Тёмный

Mulugeta Maluda-YIHMENILO |ሙሉጌታ ማሉዳ-ይሕመኒ'ሎ New Tigrigna Official music 2023 

Mulugeta Maluda_ሙሉጌታ ማሉዳ
Подписаться 14 тыс.
Просмотров 56 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 772   
@kidan5256
@kidan5256 Год назад
ይሕመኒ ኣሎ እወ ብቆስሊ ህዝበይ 😢😢😢😢😢 ድምፂ ጀጋናና ይሰማዕ እትብሉ እስኪ ላይክ ርገፁ 👍👍
@philmonhaftayph
@philmonhaftayph Год назад
Comment ብድንግላ❤❤❤ 1)ግጥሚ 100% 2)ዜማ 100% 3)ድምፂ 100% 3)ቀረፃ 100% ማሉዳ ኩሉ ግዜ ብሉፅ፡ በርተዐልና። ኣድነቅቲ ማሉዳ Like ግጨውኒ!
@hananashour7386
@hananashour7386 Год назад
Ajena
@tdf214
@tdf214 Год назад
ተጋዳላይ ሙሉጌታ ማሉዳ ብሉፅ ስራሕ የሕመናሎወ ሕማምና ክፍፈስ ተሰጣጢምና ንስራሕ 🎉🎉🎉❤❤❤
@jhdccvbbvg9050
@jhdccvbbvg9050 Год назад
❤❤❤
@helulve1698
@helulve1698 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ ማሉዳየ ♥️✊ ከምዝከማይ ክፅበያ ዝፀነሐ እስከ 👍ርጊፁ ። ድምፂ ተጋደልቲ ይሰማዕ 😢❤️✊
@jhdccvbbvg9050
@jhdccvbbvg9050 Год назад
❤❤❤❤
@hadaskidanekidane5199
@hadaskidanekidane5199 Год назад
ህዝበይ ሕቶካ ክምለስ ሕማመይ ሹዑ እንድዩ ዝፍወስ ወለዶይ ሕቶካ ክምለስ ሕማመይ እወ ሹዑ እዩ ዝፍወስ ቡሉጽ ሙሉጌታ ማሉዳ ሓወይ ቀጽለሉ ናይ ስራሓኻ ዘመን ይባረክ ❤️🙏🏼
@gghj3321
@gghj3321 Год назад
ብምንታይ ቃላት ኾን ክገልፀካ ህዝብ ትግራይ✊♥️
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ይሕመኒ ኣሎ ናይ ህዝበይ ሰራዊተይን ቃንዛ💔😥ንቋዕ ብደሓን መፃኻ ተጋዳላይ ማሉዳ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ❤🎉💜🏖
@KokobStudio1
@KokobStudio1 Год назад
ህዝበየ ሕማምካ ሕማመይ ንስኻ ሓሚምካስ ዘይሕመኒ ከመይ ይበል ኢልና ኢና ማሉዳ❤💛
@ገኑዕባይገጠር
@ገኑዕባይገጠር Год назад
ማሉዳ 💛 ይሕመና ኣሎ እወ 😢
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Год назад
Maluda Mearey shikor jegna wedi Tigrai ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
"ይሕመኒ 'ሎ ህዝበየ ሕማምካ ሕማመይ ንስኻ ሓሚምካስ ዘይሕመኒ ከመይ ወሎዶይ ሕቶኻ እንትምለስ ሕማመይ ሽዑ እዩ ዝፍወስ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ማሉዳየይ ❤💛🔥
@DanaytGebretekle
@DanaytGebretekle Год назад
ማሉዳዋይ ብሉፅ ትግራዋይ ጅግና 🥰🥰🥰
@mebrhitgebretsadk5285
@mebrhitgebretsadk5285 Год назад
Welcam ሙሉጌታ ጀግና 😢😢 ፅቡቅ ጌሩ ናይ ህዝብካ ስቅያት ዝገልፅ ኢካ ደሪፍካ ኣጆና ኩልና ንጠንክር ❤❤❤
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Год назад
ህዝበይ ሕማምካ ሕማመይ ስላምካ ስለመይ ካብ ድሕሪ ኸዝስ ይኣክለና ሞትን ስቃይን ናፅነት እዩ ዘድልየና ተጋሩዋኒ ክይሽወድ 🥲🫶🙏 በተለይ ደማ ናይ ተጋድልቲ መስል ይትሓሎ
@Vcinlv23
@Vcinlv23 Год назад
Maluda jegna enkue selam metsaka hawey mearey ♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏👌👌👌
@ara8066
@ara8066 Год назад
ወዲ ረመይ👏♥️
@dc8625
@dc8625 Год назад
ሙሉዳ ሓወይ ኣጆካ ሃገር እንተ ዀይኑ ህዝቢ ትግራይ እዚ ዘሎ ካሓመጥመጥ ጥራይ ይተኣሎ ንቃሉስ ኣጆኹም ኩራዕና ቀጽሉሉ❤
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ Год назад
ማሉዳ ጅግና ወድ ህዝብ 🥺💔
@መንነተይእዩክብረተይ
ሙሉዳየ ጀግና ወድ ህዝቢ ገለ ዓይነት ሰራሕ ቀፅለሉ ቡሉፀይ❤💛👌
@abebachanal1036
@abebachanal1036 Год назад
እንካዕ ደሓን መፃእካ ❤ እወ የሕመና ኣሎ ስቃይ ህዝብና 😢😢 ሓደራ ሕድሪ ስውኣት ከይነዕበር ከምዚይ ገይርኩም ሰነጠበባውያን ህዝብኩም ድምፂ ኩኑ
@AsdAsd-je3bm
@AsdAsd-je3bm Год назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ተጋደላይ ሙሉጌታ ማሉዳ ሓውና ቀፅለሉ
@yonastsegay5309
@yonastsegay5309 Год назад
ማሉዳ ነብሲ እንካዓ ብሰላም መጻካ ሃውካ ኣድናቂካ ካን ኤርትራ
@blienhailu8104
@blienhailu8104 Год назад
ማሉዳ ሓወይ ኩሉ ግዜ ትኸብር እኻ ምስ ህዝቡ ዝወገነ ንዘላለም እዩ ዝኸብር❤
@amanuelgidey7893
@amanuelgidey7893 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ማሉዳ!!!! ናይ ህዝብኻን ሰራዊትን ድምፂ ኾይንኻ ቀፅል!!
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
Welcom ማሉዳ ጽቡቕ ስራ መፈጸምታ ቃልስኹም ሃገረ ትግራይ ክኸውን ኣለዎ❤
@ሶልያናጋልሑሞራ
ሙሌዋይ ❤️💛🙏
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Год назад
እንካዕ ብሰላም መጻእካ ጅግና ሓውና ብአካቱም ኩራዓት ኢና ብሓቂ ሙሉጌታየይ❤❤❤❤ ብሓቂ ቁስሊ ህዝበይ የሕመኒ አሎ 😢😢😢😭😭😭😭
@jhdccvbbvg9050
@jhdccvbbvg9050 Год назад
አንኳዕ ደሓን መፃካ መሉጌታ ሓወና ጅግና ህዝብ ኣምላክ ዕደመን ጥዕነን ይሃብኩ ማዓርይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@ሳሌም
@ሳሌም Год назад
