Тёмный

Mestyat Betna | ኤርዶጋን ኣብ እስራኤል ወተሃደራዊ ምትእትታው ክገብር ሙዃኑ ገሊጹ 

Mestyat Betna
Подписаться 207 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RU-vid channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 93   
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Месяц назад
Zaki enkoe be selam mexka bro 💙🥰
@user-mm7gv9rl8p
@user-mm7gv9rl8p 25 дней назад
ሰላም ክቡር ሓው ዛክ 💙💙💙💪💪💪
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Месяц назад
ኤርዶጋን ከኣ ከም ከልቢ ካብ ጉድጓድ ተወጢጡ ክወጽእ ደልዮ ዮ
@abitvtube6823
@abitvtube6823 Месяц назад
Erdogan naza Hageru nab schgr kitiwa yidali alo
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 Месяц назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@jonihaymanot2157
@jonihaymanot2157 Месяц назад
ኦሮዳጋን ጥፋኣቱ ኣክድያ እስራኤል ምትንካፍ ቀልእል መስልዋ❤❤🎉🎉❤
@vipW-p8o
@vipW-p8o Месяц назад
ኦሮዳጋን ጽሉል እስራኤል ዎዛ መሲልዎ ወስ ከይብል ዕዳ ከይብዝሖ
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
Eti xegem aqedimka.mihsab ayfeltun eyom aslam b simit tray eyom zkedu.
@biniamestitfanos8368
@biniamestitfanos8368 Месяц назад
Abzia zelo Fekari
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 Месяц назад
ሃየ እነሆ ሜዳ እነሆ ፈረስ እስራኤል ኣዛርባጃን መሲላቶ ከይትኸውን እዚ ፈካሪ
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Месяц назад
ውዒጊን ክትኺውን ኣሊካ ፈኺራ በቻ ዳሓር ካኣ ከይትእዊ ነ ቲቃሊሰቲ ፋለሰጢም ከትጊጥም ዝይ ካኣሊት እሰራኢል ካብ ኒ ህዝቢ መደብዳብ ካሊእ ዓቅሚ የሊን ነረአ 😂😂
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧..
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
​@@God-db9vpOrthodox tekhoinka mexhaf qudus tiamin eka malet eyu, emo bel anbibo entay kem zbleka bzaeba israel, shiu tixihif
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
​@@user-vu3zf3fb4knska quinat sle zetfelit eka, kemzi zgetmwo zelewu kebid eyu n hamas felika mihram, mis hamas win nay israel civil alewu, quinat tfelit tekoina, israel btaemi hayalat eyom, abzi hiji trio zeleka, wala russia tekonet win kemzi giera kitwaga aytiklin eya. Hamas bereka wetsiu do fit n fit mis Israel ygetim allo eyu, dehar kea zetiqiu zelewu Israel enber hamas humus tehabiu xenihu tray eyu zetiqi.
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
@@a.m.k5967 መጽሓፍ ቅዱስ ደኣ እስራኤል ቅድስቲ ሃገር እያ ይብለኒ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ህዝቢ እስራኤል ከኣ እቲ ናይ ብሓቂ ህዝቢ እስራኤል ከምዘይኮነ ይሕብረኒ፡ ደቂ ኣብርሃም ኣይኮኑን ይብለኒ።.
