Тёмный

Melsi part 9 - tigrigna drama - መልሲ 9ይ ክፋል - ትግርኛ ድራማ | Aura ኦራ Entertainment 

Aura ኦራ Entertainment
Подписаться 85 тыс.
Просмотров 64 тыс.
50% 1

subscribe ብምግባር ብቀፃልነት ንለቆም ሓደሽቲ ምስልታት ይከታተሉ ቤተሰብ ይኩኑ
#tigrigna #ኦራ #መልሲ
#AuraEntertainment | Tigray | eritrea | Ethiopia | tegaru | eritrean | ethiopian | habesha | eritreanfilm | tigrignadrama | tigrignamusic
Make sure to subscribe Aura ኦራ Entertainment and turn on notifications to stay updated with all new uploads!🔔
/ @aura.entertainment
Copyright © Aura Entertainment: Any Unauthorized use, re-uploaded or distribution is strictly prohibited

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ Год назад
ውይ ከማየ ኣብ ዮቱብ ቁልጭልጭ ናበለ እተጸበየ 👍ግጨውኒ 😅😂 እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም❤
@ababazahara548
@ababazahara548 Год назад
አነ እውን
@samyra3375
@samyra3375 Год назад
ኣናለ ኮዩአ💛💛
@Hareg675
@Hareg675 Год назад
ክክክክክ ምፅባዮም ነዲዱኒ ተስፋ ቆሪፀ ነይረ
@mulubrhanu
@mulubrhanu Год назад
ተጋርዋይ ብስም ዛ ፍልሚይ ላይክ ሃብኒይ በጃኩሙ
@rgibirgibi3263
@rgibirgibi3263 Год назад
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ብሃንቀውታ ዘጽበይ ዝጸንሐ ከምዚ ከማይ 👍ይግጭ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
​@@rgibirgibi3263 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@ጎስዐልብየቃለሠናየ
❤❤❤❤❤
@mulubrhanu
@mulubrhanu Год назад
@@merigalmarye7051 ኣነውን ክገብርልኩይ ብስነይ ፍቃደይ ማዕርይ
@mahberesebnatube4697
@mahberesebnatube4697 Год назад
🥰❤️
@MAaZuYouTube
@MAaZuYouTube Год назад
ኣሰይይይ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ዝተፀበያ ነዛ ፊልሚ ላይቅክ ከይረገፅኩም ከይትሓልፍኒ❤❤❤❤❤
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
👌❤
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
❤❤❤
@Tsedihaftiyjeganu
@Tsedihaftiyjeganu Год назад
አታ አነስ ከይ ፈለጥኩ ዳአ ይፅለል ከይህሉ ስራሕ ሓዲገ ተሓቢአ ይርኢ እለኩ ተጋሩዋይ❤
@Merhawit2121
@Merhawit2121 Год назад
ዋላ ኣነ ማርያምን 😢😂
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 Год назад
ኩልና እና😁
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
ማርያምን ኣነለ😂😂😂😂😂
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
​@@merigalhagereseb21 ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
​@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ዛሓፍተይ
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ Год назад
ተጋርዋይ ደስ ክትብል ፊልሚይ😢 ደራሲይ ❤ Miss you tegarway😊
@noorsaeed9398
@noorsaeed9398 Год назад
በጃኹም'ባ ኣብ ሰሙን 2ተ ግዜ ግበሩልና ከይንፅለለኩም😢 ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝቀነየ😊
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
መን እዩ ከማይ ቁልጭልጭ ናበለ ዝፅበያ እዛ ገዛ ብሓቂ ፍቅሪ ሒዙኒ ምስዛ ድራማ❤❤❤
@lixmony6235
@lixmony6235 Год назад
እህህህህህህህ ኣዶ ጅግና ትግራውይቲ ልምዶ ፅባሕ ወደይ ክመፅኒ ተስፋ ክይቆረፅት እፍፍፍፍፍ 💔💔💔💔💔😥😥😥😥😥
@selamnega6903
@selamnega6903 Год назад
