Тёмный

#Mariyamey 

Mariyamey (ማርያመይ)
Подписаться 10 тыс.
Просмотров 123 тыс.
50% 1

እዚ መንፈሳዊ ቻነል ኮይኑ ኣብዚ ቻነል ዝተፈላለዩ =ትረኻታት ፡መዛሙር፡ገድሊ ቁዱሳን፡መንፈሳዊ ሓጸርቲ ፊልምታትን፡ግጥምታትን፡ኩላትና እንማሃረሉን፡ሓሳብና ነፍስሰሉ፡ናይ ኩላትና ቻነል እዩ ።ኣብዚ ቻነል subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኹን።ጸጋ ወላዲት ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን፡ ኣሜን!

Опубликовано:

 

28 дек 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 662   
@user-ni9yg3gy8z
@user-ni9yg3gy8z 5 месяцев назад
[ መጽሓፍ ምሳሌ 22 ] 6 ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኺ ሩፍታ ቶማስ ደስ ባሃሊት 💞💯🕊️
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 5 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ የዕብኪ ይባርኪ ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጽላላ ተጽልለኪ❤❤❤
@ABIABI-no9yd
@ABIABI-no9yd 5 месяцев назад
❤ወሊደ የ ክትብል ስ ክምዚ ዩ❤። ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኪ ንዓኽን ስድራኽን ን ኩሉ ዓለምን። !!!ሓደራኺ ግን ገጽ ኣቦኺ ኣርእይና የዕንትና ጽምዋ ሞይቱ።
@user-hd5in9ql3e
@user-hd5in9ql3e 5 месяцев назад
ኣሰይ ዛጋለይ እግዚአብሔር ኣምላክ ጀማሪት ዘይኮነስ ፈፃሚት ይግበርኪ ጅብዕተይ ፅጋብ ዓይኒ ከማኪ ዝበለት ወልድካስ ዋላስ ይመከን ብሱሩ ፅሪቲ ዓለም ፊሊቲ ህያብ እኪ ናይ ብሓቂ❤❤❤❤
@binyamesayas6413
@binyamesayas6413 5 месяцев назад
ዋይ አዛ ጋለይ ብጥበብ ኣምላኽ የዕብኺ፡ 1ይ ኣድናቒ ናይ ቶማስ አየ ሕጂ ክኣ ሮጎደ ጋሉ ብመንፈስዊ መጻትና ቶማስ ሓውና ምስ ስድራኻ ኣብ ዘልኽሞ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት❤❤❤
@da8387
@da8387 5 месяцев назад
ተባረኺ ዛ'ጓልና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕኪ🙏🌟🙏
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 5 месяцев назад
እንኮ ዘድንቆ ደራፋይ ቶማስ ኣልኣዛር እሞ ከኣ ኣይግረምኩም ሩፍታ ትብሃል ጓል ኣላትኒ ፡ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ሩፍታ ቶማስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ። ብሰላም ምጽና እግዛብሄር ጸጊኡ የብዝሓልኪ
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 5 месяцев назад
Zgerm yu wela ane kabtom zfetwom yu shkor qola ane wn Rufta tbhal alatni nata ywsedalna kem fqad egzabiher 🙏🙏🙏❤
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 5 месяцев назад
ብልፅቲ ቆላዓ ደርፊ ኣይፈቱን መዝሙር እየ ዝፈቱ በለት ❤❤❤
@user-kz1ei4jt8z
@user-kz1ei4jt8z 5 месяцев назад
ፍልይቲ ቆልዓ ናይ ብሓቂ ኣደ እያ እዚኣ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-cn9rf2xf8d
@user-cn9rf2xf8d 5 месяцев назад
ዝማሬ መላእኽት ያሰማልን ❤🙏🙏🙏
@user-dt1bt2tx4o
@user-dt1bt2tx4o 5 месяцев назад
ኣሰይ ምቅርቲ ቶሚ ወሊዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@siumterekbe3185
@siumterekbe3185 5 месяцев назад
ፍልይቲ ቆልዓ ናይ ብሓቂ ኣደ እያ እዚኣ❤❤❤❤ ዕድመን ይሃብኪ ፈጣሪ
@imissmama3978
@imissmama3978 5 месяцев назад
ሓውና ከኣ መንፈስካ ህዱእ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሪ ኣለካ ኣነ ኳ ሕጂ የ ዝፈልጠካ ዘለኹ ስራሕትኻ ከስተማቕር ,የ። የቐንየልና ነዛ ሽኮር ጓልቲ ኮኾብ ሓውና ዘቕረብካልና❤
@awetyemane4757
@awetyemane4757 5 месяцев назад
