Тёмный

Mestyat Betna | "ንምሻጥ ዘይኮነ: ንምድሓን ኤርትራ ኢና ንቃለስ!" ኢሳያስ ወዲ ሞባእ 

Mestyat Betna
Подписаться 211 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 453   
@berakiyowhans2776
@berakiyowhans2776 2 месяца назад
መትከል መትከል ኢዩ፡።ብመትከል፡ዋጋ፡ዕዳጋ የለን። ❤❤❤❤❤ ተስፋ ንገብር ነዚ ዘሎ ሕማቕ ኣካይዳ ኣብ ቅንዕ መስመር መኣዝን ከተትሕዞ። ግን ከኣ እዞም ምሳኻ ኣብብጎንኻ ኮፍ ኢሎም ዘለዉ ኣይከስርሑኻን ኢዮም ። መኽንያቱ እቲ ናትካ ስነ ሓሳብን ናቶምን በበይኑ ኢዩ። ንስኻ ንሃገርካ ንሶም ንትግራይ
@HamburgHamburg-kw5ew
@HamburgHamburg-kw5ew 2 месяца назад
ብጣዕሚ ዘገርምን ዘደንቅን ስነ ሓሳብ ወዲ ሞባእ He’s so smart 💙🥰👑👌
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 2 месяца назад
ድሕሪት መሊስካኒ ወዲ መባእ ሓወይ ደስ ኢሉኒ ድምጽኻ ዝሰማዕኩ ❤❤❤❤
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 2 месяца назад
"ሓይሊ ቃል " ቃል ሓይሊ ኣለዎ ☝️ ወዲ'ሞባእ ሓይሊ ኣለዎ ቃልካ 😮😢 እዚ ኩሉ energy ሒዝካ ኣይትተሓባእ ጅግናየይ ተባዕ so much love you ✊💙🦁🙏
@Titi-g2h
@Titi-g2h 2 месяца назад
Welcome back wedi Mobae ❤️🙏🏽I’m glad seeing you back again! You are a hero and very wise young man. I’m speechless I can’t even imagine. But again I just want to say welcome back glad to see you back ❤️😘🙏🏽🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵
@Nebirm
@Nebirm 2 месяца назад
እዚ ወዲ ቃላቱ ብጣዕሚ ሓይሊ ኣለዎ፡ ኣብ ሓቂ ዝጸንዐ ይመስል፡ ብርግጽ በርጌድ ንሓመዱ ካብዚ ዘላቶ ብናይ በዓል መምህር በየነ ናይ ድንቁርናን ካልእን ኣካይዳ፡ ነዚኣቶም እንተ ሒዛ ብርግጽ ዓወት ክትጓናጸፍ ከምትኽእል ይርደኣካ፡፡
@gueshgrmay8216
@gueshgrmay8216 2 месяца назад
እግዚአብርሄር ኩሉ ጊዜ ምስ ሐቀኛታት ኢዩ ውዕሉ ሐዲሩ እቲ ሐቀኛ ኢዩ ዝዕወት
@FilimonMichaele
@FilimonMichaele 2 месяца назад
ደስ ክብለካ ዚ ወዲ amazing very amzing
@DebesayTemelso-ow9fl
@DebesayTemelso-ow9fl 2 месяца назад
ወዲ መባእ ናይ ብሓቂ ተባዕ ኢኻ 💙💙💙💪🏼💪🏼💪🏼
@melakmogos6340
@melakmogos6340 2 месяца назад
መትከል መትከል አዩ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ቃል❤
@geneamha7584
@geneamha7584 2 месяца назад
Wow Wedi Mobaee I’m speechless by his speech and wise ! I’m so glad to see him! Now 💯 percent will succee this revolution!!!!!!!
@BlackBoy-v4o
@BlackBoy-v4o 2 месяца назад
ኣነ ውን ተጸምብረዮ ኣለኩ፡ ን ብርገድ ን ሓመዱ ። ወዲ ከረን ትግረ ። ኣያና ወዲ ሞባአ ❤❤ ከምዚ ጋና ተሰምዕኒ ነይሩ ሕጅ ደኣ ግርም( ሓቃፊ ኩሉ) ወዲ ሞባአ ኢንተ ተሓዊሲዎ ደኣ ቀዳምይ ኣለኩ ምሳኩም።
@hawetkalesiayeeritrewi3625
@hawetkalesiayeeritrewi3625 2 месяца назад
✌️👉💪👍👌ብዳሓን ምጻእ ወዲ ከረነይ ጻዓዳ❤
@AranArom
@AranArom 2 месяца назад
@@BlackBoy-v4o If you are visible because of people impact you,you will soon leave the place when they going to leave it.
