Тёмный

Mestyat Betna | "ብሂወት የለዉን ኢለ ክሓስብ ኣይደልን እናበልኩ ዝጸሓፍክዎ እዩ!" ይርገኣለም ፍስሃ 

Mestyat Betna
Подписаться 210 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RU-vid channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 61   
@ghirmaymebrahtom4456
@ghirmaymebrahtom4456 3 года назад
መርሓባ ዛኪ ወዲ ህዝቢ ናይ ብጣዕሚ ንፈትዋ ይርጋኣለም ሓፍትና ስነ ጽሑፍ ዘቅረብካልና የመስግነካ።ርሑስ ሓድሽ ዓመተ ሰላምን ፍትሕን እሱራትና ስፍትሑሉን ገጽ ወለድና ንሪኤሉን ዘመን ይግበረልና።ገጽ ንገጽ ትርእዩሉን ንሪአሉን ነዚ ውጹዕ ዝኾነ ህዝብና ነዊሕ ኣይኽኸውንን ኢዩ።ኣይዞና ጥራይ ኣበይ ኣለኹም ደቒ ህዝቢ እስከ ኣርኡዩኒ።
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 3 года назад
It’s very painful 💔😭Yirgalem haftey shikor. It been this long because of us, this is not gonna stop until we open our eyes and our hearts. Thank you sis. God bless you ❤️🙏🏽
@mikawinazrawi8955
@mikawinazrawi8955 3 года назад
ዛኪ ወዲ ሄዝቢ ❤️‍🔥
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 3 года назад
Fantastic! Good man YOURSELF, Zaca. Proud of you all!!! We shall win!!!
@nasinetb1462
@nasinetb1462 3 года назад
Proud of you Ergalm.🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@rosyghide3037
@rosyghide3037 3 года назад
ሰላም ሐውና ብዓል ዘይሕለል መብቲ ዘለዎ። ኩቡር ሐውና ተባረኽ ። ሐብትናውን ተባረኺ ንድምጺ ዘይብሎም ድምጺ ንምኻን ምጽዓርኩም ነመስግነኩም። ኑበሩልና ውጹ ለባማት ውጹ። ንሕዝቡኹም ኢዚ ብሕንዚ ዝዘሩኡ አዝህሩ አጥፊኡ ዘሎ ህዝብና ለባማት ኢስኪ ውጹኡ ተዛረቡ። ብዝያዳ መስትያት ቤትና ጽቡቅ ሸም ዘለካ ። ንሐቂ ዘይትረግጽ። ፍትሐዊ ክሳብ መጨረሻ። ብምኻንካ ህዝብና ብስሚዒ ዝኸይድ ቡዙሕ አሎና' 'ሞ ሐደራኹም ።
@susugidey8571
@susugidey8571 3 года назад
It’s painful to grow up with out your parents but i think it’s in every Eritrean family. I hope this will be over soon 🙏🏼. Thank you zaki and yergalem justice for our Eritrean brothers and sisters.
@tinsaeyohanse1091
@tinsaeyohanse1091 3 года назад
Thank you brother and sister.
