Тёмный

MaEzer Semay Tv and Radio Network : ቃለ መጠይቕ ምስ ኣሴር ረዳ 3ይ ክፋል 

MaEzer Semay TV and Radio Network
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people
and its surrounding nations.​

Развлечения

Опубликовано:

 

27 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 99   
@rloveshaki
@rloveshaki 5 лет назад
ዋው ዋዉ ኽብሪ ንኣምላኽ ከመይ ንዉሽጥኻ ዘርስርስ ሓቂ‼ ንሓቂ መን የሕምቓ፧ ንሓቂ መን ይዓብጣ፧ ንሓቂ መን ይስዉራ፧ ንሓቂ መን ከጥፍኣ ይኽእል፧ ከቶ ወለሓደ‼ ኣሼር ሓወይ ጐይታ ይባርኽካ፣ ከምኡ`ውን ወንጌላዊ ሳሚ ሓወይ ተባረኽ።
@rahelyohannes9558
@rahelyohannes9558 5 лет назад
Azika tebarek Asher hawuna endazorka aeriyo ezi timhrti btaemi sidi kedu eyu zelo! God bless all! Holland mixena 🙏
@amangher2931
@amangher2931 5 лет назад
አሸር ሐወይ ነዞም ዝጠፉኡ አሕዋትና ምምላስ ክኮነሎም እዚ ትምርቲ እዚ ነአሽቱ ይሕዋትና አባላሹ አሎ ነቲ ትምርቶም ብትምርቲ ክርስቶስ ጌርካ ይዐርዮም ተባረከለይ!!!!
@Eagle1503
@Eagle1503 5 лет назад
ኣሸር ሓውና እግዛብሄር ይመስገን ስለቲ ጎይታ ኣብ ሂወትካ ዘቀመጦ ፍልጠት ሓቂን ፣ ዘሎካ ቅንኣትን ትብኣትን ። ተባረክ
@fevenberhe8405
@fevenberhe8405 5 лет назад
ዋዉ ክብሪ ንኣምላኽ ሳምሶም ሓዉና ከምኡ ዉን ኣሴር እግዝኣብሄር ይቫርኽኩም ኣዝዩ ሃናጺ ዝኾነ መደብ እዩ ሳምሶም ሓወይ ክብለካ ዝደሊ እዚ ትምህርቲ ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ኩሉ ሰብ ድማ መሊሱ ክጥቀም ነዚ ሓቒ ዝምህሩ መማህራን ቓለ ምሕተት ክትገብር መሊሰ እላቦ. እዚ ክብል ከለኹ ግን ጎቦ ጎቦ ጌሮም ዝምህሩ ካብቲ ዝበርሃሎም ሓቒሲ ሕዉነት ዘፍቕሩ መማህራን ማለተይ ኣይኮንኩን. እንታይ ድኣ ካብ ሕዉነትሲ ንሓቒ ዘኽብሩን ዘፍቕሩን ከም ሓዉና ኣሴር ማለተይ እየ እግዝኣብሄ ይባርኽካ።
@samsontesfay1
@samsontesfay1 5 лет назад
ጽቡቕ ቃል። ኣዕጢቕክኒ ፈቨን ብርኽቲ! ከም፡ፍቓድ ኣምላኽ ክንገብሮ ኢና።
@ephremmengistu6990
@ephremmengistu6990 5 лет назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመንካ ይባርክ ብጣዕሚ ኣገዳሲን እዋናውን ትምህርቲ እዩ:: እግዚኣብሄር ምንጩ ይድፈኖ
@misghinashishay5764
@misghinashishay5764 5 лет назад
Wawwwwww praise God amlak bubuzuh yibarkum asher & sami silezi grum zikone timhrti
@Haki0227
@Haki0227 4 года назад
ዋው ስብሓት ንኣምላኽ ይኹን! ብዙሕ ተማሂርና ወንጌላዊ ብሩኽ ዕዙዝ ዋሕዚ ጸጋ ዘሎኳ ዘይትጸዓት ጠርናፊ ኣቦ። ኣሴር ውን ካብኡ ዘይፍለ ዋሕዚ ጸጋ ዘሎኳ ብሩኽ ሓውናን ኣቦናን ከማኻ ዝበሉ ናይ ኣምላኽ ሰባት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ እየ ዝብል ዝብሉ ነዛ ምድሪ ይምልእዋን ይውረስዋን። ናይ ብሓቂ በዓል ንስኻ፡ ባባ ብጹእ ኣምላኽ ኢኹም ነብያት ክትስመዩ ዝግብኣኩም። ምኽንያቱ ንህዝቢ ናብ መንገዲ ሓቂ ዝመልስ እዩ ነብዪ ዝብሃል። ኩሉ ግብርኹም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ክመራምሮ ከለኹ፡ ግብሪ ነብያት ኮይኑ እየ ረኺበዮ። ኣነ ብውልቀይ ነብያት ናይ ዘመና ኢለኩም ኣለኹ ንኽልቴኹም። ካብኹም ድማ ብዙሕ ተስፋ ኣሎ፡ ብዙሕ ተባረኹ፡ ደገ ጸላእትኹም ውን ውረሱ። ኣሜን!!!
