Тёмный

LYE.tv - Gega Diyu PART 1 | ጌጋ ድዩ - New Eritrean Movie 2018 

54vbz
Подписаться 1,6 млн
Просмотров 586 тыс.
50% 1

#LYEtv #LoveYouErena #Eritrea #EritreanMovie #DRsweetJ
We love you Deqi Erena and we love what we do.
We are a production company. // Contact: hello@LYE.tv
Find us on Facebook : / lye.tv
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

13 дек 2018

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 581   
@user-dt6yj7bb7q
@user-dt6yj7bb7q 5 лет назад
ደቂ ኤሬዋኒ ሙቁራት ፋቱዉ እየ ዘብለኩም ዎገናተይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን አሕዋተይ
@angesomtadesse7267
@angesomtadesse7267 5 лет назад
Love you too habtey natey
@user-ps3ot1kb9n
@user-ps3ot1kb9n 5 лет назад
ሽኮርርር ፡ኣሜንንንንንንንንን
@lijbiniapperibini7702
@lijbiniapperibini7702 5 лет назад
We Love u to ma sis
@user-mj7tc7jr3d
@user-mj7tc7jr3d 5 лет назад
Esukum endikum xelaitina
@hagosberhe3664
@hagosberhe3664 5 лет назад
ንሕና ውን ፍትው ኢና ነብለኩም ተጋሩ ኣሕዋትና
@jerryappmedia-8504
@jerryappmedia-8504 5 лет назад
ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልና😘👌 መብሬ ብቻ ይኑር እንጂ የትም ይመቸኛል😘
@user-vp6yk9ee1v
@user-vp6yk9ee1v 5 лет назад
ጀሪ የሚካኤል ልጅ cefb
@azmeragebrehiwet3192
@azmeragebrehiwet3192 4 года назад
@@user-vp6yk9ee1v mileno
@jossiasli4516
@jossiasli4516 5 лет назад
Mebrye nay hmamey zeftu like agrxew 2019 amet fekri amete selam ygbrelna yhwat
@fruitsarelife148
@fruitsarelife148 5 лет назад
Nezya resah Film fetikaya, foo
@jossiasli4516
@jossiasli4516 5 лет назад
@@fruitsarelife148 ewe film fteyo meftaw malet temlto dika wey teflteyo diki
@niattekie1050
@niattekie1050 5 лет назад
Eza film nay mas eya eba ngorni
@mefronhabte9937
@mefronhabte9937 5 лет назад
ደረስቲ ሃገርና ዘበግስዎ ሃሳብን ድርሰትን ማራ ደስ ዝብልን ጽቡቅን ኢዩ ካብዚ ንላዕሊ ግን ኣይሓልፉን ኢዮም ! ስለምንታይ ከምዚ ትብል እንተ ኢልኩምኒይ ኣብ ክንዲ ነቲ ዘበግስዎ ሓሳብን ድርሰትን ብጉብእ ተገዲሶም ብግብሪ ኣሰኔም መሃርን መሳጥን ሰሓብን ክንዲ ዝገብሩዎ ! ኣብ ሸቀጥን ንህዝቢ ምዓሻውን ዚያዳ ይሰርሑ ንሩዱእ ነገር ጊዜ ይመጡን ሙዚቃ የብዙሑን (በዳሊ ወይ ሃሳዊ ኮይኑ ንዝዋሳእ ሰብ እቲ ተበዳሊ ባዕሉ እንዳ ፈለጠ ከምዝተሓባበሮ ይገብሩዎ ) ማለተይ ፎኪስ ሓሳብ ብዘይ ተቅም ነገር ከም ዝታለል ይገብሩዎ (ወይ እታ ኣፍቃሪት ወይ ኣፍቃሪ )ህድእ ኢሎም ከምዘይ ሰምዑን እርድኡን ይገብሩዎም እዚ ከኣ ነቲ ዘታልል ዕድል ንምሃብን ነቲ ደራሲ ከኣ ጊዘ ምንዋሕን ኢዩ ንተዓዛቢ ከኣ ምሽቃልን ምጭናቅን ኢዮም ዝሃስብዎ ከም ሪዲእተይ! እዚ ግን ንተዓዛቢ ማዕረ ክንዲይ ስሚዒቱ ከም ዝቀትሉዎን ዘሰልቺዎን ይርደኦም ዶ ይከውን እዚ ክብል ከለኩ ግን ክሎም ማለት ኣይኮነን ዚያዳ ግን ድሕሪ ( ኢሰያስ ጸጋይ )ዝራኣዩ ዘለዉ * ጌጋ ይክላኣለይ ሰሰናዩ
@abrisheykesibe4310
@abrisheykesibe4310 5 лет назад
Suq bel guhila entay ktebabu da bhgi teltel kblu alewom ezom resahat jeberit edom krekbwa eyom
@segensegen4242
@segensegen4242 5 лет назад
Mefron Habte really
@Filipos610
@Filipos610 5 лет назад
Xbuq astebhilka hawey👍
@mefronhabte9937
@mefronhabte9937 5 лет назад
merhawit Zeray ጋለቦይ ዘራይ ኣቦኪ ኣይቀጻዓክን ድዩ ኣንቲ ስዲይ
@teklitwelday1033
@teklitwelday1033 5 лет назад
@@abrisheykesibe4310 nsu ab snetbeb DEEP atyu hasabu yekrb alo! Nski gn " nexelay aqebluni qoiqi des eilun" gerkya 🤔🤔 entay eina ngebro wedey
@itisberry9207
@itisberry9207 5 лет назад
I am an African Brother here in America. I love this. Please extend our African movies to us all all over the world through subtitles. Slavery and misfortune has spread us apart, but the magnificent African Cinema industry can connect us together again.Keep up great work Sisters and Brothers. I also love Nigerian movies!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! KEEP IT UP!!!!! THE BEST!!!!