ብጣዓሚ ኢየ ትሓጉሰ ጓል ቶማስ ኣልኣዛር ሩፍታ ሽኮሪና ኣጆኺ ኣምላኽ ኣሎ ምሳኺ ሩፍቲ ጓለይ እዚ ጥበብ ድማ ናትኪ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ ቶሚ ድማ እንቃዕ ሓጎሰካ ብሂወት ከለኻ ናይ ጓልካ ጥበብ ዝርኣኻ ❤❤❤❤
@rehabotrehabot3974
@rehabotrehabot3974 5 месяцев назад
Wawww ኣቤት ጸጋ ዘለዋ ቆልዓ ምጭውቲ ዕበይልናን ተባረኽልናን ወለድኺ ውን ዝሕጉዝኺ ዘለዉ ኣምላኽ ዓስቦም የሃቦም
@ftretadam2192
@ftretadam2192 5 месяцев назад
❤❤❤ንውሉድካ እታ ክኸደላ ዘለዎ መንገዲ መሃሮን ኣርእዮን ካብኣ ከኣ ኣይከልግስን ኢዩ ይብል ቅዱስ ቃሉ❤❤ስለዚ ክርስትያናዊ ኣተዓባብያ ስለ ተዕብይዋ ዘለኹም ብሓቂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ውን በረኸት ዘውህብ ኢዩ ምክንያቱ ብናይ ውላዶም በረኸት ዝድንሉ ምክንያት ውን ብዙሓት ቅዱሳን ስለ ዘለዉ ስለዚ ኩሉ ስድራቤት ነዚ ሰናይ ከተግብሮ ይግባእ❤❤❤
@timnityemane4438
@timnityemane4438 5 месяцев назад
እዋይ ምቅርታ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዕድመ ወን ይሃብኪ እዛ ጋለይ ሩሕስ ሓድሽ ዓመትን አሠወድኣመትን ይግበረልኪ❤❤❤
@alexanderermias143
@alexanderermias143 5 месяцев назад
ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ቆልዓ ወይ ብሉጽ ውላድ ኢና ክንጽበ እንበር እንታይ ድኣ ደሊኹም ጓል መን ዲያ ጓል ቶማሰይ ጎይታ ጠባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ሩፍቲ ሽኮር። ንቶሚ ከኣ ኣብ ስራሕኻ ዓወት ይምነየልካ My King
@mebrhitm5810
@mebrhitm5810 5 месяцев назад
ቶሚ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደራፊ ግን ካ ዝጠፍአ ስነጥበባዊ💛 የዕቢኪ ዛጓለይ🥰
@dingladegoyta4140
@dingladegoyta4140 5 месяцев назад
ውውውውውውውውው አድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ዛጋለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ProObile-pp9gb
@ProObile-pp9gb 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordamobea6349
@yordamobea6349 5 месяцев назад
Agziabihier xegau yebzhalki mkseby nay zemen hiwetki agziabihier ybarek amebietey msaki tkun nay agolgulet hiwetki agziabiher yefexmki❤❤❤❤
@abelhaile192
@abelhaile192 5 месяцев назад
QPPOH LJOMO
@mihretandom4442
@mihretandom4442 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞
@mihretandom4442
@mihretandom4442 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞
@mebriyetadush2070
@mebriyetadush2070 5 месяцев назад
Egziabhier amlak edmen tnan yhabki fetari ezagaley ❤❤❤
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 5 месяцев назад
ጓል ቶማስ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤🎉
@MeraMera-bw6yb
@MeraMera-bw6yb 5 месяцев назад
እድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ሩፍቲ ሽኮር ጓል መምህርና
@eilihomeseyas1613
@eilihomeseyas1613 5 месяцев назад
እድመን ጥዕናን ይሓብኪ ሙሉ ሂወት ይሓብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😊
@seni7555
@seni7555 5 месяцев назад
Aseyyy Aseyyy edmen tenan yhabki fetari 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 5 месяцев назад
ካብ ቡሉጽ ሰብ ቡሉጽ ኢካ ትጽበሶ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@selamasrat4945
@selamasrat4945 5 месяцев назад
እዋይ ኢዛ ጋለይ ብጥበብን ብጸጋን የእብዕኪ መቀረተይ ቶሚ ክኣ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏
@GojeOkbay-xr5bl
@GojeOkbay-xr5bl 5 месяцев назад
