Тёмный

Mestyat Betna | ኣብ እስራኤል ኣብ ዝሓደረ ዕግርግር ሰለስተ ኤርትራውያን ቆሲሎም ክልተ ከኣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም 

Mestyat Betna
Подписаться 203 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RU-vid channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

Развлечения

Опубликовано:

 

19 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 125   
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 13 дней назад
እግዚኣብሄር ሰላሙ ይስደደልና ንኩልና ኤርትራዊያ ሃገርና ሰላም ጌሩ ናብ ሃገርና ይምለሰና እቲ ኩሉ ዝክኣሎ ፈጣሪ
@user-re5sy2hz2t
@user-re5sy2hz2t 13 дней назад
ኡፍ ልቦም ይሰበር ልቢ ክንደይ ሰይሮም 😭😭ሩኹሳት በላዒቲ ሰብ ኣብ ደቆም ይብፃሕ ደለይቲ ፍትሒ ክዓ ፅንዓት ይሃብኩም ዘይኮነስ ትብዓት ይሃብኩም ጅግና ይስዋእ እምበር ኣይነብርን 😭😭😭🖤🖤🖤💔💔😭😭😭
@samrawitjesus7500
@samrawitjesus7500 13 дней назад
Danke Zaki
@adhanetzerehannes6937
@adhanetzerehannes6937 13 дней назад
EgziabhIer aboy ezi egirger azhilalna.
@woldabtefferi6786
@woldabtefferi6786 13 дней назад
Ajokm ajon kenawit ena. Always Meleyyyyyyy 💙💙💙💙
@hannaa9184
@hannaa9184 13 дней назад
Anta Amlak kulom Eritreawian yhwat ekum yakl. Degafai ykun tekawamai begakum n Selam nberu 🥲🥲🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@woldabtefferi6786
@woldabtefferi6786 13 дней назад
Good job bro keep it up always 💙 💙💙
@gm5215
@gm5215 13 дней назад
ባርያ ምርጋጽዩ ዝአምን ጊላ ኩሉ ግዜ ጊላ ክብረት አይርደኦን ዽፉን ርእሲ
@geneamha7584
@geneamha7584 13 дней назад
Ahhhh😢😢😢😢😢💙💙💙💙💙💙💙
@faet9285
@faet9285 13 дней назад
እዛ ጉጅለ ኣጋንንቲ ባራዩ ሰዲዳ ኣብ ስምዒት ከምንኣቱ ጌራ ንሕና ምስ በራዩ ጥራይ ክንታሃላለኽ'ሞ : ኣብ ፍቖዶ እስርቤታት ክንኣቱን ብኡቢሉ ድማ እቲ ቃልሲ ክቕህም'ዩ ውጥና:: ንቓሕ ብርጌድ ንሓመዱ እዞም ኣብ ደገ ዘለው ውዱቓት ሸለል ኣዘሎም እንተደልዮም ይሳዕስዑ እንተደልዮም የጉርዑ: ምስኦም ክንታሃላለኽ ገንዘብና ግዜናን ሂወትናን ክንከፍል የብልናን:: ገንዘብና ግዜናን ጉልበትናን ኣብ ባይታ ወሪድና ነዛ ጉጅለ ኣጋንንቲ ኣብ ምድምሳሳ ኢና
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 13 дней назад
Thanks zaki hawna😊💙💙💙💙
@merry7267
@merry7267 13 дней назад
Thank you Zaki 💙💙💙👍👍🙏
@user-ne2rs9ix1k
@user-ne2rs9ix1k 13 дней назад
Amlak lbonayhabkum
@filmongebrehiwet5625
@filmongebrehiwet5625 13 дней назад
ዛኪ ፡ ተቅርቦም መደብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን፡
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 13 дней назад
😢😢😢😢😢😢
@haneber7369
@haneber7369 13 дней назад
💙🆓ብርጌድ ✊ ንሓመዱ!!!🆓💙
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 13 дней назад
በጃኩም እቶም ትክእሉ ነዞም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኣሕዋትና ገለ ምከሩ እታ ከርተት ናብርኦም ትኣክሎም
@fthi3585
@fthi3585 13 дней назад