@merhawei8318
@merhawei8318 5 лет назад
Gepm Gell thanks a lot it’s nice to see those who are living in America UK etc show love ❤️☝️
@merhawei8318
@merhawei8318 5 лет назад
How did you understand this though 😂
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 лет назад
ባባ መብሬ ሓላል 😙 ንስኩም ዘለክምዎ ፊልም ሓሚቁ ኣይሓምቅን ዋላ ነቲ ሕማቅ ኢኩም ተመቅርዎ ።
@salihmahamed8739
@salihmahamed8739 5 лет назад
Nay bahaqi kema kbl dahasebuku qedimkni
@habenmsgna1957
@habenmsgna1957 5 лет назад
ትግስት ደላይት ፍቅርን ሰላምን nskum eba aytbeli nska belyo kolia eko eu keysemaki
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 5 лет назад
@@habenmsgna1957 ካሊእ ኣይኮነን ክንዲ ባባዬ ስለ ዝኮኑስ ንክብሪ እየ እንበር ካሊእ ኣይኮነን ። ንሶም ደማ ይሕጎሱ እንበር ቂር ኣይብሎምን ።
@malhabib357
@malhabib357 5 лет назад
Ya nay behaki
@bin5644
@bin5644 5 лет назад
ማራ ደዝ ዝብለኒ ዳኒ ሰብኣይ እዩ
@nanucliptips523
@nanucliptips523 5 лет назад
oh! my God ,,,kebdey hakife rieya....kab kemzi fetensi ,,,yehdhinena!
@fruitsarelife148
@fruitsarelife148 5 лет назад
Resah hizby koynna, amlak ketfiena haku
@fullpower1391
@fullpower1391 4 года назад
*እስከ ንመብሬ ላይክ ሃቡለይ*
@honorscore629
@honorscore629 5 лет назад
ናይ ብሓቂ ውድእቲ ፊሊም ኢያ እዚ ዘይለ ኣይኮንን ኣጆኩም ቀጽልዎ ካብ መጀመርትኡ መወዳእትኡ የርኤና ሞቪ ክኣ ብጣዕሚ ነዋሕ ኩሩብ እንተ ትውስኩሉ ኣዚዩ ዝበለጸ
@nahom2263
@nahom2263 5 лет назад
ስራሕኩም የኽብሮ እየ ኣብ ስነጥበብ ግና ኣብ ኩሉ ስረሓትካ ትድነቕ ማለት ኣይኮነን ካብቲ ብዙሕ ሕጹቕ ኣብዛ ሓንቲ ጌጋ ዝመሰለትኒ ርኢቶይ ክህብ፡ እዛ ጽቡቕ ድርሰትን ምውሳእን ዝተራእየላ ፊልም እያ እቲ ሓሳብ ምናልባት ዓቢ ሓሳብ ክኸውን ይኽእል እዩ ኣወዳድእኡ ምስ ዝጽብቕ እዚ ግን ብዙሕ ዘይተሓሰበሉ ነገራት ኣለዎ፡ ንኣብነት፥ ኣብቲ ሕብረተሰብ ዘሕድሮ ጽልዋ ወይ ዘመሓላልፎ ትምህርቲ ክልተ ኣሕዋት ንኽዋሰቡ ዝዕድም ብምኻኑ እሞ ድማ እቲ ኣብ ሞንጎ እቶም ዓበይትን ነኣሽቱን ዝተገብረ ክርክር እቶም ነኣሽቲ ምዕዋቶም ኣብ ዝቕጽል ወለዶ እንታይ ስእሊ ይሕድር? 2) ጌጋ ድዩ ኣርእስታ ጌጋ ከም ዘይኮነ ነጊርኩምና ነዓይ ግን ዓቢ ጌጋ ኢዩ ክልቲኦም ክምርዓዉ ምኽንያቱ ዝቕጽል ሓረግ ናይታ ስድራቤት ኣይተሓሰበሉን መዋስብትን ኣሕዋትን እቶም ስድራ ድማ ወለድን ሓማውትን፡ ቆልዑ ሃትነታትን ነዓዕልትን ሓወበታትን ኣኮታትን. ...... ዘይተሓሰበሉ ጉዳይ? 3) ሂወት ጉዳይ ሃይማኖት ኣልዒላ ክትምጉት መጎተ ኣቕሪባ ምንጻል ጥንሲ ፍቑድ ከም ዘይኮነ ንምርታዕ፡ ጠሪጣስ ተትሓንከለይ ዲዩ ዝተባህለ ሃይማኖት ጥሒሳ ናብ ሓዋ ተመርዕያስ ብሃይማኖት ሽፋን ድላያ ክትፍጽም? መጽናዕቲ ጎዲልዎ ብግቡእ መጽናዕቲ ዝተገብረሉ ኣይመሰለንን እሞ ድማ ክንድዚ ዘኣክል ሓሳብ?... ወዘተ ብዙሕ ክለዓል ይኽእል እዩ። # ሓሳብ ምዕራባውያ ኣንጻር ሃይማኖት ወይ ንካልእ ፕሮፖጋንዳ ኣብ ምዕራብ ዘተኣታተውዎ ነገራት ነዓና ክጸለውና የብሉን ነቲ ሕማቕ ናቶም ሓንቲ ኣይነትርፍን ኢና ነቲ ናቶም ጽቡቕ ግና ሓንቲ እውን ኣየልዓልናሉን ካብኣቶም ብዙሕ ንመሃሮ ንሃገርን ሕብረተሰብን ዝጠቅም ነገራት እናሃለዎም ናበይ ኢና ናብቲ ከክፍኡ ንጎዪ እንድዒ? N.B ሰነጥበብ ናይ ሓንቲ ሃገር ባህላን ባህልን እምነትን ናይ ሓንቲ ሃገር ዓቂቡ ክዕረ ዝግበኦ ነገራት ዘዕሪ ደኣ እንበር ባህልን እምነትን ናይ ሃገር ረጊጹ ብናይ ካልኦት ሃገራት ባህልን እምነትን ንኽትከይድ ኣስተምህሮን ፕሮፖጋንዳን ኣይገብርን እዩ ተላኢኹ እንተዘይኮይኑ ማለት እዩ ። ኣብ መወዳእታ እንተ ተኻኢሉ ምምሕያሻት ክግበረላ እንተ ዘይተኻኢሉ ድማ ስለ ክብርታትን መንነትን ሃገርን ህዝብን ክትብሉ ከምቲ ናይ ህዝቢ ኢና ንህዝቢ ከኣ ንሰርሕ መክሰብና ህዝቢ እዩ ትብልዎ ንክብርታቱ መንነቲን ክትብሉ ክታልዪልና ብትሕና የተሓሳስብ። የቀንየለይ
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 лет назад
ብጣዕሚ መስተውዓሊ
@nahom2263
@nahom2263 5 лет назад
Kbret yehbeley kbretey
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 5 лет назад
Eway kitinefie behaqi Derasi do konka eka
@AG-qm7be
@AG-qm7be 5 лет назад
ክብረት ይሃብካ ዓቢ ሰብ። እዚ ዝበልካዮ እዩ እቲ ሓቂ። እነ ብተወሳኪኽብሎ ዝደሊ፡ ንሳቶም ኣያልይዎን እዮም ስለዚ እቲ ዝዕዘብ ሰብ፡ ከምዚ ዓይነት ፍሊም ክርኢ ከሎ dislike ክብሎ ኣለዎ። እዚ ንባዕሉ ዓቢ ተቓውሞ እዩ።
@nahom2263
@nahom2263 5 лет назад
@@AG-qm7be ትኽክል ኣለኻ ክቡረይ ኤርትራ ህዝባ እንበር ባህላ ኣይተሰደደን ህዝቢ ሓደ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ ባህሊ ግን. ..? ሓሳብካ ቅቡልን ቅኑዕን እዩ ኣብ ጎኒ ባህልና ሕብረተሰብናን ከም ዘለና ነርእየሉ መግዲ dislike እዩ
@yonasfshaye2220
@yonasfshaye2220 5 лет назад
ባህልን እምነትን ጽባሕ አብዘይ ንዋጾ ጣዕሳ ይእቱ ምኽንያቱ ምዕራባውያን ባህሎምን እምነቶምን ምስ ገደፉ ዘመደይ የለን ወድን ጓልን ምምርዓው እውን ባህልን እምነትን እብዘይብሉ ነውሪ አይኮነን ቤተክርስትያናት ንማንም እንዳእካረዩ ባህሎም እውን ወዲተባዕታይ ሻንጥኡ ሒዙ ካብ ገዝኡ ንኽወጽእ አብቂዕዎ ስለዚ ባህልን እምነትን አብ ዘይብሉ ሰረት ዘይብሉ ጉዕዞ ባቡር ካብ ሐዲድ ምውጻእ ጥራይ እዩ !!!!! ፍቅሪ ይስዕር ክንብል ክአ ፍቅሪ ካብ እምነት ዝምንጩ ድአ እምበር ካብ ስምዒት ዝምንጩ አይመስለንን!!!
