Тёмный

MEXHAF SOFIA PART 1 መጽሓፍ ሶፍያ 1ይ ምዕራፍ tigrinya audio book 

ALAYT Entertainment
Подписаться 18 тыс.
Просмотров 61 тыс.
50% 1

Copying or uploading these contents are prohibited.
All rights are reseved to Alayt Entertainment.

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 73   
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ኣብ ዓለም ክልተ ዓይነት ፍልስፍና ኣሎ፡ ሓደ ንህዝቢ ዓለም ናብ ዝበለጸ ህይወት ንክሰጋገርን ጽቡቅ ኣተሓሳስባን ክህልዎ ምእንቲ ተባሂሉ ዝጽሓፍ ኢዩ፡ ካልኣይ ከኣ ንህዝቢ ዓለም ካብቲ ዝጸንሖ ጥዕና ዘለዎ ኣነባብራ ብምፍራስ ናብ መትሓዝን መጨበጥን ዘይብሉ ሓሸውየ ኣእቲካ ከምድላይካ ጌርካ ንክትዝውሮን ናይ ኣጀንዳካ መሳርሒን ጊልያን ጌርካ ኣብ ዘይውዳእ ስቃይ ንምንባር ተሓሲቡ ዝጽሓፍ ኢዩ፡ ስለዚ ጽቡቅን ሕማቅን ፍልስፍና ኣሎ ማለት ኢዩ፡ ነዚ ሕማቅ ፍልስፍና ዘመንጭዉ ኣካላት ከኣ ብውልቅን ብማሕበርን እኳ እንተኮነ ዝበዝሕ ግን ብምስጢራውያን ማሕበራት ተፈልሲፉ ንሓደ ኣባል ናይታ ማሕበር ከም ፈላስፋ ናይቲ ሓሳብ ጌርካ ናብ ዓለም ምቅላሕ ኢዩ፡ መጽሓፍ ሶፍያ ከኣ ትሕስቶኣ ተመልኪትካ ንሕማቅን እኩይን ዕላማ ንምህራም ተባሂላ ከምዝተጻሕፈት ክትፈልጥ ይከኣል ኢዩ፡ ካብቲ ሕማቅ ዕላማኣ ሓደ ህላውነት ኣምላክ ንክትክሕድን እንተወሓደ ከኣ ንክትጠራጠርን ከምኡ ውን ሃይማኖትን ስርዓትን ዘይብሉ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ኢዩ ፡ ካልእ ውን ብዙሕ ኣሎ፡ እቲ ዘሕዝን እዞም ህላውነት ኣምላክ ካብ ኣእምሮ ደቂሰብ ንክሃስስ ዝሰርሑ ፍላስፋታት ንባዕሎም ግን ንህላውነት ኣምላክ ዝኣምኑን ዝፈልጡን ምኳኖም ኢዩ፡ ኣብነት ንርአ ንኣብነት evolution ወይ ፍልቀት ዝበሃል ሳይንሳዊ ፍልስፍና ኣሎ እዚ ማለት ሰብ ካብ ካብ ዘይፍለጥ ንጥረ ነገራት ብመስርሕ ፍልቀት ናብ ህበይ ማዕቢሉ ቀስ ብቀስ ናብ ደረጃ ሰብ በጺሑ ዝብል ሳይንሳዊ ፍልስፍና ኢዩ፡ ስለዚ ሰብ ብኣምላኽ ዝተፈጠረ ዘይኮነ ካብ ህበይ ኢዩ ተፈጢሩ ዝብል ስነሓሳብ ኢዩ፡ ነዚ ሓሳብ ዘምጽአ ሰብ ከኣ Charles Darwin ዝበሃል እንግሊዛዊ ኢዩ፡ ነዚ ሓሳብ ከኣ ኣብ ዓለም ብዙሕ ኣፍልጦ ረኪቡ ብዙሕ ሰብ ኣሚኑሉ ኢዩ፡ እቲ ዘሕዝን ግን ነዚ ስነ ሓሳብ እቲ ዝመሃዞ ዝተባህለ ሰብ ዘይኣምነሉ ሓሳብ ምኳኑ ክንደይ ካባና ኢና ንፈልጥ ግን ክንደይ ህዝቢ ዓለም ነዚ ኣሚና ካብ እምነታ ጠፊኣን ክሳብ ሕጂ ውን ሰብ ካብ ህበይ ዝተፈጥረ ይመስላ ኣሎን ሰኣን ቁሩብ ታሪኽ ህይወት እቲ ፈላስፋ ምፍታሽን ምምርማርን። ዳርዊን ነዛ ፍልስፍና ስለዝኣምነላን ሓቂ ኢዩ ኢሉ ዘይኮነ ኣምጺዋ ንካልእ ዕላማ ኢዩ ኔሩ፡ እታ ዕላማ ሓንቲ ኢያ ኔራ፡ እቲ ንነዊሕ ዘመናት ንሰብ ኣምላኽ ኢዩ ፈጢርዎ ዝብል ሓሳብ ንምፍራስ በዚ ጌርካ ከኣ ኣምላኽ ዝበሃል የለን ዝብል ሓሳብን እምነትን ኣብ ዓለም ንክሰፍንን ኢዩ ኔሩ፡ ዳርዊን ግን ኣምላክ ኣሎ ኢሉ ዝኣምን ግን ንሰይጣን ዝምልኽ ሰብ ኢዩ ኔሩ፡ ነዚ ክገብር ዝደረኾ ከኣ ኣባል freemason ዝበሃል ሰይጣናዊ ማሕበር ምኳኑ ኢዩ። ደራሲ መጽሓፍ ሶፍያ ውን ካብዚ ናይ ዳርዊን ዕላማ ዘይፍለ ዕላማ ከምዘለዎ መጽሓፍ ሶፍያ ከይወዳእካያ ኢዩ ዝርደኣካ፧ ስለዚ ኩሉ ፍልስፍና መዓር ስለዘይኮነ ተጠንቂቅና ነንብቦን ንስመዓዮን። ሓሳብኩም ሃቡኒ፡ ተራኪ ውን ብሕማቅ ኣይትረድኣዮ እዚ ናተይ ርድኢትን ዝበጻሕክዎ ሓቂን ኢዩ፡ ስራሕካ ክቃወም ኢለ ኣይኮንኩን።
@alaytentertainment7139
@alaytentertainment7139 2 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ክቡር ሓው፥ ኣቐዲመ ተገዲስካ ብምጽሓፍካን ስለቲ ሃናጺ ሓሳባትካን ብልቢ አመስግነካ። መጽሓፍ ሶፊያ ብከም'ዚ ዝገለጽካያ ክትረኣየኒ ኣይከኣለትን፣ ንዓይ ከም ኣማኒ ምጥርጣር ዘይኮነ እምነት ወሲኻትለይ፣ ብቐንዱ እምነት ብምፍራሕ ኣይዕቀብን'ዩ ። መጽሓፍ ሶፊያ ብዙሕ ዝተረሰዐ ዝመስለና ምስ ሂወትና ዝጓዓዝ ዛዕባታት እናልዓለት ምቕሉል ናብራ ንኸይንነብር ትሕግዝ መጽሓፍ'ያ። ሓደ ሓደ ግዜ ምሕሳብ ዘፍርሓና ጠመተ ንስእነሉ እዋን ኣሎ። ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ ናብ እምነትና ብምውካል ጸግዒ ንረክብ። ክልተ ዓይነት ፍልስፍና ኣሎ ዝበልካዮ ቀዳምነት ብምሃብ'የ ርድኢተይ ዘቐምጥ ዘለኹ፣ ፈላስፋታት መሪሕ ለውጢ ካብ ዝፈጠሩ ብልሂ ፍጡራት'ዮም። እዚ ማለት ግን ኩሉ ዓይነት ፍልስፍና ቀዳዊ 'ዩ ክብል ኣይክእልን: ኣብ መጽሓፍ ሶፊያ ግን ንእምነተይ ብፍቕሪ ምበር ብፍርሒ ክኽተሎ ከም ዘይብለይ ካብቲ ዝለዓል ሕቶታት ህይወት ቀዳምነት እምነት ወሳኒ ተራ ከም ዘለዎ'ዩ ዘረድእ። ኩሉ ብምንባብ ኣብ እምነትና ዝያዳ ክንሕይል ደፋኢ ሓይሊ ኣለዎ ኢለ ድማ ይኣምን። ሓላፍነት ተሰሚዑካ ሓሳባትካ ክተስፍር ምኽኣልካ ምስጋናይ ልዑል'ዩ ። ኣብ ህይወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይስዓብካ።
@WediTesfay448
@WediTesfay448 2 года назад
ሰላም ንዓኻ ን ኣምላኽ ዘውጻቶ ኮይና ኣይትስመዓንን ኣባጁጎ እንዳበለት ብዙሕ ግዜ ጠቒሳቶ ኣላ -ኣብታ ናይ ኣፈጣጥራ ናይ ሰብ ግን ቅኑዕ ኣለኻ ::