😢😢😢😢😢ብሐቂ😢😢😢😢😢😢😢ወዲ እነይ
@fiebibrhane9673
@fiebibrhane9673 Год назад
😓😓😓ዳሃይ ይሕዋትናን ዳሃይ ኣቦታትና ዘይነግሩና 😢😢😢💔💔
@ZUZUየራያዋ
@ZUZUየራያዋ Год назад
💔😢😢😢
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 Год назад
አጆኩ ጹብቅተይ ፈጣሪ አሎ 🙏🙏🙏
@ገኒጓልትግራይ-ኀ2ጘ
እውይ ደራሲ ግን ዋው 👌❤ሶ ሰስኑለይ ተጋሩዋኒ 💛❤️
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey Год назад
ዘላአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 💛❤️💛✊
@Trhas-f9c
@Trhas-f9c Год назад
ከማይ ክሕልዋ ዝፀነሐ ኢዱ ንላዕሊ👍👍👍
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 Год назад
ተጋሩዋይ ኣለኩም ዶ ይመቸኩም ኣበይ እባ ነይረ ሓሊፉኒ ዘይረኣክዋ ደስስስ በሃሊት ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤💊💊💖💖
@ngstiabera1085
@ngstiabera1085 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ❤ ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ንኩለና አመንቲ🥰🌹 ጋል ትግራይ ክፈትዋ❤
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Год назад
እፍፍፍፍፍ ፍትሕዶ ሰኣነት ኣዶ ትግራይ😢ሓትናን ደቂ ዓድናን ዘለኩምዎበይ ጨነቀና ኣብዘይ ተስፋና ተስፋ😭😭😭
@ካሌቭወዲፍሬታ
@ካሌቭወዲፍሬታ Год назад
እናሓደረት ትምቅር ፊልም❤💜🥺
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት💦💙🥰 ናይዘን አዶ ግን😢😢😢😢_
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ 😍😘 Tdfይ ልዑል ክብሪ ይግበአኩም ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ Год назад
ፍቅሪ ጡዑም❤ ሓቕኛ ፍቕሪ ያዓያድልና ትግሩዋይ እንካዓ ድማ ን20 ግንቦት ኣብፅሕኩም ኣብፅሕና❤ ምእታና ዝሞቱ አሕዋተና መንግስተ ስማያት ይዋርስልና ንኣዶ ትግራይ ድማ ፅንዓናቱ ይዓድልና 😢
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
ኣቱም ፁሩያት ተጋሩ እንካዕ እስከ ብሰላም መፃእኩም 🥰🥺
@maremare1976
@maremare1976 Год назад
ዋው ከም ገለ ዓይነት ድራማ ቀጸለሉ ❤️
@meles317
@meles317 5 месяцев назад
Thanks for the men and women paid their life
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele Год назад
ንሞጅሙዕ ዝፎቲ ላይክ ❤❤♥ ንኩሎክሙ ይፎትየኩሙ እየ ደቂ ዓደይ ሓላላት ❤❤❤❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
ቃደማኪ አደዋኒ 😢 ፅባሕ ዶ ሎምዶ ድሃይ ደቀይ ክሰምዕ እናበልኪ አዒንትኪ ፈዚዙ አይይ ክብርን ሞገስን ልስውአትና❤💛 በርትዑ ተጋሩዋይ ምሃሪት ድራማ እያ።💛❤
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Год назад
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ዓለመይ ፅሩያት ዘርኢ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ሰንበት ማዓዝ እያ ትመፅእ እናበለ ብሃንቀውታ ዝፅበ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊🎉🎉🎉🎉🎉🌿🌿🌿🌿🍋🍋🍋
@kiya1616-v7c
@kiya1616-v7c Год назад
ሳዓት ካምዚኣ ቃፅልዎ ኢኩም ጀጋኑዋይ ብዘተረፈ ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ💊💊💊💛💛💛
@ሜሪነኝየትግይልጅ
እንኳዕ ሰላም መፃኣኩም ጀጋኑዋይ ክፅበ ውዕለ አሕ ኣዶ ትግራይ😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ሜሪ ነኝ የትግራይ ልጅ ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሜሪ ሓፍተይ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ብሩክ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Tigray122
@Tigray122 Год назад