welcome ወዲ ዓጋመና ጅግና ገለ ዓይነት music💯❤️💛ህዝበይ ❤️💛💪😍ዝገርም ስራሕ ወዲ ዓደይይ ይመቸካ ❤️💛💊ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ❤️💪ለባም ህዝበይይይ ❤️❤️❤️❤️💯
@milanegede6141
@milanegede6141 Год назад
ቀዳመይቲ❤ ሙሌ ቡሉፅ 👑✊
@ጊዜዳኛሁን
@ጊዜዳኛሁን Год назад
❤❤❤ አቅሚ አለካ ማሉዳየ💪💪💪 ኩርአት ትግራይ ቀፅለሉ, it's real message👌👌👌
@selamselam2549
@selamselam2549 Год назад
ማሉዶ ኣጆና ንኩሉ ግዜ ኣሎወ ትግራይ ባህግኪ ክሰምር ክትዓቢ ክትዕንብቢ ክሪኤኪ ብዓይነይ❤❤❤
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
ተጋደላይ መሉጌታ ጅግና የቀነይልና ❤💛
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 Год назад
ሱዉኣት ብጾቶይ ኣብ ሕልሚ ይሞጹኒ ኣብምንታይ በጺሑ ዕላማና ይብሉኒ ብሉጽ ኢኻ ብልቢ! ካብ ሓዉኻ ኤርትራዊ። (ሰላም ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ & ህዝቢ ትግራይ)።
@ሶሊጋልሑሞራ
@ሶሊጋልሑሞራ Год назад
ወሎዶይ 😢❤ይሕመኒ'ሎ
@muliemulie2278
@muliemulie2278 Год назад
እንካዕ ዳሓን መፃኻ ሙለረይ ❤️ ስሑል ጎሮሮ ይሕመኒ ሎ 🥰😘
@jhdccvbbvg9050
@jhdccvbbvg9050 Год назад
✊️🫶🥰🥰
@michealeredda8168
@michealeredda8168 Год назад
ጽቡቅ ስራሕ እዩ። ቐጽለሉ ማሉ። ከምቲ ውረዱ ሜዳ ኢልካ ከም ዘውፈርካዮ ክቡር መስዋእትን መጉዳእትን ዝኸፈለ ወለዶ ሐዚ ውን ንፍትሕን ርትዕን ክሰፍን ድምፂ ምዃንካ የሐብን እዩ። ብራቮ
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማሉዳ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤ ኣጀካ ቃንዛ ህዝብን ብፃቱን ዝተረድኡ 😢
@msskuan5429
@msskuan5429 Год назад
😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ትግራይዓሳዲኹለን
ሙለር ሓውና ብጣዕሚ የና ንፎትወካ ድምፂ ህዝብኻ ስለድኾንኻ❤❤❤❤
@yirgalemberhe6648
@yirgalemberhe6648 Год назад
እወ የሕመናሎ ሙሌ ሐወይ ብሕዝብና ሐሚምና የቅንየልና ክብር ተጋዳላይ ድምፂ ሕዝቡ💛❤🙏🙏🙏
@dyrt1727
@dyrt1727 Год назад
እንኻዕ ደሓን መፀካ ማሉዳ ጅግና💛❤ይሕመኒ ኣሎ ህዝበይ😢😢
@teamehagos7674
@teamehagos7674 Год назад
ብፃይ ሙሉጌታ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ስሚዒት ብዉሕሉል ድምፅካን ሰረመሐረካን ገሊፅካዮ ኣለካ...ቀፅል ጥራሕ ሃገረ ትግራይ ኩሉፖለቲካዊ ኣለዋ ጥንኩር መሪሕነት ጥራሕ እያ ሲኢና! እዙይ ክዓ ተቃሊሱ ከምፀኦ እዩ ዎሎዶይ...thank you the man of the match!
