Тёмный

Menfesawi Drama/Comedy መንፈሳዊ ኮሜዲይ 

Wedi Shawl
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 2,7 тыс.
50% 1

እዛ መንፈሳዊት ኮሜድይ ኩሉ ሰብ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ እግዚኣብሄር ሓደ ምኻኑን በዓልየትን ሃይማኖትን፣ ዓድን ዓጽምን እንዳ በልካ ዝግበር ምፍልላይ ክትምህር ዝተዳለወት እያ።
ኣብዛ ድራማ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክላሲካል ተጠቂምና ኣለና።
#eritrean #eritrea #comedy #menfesawi
/ @ws-media553
Natna Media: / natnamedia
my FB: profile.php?...
E - Mail: temesgenamlak7@gmail.com

Развлечения

Опубликовано:

 

30 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@user-wp2ln7eq7g
@user-wp2ln7eq7g Месяц назад
Qalehiwet yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤
@xhv5054
@xhv5054 Год назад
_አስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ_
@user-ml7xt8mg9c
@user-ml7xt8mg9c Месяц назад
ዋእ ኣቦይ ወልዳይ ሓይልኩም 😂
@xhv5054
@xhv5054 Год назад
_እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተ_
@mtslalmtslal4826
@mtslalmtslal4826 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ብጣዕሚ ማሃረት እያ
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 Год назад
ቀፅሎዎ ክብረተይ
@user-dw2qc5eh2u
@user-dw2qc5eh2u 8 месяцев назад
😂😂😂😂
@maranatahabtom
@maranatahabtom Год назад
ኣቦይ ወልዳይ ሓይልኩም 😂 /ንፉዓት ቀጽልዎ/
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@watchwow1600
@watchwow1600 9 месяцев назад
አስይይብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና፣ደስ በሃሊት
@ShashoGobroa
@ShashoGobroa 4 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ኣይይይይ በእወነት ማሃር እያ ኣነስ እታ ትስሕቅላ እያ ታስሕቀንላ😂❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-pz3zg6hr7e
@user-pz3zg6hr7e 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@salam12as56
@salam12as56 Год назад
_እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤_
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 8 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስ ብሃሊት ምሃሪት እያ ነገር ግን 2ይ ክፍሊ ተትህልዋ ደስ ይብል ንሳ ወሊዳ ፍቅረኛአ ምስ ቤተሰባ አፋሊጣ አቡአ ድሒኖም ይቅርታ ሓቲቶም አዲአ ብርሃን ጓለይ እናበለት ትጭነቅ ዝነበረት ብሓደ ደስ ዝብል ክርስትና ተተሕልፉ ደስ ምበሊ ከም ናተይ ሓሳብ
@tedytesfatsion6068
@tedytesfatsion6068 Год назад