@blessed1914
@blessed1914 4 года назад
Amen
@senaitisaac2767
@senaitisaac2767 5 лет назад
Amlak ybarkka Aser hawna. Memharan sle zeyrekebna bzuh hasyna yu nay bhaki nzkone Amen tray nbl aynmrmrn ena. Nknmrmro bzuh azekakirkana Amlak ybarkka.
@edenberhane7103
@edenberhane7103 5 лет назад
Brother Asher may the Lord bless you abundantly for preaching the true gospel
@nahom9192
@nahom9192 5 лет назад
ኣምላኽ ይባርኽካ ኣሽር ሓውና፥ ዘገርም መግለጺታት ብዙሕ ተማሂርና።ኣምላኽ ምስትውዓል ህዝብና ይኽፈት። ደጊመ ክብሎ ዝደሊ ግን ናይቶም ካልኦት ኣንጻር እዚ ትምህርቲ ዝምህሮ መማራን ሓሶት ኣብዚ መደብ እንተዘየቕረብኩሞም ጽቡቕ እዩ።
@lulatesfamichael8194
@lulatesfamichael8194 2 года назад
ዋው አምላክ ይባረክ ስለ እቲ አባካ ዘቀመጣ ጹሩይ ፍልጠት ሐቅን ምስትውኦልን ተባረኩ!!!
@ttek9180
@ttek9180 4 года назад
Brother Asier God Bless you you have really impressed me with the right scriptural principles and teachings.
@GH-yv2bd
@GH-yv2bd 5 лет назад
Tebareku ezi gega tmhrti tekalewo slezelekum . Emnetn gbrn mekaydi eyen tebareku ❤️❤️
@agelgiloterkiblessed6907
@agelgiloterkiblessed6907 2 года назад
ኣምላኽ ንዘላእለም ምስ ሓጢኣት ጽሊኢ እዩ ።ኣነን ንስካትኩምንውን ወገን ኣምላኽ እንተኾንና ክምዝስዕብ ኢና ንብል። Psalms 139 (ትግ) - ዳዊት 21: ዎ እግዚኣብሄር፣ ነቶም ጸላእትኻዶ ኣይጽልኣዮም፧ ነቶም ዚትንስኡኻስ ኣይፈንፍኖም፧ 22: ፍጹም ጽልኢ እጸልኦም፣ ጸላእተይ እዮም።
@efremdaniel2569
@efremdaniel2569 4 года назад
Asher jegna I love him he stand in the truth always
@eyobtekeste9264
@eyobtekeste9264 5 лет назад
You are absolutely amazing Grace by brother Asher. Amlak yebareka. Samsom hawey tebarek.
@yemanehagos9683
@yemanehagos9683 5 лет назад
Wow God bless you More Asher hawey
@teklitasfaha6646
@teklitasfaha6646 5 лет назад
GOD BLESS YOU brother Asher
@agelgiloterkiblessed6907
@agelgiloterkiblessed6907 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ጎይታ ይባርኹም
@amanbereket9372
@amanbereket9372 5 лет назад
Eye opening and awakening interview for the the sake of truth...
@salemghirmai8766
@salemghirmai8766 2 года назад
God bless you asher hawey
@abrahaleykahsay736
@abrahaleykahsay736 5 лет назад
Wow goyta ybarkkum xega amlak ybahlkum. Wenglawi Samsom kthato keleka hadabu awedaeyo ab mengo tkorixo aleka please... mis nay ykreta tebareku.
