Тёмный

Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Baela ባዕላ- New Eritrean Tigrigna Music 2023. 

MEDA NIUSEY
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 1 млн
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 936   
@meharighirmay4029
@meharighirmay4029 Год назад
ኣድነቅት መዳ ኣበይ ኣለኩም like 👍 ገርኩሙለይ ሕለፍ መዳ ሓወይ ኩሉ ግዜ በኣካ ምስ ተሓጎስኩ ኢየ❤❤❤❤❤
@SlasGermedhin
@SlasGermedhin 7 месяцев назад
Hii
@wahazitfutsum2691
@wahazitfutsum2691 Год назад
ንኡሰይ ዝፈቱ like ኣግርጭው እስከ My king🦁🦁ንኡሰይ
@wediteages9391
@wediteages9391 Год назад
መዳየ ብሱል ፍላስፋ!መገዲ ሳህራን ባሕርን ዝረኣየካ ከምዚ ከማይ! !!😢ባዕላ😢! ዘይውርዝይቲ ኩሉ ዘኽፋኣላ ቅርዓት ወጽያ ደርብያ ክዳና ከይደነነት ክብራ ከይበልዓ ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ናቅኒዓ ኣይሓረኹን ምስኣ ክቅኒ ነቢረ ግን ሕመቀይ ሒዝኒ ድላያ እምበር ድላየይ ኣይኮነን ኣይደለኹን ምስኣ ክኸውን ኩሉ ሙሉ.....ባዕላ ምስ ጠለመት ተጠሊመ እኮ በለት ብሕመቀይ ሂበያ እንድየ ኣታ ሕቆይ ንሳ ዶ ሰናፍ ወርዊራትለይ ክሹቅረር በታቲና ቤተይ ጌራቶ ዑና ኣቦይ ክንዲ ይቅረ ትለኽየኒ ኣላ ዕረ ባዕላ😢😢 ንሳ ስ ንሳ የብላን መለሳ ደንጽይኒ ኣሎ እሞ ናይ ዋሕሳ ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል ንሓቂ እምበር ንሓሶት ዶ ዋጋ ይኽፍል ንሳስ ከም'ኡ ንሱ እዩ ክእለታ ዓጂብኒ ኣሎ ኣነ ሞ ናይ ዓጀብታ ንሳ ክትፈቱ ደርባዪ ፍትፍቱ ኣንጻር ውሽጣዊ ረብሓታቱ ምንባር ከንቱ💔 ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ እንታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ ንሳ ተስታይ ፍቅሪ እዛ ጻሕታሪት ሓዊ ኣብ ዓዲ ጓናኣብ ላምፓዱዛ ኣብ ምድረበዳ ከፊለ እንድየ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ ድርብብብብብ❤❤ ባዕለይ ዝኸድኩዎ ምስ ኣንደደትኒ 🔥 ሳህራ ዶ መጺኒ ባዕለይ ዝኸድኩዎ ምስ ኣቁረረትኒ 🥶 ባሕሪ ዶ መጺኒ ኣነ እንዶ ከይደዮ ገጽ ከሊኣትኒ ጓና ዶ መጺኒ ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነ እንዶ ከይደዮ ንሳ ትዕደዮ ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ ወዮ ሓባል ሓባል ኢላትኒ ፈትየ ዶ ኮይነ ምስኣ ክቅኒ ሕመቀይ እምበር ፍቅራ ዶ ሒዝኒ መሲልዋ ከም'ኡ ኢላ ትነብር ምስ ሕማመይ ደቂሰ ዝሓድር ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ ወዮ ሓባል ሓባል ኢላትኒ ባዕላ ድሂላ ኣፍቃሪ ቆጽያ በይና ተቀዳዲማስ ቀዳመይቲ ወጽያ ባዕላ ፈብሪኻ ለምለም ኣልቢሳቶ ትዓለባ ልበይ ከሰል ከዲናቶ ባዕላ ነጊሳ እላ ጠሊሙኒ እንክጅመር ከሎስ ፍቅራ ዶ ኔርኒ ኣኽሊል ናይ ሓቂ ክቡር እዩ ዋግኡ ክስዕራየ ኣብ ቅርዓት ክኾንየ ዋንኡ ኣኽሊል ናይ ሓቂ ክቡር እዩ ዋግኡ ዝኽፈል ከፊለ ክኸውን ዋንኡ ግጥሚ/ዜማ መድሃኔ ገብረመድህን (ንኡሰይ)
@natnaelabrham9918
@natnaelabrham9918 Год назад
🌿🌿🌿🌴🌴:💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪
@samuelafewerki5650
@samuelafewerki5650 Год назад
1:16 🎉
@tesfushimangus249
@tesfushimangus249 Год назад
@TVMESSEL
@TVMESSEL Год назад
Thanks bro
@Tiktokmezmurchristian
@Tiktokmezmurchristian Год назад
✨️❤️💯🔥🔥🔥