@efremkidane6597
@efremkidane6597 3 года назад
ተዛረቢ ሕልናይይ! ተዛረቢ ሕልናይ ሓቒ ንገርኒ ንውሽጠይ መርሚርኪ ፍቕሪ ማሃርኒ ዝደልዮ ዘይኾነስ ዝድልየኒ ንገርኒ ፍልጠት ንክቐስም ጥበብ ማሃርኒ ጽብቕ ንክገብር ቓል ኣምላክ ኣዘክርኒ ሕማቕ ንከይገብር ብዕልኪ ውቐስኒ ተዛርቢ ሕልናይ ሓቒ ንገርኒ(2) ስለምንታይ ይኸውን ዝኹሉ ጭኻነ ሓዉ ክንሱ ሓዊ ዝተቐየረ ባድመ እንዳበለ ህዝቢ ዘባደመ ዶባት እንዳበለ ሓዊ ዘናከሰ ሳላሳ ዓመት ህዝቢ ዝረመሰ ስለምንታይ ይከውን እዚ ኹሉ ጭኻነ እስከ ንገርኒ ሕልናይ ብዕልኪ ኣጸቢቕኪ ንውሽጠይ መርሚርኪ ጽቡቐይ ሕማቐይ ኹሉ ገላልጽኪ ዓወተይ ውድቐተይ ኹሉ ገላልጽኪ ንገርኒ ሕልናይ እቲ ዝጎድለኒ ንሳሕል ዝዝወርድኩ ከድሕን ንህዝበይ ንጽነት ክውንን ክሓትት መሰለይ ጉብእይ ከስተግብር ሃገረይ ክትምዕብለለይ ደቐይ ክማሃሩ ኣብ ዝላዓለ ደርጃ ክበጽሑለይ ብሕጊ ክትምርሓ እታ ዝፍትዋ ሃገረይ ቐሲና ክትነብር እታ ወላዲተይ ስለዚ የ 30 ዓመት ተጋዲለ ዝወደይ ምእንታን ዕላማይ ጋህዲ ንክገብር ብዝሕ የ ጽዒረ ናጽነት ክፈጥር ምስ ህዝበይ ኹይነ ሓቒ ክምስክር ባንደራ ሃገረይ ኣብ ዓለም ክተንበልብል ኣነ ሓልፈስ ወደይ ኽከብር ብዝሕ የ ጽዕረ ሓርነት ክፈጥር እቲ ራእና ፍርቒ ተጋሂዱ ደርጊ ተሳዒሩ ህዝቢ ተሓጊሱ 99, 8 ኣወ ንናጽነት ኣድምሚጹ ባንደራ ኣንበልቢላ ህዝቢ ተሓጊሱ ሃገሩ ከማዕብል ህዝቢ ተበጊሱ ሃገሩ ከማዕብል ህዝቢ ተበጊሱ ኣይፈለጥዎን ነይሮም ዕላማ ተኻሉ ንጥፋት ህዝቢ ክሓስቡ ድቓስ ዝሳኣኑ ንተን ኣባጊዕ ክበልዑ ስኖም ዘብሉሑ ከምዘለዉ ኣይፈለጠን ህዝቢ ኤርትራ ዘንጊዑ ሽዑ ዕላማና ኹሉ ተደምሲሱ መሰል ዓርሰ ውሳነ ኹሉ ተጋሂሱ ናጽነት ዝተመነና ጋሃንም ተቐይሩ ሓቒ ዝተዛረባ ክቕየድ ተወሲኑ ፍልጠት ከይሰፍሕ ቤት ትምህርቲ ትዓጽዩ ፍልጠት ሃሲሱ ድንቕርና ሰፊሑ ዕሽነት ሰፍሑ ንዓይ ይጥዓመኒ በዚሑ ብርሃን ዝነበረ ጸልማት ተቐይሩ ስደትኛ ኾኑስ ኣብ ዓለም ተዘርጊሑ ንዘጥፎኦ ዘፍቐር ኣብ ሓሶት ዝነብር ብሂወት ከለ ዝሞተ ዝመስል ንሕና ንሱ ብሓንሳብ ኢና ንሕሱ ዝብል ሕብረተስብ እንበር ተፈጢሩ። ኣስከ ንገርኒ ሕልናይ በጃኪ ውጺት ናይዚ እንታይ ይመስለኺ? ስሙ ክጽሕፍ ዘይኽእል ክንሱ ኣብ ፈስቡኽ ወጽዩ ስቕ ኢሉ ይሕሱ ክንድዝጣበቕ ንመሰሉ መሰል ሰባት ይግህስ ክበልዕ ሎቕሚጹ ንሓቒ ገዲፉ ንሓሶት መሪጹ ንፍቕሪ ገዲፉስ ንጽልኢ ሚሂሩ ካብ ጽብቕ ስነ_ሓሳብ ጸርፊ ተመሪጹ ውጽእት ናይዚ ሾሻል መድያ ተመልኸቱ። ኤፍረም ኪዳነ 14/09/2ንሕሱ።
@genetbeyene1730
@genetbeyene1730 3 года назад
ይርጋለም ውጻእ መዓት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 3 года назад
Thank you Yrgalem /Zaki
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 3 года назад
Amlak ybarkum .Nusaratna kab ezi chekan srat yagdef mewateti yhabkum.