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጅጋና ወዲ ህዝቢ ሕማም ህዝቡ ዘሕምሞ😢
@AskalAgmawit
@AskalAgmawit Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ማሉዳዋ ዘድንቀካ ኣብ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ይምነየልካ 😍🥰
@selamabrhaa-iw3il
@selamabrhaa-iw3il Год назад
እንኳዕ ብሰለማ መፃእካ ሙሉዋይ ጀግና ኩሉ ዝርኣየ ቃንዛ ህዝብ ዝርዶኦ 😢 ቀፅለሉ ምዓረይ ❤️💛
@mirymeiryy6932
@mirymeiryy6932 Год назад
እንዃዕ በሰላም መፃእካ ሙሉጌታ ማሉዳ ጅግና ዉዲ ህዝብ ፅቡቅ ስራሕ ቀፀለል 💊ይሕመን ኣሎ ህዝበይ 😭💔
@ሸረኒ
@ሸረኒ Год назад
እህ እወ ይሕመና ኣሎ ፅባሕ ፅባሕ ሞት ቃንዛ ተጋደላይ ማሉዳ ፅቡቅ ስራሕ ❤️✊️ ደቂ ትግራይ💛❤️ ኣለና ዶ ናይ ምህላዉ ምልክት #Like እስኪ
@tsegagebre368
@tsegagebre368 Год назад
💯 ሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ ንቀድሚት💛❤️
@lili_gal_tigray9187
@lili_gal_tigray9187 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ተጋዳላይ 💛❤✊❤🙏
@MELEYAnbibaመለይዓንቢባ
ማሉዳ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ ክስማዕ ዘለዎ እዩ ኣጀካ ቀፅሎ ብሮየ ❤❤❤
@merahawit-galtigray
@merahawit-galtigray Год назад
ብሉፅ ስራሕ እዩ ጆግና ሓወይ🙏💘❤️ ቃንዛ ህዝብካ መስዋኣቲ ብፆትካ ዝርደኣካ ብሉፅ ሓወይ😢😢💔💔
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Год назад
ጅግና ዎሎዶና ሙሉጌታ ቡሉፅ ስራሕ ኩሉና ነሓምም አለና የሐመኒ አሎ ናፀነት ወይሞት
@samsonad6907
@samsonad6907 Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃካ ሙለር ናይ ብሓቂ ትርጉም ዘለዋ ደርፊ💔
@jyy7434
@jyy7434 Год назад
😢😢😢 ጀግና ማሉዳ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ❤💛❤💛❤😍😍😍😍😍
@masho4931
@masho4931 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሙልጌቲ ኣማሉዳ ሓቁ ኡዩ ጡዑም ኣብ ገኒ ህዝብኪ ሙኩን ድምፂ ዉፁዕ ህዝብካ ድምፂ ሙክን ኡዩ ሙልጌቲ ሓውና ናይ ልብና ኢኪ ገሉፅካልና ብጣዕሚ ደስ ባሃሉ ኣቱም ኣርቲ ዘለኡምለ ድምፂ ሁዙቡኩም ኩኑ በጃኩም ሰላም ዘረከበ ህዝቢ ሱሉ ኩም ዝረከበ ገሩኩም እትዙሙሩ።
@wedibeay8775
@wedibeay8775 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ሙሌ ጅግና ወዲ ህዝቢ♥️♥️♥️
@wxzlli
@wxzlli Год назад
ኽቡር ሓወይ ማሉዳ ጅግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ሰላም መፃኻ 💛❤💛❤ ጽቡቕ ስራህ እዩ በርትዕለይ 🙏🙏🙏ይሕመኒ / ሎ💔💔💔💔
@Haregte
@Haregte Год назад
ሚለነይ ሰላም ዲኪ ጠፊእኺ ብዳሕናኺ ድኺ እወ የሕመና ኣሎ 😢😢😢 ህዝበይ ረኻቢ መኸራ
@wxzlli
@wxzlli Год назад
@@Haregte ሃረግዬ መኣረይ ኸመይ ኣለኺ😘💛❤ ኣነ ጽቡቕ ኣለኹ ኣምላኽ ይመስገን እወ ጠፊኤ ምንም ኣይጠኣመኒን ኣደይ ሒሙዋ አዲ ኸይደ ኔረ ሕጂ ደሓን ኣላ 🙏🙏🙏
@haftomgebretsadik2773
@haftomgebretsadik2773 Год назад
ልገርምዩ ማሉዳ ሓወይ ቀፅለሉ ልህዝብኻ ደዉ በለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ወድኖ 🙏
@hiritgess5188
@hiritgess5188 Год назад
እንኳዕ ዳሓን መፀካ ማልዳየይ ፅሩይ ፍጥረት❤❤❤❤
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Год назад
