Тёмный

" (mrchay eki) Eritrean Tewahdo Orthodox Wedding Mezmur | ዘማሪ ቀሲስ ተክለሃይማኖት የማነ | ዘማሪት ስላም እምባየ 

TEQWAM ተቅዋም
Подписаться 7 тыс.
Просмотров 168 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 187   
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
ዕልልልልልልል ኣሰይ ክንደይ ደስ ይብሉ ምቁራተይ ንአየይ ሓፍትኩም ትምንተይ ካምዚ ክከነለይ ኩሉ ግዜ ሕልመይ እዩ ኣሕዋተይ ኣምላክ ይስመርልኪ በልኒ ♥♥♥
@ሰብክቡርእዩ
@ሰብክቡርእዩ 3 года назад
ክሰምረልኪ እዩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ዝያዳይ ኣጀኪ ኣብ መርዓኪ ዘምሪት ይግበረኒ ጋል እመብርሃን ሓፍተይ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
@@ሰብክቡርእዩ ኣሰይይይ ዕልልልልል ኣምላክ ንመን ኢሊዎ ክብረተይ ♥♥♥ ሓፍተይ ማዓረይ
@Filipos610
@Filipos610 3 года назад
እግዚአብሔር አምለኽ ትምኒትኪ የስምረልኪን የስምረልናን።
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
ትምኒትኪ ይሃብኪ
@desalemehari6995
@desalemehari6995 2 года назад
ኣምላክ የስምረልኪ ምቅርቲ
@tsegayatse4570
@tsegayatse4570 3 года назад
ምርጫይ ኢኺ ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒ ጉድለተይ ክትመልእ ነዓኺ ሂቡኒ(ነዓኻ ሂቡኒ) ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ ብዕልልታን ከበሮ ንስምካ ኣመስጊነ ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ ካብ ዓጽ መይ ዓድሚ ስጋይ ዝገበራ ብዘይምርምር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዝዳለወለይ ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ ንስድራይ ገዲፈ መንገድካ ክኸዶ ብፍጹም ሓድነት ተጣሚርና ሎሚ ኣዳመይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም) (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም) እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓጎስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2) ንቤተ ክርስትያኑ ታያስ ከምዘፍቅራ መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኢ ሓደራ ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም ውህደትና ከምኡ'ዩ ዘይምሰል ብማንም ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን'የ ኣነ ተኣዛዚት እንዲ'ያ ቤተክርስትያን ንጎይታ ከምኡ ምኻን ኢዩ ንመርዓት ስልማታ (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሔር ብኸምዚ የኽብርኩም) (ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም) እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገበረልና'ውን ተሓገስና ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእክልና(2) ናይ'ዚ ምስጢር ዕቤት መን'ዩ ዝምርምሮ ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ ዘምሩ ብዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ Zemar melakti ysmalna amlak xega yebzhalkum
@ግእዝቲዮብ
@ግእዝቲዮብ 3 года назад
በአማርኛም ይፃፍልን 😁😘👏👏👏ትግረኛ ለማንችለዉ
@ንግሰቲአበበ
@ንግሰቲአበበ 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና
@ኣክሱማዊት
@ኣክሱማዊት 3 года назад
ናብዚ ክብሪ እትምነዩ ኣምላኽ ከምቸርነቱ የብቀዐና😍
@Filipos610
@Filipos610 3 года назад
Amen Amen Amen
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 2 года назад
Amen 🙏
@ብዙሕዝተሓድገኩሙሑር
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ዘማርያን ኣቦና /ሓፍትና ንመርዓውቲ ኪዳኖም ይባርኽ እታ ኣዳምየ ትብል፡መዝሙር ከኣ እንተ ትሰዱልና ክንደይ ሰናይ ኔሩ ንጽበ ኣለና
@hiskielhabte8248
@hiskielhabte8248 3 года назад
ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ዝመላለስ። ቀዳሲ ክመስል ዝቅደስ ዘይሰምሮ, ሰባኺ ክመስል ዝስበኽ ዘይገብሮ፡ ዘማሪ ክመስል ዝዝመር ዘይሃቦ፡ ብምሕረትካ እምበር ዩ ብግበረይሲ ዜሮ። ኣዳምየ ብንስሓ ዝሕደስ፡ ብምሕረት ኣምላኽ ዝመላለስ። ብጣዓሚ ጥዕምቲ መዝሙር እየ ቀልጢፋ ተትዝርጋሕ
@semharteklay540
@semharteklay540 3 года назад
@@hiskielhabte8248 myhyyt66779
@dontlovetheworld.8016
@dontlovetheworld.8016 3 года назад