@user-lv3ji7pq1d
@user-lv3ji7pq1d 5 лет назад
ዋውውው ደስ ትብል ድራማ ዓባይ ድራማ ማሀሪት ዘድንቆ ነገር አዘራርባ ድራማ ብጣዕሚ ዝስሕብ ዋውው ቢየ ለሁ ድማ ዝብሎ ጌጋ ናይ ወላዲ ኢዩ ።
@user-nd6bp7ys3x
@user-nd6bp7ys3x 5 лет назад
ብሩኽ ሓድሽ ኣመት የሕዋት።
@menyeane5289
@menyeane5289 5 лет назад
Atum kedamay xihehfe like habuni happy new years kea
@samitekia8631
@samitekia8631 5 лет назад
Kla sik bel entay emo kedamay texahafka ba
@atageltitaffere5554
@atageltitaffere5554 5 лет назад
ብሓቂ film ይርኢ እሞ፡ከምዛ ፊልም እዚኣ ኣይመቀረንን ኣይሰሓበንን ፍልይ ዝበለት እያ ንዓይ ፡pleas like habuley,
@user-ps3ot1kb9n
@user-ps3ot1kb9n 5 лет назад
ብቀደሙ ኣብ ሐደ መደቀሲ ወድን ጓልን ክድቅሱ ኣይግባእን ዩ ዋላ የሕዋት ይኩኑ፡ክንደይ ጸገም ድዩ ዘጋንፍ ዘሎ።
@user-hq2re9rb7k
@user-hq2re9rb7k 5 лет назад
WE Love kkk bel kem kebro kubkub abilwa
@meratv618
@meratv618 5 лет назад
Kkkkkk yigermeka eu
@user-ps3ot1kb9n
@user-ps3ot1kb9n 5 лет назад
@@user-hq2re9rb7k kkkkkkk እንተሒሽዎም ሲ
@mebrie8968
@mebrie8968 5 лет назад
@@user-ps3ot1kb9n Abey dika Abika ab eritrea do aykonkan ms yehwatka mdkas entay xegem alewo ab hade niedi dekisna ms yehwatna endina Abina gn xegem Ayemxealnan
@user-ps3ot1kb9n
@user-ps3ot1kb9n 5 лет назад
@@mebrie8968 ይፈልጥ ክንደይ ፍቅርን ሕውነትን ውን ነይሩ፡ግን ኣይትረስዕ ክንደይ ዝተሰትረ ነገር ኣሎ፡ብሑቡእ ውላዶም ዝዓበዩ፡፡ካብ ኣቦኣን ካብ ሐወን ዝወለዶኦ ወለደን ሰቲረሞን ፡ጓል ኣይኮነትን ኢላ ትምለስ ሞ እድብቲ ክንሳ ዳሐር ግን ክንደይ ሐቂ ብወራዙት ተሰቲሩ ነቲ ባህልና ንምክባር ብቲሒም ትሒም ይሐልፍ።
@sirakhawihenok2443
@sirakhawihenok2443 5 лет назад
Wowww nay bahaki maharit part 2 bhankewta knxbeya ina 😍🙏🇪🇷❤👏👏👏
@mbts525
@mbts525 5 лет назад
እዚ ከምዚ ዓይነት ፡ኣብ ጭዋ ህዝብና ከምዚ ዓይነት ኣብ ሕብረተሰብና የለን ፡ዘይ ባህልናን ዘይ እምነትናን፡ብእግዚኣብሔር ድማ መቅጻዕቲ ኣለዎ ፍርዱውን ከቢድ እዩ።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 лет назад
@Yemane Tekle Esu Mis Bahil Zitetahahaze Eyu Hitetelu Echa Nimtay.
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 лет назад
@Yemane Tekle nay Seti Hawi Maletey Eye. Qedem Eti Hawi Entemetu Dequ Kayebeye Eta-sebeyti Kalie Kaytimro Way Kan Deqa Katabiya Elom Hamuta Yemriwuwa Yibahal. Entezey Tegagiye Anewin Biziqereba Gize Eye Semieya
@selamnkulu9497
@selamnkulu9497 5 лет назад
@Yemane Tekle ezi tblo zela kabzi treyo zeleka btaemi zqlele eyu hawey
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 5 лет назад
@Yemane Tekle ok sorry
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 лет назад
Serihna kiblus bzuh ygageyu alewu.