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 3 года назад
Yirgaelem Fisihe voice for voiceless u are hero thank you
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 3 года назад
ተባረኽ ዘካርያስ ወዲ ህዝቢ ከምኡ ድማ ንሓብትና የርጋኣለም ፍስሃ🌻🌼🌾❤️🕊️👍
@voiceofforvoiceless4551
@voiceofforvoiceless4551 3 года назад
😭😭😭😭I miss you 😘 guys 🙏😭🙏
@ንፋቀርኢናመስለኒስለዘይፋ
ኣርያም ጽብቅቲ ጓል ዳዊታ
@tesfalidetfesshaye8778
@tesfalidetfesshaye8778 3 года назад
ይረጋአለም ፍሰሃ ነመስግን
@ybrahdesta2932
@ybrahdesta2932 3 года назад
ስላም ዘካርያስ ጥዕና ኣብ ሂወትካ ዓወት ኣብ ስራሕካ ስራሕካ 👌👌👌🌹🌹🌹❤❤❤
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 года назад
ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ 😭😭ይርግኣለም ፍስሃ ብጣዕሚ የቀኔልና ሐሳብ ልብኪ የስምረልኪ ። ፍትሒ ረኪቦም ምስ ስድሮኦም የሳዓዕሞም 🙏🙏❤️🌹
@tirhashagos9491
@tirhashagos9491 3 года назад
Yrgaalem haftey abzelekiyo edmen tienan yahabki fetari
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 3 года назад
ብቀዳምነት ልባወዊ ሰላምታይ የቕርብ ቀጺለ መሰትያት ቤትና ንትገብሮ አሰተዋጽኦየ መጎሰ
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 3 года назад
ይርጋኣለም ንስኽን ከምዚ ከማከኽን ሲ ዕድመን ጥዕናን ዳኣ ይሃብኩም ፈጣሪ እምበር ዞም ጠላማት አሳሰይቲ ምልኪስ ንብጸቶም ብዘይ ገለ አበሳ አብ ጎዳጉዲ ክበልዩ ዘጣቕዑ ነባዕሎም ክሓቲ ከአ ንወያነ ከጸልሙ እዉዕሉ ካብ ኤርትራዊት
@bbn5780
@bbn5780 3 года назад
Yergale balti hlna kemu ewen Zaki keep the good work 👏 bless you both
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 3 года назад
What about us r we alive? If yes, what r we doing then? Aron Berhane was fighting for them but he's gone for ever. It is really SAD!!
