Тёмный

Mebred Media | Part one | ሳንቡእ መዓንጣ ፍርንጭት ከይተጠብሱ ንቡር ዝሰኣንሉ ውድድር | New Eritrean show 

MEBRED MEDIA
Подписаться 84 тыс.
Просмотров 123 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 391   
@mebredmedia3015
@mebredmedia3015 3 года назад
ኩቡራት ተኻታተልትና ምስቲ ኩሉ ትገብሩልና ደገፍን ምትብባዕን ብስም መብረድ ሜዲያ እናመስገና። ብዘጋጠመና ናይ ቲክኒክ ጸገም መደብ ንቀደም ኣብ ልክዕ ሰዓትና ክንዝርግሓ ብዘይምኽኣልና ይቅሬታ እናሓተትና፡ ካልኣይ ክፋል ንጽባሕ ቀዳም ኣብ ሰዓታት 12 ድሕሪ ቀትሪ ክንዝርግሓልኩም ምዃና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
@mussietsegay4422
@mussietsegay4422 3 года назад
Part 2 aytdngu
@መሰለይመሰል
@መሰለይመሰል 3 года назад
ዐወት ንክብረት አማረ ሚኳል አብ ቐፃሊ
@simbasimba258
@simbasimba258 3 года назад
Ezi medeb si nay halayat koynu eta habitina si ketemils ka hasiba himak nera wela kithamim tekelo alo silezi zeykown ni youtube elkum zeykewn megbi aytihabwom ezi hasabey eyu.
@ፍቅሪቤትና
@ፍቅሪቤትና 3 года назад
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ፣ ኣይትጥፍኡና ኢኹም? ዓወት ኣጆኻ ግን ልብስኻን እዝንኻ ማች ይገብራ ድየን?
@arsuhenok9847
@arsuhenok9847 3 года назад
Medebkum mara endiu kef zelewo hji ane uganda aleku agor delye aleku bejakum tehababeruni
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 3 года назад
እታ ቀዳመይቲ ዝሓተትካያ መሊሳታ እያ ቁኑዕ ፍርዲ ፍረድ ምህራምን ምውቃዓን እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ንሱ ካኣ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ስለ ዝፈላለ እዩ ስለዚ ቅንዕቲ እያ ነራ ይቅረታ ግን
@senaitabraha1687
@senaitabraha1687 3 года назад
Ya xbuk aleka ane wela komue ele
@نتنت-د1س
@نتنت-د1س 3 года назад
xebuk aleka awet amxikya aleka
@meragebre6054
@meragebre6054 3 года назад
xbuk aleka
@milimili9286
@milimili9286 3 года назад
Ja abzias amixoma
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 года назад
ደቂ ኤረይ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ደቂ ገዛዉቱ ዝናፈቀ።መተዓቢቲ ምህራምጭራ የዓኾ
@tesfalemyemane971
@tesfalemyemane971 3 года назад
Ane aleku
@nejmasayed9833
@nejmasayed9833 3 года назад
Mhramchra 🥰🥰😘
@miruissak1219
@miruissak1219 3 года назад
Bezi alena
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 года назад
@@tesfalemyemane971 selamkum ybzhaley metaabiti
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 года назад
@@nejmasayed9833 selamki ybzhaley metabiti
@meram.g6872
@meram.g6872 3 года назад