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ Год назад
ናይ 💙መ💙ዳ💙 ኣድነቅቲ ኣለና ዲና 💙ን💙ኡ💙ሰ💙ይ💙
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
ኣለና ♥️♥️✅🙏
@YonasHabtom-r4s
@YonasHabtom-r4s 3 месяца назад
Alena kbretey Natey
@eyu1221
@eyu1221 Год назад
ፈተዉቲ መዳ እስከ ብልቢ ትፈትውዎ like ሃብኒ ማዳዬ my king Africa 😢
@efremambesa1544
@efremambesa1544 Год назад
ከማኻ ይብዙሑ መዳ ሓወይ እሞ ድማ ብንኡስካ ምስ ትብዓትካ ምስ ጻዕርኻ መግለጺ እዩ ዝጎድለል ቀጽሎ 💙💙💙💙💙💙
@robeltekle545
@robeltekle545 Год назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Gvs-d1h
@Gvs-d1h Год назад
a❤❤❤❤❤
@shishaygebray9095
@shishaygebray9095 Год назад
ናይ ዘመና የማነ ባርያ መዳ በል ጥዑም ላዛ 💙💙💙💙💙
@እንኪልበይስምኪጻሓፉሉ
ከምዚ ደርፊ ዳርጋ ድሕሪ ኣብራሃም , የማነ ባርያ ዳርጋ ተገዲፉ እዩ ጸኒሒ ከምዚ ኣታሓሳሳቢ ደርፊ በይንካ የዛርበካ ሑቶ ዛሓዘ so niccc job Bro keep IT ✅
@wedisielu5628
@wedisielu5628 Год назад
ወዲ ሓፍቲ ጅግና ካብ ልቢ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ💙💙💙🙏
@senayberih7561
@senayberih7561 Год назад
Ya nay bhaqi zarkyyy 💙🌿✊
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 Год назад
በሓቂ ኩሉ ስራሕካ ንፍዕ ኢካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዘይ ከምዕድመካ ንኡሰይ ማራ እየ ዝፈትወካ ካብ ሓፍትካ ጋል ትግራይ❤💙💊💙💊💙
@Speacefull
@Speacefull Год назад
💙💙💙
@fkg98
@fkg98 Год назад
ባዕላ ዲሂላ ኣእጋረይ ቆጽያ በይና ተቀዳዲማ ቀዳመይቲ ወጺያ መዳ ተባዕ መንእሰይ❤።
@sheba03
@sheba03 Год назад
ናይ ዘመንና ባርያ ተበልኩኻ ኣይዓብየካን እዩ መዳ🤴🇪🇷💡
@tgmedia12
@tgmedia12 Год назад
ንስካ ዶ ፍንፉን ህግደፍ
@tekiebereket710
@tekiebereket710 Год назад
​@@tgmedia12 ሊጀንድ የመነ ባርያ ንምባል ኣድናቆት እምበር ጽርፊ ኣይኮነን ሓሲብዋ
@sheba03
@sheba03 Год назад
@@tgmedia12 ብሮ😂ያአኸ ኣነ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)እየ ሓሲበያ
@rahwagezana
@rahwagezana 8 месяцев назад
​@@tgmedia12ewa atum ezi ህግደፍ ኣብ ደምኩም ዶ ሰረጸ ኣሕሕሕ 😂😂😂😁😁😁
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 19 дней назад
​@@tgmedia12aklabat nay Tegaru!! Tustisat
@Tesfa177
@Tesfa177 Год назад
ተውሳኩ ስደት ተውሳኩ ስህራ እንታይ ጌሩ ብሕሪ እዛ እከይ ግብሪ ንሳ ተጻይ ፍቅሪ እዛ ጽሓታሪት ሓዊ ኣብ ዓዲ ጋና ኣብ ላፓዱዛ ኣብ ምድረ በዳ ከፊለ ኢንዴ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ። welkom meda 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@fala1219
@fala1219 Год назад
መዳ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኣብ ሰራሕኻ ዓወት ይምነየልኻ ዕዲመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤
@weredekidane1405
@weredekidane1405 Год назад
መዳ መድሃኒት ልቢ ! አባኻ ዘለኒ አድናቖት መግለጺ የብለይን ! Hero ! ቀጽሎ መድሃኒተይ !