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 2 месяца назад
Wellcam too you thanks wedi keren xada❤
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 2 месяца назад
ብድሓን ምጻእ ወጽዓኻ ኣሚንካ እምበር ወዲ'ሞባእ ስለዝመጸ ጥራይ ክኸውን የብሉን ብዝተፋላለየ ምኽንያት ተኣልዩ ጸኒሑ ሕጂ'ውን ምናልባት እንተተኣልዩ ንስኻ'ውን ? ሓደን ቀንድን ግን ወጽዓኻ ኣሚንካ ክትመጽእ ይላበወካ ወድሓንካ 🙌✊💙🦁🙏
@Sesaaythaile
@Sesaaythaile 2 месяца назад
ወዲ ሞባ እንክዕ ግጽካ ረና አንታ ጅግና እንክዕ ድምጽካ ሰምዕና ጡዕም ድምጺ ❤❤❤
@SimonFidel-x8n
@SimonFidel-x8n 2 месяца назад
ሕጂ ሊላይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤ ኮሪዕና በኣኩም ኣያታትና!
@n.k3901
@n.k3901 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ ጅግና እንኳዕ ካልኣይ ጊዜ ናብቲ ዝጀመርካዮ ቃልሲ ተጸምበርካ ኣብ ዓወት ከምዝበጽሕ ድማ ጥርጥር የብሉን ስፋሕ ነጽር ተዓወት🩵🌿💪🏿
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 2 месяца назад
ጹቡቅ ተበግሶ ወዲ ሞባእ ንኤርትራ ንቃለስ ጉዳይ ትግራይ ዋናታቱ ኣለዉዎ 100% መንነት እንዳበልካ ሸንኮለልል ነዚ ቃልሲ ሃሲዎ እዩ።
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ እቲ ዝፈትዎ ጂግና ከምዚ ጌሮም ፍቅሮምን ናፍቆቶምን ምርኣዮም ዋውውው💙💙💙💙
@bisratbeyene1874
@bisratbeyene1874 2 месяца назад
እግዚአብሄር ምሳኹም ይኹን 🎈🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 месяца назад
Thank you.....
@MehariBrhane-lt7kv
@MehariBrhane-lt7kv 2 месяца назад
መደብ መስትያት ቤትና ሓጺርን ገላጽን እዋናዉን ህልው ኣብ እዋኑ ስለተቕርብ ዝያዳ መቐረትን ባህታን ትህበካ ቀጽ ልዎ በርትዑ።
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 2 месяца назад
Waww zbelxe comenti lomanti fantastik❤❤❤❤
@shinashwelday9000
@shinashwelday9000 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ እንኾዕ ብሰላም መጻካ ንነዊሕ ጌዜ ተጸቤካ የ ምስ ራኣኩኮ ጥራይ ማራ ታሓጉስ ዓወት ጽንዓት ትሓትት ያ ሞ ጸንዕና ንቃላስ 💙💙💪
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 2 месяца назад
ወላ ኣነ ከምዚ ከማካ ትጽቢት ኣሐዲረ ብተስፋ ተቀኒተ ተጽበዮ ❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ ጩራ ወጋሕታ አብቲ ፅንኩረ እዋን አብቲ ጨዉታ አብቲ ምጅማረ ቃልሲ ሂበካ ቆላሕታ አበረ ዝደሊ እተዘይ ኮይኑ ንዓኻ ዝበለለ አለኹ አብ አሰረካ ቃልሰይ አደልዲለ አለልየካ እየ አነ መነፀረ ጌሬ ወዲ ሞባእ አጆና እዚ ጨካን ሰረዓት ክሰዓረ እዩ እዛ ምጭዉቲ ሀገረና ክንምለሳ ኢና ወፂና አይክንጠፈእን👌💪💪💙
@Mahri-y6d
@Mahri-y6d 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ! ጅግና " ሓጺር ን ገላጽን መልእኽቲ ሂብካ ።ንዝተረዳኦ እንታይ ክትብል ከም ዝደለካ የአንፊትካ ኣለኻ፡ ኤርትራዊ ዝመስል መልእኽቲ ደስ አሉኒ ፡ኣነ ናትካ ደስ ዘረባ ደስ አሉኒ ካብ ቀደምካውን ኣብ ግብሪ ትኣምን ሰብ ኢኻ ዘረባኻ ደስ አሉኒ እምበር ናይ ዝኮነ ውድብ ኣባል ኣይኮንኩን ።
@Rahbot29
@Rahbot29 2 месяца назад
ጂግና ቀባጽ ሐቀኛ Love & Respect u!!