ህግደፍ መንደፍ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን መርገም ሱንቆም ብኽብዶም ዝሐስቡ ዝደስኽለ አእምሮ ዝውንኑ የእዱግ ባሮት ማዓልትኩም ተፀበዩ እዚውን ኽሐልፍ እዩ
@MANUDIBANGO-cw7uu
@MANUDIBANGO-cw7uu 13 дней назад
💔💔💔💙💙💙💙💙💙💙
@huruyluul8609
@huruyluul8609 13 дней назад
Ahhh 😢😢😢😢
@JoniRedae
@JoniRedae 13 дней назад
ንኩሎም ክጥርዞም ኣለዋ መንግስት እስራኤል
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq 13 дней назад
💙💙💙💙
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 13 дней назад
Thanks Zaki 😭😭💙💙💙🙏🙏💙💙💙
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 13 дней назад
ዓሕ ወዲ ወርቁ 😢😢😢😢
@rsm163
@rsm163 13 дней назад
Welcome zaktey 💙🦅
@elsajefter5596
@elsajefter5596 13 дней назад
እዋይ ኣምላኸይ ነሕዋተይ ጽላልካ ኣምብረሎም በጃኻ ድንግለይ ባዕልኺ ኣማዕቁብዮም😭😭🌿💙🌿💪
@elsakidane1177
@elsakidane1177 13 дней назад
Amlak yehlfom yfterolom
@samueltesfalem1791
@samueltesfalem1791 13 дней назад
Welcam welcam Zika ❤
@user-us9jx5sw8i
@user-us9jx5sw8i 13 дней назад
💙💙💙💙💪💪💪
@user-vs4pg5rj5r
@user-vs4pg5rj5r 13 дней назад
ብሰላም ዕረፍ ወዲ ወርቁ ጅግና ሓዉና ምስ ዕላማኻ ኣብ ንኡስ ዕድመኻ ዝቆፀዩኻ እዞም ኣራዊት ከተማ💔😭😭
@heidshop4103
@heidshop4103 13 дней назад
መስቲያት ቤትና ማለት ከምሽማ መስቲያት ብሓቂ። ብዛዕባ ዞም ዕሩባት ሕልና ከምታ ናይ ደርጊ መንግስቱ ሃይለማሪም ኣጥፍቶ መጥፋት ወይ ኣጥፊእካ ምጥፋእ ትብዝብል ጭርሖ ኣብ መወዳእታ ጥፍኣቱ ህዝቢ ከርዕድ ጀሚሩ ኔሩ ፡ ካብምጥፋእ ግን ኣየድሓኖን ፡ ስለዚ ኩሉ በብ ዓቕሙ ክስንድ ኣለዎ ሓንቲ መዓልቲ ስለዘላ።
@Asi4394
@Asi4394 13 дней назад
Kemza nay Iran 🇮🇷 bgimla teztefiu ezon dictator nay adna selam mrekebna.😮
@YONAS284
@YONAS284 13 дней назад
ንኪድ ዓድና ንእቶ ነዛ ሽፍታ ዉድብ ህግደፍ ብእዝና ወጢጥና ናይዝኩሉ ገበናታ በብሓደ ንሕተታ።
@sirajabdelkadr2694
@sirajabdelkadr2694 13 дней назад
😂😂😂
@fanielyowhans5939
@fanielyowhans5939 13 дней назад
ካበየናይ መዓንጣ
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 13 дней назад
@"YOnas...ኣጆና💪💪💪💙💙💙💙
@YONAS284
@YONAS284 13 дней назад
❤​@@user-br9ig5ji7q
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf 13 дней назад
ልምካኑ ዞምህግደፍ ዝብሃሉሲ ንእሽተን ሕልና ዝብሃል አለዎም ዶ 😢ዋ ታይ ግራትን መሬትን ንከይዉሰዶም እዩ ዝኩሉ ዕግርግርን ጎንፅን ሰላምን ሕግን ይንገስ አብክንዲ ዝበሉስ
@biekimati7428
@biekimati7428 13 дней назад
ሰላም የውርደልና ኣምላከ አንታይ ይበሃል ኮይኑ
@zahrabeshir2089
@zahrabeshir2089 9 дней назад
😥😥😥 " ALLAH " yerhamu 🙏
@BiniamOkba
@BiniamOkba 13 дней назад
💙💙💙👌
@user-us9jx5sw8i
@user-us9jx5sw8i 13 дней назад
💙💙💙💙💪💪💪💪💪
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 13 дней назад
RIP to YEBRAH and condolences to his family. Let us console ourselves with the thought that YEBRAH's innocent blood will be an abundant seed of justice. Down with dictatorship! LONG LIVE BRIGADE NHAMEDU!!!