@robielcom
@robielcom Год назад
ስንክስታር ዝኮነት ደርፊ ኣሎ ዶ ከማይ ጌሩ ንመዳ ዘድንቅ ብተግባር እንበር ብኣፍ ሃተፍተፍ ዘይብል ናይ ዘመነይ ሞዴል መዳየይ ናተይ ❤❤❤
@brightfutur8180
@brightfutur8180 9 месяцев назад
Snksar❤
@EmaShow
@EmaShow Год назад
0:35 ኣይሓረኩን ምስኣ ክቅኒ ነቢረ ግን ሕመቀይ ሒዙኒ 😢 0:54 ምስጠለመት ተጠሊመ ኮ በለት ብሕመቀይ ሂበያ እንዲየ ታ ሑቆይ ባዕላ መዲተይ ኩሉ ጊዘ ምስ ኮራኩ እየ ብኣካ ❤
@aronadhanom4886
@aronadhanom4886 Год назад
እንቃዕ ብድሓን መዳ 🎉ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉
@ksanetgaym5518
@ksanetgaym5518 Год назад
9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@ksanetgaym5518
@ksanetgaym5518 Год назад
9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@ksanetgaym5518
@ksanetgaym5518 Год назад
9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft. Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊😊😊😊😊😊😅😅😅😅😊😅😅😅😊😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊😊
@ksanetgaym5518
@ksanetgaym5518 Год назад
9😊😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊
@ዳኑጓልሑመራ
@ዳኑጓልሑመራ Год назад
እንካዕ ብሰላም መጻካ መዳየ ንኡሰይ Miss you more ኣድናቂትካ ትግራወይቲ ❤️❤️
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 Год назад
ፍላስፋ'ኳ ተቐርካ ንኣድናቖተይ ቃላት የብለይን ከምዚ ዓይነት ዘተሓሳስብ ስራሕ ናፊቐ'የ ኔረ just thank you medino
@shameyob3317
@shameyob3317 Год назад
ከምካ የለን ሕማም አዚ ወለዶ ዝሕማሙ keep going ንኡሰይ ❤
@ንፋቐርእሞክንሰማማዕ
መዳ ጎይታ ጥበብ ❤❤❤ ንበር እስከ ኑኡሰይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zowdi810
@zowdi810 Год назад
He is laiy and wayana 😢😮😮😢
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
welcome ነኡሰይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ from tigray ኣጆና ክሓልፍ እዩ ኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ልቭያ ትግራዋይ ኣብ የሜን ዝተረፈ ኣብ ዓድ ዘሎ ከዓ ብጦርነት ንሃልቅ ኣለና መንእሰይና ተወድኡ እዝ ህዝብና ግን ማኣዝ እዩ ክዓርፍ❤😥😥
@Speacefull
@Speacefull Год назад
🥺🥺🥺💙💙💙🙌
@kisanetkidane4012
@kisanetkidane4012 3 месяца назад
ግጥሚ ናይዛ ደርፊ ንዘስተንተን ኡፍፍፍፍ ዝገርም አዩ great song 👌
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 Год назад
Ni wedi tkabo ende ab flsfina gtmi zedniko nere nusey gn beka kalay wedi tkabo eka nay nbrelna nusey 💙💙💙💙💙
@milanerina4454
@milanerina4454 Год назад