Kal hiwet yesmalna, kulu bwreaya slasie ztefetere seb kulu hade eu,nay abona hasab gega nieru.
@WegahtaTesfalem-sh5eg
@WegahtaTesfalem-sh5eg Год назад
😍😍😍
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 Год назад
qale hiwet yesmaelna nqahayn ayhbn mbal giega fqri adi ayfeln eyu yehwatey
@ftawsalomon-ro4jx
@ftawsalomon-ro4jx Год назад
ሰላም ንዓኩም ኩቡራት የሕዋተይ ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣዛናጋዕን መሃርን እዩ ግን እቲ ሓድነት ዝመጻሉ ምክንያት በየን እዩ ቅድም ውን ሓቲተ ነይረ ኣብዚኣ ቻነል ግን ዝምልሰለይ ኣይረከብኩን ኣብ ኩሉ ሂወት ደቂ ሰባት ዘሎ እዩ መፍቲሕኡ ግን እንታይ እዩ ወላዲኣ ሓሚሙ ኣሎ ንሳ ከ ብድሕሪኡ ዘሎ ሂወት ከመይ እያ ክትነብር ምስ ሰናይ ይቅሬታ ተትቅጽሉልና ደስ ምበለኒ ይከኣል እንተ ኮይኑ ውን ክትምልሱለይ ብትሕትና ይሓትት ስለ ተገዳስነትኩም ኣቀዲመ የመስግን
@WS-Media553
@WS-Media553 Год назад
ሰላም! ስለ ተገዲስኩም ምጽሓፍኩምን ተኻታታሊ ናይዚ ቻነልና ምኻንኩምን ኣዚና ነመስግን። ክትቅጽል መደብ ኣሎ ከም ፍቃድ ኣምላኽ።
@ftawsalomon-ro4jx
@ftawsalomon-ro4jx Год назад
​@@WS-Media553እሺ ክብረት ይሃበለይ
@ftawsalomon-ro4jx
@ftawsalomon-ro4jx 9 месяцев назад
​@@WS-Media553ሰላም ክቡራት ዋና ናይዛ ቻነል በጃኩም ብውሽጢ ክረክበኩም ፍቃደኛታት እንተ ኮይንኩም
@ftawsalomon-ro4jx
@ftawsalomon-ro4jx 8 месяцев назад
​@@WS-Media553ኣንቱም ክቡራት የሕዋተይ እዛ ድራማ ንምንታይ ዲያ ተሰሪሓ ንመስሓቅ ዲያ ንትምህርቲ ፧በጃኩም ብሰብ ተገደሱ😢
@WS-Media553
@WS-Media553 4 месяца назад
​@@ftawsalomon-ro4jx+4915219158066 bezia xehafeley
@Tigrayadey12
@Tigrayadey12 Год назад
ደቂሎሚ ማራ መጸጸጽ ኣብዚሕኩም፡ ጓልሲ ነዲኣ ሕርሲ ትምህራ ድዩ ዝበሃል፡ ነቶም ነቲ ክቡር ባህሎም ዓቅቦም ዝኸዱ ኣቦታት ከምዚ ዓይነት ጠባይ ኢዩ ዘለዎም ኢልካ ከተዋርዶም ዘሕፍር ኢዩ። ጠባይ ናይ ዝኾነ ወኪል ክትላበስ ከለኻ ጥንቃቐ ይሓትት ኢዩ። ንስኻ ንኣቦታት ትግርኛ ወኪልካ ኢኻ መጺኻ ዘለኻ፡ ነዞም ኣቦታት ወኪልካ መጺኻ ክንስኻ ንበዓልቲ ቤትካ ማዕረ ክንዱኡ ከተዋርዳን ክንዲ ፍረ ኣድሪ ትከውን ክብረት ክትከልኣን ዘሕፍርዩ። ኣየኖት ኣቦታት ኢዮም ከምዚ ጌሮም ንበዓልቲኪዳኖም ዘሕስሩ ዶ ክትነግራ ምከኣልካ
@WS-Media553
@WS-Media553 Год назад
ሰላም! ቀዳምነት ብዘይ ጸርፊ ርኢቶኻ ምጽሓፍካ ነመስግን። እወ ጹቡቅ ኣለኻ ቅሩብ ጸርፊ በዚሕዋ ክኸውን ይኽእል ዩ፡ ካብ ተዓዘብቲ ብዝመጸና መኣረምታ ድማ ተኣሪምናሉ ኣለና። ይኹን እንበር ኩሎም እኳ እንተዘይበልና፡ ኣብ ዝኾነ ውሳነ ሰበይቶም ኣብ ግምት ከየእተዉ ኩሉ ባዕለይ የ ዝውስኖ ዝብሉ ኣለዉ. ስለ ነቀፌታኻ ደጊምና ነመስግን።
Далее
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Просмотров 4,8 млн
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 683 тыс.
Eritran Ortodox Tewahdo menfesawi nay medrek drama
45:50
Как без этого..😂
0:15
Просмотров 1,7 млн