@Wegihu0753
@Wegihu0753 5 лет назад
Kela Asmerino azrkirkumuna yaki 🤩❤✅ ERNA for Over 🇪🇷
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
*ቀዳማይ like ኣግርጭው much love ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ እዚ ረጌን የማነ ዝባሃል ደርፊ ኣለዎ'ዶ????*
@user-sw5cr8ul6r
@user-sw5cr8ul6r 5 лет назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ኣታ ከመይ ምስ ባቡር ተጋጮ ካን ኣኺልካ like kitlmin
@mussietn1966
@mussietn1966 5 лет назад
@@user-sw5cr8ul6r *ህበይ*
@israelberekat974
@israelberekat974 5 лет назад
Arku ane bratheru ye abzi kereba ewan kzrgh u zarkey
@user-sw5cr8ul6r
@user-sw5cr8ul6r 5 лет назад
መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም ዋዓግ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 5 лет назад
ዳኒ ሽኮር
@tesfalemmengistab7377
@tesfalemmengistab7377 5 лет назад
wowow i like the idea, nay b haqi kebid iu kab msaka ab hade geza zabeye . gnn xbuq srah qexlwo deqi Erena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
@fruitsarelife148
@fruitsarelife148 5 лет назад
Fooo tay xubuk srah dea resahat
@GualEri13
@GualEri13 5 лет назад
Tesfalem Mengistab You must be sick
@tesfalemmengistab7377
@tesfalemmengistab7377 5 лет назад
@@GualEri13 😂😂😂 no I'm not!!! don't worry I'm ok !! but WAY did you say that ?🙄
@hfjtjrhfhfuf7680
@hfjtjrhfhfuf7680 5 лет назад
Waw yamral
@hfjtjrhfhfuf7680
@hfjtjrhfhfuf7680 5 лет назад
Waw yamral
@abdoidiris6470
@abdoidiris6470 5 лет назад
በጃኩም ካብ ሃይሞናትንን ባህልናንን ኣይትውጹኡ በጃኩም፡በጃኩም ።ገንዘብ ክትበልዑ ክትብሉ ባህልናን ሃይሞኖትናን ኣትብልዕዎ ።
@cserfwer7699
@cserfwer7699 2 года назад
ባሓቂ🥰🥰🥰
@ne21imariam
@ne21imariam Год назад
ጽቡቅ እንዲኻ ዘለኻ ግን ስለ ዘጋጥም እዩ
@habendaniel6302
@habendaniel6302 5 лет назад
Wwwwwwww really good movies deqi eri skorrnntt i love you
@user-tr9xc7wu6i
@user-tr9xc7wu6i 5 лет назад
Yes.... gega eyu 100% Ezi bhaymanotnan bhibrete sebnan gega yu!!! Atum sebat kab kemzi yedhinena amlak
@user-vd2dk5un5c
@user-vd2dk5un5c 5 лет назад
ጥቕሲ ዶ ምሃብካኒ ሮበል ካብ እምነትካ መጽሓፍ ቅዱስ ትኣምን ተኾንካ፡ ዋላ እቶም ሰብኣይን ሰበይትን ጌሮሞ ዘለዉ ጌጋ እዩ። ካብ ሒማኦም ተፋቲሖም እዮም ተኣታትዮም ፍትሕ ድማ ኣይፍቀድን።
@habtewoldemariam1077
@habtewoldemariam1077 5 лет назад
Amen
@robelt9673
@robelt9673 5 лет назад
Btaemi kabzen zreakuwon filmtat adnikiya kulu sraha great
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
ኣይረድ ካብ ን ሓብትካ ብዓይኒ ፍቅሪ ምጥማት የድሕነና ባእ ሕስብ ተበልካዮስ ጸገም እዪ ን ሓብትካ በስማኣብ
@johnfsahaye3295
@johnfsahaye3295 5 лет назад
Samsom Samsom bkemey ahwat koynom dea ahwat deykonu bea zarkeyy mearey
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 лет назад
@@johnfsahaye3295 sorry abti felema yehwat mesilomni eye . eziom gn bhade abyom sgawi hwnet yeblomn ezi da ymraw ydrawu mber nhmto do hto
@banaentertainment3891
@banaentertainment3891 5 лет назад
Danke lye erna ❤️
@dawitwedikonie9123
@dawitwedikonie9123 5 лет назад
Gutt sein Danke sehr schön Film
@mehariandemikal108
@mehariandemikal108 5 лет назад
ፈጝስ መኣሰርቲ ኮ ክውሕደኪ ሓውኪ ሓንቲጻሕሊ በሊዕኩም ዓቢኩም ሕውነት ኣይኮነን ብጻይንት ከማን ኣይትዳፋፈርን
@user-wp8qg4fj6q
@user-wp8qg4fj6q 5 лет назад
ደረስቲ ሃገርና ኣናብስ ኢኹም ቦታ ሲኢንኩም እንበር ኣጆኹም በርትዑ ኩቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልም
@tedrosweldegergs9339
@tedrosweldegergs9339 2 года назад
God blessed deki eriy
@melschzomuy3569
@melschzomuy3569 5 лет назад
Uuyyyy mebrie arigu, antum dmsusat ertriyawyan. Antetekakialu ba admey kihbeka mebrie hayet
@edenyared8233
@edenyared8233 5 лет назад
ezi dani s kulu gza Chnkiat. Teray kounu zesrih. Ewyyy hawey
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 5 лет назад
Entay ke dea kab kambala terizomo dyom nab Eritrea? ??
@asmaytsyum9615
@asmaytsyum9615 5 лет назад
ዋላ ካኣ ኣሕዋት ኣይኩኑ ግን ኣደን ጋልን ናብ ኣቦን ወድን ብስማም ብጣዕሚ ጌጋ
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
ቀደምሲ ኣብዚ ኮመንቲ ዉርድ ኢልካ እንተንበብካ ብዙሕዘዕግብ ሪኢቶታት ነንብብ ኔርና ኣብዚ ዓመን ክልተ ዓመት ግን በቃ ላይክ ሃቡኒ ላይክ ኣጥሙኒ ቀዳማይ ጽሒፈ ቀዲምኩሙኒ ገለ በጃኹም ርኢቶ ኢዩ ንስነጥበባውያን ዘድልዮም ሱቕ ኢልኩም ቆሎ ጥጥቖ ኣይትጽሓፉ
@user-yk1lw2bx9r
@user-yk1lw2bx9r 5 лет назад
Kemzi kemaka lebam dea rieyto eyu zhb.