ብጣዕሚ ምስጢራዊት መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ከምኡ ዉን ሓፍትና። ምርጫይ ኢኺ። ድልየታቱ ኩሉ ጎይታ ኣርእዩኒ። ጉድለተይ ክትመልኢ ነዓኺ ሂቡኒ። ሓጎሰይ ገንፊሉ ምኽኣሉ ስኢነ ። ብዕልልታን ከበሮን ንስምካ ኣመስጊነ። ካብ ኣቦይን ኣደይን ኣብሊጸ ዘፍቅራ ካብ ዓጽመይ ዓጽሚ ስጋይ ዝገበራ ንዘይምርመር ጸጋ ዝኾነት ኣካለይ ሄዋን 'ያ በሓቂ ኣምላኽ ዘዳለወለይ ኣካለይ ኣካልካ ኮይኑ ብተዋህዶ ንስድራይ ገዲፈ መንገድኻ ክኸዶ ብፍጹም ተዋህዶ ተጣሚርና ሎሚ ኣካለይ ጌሩካ ኤልሻዳይ ፈጻሚ ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም። ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም። እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና። ንቤተክርስትያኑ ታዖስ ከም ዘፍቀራ መርዓተይ ከፍቅር ኣሎኒ ሓደራ ኣካሉ ጌርዋ ክሳብ ዘለዓለም ዉህደትና ከምኡ'ዩ ዘይዉሰን ብማንም ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ የኣምን'የ ኣነ ተኣዛዚት እንድያ ቤተክርስትያን ንጎይታ ከምኡ ምዃን'ዩ ንመርዓት ስልማታ ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም እግዚኣብሄርብል ብኸምዚ የኽብርኩም። ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም። እግዚኣብሄር ዓቢ ግብሪ ገበረልና ንሕና'ዉን ተሓጎስና(2) ድንግል ምስ ወዳ ኣላ ኣብ ማእከልና። ናይ'ዚ ምስጢር ዕብየት መን'ዩ ዝምርምሮ ተዋህዶ ናይ መርዑት ኣምላኽ'ዩ ዘኽብሮ ዘምሩ በዓውታ ኣልዕሉ ከበሮ ነዚ ዘርኣየና ብዕልልታ ነስምሮ(2)
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
⛪👏⛪👏⛪
@temsgne7752
@temsgne7752 Год назад
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣስይይይይይይይይይ ተዋህዶ ምኻን ክንደይ ጥዕሙንይ ሰናይን እዩ ተመስገን ተመስገን ተመስን ኣምላከይ ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ናትኻ ባሮት ክንከዉን ሰናይ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏
@AaAa-zt5gy
@AaAa-zt5gy 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልል ኣ አምላክ ከምዝተመኖንዮ ሓስብ ልብናን አስመረለኒ ንኩሉተና
@ቤ-ተ-ል-ሄ-ም
@ቤ-ተ-ል-ሄ-ም 6 месяцев назад
Amen
@muluemehari6914
@muluemehari6914 3 года назад
Des zbl ኦርቶዶክስ ኮ መዓር እያ ለቱ ስብሃት ክርስቶስ ኣምላክ ኣባዊነ
@ስለኩሉነገርኣምላክይ-ኈ5ቸ
አሰይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ድሕሪ እቲ ዝመረረ ሰደት መርዓት ብካምዙይ ክኮነለይ ናይ ኩሉ ጊዜ ጾሎተይ እዩ።
@tfaab9756
@tfaab9756 3 года назад
ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩ ኣምላክ ንዓና ውን ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩ መድሃኔ ዓለም
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 2 года назад
🙏
@dejenghidey7561
@dejenghidey7561 3 года назад
ደስ ዝብል መዝሙር ። ግጥሚ 100% ዜማ 100 %ናይ ያሬድ ድምጺ 100%
@eritrana2865
@eritrana2865 3 года назад
ክርስቶስ ንቤቱ ርእሳ ከምዝኾነ ርእሰይ ከምዝኾንካ ይኣምን 'የ ኣነ፣ ዝማረ መላእኽቲ፡ ቅነ ያሬድ፡ ዝተቀበለ ዝማሬኽም ይቀበልልኩም ኣሜን
@Berhanekiflu3065
@Berhanekiflu3065 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ብርሃንኩም እንዳ በርሄ የንብሮ ብሐቂ እግዚኣብሔርን ሰብን ዝድሰተሉ ቅዱስ መዝሙር ነዚ ከተዳልዉ ዘነቃቅሔ ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን ምኽንያት ጣዕሚ ተዋህዶና ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዲሳን ድንግል ማርያም ውን ካብ ማዓሙቅ ልብና ምስጋና ይብጽሐያ ኣሜንንንንንንንንንንንን እወ ደስ ኢልና ደስ ይበልኩም ድንግል ምስ ወዳ ትምላእ ጉድለታትኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንጉስ ሰማይን ምድርን ኣምላኽና እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን-----------
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 4 месяца назад
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@AffectionateClipperButte-xf5jd
@AffectionateClipperButte-xf5jd 4 месяца назад
ዝማረ ቅዱን ኣቦታትና ዝተቀበለ ዝማሮኩም እግዚኣብሃር ይቀበለልኩም
@hanilove5389
@hanilove5389 3 года назад
ናይ ብሕቂ ዘቅንአ ምዝሙር አግዚአብሄር ኣብ ቃል ኪዳንኩም የጺንዓኩም
@biniamhabtu2085
@biniamhabtu2085 Год назад