@ariammehtsentu2934
@ariammehtsentu2934 4 года назад
May God bless you Asher hawey. I have learned a lot from the interview. My heart is full of joy to see that someone is defending the gospel with passion.
@debora9761
@debora9761 2 года назад
Wow tsibuk abrihralna thanks
@josijosi1566
@josijosi1566 9 месяцев назад
ተባረኩ
@JesusisLord4ever.
@JesusisLord4ever. 4 года назад
glory to God ,God bless you brothers Asher and Samson.wonderful message.
@rishangilay6527
@rishangilay6527 4 года назад
Maeser semay tv... tebareku Agedasi agleglot koinu rekibeyo. Nhzbi amlak zenqh
@mahderegebretekle5309
@mahderegebretekle5309 Год назад
Amenn
@aaronblessed2121
@aaronblessed2121 5 лет назад
Asher hawey sele eti Egziabher abaka zekemeto xegane felteten sebhat yekuno, nebzuhat nememlat tekwen aleka.God bless you both of you.
@nahomghebremichael1956
@nahomghebremichael1956 2 года назад
Woowwww amazing Amazing. Asher Amlak yeazizu yibarikika.
@pereztesfay803
@pereztesfay803 5 лет назад
Loved it!!
@godlovesme9095
@godlovesme9095 4 года назад
አሸር ሐወይ ጎይታ የሱስ ይባርካ።
@Ber19Ber
@Ber19Ber 5 лет назад
Wawawa asher hawuna I haven't seen like you speaking the truth word of God. But sami hawey aytehawuko hitotat yiderareb alo. Wala nezom nikatatelekum zelena win mulue melsi endatexebena kalie hito yiseib. Bhafesha gina amlak aezizu yibarekum.
@tuumzgigrmay7352
@tuumzgigrmay7352 5 лет назад
Tikekel asher hawey , brukat ekum asher & sami yehwatey
@mary.t3225
@mary.t3225 4 года назад
May God bless you more and more in Jesus name. I really blessed by this message!!!!!!
@buy1get1free76
@buy1get1free76 4 года назад
God bless you asher and sami.
@medhanieberhane7012
@medhanieberhane7012 4 месяца назад
Wow blesss you
@weiniyared387
@weiniyared387 3 года назад
GOD BLESS YOU BROTHER ASHER AND SAMI BRUK.
@GH-yv2bd
@GH-yv2bd 4 года назад
Tebareku nezi gega tmhrti tekalewo slezelekum burukat ahwatey ❤️❤️
@grmeso6369
@grmeso6369 5 лет назад
Goyta ybarkum fkurat yehiwatey
@peaceloveunity3079
@peaceloveunity3079 4 года назад
Wow Goyta abzihu yibarka🤲😇. Kulu kemaka tetemhir.☝️
@yordayorda9803
@yordayorda9803 5 лет назад