@Fekarkun
@Fekarkun 3 года назад
Asey xbukatey xbkti wlad u welidu nmen ilwo fetari yhlw eba ykonu bhiwet emo ms zfetwwom sdrabetomn fetewtomn terakibom si zezentuwlu gize yhlu ykewn 🤲🤲😥
@jdjdjhshhsh9021
@jdjdjhshhsh9021 3 года назад
ኣየ ናትና ነገር ኣሕዋተይ ኣያታተይ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ ኣምላክ ፍትሒ ኣምላክ ኣብዘለክም ዎ ይዓቅብኩም እቶ ክይኑ ድማ ኣብ ዝሓልፍ መግስቱ ዕረፍቲ ይሃብኩም
@kemileye5864
@kemileye5864 3 года назад
ሸፋቱ ናይ ሳሕል ናይ ብዙሓት፡ ተጋሩ፡ኤርትራውያን፡......... ህይወት እናጥፍኡ አብጎዳጉዲ እናብለዩ፡ ሰባት እናሰወሩ፡ልዕሊ ርብዒ ዘመን አቁጺሮም። እቲ ዝገርም ነገር መን እዩ ደው ከብሎ ነዚ ግፍዒ? ተጋሩ ይቃልሱ.. ኤር/ያን ግን እቲ ጭቆናን ሞትን ተሰማሚዑዎም " እንዳ ዝማም እንዳ ሐዳስ,,,,አብ ዝብል ድራማታት ተጸሚዶም፡ ክትርኢ ከለካ ትደናገ።
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael 3 года назад
Eske bejakatkum ezi tegaru eritrawyan sinchar minchar abhahlakum gudefuna ezn wedi lemzn eyu zbetatn zelo zetmhruna knekeb knsemr sikay hzbi eritra aytenawhlna bejakatkum hzbi eritra kab semen ksab debub kab mbrak ksab merab kulu tegieu hjiwn bejakatkum ezi serakum medemdemta gbrlu shigr zkenkumo nskatkum btemtsiewo zeyle flsfna bsem amlak ktmhruna 🙏🙏🙏
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 3 года назад
Wow thanks አርጋለም ከምኡክአ ዘካርያስ
@bettyasrat8671
@bettyasrat8671 3 года назад
Yrgealem Anbesa abay seb btsota wala 1 min win kab mzkarom zeytrbrbi tebae Gigna Haftina btaemi nemesgneki kbret yhabki, Zekaryas hawna blbi nemesgin 😭😢😭😢
@ariammelaketsion8845
@ariammelaketsion8845 3 года назад
Admen tianan yhabka zeku kanzana negirkalna
@efistudio
@efistudio 3 года назад
Zacki jigna semieka zeymno aziu mesati hasab so mach weiter ♡♡♡♡%
@simretteklay1440
@simretteklay1440 3 года назад
Enjera alem blae zeki
@raheltesfamichel399
@raheltesfamichel399 3 года назад
Ayayyy eritera zegareme
@sologrande2521
@sologrande2521 3 года назад
Zaki wedi halal meret ajekum tray
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 года назад
ERITREAWAN Ahiwatey Bikbriy Nizkrekum Mealtawiy, Nab Egzabihar Nilemen Eta Brhan Kitmetsie Diteabetikumulu Gidagudy Eritrea Kikfetu
@n.k3901
@n.k3901 3 года назад
ሓድነት ቀለታ ጠላም ሕጅስ እባ ኩርኩር ህግደፍ ኮይና ናይ ስዉእ ኣቦኣ ሓደራ ጠሊማ ነዞም መሓዙታ ፍትሒ ዝሓረሞም ጠሊማ መሓዮ ኤምባሲ ህግደፍ ኣብ ኣሜሪካ ኮይና ምስቶም ህይወት ኣቦኣ ዝመንጠሉ ሃርጋፋት ኣምሓሩ ትመክር ትውዕል ኣላ፡ እንኳዕ ኣቦኣ ኣይረኣየ ክንደይ ምጉሃየ፡ ንባዕላ ኣብ ዝሕሻ ኰፍ ኢላ ብስቓይ መንእሰያት ኤርትራ ደሞዝ ትበልዕ ኣላ ።
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 3 года назад
መርሓባ ዛኪ ወዲ ህዝቢ
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 3 года назад
ብሓቂ ዘጉሂ ኩነት ናይ ኤርትራውያን ህላወ። ዛኪ ከምኡውን ይርግኣለም ዓቢ ምሰጋና ንዓኹም። ንዕምባባታት ዘሕረረ ዘመነ ሀግደፍ ካብ ግዳማዊ መግዛእቲ ብኸመይ የፍለ?