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@@WediTesfay448 ነዓ ባ ዝሓወይ ዓለም ፈጣሪ እንተፈጢርዋ ንፈጣሪ ከ መን ፈጢርዎ ዝብል ንሰባት ዘጠራጥር ሕቶ ኣልዒሉ፡ ፈጣሪ ዝነበረ ኢዩ ዝብል መልሲ ክከውን ኣይከኣለን ንሶፍያ እናበለ ኣዝዩ ክሕደት ዘለዎ ሰይጣናዊ ሓሳብ ኢዩ ዘልዕል፡ ብእምነት ዘይኮነ ብምጥርጣር ኢዩ ንፈጣሪ ዘልዕሎ ዘሎ።
@BeilulMerhawi-n3l
@BeilulMerhawi-n3l Год назад
ብታዕሚ መሃሪ ሓሳባት ግን ኣነ ዝገርመኒ ብዛዕባ ኣምላኽ ምምርማር ዘይኮነስ ንኣምላኽ ከይረኸብናዮ ኣብ ልብና ምሕላፍና ዩ ዘገርመኒ ። ማለተይ እቲ ኣብ ልቢ ሰባት ጥራሕ ዝርከብ ኣምልኽ ከይረኸብናዮ ንመዉት ።
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
@@BeilulMerhawi-n3lናብ ልብና ምሕላፍና፧? ኣይተረድኣንን ኣባህላኻ ሓወይ።
@Livinginthepresentmoment07
@Livinginthepresentmoment07 Год назад
I rember every one was afraid of reading this book, most started it but never finished it. I finished it and I liked it. Wow. I read it in tigringa. The best book i have ever read.
@mebrahtuyemane2085
@mebrahtuyemane2085 Год назад
ሰላም የሕዋት የቀንየልና ነዛ መጽሓፍ ሶፍያ ብኣቶ ተኪኤ በየነ ዝተተርጎመት ዘስማዕኩምና። ድሕሪ ተፈቂድልኩም ክተምብብዋ ንኮፒ ተሰማሚዕኩም ኣሕቲምኩም አብ አምበብቲ ክተቅርብዋ ብትሕትና ይሓትት የቀንየለይ።
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy Год назад
ተዘርጊሓ ኢያ ተሓቲማ ኣብ ብዙሕ bookstore ኣላትኻ!
@filiferuzeylove7404
@filiferuzeylove7404 Год назад
Mejemeria btami yemesgeneka b mekexal Think and grow rich , heseb ketehfetem, tebl mexah ente tekrebelna xebuk nieru hezbena bezuh metemahre nieru 👏👏👏♥️♥️♥️💪💪💪
@merryhaile5915
@merryhaile5915 Год назад
Sofia is the best book Thankyou ❤
@NatnaelNati-z2b
@NatnaelNati-z2b Месяц назад
Hello brother where I can find this book. I'm from Ethiopia....