@SkyEritrea
@SkyEritrea Месяц назад
ኤርዶጋን ማለት ፍረወይኒ ጎማ ናይ ኣዕራብ ኢዩ
@samueltesfalem1791
@samueltesfalem1791 Месяц назад
Yes kkkkk hekike
@michealmehari577
@michealmehari577 Месяц назад
🤣🤣🤣🤣
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Месяц назад
ኩርኩር ናይ እስራአል ግፍዕንኘነታት ዶ ያሓይሽ 😂😂😂
@SkyEritrea
@SkyEritrea Месяц назад
@@user-ck5jk4lv1j ኣነ ኢስራኤል ኣይድግፍ ገለ ኣይድግፍ ኩሎም ኩሱኡሞም ግን ኤርዶጋን ዝቀንጸሎም ኩርዳዉያን ይበዝሑ ካብ ኢስራኤል ዝቀተለቶም ፍ ኤርዶጋን ንኩርዳዉያን ሃገሮም መንጢሉ ምስ ኣዕራብ ተማቂሉ ሃገር ዘይብሎም ጌርዎም ኢስራኤል ንፍል ሃገርሮም ዋላ ወሪራ መሬቶም ተወሰደት ሙሉእ ብሙሉእ ኣይመንጠለቶምን ግን ከምዚ ክብለካ ከለኹ ኢስራኤል ኣቀተለት ኣይወረረትን ህጻናት ኣይጨፍጨፈትን ኣይኮንኩን ዝብለካዘለኹ
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Месяц назад
@@SkyEritrea ኣነ ውን ሳላም የውረዶየ ዝብል ደገፊ ተቃዊመ ዝጎብሮ ነገር የይብለይን ዓቅሚ ውን የይብለይን ኣይ ፉልጡኒ ባዕለይ ኣብ ስደት ተደርቢየ ኣሎኹ ካብ ስድራና ምሒጋዝ ሓሊፍና ነጎብሮ ነገር የይብልናን አረትራዊያን ኑሱ ውን ኢቲ ዝነፈዐ ዕድል ዝረኸበ ኢዩ ናይ ገዛ ርስና ሽግር ይበዝሕ ሳላም ይውረዶየ ዝብል
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Месяц назад
Welcome Mestyat Betan
@hailegermany1093
@hailegermany1093 Месяц назад
Guten Morgen Zaki
@ftsumfachie-jf6iq
@ftsumfachie-jf6iq Месяц назад
💙💙💙💙
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Месяц назад
ሰላም ን ኩሎም
@danieltewelde9630
@danieltewelde9630 Месяц назад
ቱርኪ ማዓልቱ ግዲ ኣኪላ ኮይና ይፍክር ኣሎ
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 Месяц назад
ኤርዶጋን ኢድካ ድማ ትሰበር
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 Месяц назад
Zaki our future president
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Месяц назад
Kem kedem ymeslekin wihij ywesdekin hiji kemie xewita yelen abkie eyu
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Месяц назад
ከመይ ማለት? 😂😂
@sebeynatey9126
@sebeynatey9126 Месяц назад
😂😂😂😂😂😂kkkkkk
@beletsemaharezghi8935
@beletsemaharezghi8935 Месяц назад
Fekiru ab gudgud wakarya trah keyxenh ferihe aleku kem sadam 😅
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
Yeqenyelna ashiqkana😅 sahaq ayxlaen eyu😅
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 Месяц назад
Hahhhhh Israel keysemeka
@kxmmxm3709
@kxmmxm3709 Месяц назад
Sebiay
@CasimHalilovic
@CasimHalilovic Месяц назад
Ordegan ❤
@muluemeles7201
@muluemeles7201 Месяц назад
😂 ይውዓላ ምሽቲ ህዝቢ ፍሊስጤምስ ይሃልቅ ኣሎ ብሰንኪ ቶረሪስት ደቁ
@habenfissehaye3808
@habenfissehaye3808 Месяц назад
ክላእ ካብ ኢራን ዘይምሃር።
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Месяц назад
Saadam jigna fetawi hageru tebaen eyu 'alem gin medalewiti Israel zeykonet atifiato ahwatu areb eyom hiji gen areb tekeyrom biabiu ketefti amexi tefelitom natom zineberu telimemo nipalastinin naxinet aflitom hibom 'slezi alem naykoliet dem disetu giziom akilu