መዳ ንኡሰይ ናይ ውሽጠይ ስምኢት ገላጺ እድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤
@sham316
@sham316 Год назад
ደራፋይ ጥራይ ምባል ይዉሕደካ ኢዩ መዲኖ😊 ሙሴ ናይዚ ዘመን❤
@selam8217
@selam8217 Год назад
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ናይ ብሐቅ ዉሻጠ ወርቅ ዘሎዎ ግጥሚ የቀንየልና ክቡሩ ንእሰይ ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብንቍሐት ምስትዉዓል ኤረይ ሰብ አለዋ 🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷💯
@rahwagezana
@rahwagezana Год назад
መዳ ዓርከይ እምቃዕ ብሰላም መጻኻ መዳ ጡዑም ድሃይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ላሚቦራ
@ላሚቦራ Год назад
ከይደነነት ግብራ ከይበልዓ ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ኣቕኒዓ! ኣይሓረኹን ምስኣ ክቕኒ ነቢረ ግን ሕመቐይ ሒዙኒ። ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል ንሓቂ እንበር ንሓሶት'ዶ ዋጋ ይኽፈል። ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ
@mnbarmalet3996
@mnbarmalet3996 Год назад
ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነ አንዴ ከይደዮ አሳ ትዕደዮ 😢😢😢 ❤❤❤❤ መዳ ቡሉጽ መንአሰይ
@samorakidane
@samorakidane 16 дней назад
🎶ባዕላ🎶 ዘይ ውርዝይቲ ኩሉ ዘኽፍኣላ ቅርዓት ወጽያ ደርብያ ክዳና ከይደነነት ግብራ ክይበልዓ ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ኣቕኒዓ: ኣይሓረኹን ምስኣ ክቕኒ ነቢረ ግን ሕመቐይ ሒዙኒ:: ድላያ'ምበር ድላየይ ኣይኮነን ኣይደልኹን ምስኣ ክቑረን ኩሉምሉ... ብዕላ.... ምስ ጠለመት ተጠሊመ'ኮ በለት ብሕመቐይ ሂበያ እንድየ ሕቖይ ንሳ'ዶ ሰናፍ ወርዊራትለይ ጭቁራፍ በታቲና ቤተይ ጌራቶ ዑና ክንዲ ይቕረ ትለኽየኒ ኣላ ዕረ ህህህ...ባዕላ.....ህህህህ ንሳ ዛ ንሳስ የብላን መለሳ ደንጽዩኒ ኣሎ ኣነ ናይ ዋሕሳ ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል ንሓቂ እምበር ንሓሶት'ዶ ዋጋ ይኽፈል: ንሳስ ከምኡ ንሱዩ ክእለታ ገሪምኒ'ሎ ኣነ ናይ ዓጀብታ ንሳ ክትፈቱ ደርባዪ ፍትፍቱ ኣንጻር ውሽጣዊ ረብሓታቱ ምንባሩ ኮንቱ: ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ እንታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ ንሳ ተጻይ ፍቕሪ እዛ ጻሕታሪት ሓዊ ኣብ ዓዲ ጏና ኣብ ላምባዱዛ ኣብ ምድረ-በዳ ከፊለ እንድየ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ ኦኦኦኦኦ....ኦኦኦኦኦኦ ባዕለይ ዝኸድክዎ ምሰንደደትኒ ሳህራ'ዶ መጺኒ..... ባዕለይ ዝኸድክዎ ምሰቑረረትኒ ባሕሪ'ዶ መጺኒ... ኣነንድየ ክይደዮ ገጽ ክሊኣትኒ ጏና'ዶ መጺኒ: ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነንድየ ክይደዮ ንሳ ትዕደዮ 🎶🎶🎶🎶 ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ ወዮ ሓባል ሓብል ኢላትኒ ፈትየ'ዶ ኾይነ ምስኣ ክቕኒ ሕመቐይ እምበር ፍቕራ'ዶ ሒዙኒ መሲልዋ ከምኡ ኢላ ትነብር ምስ ሕማመይ ቀሲነ ዝሓድር ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ ወዮ ሓባል ሓብል ኢላትኒ ባዕላ ድሂላ ኣእጋሪይ ቆጽያ በይና ተቐዳዲማ ባዕላ ቀዳመይቲ ወጽያ: ባዕላ ፈብሪኻ ለቢሳቶ ንዓለባ ልበይ ከሰል ከዲናቶ ባዕላ ነጊሳ ኢላ ጠሊምኒ ክጅምር ከሎስ ፍቕራ'ዶ ኔሩኒ ኣኽሊል ሓቂ ክቡር እዪ ዋግኡ ክስዕሪ'የ ኣብ ቅርዓት ክኸውን'የ ዋንኡ ኣኽሊል ሓቂ ግን ክቡር እዪ ዋግኡ ዝኽፈል ከፊለ ክኸውን'የ ዋንኡ:: ……….🎶🎶🎶🎶……. Thank You Meda ❤❤