ኣሰይ ዕልልል ዝምረ መላእኽቲ የስመዐልና ኣምላኽ ብዝሃበኩም ጽጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙርት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን ኣሜን🙏🙏
@SeareDebesay
@SeareDebesay 11 месяцев назад
ቀል ኣምላክ የሰመኣና ❤ ጵቡቃት የህዋተይ
@መብራህቶምገብረሂወት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝሓኩም ኣቦና/ ሓፍትና ፡ ንይሕዋትና ከኣ ኪዳኖም ይባርክ እግዚአብሔር ።
@musseteklit2860
@musseteklit2860 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ደስ ዘብል መርዓ ስርዓት ቤት ክርስቲያና ዘደንቅ እዩ።
@a.o8991
@a.o8991 3 года назад
Sreat betekrstyan zhalewe mezmur kemzi you bflay ab zema (Amlak zazezo hadar bSbketn mezmurun enehalekum )
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 3 года назад
ኣስይ፡ ክንደይ ደስ ይብል ዕልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ፡ የስመዐልና ኣሜንኣሜን ኣሜን
@ሓጉሽጋልትግራይ
@ሓጉሽጋልትግራይ 3 года назад
ኣሰይይይይ ደቂ እመብርሃነይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና
@yodittewelde7053
@yodittewelde7053 3 года назад
Aseyyyyyyy Ellllllllllllllll aaxtka zelemlm mezmur des elni msakum wala ane Egzabiher tsegau yebzahalkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም ናብዚ ክብሪ የብቀዐና🙏❤❤❤
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 3 года назад
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ይብዝሕ ኣባ ቀሺ und ሓፍትና
@biniammulubrhan8665
@biniammulubrhan8665 3 года назад
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቐሺ ተክለሃይማኖት& ሓፍትና ሰላም፡ ብጥበብ ዝተደነድቀ መዝሙር
@Th-si7zn
@Th-si7zn 3 года назад
ዕልልልልልልልው ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍቅራተይ አሜን አሜን አሜን
@ዓደይዓደዞምጀጋኑ
@ዓደይዓደዞምጀጋኑ 3 года назад
አሰይ ዝማሬ መልኣክት ይስማዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 года назад
Amen zmere melakti ysmelna amen amen
@እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ3ቸ
ዝሜሬ መላእክት የሰመእልና ክብር ሓውና ጸግኡ ይበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላከ አሜን አሜን አሜን አሜን 🌷🌷🌷🌷👏👏👏👏
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ።
@michaelaferom2186
@michaelaferom2186 3 года назад
ብሓቂ ዝማረ መላኢክት የስምዓልና ኣቦናን ሓብትናን ኣምለክ ዘበን ሂወትኩም ይባርክ እንተ ተካኢሉ እባ እቲ ግጥሚ ዘርኢ ጽሓፉልና እቕርታ ግን ብድፍረትይ እየ ኮሙ ዝበል ዝለኩ ኣሜን ።
@gdt6wt317
@gdt6wt317 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ
@weinihagos2269
@weinihagos2269 3 года назад
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ ጸጋን ዕድመን የብዝሓልኩም ክቡራት ዘመርቲ ኣባ ቐሽን ሓፍትናን።
@ኤሪሓዊጸጋ
@ኤሪሓዊጸጋ 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና ንመርዓውቲ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
አሜን አሜን አሜን ይኹነለይ እንተበልኹስ ሓጥያት ዶ ክኮነኒ ይኸውን ምክንያቱ ብሓጥያት ዝረሳሕኹ ሰብ ምኻነይ ስለ ዝፈልጥ እየ ክንደይ ግዜ አምላከይ ከምዘቀየምክዎ ነዚ ክብሪ ዝግበአኹም አምላክ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም
@JojiJo-fi9vq
@JojiJo-fi9vq 6 месяцев назад
ፍጹም ጥራይ ተነሳሕ
@ኣሜን-ደ4ጘ
@ኣሜን-ደ4ጘ 3 года назад
ኣሰይ ዕልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና፡፡ኣምላኽ ብዝሃበኩም ፀጋ ከምዚ ዓይነት መዝሙራት ክትውስኹ ፍቓዱ ይኹን፡፡ኣሜን፡፡
@HailomGoitom
@HailomGoitom Месяц назад
ደስ ዝብል ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኹም ❤❤❤
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 7 месяцев назад
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ።
@ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ
ኣሜን(3) እልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ኩቡራተይ😍😍😍🙏🙏🙏🙏
@YorsalemEyasu-r5p
@YorsalemEyasu-r5p Год назад
Ellllllllll egziabier amlak zemen agelgulotkum ybarkn yqedsn yehwateyyy🙏🙏🙏
@Th-si7zn
@Th-si7zn 2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ ዕልልልልልልል❤❤❤❤😂
@asgodomkonstantinos8325
@asgodomkonstantinos8325 3 года назад
Amen 🙏🙏🙏 Egzabher Amlakna hadarkum yebareken yekedesen🙏
@Grmawit-w1m
@Grmawit-w1m 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌿🌿🌿🌷🌷🌻🌻🌻
@ኣዛሄልኣዛሄል
@ኣዛሄልኣዛሄል 3 года назад
ዕልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር ሰሚዒካ ዘይትጽገብ አግዛቢሄር ኣምላክ ጸጉኡን ጥበቡን የብዛሃልኩም
@ሜሪየተዋህዶልጅትግራይ
ክንደይ ድስ ክብል እዩ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🌻🌻🌻 ኣምላክ ትምኒታትና ይሃበና 🌻🌻🌻
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ስድራ ክርስቶስ
@rainasamiytbareksamuelmesm2295
@rainasamiytbareksamuelmesm2295 2 года назад
ደስ ዘብል ኩቡር ዝኮነ ቃል ኪዳን ብመዝሙር ዝተሰነየ ኢድመን ጠኢናን የሃብኩም ኢዚ ህጂ ዘሎ ወለዶ ኣሰርኩም ዝሲኢቡ ይግብሮም
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 3 года назад
ኣሰይ ክንደይ ደስ ዝብል መዝሙር ልብካ ዘረስርስ ያረዳዊ መዝሙር
@berihusunshinechannel4393
@berihusunshinechannel4393 3 года назад
Amlak tsgu yebzhalkum abo Keshi btsami des zebl mezmur
@ድምጺሂወትቲቪ
@ድምጺሂወትቲቪ 3 года назад
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽጉኡ የብዝሓልኩ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 года назад
እልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ናይ ኣብራህም ሳራን ሓዳር ይግበረልኩም🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤
@ናይሎሚንጽባሕ
@ናይሎሚንጽባሕ 3 года назад
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጥዑም መዝሙር ቀጽልዎ።
@michaelberhe8602
@michaelberhe8602 3 года назад
Asey Zmarer melakti yesmalna Nay zemen hiwetkum ybark
@banarahwa5346
@banarahwa5346 3 года назад
ኣሰይ ዕልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና
@medhaniemehari7225
@medhaniemehari7225 3 года назад
ብሓቂ ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ክቡር ኣቦና♡ ምስጢሩ ዝሓለወ ግሩም ዝኾነ መዝሙር ።
@kusumeles1777
@kusumeles1777 3 года назад
aseyyy des zebel mezumurr xegu yebezhalekummm fetari
@godseidank6522
@godseidank6522 3 года назад
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum
@abelahferom9181
@abelahferom9181 3 года назад
እግዚኣብሔር ዘመንኩም ይባርክ ኣቦና ብጣዕሚ ጥዑም ዝኮነ ዝማሬ
@michaelw5572
@michaelw5572 3 года назад
semieka deytmno mezmur egziabhier xegu yebzhalkum
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 10 месяцев назад
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@merkebhadish6113
@merkebhadish6113 3 года назад
Des tbl mezmur zmare melaekt yesmealna kesis tekle and haftna. Nay agelglot zebenkum ybarek
@HamereNoh-Tube
@HamereNoh-Tube 8 месяцев назад
ብሓቂ ደስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዐልና
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ብሓቂ!!! አሰይይይይይ ደስስስስስ ምብልኩምለ 🌷🌷💐💐💐🌺🌺🕊🕊🕊🕊 ሰለማዊ አምላክና ምሳኹም ይኹን🕊🕊🕊
@ሓበኒእግዚኦአእይንተአእም
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣቦና ሓፍትና
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 года назад
Zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🤲 burukat mezamurana xega bereketu yebzhalkum fetari 🙏🙏🙏
@user-gq9rt6bu9
@user-gq9rt6bu9 Год назад