@shabatshalom693
@shabatshalom693 Месяц назад
Edey kihiwis eye 😅😅😅 fetina edka da keytikaxel ember,kindey fetinka gin akmi yelen
@kibromsweden2756
@kibromsweden2756 Месяц назад
😮😮😮😮
@Sembel-Cycle-News
@Sembel-Cycle-News Месяц назад
Wey gud eza aregit erdogan ms bibi wey gud eske bela knreyekn eina seb jelebya😂😂😂😂
@wediadamselam9199
@wediadamselam9199 Месяц назад
Eze argt artam sebay sep da kelkm enber akar resha abey emo ayte gebran eda tesded
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Месяц назад
ኦርዶጋን ካም ሳዳም ካይ ታሓስቦም 😂😂😂
@MRG87248
@MRG87248 Месяц назад
ሰዳም እንበር ኣጸቢቁ ይሓይሽ ካብኡ
@user-ck5jk4lv1j
@user-ck5jk4lv1j Месяц назад
@@MRG87248 ኣይኩነን ሳዳም ህዝቢ ዒራቅ ኢዩ ኣትሕዙዎ ኢርዶጋን ግን ምስ ህዝቢ ኢዩ ዞሎ ዳሓር ካኣ ዋተሃደራዊ ብቅዓት ቱርክይ ትብልጽ ካብ እስራአል ኣመሪካ ገድፍካ
@azahelbiniam249
@azahelbiniam249 Месяц назад
​@@user-ck5jk4lv1jእንታይ ትብል ወደይ 😂😂😂😂
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
​@@user-ck5jk4lv1janes entay yihasib niere misilka , iran tbirti kab israel ele ygmit niere, dehar teraka gin hansab israel n iran melsi mis sedetla nayti metqaeti gerimini, iran eneheletka kab shian kabta b helikopter zmotun dehay atifia. Slezi nay quinat neger kitfelto aytikiilin eka, israel win mistirawi axwar kihilwa yikil eyu.
@jdjdjdn5403
@jdjdjdn5403 Месяц назад
אז מה הוא מחכה איזה שטויות🫤🫤🫤
@nesredinibrahim7840
@nesredinibrahim7840 Месяц назад
'Mestiya betna 'ab france zitekayed nayesys sili zekenaxebu france hager alem dezareb entay dia zeyemxakayo zen ? Resiekayo wela yahud slezigeberuwo naykali haymanot tezikowin gin memxakayo aletawi aytukun
@SAMdave183
@SAMdave183 Месяц назад
እዝኑ ክስቖር ዶ ደሊዮ?
@SamiSami-il1we
@SamiSami-il1we Месяц назад
ንሓማስ ዘይ ከኣለት እስራኤረል ምስ ቱርኪ ምኽንያቱ ኣልጀዚራ ንርእዮ ኣለና ወተሃደራት ኢስራኤል ክቅተሉ እስራኤል ግና ቆልዓ ሰበይቲ ክድብዱቡ ንርእይ ኣለና
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
Alla nska mshaq, nay bhaqi quinat hager bhager tedelika, n israel gena ayreanayan zelena, n iran eko bhanti metqaeti asenbidata😅 dehay atfia iran, kulen arab hagerat trien aleka ayni yebley sini yebley elen rockietat nab zialeb yileb elen yseduo, israel komu tetigebir gin kindey aewyat mkone, nsa gin wala nsen komu tegebera nsa gin b neferti giera nab fluy target 🎯 eya tharim.
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
Nay Aljezzera gazietegnatat nay bhaqi gierkayom, aljezzera hasawit bjeka anxar israel kitzareb kali ziena ekua buzuh zeyteqirib, Aljezeera tray eka tketatel timesil, wala bkali zsemaekayo haqi tiamin aytmesilin eka, riisika Aljezeera teqotsatsirato.