@desbeleberhane-k2w
@desbeleberhane-k2w Год назад
ኑኡሰይ ይበል ድምጺ ይበል ዜማ ይበል ግጥሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ቡሉጸይ
@WiztE9n-cl5qv
@WiztE9n-cl5qv Год назад
መዳየ እን ኳዕ ብሰላም መፃኻ ለባመይ ኣብስራሓካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ካ ፈጣሪ🙏
@solomonhabte6235
@solomonhabte6235 Год назад
ባዕላ እወ ህግደፍ ጸረ ኤርትራዊ ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ንኡሰይ
@NaniOg-j4g
@NaniOg-j4g Год назад
Meda entay aynet seb eka beka kulu nay wushtey ❤❤❤
@AsmeromZeray-q4o
@AsmeromZeray-q4o Год назад
አንቃዕ ብድሓን መጻኣካመዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ ፈጣረ❤❤❤❤❤❤🎉
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ Год назад
እወ ንሳ እታ እከይ ስርዓት እከይ ውድብ ጸሓታሪት ሓዊ ንሳ እያ ጸላኢትና ንሳ ጠንቂ ናይ ስደትና ክንስዕራ ኢና ድማ መንእሰይ ግን ድሉው ዲካ በረካ ወሪድና ክንቃለስ
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 Год назад
መዳ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ ኣድነቅቱ ላይክ ሳብስክራይ ግበሩሉ ነዚ ብሉጽ መንእሰይ
@tdf1484
@tdf1484 Год назад
ንኡሰይ💙💙
@rahwadebesay-wu8bj
@rahwadebesay-wu8bj Год назад
ኡፍፍፍ ኣብ ሰዓታ ደርፍካለይ ብጣሚ ኑሰይ ዘይ ከም ኤድሚኡ ❤❤❤❤ተዓዊት ናይ ዘብና ባርያ
@rahwadebesay-wu8bj
@rahwadebesay-wu8bj Год назад
ኣሓረኹን ምሰኣ ናይ በሓቂ
@jontv6228
@jontv6228 Год назад
ናይ ብሓቂ እዛ ዘይውርዝይቲ
@awetalem4748
@awetalem4748 Год назад
ናትና እዩ እዚ ግዜ ንኡሳተይ መዳ መዘና እዚ ግዜ ብሉጽ መንእሰይ ✌️👌 ኣብ ዓድና ከም ልብና ንብሎን ንነብሮ ናብራ ኣይክነውሕን እዩ ንወደብ ንኡሳተይ 💪💙💙💙
@HenokTeklay-s6l
@HenokTeklay-s6l Год назад
Nice one thanks
@kingyemane2854
@kingyemane2854 Год назад
Meda nusey❤መሲልዋ ከሙኡ ኢለ ዝሓድር ምስ ሕማመይ ደቂሰ ዝሓድር።
@adikeihbeautiful7654
@adikeihbeautiful7654 Год назад
Well come 🎉 ፈተውቲ መዳ like 👍
@miremeles4960
@miremeles4960 Год назад
nice to see you again mada Legende 🧢💎💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@berihu07
@berihu07 Год назад
ፍትሒ ንፍትሓውያን🎉🎉
@Sami_Funti
@Sami_Funti Год назад