Nexur malekity asher biruki
@user-ub3gd9iu1v
@user-ub3gd9iu1v 4 года назад
Egziabiher yibarkka Aser.
@rishangilay6527
@rishangilay6527 4 года назад
Egziabher ybarkkum
@taekabereket9261
@taekabereket9261 4 года назад
ሰላም ንዓኩም ይኩን ፡ነዚ መዳብ ዘቅረብኩምልና ኩላትኩም ካኣ ይቀነለይ፡ቀጺለ ነዚ ኣሰር ኣብ faceboo ኣጋጣሚታት ይሪኦ ኢየ ግን እንታይ ኣልታዊ ነገራት ይዛረብ ይብል ነረ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ውን ዑሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ የብለይን ግን ንካልኦት ኣዳኪምካ ኣወጊንካ ናትካ ዝና ከም ምድላይ ይመስለኒ ነሩ ሕጂ ግን እዚ ሰብ ገለ ነገር ዝተረደኦ ከም ዘለዎ ፈሊጠ፡ እምበር እዚስ ሰብ እዚስ ፖሎቲከኛ እንተ ዝከውን ጽቡቅ ነሩ ይብል ነረ በቲ ንሱ ዝገብሩ ተበጊሰ ኢየ፡ብዝኮነ ኣነ ንነዊሕ ዓመታት በዘይ እምነት ነረ ካብ 1998 ክሳብ 2014 ግን ኣምላክ ከም ዘሎ ያምን ኔረ ነዚ ዝገበረኒ ካኣ ምክንያት ኣለኒ ኣብ ኤረትራ ከለኩ ንሕና ኣምላክ ናይ ባሓቂ ኣጥፊኢናዮ ኣለና ወይ ካኣ ብገጋ መገዲ ንከዶ ኣለና ይብል ነረ እዚ ካኣ መበገሲ ነሩኒ ማዓልቲ ጽሕፍቶ ብዙሕ ነገራት ማለት፡ካብዚ ተበጊሰ ካኣ መጽሓፍ ቁዱስ ከንብብ ጀሚረ ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ከሙኡ ውን ዝፈትዎም ዘይ ርስዕም ኣመንቲ ብዙሕ ሺግር ዝወርዶም ዝነበረ ይዕሩክ ገረ በዝውን ኣይተቀየርኩን ኣብ መወዳኣታ ኣምላክ ኣብራሃም ክስዕብ ኣለኒ ኢለ ምክንያቱ ካምን ጥራይ ኢዩ ዘለን ወሲነ ሂወት በዘይ ኣምላክ ምህላው ሓደገኛ ኮይና ረኪበያ ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ናይ ባሓቂ ኣብዚ ቃለ መሕተት ተካታቲለዪ ብጽመዋ ግን ገለ መገዲ ዝፈለጦ ከም ዘሎ ተረዲኢኒ ኣሎ ምስ ኣክብሮት ይቀነለይ ።
@solomongirmay2626
@solomongirmay2626 5 лет назад
More bless you guys
@biethiwet7420
@biethiwet7420 2 года назад
God bless you my brothers❤️❤️❤️❤️❤️
@blessed1914
@blessed1914 4 года назад
God bless Asher Hawey
@johnhabte2720
@johnhabte2720 4 года назад
Wawwwwww Memelisu Tibebnn mglaxn yebzhalka
@yaredkifle6699
@yaredkifle6699 3 года назад
God bless you sami Psalms 1 (KJV) - ዳዊት 6: For the LORD knoweth the way of the righteous: but the way of the ungodly shall perish.
@michealtesfay2515
@michealtesfay2515 2 года назад
Fetieka tmrtka zedenk eiy G b u
@amanjemal9203
@amanjemal9203 4 года назад
god bless you asher🙏
@meragoytom443
@meragoytom443 5 лет назад
Tebareku asher kemu kea sami brukat sebat
@Merih98614
@Merih98614 4 года назад