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 2 месяца назад
ንቕሓት ዘይብሉ ህዝቢ ጸረ ህዝቡ እዪ ብሓቂ💙💙💙💙💙💙🖐️
@YikaTube
@YikaTube 2 месяца назад
@@filimonghebreyohans5829 nasha yimeslo yikowun bixay nseb aytetalil
@kalebbokru1256
@kalebbokru1256 2 месяца назад
ቅኑዕ ማዕዳን መርገጽን ፥ በዚ መርገጺ ምስ ንቃለስ ጥራሕ ኢና ንዕወት!
@SamiSamawi-hu5ig
@SamiSamawi-hu5ig 2 месяца назад
The legend is back.❤
@filmongebrehiwet5625
@filmongebrehiwet5625 2 месяца назад
Wellcome back bro , 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 2 месяца назад
Lovely People Good Good Yhwat Des zebl srah
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 2 месяца назад
Good on you zack for this program welcome back our hero brother and all berged nehamedu we love you and we prodded of you 💙 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ghenettesfalem269
@ghenettesfalem269 2 месяца назад
ኩሉኩም፡ደለትይ፡ፊትሕይ፡እግዛብሐር፡ምሳኩም፡ይኩን፡
@MulueGebreyohannesMedhanye
@MulueGebreyohannesMedhanye 2 месяца назад
ሰላም ሰላም መሓሪ ዮሃንስ ወዲ ሞባእን እስኪ ብሓደ ኣብ ኢንተርቬው ኣቕርቡልና ንስመዓዮም።
@SimonGebramariam
@SimonGebramariam 2 месяца назад
ፈታሪ ዓወት የሃብኩም ኣብ ኩሉ ምቅስቀስኩም የሓልኩም ❤❤❤❤
@metkel100
@metkel100 2 месяца назад
እቲ ጅማሮ ጽቡቕ ኢዩ። ዝቕጽሎ ይግበሮ። ምኽንያቱ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ናይዚ ወዲ እዚ ምስቶም ምስኡ ኮፍ ኢሎም ዘለዉ ዝቃዶ ኣይመስለንን። በታ "ኣነ ኢርትራዊ ኢየ በሎም " ትብል ሓረግ ጥራይ ርሑቕ ከይከዱ ክናኸሱ ኢዮም። ንግዚኡ ኣብዛ ግዜ እዚኣ መወዓውዒ ስለዝድለ ይህሉ እምበር ናይ ምቕናይ ተኽእሎ ጸቢብ ኢዩ። ጸርፍን ቅንጸላን ምጉጅጃልን ዝለመደት መልሓስ ከምዚ ዓይነት ወንጌል ክትጻወር ትኽእል ኣይመስለንን።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 месяца назад
ግድን ኣይኮኑን ከም ስኒ ኣድጊ ኣብ ሓደ ክሓስቡ ።ሓደ ዓይነት ኣረኣእያ ስለ ዝነበረና ኢና ብሓደ ሰብኣይ ዘርእና ጸኒቱ ዘሎ።ስለዚ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ጸገም ኣየምጽእን ኢዩ ንሱ ከኣ ኣካል ቃልሲ ኢዩ።
@berimaranatamaranata2937
@berimaranatamaranata2937 2 месяца назад
ግድን ኣይኮነን ሓደ ዓይነት ምርገጺ ክህልዎም። ምኽንያቱ ከምቲ ንሱ ዝበልካ አዩ ካብቲ ክፍልየና ዝኽእል ከሰማምዓና ዝኽእል ንጥቢ ይብዝሕ
@herihero4255
@herihero4255 2 месяца назад