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡራተይይይ 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@fewakonjo3453
@fewakonjo3453 Год назад
ዋው ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ድንግልማርያምእያዋሕሰይ
ተጋሩዋይ ኹሉ ግዜ ከብደይ ምስ በላዕኹምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤
@عصاممعشي-د2خ
@عصاممعشي-د2خ Год назад
ኣነስ ዛድራማ ማራእያ ተንበዐኒ😢❤ ቀፅሉሉ ጀጋኑ❤😊
@fraonesamer8282
@fraonesamer8282 Год назад
አንኳዕ ዳሕና መፃአኹም ❤❤❤❤ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ❤️💛❤️💛
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ fraone samer ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መዓረይ
@hgh1267
@hgh1267 Год назад
ኣሰይ ሙቁራተይ ክንደይ ደስ ክብሉ እየም❤ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ ሓላልት❤🦋💦
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@ዛፉ ሓፍቲ ጆን ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@hgh1267
@hgh1267 Год назад
@@merigalmarye7051 እሺኒ ማዓረይ ገይረኩ ኣለኩ🦋
@sojoh9j904
@sojoh9j904 Год назад
በጣም ትክክል ናቸው ለምሳሌ ይን ልጅ ተመቱ ስመጣ የጎደኛ እናት እዪተማላለስች ስትመጣ ቤቱ ለቁ ሂዳ ቁስሉን ማስ ታመሙ አልቻለም . በዛው ወደ ቦታው ተመለሰ እናት ጊኒ💔💔💔💔በጣም ይከብዳል ብቻ የትግራይ ልጆችን ሁሉም ጎበዝ ናቸው ጸናት አላቸው።🌹✅🌹✅💪
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ብሓቂ ብልጽቲ ፊልሚ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ አጀኹም ካብዚ ዝበለጸ ከኣ ንጽበ💚❤
@yohannesabraham4919
@yohannesabraham4919 10 месяцев назад
የዒስ! ፊልሚ ትግርኛ ዝዓብየሉ ጊዜ እየ ዝናፍቕ ነይረ እሞ ተስፋ ኣለኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤...
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Год назад
እሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፅሩያተይ ኣነስ ክፈትወኩም ደሞ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@khanjani-lh9vn
@khanjani-lh9vn Год назад
መጅሙዕ ፀይቂ
@سميرهعسيري-ط9ك
@سميرهعسيري-ط9ك Год назад
ተጋርዋይይይ 🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@militigray3172
@militigray3172 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ጀጋኑና❤💛ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ ቀፅልሉ
@hewantegrawet9946
@hewantegrawet9946 Год назад
Miss you ናፊቀኩም ነይረ❤️
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ተፈተውቲ ፍጥረት 💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞
@letshgabrahwry5079
@letshgabrahwry5079 Год назад
ይፅበይኩሙ ነይረ እንካዓ በሰላም ምፃኣኩሙ❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤❤❤
@masuii9267
@masuii9267 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ንፍትወኩም ኢና❤
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Год назад
ተጋሩዋይ ብሩኳት♥️🌱
@dodoz7014
@dodoz7014 Год назад
ኣይይይይ ደቅኔይ ኣበይኾን ትህልዉ😢😢😢😢😢ብንብዓት እየ ዝካታተላኹ ከምዚ ከማይ ዘጮኖቆ ይህሉዶ በዘይ ደቅነኻስ ፀላማት እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢
@subi3319
@subi3319 Год назад
እወ እኒና ፀላእና ይጨነቅ እግዛአብሔር ጠጥዑሙ የስሞዓና ፈጣሪ🙏 😭😭💔💔
@ሽሻይጓልጽዮንማርያም