ጌጋ ይረአ ኣሎ ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ ተመሊሳ ያ ናይ ጢኑ ከኣ ብሕማ ጋሳ ላም ትውቃዕ ዩ ብሕማቅ ጋል ላም ኣይኮነን
@Mulue844
@Mulue844 3 года назад
ኣብ ቀዳመቲ ሕቶ ዓወት ተጋጊኻ ዓሚጽካያ ብልክዕ መልሳታ ኢያ ምህራምን ምውቃዕን ፍልልይ የብሉን ::
@ሎጎ
@ሎጎ 3 года назад
እንታይ ኢኻ ከልተ እዝንኻ ተሰቂርካ ምስ ክብረትካ ዘይከይድ ኣይትገበር ክብረትኩም ሓልው ሰብ ኣይተደናግሩ ዓወት ነዚ መንእሰይ ሕንፍሽፍሽ ኣተእትውልይሉ
@Lovefore
@Lovefore 3 года назад
ማዕዳካ ጽቢቅ እዩ እቲ ዝቅጽል ሕንፍሽፍሽ ዝበልካዮ ግን መልእክቱ እንታይ እዩ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 3 года назад
😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🥰🥰🥰✌️✊kedamay xehafey eye tehagusey like esk kedamay mexhafey ab zelnayo ka selam dekey eriy
@ንፍቅሪእየዝነብር
@ንፍቅሪእየዝነብር 3 года назад
ዓወት እታ ቀዳመይቲ ሕቶ ናይ ፍርትና መሊሳታ እያ ተጋጊካ ንስካ ።
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 года назад
ዓወታ እንታይ ዳ ተባዕታይ ኣንስተይቲ ኮይንካ ኣእዛንኻ ናብ ደቂ ኣንስትዮ ጸሪካ ስነ-ጥበባውያን ካብ ኮንኩም ኣላባብሳኩም ኮነ ካል ብዝተካኣለኩም ጥንቃቀታት ክትገብሩ ይግባእ ምኽንያቱ መምሃራን ሕብረተሰብ ስለ ዝኾንኩም
@ngussetsegay7736
@ngussetsegay7736 3 года назад
ኣታ ክንደይ ትዕምጹ ኢኩም በዓል ዓወት እዛ ጓል ጽቡቕ እያ ኔራ ዝሃረመካን ዝወቕዕካን እንታይ ፍልልይ ኣለዎ በቢዓዱ ከኣ ይዝውተር እቲ ኣበሃህላ
@getyourdream3862
@getyourdream3862 3 года назад
ሰላም ኩቡራት ስነ ጥበባውያና ቢሓቂ ንፈትወኩምን ነፍቅረኩሚን ኢኩም ኣምላክ ዕድመኩም ይባርክ፡ግን ርእቶ ኣለኒ እዚ ጥረ ምረ ስጋ እንተ ትገድፍዮ ጽቡቅ ነሩ ካብ ዘይበሰለስ ዝበሰለ እንተ ዝከውን፡ ምክንያቱ ካባኩም ክንማሃር ኢና እንደሊ ስለዚ እዚ ዘይ በሰለ ስጋ ከም በላዕቲ ስጋ እንስሳ ኢያ ተምስል። ብምግቢ መዛናግዒ ትገብሪዮን ጹቡቅ ኣይ ኮነን ከም ር ኢቶ ኢያ፡ I love you.
@betitigray7216
@betitigray7216 3 года назад
ኣጎር ን ስዑዲ ክትሰዱ ትክእሉ ዶ ክረክቦ ይክእል ዶ በጃኩም ተገደሰሎይ
@ሮቤልሮቤል
@ሮቤልሮቤል 3 года назад
ይትረፍኪ ሳክት ኢዩ ብሓቂ
@godislove9722
@godislove9722 3 года назад
Sakt eyu ayedlekn eyu
@hossana842
@hossana842 3 года назад
*Please becareful guys!* ናይ ሎሚ ከኣ ብጠዓሚ ዝገደደን ዝኸፍአን ዘይበሰለ ስጋ ካብ ዝተፈላለየ ህዋሳት ናይ እንስሳ ምብላዕ ሕማቕ ኢዩ። 1፡ ሳንቡእ.... ቲቢ ከሕምሙና ዝክእሉ microbacterium ኣለዉ 2፥ እንቛቁሖ.... Salmonella ዝባሃል ባክተሪያ ኣለዎ ክሳብ ሕጂ መድሃኒት ዘይተረኽቦ 3፥ ኣብ ጥረ ስጋ ..... Amoeba, መሊኦም ካልኦት ባክተሪያት ኣለዉ 4፥ ማዓንጣን ጨጎራን ቀንዲ መመንጨዊ ናይ cellulose digesting bacteria and may parasites ኣብ ሰብ ፍጹም የለዉን ስለዚ plz plz plz becareful ....... Bacteria ኩሉ ግዜ ኣብ ብርቱዕ ሙቐት ይሞቱ ኢዮም፡ ተጠንቀቁ በጃኹም።
@nahom2263
@nahom2263 3 года назад
how do u know that all r u dr?by the way u r smart thank you for ur info
@senait3976
@senait3976 3 года назад
እወይ እዚኣስ ኣይትድገምዋ ጥረ ስጋ
@Robi-94
@Robi-94 3 года назад
No ቀዳመይቲ ሕቶ ሃሲኩማ ኩሉ ሓደ ኢዩ እስኪ ዝነግረኒ ፍልልየን ምህራምን ምውቃዕን.?