ክብሪ ንጎይታ ይኹን። ሓው ኣሴር፡ኣዝዩ ዓሚቕ ቅንኣት ጎይታን ቅንኣት ሓቅን ኣባኻ ከም ዘሎ፡እቲ ኣባኻ ዘሎ ቅብኣት ምስክር'ዩ።ከም'ዚ ናትካን ናይ ሓው ብጹኣምላኽን ቅንኣት ምስ ጸጋ፡ ዘለዎም ካልኦት ክሳብ ዝገሃዱ ፡ምናልባት'ውን ኣለው ግን ህዝቢ ዘይፈለጦም ክኸውን ይኽእል'ዩ እሞ፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ሓቂ ምዕጣቕ ዓቢ ኣበርክቶ ምገበርኩም ኔርኩም። ካብ ትምህርቲ ስሕተት'ውን ከሎ ጌና መነቓቓሕኩም ኔርኩም። እንተኾነ ግን ብሰንኪ ገለ ጉድለታት፡እዚ'ውን ንቡር'ዩ፡ከም ምጽራፍን ምዝንጣልን ደቂ ኣምላኽ፡ ኣዝዩ ክረብሕ ዝኽእል ዝነበረ ህዝቢ፡ ትምህርትኹም ካብ ምክትታል ዘቋረጸ ብዙሕ'ዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስትውዓልኩም ይኽፈት፡ እቲ ብክርስቶስ ዝረኸብኩምዎ በረኸትኩም ድማ ናብ ህዝብኹምን ናብ ኣህዛብን ይፍሰስ፡ ኣሜን። ተባረኹ።
@yonasamine4837
@yonasamine4837 4 года назад
ኣብ ናይ ፓስቶር ማሓሪ ቃለ መጠይቕ።ፓስቶር ኢሳቕ ሓይላኣብ ሰብ መንፈስ እዩ እንተተባህለስ ጸገም የብሉን ኢሉ ኔሩ እሞ ።ነዞም ሃይሉ የውሃነስ ምስ ኣሸር ክዘራረብ ብቖዓት የብሉን ዝብሉ ገለ መለሳ እንተኾኖም ንፓስቶር ኢሳቕ ዘይትዕድመልና ምስ ኣሸር። የቐንየለይ
@zaidtiquabo1586
@zaidtiquabo1586 3 года назад
Gota yibarukum Agelgeliti Amilak memelisu yibarikumin yebikum
@SamuelBeraki-uf6pb
@SamuelBeraki-uf6pb 6 месяцев назад
እቲ ጥፉእ ወዲ ኣይኮነን እቲ በዓል ጉዳይ ፡ ናይቲ ፈቃር ኣቦ ቀይርካ ርኣያ
@007dc7
@007dc7 2 года назад
አሸር.. ንስኻ እቲ ዝተረዳካ ምሃር.. ባዝዕባ ናይ ካልኦት ግዜ ኣጥፊኦም ዝተረድኦም.. ምኹናን ሽግር እዩ አነ እዚ እዩ ርድተይ እልካ ምሃር.. ናቶም ኣየርድኣንን እልካ ካብዚ.. ምኹናን ከውጽኣካ እዩ እሞ ንስኻ ሓጥያት ኣይትገብርን ዶ እቲ ብ ጸጋ ዝነብር.. ከምኻ ሓትይተኛ ሙኻኑ እመን ድላዮም ይገብሩ.. እልካ.. ሓቀኛ ክርስትያን ካብ ሓጥያት ኪገብር ድልየት የብሉን.. ጉድኣቱ ይፈልጥ እዪ ሕጂ ንስኻ ካብ ሓጥያት ብሓይልኻ ክትገድፍ ትጽዕር ኣለኻ.. ጽቡቅ ጎይታ ይባርካ ጸጋ ዝኣምን ግን.. ብሓይሉ ዘይኮነ.. ብጽድቂ ክርስቶስ እዩ ዝኸይድ no struggle.. Authomatically ሓጥያት delete እንዳኾነ ይኸይድ ክልቲኡ ሓደ እዩ.. እቲ ንዓኻ easy መገዲ ኺድ አሸር ሓይሊ የብልካን ክትኩንን.. አምላክ ዘይኾነና ንስኻ ብኸመይ ትኹንን.. እቶም ብ ክርስቶስ ዘሎ ኩናኔ የብሉን ኣይትኮንን
@user-mb5lg4hs8b
@user-mb5lg4hs8b 3 года назад
እዋይ ኣሸር ሓወይ ባዓል ሳምሶም ዳኣ ረማ እሶም እዴም ነዚኩሉ ግብጽን ሱዳንን ኣባላሸሞ ዘለው ከምድላዮም ጌሮም ኣብቲ ምእመን እዳሽካለሉ ኣሸር ማሃሮ እስኪ ግና ባዓል ሳምሶም ትዕቢት ኣለዎም ኣሰምዕካን ኢዮም።
@mulugetatewelde7154
@mulugetatewelde7154 5 лет назад
Hello
@GH-yv2bd
@GH-yv2bd 5 лет назад
Ezi tmhrt ezi ydegem agedasi eyu
@SamuelBeraki-uf6pb
@SamuelBeraki-uf6pb 6 месяцев назад
እብ ብሉይ ኪዳን እዩ ኔሩ እቲ ጥፉእ ወዲ ኣይሁድ እዩ ኣይደሓነን
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 4 года назад
Hgi amlak zfexeme dma eyesus tray eyu
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 4 года назад
Asher welehede ngoya zekbr goyta ksab hji ayreenan bflay goyta nfelto ena behelti baesn egrgrn hlkn zemenkum kulu tenkol Hlk dma taot kem mmlak mkanu enada feletkum tegermu
@okubamikaelhabtom304
@okubamikaelhabtom304 4 года назад
ብሓቂ ሓንኻል ???