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 3 года назад
We all betrayed our people either by helping the dictatorship or staying in silence.. we can never be nation until we all take action ASAP 🙏😍
@meronsiumberaki4590
@meronsiumberaki4590 3 года назад
ክሳብ ሕጂ መልሲ ዘይተረክቦ ምሕማምና
@MinabTzagai
@MinabTzagai 8 месяцев назад
ሰላም ክቡር ዘካርያስ ዝምስጥ ኣንባቢ ከምኡ እውን ጽፉፍን ቕኑዕን ቛንቋ ትግርኛኻ ዘሕብን ደስ ዝብልን እዩ ።
@veronicahabtzghi1467
@veronicahabtzghi1467 3 года назад
Zaki jigna wedi hizbi
@hhailemichealzerom2487
@hhailemichealzerom2487 3 года назад
Bhaki hakeja wexia hzbu zkales mexaet eritrea tekolia kitnebr zkales zelo haboja nukuh bnghue zexniom nezom gebabl nay adna ajoka kexlo brieka ysesn zaki Yrgealem menkahkahta nay ngho embi nmileki behalit waero nay abotata zwesedet edmen tienan yhabkum fetari niana kitiemena atum jeganu
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 3 года назад
😭😭😭
@abshomaylafosheksu2919
@abshomaylafosheksu2919 3 года назад
Tesfa sne xhuf ertra fthi ymxaakum
@lululove6054
@lululove6054 3 года назад
💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 года назад
እወ ሓቅኺ እ ን ድ ዒ
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 3 года назад
Zaki wedi hzbi kexlo ርእሶም እንተ ትማሓየshu ayfletn degefti hdef 😥🥴
@Ninotes17
@Ninotes17 3 года назад
ይርጋለም በላሕ ሰብ ኣንበሳ ዛኪ ካ ዉሕሉል ኣናብባ አንካአ ካለኦት ኣየንበብዋ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 года назад
ሻዕብያ ዘይሃስ በሰላን ዓመጽን ታሪኽ ይሰርሕ ኣሎ እቲ ዘሕዝንን ግን ዓመጽቲ ገበቲ,,,፡ሸፋቱ ከምኦም ሰባት ሃኒጾም ,
@mkmedia3509
@mkmedia3509 3 года назад
መእሰይ እዛ ሃገር ብዘይ ዝኮነ ፍረ ፋሕ ኢሉ። ርእሰ ታኣማንነት ኣጥፊኡ በሊሕ ህዝቢ ኒርዋ ግን ኣደስኪልና
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 3 года назад
aziyu zehzin eyu zaki
@genetbeyene1730
@genetbeyene1730 3 года назад
ዛኪ ኣንበሳ ወዲ ህዝቢ
@arhettekie1325
@arhettekie1325 3 года назад
😂😂⚘⚘❤❤
@samirahamid9739
@samirahamid9739 3 года назад
ዘካርያስ ወዲ ህዝቢ ንስኻን ንአኻ ዝመሰሉን ደው በሉልና ብዘይ ተስፋ ምቁራጽ
@gebrihiwotwoldu5121