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 года назад
ባንዴራ ካ አባ ኣይትፍለዪ ካብ ጎንኹም ዋላ ብድሒት ግበርዋ
@abigualtigray3115
@abigualtigray3115 3 года назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 года назад
Kkkk nejus bandiera ko meleleyu eyu Ab Eritrea Amerika italia Meleleyi Cherki Entayu kndzi shku'shuka idiotur
@ኤርትራሪመይበቃ
@ኤርትራሪመይበቃ 3 года назад
@@bereketweldu2870 kkkk junta arkey welka anber bandira zeyblka ab alem kemakum hsur ftret si yhulu do kkkkk
@weditesfie697
@weditesfie697 3 года назад
ዓዊተይ ጽቡቅ ኣቀራርባ ግን ኣልባሳት ጽቡቅ ኣምጺኻዮ ከላኻ ተን ናይ እዝንኻ ተተዉጽአን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔይሩ እንበርከስ ምስዚ ግሩም ባህላዊ ክዳን ዓገብየ ዝብሎ ሱቅሬን።
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 3 года назад
Ane zgermensi Eritrawi Ab zkede keydu zeyshger Edmen Tenan Nkulatkum deki Erey
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 года назад
*ነዛ ጋል ዓምጽክማ ሃሪምካን ወቅዒካን እንታይ ፍልልይ ኣለዎ*
@wedikfle6179
@wedikfle6179 3 года назад
Ja nay bhaki amixema
@queenlove8900
@queenlove8900 3 года назад
ዓቃ ዓርከይ ኣለካ ዲካ ሃሲስካኒ ኮ
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 года назад
@@queenlove8900 ጎነይ ለንቀኔ ሽውያ እዚ ተካል ሕማም፡ጸሊኒ ቀኑ ብሮይ
@yosieftesfamriamyosieftesf9156
@yosieftesfamriamyosieftesf9156 3 года назад
Ya nebalu eyu tegagiyu zelo zenawi
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 года назад
ጥረ ስጋ ኢኽስ ማራ ዕግርግር ኣምጺእለይ ኡፍ ዋላ እንቃቅሖ ዑዕ
@ባሕሪሂወት-ጘ9ረ
@ባሕሪሂወት-ጘ9ረ 3 года назад
ዮናስ ሚታኖያ ታይ ኮንኩም ኣቃሪጽኩማ ገለ ባ ግበሩ ፕሊስ
@queenlove8900
@queenlove8900 3 года назад
Yeah mara nafiknaya
@zizusuzey6213
@zizusuzey6213 3 года назад
Ya mara nafeqnaya bejkum sededulna
@سارهمحمد-ق1ج4ي
@سارهمحمد-ق1ج4ي 3 года назад
አታ ወ
@hagoshaile586
@hagoshaile586 3 года назад
ያ ብዘይ መደብና ከዛርቡና ደልዮም ኣብቲኣ ናይ ፉርቲ ዝበለታ ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ ዳርጋ ዝወቓካ ኩሉ ሓደ ኢዩ ግን በቲ ላህጅ ይፈላለ ኢዩ ምህራምን ምውቅዕን ኩሉ ሓደ ኢዩ ግን በቢ ላህጃ ይፈላለ ኢዩ ኣብ tv ተወጻኹም ሲ ኩሉ ዝፈለጥኩም ኢዩ ዝስማዓኩም ምህራምን ምውቃዕን በበይኑ ኢዩ ይብላ ኣንታ ዱሁላት ዓይንና ከትደፍኑና
@SAbrha
@SAbrha 3 года назад
Fear factor እካ ኣምሲልካያ እዛ መደብ ዓወታ🤣🤣
@abrahamtsegay1462
@abrahamtsegay1462 3 года назад
ብዘይ ቀልዓለም ነዛ ጓል ኣብ ቀዳመይቲ ሕቶኣ ኣሚጽኩማ ዓወት ውላ እስካ ንባዕልካ ክእላ ናይ ትግርኛ አካ ትመስል ስለዚ በጃኩም ነዚ ትግርኛና ኣይትፈናጭልዎ። ወቕዕዋን ሃሪምዋን ዋላሓንቲ ፍልልይ የብሉን።
@rer7189
@rer7189 3 года назад
ya bahaki kulu had I eu amixema eum
@desbelekidane1956
@desbelekidane1956 3 года назад
ዝወቅዓካን ዝሃረመካን እንታይ እዩ ፍልልዩ ?