ሕጂ ንስኩምስ እዞም ክልተ ኮመንት ጺሒፍኩም ዘለኩም፡ ግድን ኣይኮነን ሓደ ሓሳብ ክህልዎም ትብሉ ኣለኩም፡ ከም መንቃሕቲ ኢኩም ትሓስብዎ ዘለኩም ንኤርትራ ቀዳምነት ምሃብ ምሕሳብ ውን ኣየድልን እዩ፡፡ ቀዳምነት ንሃገርካ ሂብካ ትሰርሕ እንተ ዘይ ሃሊካ ከም ፍልልይ ሓሳብ ኣይትርኣይዎ፡ እዚ ካልእ ጉዳይ እዩ ዝበሃል ወይ ውን ክድዓት እዩ፡፡ ኣበየነይቲ ዓለም ትነብሩ ኣለኩም እኮ ጠፊኡና😮
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 месяца назад
@@herihero4255 ንስኻ ኢኻ ኣበየነይቲ ዓለም ትነብርከምዘለኻ ዘይትፈልጥ።ንዝተቃወመ ከዳዕ ትብልዎ በዓል ንስኹም። መንዩ ቀዳንምት ንኤርትራ ኣይንህብን ዝበለካ ???
@herihero4255
@herihero4255 2 месяца назад
@@semharkahsay1946 ሓወይ ኣነ ነዓካ ከዳዕ ይብለካ የለኩን፡ ንበል ኣብ ኣመሪካ ክልተ ፓርቲ ኣለዋ እዚ ማለት ከኣ ክልቲኤን ነንሕድሕደን ኣንጻር እየን ዝተፋላለየ ሓሳብ ከኣ ኣለውን፡ ኣብ ሓሳበን ግን ኣንጻር ሃገሩ ዝሙጉት የለን ቀዳምነት ንሃገሮም እዮም ዘቀድሙ፡ ካብዚ ሓሊፉ ግን ወላ ውልቀ ሰብ ይኩን ምሽ ኣንጻር ሃገሩ ክሙጉት፡ ምስጢር ሃገሩ ኣሕሊፉ ዝሃበ ውን ብክልቴኤን ፓርት ሓንቲ እያ ስሙ ዕድል እንተ ተረኪቡ ጥይቱ ይሰትያ እንተ ዘየለ ከስ ከዳዕ ስሙ እዩ ተወዲኣ ብከምዚ ተረደኣዮ፡፡
@haneber7369
@haneber7369 2 месяца назад
💙✍️ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት✍️💙
@zemamfeshazion
@zemamfeshazion 2 месяца назад
እንቋዕ ድሐን መጻኹም አሕዋተይ፣ ወዲ ሞባእ ሐወይ ድማ እንቋዕ ድምጽኻ አስማዓና ብፍላይ እዞም መንእሰያት ድምጽኻ ክሰምዑ ዓይንኻ ኽርእዩ ብዙሕ ተመንዩም፣እንቋዕ ሐጎሰኩም። ሕጂ ግን መሪሕ ኾንካ ክትአልዩም ምስቶም ከማኻ ዝበሉ ብሉጻት ቅድሚት ክትወጽእ ተስፋ እገብር።❤️❤️❤️
@hishmalehishmale9445
@hishmalehishmale9445 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ ጅግና ባዓል መትከል ንስካ ቅድሚት ኮይንካ እንታ መሪሕካዮም ኣብ ኣሰርካ ኣለና ንስካ እንታ ኣጥፍእካና ሓላል እዩ 👍👍👍
@eseyasberhe7842
@eseyasberhe7842 2 месяца назад
ወድ ሞባእ ብልሕኻ ዳግማይ ደሚቑ ብሓቂ ረዚንን እዋናውን መልእኽቲዮ ዘሕለፍካዮ ፣ ቐሚሽ አደይ ሓንኩሉኒ እዳበሉ ነዚ ቓልሲ ዘይሽሙ እንዳሓቡ ብሰንኪ ንቕሓት ዝሓንገዱ ካብ ቓልሲ ካብሎሚ ወጽዓለኒ ዝበለ ይዕሰልልል
@Semai2000
@Semai2000 2 месяца назад
ጽብቕ መደብ ቅጽሎዊ
@Miness_77
@Miness_77 2 месяца назад
Welcome back wedi Mobae jigna 💙💙💙
@samueldebesay2626
@samueldebesay2626 2 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መትከል መትከል ኢዩ ብሓቂ ነዚ ዘሎ ጉድለት መሊእኻ ከተዕውተና ተስፋና ኢዩ ፍትሒ ንውጹዕ ህዝብታት
@akiyor3615
@akiyor3615 2 месяца назад
Well come ወዲ ሞባእ ከፋቲ በሪ ቃልስና
@ahmedidris890
@ahmedidris890 2 месяца назад
❤welcome
@yohannesweldehawariat9541
@yohannesweldehawariat9541 2 месяца назад
እክብካብ ዝከሰረ ፖለቲካዊ ተቃውሞ።ኩልና ብሓቂ ተቃወምቲ ኢና ኔርና ግን ነታ ንፈልጣን ዘዕበየትና ኣዴና ዝኮነት ኤረትራ ትግራይ እያ ምስ በሉናስ ዳሓን ኩኑ ምስ ኢሳያስ ወላ መሬት ትታኣኮት።
@RehasetTesfamical
