination (Tgrina Language)
5:53
Просмотров 80 тыс.
ስለምንታይ ኢና ዘይንቕየር?
15:29
Просмотров 42 тыс.
ሜሮንን መንእሰያትን
48:49
Просмотров 54 тыс.