@KibromMahari-o7q
@KibromMahari-o7q 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@teskidane5273
@teskidane5273 2 месяца назад
This book must banned to Eritreans specially for Muslims and Christians ,
@djkalid7820
@djkalid7820 2 года назад
Kibreti yhabelina zarikey btami ena nemesigeneka anebabiba ybeli Gni ab semuni kilite kige giberelina
@ramidali2510
@ramidali2510 Год назад
🥀
@dejenzerai2842
@dejenzerai2842 2 года назад
I just subscribed ☺️ my favorite book ever
@MyGiftMyGift-vd2bb
@MyGiftMyGift-vd2bb 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habeng9468
@habeng9468 2 года назад
Neza medeb kektatel subscribe gere alku pleas audio book 📚 kexelwo aytkarxuwo
@michaelberihu3286
@michaelberihu3286 4 дня назад
ዝፈትዋ መጽሓፋ 🙏🙏🙏
@fiyorigalqeshi2022
@fiyorigalqeshi2022 Год назад
Welcom❤
@mesfintsegay1986
@mesfintsegay1986 Год назад
thank you my dear bro
@rusomamare6125
@rusomamare6125 Год назад
Thank you
@wedijermen6481
@wedijermen6481 Год назад
ክብረት ይሃበልና🙏
@lillyghile3607
@lillyghile3607 Год назад
Thanks for the great book ሓውና ተስፊት
@arkanat9133
@arkanat9133 2 года назад
One of the best books 📚. Thanks for work 🙏
@shishhadish5862
@shishhadish5862 Год назад
Wowwww eta zfetwa mexhaf Yekenyeley 🥰
@natu9594
@natu9594 Год назад
Nezia mexhaf ab Khartoum krekba ekel do ykel do pls melseley
@nahomhabte2841
@nahomhabte2841 2 года назад
Bro lomanti gerimini Alo.mejemreya beneshety kemizi hasbe nireni. kemizi heto ne nebsay baly yhata nere gene melsi sine ka seqe yble . Hji gen mes yurukety koyna kenekata Ina newel . Hade mhuru arkey. Alo esu bethemertu .ane behaymanotey nekata gen esu yretana. ane melsi yesene. Yetaratre ka. Gen kemti felasfa arkey keftshe eya zedli. Bezkone ane hji kesmaka naka hji eya kejemera . Bedme neshety sele zekonko ka hasbekum kesme
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 Год назад
Entay zbl hto eika thata nnebska?
@yosefjosi9359
@yosefjosi9359 10 месяцев назад
ጉሩም ኣናብባ
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. Год назад
Thanks brother. Btaemi des zbl akerarba
@mehretzerezgi3076
@mehretzerezgi3076 Год назад
Great job
@genigebre2752
@genigebre2752 2 года назад
ዋው ኩቡር ሓወና ቀፅላ ኢካ ንሕና ውን ኣብ ጎንካ ኣለና
@eriboy2428
@eriboy2428 2 года назад
Xbuk mjmar ygberelnaTesfit hawna
@wintagirmay3127
@wintagirmay3127 2 года назад
Wawwww Thank you so much
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 года назад
Thank you guy's
@Vintag36224
@Vintag36224 2 года назад
BRAVO JOHN . yibel anabiba
@radyanesredin
@radyanesredin 2 месяца назад
❤️
@hermongerie3076
@hermongerie3076 Год назад
Thank You 👍🏼 Sbuk Serah
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes 4 месяца назад
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤
@tekia8416
@tekia8416 2 года назад
ብዙሕ ኢና ነመስግን ተስፊት!!!
@esromsenay1108
@esromsenay1108 Год назад
Zenbba zeleku mexhafey 😀
@henokissac2976
@henokissac2976 2 года назад
Wilkommen 👍
@mikele.yemane
@mikele.yemane 2 года назад
Willkommen xbuk mjmar Please keytekarxa
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 года назад
ብልቢ ነመስግን🥰
@Eyob-n8e
@Eyob-n8e 9 месяцев назад
❤❤❤
@wedijon710
@wedijon710 2 года назад
Wewwww
@kebronworldsentermusic7362
@kebronworldsentermusic7362 Год назад
wawww qexlo
@ismailosman1314
@ismailosman1314 2 года назад
Tankes for sharing bro
@esettsigw5841
@esettsigw5841 Год назад
❤❤❤️❤️
@fitsumhibtay2118
@fitsumhibtay2118 2 года назад
@meron1275
@meron1275 2 года назад
🥰❤
@Johnwedimami
@Johnwedimami 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@medhanekiflu51
@medhanekiflu51 4 месяца назад
❤❤❤❤❤
@mebrahtufilimon5213
@mebrahtufilimon5213 Год назад
❤❤
@Wareygaultiravolo
@Wareygaultiravolo Год назад
Eza meshaf anbibeya nere bitami eye sibikti good job bro kisamsya eye hiji kea 🙏
@lichitsegay499
@lichitsegay499 Год назад
❤❤❤
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Год назад
Ezi dea qedem anbibna zwedanayo du
Далее
🦊🎀
00:16
Просмотров 415 тыс.
11 ming dollarlik uzum
00:43
Просмотров 1,3 млн
DAXSHAT!!! Avaz Oxun sahnada yeg'lab yubordi
10:46
Просмотров 469 тыс.
"ኣቡኡ የለኹን" ደብዳቤ-ፍቕሪ
9:21
🦊🎀
00:16
Просмотров 415 тыс.