@RehasetTesfamical 2 месяца назад
Wawww des zbl❤❤❤❤❤
@be.careful322
@be.careful322 2 месяца назад
Abzi regexei yes yes yes anabse deki Ery Melye Natye 💙🌿💙 Wedi Mobae 💐
@fthi3585
@fthi3585 2 месяца назад
ወዲ ምባእ ወዲ ህዝቢ ንበረልና ቡሩኽይ ድምፅኻ አይታሐባእ ቀፅሎ ኽም ቀደምኻ ፅናዕ አቀዲሙ ዘለለዬም ንሽፍቱ ሳሕል መንእሰያትና አብ እስራኤል ዘንቀሔ አንፃር ዓመፅ ዘቃለስ ተባዕ መንእስይ እንቓዕ ብስላም መፃእኻ
@Manna-gc5oq
@Manna-gc5oq 2 месяца назад
Welcome wedi mebea jigna🎉
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 2 месяца назад
Welcome back, Wedi Mobae, the hero 💙💙💙💙💙💙💙💙
@diallosamrawit6996
@diallosamrawit6996 2 месяца назад
Amelake mesakum yekun ❤❤❤
@johngoitom7707
@johngoitom7707 2 месяца назад
I hope ezi seb ezi agedasi yu abzi zenelayo generation l love him from senhit bilen he is brilliant guy❤
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 2 месяца назад
ካብ ቃልሲ ጠፊኡ ብምንባሩ ኣዝየ ጉህየ ኔረ ፡ እንቋዕ ኣብታ ንጽበየካ መትከልካ ጸናሕካ ወዲ ሞባእ ጅግና ፡ ብሓቂ ኣብነታዊ ተቃላሳይ።
@miliontekali3534
@miliontekali3534 2 месяца назад
እቲ ርእሲ ቓልሲ ናብ ቦቱኡ ተመሊሱ ብዘይ ምግናን ልዕለኻ ጅግና ተቓላሳይ የለን።
@BlackBoy-v4o
@BlackBoy-v4o 2 месяца назад
ኣነ ውን ተጸምብረዮ ኣለኩ፡ ን ብርገድ ን ሓመዱ ። ወዲ ከረን ትግረ ። ኣያና ወዲ ሞባአ ❤❤ ከምዚ ጋና ተሰምዕኒ ነይሩ ሕጅ ደኣ ግርም( ሓቃፊ ኩሉ) ወዲ ሞባአ ኢንተ ተሓዊሲዎ ደኣ ቀዳምይ ኣለኩ ምሳኩም።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 месяца назад
​@@BlackBoy-v4oመርሓባ ወዲ ሃገር እንኳዕ ተጸንበርካ🎉🎉🎉🎉🎉
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 2 месяца назад
ኣሎ ውፉይ ጅግና ክሳብ ሕጂ ኣብ መትከሉ ዘሎ ከምኡውን ካልኦት ::ንሱ ክኣ ቃልሱ ክቅጽል ተስፋ ንገብር
@YordanosHaile-o6g
@YordanosHaile-o6g 2 месяца назад
ኣጆኹም እዞም የሕዋተይ❤❤❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 2 месяца назад
ወዲሞባእ ሓቀኛ ኤርትራዊ ትክክል በልካ ትግራዋይ ንዝብለካ ንትግራይ ዋናታት ኣለውውዋ ኣነኤርትራዊ እየ በሎም እዚ ማለት ትግራይ ስለዝናዓቅካ ኣይኮነካን ንስካ ግን ኤርትራዊ ኢካ ጽቡቅ ብህሎ ወዲሞባእ። ንስካ ሰባኣይ ኢካ ነዞም ሓተላታት ዝግ ኣቢልካ ግለትን ጽራይን ክትፈሊ ንጽበ ክቡር ሰብ።
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 месяца назад
Well come, Wedi moba ❤❤
@amenred5124
@amenred5124 2 месяца назад
Wedi mobaee. My hero love and respect that helps us to go forward remove the regime.