@fnantewelde2733
@fnantewelde2733 3 года назад
Ewe wedey
@selamweldemichael7163
@selamweldemichael7163 3 года назад
ኩሉ ሓደ እዩ
@amilakyimesgen3548
@amilakyimesgen3548 3 года назад
Wekieka tigringa u mhram baedawi qanka keykewin mebekola kinhatela ena
@weynitekle5152
@weynitekle5152 3 года назад
እዛ ጓል መሊሳታ ከላ በዲልኩማ
@ሰብእዩመኽሰብ-ጠ7አ
@ሰብእዩመኽሰብ-ጠ7አ 3 года назад
AYGERMEKAN KKK
@michaelabraha2783
@michaelabraha2783 3 года назад
ስማዕ ዝሓወይ ትኒዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ እዩ ዝብሃል እዛ ሓፍትና ጽቡቅ ኣላ እንታይ እዩ ዝወቀዓካ ኸ ምስቲ ምስላ ኣይሰማምዕን ከማን ።
@hagosamisgna3076
@hagosamisgna3076 3 года назад
Ja
@alazartesfagergis-thema6942
@alazartesfagergis-thema6942 3 года назад
ኣብዚኣ ሞ ሓንሳብ እታ ቀዳመይትን & ካልኣይትን ሕቶ መሊሶመን እዮም ናይ ሕጂ ድሓን ሓሊፉ እዩ ንድሕር ሕጂ ግን ከይድገም ። 1, ወስ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ 2, ብሕማቅ ጋሳ ላም ትውቃዕ ብሕማቅ ዳኛ ትርታዕ. እታ ቅኑዕ ትብል ጌጋ ናትኩም እያ ሕቶ ኣየነጸርኩሞን ሱቅ ኢልኩም ናብ መቅጻዕቲ ኣይትጉየዩ ። ብዝኮነ ኣጆኩም ቀጽልዎ
@zebenteqeyrkani8868
@zebenteqeyrkani8868 3 года назад
ኣብዚ እዩ ዘሎ ሂወት ኣብ ስሓቅ ቀጽልዎ ጽቡቅት
@gebrihiwettsehaye6040
@gebrihiwettsehaye6040 3 года назад
እታ ቀዳመይቲ ሕቶ ዓሚጽኩማ ብሓቂ ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ(ዝወቃዓካ)
@eseybereket3786
@eseybereket3786 3 года назад
ni kbret amare amxayo tblu like 👇
@negamehari8634
@negamehari8634 3 года назад
Eza dona kisihiq kela kief zelewa 🥰
@sosoalso3205
@sosoalso3205 3 года назад
ዓወተይ ሸኮር አነሰ ሳሓቅካ ክፍቸወልካ ኣምላከ ምሳካ ይኩን ሓወይ ናተይ ካብ ሰዑዲ ዓረብ አየ ሓፍትካ ጋል ትግራይ
@frehagos4199
@frehagos4199 3 года назад
ዋይ ጦንቆልቆል🤣🤣😁😁😁
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 года назад
@@frehagos4199 sk hgdef adgi
@sosoalso3205
@sosoalso3205 3 года назад
@@frehagos4199 ጠንቃሊ ይብላዕካ ኣታ ህግደፍ ኣድጊ ሰራቂ ወዲ ተረፍ መረፍ ጣልያን
@bibisami3485
@bibisami3485 3 года назад
@@frehagos4199 ኢታ ለቅላቂ ዳዕሽ ወዲ ወጃብ ዳዕሽ
@loveislove5857
@loveislove5857 3 года назад
ግርም እባ ክልተ እዝንካ ተሸቑርካስ ነጸላ ገርካ ምምጻእ እቲ ነጸላ እኮ ክብሪ ኣለዎ እዩ
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 3 года назад
FURTI GOL MAMA konki eki tismiani👄💋💋💋
@thth8242
@thth8242 3 года назад
ኣታ ካብ ኣምሓሩ ገዲዶም ጥረ ስጋ ምብላዕ ሕማም ጎረቤት ተማሓላላፊ ድዩ ዝባሃል
@tsegaygher4927
@tsegaygher4927 3 года назад
ጥረ ስጋ እዞም ኤርትራውያን ኣምሓሩ ምበር ተቀይሮም
@A2030OMAR
@A2030OMAR 3 года назад
ዓወታ ናይ ሎሚ ምሳሕ ናባኻ ኢዩ ዝበላዕኩ ኩሉ ብትምላስ መሊሰዮ ከምዚ ከማይ ላይክ
@yonashadgu2266
@yonashadgu2266 3 года назад
Awetino sibuk medeb gin niska si tewexieka bzikone ane kisatef dele aleku bikemey kimexie onlein kitgebruley tikielu?