@rakiebefrem3348
@rakiebefrem3348 5 лет назад
Seb Menfes eyu nebsi alewo ab siga yhadr zblu memharan alewu. Pastor Chris. Pastor Bennihin. Dr Mailes. Tb Joshua. Kab hagerna Hawarya Hneshm neziom memharan entay knblom ena kurub mebrhi habuni Goyta ybarkum
@Ipraypeace
@Ipraypeace 5 лет назад
ዝከበርካ Rakieb Efrem, እዚ ሕቶክኻ ርዱእ ኣይኮነንን፡ እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ? ንእከለ ከዚ ንእገለ ከምቲ በሎም ክብሉኻ ደሊኻ? ኣሹምባይ በቶም ዘይ ፈጽሓፍ ቁዱሳዊ ዝምሕሩ፡ በቶም ብኽክል ከም መጽሓፍ ቁዱስን ከም ትምህርቲ ክርስቶስ ዝምሕልህሩ ከማን ሻራ ክንገብር መጽሃልሓፍ ቁዱስ ኣይምሕረናን ኢዩ። ጥዕይ ትምሕርቲ ክትመሃር ምምራጽ ወይ ጥዑይ መንፈሳዊ መግቢ ምምራጽ ግና ናይ ነፍሲ ወከፍና ምርጫ ኢዩ። ብጎይታ የሱስን ብትምህርቱን ተባረኽ።
@Ipraypeace
@Ipraypeace 5 лет назад
እዚ ቃልዚ ዘኪርካ ሕቶኻ ኣተኻኽሎ። 1ይ ቆረንቶስ 3 (1 Corinthians) 5፤ እምብኣርከ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስሲ እንታይ እዩ፧ ብኣታቶም ጌርኩም ናብ እምነት ዝበጻሕኩም ኣገልገልቲ እዮም፡ እዚ ድማ እግዚኣብሄር ንነፍሲ ወከፎም ከም ዝሃቦ እዩ።
@Wede-Mezmur
@Wede-Mezmur 4 года назад
Rakieb Efrem ሓወይ/ሓብተይ እዞም ዝጠቐስካዮም ኵላቶም መማህራን ሓሶት እዮም። ምኽንያቱ ድማ "የሱስ ብመንፈስ ሞይቱ እዩ" ኢሎም ይምህሩን እቲ መሰረታዊ ሓቀይና ትምህርቲ ጐይታ ድማ ስለ ዘይምህሩን እዩ። እቲ "ሰብ መንፈስ እዩ" ምባሎም ድማ ገዛእ ርእሶም ምስ ኣምላኽ ኬመዓራርዩ ስለ ዝደልዩ እዩ። ክሪስ ከም ዝሰማዕካዮ ንሃዋርያት ከም ዘይበሰሉ ቈጺሩ፡ ንሱ ግና ኣምላኽ ከም ዝዀነ ኢሉ ኣሎ። ቤኒ ሂን ከኣ "ንሕና ንኣሽቱ ኣማልኽቲ ኢና" ኢሉ ክንደይ ሳዕ ምሂሩ ኣሎ። እቶም ዝተረፉ'ውን ካብኡ እተፈልዩ ኣይኰኑን። ኵላቶም ምህሮ ኬኔት ሃጊን እዮም ዚስዕቡ ዘለዉ።
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 4 года назад
Hetya mzrna tray zmesleka aye nskatkum mzrna seb sleseyrio eyu enber Nhewu zxele ketali nebsi mkanu ke resiekayo
@Grace-mm7cy
@Grace-mm7cy 3 года назад
It’s really confused
@petrosgebreamlak2965
@petrosgebreamlak2965 4 года назад
Hetyat malet entay malet eyu hetyat malet hgi mfras malet eko eyu
@rakiebefrem3348
@rakiebefrem3348 5 лет назад
Selam nakum kulu seb Menfes zbl nay sihtet eyu elka. Prophet tb Joshua seb Menfes eyu zbl .Prophet tb Joshua nay mntay knblo ena ezia abreheley Pastor Samsom knfeltom nskum abeyti memharana sile zkonkum
@lastdayscomingsoonmaranata557
@lastdayscomingsoonmaranata557 5 лет назад
Rakieb Efrem ናይ ሓሶት ነቢ ንብሎ ንጀሽዋ
@rakiebefrem3348
@rakiebefrem3348 5 лет назад
Pastor Samsom ke entay tbl weykea asher entay tmlusley alewu seb Menfes zblu pastor Bennihin pastor chris alewu eziatomke
@ftesfai8822
@ftesfai8822 5 лет назад
Hi Brother, Tb Joshua is a false prophet disguise himself as a man of God.please google this in RU-vid: kenzo tb Joshua exposed, you will hear z amazing testimony what Jesus showed n told about tbjoshua.he is a false n secrete agent of z devil.beware of this wolves in sheep clothing. Blessings
@zufanmicael1806
@zufanmicael1806 5 лет назад
Berhanu yebrhalkum Preach "JESuS". Please.....