Aseyyy tebareki eza galey egzabihar amelak hasab libki yesmrlki❤❤❤
@user-gy8nn2ys4o
@user-gy8nn2ys4o 5 месяцев назад
እዝጋኣቢሔር ጸጉኡ የብዛልኪ ሩፍት ምቅርት 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cy7vt1mu1p
@user-cy7vt1mu1p 5 месяцев назад
ጸግኡ የብዝሓልኪ ሩፍትየ ፡ጀማሪት ዘይኮንስ ፈጻሚት ይግበርኪ ❤❤❤❤❤❤፡ኣቅራቢ ናይዚ መደብ እግዚኣብሄር ኣስቡ ይሃብካ ፡ቀሊል ነገር ኣይኮነን ንብዙሓት ህጻናት ኣርኣያ ስለ ትኮውን
@abelaraya877
@abelaraya877 5 месяцев назад
ኣሰይ ምቅርቲ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዛጓለይ፡፡
@ostirch3380
@ostirch3380 5 месяцев назад
እዝጋኣቢሔር ጸጉኡ ይብዝሓልኪ ይዕብኪ ዛጋለይይይ❤❤❤❤❤❤❤
@yarusimon1936
@yarusimon1936 5 месяцев назад
Tebareki nay agelgulet edmeki ybarkelki Egziabiher amlak 🙏🙏🙏
@gebremedhinkeshi7116
@gebremedhinkeshi7116 5 месяцев назад
ዕልልልልልል እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ፀጉኡን በረከቱን ጥበቡን ይግለፅለኪ ፈጣሪና እግዚአብሔር ኣቤት እግዚአብሔር የፅንዕኺ በረኸትኺ ይሕደረና ዝሓፍተይ ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ደስ ይበልኩም ንኹልኩም ፈተውቲ እመብርሃን ኣዴና
@edensemere1186
@edensemere1186 5 месяцев назад
Assey Assey xbkti tebareki zterefe edmiki ybarek ❤❤❤❤amlak tsegueu ybzahalki
@wegehethabte1724
@wegehethabte1724 5 месяцев назад
Egzabhir amlak xega yebzhalki marey
@user-xu5gj3vv6s
@user-xu5gj3vv6s 5 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ፍፃሜኪ የፀብቀልኪ ንዓኪ ዝመስሉ ዕፅፊ ውላድ ይዓድለና ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ሒዝኒ ❤
@ArsenalArsenal-zo6gr
@ArsenalArsenal-zo6gr 5 месяцев назад
ተባረኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ዛጋለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@msgiezeration2129
@msgiezeration2129 5 месяцев назад
እግዝኣቢሄር ጸጋ ይብዝሓልኩ ኢዛ ጋለይ ❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 5 месяцев назад
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልል ኪዳነ ምህረትትትት ፀጋኣ ተብዘሐልኪ❤❤❤❤❤🎉
@edenteklomedenteklom-mv5rm
@edenteklomedenteklom-mv5rm 5 месяцев назад
Mkrti edmen tenan yhabki, egziabihier bxegeu yeebikhi
@user-nv8vf3vg8d
@user-nv8vf3vg8d 5 месяцев назад
ዋይ ቆልዓ ብልሒ ቶሚ ወሊዱ እግዝኣብሄር የፈጽርኪ መዓረይ❤
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ምቅርት ፀጋኡ የብዘሐልኽ እግዚአብሔር ኣምላኽ ወለላይ
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 5 месяцев назад
Waww, God bless you. Tomas is my best artist and his kid all lovely ❤❤❤❤
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l 5 месяцев назад
ኣሰይ ዕድመ ያሃብኪ ፈጣሪ ጅብዕተይ🙏🙏❤❤
@user-hf4bc8mh4j
@user-hf4bc8mh4j 5 месяцев назад
ኣምላኽ ይባርከልና ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ፈታሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habtomgebray9871
@habtomgebray9871 5 месяцев назад
Kubur hawna betami eka des tebal aqerarbaka mekrti fetreat fetari yebki zmarea melakti yesmalna ❤❤❤❤
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመ ይሃብኪ ዛጋለይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ
@banaftwi