@sofanatkiros1037
@sofanatkiros1037 3 года назад
ትኒዒ ዝበለካ ዳርጋ ዝወቅዓካ ዝሃረመካ ሓደ እዩ ነይሩ ዓሚፅኩምዋ
@eseyasweldetnsie2291
@eseyasweldetnsie2291 3 года назад
እንቋዕ ዳሓን መጻኩም የሕዋት፡ነቀፌታ ኣላትኒ ዓወተይ ንዓካ ደስ ዘብል ባህላዊ ክዳን ጌርካ ከተብቅዕ ሱቁሬን ኣብ ክልተ የእዛንካ ምግባርካ ቁሩብ ነቲ ጽባቀ ዝተቃወሞ መሲሉ ኣሎሞ ኣርማ ይብለካ ቡሩክ ሓወይ።
@habentesfubeyene9371
@habentesfubeyene9371 3 года назад
ዓወተይ ያክ ሎሚ ዝፈትዎም ትዋሳእቲ ኣምጺካለይ thanks zarkey
@መብሬንስሪ
@መብሬንስሪ 3 года назад
ጻዕዳ ክዳን ተከዲንካስ ሱቅሬን ክክክክ ኣየ ደቂ ሎሚ
@ermilove685
@ermilove685 3 года назад
ኡይይይይይ ሞይተ ዲየ ገለ ክክክ ነብስኩም ከይሃሰኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ ዜና ሓወይ
@mogostsegay5493
@mogostsegay5493 3 года назад
it's nice to see you my lovely acters .but i have a doubt to the person who prepared the question why they are asking personal questions if he doesn't answer it cuz they have to concern about the audience so they have to know very well what they are prepared it's better to think twice before they done cuz it's media alot of people is watching it . so thanks so much.
@asmeromlebassi1309
@asmeromlebassi1309 3 года назад
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ (ዝወቅዓካ) ሓደ ኢዩ ፍልል የብሉን።
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 Год назад
Asmerom ygermeka eyu suk elom eyom ezom ne mekxaj tray eyom zkedademu ember feltata eya nera
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 3 года назад
ዓወት ሌባ ዓሚጽካያ ኢኻ ምህራምን ምውቃዕን እንታይ ኢዩ ፍልልዩ
@segeneyti.8841
@segeneyti.8841 3 года назад
ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ እዩ መልሳ🤔 ወቂዕካ ዝብል ትግሪኛ ኣብ ስደት እየ ዝፈልቶ ንባዕለይ
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 года назад
ክክክ
@blackstar7660
@blackstar7660 3 года назад
Wela Ane bro
@akineb3527
@akineb3527 3 года назад
hakka wedey
@mstirmnbar4067
@mstirmnbar4067 3 года назад
ኣታ ዓወት ትሽርሸር ዲኻ'ዘለኻ ዋላ'እንታይ እታ ቐዳመይቲ ቅንዕቲ እያ ኔራ እዋእ
@kahsaywintana2643
@kahsaywintana2643 3 года назад
Izi medebkum xibuk indiu neru gin ita kedamyti hito temelisa eya nera
@asmeromlebassi1309
@asmeromlebassi1309 3 года назад