@simretkesete9505
@simretkesete9505 13 дней назад
😢😢😢😢😢 etay aynet dnaqur yom ezom baru
@filmongebrehiwet5625
@filmongebrehiwet5625 13 дней назад
የቀንየላና ሓው ህዝቢ ትግራይ❤❤❤ ፡ ሰለም የውርድልና ወገናተይ፡ ኣጆኩም ኣጆና።
@gigiriri4865
@gigiriri4865 13 дней назад
እንታዩ ጉድ እዩ ወረ እንታይ እዩ ዝግበሮ ዛኪዬ ኡይ ንበል ገለዶ ነዚ ስርዓት ዝሰወአሉ ተሳእኢኑ ::እዚ ልእኡኸ ኀይለሰላሴ
@user-us9jx5sw8i
@user-us9jx5sw8i 13 дней назад
💙💙💙💙👈🥰👈💊💊👈💙💙💙
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 13 дней назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@pearlredsea8057
@pearlredsea8057 13 дней назад
Welcome Zaki hawey💙💙💙
@fretatesfay343
@fretatesfay343 13 дней назад
መስታት ሀገርና ኢካሞ ቀጽሉ አጆኩም ኩሉኩም ተሕባቢርኩም መስታታ ህገርና ክትኩኑ ኢኩም ውጽዕ ህዝቢ ክዕወት ኢዩ 💙💙💙💪💪💪✊✊👍👌✌✌✌
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 13 дней назад
😭😭😭
@tsegaylove4869
@tsegaylove4869 13 дней назад
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@user-xk5ig6wc4m
@user-xk5ig6wc4m 13 дней назад
ሰላም ዘኪ ህግደፍ መንደፍ
@hawetkalesiayeeritrewi3625
@hawetkalesiayeeritrewi3625 13 дней назад
😂😂
@solomonzerat7043
@solomonzerat7043 13 дней назад
እቲ ተግርኛ ክትጽሕፍ ከለኻ አስተውዕል እታ ጹሑፍ ን'ዛኪ ጸርፊ እያ ትመስል::
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 13 дней назад
😂😂😂
@theking-iq5dg
@theking-iq5dg 13 дней назад
4 barya bkebed sihnema alewu berged nhamedu Srahu jemiru 💪🏿💪🏿
@rutabiniam3054
@rutabiniam3054 13 дней назад
Ne keunat hadhed si thaguskia beka😢😢😢
@shabatshalom693
@shabatshalom693 13 дней назад
Egrom serka abti bahri nay yafo midrbayom e u ezom barayu
@almazmehari4160
@almazmehari4160 13 дней назад
😢😢😢😢
@hdyatraya8591
@hdyatraya8591 12 дней назад
💔💔
@fthi3585
@fthi3585 13 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@medhanegoytom9055
@medhanegoytom9055 13 дней назад
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመቕርብን ቤተሰብ ከኣ ጽንዓት ይሃብ 😂😂😂😂😂😂
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 13 дней назад
ጌታይ ማዓረይ ታይ ዓይነት ድሕረት እዩ ዘለኩም ግን ህግደፋውያን ልቢ ይሃብኩም
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 13 дней назад
ዛኪ ☝️ 0:31
@gebrielakidane9973
@gebrielakidane9973 13 дней назад
💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@melatokbay
@melatokbay 13 дней назад
Ewayyy anta amlakey entay ena nkewn zelena 😢 ezgiooo
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 13 дней назад
መስትያት ቤትና ስለቲ ጽፉፍ ሓበረታ ንህዝብኹም ምትሕልላፍ ኣዚዩ ዝምስገን ዩ
@yoniEri92
@yoniEri92 13 дней назад
ኣነ ናይዚ ሓውና ዘጋጠሞ መቕተልቲ በዞም ደናቑር በራይ ህግደፍ ናይ ሓዘን ይኹን ስእሉ ክርእዮ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝጭነቕ 😢 በጃኹም እቲ ናይ ሓዘን ሕጂስ ደው ነብሎ !