@banaftwi 5 месяцев назад
Aseyy egzaber Amelak edemen tenan yhbeke fetari ❤️❤️❤️❤️❤️ kal hiwet yesmalna ajoki amelak msaki yeku zhftey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@milkyasbeletse12345
@milkyasbeletse12345 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛጋለይ❤❤❤❤❤
@amansolomun-yq1gf
@amansolomun-yq1gf 5 месяцев назад
ሩፍታ ሓብትናን ጎልናን እዲመን ጥእናን ያሃበለይ ፈታር ሩፉቱ ሓብተይ ኣብ Paris ኮይነ ምሰማዕኩዋ መጼ ኪስዕመኪ ኣይጸላኹን❤🙏🙏🙏❤
@hailemichealzerom4540
@hailemichealzerom4540 5 месяцев назад
Asey des zebl tsegue yebzhalkum brkty zagaley nay agolgulet zemenki ybark egziabher
@medagebre
@medagebre 5 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብኪ ኣነስ ቃላት ሓጽሪኒ እኮ ኣስይ ኣስይ የኔ ቆንጆ ጀማሪት ዘይኮንኪስ ፊጻምት ይግበርኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 5 месяцев назад
ኩሉኩም ቶማስ ቶማስ ትብሉ ኣለኩም ፡ ኣነ ግን ንቶማስ ዘይኮንኩን ንኣዲኣ ኢየ ዘድንቅ becouse እዚ ውጺኢት ካብ ኣዲኣ ኢዩ ኢለ ኢየ ዝሓስብ እንበር ቶማስ ዓለማዊ ናይ ዓለም ደርፍታት ዝደርፍ ኢዩ ፡ ጽልዋ እቡኣ ከኣ ናብ ናይ ደርፊ ዓለም ምስሓብ ኔሩ so ኣብዚኣ ኣዲኣ ኢያ ክትድነቅ ዝግብኣ more and more .
@mediwukro6662
@mediwukro6662 5 месяцев назад
ያ ብሓቂ ።
@selamhaile2487
@selamhaile2487 5 месяцев назад
ትክክል
@46hbs
@46hbs 5 месяцев назад
Kabti derfi tefiau andyu zelo mezmur dlet sle zelewo kkewin ykiel ngalu yhanix yhlu tesfa ngebir ms galu bmezmur kmexena❤
@alexanderermias143
@alexanderermias143 5 месяцев назад
Nesu dea Wala adia Sene tebebawit tewasait eya slezi nay kltom xelewa mhazet nera eya gn kltom nefuat eyom gualom ab kmezi aynet mmharom
@arsemarezene8469
@arsemarezene8469 5 месяцев назад
ዓለማዊ ውን ተኮነ ኣብ መንፈሳዊ ክእትዋ ይክእል እዮ’ኾ
@ksanetmsgna4633
@ksanetmsgna4633 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምጭውቲ ቆልዓ ከማኪ ዝበሉ ህጻናት የብዝሓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kabelfitwi7864
@kabelfitwi7864 5 месяцев назад
admen tanan yhabki mkrti galey ❤❤❤🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 месяцев назад
ኣቤት ተዕድልቲ ካብ ኣቦኣ ንሳ ካብንሳ ካኣ ኣቦኣ ትዕድልቲ ዩ ከምዚኣ ጓል ምርካብ ቶማሰይ ክኣ ምስ ዝኩሉ ጥበብካ መዝሙር ሒዝካ ክትመጸና ንጽበ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብትበቡ ይዒብኪ ምስ ስድራኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤
@lme5630
@lme5630 5 месяцев назад
Mqrti galey eideme teinann yehabki fetari fexamit ka ygberki❤❤❤
@weldutesfay7226
@weldutesfay7226 5 месяцев назад
Waww edemen tenan yehabki fetari ♥️🙏🙏🥰🥰🥰🙏🙏🥰 mikirti
@gdggdgg-zs9ou
@gdggdgg-zs9ou 5 месяцев назад
ዕድመ ጥዕና ያሃብኽ❤❤❤❤
@dawittesfamariam9710
@dawittesfamariam9710 5 месяцев назад
ኣሰይ ሩፍቲ ምቅርቲ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኪ ዝማረምላእክቲ የስምዓልና ቃል ሂዌት ይስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DanielHabtemariam-wh8ch
@DanielHabtemariam-wh8ch 5 месяцев назад
ከምቲ ንቶማስ ኣዝየ ዘድንቖ ነዓኺ ውን ኣድኒቐኪ ሩፍቲ መቀረት። ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ክትረክብ ዕጋበት እዩ!!!