ክትቅጻዕ ኣይነበራን ይብል። ካብ ኣዘራርባ ቃላት ኢዩ ለውጢ የብሉን። ከምዝርድኣኒ ኣብ ከተማ ዝዓብዩ ሃሪምዎ ሃርምኒ ኣይትህረመኒ ወዘተ ኢሎም ኢዮም ዝዛረቡ ኣብ ቀጠር ግን ኣይትውቅዓኒ ኣይትውቅዓያ ኣይትውቃዓዮ ወዘተ ከምዚ ይዛረቡ። ስለዚ ድማ ብዙሕ ምስላ ካብ ኣብ ገጠር ዝነብሩ ኣቦታት እቲ ምስላ ስለ ዝምስልዎ ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝወቅዓካ ኢሎም ይዛረቡ። ግን ፍልልይ የብሉን ኢየ ዝብል።
@amilakyimesgen3548
@amilakyimesgen3548 3 года назад
Ane dma wekieka tigringa u mhram gin baedawi qanka kikewin yikiel u mobekela kinhatela ena tegringa zeykonu ke nisom gin tigringa koynom zsmueuna alew
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ
8:34 ክክክክክክ ፍርጭሪት ኣታ ምትኩ እዛ ጓል ስሓቃ ኬፍ ኣለዋ ቡነት ዕድመን ጥዒናን ይሃብኺ ዚደይ💖👰
@gereGebrehiwet
@gereGebrehiwet 3 года назад
ኣቲ ፍርንጭት ዋሒድ "ፍረ-ነብሲ" ኢዩ ዝብሃል ዋዕ
@yrusalammhari9437
@yrusalammhari9437 3 года назад
Deki erey nawita shukor bejakum gdefwo
@biniamkiflay2340
@biniamkiflay2340 3 года назад
እታ ቀዳመይቲ ሕቶ ግን መሊሳታ ኢያ ዓመጽ ኣይትፍተዉ ብዝኮነ ኣዛናጋዒ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ
@weldensaedebesay8777
@weldensaedebesay8777 3 года назад
መርሓብ ደቂ ኤረይ እንቃዕ ደሓን መጻኹም እቲኣ ጋል መሊሳታ ነራ ኣይትዓምጽዋ ዓዊታ ከኣ እዚኒ ምስቋር ንዋልድ
@merontesfu6784
@merontesfu6784 3 года назад
Ya awtey entay deu meslka neti tazbay mentan buru kekonelu melsi zeytngrwu netiazebti
@haylegere1758
@haylegere1758 3 года назад
eway shewhat ab qezali anchiwa tebeq enqribit kitbelu tesfa ygebir nfuat kunama
@romayemedia
@romayemedia 3 года назад
ትንዕ ዝበለካ(ወስ ዝበለካ) ክልቲኡ ሓደ ኢዩ ስለዚ ዳርጋ ዝሃረመካ ዳርሃ ዝወቕዓካ ከኣ ሓደ ኢዩ ቲ ትጋግይዎ ጌጋስ ርኡይ ና ኾነ ከሕርቐካ ዓሚጽኩና ዘይኮነ ተጋሲስኩማ ኢዩ ዝብሃል ኣብዛ ሕቶ።
@setesete2724
@setesete2724 3 года назад
Hmam gorobit temahalalafi amharu ezia do ahlifemlkum
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 3 года назад
እንታይ ደኣ ዓወት ናብ ጓለንስተይቲ ጸሪኻ እንተኾነ ስምካ ውን ንወድን ጓልን ዩ ዝውክል በጃኹም እዚ ኣላብሳ ኣብ እዝንኻ ሓጺን ምንጥልጣል ንግደፎ ሰብኣይ ሲ ሰብኣይ እንተመስለ ዩ እምበሪ።
@bestofme1313
@bestofme1313 3 года назад
እዋይ ዓወት ፍሉይ እካ ሰሓቅ መይተ መልሲ ንግርዮ እልዋ ኣስንብድዎ
@helenmahari6985
@helenmahari6985 3 года назад
ይቅሬታ የሕዋት ስጋ ሓዊ ከይሃረሞ ምብላዕ ብሕጊ ቤቴክርስትያን ኩልኩል እዩ ሕተቱ መጀመርታ
@Mehari-Love
@Mehari-Love 3 года назад
yess nay behaki Amharu eyom tere sga zbeluo nusom beliam elom yiblo alewu Zgrm eyu
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 3 года назад