ዝገርም ስራሕ ማሉዳይ ኣጆኻ ቐጽለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና።❤❤
@LîdŭHăbêhšawit
@LîdŭHăbêhšawit Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ማሉዳ ሓወይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💛❤✊
@rahelra865
@rahelra865 Год назад
እንካዕ ብስላም መፃእካ ጥዑም ድምፁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አነ ውን ይሕመኒ አሎ ዝክለይ ህዝብና ወዲኤሞ ምስዚኦም ክነብር እሕሕሕ 😢 ብቻ ተመስገን እንካዕ ስላም ኮነልና
@milihagos2115
@milihagos2115 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ማሉዳ ጅግና ወዲ ህዝቢ ክብርን ሞጎስን ነናይ ለሙን ትማልን ሰማእታትና 🤲😊
@merhwitkebede8520
@merhwitkebede8520 Год назад
ጅግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ❤❤
@hiwiTigrayy
@hiwiTigrayy Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኻ ተጋደላይ ማሉዳይ 💜 ከምቲ ብሃንቀውታ ዝተፀባክዋ ብላዕሊ ኮይና ረኪበያ!! 🔥ብሉፅ ናይ ብሉፃት ወዲ ህዝቢ🔥🔥
@tsegagebremeskel
@tsegagebremeskel Год назад
ሙለየ ብሉፀይ ለባም ወዲ ህዝቢ❤🙏
@newuaq1125
@newuaq1125 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ሙሉጌታ ማሉዳ ናይ ብሓቂ ወዲ ህዝቢ ሕማምና ዓው ኢልኻ ሰለልትናገርኻልና የቀንየልና እወ የሕመናሎ መላምል አሕዋትና ልነፃነት እዮም ሓሊፎም 🙏🙏🙏💛💛❤❤💪💪💪💊💊💊💊💋💋💋ሀገረ ትግራይ ልብል የዕወት👌👌
@miligaltigray
@miligaltigray Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ማሉዳ ሓወይ ጅግና 💚💊🥀💜💖🥰
@SaraSara-ru7jm
@SaraSara-ru7jm Год назад
እንኳዕ ብደሓን መፃእካ ጀግና ወዲ ህዝብ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@titi2854
@titi2854 Год назад
እንኮዕ ብስላም መፃእኻ ማሉዳ ጅግና 🙏🥰
@mulatnigus5070
@mulatnigus5070 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ታጋዳላይ ማሉዳ ወዲ ህዝቢ ከማኻ ዝበሉ ይብዝሑ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ❤❤
@wediShireTsaeda
@wediShireTsaeda Год назад
እንኳዕ ሰላም መፀካ ተጋዳላይ ሙልጌታ ጀግና ሓዉና በባኩም ኢና ንፂናዕናዕ
@abrhabrhane9246
@abrhabrhane9246 Год назад
ጅግና ቃንዛ ህዝቡን ብፆቱን ዝተረድኦ
@selambrhane8899
@selambrhane8899 Год назад
እንኳዓ ብሰላም መፅእካ ማሉዳይ❤❤❤ ጀግና ባዓል ሕልና ❤
@mebrahtuhailay2608
@mebrahtuhailay2608 Год назад
❤❤❤❤❤ ኣቱም ሰባት እናሓመምና ክንደይ ጌዜ።መዓዝ ኢና ንሕማምና ደፊርና ፈውሲ እንረክበሉ ኩሉ ሻዕ እናሓመምና ሓሚምና ኢልና ሱቅ ።ክንፍወስ ንስጠም ።ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
@tdfdemey5554
@tdfdemey5554 Год назад
ይሕመና ሎ እወታ ሸዳዉና ኣበይ ኣተዉ😥 ስዉኣት ብፆት ብሕልመይ መፁኒ ኣበይ በፅሐ ዕላማና ይብሉኒ😢😢 ብልቢ ቃላት የብለይን ብሉፅ ሰራሕ ማሉዳይ ጎይታ ህዝቡ❤❤❤
@lemlemfsahaye3215
@lemlemfsahaye3215 Год назад
ብሉፅ ስራሕ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሙለረይ ፈታዊ ህዝቡ 💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤
@jonjon4324
@jonjon4324 Год назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ ማሉዳ ወዲ ህዝቢ