@MaekeleWelday
@MaekeleWelday Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂
@user-fy7wn6zr3r
@user-fy7wn6zr3r Месяц назад
ጽቡቕ ኣቀራርባ ክቡር ኃው ጋዜና ክብረኣብ "ቱርኪ እታ ንሂትለር እንተ ዘይሓሊፋቶ ካብኡ ብዘይንእስ ገበን ዘለዋ ሃገር እያ ። ኤርዶጋን ከም ናይ ሳዳም ሑሰን ዘይኮነ ልዕሊኡ መቅጻዕቲ ክወርዶ ዝግብኦ ውላድ ሂትለር (ብጭካኔኡ) እዩ ። 1.ኣብ ልዕሊ ኣርመን ክርስቲያን ብምዃኖም ጥራይ ልዕሊ 1ሚልዮን ጭፍጨፋ ዘካየደ 70% ክሳዕ ሕጂ መሬቶም ሒዛ ዘላ ግፍዐኛ ሃገር እያ(ዓለም ግና ፀረ ክርስትና ተላዒላ ስለ ዘላእምበር መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ዝበዝሐ ግፍዒ ዝወርድ ኣብ ልዕሊ ክርስቲያን ክብሉ እኳ እንተ ደርጉሑዎ ክሰርሑሉ ግና ኣይተራእየን) 2.ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ክርስቲያን ብግፍዒ ቱርካውያን መሬት ብገፋሓ ዝጸልመተቶም፡ መንኢካ ዝብል ዘይረኸቡ ዕለለት ከም ዝናብ መከራ ኣብ ልዕሊኦም ዘንጀርብብ ዘለው እዮም 3.መሬት ተዋሂቦም ድሌቶም ክሰርሑ ኣይፍቀዶምን፥ ኣብ ናይ መንግሥቲ ስራሕ ክዋዳደሩ ብፍላይ ንፓርላማሞ ዘይሕሰብ እዩ ።ናይ ቀደም ዝነበረ ቤተ ክርስቲያን እምበር ሕጂ ቦታ ተዋሂብዎም ክሰርሑ ዘይፍቀዶም፣ ናይ ቀደም ውን ዝምንዝዕሉ ዘለው እዩ...ብዙሕ ምበልኩ... ስለዚ ቱርኪ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሃገር ከሳሲት ኮይና ክትቀርብ ዘይትኽእል ውላድ ሂትለር እያ። ኣብዚ ናይ ኣርመን እስላማዊት ኣዘርባጃን ንባዕላ እስራኤል ኢድ ዘለወን እየን።ኩለን ብኃጢኣት ንጹሃት ደም ዝጨቃዋ ሕልና ኣልቦ እየን። ፍትሓዊ ፍርዲ ኣብ ዓለም የሎን ኣይነበረን ኣይክህሉን እዩ። እቲ ሓደ ቅኑዕ ፈራዲ ኣምላኽ እዩ'ሞ ነቲ ኩሉ ኣብ ምድሪ ዝብደል ዘሎ ይግባይ ንክርስቶስ ንብል ኣለና ። "ኦ ቅዱስን ሓቐኛን ዝኾንካ ጐይታ! ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትፈርድ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለውኸ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ሕነ ደምና ዘይትፈድዮም፧ እናበልና ንጠርዕ ኣለና።ራኢ 6 ርኢቶ፥ ካብቲ መሳጢ ዕዮ ጋዜጠኛ ፍትሓውያን መሲሎም ንዝብልዎ ጥራይ ዘይኮነስ ንዝገበርዎውን ናብ ሚዛን ሕዝቢ ምቕራብ ሓላፍነት ዘሎዎ ሞያ እዩ ይብል። ብመንጽር'ዚ ተቕርቦ ኪኖ ቃላቶም እንተትዘል ጽቡቕ ነይሩ
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 Месяц назад
Israel is Israel men
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.