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 5 месяцев назад
ኣሰይይይይይይይ ዛጋለይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ቶሚ ሓወይ ብዘለኻዮ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ነዞም ኣብ እምነትካ ከለኻ ደርፊ ምቁራጽ ዝኸብዶም ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ እግዚኣብሄር መፈጸምታኻ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልካ
@user-mu1fw3qy9m
@user-mu1fw3qy9m 5 месяцев назад
ድንግል ማርያም መጨረሻሽን ታሳምርሌሽ እህቴ ልጂ ተወለዱ እንደዚህ ነው ነው ❤❤❤❤❤
@senaytaraya2966
@senaytaraya2966 5 месяцев назад
Aseyyyyy zagualy amlak edmen xienan yhabki tebareki
@genettewelde7944
@genettewelde7944 5 месяцев назад
Egzieabhier amlak tsegu yebzhalki eza galey nay agolgulot zebenki ybark ❤❤❤❤
@Titigal
@Titigal 5 месяцев назад
ጓል ቶማስ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕና ያሃበኺ ፈጣሪ
@user-sv5cn5dh4b
@user-sv5cn5dh4b 5 месяцев назад
Eway amlaks kulu u zkalo beal nhna ka 20 tat bexihna mnm zeynfelt egzabiher yebiki mqrti ftret❤❤❤❤
@user-kx6qj5ov3c
@user-kx6qj5ov3c 5 месяцев назад
God bless you Tomas is my best artist and his kid all lovely♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖🥰🥰🥰
@tekilatekila126
@tekilatekila126 5 месяцев назад
ኣሰይይ ምቅርተይ❤❤❤ እሾክ ብበልሓ ትፍጠር ክበሃል ከምዚ ዩ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 5 месяцев назад
በይዛኽ ዲኣነ ኣት ምቅሪት ፋጥረት ንዓናዊን መንሰሳዊ ቅንእ ይሕደረና ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኽ ፈጣሪ እስካዕ መጨረሻ ኣብ በቱ የፅንዕኽ መዲህን ኣለምኣቦይ🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏💐💒✝️
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 5 месяцев назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዛጋለይ ቁድስ ሚካኤል ብኽንፍ ይሸፍንኪ መላእኽቲ ካስኪሶም የዕብዮኪ ቶማስ ውን አብ መንገዲ ሐቅን ሂወትን ዝኮነት አርቶዶኩ ተዋህዶ ይምለስካ በቲ ጡዕሞ ድምጽካ ንዝማሬ መላአኽቲ የብልካ ቶም ሐወይ❤❤❤
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 5 месяцев назад
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ።እዚ ዝሓትት ዘሎ ወዲ ሓይለይ ኔሩ ኣብ ሳዋ 27 ዙርያ ቶማስ መሓሪ ይብሃል (ሓይሊ ሕድሪ) ከመይ ዓቢ ሰብ መስለኩም ኣብ ሳዋ 4 ወርሒ ጥራየ ጸኒሐ ኣብዘን ዝጸናሕኩለን ግን ምስ ብዓል ቶማስ ዓበይቲ ሰባት ተላልየ ክፈትዎ መዓት'የ ኔረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ቶሚ ሓወይ ❤❤❤
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 5 месяцев назад
Wwww edmen tenan yhabki egziabher zgley ❤❤❤❤❤❤
@user-rq2cj8kl1c
@user-rq2cj8kl1c 5 месяцев назад
ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሃልኪ ሩፉታ ጋለይ
@user-zi2hb7ek6e
@user-zi2hb7ek6e 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤ tibeb yesetash cheru medehanialem kbrna msgana ydresew lanchi demo rufti konjo egziabhier edme na tena ystsh yene tafach❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fv3re5tc6k
@user-fv3re5tc6k 5 месяцев назад
ቶማስ ሓወይ ተዓዲልካ፡ እዛ ብርኽቲ ጓልካ ምዃና። ኣዝያ ደስ በሃሊት። ኣምላኽ ይባርኽኪ።
@tekleabtedros7693
@tekleabtedros7693 5 месяцев назад
ቶሜ ውን ሓላል ዩ ኔሩ ፡ ኣምላክ ብ ጥበብን ጸጋን የዕቢኪ እዛ ጋለይ ❤❤❤።
@nolawi30com88
@nolawi30com88 5 месяцев назад
ነይሩ?