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 13 дней назад
ወድነይ ኣለካ ናፊቀካ ክዓ ወዲ ወርቁ ንመጀመርታ ሪአዮ ብህይወት ከሎ ብዙሕ ኣይፈልጦን ግን ልብና ተጎዲኡ ፎትኡ ኣብዝረአክዎ ንብዓት ኮይነ ሞት ጥዒምናዮ ኢና ግን ናዚስ ንበይኑ ክጭክኑ በስመ አብ😢 ዝኮነ ኮይኑ በጃካትኩም ተጠንቀቅ አስራኤል ዘለኩም ኣሕዋትና እግዚአብሔር ይሓሊኩም
@yoniEri92
@yoniEri92 12 дней назад
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 እዋይ ጋልነይ ሽኮርር ሰላም ድዩ? ከመይ ከ ? ብሓቂ ናፍቖት ሲ ኣይከማይን እንታይ እሞ ክንብል ስደትና ከይኣኽለና ብጣዕሚ ሕማቕ ወሪድና ልብና ተጎዲኡ በዞም ደናቑር በራዩ ህግደፍ ናይ ሰብ ፍጥረት ዘይብሎም
@yoniEri92
@yoniEri92 12 дней назад
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 ወየ ወየ ጋልነይ ሽኮር ሰላም ድዩ ?ከመይ ከ ? ብሓቂ ናፍቖትስ ኣይከማይን እንታይ እሞ ክንብል ሕማቕ ወሪዱና በዞም ደና*ቑር በራ*ዩ ህግደፍ ፡ ልብና ደምዩ በቃ
@yoniEri92
@yoniEri92 12 дней назад
@@mebrhitgaldestalovetgray5665 ሶሪ ጋልነይ ሽኮር ደንጉየ ምምላሰይ ፡ ግን ዓንተቦይ ጽሒፈልኪ ኔረስ ደጊመ እንተ ረኣኽዎስ ተደምሲሱ ጸር*ፊ ሓዊሰሉ ግዲ ኮይነ ዩቱብ ኣውቶማቲክ ደምሲስዎ መድለኒ
@AzmarinoAsmera
@AzmarinoAsmera 13 дней назад
Eweyyy ezom isreal khmku bhaki nezom deki sherma mesgeg senom agam deki agma
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 13 дней назад
Lord have Marcy 😢🙏🏽
@searetesfahiwet8620
@searetesfahiwet8620 13 дней назад
Entay eyom Delyom ezom Berayu
@user-zj6cm7cv6m
@user-zj6cm7cv6m 13 дней назад
ጆጋናአይነበርሰራሕገህያበፅንዓትይሃብካምቤተሰብፅንዓትይሃብካምመቃለሰትካበትግራይ😂😂😂😂😂😂
@yirgalemyw4961
@yirgalemyw4961 13 дней назад
😭😭😭😭😭😢😢😢😢
@almazmehari4160
@almazmehari4160 13 дней назад
Zehzn 😢😢
@emunman1189
@emunman1189 13 дней назад
Eziom Sidetejiatat aymesileni, Sidrabet etom abotatina qenxilom zimexu ab Sahil eyom. Habti Eritrea misziom eu zelo, so neti abotatom ab wushti 33 amet ziserequwo Habti Hizbi Eritrea kea, bzey Tehatatinet kbeliwo ente koynom eti mafya gujile khilu alewo, thats why hilawi ezi gujile keqexilu hirdig ziblu zelewu 😊😊
@efremhaliemikael2191
@efremhaliemikael2191 13 дней назад
ኣነ,ዝግርምንስ ኣብሰላም ዝለዎ ዓዲ ከመዚ ዝግብርናስ ኣብታ ትምጽእ ሃግርና ከመይ ትብሉ???
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 13 дней назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@godislovelove6477
@godislovelove6477 13 дней назад
🙏🙏🙏💙🥲
@shabatshalom693
@shabatshalom693 13 дней назад
Hgdf RPG gerka kitefu alewo..