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 года назад
ጎይታ ይባርኹም ኪዳንኩም ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ።
@salama9687
@salama9687 3 года назад
እልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 10 месяцев назад
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ
@ተመስገንአምላከይ-ቈ2ዘ
እልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ስደትና አሕፂሩ ናብዚ ቅድስ ቅሩባን የብቀዐና 👏 አሜን፫
@amantesfay1241
@amantesfay1241 3 года назад
Amen Amen Amen Zmare meleakti yesmalna yhwat egzabiher xegeu yebzhalkum
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 3 года назад
ኣሜን አሜን አሜን
@negishdebesay7700
@negishdebesay7700 3 года назад
ደሰ ዘብል መዝሙር ጸጋኦ የብዝሕ
@bana11tv43
@bana11tv43 3 года назад
Fliyti mezmur amlak xegu ybzhalkum dmxi kulu 100%
@evenezerhabrom4055
@evenezerhabrom4055 3 года назад
Zamre melakt yesmalna nay malti texenbelti kalkidankum ybark egziabhier
@teametube8509
@teametube8509 3 года назад
ኣሜን፡ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር ኣቦና
@kidanemihret6091
@kidanemihret6091 3 года назад
amen zmare melakty yesmalna Egzabiher xgu yebzhalkum
@lalum2943
@lalum2943 3 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር፡ ኣምላክ ጸጋበረከቱ የብዝሓልኩም።
@ሰብክቡርእዩ
@ሰብክቡርእዩ 3 года назад
እልልልልልልልልልል ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክና
@fryatalem8920
@fryatalem8920 Год назад
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ኣሕዋትና
@kibrateklezghi6310
@kibrateklezghi6310 3 года назад
Elllll elllllll zemare melakte yesmealna ❤️✝️✝️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@ngstiguletigray8195
@ngstiguletigray8195 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል
@regatfusuhu7713
@regatfusuhu7713 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ደስ ዝብል መዝሙር ናይ እግዚአብሔር ፀጋኦ የብዘሐልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@naisinettsegai6364
@naisinettsegai6364 3 года назад
ጸጎኦ ይብዝሓልኩም ፈጣሪ የሕዋትይ።
@ስምኪጸዊዐመዓስሓፊረማርያ
Amen amen amen zmarie melaekt yesmealna abona egziabhier edmen tenan yhabkum
@Th-si7zn
@Th-si7zn Год назад
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ኣቦና
@ermiasteklu3811
@ermiasteklu3811 3 года назад
amen amen amen zmare melaekti yesmalna
@niyatyohannes5572
@niyatyohannes5572 2 года назад
Zimari melakiti yesmialna
@ተዋህዶእዩእምነተይ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ኣሜን ኣሜን
@fkadutsaidi9538
@fkadutsaidi9538 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስኣማልና እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም
@ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna sdra egziabiher
@ናዓይኣቦይመድሃኔኣለምዩ
Zemare milakti yesmalna fquratey
@abrhaleyweldetnsae6260
@abrhaleyweldetnsae6260 2 года назад
Zemare melakt yesmealna aboy qeshi xegue yebzeh
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Месяц назад
Zmare melakti yesmealna ❤
@Tiumqal
@Tiumqal 3 года назад
ዝማሬ መላእክት! 😍❤️
@branabooks
@branabooks 3 года назад
ጥዑም መዝሙር።
@ናትናሰላም
@ናትናሰላም 3 года назад
Naybehaki zmare melakti yesmealna abotatna gal dngl maryam mkaney des andabeleni
@furtunamehansho8559
@furtunamehansho8559 3 года назад
ኣሜን ዝመረ መልእክተ ይሰማዓልና
Далее