ሰሪ ጽንተትና ፡ስደትና፡ሕሰምና ኮታ ኩሉ ሓቢእኻ ዘይሕባእ ህልው ሃልዋትና ንሳ ባዕላን ኣዳኸርታን ምኻና ደብተርካ ቀሊዕኻ ብርዕኻ ኣንቢዕኻ ''ንመዛኖይ እንኮ ህግደፍ'' እያ 'ታ እንኮ ቁርዲድካ ምባልካ ፡ ዝቐሃመ ተስፍያ ሂወት ይሰኩዕ ኣሎሞ ሃየ ደጊምካ ሓንጥጥ ዘይም ወገነይ ። ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ 'ታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ ንሳ ተጻይ ፍቕሪ፡ ጻሕታሪት ሓዊ ኣብ ዓዲ ጓና ላምፓዱዛ ኣብ ምድረበዳ ከፊለ 'ንድየ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ
@yosiefmelake9956
@yosiefmelake9956 Год назад
Meda eti emun wegeney zeytelm zeykhd bxay meneseyat xbuq srah be proud my hero ❤❤❤
@yohannes9891
@yohannes9891 Год назад
ኣብዛደርፊ ዋላሓንቲ ሪኢቶየብለይን ጽቡቅ ጥራየ ክብል ዝክእ ሓደነገርግን ኣሎ ዘሐጎሰኒ ወለዶይ ኣብዚሕጂ ሰዓት ብንእሱ ክገጥምን ክዝይምን ባዕሉ መጽሓፍ ክሓትም ባዕሉ ንቃልሱ ከማእዝንን ክቅልስን ምሰረኣኩ ሓጎሰይ ጥርዙ በጺሑ ናታናዩ ዝግዝየ ጽባሕ ማለት ንዓመታ ኣብሃገርና ከምንተኣካከብ ኣይጣራጠርን ❤❤❤❤
@MeleyEri
@MeleyEri Год назад
Hapale belya iy zemenu Meda hawey jigna BN nqdmit 💙🌿✊🏾
@saliholove101
@saliholove101 Год назад
ልዕሊ ግጥሚ ዜማ ልዕሊ ዜማ ኢዲት ኣሳእል ወዝ ድምጺ ኡፍፍፍ ንኡሰይ❤❤❤❤
@saymonermias
@saymonermias Год назад
ቃልሲ ነዊሕ እዩ፡ስንቂ ቃልሲ ኢኹም ብዓል ንስኻ መዳ💪
@HabenYemane1
@HabenYemane1 Год назад
መዳ ሓወይ ከምቲ ሉሙድ ጽፉፍ ስራሕ፡ ከም ርኢቶ ንዝመጽ ስረሓትካ ግጥሚ ኣብ ታሕቲ እንተትጽሕፈሉ ዝበለጸ💙💙💙
@abelabi5
@abelabi5 Год назад
ኑ ኡ ሰ ይ 💎 🤞🏿 🥲
@abelgirmay4428
@abelgirmay4428 Год назад
ስንክሳር ዝኮነ ግጥሚ ❤❤❤
@tedroszerazghi1234
@tedroszerazghi1234 Год назад
Appreciate meda kndi milionat Artist
@natitiboy9069
@natitiboy9069 Год назад
ስደትና ዪሕጽረልና ፈጣሪ🙏
@tesfamariambein2545
@tesfamariambein2545 3 месяца назад
King of the generation meda my Brother
@TeslaTekeks
@TeslaTekeks Год назад
ብሉጽ ስራሕ ሕጅዉን ወዲ ሓፍቲይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@hhhoh2251tahir
@hhhoh2251tahir Год назад
እንኳ ዳሓን መፃአካ መዳ ጎብዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
@EfremZeray-q8j
@EfremZeray-q8j Год назад
ብሕመቅና ዓድና ሂብናያ ሕቆና 😢
@hermonataklti
@hermonataklti Год назад
Meda ylal tebaetay srah cause i love it
@jonasbereket5440
@jonasbereket5440 Год назад
መዳ ኑእሰይ ናይብሓቂ ብሉጽ ስርሕ❤ ኣበይ እሞ ይርድኦም እዞም ባራዩ
@humanbing-kb1ir
@humanbing-kb1ir Год назад
Wowow gelaxit hedma meda hawey thanks kebur bexay
@ሰይፈናይልበይ
@ሰይፈናይልበይ Год назад
ኩሉ ግዜ በቃ ቡሉጽ መግለጺ ይሳኣነካ ንዓኻ ዝከውን ቃላት መዳ❤❤
@goytomteweldebrhan4222
@goytomteweldebrhan4222 2 месяца назад