@fanuszemikel6857
@fanuszemikel6857 13 дней назад
Beal nska ekum tegahahru zelekum hasadat
@HhecgoBxjbv
@HhecgoBxjbv 13 дней назад
እስራኤል ሻው ሻው ይብሉና ሎው ይሕሰበሉ ኣሎ ዱ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 13 дней назад
ንቃኤላውያን ሻምላና መዚዝና ክሳድ-ክሳዶም ክንምልዕሶም ሃየ ንለዓል!
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 13 дней назад
Fithi nhzbi Eritrea
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 13 дней назад
እዞም ባራዬ ወድ መድህን በራድ እንታዴኦም እዬም ደልዬም🥱
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 13 дней назад
ኣብ ዲሞክራሲ ዓዲ ኮፍ እለካስ እዚ ኩሉ ድንቁርና ናይ ህግደፍ እኮ በይኑ እዩ😢😢😢
@rushbush7320
@rushbush7320 13 дней назад
ከም መንእሰይ ክትጸሮ ዘይትኽእል ሓዘን እዚ ኢንባሲ ባዕሉ ተዘይ ሓሲቡሉ እዚ ናዕቢ መዕለቢ ክርከቦ ከቢድ ዩ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 13 дней назад
በጃኻ ኣንታ ኤርትራዊ ሓወይ በጃኻ ኣብ ስደት ምስ ናፉቆትካን ከርተትካን ንመስብሒ You tuberat ን ናይ ስልጣን ሁሩፋትን ክትብል ብዕሸል ዕድሜኻ ሂወትካ ኣይትኽሰር በቃ ምስ ናፍቆቶም ሓደ ምዓልቲ ክረኽቡኻ ሃረር ዝብሉ ወለዲ ካባኻ ዘይነጽፍ ፍቅርን ሓልዮትን ዝጽበዮ ስድራን ኣለዉኻ። ደጋፊ ኩን ደላዪ ፍትሒ ሞት ዕጫኻ ኣይኮነን። ሞት ኣብ ግንባር ሓላል ኢዩ ንዓማጺ ክትኣሊ እዚ ዝኸይድ ዘሎ ቃልሲ ግን ዕሊ ዝጠፍኦ መፍቶ ህግደፍ ኢዩ ዝገብረና ዘሎ። በቃ ሞት ይኣኽለና። ንፍትሒ ዝኽፈል መስዋእቲ ግድን ኢዩ ዝብሉ መላገጽቲ ስድርኦም ሓቂፎም ብሞትካ ዓዲ ክኣትዉ ስልጣን ክሕዙ ዝሃርፉ ጎራሓት ከም ኢሰያስ ከም ዘለዉ ልቢ በል ንዓ ቅድሚት መሪሕካ ምሳይ ተሰዋእ በሎ ነቲ ናይ ሚድያ ጎብለል። ገንዘብ እልፊ ኣእላፍ ተኣኪቡ ጋሂ ልቢ ወለድኻ ዘይወጽእ ሓዘን ስድራኻን ክብርቲ ሂወትካን ዝድብስ ኣይኮነን። መንፍዓት መሲልዎም ፈቀዶ ሾሻል ሚድያ ስእልኻ እናዘርግሑ ንስድራኻን ፈተውትኻን ነናሻዕ ሓዘኖም ከም ዘዘኻኣክርዎም ዘይስቆሮብ መፍተቶም ኢኻ ትኸውን። ሰበይትኻ ደቅኻ ኣብ ዝኸፍትዋ ገጽ ሾሻል ሚድያ ምስ ዝኣትዎ ስእልኻ ኣሎ ኣንታ ወለዶ ምስ ረኣይዎ እንታይ ይስምዖም ባዕልኻ መልሶ በጃኻ ኣይትሙት ኣብ ስደትካ ምስ ናፍቆትካ። ኣብ ጎደናታት እስራኤልን ኤውሮጳን ሓድሕድካ ምቅትታል ምጭፍጫፍ ካብቲ ኣብ ሕብረተሰብ ናይቲ ሃገር ምስንባድ ንስርዓት ህግደፍ እዋናዊ መዘናጊዒኡ ኢዩ በቃ ንዕድመ ስልጣኑ መናውሒ ሓይሊ ቃልስኻ ኣብ ሓድሕድካ ስግር ባሕሪ ከም ዝዳኸም ጥራሕ ይገብር እንበር ፍታሕ ኣይወልድን። ፍታሕ ኣብዚ ንነብሮ ኮይና ኣይኮነን በቃ ኣይትሙት ሓወይ
@samikemey9241
@samikemey9241 13 дней назад
ኣየ በራዩ በቃ ማዓሰይ ኢዮም ዝልብም ግና😢
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h 13 дней назад
ትግርኛ+ትግርኛ። ጽንተት
@fitsumyowhans1094
@fitsumyowhans1094 12 дней назад
Etom 3 kab higdef dyom
@seid3982
@seid3982 13 дней назад
Imagine eziom ab eritrea siltan rekibom entayom kgebru texawarinet zeroo
@hasansaid2059
@hasansaid2059 13 дней назад