@Wede-Mezmur
@Wede-Mezmur 4 года назад
@@zufanmicael1806 ኣየናይ የሱስ እሞ ይሰበኽ? እቲ ብመንፈስ ዝሞተዶ ወይስ ብመንፈስ ህያው ዝዀነ፧ ምህሮ ኬኔት ሃጊን "የሱስ ብመንፈስ ሞይቱ እዩ" መጽሓፍ ቅዱስ ዚብለና ግና "ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኸሕልፋ፡ . . .መሊሰ ኽወስዳ'ውን ስልጣን ኣሎኒ።" ዮሃ 10፡17-18 እንተ ብመንፈስ ሞይቱ ደኣ የሱስ ድዩ ዚሕሱ ዘሎ ወይስ ሃጊን፧ ኣየናዩ ንስበኽ Zufan ሓብተይ? ብርሃኑ የብርሃልኪ በሊ!
@filimonzere7936
@filimonzere7936 3 года назад
ኣብ ናይ ሕነሽም ከይድኩም፡ bible school temeharu
@hadshftret8723
@hadshftret8723 Год назад
ተክላይ ረዳ ተጋጊካ ኣለካ ተነሳሕ
@tiegstihadgu8310
@tiegstihadgu8310 4 года назад
Please abotati ayi neberunani ayi tibeli etemu hekenatati abotati abeyi kemi zelowu zekuri eba
@shalomaki3693
@shalomaki3693 4 года назад
ክላ ዋይ.ንሕናስ ..ኣቦታት ኣይርኽብናን በቃ... ብዓል ኣሴር ሒዝካ ድኣ ኣዲ ክእቶ ዲዩ.....ሓዊ እንዳእተው ሰብ ክፈናጥሕዋ....ዝንጥል ዝንጥል.....ኣቢልዎም ታሪኾም ዝይፍልጦ. ..ትምርትታትኩም ሰብ ክፈናጥሕ እምበር፡ ክሃንጽ ነይ ርኣና፡....ብርሃን ጎዲልኩም ኣሎ.....
@Blessed534
@Blessed534 5 лет назад
ፍቕሪ ዘይትርእየላን ዘይትመሃረላን መደብ።
@samsontesfay1
@samsontesfay1 5 лет назад
ፍቁር ስለ ዘጎሆናካን ከም፡ዝተጸበኻናን ብምዃንና ይቕረታ እሓተካ። ኣብ መጻኢ እዋን ክንክሕሰካ ተስፋ እገብር። ሰሰናዩ፡እዚ ሓወይ።
@amanbereket9372
@amanbereket9372 5 лет назад
First Learn absolute truth.
@ftesfai8822
@ftesfai8822 5 лет назад
Goita megareja tselmat ykentitelka.tenesah !!
@rehaboth203
@rehaboth203 5 лет назад
Samson M. Tesfay no need to apologize. Why are you intimidated by his unhappiness? Truth is always truth. If he have any points why didn’t he mention it? Kab guahi natu zigelix gida ridietu bqal Amlak meseret zeynegrena mitemharna kaa. Kinkihiseka ena mibalka qibul aykonen. Kahsana haqi zimhiru nai Qal Amlak wegen zihazu zimhruna haqi eyu kahsana. Bhaqi kihaso zihawey
@eadentesfaldet105
@eadentesfaldet105 5 лет назад
There is no love with out truth brother. Try to get truth from this interview and hold love as well . Brother.
@tiegstihadgu8310
@tiegstihadgu8310 4 года назад
Suki elukumu America Europe konikumi hizibi amilaki ayi tibetatinu
@jesusyouranswer9391
@jesusyouranswer9391 3 года назад
ህድኣት ህድኣት የድሌካ ኣሎ ውሽጣዊ ህድኣት ኣሸር
@PikaReal1
@PikaReal1 4 года назад
Very confused man! Not sure who seats in his inner man. Jesus help Him to be born again.
@efremdaniel2569
@efremdaniel2569 4 года назад
Are you sure born again?
Далее
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
ዕላል ምስ ፓስተር ቴድሮስ ተስፋይ
1:02:34
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 163 млн
А где Ахмат?
1:00
Просмотров 6 млн
НИЧЕГО СЛОЖНОГО
0:21
Просмотров 2,5 млн
🍁 Экскурсия года
0:19
Просмотров 1,9 млн