መዳ❤❤❤ተባዕታይ
@henokweldat6654
@henokweldat6654 Год назад
መዳ መግለጺ የብለይን ንዓካ ዝከውን ቃላት ዘድንቀካ ንኡስ ስነ ጥበባዊ ብፍላይ ናይ ውጹዕ ህዝብና ትደርፎ ከም ስርዓት አዩ ንብዓት ዝስዕረኒ ብዝኮነ ቀጽሎ ደገፍቲ መዳ ፍቅርኩም ግለጹለይ❤❤❤❤❤❤❤❤ርገጹኒ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎁🌎
@habtomtesfamariam1959
@habtomtesfamariam1959 Год назад
Wawwww bulux mensyyy edemenn tenann yhabka nusy anbsawa❤️❤️❤️❤️
@frehayele5091
@frehayele5091 Год назад
ንማዳ ከይደንቕካ ክሕለፍ ከቢድ’ዩ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 Год назад
Nberged nhedu kea tetderfelom azyu xbuq neyru meda 💙💙💙💙😊
@MicheleUkbay
@MicheleUkbay Год назад
መዳ ጎይታ ጥበብ ናይ ዘመና❤ ወዲኤ ካብዚ ንላዕሊ እንተይለካ ከይ ከብደካ😊
@AsmeromZeray-q4o
@AsmeromZeray-q4o Год назад
አንቃዕ ብድሓን መጻኣካ መዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ ፈጣረ❤❤❤❤❤❤🎉 1:24
@mekonenWata
@mekonenWata Год назад
ማዳ ዓርከይ ጅና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@hermontekle7860
@hermontekle7860 Год назад
What an amazing lyrics Meda, keep it up
@bereketteklehaimanot9982
@bereketteklehaimanot9982 Год назад
ኣንታ ኑኡሰይ ልበይ ኣንበር በርብርካያ ወያ ዓይነይ ነአቢዓ ወያ ከብደይ ዝርግርግ ኣቲዋ ኣንታ ኑኡሰይ ንስኻ ዓቢ መጽሓፍ ሙሉእ ዛንታ ዘለዎ ኢኻ ። በጃኻ ክከፍለካ ዉዕለትካ፡ እንበር youtabe ኣበይ ከይህቡካ። ዝካለኒ ክገብር እየ ንስካ ንልበይ ፈዉሲ ኢካ
@Naxitey
@Naxitey Год назад
መዳ ማዓረይ ኣባካ ዘለኒ ኣድናቆት ገሊፀ ኣይዉደኦን ኑኡሰይ ጅግና ቀፅሎ ሓፍትካ ካብ💛⭐️❤️
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 Год назад
ንእሰይ ከም ዕድመኻ ዘይኮንካስ ከም ኣቦኻ መን ክዳረክ ንዓኻ ❤❤❤
@amiragalagamewelwalo3380
@amiragalagamewelwalo3380 Год назад
ድምፅካ ምውት የተስእ ❤
@حاعنخطط
@حاعنخطط Год назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዛሓወይ ክናፍቅ እከለኩ ናትካ ደርፍ ሰምዐ ኣይፀግቦን
@medayow5556
@medayow5556 Год назад
ሞክሲ ከም ወትሩ ብሉጽ ውላድ ባርያ ንበረልና 💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪
@وردهاحمد-ح4ي
@وردهاحمد-ح4ي Год назад
ጥዒሚ ድምፂ❤❤
@Merana10632
@Merana10632 Год назад
መዳተይ ሰማዒ ናይ ውሽጠይ💙💙💙💚💙💙💙❤️
@MusieTadese
@MusieTadese Год назад
Asey admen teana zhawey ajok ketlo💯💯💯💯💯💯💯
@hevean52
@hevean52 Год назад
ደርፉን ደራፋይን 🙏 ክብረት ይሃበለይ ወዲ መለይ 💙💙💙🇬🇧
@Hanimengesha
@Hanimengesha 10 месяцев назад
ኣቱም ሰባት እንታይ ኢለ ከም ዝገልጾ እየ ኮ ጠፊኢኒ ናይ ብሓቂ እዩ ኑኡሰይ ክብሃል❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ባዕሉ