Antum hiazbi gedafu endo be selam nebaru balu yefalt ezi armin
@almazgessesew13
@almazgessesew13 13 дней назад
dont blame hagdaf only
@SeleGhebreyonas
@SeleGhebreyonas 13 дней назад
Let's Go home and pull this thief partcoy by the ear hold her accountable for all her crimes by one ወዲ ተባዕታይ ኩሉ ኣብ ከብዱ ገሩዎ ኢዩ ስቅ ዝብል ኣይኹን ናይተን የሕዎትና ናይስድራ ናፍቆት ከይኣኽለን እሞ ኣብኢስራኤል ንክትነብሮ ደጽልእ ኣባይክን ይንባዕ ኩሉ ግዜ በዚኢ ጮኳን ስርዓት ክንነብዕ ደሐዝን ኢዩ ይብራህ ሓውና መንግስተ ሰማይ የዎርስካ ሙሉእ ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም R.I.P😮
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 13 дней назад
መርሓባ ዘኩ ሕጀውን ስለም የለን ህግደፍ ካብ ዛ ዓለም ከጠፍእ
@fursonstwas7390
@fursonstwas7390 13 дней назад
Ehimo tegrayi de semie
@user-od4ex2dk1v
@user-od4ex2dk1v 13 дней назад
Kkkk shikonatigva no hatigva zaki😅😅
@habteghebre785
@habteghebre785 10 дней назад
Deleyti fthi koulu nitfetatom dew abilom neti embasy ketikiewo aleweom mwewaferi gibreshibera eyu
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 13 дней назад
Hgdf ሚኢኒደፍ
@user-kt6qm3hn6l
@user-kt6qm3hn6l 13 дней назад
kidsti Hager mrikisit
@helenmogos370
@helenmogos370 13 дней назад
Nzmote mengste semay yewarso,ente nskatkum ab media zelekum ageb zeytblu ab sdet bkemzi mtfae entay u trgumu ,ageb kalsi kemzi aykonen
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 13 дней назад
ኣብ እስራኤል ዘሎ ህዝብና ቃልሲ እንተዝገድፍዎ ምሓሸ። ነንሕድሕድካ ተጣጊእካ ዝመጽእ ለውጢ የለን።
@Teklitk
@Teklitk 13 дней назад
እቶም ሓደ ልቢ ዝብሃሉ ጸገም ኣለዎም
@hamedseed9267
@hamedseed9267 13 дней назад
Gream eba mznagee tekonena
@rahwabereket9207
@rahwabereket9207 13 дней назад
ንስኹም ንስርዓት ዘይኮንኩም ን መንነት ኢኹም ትቃለሱ ዘለኹም ከምዚ ከማኹም እንኳን ለውጢ ከተምጽኡ ከብቲ ክትሕልዉ ውን ዘይብቁዓት ኢኹም
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 13 дней назад
ኤርትራዊ ቀደም ለባም ;መስተውዓሊ ምዕቡል ሕብረተሰብና ይመስል ኔሩ ለካ ቁጹሪ ሓደ ህበይ ናይ አፍሪቃ እዩ።
@Me-lz9yw
@Me-lz9yw 13 дней назад
ኤርትራ ክትውለድ ዝሞተት አዲ።
@Fache316
@Fache316 13 дней назад
ኣከለግዕዛይ ክጸንቱ ኣለዋም ጎሓፋት ዓሌታውያን ፎእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ
Далее
She’s Giving Birth in Class…?
00:21
Просмотров 6 млн
Mestyat Betna | መጥቃዕቲ ኢንተርነት!
8:23
Только девушки так умеют😂
0:59
🍁 Годный билет
0:10
Просмотров 5 млн