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
@@user-yk1lw2bx9r ትሕሽዮ ድኣ የቐኔለይ በሊ
@fifiyedengelmaryamlijeney1375
@fifiyedengelmaryamlijeney1375 5 лет назад
hakika eka bunte gele u werdiwom zelo gunfat
@Natna_entertainment22
@Natna_entertainment22 5 лет назад
ክክክክክ ትኽክል ወላ ነዓይ ማራ ያ ትገርመኒ ፡ like ዶ ኮመንተይ ተንብብ ዘለካ ዕድመን ጥዕናን ዶ ጂኒ ዒፍሪት ዶ ባእ
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
@@Natna_entertainment22 ክክክክክክክክ
@biniamteklu7084
@biniamteklu7084 5 лет назад
nay bhakie dasetieblie film mebrie mhgoseay 😎😎😎😎😎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robelsolomon4017
@robelsolomon4017 5 лет назад
Azeya mesatit betami des bealit azya meharit mesatit 🖼🤝👍👍👍😍😍
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 лет назад
*LYE. TV* film kab zeytsedulna newih koynu bzkone ankae dehan mexakum
@saye9sm470
@saye9sm470 5 лет назад
ከምዚኣ Film የለን Eway ውድእቲ ናይ ብሓቂ ፍልይቲ Movie
@M.mehari884
@M.mehari884 5 лет назад
ሎሚ ናይ ሓድሽ ዓምት ጽፊዒት ተቀይሩ እዩ like ገርኩም ጽፉዑኒ ኣነ ከኣ ክጸፍዓኩም እየ Happy Merry Christmas & Happy New Year 2019!!!
@aklieumefthkulu2051
@aklieumefthkulu2051 5 лет назад
Wawwww deki arey enkae bselam mexakumna nhna ka moral nhab zemena tgbero hadsh amet
@zeyferesuzgalbbieza4752
@zeyferesuzgalbbieza4752 5 лет назад
btaemi meharit film eya
@samrisfb1214
@samrisfb1214 5 лет назад
ኣሰይይይ ምሉእ ፊልም ካብ ዘይ ንርኢ ክንደይ ኮይኑ ጸኒሑ welcome እስከ
@SidIfwe
@SidIfwe 4 года назад
Hi samri
@awetgerie4486
@awetgerie4486 5 лет назад
seb kgfae zeykieleley nebsey nebie ms eza kolia 😭 like eba habuni kea tegedefeni ezi mdfnaq 😌
@fullpower1391
@fullpower1391 4 года назад
*I love you deqi Erey love you so much*
@KebromNegasi
@KebromNegasi 5 лет назад
Wwww very nice movie bteami xbeqti
@teweldeemha8247
@teweldeemha8247 8 месяцев назад
ሜን አዩ ከምዝ ከማይ ካብ tiktok riu 🏃‍♀️🏃‍♀️🏃‍♀️ዝመጸ 😂😂😂😂
@mamalekumamaleku8785
@mamalekumamaleku8785 5 лет назад
Wawww ezi film mara teamet eya ketslwa ekum
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 5 лет назад
ኣንታ ሓደ ወዲ ሓወቦይስ ከምዚኣ ዩ ገይሩ .እዞም ወለዲ ተፈላልዮም ዞም ቆንዑ ብሓደ ይነብሩ ኣለዉ ግን ዘሕዝን ነገርስ ቆልዓ ኣይኮነሎምን ይወልዱ ዓመት ምስ ገበረ ይመውት
@dan559
@dan559 5 лет назад
ጋል ቓሺ ኣድኛ right 100%
@KhanKhan-qq2wp
@KhanKhan-qq2wp Год назад
😢
@iamdictatoreseyasaforqieas7181
ተባዕታይ ፊልም ዘዕግብ ትሕዝቶ ካብ ኩሉ ዘለዋ ንውሓት ግዜ ማራ አየ ተሓቢነላ
@KISANETGALERI
@KISANETGALERI 5 лет назад
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ዞም ባህልና ባህልና ትብሉ ኣብ ኮመንት ጭዋታት ክትኮኑ ትፍትኑ መን ኣሎ እዩ ካባኻቱም ባህሉ ኣኽቢሩ ዝነብር እቶም ኣወዳት ካብ እዝንኹም ክሳብ ስረ ሜክኣብ እተን ኣዋልድ ካብ መስተ ክሳብ ክዳን መን እዩ ንመን ክምካሓሉ መጀመርያ ንብስኹም ፈትሹ ወዳሓንኩም
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 5 лет назад
Nisiki ke yiwehatelqi kab hawuki kitensi ezi tibliyo zeleki kea yifelale eyu
@user-vd2dk5un5c
@user-vd2dk5un5c 5 лет назад
ብራቮ ባህሊ ወይ ኩሉ ምኽባሩዩ ወይ ድማ ምጽማሙ ንምንታይ ኣብ መውስቦ ብጺሕና ጥራሕ ባህሊ ንዝክር
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 5 лет назад
@@user-vd2dk5un5c simani hawey natey ezi mis behali tiray aykonen zeteasasir bi amlak wun gega eyu emo kea kab hafitika qurub bifilay Christian Orthodox ente konka malet eyu
@user-vd2dk5un5c
@user-vd2dk5un5c 5 лет назад
@@samuelgebrebrhan8775 ሓፍቱ መዓስ ኮይና ጓል ሰይቲ ኣብኡ እያኮ
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 5 лет назад
@@user-vd2dk5un5c gin ko diro etom abon aden hade koynom eyom yehiwat wun welidomulom slezi siga koynom eyom
@user-ep8uq6yj8p
@user-ep8uq6yj8p 5 лет назад
Wow nic job weghenatey
@akilewadieri7601
@akilewadieri7601 5 лет назад
O fetari kulu alem kab kemzi aynet fetene sewrena Amen!!!