Nay bahaki xebuk mezenage ehwatey daki eri xeada hagerna hezbena selam yegberalna amlak bealo sedatna yehxerelna amlak nab hagerna nemelasalo ewan yegberalna befokri hegerna kenhanx ajekom daki eri xeada ab sedat negezeo ena zelena ajekom teray ab hagerna haberna kensareh
@binibinibi4683
@binibinibi4683 3 года назад
ኣታ ሕማም ቲቢ ከይትሓሙ ኣብ ኢትዮብያ ከለና ዘይ በሰለ ስጋ ሓዊ ዘይሃረሞ ጸብቅ ባሓጺሩ ሓዊ ዘይ ሃረሞ ጸገም ዩ ቲቢ ብቲብ ኮይና ነርንቅ ኢና ኣብ ማስከር ብፍልቅይ እዚ ስጋ
@haylixaxe2625
@haylixaxe2625 3 года назад
Eza medeb kiria delye gin afonfinini
@sarazeray3586
@sarazeray3586 3 года назад
I like your show but this is discusting sorry to say that
@bethelhemchannel6127
@bethelhemchannel6127 3 года назад
ትኒዕ ዝበለካ ዳርጋ ዘሃረመካ ( ዝወቓዓካ) መልሲ ቅንዕቲ ኢያ ዓወት ኣይትዓምጽ ወይካኣ ንደናዩ ኽትውከስ ንተገበኤ ፡ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ክፈላለ ይኽኢል ዩ ፡ ትርጉሙ ግን ሓደ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 3 года назад
ደስ ክትብለካ እዛ ጉል 😍😍😍😍😍
@habenteklebrhan3909
@habenteklebrhan3909 3 года назад
ያ ትግርኛ ኣይተበላሽዉ ትኒዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ ኢዩ ዝበሃል ፈሊጣታ ከላ ቀጺዕኩማ ጉቡእ ኣይኮነን ከይ ንጸላኩም ተመሊሱ ከሎ ኣይትቅጽዑ
@kibochannel3246
@kibochannel3246 3 года назад
ፍረነብሲ ክትብልዎ ነርኩም (ፍርንጭት)?
@tomastekie1016
@tomastekie1016 3 года назад
እዛ ቻነል ብታሚ እና ንፈትዋ በጃኩክ ግን ረኪራም ኣተብዝሑ ኣኮነን ሪእና , 👎 ድስላይክ ኪንህበኩም እና ፡ካብ ኮረና ገዲድና ረኪራምኩም እንበር ፡ንዓወት ንፈትዎ ኢና ወላ ነቶም ዘቅርቦም ሰባት ከማን ።
@ሮቤልወዲሰየምቲኣድያቦ
ዓወት ሕቶኻ ኣጽናዓዮም ምህራም ምውቃዕ ሓደ ኢዩ
@peaceland972
@peaceland972 3 года назад
Awet tegagika melisata tinie zbeleka darga zhsremeka eyu
@fsahadebesay7346
@fsahadebesay7346 3 года назад
ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትሪዎ ትኽእሉ ስድራቤታን ባዓል ቤታን ሓጼር ሌላ ምስ ስዳራቤታ ሚሪያም ምስግና ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-jx_Ya6z_-5U.html
@kbrommengesha609
@kbrommengesha609 3 года назад
ኣነ እዞም ዕድማት ።ርአዮም ኣይፈልጥን
@senay6044
@senay6044 3 года назад
Ata kedsmeyti hto neza gal amixkuma
@kasay67
@kasay67 3 года назад
መዛናግዒ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ። ከም ርኢቶ ጥረ ስጋ ብሃይማኖትን ብህልን ክልኩል ኢዩ፡ስለዚ ድሕሪ ሕጂ ኣይትድገምዎ።ካልእ ስነ ጥበበኛ መምህር ኢዩ፡ዓወት ምስ ብዙሕ ይቅረታ ክልተ ኣእዛንካ ተሰቊርካ ደኣ ካብ ዮሃና ብምንታይ ትፍለ። ጉዳይ ኣከዳእድና ኣብ በትኡ።
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