@rahwakiedn531
@rahwakiedn531 Месяц назад
‏איזה שטויות
@filimongebre8553
@filimongebre8553 Месяц назад
ከላ ኣብዚኣ ዘሎ ፈካሪ ካኣ ትሕመስ ካኣ ፈኸራ ጥራይ ኢዩ እስራኤል ኩርድስታን መሲልዎ ካይኮውን ርካብ ሳዳም ካይትረክብ ቦልለይ በጃኹም
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.።
@robiye3496
@robiye3496 Месяц назад
ኦርዶጋን ኣርመንያ መስላቶ ኣላ
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
ዝሰማዕካዮ ኩሉ ኣይትእመን፡ ኣብ ውግእ ኦርቶዶክሳዊት ኣርመንያ ምስ እስላማዊት ኣዘርባጃን፡ እስላማዊት ቱርኪን ኣይሁዳዊት እስራኤልን ሓቢረን ንኣዘርባጃን ከምዝሓገዝኣን ንኣርመንያ ከምዘጥቀዓኣን ክትፈልጥ ይግባእ፡ እስራኤልንቱርክን ደቂ ሓደ ጋንታ ኔቶ ምኳኖም ፍለጥ፡ ኦርቶዶክስ ኮንካ ንእስራኤል እትድግፍ ሰብ እንተኾንካ ብጣዕሚ ዘሕፍር እዩ፡ ከመይ ኢልካ ሓውኻ ንዝቐተለልካ ትድግፍ፧.።
@EritreaforEver-xr7ll
@EritreaforEver-xr7ll Месяц назад
እስራኤል ግብረሽበራዊት ሃገር እያ ክትጠፍእ እያ ንዓሰርተ ኣዋርሕ እስራኤል ዝሓየለን ዝኸበደን ኣጽዋር ክትገዝእ ጸኒሓ’ያ ምስ ትብዓት ህዝቢ ፍልስጤም ዝወዳደር ግን የለን ቁሩብ ግዜ ክወስድ ይኽእል እዩ ግን ህላወ መግዛእቲ እስራኤል ኣይክህልዎን እዩ ህዝቢ ፍልስጤም ብዝቐለለ ነገራት ይቃለስ እቲ ጨቋኒ መግዛእቲ ግን ክንደይ ኣጽዋር ይሃልዎ ኩሉ ግዜ ድኹም እዩ
@user-uo6vd8hl2s
@user-uo6vd8hl2s Месяц назад
ትክክል
@MaekeleWelday
@MaekeleWelday Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Месяц назад
@@EritreaforEver-xr7ll aye akilkum beq bsmit tray kitzarebu, Israel tedelya Gaza aykonen bmulue Flstiem ab hade mealti kitdmsiso tkil eya.
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber Месяц назад
ኣስላማይ ብኻ ኮይነ፡ ዝኾነት ሃገር ምስ ትትንክፈካ ኩሎም ሞስሊም የሐዋትካ ድምጺ ይኾኑኻ ዓቅሚ ዘለወን ኣህጉራት ካኣ ከም ሊባኖን፡የመን፡ ቱርኪ ወዘተ ኣብ ጎንኻ ይኾና
@yonasmhretab7092
@yonasmhretab7092 Месяц назад
ygermeka eyu 💯💯
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k Месяц назад
😂😂😂😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Месяц назад
ርእሰ እምነት ዘይብልካ ሕልኩስ ኢለካ ኣለኹ😮
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Месяц назад
ኩሉ ፖለቲካን ዕብለላን ኢዩ ዕላምኡ በዓል ኤርዳጎን በቲ ምስልምና ናይ ዕብለላ ፖለቲካ ኢዬም ዘሰላስሉ ከምኡ ውን መናውሒ ስልጣኑ ።ስለዚ ነቲ ህዝቢ ንሃይማኖትካ ንጣበቀልካ ኣለና እንዳበሉ ግዳይ ሞት ይገብርዎ ኣለው እምበር ንፍልስጤም ሓልዬት ተዝነብሮም ቱርኪ ዶባታ ዓጽያ ንፍልስጤማውን ናባይ ገጽኩም ከይትሃድሙ ኣየዕቅበኩምን የ ትብሎም ኣላ??
@God-db9vp
@God-db9vp Месяц назад
ኢማራትን ሱዕድን ግብጽን ግን ምስ እስራኤል እዮም ዘለዉ። ኣበይ ኣሎ ሕውነት፡ በዓል ቱርኪ ውን ዘረባ ጥራይ እዮም።.
Далее