@NegasiHagos-xy8nw
@NegasiHagos-xy8nw Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ሙልጌታ ማሉዳ ቃንዛ ህዝቡ ዝርድኦ
@ghgvh9785
@ghgvh9785 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ማሉዳ ጀግና ቃንዛ ህዝብኻ እንብብካ ብመስራሕካ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይውርደና ደቂ ሪመይ💛❤️💛❤️😥😥😥
@samitigray4537
@samitigray4537 Год назад
ወድኖ ማሉዳ well come browa♥
@alisalman7555
@alisalman7555 Год назад
መን ኣሎ 10 ግዜ ዝደጋገማ 👍 ግጨውኒ እናሰማዕና ሓውና ነታባበዐዮ
@ዓደይንኣደይን-ፈ1ጸ
ጅግና ድምፂ ህዝብካን ብፃይካን ስለዝኮንካ እግዚአብሔር የዕብኻ
@tgstbrhane
@tgstbrhane Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ ማሉዳየ ጅግና♥♥
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 Год назад
ዋው ማሉዳ ጅግና ተጋዳላይ ግድን እወ ክሕመካ እቲ ብልቢ ትፈትዎ ተጋዳላይን ህዝብኻ እንትሳቐ 100% ብልፅቲ ምስ ግዜን ኩነታትን ዝተመዓራረየት ጥበብ
@saira1191
@saira1191 Год назад
እንኻዕ በሰላም መፃኻ ማሉዋይ ጅግና።✊🏽🙏❤
@haftomkiros1765
@haftomkiros1765 Год назад
እንዃዕ ብሰላም መፃካ ማሉዳ ጅግና
@ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
ተጋዳላይ ማላድ ኣንቋዕ ብሰላም መጺአካ ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤
@helakeshtdftdf1678
@helakeshtdftdf1678 Год назад
ጅግና ከያኒ ኣብ ጎኑ ህዝቡ ዝፀነዐ ማሉዳየ ጅግናየ ቀፅልሉ ህዝብና ነድልዮ ኣለና ሀዚ ኩሎኹም ከየንቲ ተበራበሩ
@gebremeles-uf9ng
@gebremeles-uf9ng Год назад
❤❤❤❤❤❤ ቐፅሉሉ ማሉዳ ጅግና ድምፂ ህዝቢ ዝኾነ እዩ ስነ ጥበበኛ ዝብሃል
@natsi617
@natsi617 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ሙላተይ ድምጺ ውጹዕ ዕፅው ልሳን ህዝቢ 💔😍🙏
@adhanetgebregziabher9488
@adhanetgebregziabher9488 Год назад
ዓሕ እወ ናይ ልበይ ትገልጽ ደርፊ የቀንየልና ማሉዳ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ማርያምኣዶፍቅሪ
ማሉዳ ቡሉፀይ ❤ ጅግና ማለት ሕማም ህዝቡ ዘሕምሞ እዩ✊
@adhanetgebregziabher9488
@adhanetgebregziabher9488 Год назад
እንቃዕ ደሐን መጻኻ ማሉዳ ጅግና ድምጺ ህዝቡ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@DkkddDjdjd-d8t
@DkkddDjdjd-d8t Год назад
ተጋዳላይ ሙልጌታ ማሉዳ እንኳዕ ብሰላም መፀአካ
@ልበይምስትግራይዓደይ
ማሉዳ ጅግና 💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ዋሕስ ህዝብካ እንኳዕ ሰላም መፃእካ
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Год назад
Ewe yehemnilo Nayhezbey Mekerane sekaye betami Namsegene Maludwani Meareye😘😘😘 keep it up 💪we love you so soooo much 💕💕💕💕😘😘😘🙏
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ተ/ይ ማሉዳ ብሉፅ ስራሕ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ቀፅልሉ ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤🥰✊💊🙏
@masuii9267
@masuii9267 Год назад
ንኹልና የሕመና.ሎ እዩ ጎበዝ ኣጆኻ በርትዕ ማለዳይ ጀግና❤❤
Далее
ሜሮን ሳት ዝርርብ ምስ ዳሃላክ
46:49