@gebrihiwotwoldu5121 3 года назад
ኤህ ድኣ ኢሰያስ ሲ
@kibram6805
@kibram6805 3 года назад
Gebrehiwet Weldu@ natu tray do ykewin eti gega, nhna intensemr ,intensemamae hanti mealti win tkun aymxenhen slezi nhnawin tehatetina zkeberka hawey. 😢😢😢🇪🇷
@gebrihiwotwoldu5121
@gebrihiwotwoldu5121 3 года назад
@@kibram6805 btkkl aleki nsatom nana eilom eiyom tebejiwom nhna gn kihidnayom
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 3 года назад
ኣሪትራ ደቃ ዝበልኡ ኣብ ሳህል ክዳን ሰብ ዝተከድኑ ኣዛብአ ቀትሪ ኣሰልጢና ን1991 ናብታ አነፍቅራ ከተማና ኣስመራ ከተፍ ኢሎም፥ አቲ ገርሀኛ ህዝብና ድማ ደቅና ካብ በረካ ኣትዮም ብምባል ዘሊሉን ተሃጉሱን ካብ ግዝኡ ወጺኡ ክዘልልን ክጪፍርን ሰሙናት ኣህሊፍ ፥ ውአል ህድር ከይበሉ አቶም ክዳን ሰብ ዝተከድኑ ናይ ሳህል ኣዛብአ ናብቲ ቀንዲ ባህርያቶም ተመሊሶም፥ ብቅንኢ ኣይኒ ናብተን ውቁባት ርሻናትን ቪላታትን ኣስመራ ኣይኖም ተኪሎም ብምርኣይ ነዘን ርሃጹ ኣንጠብጢቡ ዝወነነን ህዝቢ ኣብ አስሪበት ዳጉንካን ኣሲርካን ኣጥሚካን ባአላቶም ክወርስወን ጀመሩ፥ አታ ብዙሃት ገዛአቲ ዝረኣየት ከተማ ኣስመራ ክትቁምስልን ክትፈርህን ደቃ ካብዞም በላአቲ ሰብ ከተህድም፥ ላአልን ታህትን በለት፥ ዎዮ ካብ ጸላኢ ኣናጊፍና ነጻነት ኣምጺኢናልካ ዝበልዎ ህዝቢ ካብቶም ቅድሚኦም ዝነበሩ ገዛአቲ ብዝከፈኣን ብዘስካክህን ኣረመናዊ ጪካነ፥ ክጭፍጪፍዎን ብኩቦን ዝነቀጸ ወዲኣከር ባኒ አናበሉ ብህማም ከዝሳቅን ገብሩ፥ መረት የብልካን ብምባል ድማ መረትን ሃብትን ሃገር ናይ መንግስቲ አዩ ዝብል፥ ሃብቲ ሃገር ክዝርፉ ተራአዩ፥ ቀጺሎም፥ መንአሰይ ሞተር ለውጢ ምካኑ ኣዳአዲኦም ስለዝፈልጡ፥ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብዝብል ፈሊጥ፥ ናብ ሳዋ ብምውሳድ ኣርኢዶምን፥ ኣሳቅዮምን፥ ናብ ማኣስከራት ተወሲኑ፥ ብወታሃደራዊ ቀይዲ ከምዝተሃዝ ብምግባር፥ ህጊ ኣልቦ ስርኣት ብምምስራት ቢሂም ዝበለ ይታሃጎም ዝብል ናይ በረካ ህጊ መስሪቶም፥ አቲ ናይ ሃሶት ነጻነት ናብ ፍጹም ባርነት ክቅይርዎ ግዘ ኣይወሰዱን፥ ህግደፍ ብዝብል ስም ብዝጽዋአ አኩይ ፋሺስታዊ ኣረመናዊ ሰልፊ ብምምስራት አዛ ህጂ ውድቅትን ከም ከልቢ ምስኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ኩናት ከፊታ መንአሰያት ከምዝሃልቁን ብባህለሙን ብምንነቶምን ከምዝሃፍሩ፥ ብምግባር አቲ ኣሽሃት ደቂ ሃገር መስዋአትነት ዝተከፍሎ ኮንቱ ብግባር ብዉሁዳት ሰባት ከምድላዮም ዝገብርዋን ዝውንንዋን ድክምትን ውድቅትን ሃገር ገሮማ ህዝባ ኣብ ሰደትን ማአሰርትን ከምዝበሊ ካብኡ ሃሊፉ ናብ መግዛአቲ ኢትዮፕያ ክትምለስ ቀትርን ለይትን የሰርሁ ኣለዉ፥ ካብ ኮነ ሃገርካ ክውረርዶ ደቂስካ ይህደር ከብዝተባህለ ኣሪትራውያን ካብ ህልክ ወጺና ሃገርና ንምድሃን ሃድነት ሃይሊ ምካኑ ፈሊጥና ነዚ ኣውረ ስርኣት ካብ ስሩ ሚሂና ከነጽድፎ ይግባአ፥
Далее
When Goalkeepers Get Bored 🤯 #3
00:27
Просмотров 2,8 млн
TRENDNI BOMBASI💣🔥 LADA
00:28
Просмотров 680 тыс.