@lwambahta2841
@lwambahta2841 5 лет назад
Ewayyy ajmamrasi ketafreh baba mabra dalwa fikri da tafia ayetafena enbar blebi kaf alwa 👍
@haniboy4573
@haniboy4573 5 лет назад
Betami xebketi film gen keytwdea enda ferhku ey rieya ab keltefkum amxulna please 😘☺️
@user-vm9os3lj5t
@user-vm9os3lj5t 5 лет назад
አይረአክዋይ ግን መብሪየ ሰለ ዘሎ Lkie ጥወቅ ማራ እየ ዝፈቲዩ
@hermonweldmichael84
@hermonweldmichael84 5 лет назад
Welcome
@negakidane5309
@negakidane5309 5 лет назад
ክክክክክክክክክ ኣታ እዛ ወዲ ከምዚኣ ገራ ንሓፍታ ኣጥኒሳ እባ እያ ሃዲማ ክክክክክክክክክክክክክክ ዕላል
@user-hq2re9rb7k
@user-hq2re9rb7k 5 лет назад
Nega Kidane .kkk sahak moyte dye gele emo abzi ka meratu hadima
@meratv618
@meratv618 5 лет назад
Ata ezi eko fliem eu entay ekum me hiwetu tetaasasruwo
@user-hq2re9rb7k
@user-hq2re9rb7k 5 лет назад
Merhawi Yemane hawey anes ne jok iye hasibeyo so sorry marey
@filiwk9826
@filiwk9826 5 лет назад
Wawwww what a movie I can't stop to watch part 2
@mussietes5115
@mussietes5115 5 лет назад
Wow azya meharit Film
@abrahamafewerkikingafrika1585
@abrahamafewerkikingafrika1585 5 лет назад
Wellcome deki erey na hadshom zfotawo like habuni bitte
@fruitsarelife148
@fruitsarelife148 5 лет назад
Sheytan zkonet Film
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 5 лет назад
Willkommen daq erayyy tenafaqti
@sette.7151
@sette.7151 5 лет назад
Nice xibukat fteret ata zasebay zelewa film yexelileni
@fithauwighile3400
@fithauwighile3400 5 лет назад
ኣጆኻ ዳኒ ኣስሊ ኣይትሕመቅ ሓብትካ ኣይኮነትን ምክንያቱ ነቦካ ኢያ ጋል ሰበይቱ ምፍቃርኩም ካኣ ነውሪ የብሉን
@aaronfcb4798
@aaronfcb4798 5 лет назад
Well come deki Eri 🇪🇷
@hutoalni522
@hutoalni522 5 лет назад
ዘሌዋውያን 18 (Leviticus) 9፤ ሕፍረት ሓብትኻ ኣይትቕላዕ፡ ጓል ኣቦኻ ወይ ጓል ኣዴኻ፡ ኣብ ቤት እተወልደት ወይ ኣብ ግዳም እተወልደት፡ ሕፍረት ኣይትቕላዕ።
@merry12sweet3
@merry12sweet3 5 лет назад
Hiwet ati newuram demo fetari afish molto tsadeblesh sidi
@selamselam70
@selamselam70 5 лет назад
Btami hmak drset gega dyu kabzi nlali gega mo entay alo . Aden galn nab abon wedin newri
@Fache.