ውይይይ በስመአብ ደስስስ ክትብል ብስሩ ዛድራማ ደራሲ ከድንቀካ ይፈቱ☺️
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Год назад
እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ🎉🎉🎉😊❤😊❤😊❤❤❤
@ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ
ምስ ሞጅምዕ እትሰርሕ ዘላ ማዕተብ ግበሪ ክብረተይ❤❤❤❤
@samera7043
@samera7043 Год назад
ምቁራተይ እንካዕ ብሰላም መፃእክሙልና❤❤❤ ኣየ ኣዶ ትግራይ 😢
@ahhsheyh8279
@ahhsheyh8279 Год назад
ንመፃኢ ወለዶ እትምህር ሓቀኛ ታሪክ እያ ኣሕ ናይ ዘን አዶታት ተጋሩ ግን ኣዮኻ ለዋህ ህዝበይ 😥😥💛❤️
@haymihabeshawit9991
@haymihabeshawit9991 Год назад
ዋዉ ዛፊልሚ ከተዕብደኒ ኢላ እረ ኣንዉሕ ኣብልኩም ልቆቅልና ደቂ ሪመይ❤❤❤❤
@tgraytgray9067
@tgraytgray9067 Год назад
ኣረ በሃንቀውታ ሞይተ ቃንየ ኡፍፍ እንኳዕ ደሓን መፃኹም 💝💋💋💋
@dvjvbh4571
@dvjvbh4571 Год назад
ዋይ ኣቱምሰብ ፍቅሪ ኣትሒዝኩምኒ ኡራሚድያ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂
@selamnega6903
@selamnega6903 Год назад
😂😂😂🎉😋ዋና
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Год назад
ናይ ለመዓትስ ብጣዓሚ እያ ተሕርቅ ኣዶ ትግራይ ደሃይ ዉላዳ ንክትሰምዕ ፅብቅ ዶ ሕማቅ ካብ ገፅ ተጋደልት ክተንብብ ልባ ይህንፈፅ አብ ጭንቅ ዘለና ደሃይ ኣሕዋትና ኣስመዐና 🙏😢ብዝኮነ ማራ ዘድንቀኩም 💪💪❤❤
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 Год назад
አንቃዕ ብሰላም መፀእኩም ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤
@phila11
@phila11 Год назад
Respect for TDF ........like eba habuni deki rimey
@samyra3375
@samyra3375 Год назад
እንክዕ ዳሕና መፃኡኩም ተጋሩዋ❤❤❤❤🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Год назад
@samira ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@samyra3375
@samyra3375 Год назад
@@merigalmarye7051 አሺን ጋልነይ💚
@ritabowrha7056
@ritabowrha7056 Год назад
ኦሰይ መን ከምዚ ከማይ ክርኦ ዝተሃንጠወ 🥹
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 Год назад
ብሃንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እያ እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ምሩፃተይ ❤❤❤
@UhdvhdbfJvdjdjj
@UhdvhdbfJvdjdjj 5 месяцев назад
ታጋርዋኒ ❤❤❤❤❤❤
@NHEfamily
@NHEfamily Год назад
እንኳዕ በሰላም መፃኩም ዝናፍቀኹም ❤😊
@tigrayadey2059
@tigrayadey2059 Год назад
ተጋሩዋይ❤❤❤
@asasd7203
@asasd7203 Год назад
ቆሎ ኢልኪ ባ ኣይተዘንጥልዮ ሙቁራት❤❤❤❤
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
ተጋሩዋይይይ❤❤❤
@zahrahalzahrah1604
@zahrahalzahrah1604 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሩካት ❤❤❤❤❤
@sweetbrhanu9661
@sweetbrhanu9661 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ
@Abrhet_tube
@Abrhet_tube Год назад
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ እትብልን መሳጢትን ድራማ እያ ተጋርዋይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 Год назад
ዛፊልሚ ተፀልለኒ ኢላ ከማይ ዶትኮኑ ተጋሩዋይ
@tsehaytsehay3161
@tsehaytsehay3161 Год назад
እሰይ ሙቁራተይ እንኳዕ በሰላም💊🙏🙏🙏❤️ መጸእኽም
@Mazi-c7m
@Mazi-c7m Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍትዋተይ❤💛❤
@fana8755
@fana8755 Год назад
ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና🙏❤