@mommommommom9907
@mommommommom9907 Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእካ መዳየይ ባዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤❤
@DenaytAngesom
@DenaytAngesom Год назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Srafiel
@Srafiel 4 месяца назад
ስእል ግን ብጣዓሚ ከይድንኩዎ ካሓልፍ ኣይደለይን ይብል ጥበበ ጡዑም ድምጺ ❤❤❤❤❤ኑኡሰይ
@dc8625
@dc8625 Год назад
ቃላት የብልናን ናይ ሓቂ ብሉጽ ኢካ 😢
@samiti2033
@samiti2033 Год назад
ንኡሰይ❤
@Kidanebahre-k6j
@Kidanebahre-k6j Год назад
❤❤❤❤❤❤❤ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ብሱል ሓሳብ መዳ ሓወይ ኣብነታዊ መንእሰይ ቀጽሎ፡፡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we love you,,❤❤❤❤❤❤
@bashayyehdego9074
@bashayyehdego9074 Год назад
Medhanie G/ Medhin Nice music Anbesa eka
@media4060
@media4060 Год назад
Ni Meda tifetwu eske like 👍 💙🌿❤🌿
@barkanaentertainment8734
@barkanaentertainment8734 Год назад
ንጥሚ 1000 ዘማ 1000 ድምጺ 1000 ይበል ውህደል ሙዚቃ ኣድኒቀ ኣይ ጸግበካን የ
@BerihKibrom
@BerihKibrom Год назад
Meda nusey ናይ ብሓቂ እየ ዝድንቀካ ኣብ ሓቂ ምህላውካ ቀጽሎ ንኩሉ ጌዜ
@yosiefjamel5928
@yosiefjamel5928 Год назад
Wwwww Kedamay comment
@didey8736
@didey8736 Год назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢yemane barya bhiwet alo aymoten 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነ አንድየ ከይደዮ ንሳ ትዕደዮ ቃል ንኡሰይ። Meda hero
@ዊነርwinnermedia
@ዊነርwinnermedia Год назад
Meda is the best singer of the time. It is a very nice song. You are a person made for art. Keep it up
@yohanatesfagergis4508
@yohanatesfagergis4508 Год назад
Kemaka ybzhulna meda nidhto knska gn abi buzuh zsrahka egziabihier tebebu ybzhalks nusey wedi halal meriet💙🌿💙💙🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@RobelAngsom
@RobelAngsom Год назад
Nice bro best music ❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯
Далее
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 362 тыс.
UFC 308: Пресс-конференция
35:18
Просмотров 557 тыс.
Dluw Dika (feat. Kiflom Ykealo)
6:25
Просмотров 114 тыс.
Omega Tsibaqe (feat. Bajet Mehari)
7:52
Просмотров 14 тыс.
Fieruza (Eritrean Music)
7:32
Просмотров 4,8 млн