@helengebru734
@helengebru734 2 месяца назад
Jegna hawey welcome
@ruthh1755
@ruthh1755 2 месяца назад
Proud of you 💯👏 💙🌿💙🙏
@vodahallo9499
@vodahallo9499 2 месяца назад
🙏🙏🙏
@Ftsumtsegay-v5m
@Ftsumtsegay-v5m 2 месяца назад
Www wedi mobae jigna welcome to back
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 2 месяца назад
እቲ ዝፈትዎ ተቃላሳይ ❤❤❤❤❤ und ኣብራር ስመር ኣብ 1
@habtomatareqe8457
@habtomatareqe8457 2 месяца назад
Yeah it's true wedi mebea
@habtomatareqe8457
@habtomatareqe8457 2 месяца назад
@fevenmengistab3837
@fevenmengistab3837 2 месяца назад
I feel happy to see wedi መባእ joining the blue revolution movement.❤❤❤
@FshaTsigab
@FshaTsigab 2 месяца назад
Www Welcome back King. 🤴 🙌 💙💪💪💪.
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 месяца назад
ወዲሞባእ ተባዕ ተቓላሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 💙💙💙💙💙
@Mt-21
@Mt-21 2 месяца назад
ኣብ ዘመነይ ካብ ዝነበሩን ዘለውን ጅግና ናይ ግብሪ በሊሕ ተቃላሳይ ወዲ ሞባእ ፡ እንቋዕ ድምጽኻ ሰማዕና። ሞባእ ከም ስምካ ንነብስኻ ዘወፈኻ ባዓል ራኢ
@DcHg-b7v
@DcHg-b7v 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@fishtareke3654
@fishtareke3654 2 месяца назад
ወልካም ውዲ መባእ
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 2 месяца назад
በየነ ሕማቅ ኣሎ ወዲ ሞባእ ምምጽኡ ኣይታሓጎሰን 😂😂😂😂😂😂😂😂
@tl2254
@tl2254 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ ሰበኣይ ❤
@teklehaile4908
@teklehaile4908 2 месяца назад
ጽቡኽ ሓሳብ ቃልሲ ብሓብር ብስኒት ኣብ ዓወት የብጽሕ ።
@danhaile8603
@danhaile8603 2 месяца назад
Thank you Mestyat betna professional picture. Not like tefetawi dark and shaking picture.