Kkkkkkkkkkkk ferjet betera kkkkkk ኣታ ካብ ዝብኢ ንላዕሊ እኮ ተቀይርኩም ስጋ ብጥርኡ ትበልዑ ኣለኹም
@frehagos4199
@frehagos4199 3 года назад
ከመይ ዘይበልዑ ምስ ኣምሓሩ እንድዮም ዝውዕሉ ዘለዉ🤣🤣🤣🤣😁😁😁😁😁😁
@ሮቤልሮቤል
@ሮቤልሮቤል 3 года назад
ጢኑ ዓይነይ love you br0
@JimiJimi-
@JimiJimi- 9 месяцев назад
Eza nay tinu zhateta sne tibebawit zytnegruna neberkum 😂😂😂😂😂
@kidanekflat1596
@kidanekflat1596 3 года назад
Awita bgega kexiekuma kedameyti ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝሃረመካ እያ
@tekie897
@tekie897 3 года назад
ንዓ ዓርኩ ትግርኛ ኣይትፈልጥን ዲካ። ትንዕ ዝበልካ ዳርካ ዝሃረመካ እያ ትብሃል ኣባ ሃገርና። ኣብ ትግራይ ክኣ ትንዕ ዝበለካ ዳርጋ ዝወቅዓካ።
@ኣዙጋልትግራይሓላልኣዙጋል
ዊ. ዓወት ናይ ጉዳይ ጥዕናኩምከ ኣታ ከይትሓሙ ዊ ኣነስ ዛንቋቆሖስ ስክፍክፍ ኢሉኒ ክንዳኩም ኣነ ጨኒቁኒ ኣየ ዓወት ዘይተምፅኦ ዘየብልካ ዓወት ሓወይ ዝሮዝሮ ይፎትወኩም እየ ደቂ ኤሬ ሓፈትኩም ካብ ትግራይ
@nahomtseghay6600
@nahomtseghay6600 3 года назад
wawwww ብጣእሚ ኣዘናግዒ ቀጽልዎ ብጣእሚ ብጥእሚ ጽቡቅ
@azebhagos9374
@azebhagos9374 3 года назад
ኣሰይ ሙጩዋት የህዋተይ
@dingladegoyta4140
@dingladegoyta4140 3 года назад
ቡጣዓሚ ጽብኩ ክዳንውንቲ
@mixedworld869
@mixedworld869 3 года назад
Ata ezom amharu tre sga mblae alamidomukum kk
@brhanetesfay6996
@brhanetesfay6996 3 года назад
Eza gal melisa kela amitskuma
@selinagaleri4650
@selinagaleri4650 3 года назад
Ewiy awet amixkuma nezia gal abti kedameyti hto
@tsigeredamulugeta2689
@tsigeredamulugeta2689 Год назад
Your media is so wonderful
@FretaKfle
@FretaKfle 3 месяца назад
Wawaw gele aynet mequr zekone azngai
@asterkahsay2452
@asterkahsay2452 3 года назад
🤮🤮🤮🤮 ata keythamu bflay eti sga🤮🤮🤮🤮🤮
@Mehari-Love
@Mehari-Love 3 года назад
Ameharu eko teqyirom
@yafetmehri213
@yafetmehri213 3 года назад
Tinu habibi nic one
@mossboss7995
@mossboss7995 3 года назад
እዛ ጋል ኣይትረብሽዋ ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ኢያ
@zenhom9968
@zenhom9968 3 года назад
ዳርጋ ዝሃረመካስ ቀጢኹማ
@Yorda-bw9zm
@Yorda-bw9zm 3 года назад
My God 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@الال-ع6د6ت
@الال-ع6د6ت 3 года назад
እንኾዕ ብሰላም መፃኩም ኣሕዋተይ
@Srafielabrahale
@Srafielabrahale 10 месяцев назад
Anebtamithemesnekum
@paradisemediaeri6829
@paradisemediaeri6829 3 года назад
N bereket mesele kea ab amxealna
Далее
ТАРАКАН
00:38
Просмотров 1,6 млн
Ко мне подкатил бармен
00:58
Просмотров 186 тыс.