@ጎስዐልብየቃለሠናየ
ኣየ አሕዋተይ ተጋደልቲ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 Год назад
Gal Tigray shkor anese kfituw maat ❤♥
@vhyu3237
@vhyu3237 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፀኣኩም ተጋርዋይ መዓረይ❤❤
@gjcg6332
@gjcg6332 Год назад
ተጋርዋይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ደሞ ጎቦዛት♥️
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
ተጋርዋይ ❤❤❤
@AluFkr
@AluFkr Год назад
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ሙቁራት
@tsguatesfay6334
@tsguatesfay6334 Год назад
❤❤❤❤ተጋሩዋይ😢😢
@AzebTsige
@AzebTsige 3 месяца назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ዓወት ሓወይከ አይመፅእን ድዩ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@alaymak08
@alaymak08 Год назад
ተሓጉሸ
@ميريميري-ل5ذ
@ميريميري-ل5ذ Год назад
❤❤❤❤❤ዋላኩም ደቅ ትግራይ❤❤❤🎉🎉🎉ላይ ላይ 🎉
@haiat00hataty99
@haiat00hataty99 Год назад
እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ሙቁራትይ 😘😘😘
@asasd7203
@asasd7203 Год назад
ማሪ ኣስተማሲለ በዛ ፊልሚ ለካስ ዛደይ ከምኡ ኢሉ እዩ ፀልሚትዋ ዘሎ😢😢
@slamslam6022
@slamslam6022 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃኹም❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ-ቐ8ደ
@ትግራወይቲ-ቐ8ደ Год назад
ደቂ ትግራይ ዓደይ ደው በሉልና እስከ❤
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Год назад
ወዲ እኖዋን ምናኣሰይ አብ በረካባ ቃረኻ ሓጎሰይ ወዲ እዋን ዋይ ክንደይ ብፆትኻ እባ ላጠየቅኹ ጋል እነኻማ ድሰደት ኮይነ😢😢😢💔❤💛😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ሓጎሰይ ዋይ
@ጤናብቻ-ፀ3ኀ
@ጤናብቻ-ፀ3ኀ Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ተናፈቅቲ ሱሱ ዘለዋ ፍልሚ ክትምቅር❤❤❤
@selutgraweyti4986
@selutgraweyti4986 Год назад
😢😢ወላድ ትግራይ ዝረኸበቶ ሎሚ ብዓድን ብበረኻን መቅዘፍቲ😢
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ዝፈትወኩም ደቂ ቅድስቲ ሃገረ ትግራይ ❤️💛 ኣክስማውያን 🥰እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን 🙏🥰ዳሃዮም ዝሳኣናዮም ኣሕዋትና ፈጣሪ ፅቡቆም የስመዐና 💒 🙏😔 😥
@SalmSalm-nv9qw
@SalmSalm-nv9qw 5 месяцев назад
ደቂ ሓላል መሬት እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ❤🧡❤️💛🥰🥰
@almemu1214
@almemu1214 Год назад
ኡፍፍ ገዛ ይቁፀሮ😢😢😢ክንደይ አዶ ተቋምት አላ💔💔
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Год назад
ብሓቂ ዋጋ መስዋእቲ የሕዋትና ትግራይ ተረኺባ
@heijejdhhh1034
@heijejdhhh1034 Год назад
ሞት ይረስዐን ስራሕ ግድ ቦዝሕንስ ረስዐያ ውዕለ ተጋሩዋይ ተናፈቅት ❤😢
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ብሩኻት ጀጋኑ አሕዋተይ አነስ ፍቱው ይአ ዳብለኩም ቀፅልሉ በርትዑ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ffhdhgjfjc6642
@ffhdhgjfjc6642 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ኢና ንፅበ ኔርና❤
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Год назад
Kemzia zibelet konjo film eba digemuna❤❤❤❤
Далее
Se las dejo ahí.
00:10
Просмотров 1,2 млн
Китайка и Максим Крипер😂😆
00:21
ሰብለ መልሲ ሂባ
10:37
Просмотров 3,3 тыс.
Se las dejo ahí.
00:10
Просмотров 1,2 млн