@hiwetmilash604
@hiwetmilash604 2 месяца назад
Wawwww nicc
@ኩሉክሓልፍእዩ
@ኩሉክሓልፍእዩ 2 месяца назад
❤❤❤ወዲ ሞባእ ኣይትሸጣን 😂😂😂ብዓል ሊስትሮ ግን የጠማ እዩም።ንስካ ኤርትራዊ እካ።ብዓሊ ሊስትሮ ግን ትግራይ ትዕወት እዩም ዝብሉ😂😂 ሊስትሪ ካብዚ ተማሃር እስኪ😂ዑዱብ
@Yebiotekie
@Yebiotekie 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@ንዑዑእየዝጥምት
@ንዑዑእየዝጥምት 2 месяца назад
ወዲ ሞባእ ጅግና ብጣሚ እየ ዘድንቀኻ መቃለስቲ ግን አይመረጽካን አብ ጉንካ ዘለዉ ግን ትግራይ ትስዕር እዮም ኢረትራ ንኢረትራዉያን እተዝብሉ ነይሮም እግርና አምደሐረን ነይሩ
@trhashagos216
@trhashagos216 2 месяца назад
ብጣዕሚ ዝፅበዩ ዝነበርኩ ሰብ ቡልፅ ኢካ ኢሳያስ ጅግና
@selamkidane8066
@selamkidane8066 2 месяца назад
Wawwww btami Tehguse ajona
@naodtesfaldet421
@naodtesfaldet421 2 месяца назад
ኣንበሳ አንዳጎዘመ ዝጥዕም ዝድሃዩ፡ ጅግና ወዲ ሞባዕ፡ ነዚኦ ሒዙ ግድነት ኢዩ ክዕወት ቓልሲ ብርጌድ ንሓመዱ💙💙💚💙
@zewdigeb7067
@zewdigeb7067 2 месяца назад
እንቃዕ ብዳሓን መጻእካ ወዲሞባእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኩም
@samsomfissahaye5286
@samsomfissahaye5286 2 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯✅✅✅✅✅
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
🥂🥂🥂💙💙💙🙏🙏🙏ብርጌደይ ናብ ዓወት ገጽና ንዓድና ገጽና ኢና እሞ ሕጉስ ዝበልኩም ከምዚ ናተይ💙💙💙🥂🥂🥂ላይክ🥂🥂🥂💙💙💙💙ብርጌደይ ቀባጽ welcome wedi Mobae my King👉💙💙💙💙👑👑👑👑
@GhesesewBelay
@GhesesewBelay 2 месяца назад
አምበሳ በርትዑ
@Msgina607
@Msgina607 2 месяца назад
ብምጥቓዕ ምስማዕ ከሊእኩምና።
@fitsumtesfay6020
@fitsumtesfay6020 2 месяца назад
ተባዕ ተቓላሳይ ወዲ መባእ ተእሪር ቃላቱ ተስፋ የስንቐካ
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 2 месяца назад
አጆኹም ደቅ ኣረይ ደቅ ሕድር ስለ ውጽእ ሕዝብ ዝቃለስ ኩሉ ግዜ ይዕወት ክልስ ኩሉ ግዜ መርር እዩ ዕውት ግን ናይ ግድን እዩ ዓወት ንብርጌድ ንሐመዱ💙👑💙👏🏼🩵🌹
@EndaDeko
@EndaDeko 2 месяца назад
Welcome back brother
@GoytomAbraha
@GoytomAbraha 2 месяца назад
Wow jeganu 💙💙💙💙💙✊✊👍
@GarbelHilla
@GarbelHilla 2 месяца назад
Wedi mebea jigna 🎉🎉🗣️💯👑👑☝️
@RehasetTesfamical
@RehasetTesfamical 2 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ 2 месяца назад
I'm proud of you Brothers and sisters 👍💙💙💞
@TedrosEyasu-z3x
@TedrosEyasu-z3x 2 месяца назад
ወዲ መባእ ጅግና ክቡር መምህር ናይዚ ወለዶ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NadiNadi-ow9wx
@NadiNadi-ow9wx 2 месяца назад
The way gets its compatible leader only naaa mentally socially physically fit leader ❤❤❤❤everyone here was waiting for your comeback so welcome our super hero ...it seems full fledge revolution naaa🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 welcome again ❤❤❤❤❤
@kbriselam478
@kbriselam478 2 месяца назад
Good job 👏 wedi Mobae 😊
@user-ko9eq3ri2g
@user-ko9eq3ri2g 2 месяца назад
Wedi Haweboy Jegna 👏
@tesfahannesghebremichael15
@tesfahannesghebremichael15 2 месяца назад
I am proud of you Esu Broo Metkelawi!
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 2 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Далее
Angry bird PIZZA?
00:20
Просмотров 6 млн
Fake Referee Whistle Moments 😅
00:38
Просмотров 4,9 млн
ሓልዮት ህዝቢ ኤርትራ ኣለካ'ዶ?
16:16