@SenaitAbraham-hh3ui
@SenaitAbraham-hh3ui 5 месяцев назад
Mchwti ftret egziabiher abzihu ybarki bxegu yeabiki 🙏🙏🙏🫀🍀🍀🥰🥰🥰
@user-eg5ev5iu5b
@user-eg5ev5iu5b 5 месяцев назад
My favorite person Tomi, I see who you are through your Doughter❤
@user-kf2pe2vk2p
@user-kf2pe2vk2p 5 месяцев назад
ዕድመ ይሃብኪ❤❤❤
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኪ። ከምዚኦም ቆልዑ ፍርሃት ኣምላክ ዘለዎም ክታባብዑ ኣለዎም ኣብ መንፈሳዊ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኩሉ ።
@kidaneyohannes2221
@kidaneyohannes2221 5 месяцев назад
Edmen tenan yhabki fetari mqrti.
@user-qx8pf4dl7y
@user-qx8pf4dl7y 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕና ይሃብኽ ዝያዳይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Saba77777
@Saba77777 5 месяцев назад
Qalehiwet yesmalna Aezizu ybark zagaley ybariki
@okubamariamfshaye
@okubamariamfshaye 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሩፍታ ቶማስ
@bemnetmnasie3196
@bemnetmnasie3196 5 месяцев назад
እዝጋኣቢሔር ጸጉኡ የብዛሓልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gh5gi3nn4o
@user-gh5gi3nn4o 5 месяцев назад
ኣሰይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ ገይሩ የዕብኪ የዕብኩም ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ብሓቂ ቃፅልሉ❤
@user-yl1uv8eh6e
@user-yl1uv8eh6e 5 месяцев назад
ኣሰይይይ ምቅርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበብ የዐብኪ እመብሪሃን ፈፃሚት ትግበርኪ ❤😘
@user-xj6px7hb7o
@user-xj6px7hb7o 5 месяцев назад
ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ ንክልቴኩም ኣዚኩም ደስ ትብሉ።
@user-vi6ft3vf2n
@user-vi6ft3vf2n 5 месяцев назад
ዘይበረስ ጸጋ ይዓድልኪ ምቅርቲ ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gshhdh5051
@gshhdh5051 5 месяцев назад
በስመአብ ምቅርቲ ቆልዓ ፎትየያ ክሞትደልየ እግዚአብሔር ክሓርየኳ ከሎ ከምዚ እዩ ትዕድልቲ መድሃኒአለም መፈጸምታኺ የጸብቀልኺ ዛምበይተይ ኪዳና ምሕረት አደዋይ ብጸጋ መሊአ ተዕቢኺ እምበይተዋይ i Love You More rfutaye💓
@BanuFsha-hm7bm
@BanuFsha-hm7bm 5 месяцев назад
አኡፍፍፍፍፍ ኤውይ ጸገኡ የብዝሓልኪ fetari
@user-bl4de5xd1o
@user-bl4de5xd1o 5 месяцев назад
Ezgabhire amlak edmen tenan yehabki hasab lebki yesmrlki zagaley
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 5 месяцев назад
Aseyyy edmen tenan yhabki fetari ab emnetki yexneki❤❤❤
@imissmama3978
@imissmama3978 5 месяцев назад
ቶማስ ተዓዲሉ❤❤😊
@habtomhaile9185
@habtomhaile9185 5 месяцев назад
Amlak edmen tenann yhabki mkrtu ❤❤❤❤ galti zfetwo derafay tomi
@user-dx7qp4hw2g
@user-dx7qp4hw2g 5 месяцев назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ምቅርተይ ብጥበቡ የዕብካ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ህያበይ❤😘🙏
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 5 месяцев назад
እሰይ ምቅርተይ ብጥበብን ጸጋን የዕቢኺ
@adhanomkahsay
@adhanomkahsay 5 месяцев назад
ኣምላኽ ይባርኪ
@Winyemichaellij
@Winyemichaellij 5 месяцев назад
Edmen teinan yehabki rufta xbikti ab betu yexnaki fetari 🙏🙏😘😘😘
@fristone5182
@fristone5182 5 месяцев назад
Edmen tenan yehabki fetari 🙏
Далее
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 587 тыс.
WHY THROW CHIPS IN THE TRASH?🤪
00:18
Просмотров 2,1 млн
СНЕЖКИ ЛЕТОМ?? #shorts
00:30
Просмотров 576 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,1 млн
WHY THROW CHIPS IN THE TRASH?🤪
00:18
Просмотров 2,1 млн