@Fache. 5 лет назад
kemza film ayshyafkun nya kumnager wdeti movie
@samrisamri7940
@samrisamri7940 2 года назад
Ewayie mussi hawyie aki alime godalo edya emo Effffffffff 😭😭😭😭😭
@mili1656
@mili1656 5 лет назад
Waw appallinig job
@tesfaxbahmekeretalem4409
@tesfaxbahmekeretalem4409 5 лет назад
Willkommen deki erey teamir film geleaynet
@tesfaykehsay7098
@tesfaykehsay7098 Год назад
Merhab 💖👈🏽
@amankidane5384
@amankidane5384 5 лет назад
Abezi lo filim Danke deki are
@basiloshabtom3682
@basiloshabtom3682 5 лет назад
Kab nay Eritrea film kabten top 10 mehabkuwa bkulu negerata kab kulu bzuh tmirti zehazelet film top n DR Sweet J
@sefujabir5192
@sefujabir5192 5 лет назад
Ebaaaaaah mebrie kedagma u aile xenihe geza mis axewe
@fanielatoy9445
@fanielatoy9445 5 лет назад
Wawww waww waww fantastic idea. 🤟🙏
@weynimuluberhan7196
@weynimuluberhan7196 5 лет назад
Uffffff betami gega o amlak kabzi mehrena
@user-gl8dx7kz8l
@user-gl8dx7kz8l 5 лет назад
አሕዋት እኮ አይኮንኩሙን ዘሎን ዝነበረን እዮ ምክንያቱ ንሱ ወዲ ካልእ ንሳ ከዓ ጓል ካልእ እያ ሰለዚ ልሙድ እዮ አብ ትግርኛ ተዛረብቲ
@marsamanuel6502
@marsamanuel6502 5 лет назад
Wwwww gele aynet move hadsh ke
@johnmanunitedreddevel1856
@johnmanunitedreddevel1856 5 лет назад
Schweya eta merkus agdiatkum eta nayi mebye ne mebrye zefoteu like katgbru bejakum
@yonaskahsay8689
@yonaskahsay8689 5 лет назад
Welcome back deqi erey like eske yehwat 👈❤️
@nevergaveup7249
@nevergaveup7249 5 лет назад
I really like the actress I hop end well mean not other movie
@user-ky5mq7yf1e
@user-ky5mq7yf1e 5 лет назад
Waw tebaetay
@user-ll3ns2qf5q
@user-ll3ns2qf5q 5 лет назад
Pow abzi behlka film chela wa
@cherhistudio2972
@cherhistudio2972 5 лет назад
Amet nay girl friend eyu lomi like eba agurecheweni
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 5 лет назад
ጌጋ ኣሎዎ ፍልምኹም ብአይወገን
@user-ry4nw6ix3q
@user-ry4nw6ix3q 5 лет назад
ፊልማትና ናበይ ገጹዩ
@glorytogod7846
@glorytogod7846 5 лет назад
Wey shigr Kemzi ka lo u nezi riye mo temesgen tray ye kbl zeleni
@danielwiki6795
@danielwiki6795 5 лет назад
Nice
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 5 лет назад
ባባ መብሬስ እንቃዕ ተዋሳኣይ ኮንካ ተዉህቦካ ቡልኪዕ ዘለለካ ሰቡኣይ ንብስካ ደልካ ረኪቡካያ ንወድካ ዲኣ ንዓካ የማስሎ እምበር.
@filmonmichael3984
@filmonmichael3984 5 лет назад
Kkkkkkk
@vnvv3454
@vnvv3454 5 лет назад
Wwwwwwwww👍👍👍👍👍
@gualmassawa3288
@gualmassawa3288 5 лет назад
Aeeeee Ezias gega eya behansab abikum malet yehewat ekum netom na'ashetu yehwatkum kethasbelom yegbeakum neru gen Menalbat behansab tezeyteabu nerkum ........esu wen kebid eu..........
@Merana10632
@Merana10632 5 лет назад
Waw meharit and amezing film
@awetgerie4486
@awetgerie4486 5 лет назад
powww tebeatay film dldul
@almazalmiye4335
@almazalmiye4335 5 лет назад
Yigerm u 😢😢😢
@mommommissyou1796
@mommommissyou1796 5 лет назад
ኣሪፍ ነው
@jbgchannel6533
@jbgchannel6533 5 лет назад
Temesgen ብልኽዕ ባህሪ ናይ ኤርትራዊ ኣንጸባሪቑዋ፡፡እንታይ ገዲሱኒ፡ ነኣይ ኣይምልከትን ዩ ነርክበሉ ፡ዓበይቲ ኢዮም ገለ መለ።ጡስጡስ፨።
@ertreangtmigedicht1776
@ertreangtmigedicht1776 5 лет назад
wawww geil Film machen sie weiter
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 лет назад
Wawwwww sekarenatat yehwat enka beslam maxkum baba mabre sekar keaf alkum edman tenann yehbkom faxare
@Sylvanakorean
@Sylvanakorean Год назад
keriekom iye dehar
@user-sn6ny4br7i
@user-sn6ny4br7i 5 лет назад
Nay bihaki meharit sehabit, azenagai xifuf srah
Далее
LABARINA SEASON 9 EPISODE 5
1:13:25
Просмотров 218 тыс.
g-squad assembles (skibidi toilet 74)
00:46
Просмотров 10 млн
Which bus driver am I?🚌
00:13
Просмотров 1,5 млн
LYE.tv - Edl | ዕድል - New Eritrean Movie 2016
1:23:36
New Eritrean Movie  (Seb B Seb  Part 1) 2017
1:02:02
Просмотров 93 тыс.
Девочки,жиза?😂инст: sarkison7
0:19